ሓሳበይ ብምግላፀይ ተኣሲረ ፡ ብ2ተ ምክንያት ተጋዲለ ፡ ታሪክ ውዕሎ ሾውዓተ ሑጉም ፡ ሓፍተይ በረካ ረኪበያ / Desta show

  Рет қаралды 17,600

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Күн бұрын

Пікірлер: 135
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 10 ай бұрын
*_እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፋካልናT❤D❤F❤ይ ተጋሩዋይ ከለ መልክዕኩም ከአዩ ፍሉያት ፍጥረት❤_*
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 10 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ የኔ ጅግና ❤❤ ንክብራት ወለድካ ካዓ እግዚእብሔር ኣምላክ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ዝሓወይ ኣዞካ ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ😢
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቅነይ። ተክሊተይ።❤🎉 የኔ ወንድም። ❤🎉
@ዓዲኣላትኒ
@ዓዲኣላትኒ 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ጅግና ኢኻ TDfይ ክንዲ ሽሕ😍✊
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
❤❤
@Takegallant
@Takegallant 10 ай бұрын
Thank you 🙏
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 10 ай бұрын
አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወና 🙏🙏🙏❤🧡❤🧡❤🧡❤🧡❤🧡❤🧡❤🧡❤🧡❤🧡❤🧡❤🧡
@alemefem5459
@alemefem5459 10 ай бұрын
wowwwa ይበል ኣገላልጻዕ ተጋዳላይ ተኽሊት ብርግጽ ተጋዳላይ ተኽሊት። ኣነ ዝገረመኒ ነገር ግን ካብዚ ዉጻዕ መዓት ወጺኻ ንቶም ኣብ በረኻታት ትግራይ ዝገደፍካዮም ብጾትካ ንኽትምስክር ዛንቶኦምን ጂግንነቶምን ንኽተዘንትዎሎም ብሂወት ብምትራፍካ ተመስገን ፈጣሪ ይብል ኣነ ኣብ ቦታ ብጻይ ተኽሊት ናይቲ ዉጽዕን ብዱሉን ሕዝቢ ጽኑዕ ዋርድያ ተጋዳላይ ትግራይ
@seli-saiiat.tigray
@seli-saiiat.tigray 10 ай бұрын
ጀግና እንኳዕ ብሂወት ተረፈካ ማዓረይ ❤💛💛✨👑
@Haregte
@Haregte 10 ай бұрын
እንቋዕ ቢሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ድምፂ ስለ ዝኮንካስ ይቅርታ ሕተት😢 ጓሂ በቃ ንከብዶም እዮም ዝነብሩ ሓለፍቲ😢 እግዚአብሔር ናይ ኢድኩም ይሃብኹም😥🙏
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 3 ай бұрын
ሓድጊ ፅንዓት ኢኻ ሓበነይ እንኳዕ ብወርቃዊ ቅያን ጅግንነት ግቡእኻ መፂምካ ተመለስካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 10 ай бұрын
Egziabher. Amlake. Uaye Aeeeee. Hsbae. Tigiray. Ahwatey ✝️😢👏😢👏😢😢😢🌿❤️🦁🤔
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፈካ ዝሓወይ ጀግና TDF 💛💛❤️❤️💛💛❤️❤️💛💛❤️❤️❤️
@Heufrfzgfdr
@Heufrfzgfdr 10 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ወዲ ሪመይ ጅግና ክብሪ ንዓኩሙ ተጋደልትና ትግራይ❤❤❤❤
@DegiYouTube
@DegiYouTube 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ጅግና ሓውና ተኽሊት🙏
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
መጨረሻ አብኪካኒ ተክሊተይ ዞኮዋይ ክንራከብ ቀሪብና ናበለ ገዲፍና 😭😭
@munaara4780
@munaara4780 10 ай бұрын
እንኳዕ ተራከብኩም ምስ ሓፍትካ❤❤ ጀጋኑ።
@haileseged1124
@haileseged1124 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናይ ይሀብካ ጅግና ኢካ
@titigaltigray
@titigaltigray 10 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ❤️
@samigereziher
@samigereziher 10 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ❤❤❤
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 10 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንዃዕ አትረፈካ ዝሓወይ❤
@letishkebede5965
@letishkebede5965 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ተጋሩዋኒ ተሓባበርኒ እዚ ወዲ ካብ ስደት ምስ ተመለስኩ ክምርዐዉ እየ እንድሕር ፈቅረኛ ዘይብሉ❤❤💛💛
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
ባዕለይ ከውህበኪ እየ 💐
@AliAbdilhadye
@AliAbdilhadye 10 ай бұрын
እቲ ኣብዚ ምሳኺ ዘሎ ከ 😂😂😂
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
@@AliAbdilhadye እንየዋ ድዪ 😁
@letishkebede5965
@letishkebede5965 10 ай бұрын
​@@Kndihafti027ናይ በሓቀይ እየ ተሓባበርኒ🤭🤭❤❤
@genetkwt6461
@genetkwt6461 10 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና❤❤❤❤❤❤
@tigraweti6377
@tigraweti6377 10 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና❤💛💜💊💊💗💗💗💗💗💗💞💞💞
@ኣርሴማ
@ኣርሴማ 10 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተርፍካ ጅግና ሓውና ❤️❤️
@zebibaosman9282
@zebibaosman9282 10 ай бұрын
"Tdf ቡሩሕ ገጾም ንሻአላህ እድመን ጥእናን ያሐብኩም
@AwetashAbay
@AwetashAbay 10 ай бұрын
ተኽልሽ ጅግና እካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ምዓረይ
@tirhaswelu
@tirhaswelu 10 ай бұрын
Wow, thank you for your service Jigen tdf❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥
@danielgebremichel2065
@danielgebremichel2065 10 ай бұрын
እዉነት I’m so proud of you dear brother እንኻዕ ብህይወት ተርፋካ እ/ር ናብዙይ ቅዱስ መዓልቲ ኣብፀሐካ
@Takegallant
@Takegallant 10 ай бұрын
Thankyou Dani hawey 🙏
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 10 ай бұрын
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ጅግና😘😘😘❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛🙏🙏🙏
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 10 ай бұрын
አጆካ ወድነይ እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ❤❤❤❤
@muluteklehaimanot6946
@muluteklehaimanot6946 10 ай бұрын
ብእተቕርቦም መደባት ይሕጎስ ቐፅለሉ እናበልኩ ። መደባት ኤዲት ይገበሩ እቶም ኣሕዋት ዝኾነ ይዛረቡ ንስኻ ቑረፆ ንኣብነት ክንዱዙይ ነርና ክንዱዙይ ተሪፍና እከለ ኣብ ክስታዩ ተወቒዑ ተሰዊኡ ኽበሃል ክበሃል የብሉን ። ስድራ ፅቡቕ ኣይስምዖን ምስውኡ ምዝራብ እኹል ዩ።
@DegiYouTube
@DegiYouTube 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግናና🙏❤💛
@jerusgeb4791
@jerusgeb4791 10 ай бұрын
ተጋዳላ ተክሊት ዓብዩ ሰብ ናይ ሓወይ ብጻይ ክብሪ ንዓካ🙏🏽❤️
@kirosa1286
@kirosa1286 10 ай бұрын
Thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidaneweldegebrial-fc8gu
@kidaneweldegebrial-fc8gu 10 ай бұрын
ተኽሊት ጅግና
@binyam1578
@binyam1578 10 ай бұрын
እዋይ ወደየ😭💔ጽንዓት ይሃብካ🕊💒☔️✌🏻🙏🏼
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 10 ай бұрын
ኣምላክ ሓሳብካ ይሰከዐልካ ጀግና ሓውና ተክሊት ንህዝቢ ዘለካ ሓልዮትን ፍቅርን ቁዱስ እዩ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 10 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. Behake. ✝️👏👏👏🌿❤️🦁🤔
@ጨወታ
@ጨወታ 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀካ❤
@berhanalami806
@berhanalami806 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ጅግና❤❤❤❤❤❤
@GoitomBruk
@GoitomBruk 10 ай бұрын
ብጣዓሚ ፅቡቅ እዩ ሓስብካ ግን ጠንካራ ክን
@ghch5195
@ghch5195 10 ай бұрын
Esey jgna naHna enkae bHiwet terefkalna ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 10 ай бұрын
ማዓረይ እንኳዕ ተረፍካልና
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤❤❤❤
@GPeace401
@GPeace401 10 ай бұрын
Take, respect 🫡 !
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 10 ай бұрын
እዝ ጀግና tdf ትሰውኡ እሉሞ ነይሮም ብምድያ እንኳዕ ተረፍኻ❤
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
ተመስገን እንዩ እዩ መዓረይ ❤🎉
@rogerjoned9924
@rogerjoned9924 10 ай бұрын
Ajoka ziweday jignna Alem
@FryatTesfay-ou9ot
@FryatTesfay-ou9ot 10 ай бұрын
Respect more Bro my hero #comrade. I proud of you!!
@senaytshfare9801
@senaytshfare9801 10 ай бұрын
❤እንኳዕ ተረፍኻ ተኽልሸይ🙏
@binigodefay9415
@binigodefay9415 10 ай бұрын
ጀግናየ❤❤❤❤
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 10 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዝረከቦ እኮ ፉጹም አብ ዓለም አይተራእየን !!!
@YK-rd3dx
@YK-rd3dx 10 ай бұрын
Well done good decision
@Melawitchanel
@Melawitchanel 10 ай бұрын
መጀመርታ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓውና ብምቅፃል ካብዝኹሉ ወፂኻዶ ሱር ነቀል ኢልካ ኸኣ ህዝብና ናዕቢ ክለዓሎ ምተገበአ ኔሩ ዝተኣሰርካሉ ድማ በቲ ጭርሖ ንሱ እዩ ጌጋ ቃል ስለዝተጠቀምካ ንህዝቢ ናብ ዝኸፍአ ጉድኣት ስለዘእቲዩ
@azmeragebremariam4659
@azmeragebremariam4659 10 ай бұрын
Gegna hawna enquae bselam wetsaeka nay kbur weladka le tsnat yhabka
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 10 ай бұрын
ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረብ ብእዋኑ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ጠላም ኢሳያስን ኸበርቴ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ !
@jhvvchhvc5286
@jhvvchhvc5286 10 ай бұрын
Ankan bhiwet terefka jigna hawey❤❤❤
@samirawetderbew9403
@samirawetderbew9403 10 ай бұрын
Korem adey tdf kibiri neakum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 10 ай бұрын
ንደቂ ራያ እና ምዕራብ ሓዊ እያ ትግራይ ኣያም በል ደቂ ራያ ክንደይ ዝተረሸኑ ዝተኣሰሩ ኣለዉ ስለ ትጋድሎም ሕቶ ስለ ዳቅረቡ
@Milkana-d2x
@Milkana-d2x 10 ай бұрын
Shabya
@BrhaneG.medihin-uq1yd
@BrhaneG.medihin-uq1yd 10 ай бұрын
ጀግና ንሓቅን ፍትሕን ጠጠው በል.tplf ጨቃን ኣረሜኔ ኢያ. ስውኣት እንታይ ኢትይውዋ ኢዩ እዞም ሊያቡ.
@Idamesfinkidane
@Idamesfinkidane 10 ай бұрын
God bless you my all ❤❤❤❤❤❤❤❤TDF
@TesfayNose
@TesfayNose 10 ай бұрын
TDF for life
@dhydfhdu-me6xg
@dhydfhdu-me6xg 10 ай бұрын
Enkae bhiwet terefka jgna hawey❤❤❤❤
@danieltesfay9237
@danieltesfay9237 10 ай бұрын
❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
@binyam1578
@binyam1578 10 ай бұрын
😢ቀስ ብቀስ ከም ናይ ሻዕብያ ሕጊ ኮይኑ??🕊😭💔🌘👣ዘሕዝን አጆኩም TDF ጀጋኑ🎉💯✌🏻😇
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 10 ай бұрын
The pain of East Africa is hell language amharic next swahili
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 10 ай бұрын
The language spoken in the hell is probably amharic ! Welahi
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 10 ай бұрын
ርኹስ ኣምሓርኛ ንዘመናት ህዝቢታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ስልጤ ትግርኛ ሽናሻ ቅማንት ሲዳማ....... ብርኹስ ኣምሓርኛ ክሳቀዩ ጌርኩሞም ንምንታይ ዘይትናስሑ ሰኺርኩም ጋላ ባርያ ኢልኩም ክትጻረፉ ቒቒቒ ጠላማት
@wolduteklu459
@wolduteklu459 10 ай бұрын
ኩሉ ስራሕኻ ፅቡቕ'ዩ ግና ናይ ድምፂ ሽግር ተዝስተኻከል መረዋሕ ናይ ኣዳራሽ ይመስል ይርብሽ'ዩ
@Tamagn12hun
@Tamagn12hun 10 ай бұрын
wowww
@MebrahtenGkidan
@MebrahtenGkidan 10 ай бұрын
Teklitey enquae arakebeka gidey haftey le enquae bhiwet terefki
@rogerjoned9924
@rogerjoned9924 10 ай бұрын
It sounds like shabia just like that you have to be or say sorry they just like shabia amblibabel I so so sorry to hear that ajoka ziweday.
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
አጆካ ወድነይ ❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 10 ай бұрын
ተጋሩ ትግራይ መዓስ ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተቋርጽዎ ! ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረቡ ኢሎም ብላዕ ጥረስጋ ትኽፈሉ ቲ ኤም ች ዛራ ድወ ደደቢት ቕኝት ቕኝት መድያ ቒቒቒ
@universityabraha8030
@universityabraha8030 10 ай бұрын
Amharic is not our language if you commented like this, otherwise don't watch our video?
@saramm8772
@saramm8772 10 ай бұрын
Enukae bhiwet terefka maarey😢❤❤❤
@RobelRobel-y8m
@RobelRobel-y8m 10 ай бұрын
ymechikum deki adey tgray tgtgtgtg tgray ❤❤❤❤❤
@hagosyirga7570
@hagosyirga7570 10 ай бұрын
Enquae terefka tekliteye
@shelashela8827
@shelashela8827 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 10 ай бұрын
❤️❤️👍
@mjou123khjt2
@mjou123khjt2 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤💊💊💊💊🙏
@albadralbadr945
@albadralbadr945 10 ай бұрын
❤❤❤❤🎉😢😢
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 9 ай бұрын
ሰብኣይ ብሮ 💛❤️
@Abebahaylu-b2r
@Abebahaylu-b2r 9 ай бұрын
💪💪💪💪
@RomanHagos-p7k
@RomanHagos-p7k 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@AaAam-s3l
@AaAam-s3l 10 ай бұрын
🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
ትደገይ እኮ የኔ ቀመም ቀዲማትካ እወ ዛጁግና 😁
@ShabaShaba-mw1vj
@ShabaShaba-mw1vj 3 ай бұрын
❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪💪💪💪
@TsegeTesfamariam
@TsegeTesfamariam 10 ай бұрын
❤❤❤😍😍😍😍
@maryaman2629
@maryaman2629 10 ай бұрын
❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛🥰🥰🥰💪💪💪
@Kndihafti027
@Kndihafti027 10 ай бұрын
መርዓ መዓልቲ ተክሊት። 😁
@titigaltigray
@titigaltigray 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ezbhamenn2050
@ezbhamenn2050 10 ай бұрын
❤❤❤❤️❤️💕💕💕💕💕
@mdmoon5304
@mdmoon5304 10 ай бұрын
❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💝💝💝💝💝💝💝
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 10 ай бұрын
ትግራይ መዓስ ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተቋርጽዎ ? ጌና ኣይትስክሑን ዲኹም ዘስካሕክሕ በቢግዚኡ ብጥሜት ቐጺዕኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ስለትዛረቡ ህዝቢታት ይፍንፍነኩም ኣረ በይዛኹም ኣምላኽ ኣይትኽሓድዎ ርኹስ ኣምሓርኛ ናይ ሳዲስት ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ዝመሃዝዎ ርኹስ ቋንቋ እዩ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 10 ай бұрын
ደድታ ሸው አሎኻ ዲኻ ናይ ድሓንዶ ይርእየካ የለኹን???
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 10 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@mdranaeden8036
@mdranaeden8036 10 ай бұрын
🙏♥️🥰😘
@RabiaMustefa-g8l
@RabiaMustefa-g8l 10 ай бұрын
💪💪💪💪💪❤️💛❤️💛❤️💟❤️💛❤️💛
@HHanan-p4d
@HHanan-p4d 10 ай бұрын
😘😘😘😘😘😘😘😘😍😍😍💪💪💪💪
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 10 ай бұрын
ትግራይ ንምንታይ ተጋሩ ኤርትራ መንነቶም ኽሒዶም ኤርትራዊ የ ክብሉ ቁሩብ ይርድኣኩም ዶ ? ርኹስ ኣምሓርኛ ስለትዛረቡን ትግርኛ ቋንቋ ኣዴኹም ኺሕድኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ሓዊስኩም ስለትዛረቡ ይፍንፍነኩም ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብኩም ተሕዝኑ መርገም ድዩ ጽሕፍቶ እንድዒ
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 22 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 80 МЛН
ዕንቁ (ክፍል 17)
36:44
Birabiro Tube ቢራቢሮ
Рет қаралды 88 М.
ኦሎሞፒያ //ትዝታችን በኢቢኤስ//
39:14
ebstv worldwide
Рет қаралды 86 М.
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 22 МЛН