ዴሞክራሲ ንምድላይ ወፍሪ ንመቐለ // ጠንቂ ኲናት ሓድሕድን ምጥፋእ'ታ ውድብን!!

  Рет қаралды 60,524

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ

BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ

Күн бұрын

#alenawaltahager #alenarecords #Diletmedia #Dawittv #sebnkunmedia #mikitv #solomedia #zenatigrigna #eritv #G.drar #eritreancomedy #eritreanmovie2022 #eritrea #seifufantahun #sebnkunmedia #mozaykbahli #sayet #ella
#Eritreamovie #Eritreanmusic #Eritreanmovie2023 #neweritreanmovie2023 #Eritreanorthodoxmezmur #
Join this channel to get access to perks:
/ @buferi
enjoy and subscribe now at BUFE TV
BUFE TV brings GENERAL KNOWLEDGE and entertainment contents .
* ቡፌ ቲቪ ሓፈሻዊ ፍልጠት ዘቕስሙን ታሪኽ ዝድህስሱን ዘዘናግዑን ኣገደስቲ መደባት ናባኹም ዘብጽሕ ቻነል'ዩ።ሳብስክራይብ ብምግባር ከተዕብዩዎ ብትሕትና ንሓትት።
© copyright: BUFE TV. Any unauthiorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin :
#newertireamusic
#ertireamusic
#ertitreamusic

Пікірлер: 85
@habtukidane3178
@habtukidane3178 Жыл бұрын
ሕጂ እንታይ ይግበር , ብሰንኪ ሃረፍረፍ ስልጣንን ድሑር ኣመራርሓን ግጉይ ኣፈታትሓ ግርጭታት መሪሕነት ጀብሃ , ህላውነት ጀብሃ ዓባይን ሰራዊት ሓርነትን , እቲ ኣብ ናጽነትን ሓርነትን ዝምስገን ታሪኻዊ ኣስተዋጽኦ ዝገበረ ኣሽሓት መስዋእትን ስንክልናን ዝበጀወት ውድብ ኣብ 20 ዓመታ , ብድፍኢት ሻዕብያ + ወያነ + ውሽጣዊ ጋሕመጥመጣን , ህዝባን ሜዳን ስሩዓታን ረጥሪጣ ንኮረኮነ ታህዳይ ንሱዳን ብቁጽ ንዕርበታ , ኣብ መንጎ ውድባት ጎነጽ'ውን ዝተሓወሶ ክርፍስ በራውርና በሊዕልና , ቃልሲ ክነውሕ ኮይኑ ክሳብ ሕጂውን ህነጸት ሃገር ብጽፈት ከይስጉም ሓሊኹ ሒዝና ዘሎ ድርብ ክሳራዩ ኣቐንዛዊዩ እንታይ ዘመክሕ ዘኹርዕ ኣልይዎ , ብዝዀነ : ሓንሳብ ህቦቡላ ንፋስ ዝኣተዋ ብዙሕ ሰዓብን ተደናጋጽን ዝነበራ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ , ኣብ ስደት'ውን ኣይነፈዐትን ተጋቢኣ ሽግራ ፈቲሓ ኣብ ወድዓዊ ቦትኣ ክትምለስ ሰኒፋ ኣይከኣለትን ጥራይ ደይኮነ , ከም ሕሱም ዝያዳ ቆምሲላ ተዳቒቓ , ጽቡቕ ነገሩ ጀብሃ ጻዕዳ ገድሊ ጀሚራቶ ቃልሲ ንናጽነት ኣፋሪቓቶ , መሰገደል የሕሊፋ መስዋእቲ ስንክልና የዕብያ , ንመግዛእቲ በዛ ካላሽን በዛ ህጁም ቀርሲማ ኣላሽ ኣቢላ ስዒራ ኤርትራዊ ናጽነት ርጉጽ ኮይኑ , ሻዕብያ ህዝባዊ ግንባር ኤርትራዊ ህዝባዊ ዕላማ ሓንሳብን ንሓዋሩን ብኽብሪ ሰሚራቶ :: ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ፍቕርን ንስዉኣት ኤርትራ !!!!
@abifire4594
@abifire4594 Жыл бұрын
ሎሚ ን ተጋደልቲ ጀብሃ ዓባይ ፡ እቲ ንቅሎ ንናጽነት ኤሪትራ ካብ ኮነ ፡ እቶም ተራ ወታሃደራት ጀብሃ ድሕሪ ናጽነት ሰለምንታይ ን ዓዶም ክንዲ ዝምለሱ ኣብ ስደት ክበልዩ ፈሪድኩሞም ኢልና ክንሓቶም ከለና ፡ ሕቶ ብ ሕቶ ኢዮም ዝምልሱዎ ። እታ ቀዳመይቲ ሕቶኦም ፡ ናጽነት እንተ ዝህልወካ ንምንታይ ኣብ ዓድኻ ዘይትነብር ዩብሉኻ ። ተራ ሕቶ ሓቲትካዮም ብ ቁኑዕ ልቢ ኣይምልሱልካን ኢዮም ። እሞ ካኣ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ዓዶም ተመሊሶም ከም ስቦም ዝነብሩ ዝነበሩ ኢዮም ። ህወት 80 ሽሕ መንእስይ ኣብ ስደት ኣብሊዮም ክንሶም ፡ ከይ ሓፈሩ ኢሲያስ ዪሸጠኩም ኣሎ ክብሉኒ ከለው ፡ ኢዚዮም ናይብሓቂ ን ህዝቢ ኤሪትራ ናጽነት ከምጹኡሉ ዲዮም ተቃሊሶም ወይስ ስብ ይኸዪድ ኣሎ ኢሎም ኢዮም ክይዶም ኢየ ዝብል ። ብዝኾነ ካብ ተጋደልቲ ጀብሃ ፍቃደኛታት ፈቲሽካ እንተ ተዛራርቦም ብዝያዳ ሰሓቢ ምኾነ ነሩ ዝብል ሪእቶ ኣለኒ ።
@mohamedali-bakhit1662
@mohamedali-bakhit1662 Жыл бұрын
The winner writing history 👍🇪🇷💕🇪🇷
@2468justinbieber
@2468justinbieber Жыл бұрын
ፍሽለት ወያነን ዓብደላን ይመሳሰል።
@solomonhabtetsion7711
@solomonhabtetsion7711 Жыл бұрын
ናይ G15 'ውን ልክዕ ከምዚ ጌርካ ክቃላዕ ኣለዎ
@hawetkalesiayeeritrewi3625
@hawetkalesiayeeritrewi3625 11 ай бұрын
G15 kabe kilom tarey ena namenom
@ssolomon594
@ssolomon594 Жыл бұрын
ቀዳመይቲ ግዳይ ናይ ፋሉል ኮይና ስጉምቲ እተወስደላ ፡ እንተዘይ ተጋግየ ፡ቦጦሎኒ 159 ፡ጅግና ስውእ ኪዳነ ዓንደመስቀል ፡ ዝነበራ እያ ። ኣነ ኣባል ቦጦሎኒ 371 ኣብ ምምሕዳር 10 ዝነበረት ፡ እየ ።❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@tequentes
@tequentes Жыл бұрын
Thanks for your service
@ssolomon594
@ssolomon594 Жыл бұрын
@@teklezgitesfatsion256 ብርግጽ ፡ ድሕሪ እቲ ዝጠቀስካዪ ሁመት ድማ ፡መንደፈራ ሓራ ንምውጻእ፡ 159 እንተዘይ ተጋግየ ፡ንቑጽሪ 9 ተንቀሳቒስኩም። መሪር ግዳ ኸኣ ጥዑም ግዜ ሓሊፉ ።🇪🇷❤
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Жыл бұрын
ስውእ ኪዳነ ከም ፈዳይን ኮይኑ ንኣስመራ ምስ ብጾቱ ኣናተቃለሱ ኣብ ቤትክርስቲያን እንዳ ማሪያም ብክብሪ ተስወአ።
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Жыл бұрын
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕😢😢😢😢😢
@akidane7802
@akidane7802 Жыл бұрын
ወይ ታሪኽ ደይንፈልጦ ታሪኽ ፈሊጥና ግንክኣ ረሳሕ ታሪኽ ሓወይ እዝግኣብሄር ይሃብካ ቀጽሎ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ዒላጻዕዳ80
@ዒላጻዕዳ80 Жыл бұрын
ቡፈ ሜድያ ብእተቕርቦ ኩሉ እቲ ጽቡቕን ግናይን ታሪኽ ኩሉ ጽን ኢሉ ክሰምዖ የማሕጽን ስለምንታይ እዚ ኩሉ ሰጊርና ኢና እቲ ንዓለም ዘገረሙ ቃልሲ የሕሊፍና ናጽነትና ዝተጓናጸፌናእሞ ክብረት ይሃብካ ንበረልና ወዲ ሪመይ ሐላል።🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@embaderho4807
@embaderho4807 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጅግና ስውእ ዓብደላ ኢድሪስ !
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km Жыл бұрын
Sahsah agame. Ni Jebha sle zetfea du jigna walas ni Shaebia kdimses ilu ms dergi sle zi serhe? Amlakh tuum ember Abdela Idris izi kedae si ab tihti iza dihirti Ethiopia kin quren iyu feriduna neru. Sala Shaebia hagerna natsa wetsia.
@lettetecle4258
@lettetecle4258 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@mewaelkahsay9459
@mewaelkahsay9459 8 ай бұрын
Kbrn msganan neza zelenaya selam kgebrulna demom zkeawo abatatna ❤
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
♥️💯♥️🇪🇷 Proud to be Eritrea 💯♥️💯♥️🇪🇷 thank you 💯🙏♥️🙏
@ElimSawi-uu9sk
@ElimSawi-uu9sk 4 ай бұрын
ኩሉ ጊዜ ተቕርቦ መሳጥን ፡ ሃናጽን እዩ፡ሕጅ'ውን እዝን-እትን ፡ ፈቲናን-ጸሊእናን ታሪኽና እዩ። ክብረት ይሃበልና !
@yohannesberhane3247
@yohannesberhane3247 9 ай бұрын
You're correct in saying that the young & new comers of ELF fighters, had no deep knowledge of the organization's leaders divisivenes & hunger for power at the time. I should know, I was one of them. All we knew we were there for & wanted was to fight to free our people & Country from colonialism. We were foot soldiers not politicians. Thanks for your unbiased & truthful explanation of part of our struggle's past history. "AWET N'HAFASH" 🇪🇷👊🇪🇷
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Жыл бұрын
thank you btame zagarem eu eze tarek sameayo ayfeltn weshtey zmaxene hetotat melse rakebalu nrabhom nhezbe Eritrea 🇪🇷 kem ensesa taxwetomlu kona elom sela zgaberwo kea yekreta hatetom edom ayarnabun xelmat mexea kaloten kea wexetom eyan Amlak aboy atfelna yaklo eze hezbay
@Erilove8102
@Erilove8102 2 ай бұрын
Weskena wesaskena tariknan shirhtat lehasti weyanen genaxlo bufe eri jigna
@samueltedros4222
@samueltedros4222 6 күн бұрын
Fetyeka kmewt hawey❤❤
@gerrywelderufael2481
@gerrywelderufael2481 11 ай бұрын
Thank you for the amazing preparation of fantastic story EPLF ❣️🇪🇷❣️💪👈🌍
@hailehagos3834
@hailehagos3834 Жыл бұрын
Keep it up! Thanks
@asternegassi7712
@asternegassi7712 24 күн бұрын
@Asmerana
@Asmerana Жыл бұрын
Thank you🙏
@Aswa2000
@Aswa2000 Жыл бұрын
ዓብደላ እድሪስ ድሑር ቀቢላዊ እዩ
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 Жыл бұрын
Kab Beal ESEYAS gene nezeiom mihashuna Hiji ke Enitay kona kunat hadhid ni geber alina teqawamay. Dgafayyy nibehahal alina
@embaderho4807
@embaderho4807 Жыл бұрын
ንስኻ እኻ ወገናዊ : ከም ጎይታኻ ወዲ በራድ ኣይኮነን : ጅግና ዓብደላ ኢድሪስ ስራዊት መሪሑ ኣብ ቅድሚ ግንባር ዝረጋረግ ዝነበረ ተባዕ መራሒ'ዩ ነይሩ ::
@Halamadrid676
@Halamadrid676 9 ай бұрын
​@@embaderho4807ኣየናይ ዘካየደቶ ኬናት ኣለዋ ዳኣ ጀብሃ ዓብደላ እድሪስ ይረጋረግ ኔሩ ወላ ገለ ትብል ዘለካ
@Meri.eritrea
@Meri.eritrea 6 ай бұрын
This channel deserves more views
@M.G-j5w
@M.G-j5w 6 ай бұрын
KIBUR HAWINA KULU TARIK ZIGHELETSKAYO SIWUR ZINEBERE BITAIMI KIFELIT KIILE.ZEHEGUS IYU KETSILO.THANK YOU
@Erilove8102
@Erilove8102 2 ай бұрын
Ezias kemza nay lomi zela berger n kebdu ya
@havertjam9175
@havertjam9175 3 ай бұрын
Thankes bro 👏👏👏
@yoditbayere9476
@yoditbayere9476 Жыл бұрын
Wawww what a history Thank you Yigerm yu xubuk sirah kexluwo zeynfelto aflitkana waww
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Жыл бұрын
❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉 Nifeletete Gebeh Sewaradiritemelisoma
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
Thank very much bro
@user-ws4fq7oz4m
@user-ws4fq7oz4m 9 ай бұрын
ከምዝን ወዲ ከመዝን ምስ ሰማዕና ኢና ንኤርትራ ልዕሊ ሻዕብያ ክሓሌላ ዝኽእል ዉድብ ከም ዘየለ ተገንዚብና
@erihagerawiemam6594
@erihagerawiemam6594 10 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 Жыл бұрын
እቲ ዝገርም ድሕሪ 42 ዓመት ብደይ ወያና ንኤርትራ ኣይንኣቱን ኢና ዝብሉ ዉልቃዊ ቅሒቲ ዘለዎም ናይ ስልጣ ስርፋን ዘለዎም ምፍጣሮም እዩ ኤፐ
@isakamanuel4133
@isakamanuel4133 10 ай бұрын
Kkkkkk zgerm yu
@mewaelkahsay9459
@mewaelkahsay9459 8 ай бұрын
Aser jebha kseabu iyom ab bayta zwerede ko aykealemon msh ab sgr bahri koyna emni mdrbay kkkk
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 9 ай бұрын
Sali sabey ab sudan btkersitn edmkel zgeze hiezb eritrea aselam kerestn ⛪📖🕊📖🕊🕌voeta hbune ielu neda mkel btkerstan serhulom hagena tarek sabe ieyu🇪🇷🕊🤝harebena salieh sabe
@teamewoldemichaeltweritrea5734
@teamewoldemichaeltweritrea5734 Жыл бұрын
Our president is number one
@esayasberhane5454
@esayasberhane5454 Жыл бұрын
Good job thei Hester 👍
@onelovelove7688
@onelovelove7688 7 ай бұрын
ሃይ ቡፈ ኤረ ድምጽኻ ኣዝዩ ጥዑም ከ ሙኻኑ መጠን፡ በጃኻ ልቢ ወለድ መጻሓፍቲ፡ ከም ብዓል ሶፍያ፡ ወዲ ሓደራ፡ ሉኻት ሳጥናኤል፡ ማህደረ ኑረነቢ እባ ኣቅርበልና? ከም ምርጫይ ዝከኣል ተኾይኑ ብ ወዲ ሓደራ እባ ጀምረልና፡ ካብ ናይ ወትሩ ተኸታታሊኻ ፡ ይቀንየለይ ❤🇪🇷
@yoelkm8178
@yoelkm8178 Жыл бұрын
እቲ ዘገርም ኩሎም ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም ይቃለሱ ምንባሮም`ዩ ምሽ ከምዚ ናይዞም ንሓመዱ ክክክ መቸስ ኩሎም ጀጋኑ ኢዮም ታሪኽ ገዲፎም ።
@mewaelkahsay9459
@mewaelkahsay9459 8 ай бұрын
Sgaka bel kalsi ab bayta iu sgr hager kea degen thasbo enber ab degen aleku enda belka emni do ydrbe
@SamiWideqshe
@SamiWideqshe Жыл бұрын
❤❤🎉🎉🎉🎉
@rahwagebreyesus1826
@rahwagebreyesus1826 Жыл бұрын
Brilliant
@miniasghid6386
@miniasghid6386 Жыл бұрын
♥️♥️🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌷🌷🌷🐪🐪🙏🙏🙏💕
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
ነቲ ዝነበረ ብተኽክል ኣቅሪበካዮ 23:59 24:03 👍👌
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 8 ай бұрын
Fliliy wudub hzbawi gnbarn & tegadlo harnet Eritrea znebere fliliyin bluxnetin eba akrbelna
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 Жыл бұрын
😊😊😊😊
@abosnit1322
@abosnit1322 10 ай бұрын
akararibaka tesbuk eyu thank you gina ezi Tarik Haki mukanu bikemey kinamino nikieil
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 Жыл бұрын
Bzaba Menkaa ke ktglso dika hamot inteleka hlna intelekan bzaba Mekaa wn gles ika????
@BUFERI
@BUFERI Жыл бұрын
ክገልጾ የ ኣጆኻ ኣብ መጽናዕቲ ለኹ
@rigatkifle342
@rigatkifle342 Жыл бұрын
🐕‍🦺🐕‍🦺🐕‍🦺
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 Жыл бұрын
beal abdela idris hatela tarik gedifom keydom.
@medhaniefitwiamare1796
@medhaniefitwiamare1796 7 ай бұрын
G15 ጀጋኑ እዮም : መጋድልቶም እዮም ጠሊሞም.......ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ይቅጻዓሉ ኣሎ ::
@simdela4785
@simdela4785 Жыл бұрын
ከም ወትሩ የቐንየልና!!! ንሲዒድ ተወኸል ኣብጽሑለይ እዚ ታሪክ ጀብሃ
@نقاشصادقميكائيل
@نقاشصادقميكائيل Жыл бұрын
ንበድር ሒዝካዮ ንአዋሻይት ሕዝካዮ ኪድ ይሐምም ስለዘለዘሎ ተባሂለ ሕዘዮ ንአወሻይት ከይደ ሐካይም ብስጪት እዩ ኢሎምኒ ምድሪ መስዩ አብ መጎራይብ ክሐድር ክሐድር መደብ ጌረ ከሎኩ ዐብደላ እድሪስ ስዐት 4 ናየ ምሸት መጺኡ መስ በድር ተሰማሚዑ ንዐይ ንቦታካ ተመለስ ኢሎምኒ አነ ከአ ንበድር አይገድፎን ኢለ ተከራኪረ ደብዳበ ሕቱም ደብዳበ ፊሉል ዝብል ጺሒፎም ንሞጎራብ ተመሊሰ ዑሞር ኢብራሂም ዝበሀል ድማ ብአማውር ሕጊ ጀብሀ ብረትካ አውሪድ ኢሉኒ አነ አብየ ድሕሪ ድሕሪ ሰሙን ምስ ብጾተይ አዘንግዖም አኪቢቦም ማርኮም አሲሮም ማሪኮም ተአሲርና ተቀጥቂጥና ብዙሕ ስቃይ እሕሊፍና እዚ ገንዘብ ገድሊ ዝወሰደ 7 ዐመት ዝተፈርደ በድር ብሽጣራ ዐብደላ እድሪስ ካብ አዋሻይ አውጺኡ ሕክምና ከምዝመጽእ ጌሩ ድሕሪ ቁሩብ ናጻ አውጺኡ ናይ አዋሻይት ሐላፊ ገሩ ስልጣን ሂብዎ ዐብደላ እድሪስ ባህርያት ወያነ ዝነበሮ እኩይ ሸይጣን እዩ ንህባዊ ግንባር ግን ሐጊዝዋ እዩ መክንያቱ ተጋዳላይ ጀብሀ ዐብደላ እድሪስ ተሳንዩ ከምዘይሰርሕ ጌሩዎ እዩ ስለዚ አታ ሐቀኞ ታሪክ ዐብደላ ትትንትን ዘሎካ ሐቀኞ ታሪክ እዩ እሞ ቀጽሎ ይብለካ ዐወት ንሐፊሽ
@Danimeley
@Danimeley Жыл бұрын
ብወገን ሻዕብያ ከ ቅሩብ ንልዝብ ኔይሩ ዶ ካብቶም መሪሕነት? ቴራ ወትሃደር ብኩሉ ቅሩብ ኔይሩ ኣብ መሪሕነት ብኩሉ ጸገም ኔይሩ አዩ በዚ ዝመጸ ኣብ ውሽጢ ሻዕብያ ተቀንጸሉ ውን ኣለዉ። ብዙሕ ሓቅታት ካብቶም ገዳይም ኣቦታት ህዝባዊ ግንባር ተወከስ!!!
@Sunlight-lm7bs
@Sunlight-lm7bs Жыл бұрын
Hmaq tarik eyu
@user-qz2xh1zm4b
@user-qz2xh1zm4b Жыл бұрын
እዞም ሎሚይ ብርገደ ሀሞዶ ባሀልት ነዚይ ሰውራ እዚይ አይነበረን ሸፈቱ ኢኦም ይብሉ አለው እዞም ናይ ቀደም አንድነት ኢኦም እዞም ርኩሳት ላኪን ህዝብይ የረትራ ሀቀብርገድ አብ ማዓሰከራተ አብ ተጠንቅቀን ኢኦም ዘለው ሕማቅ ታርክ ከይድገም
@solomo5847
@solomo5847 9 ай бұрын
ጽቡቅ ኣቅሪብካዮ ኣለኻ ታሪኽ ኣይሕሱን እዩ። ጀነራል ተድላ ባይሩ ኣቦ ሕሩይ ተድላ ውን ኣብ ኤርትራ ዘይኣምን ሕሱር ሰብ እዩ ነይሩ ፡ ብሕስረት ከኣ ሞይቱ ቀትሪ ምድሪ ሓደ ነዊሕ ቁመት ዘለዎ ኢትዮጵያዊ ብሽጉጥ ቐቲልዎ ይብሃል ፡ ካልእ ውን ኣሎ ተድላ ባይሩ ስርዓት ኢትዮ ዋጋ ምስ ከልኦ ጭንቀት ገይርሉ ነይሩ ይብሃል፡ ስለዚ ነብሱ ውን ባዕሉ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ብገዛእ ሽጉጡ ኣጥፊእዋ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ኣቡኡን ወዱ ሕሩይ ዕሱብን መዋእሎም ኣንጻር ኤርትራ ይሰርሑ ሙኻኖም እዩ ዝገርመኒ ፡ ሓደ እዋን ተድላ ባይሩ ስርዓት ኢትዮጵያ ዋጋ ምስ ከልኦ ፡ ንሙሉእ ፖሊስ ኤርትራ ካብ ተሰነይ ክሳብ ከበሳ ኩሉ ይእክቦም እሞ ፡ እዚ ስርዓት ከጥፍኣኒ ይደሊ ኣሎ ክብል ተዛሪቡ ይብሃል ፡ እዚ ማለት ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ገዲስዎ ዘይኮነስ ረብሕኡ ከይጎድሎ እዩ ። ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ እዩ ። ካልእ ኣብ 1952 ባንዴራ ፈደረሽን ኤርትራ ስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ሰንደቅ ተምበልብለሉ ዝነበረት ምስ ወረደት ፡ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ደቂ ኣስመራ ዕስራ ዘይበጽሕ ዕድምኦም ንሙሉ ህዝቢ ኣስመራ ኣኪቦም ሰልፊ ወጽዮም ነይሮም፡ ድሓር ተድላ ባይሩ ነቶም ቆልዑ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ጸዊዑ ንምታይ ሰልፊ ከም ዝኣከብዎም ሓቲትዎም እቶም ቆልዑ ውን ኣይሓመቁን ንሕና ባንደራ ሃገርና ክትወርድ ኣይንደልን ኢና ኢሎም መሊሶምሉ። ተድላ ባይሪ እንታይ ድዩ ኢሉዎም መስለኩም እሞ ኤርትራ ሃገር እንተኮይና ናይ ዓሰርተ ሽሕ ሰራዊት ዘይኣኽሉ ጀነራል ክኸውን ዲኹም ትደልዩኒ ዘለኹም ኢሉዎም ፡ ይገርም እዩ ። እቶም ቆልዑ ከኣ እዚ ሰብኣይ ሕማም ምርሕነት ኣለዎ ኢሎም ። ስለዚ ኣቦን ወዱን ብቀደሞም ንረብሓ እምበር ንሃገር ተቃሊሶም ኣይፈልጡን እዮም ።
@salembeyene6239
@salembeyene6239 Жыл бұрын
የቀኔልና ናይሸየጢ ሃገሮም ከዳዓት ዘፍለጥቃና ከዳዕ ከዳዕ እዩ ንጅግናግን ዘርኩቦ የለን ከድዓት ከደምቲ ልሐስቲ ብያቲ ተረፍመረፍ ኢለ ይገልጾም ዕድመን ጥዕናን ነዚ ደኪመ ዘይብል ኩቡር ፕረዝደቲ ጅግና አቶ እሰያስ አፎወርቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ክብርን ሞገስን ሰማታትና ዓወት ንሐፋሽ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aronogbay72
@aronogbay72 Жыл бұрын
Thank coward Abdella Idris was so narrow minded. I am glad the group of Isayas Afewerki and Alamin Mohammed Said group won over the Abdella Idris religious gang group. Long live EPLF.
@dahlakkiflemaryam5275
@dahlakkiflemaryam5275 2 ай бұрын
Nay dubale ba dgema
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 9 ай бұрын
ዓብደላ ድኣ ሞይቱ
@نقاشصادقميكائيل
@نقاشصادقميكائيل Жыл бұрын
እዚ ሐቂ እዚ ዝነበርኩሉ ስለዝኮነ ዐብደላ እድሪስ ሀገራዊ አይኮነን መክንያቱ ብወገን እዩ ዝሰርሕ ንዐይ ዝገበረኒ 1977 አብ መጎራይብ አብ ክፍሊ ቤት ማእሰርቲ ነይረ ዘመድ ዐብደላ ኢድርስ በድር ዝብሀል አብ ቤት ጽሕፈት ኢብራሂም ቶቲል ዝሰርሕ ዝነበረ ቶቲል ንበድር 25000 ሺሕ ሂቡ ንካርቱም ሊኢኩዎ ንፓለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ዘድሊ ገዚኡ ንክመጽእ በድር ግን በንጻሩ ጠፊኡኒ ኢሉ ተመሱ በድር ብገበን ተሐቲቱ አብ መጎራይብ አብ ጸጥታ አብ ቀይዲ አትዩ አነ ድማ ሐላው ቤት ማእሰርቲ መጎራይብ ነይረ በድር
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 8 ай бұрын
Nay behaki bihankewta kulu gize zxbeya medeb ya mo kexilo nay behaki nufue
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
Kemze u nay lome zelwo ka
@teamewoldemichaeltweritrea5734
@teamewoldemichaeltweritrea5734 Жыл бұрын
He's a liar
@mengsteababrha150
@mengsteababrha150 Жыл бұрын
እዚ ኸዛብ አብ ሱዳን ብዙሕ ሀለውለው እዩ ኢሉ አብኡ ነይረ እየ አብ ሱዳን አብ ጣይፍ ዝተባህለ ቦታ ተኢኹ 3 mማዐልይገብር ኔሩ ማምሕተርም።
@simontsegay2661
@simontsegay2661 Жыл бұрын
ጀብሃ ተዳኺማ ኔራ እንተኾይና ንምታይ ደኣ ካብ ወያነ ሓግዝ ተደልዩ? እዚ ደርፊኸ እንታይ ማለትዩ? ሻዕብያ ምስ ወያነ ኮይና ክትወግእ ሰውራና ሕርሕራይ ጌርና ከነምህራ ኢና። እዚ ንኽትሰምዖ ዘደንጹዩ ግን ገለ መልእኽቲ ኣለዎ።
@johnandebrhan9941
@johnandebrhan9941 Жыл бұрын
ከምዝተረዳእክዎ ናይዚኦም ኽትዛረበሎም ዝጸናሕካ ሕማቅ ኣካይዳ ንህዝቢ ኤርትራ ናብዚ በጺሕዎ ዘሎ ውድቀት ኢዩ ወሲድዎ ንኢሰያስ ከኣ ብዘይ ተወዳዳሪ ንክመርሕን ኣብ ስልጣን ንዕድመ ልክዑ ክገብር ኢዩ ጌርዎ ።ካብዚ ናይ ጀብሃን ሻዕቢያን ፍሹል ፖሎቲካዊ ከይዲ ኣውጺኡ ናብ ምዕሩይን ፍትሓውን ከይዲ ክወስደና ዝክእል ሓይሊ ክመጽእ ይትስፎ
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 Жыл бұрын
Hawey abey alo heji abdela idris
@samitesfay3576
@samitesfay3576 8 ай бұрын
Gah elu 😂
@samitesfay3576
@samitesfay3576 8 ай бұрын
ጋሕ ኢሉ እዚ ተሮሪስ 😂
@kalebezana6749
@kalebezana6749 7 ай бұрын
ቀቲልናዮ
@jossykennedy7406
@jossykennedy7406 Жыл бұрын
bzaeba nay kedem gegatat tumeric,cumen,butter,chew y'etika astemakirka kemza abu znebereka lbi weled gerka akribkayo ezi denkoro hzbi ab comment zgerm tarik, zeynfelto aflitkana ybluka alew ezom tenashwom zeleka eko ab bereka mnbarom trah eko ekul eyu haknet telyka kabzi hji zelo mengsti n eritrea zbedelan n hzbi eritrea zexneten fxum yelen bzaebu'u ktzareb aykealkan nay youtube lokmax sle zkonka zey m'ebln zeymeharn hzbi slezrekebka
@hadashad2092
@hadashad2092 11 ай бұрын
Hadad💚❤️💙💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🍁🌿🌺☘️🌼🌻🍀💐🍃🌹🌸🌴🌷☘️🍇🌼🌺🍁🌿👍👍🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 39 МЛН
Je peux le faire
00:13
Daniil le Russe
Рет қаралды 20 МЛН
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 5 МЛН
መሳጥን ትንቢታዊን ዘረባታት ወዲ ኤፍሬም (2016)
15:20
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 95 М.
ወፍሪ ኣዲስ ኣበባን ሽርሕታቱን// ንታሪኽ ይቀመጥ 1
54:12
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 39 МЛН