መርሃዊት ኩሉ ትቅበል ዝተፈለየት ዋዕሮ ነይራ ፡ ንክቅበሎ ከቢዱኒ ክኣምን ኣይከኣልኩን ፡ ካብ ሱዳን ናብ ትግራይ 👉 ተጋ. ኣማኑኤል 0900376210

  Рет қаралды 8,223

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Күн бұрын

Пікірлер: 63
@HayleAmenay-dr4mi
@HayleAmenay-dr4mi 2 ай бұрын
ኣነ ሓንቲ ሓሳብ ከካፍለካ መርሃዊት ካብ ፅጉማት ሰድራ እያ ብዚሕ ከርተት ሪኣ እያ ዓብያ ንሱ ከይ ዓጀባ ሂወታ ክትከፍል ዝወፈረት ጅግና ጓል ዓደይ ማሃርተይ እያ ነይራ ሰለዚ ሰድርኣ ቃለመሕተት ተትገብረሎም ብኡ አቢሎም እውን ተተሓገዙ ኣነእውን ብዓቅመይ ክሕግዝ ከምኡ ውን ታሪክ ጓሎም ክፈልጡ ንከኣሉ በጃካ አቅርቦም ምንም ነገር የብሎምን ኣድራሻ ኣብ ምዕራብ ዝነበርዎ ቁሸት ማይ ሊሓም (ሸኽመንሸል)ጣብያ ማይ ወይኒ እዮም ነይሮም ሕጂ ዘሎውዎ እካ ኣይፈልጦምን ግን ሸራሮ ወይ ሸረ እዮም
@truwerkgegremedhin
@truwerkgegremedhin 2 ай бұрын
ተመሰገን እንዃዕ ተረፍኺ ጅግናይ👏🥰🥰
@freselamgualteklay8660
@freselamgualteklay8660 2 ай бұрын
ዋውውውው ኣሰይ ኣሰና ሰናይ መዓልቲ እዚ ደራፋይ ኩሉ ግዜ ካብ ኣእሙረይ ዘይ ጠፍእ እዩ ነይሩ ኣሎ ናበልኩ ይሓስቦ ይዝክሮ ነይረ ተመስገን ነዚ ዘረኣካኒ
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 2 ай бұрын
ተጋ አማኑኤል ደስ ዝብል ታርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወይ ይምነየልካ ።
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 2 ай бұрын
አጆኳ ጅግና ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ሓላፊ እዩ።
@tesfaykingo
@tesfaykingo 2 ай бұрын
ሜሪ ብፂተይ ፀሊሞይ እባ ረከበትኪ ብሰላም ዕረፊ
@YonasTejle
@YonasTejle Ай бұрын
ጀግና 💊💪💪💪💪
@munaara4780
@munaara4780 2 ай бұрын
ጀግና ❤❤
@fhgf6561
@fhgf6561 2 ай бұрын
ጅግናጡዑም ድምፂ በዛ ደርፊ እዚኣን ናይ ኢፍረም ኣማረን ሰብ ሞይቱ ክንድኡ ነቢዐ ኣይፈልጥን 😢😢😢❤❤❤
@freselamgualteklay8660
@freselamgualteklay8660 2 ай бұрын
ዋላ ኣነ ክትሰምዖ ከለካ በሓቂ የንበዕካ እዩ ኣነስ ናይ ኢፍረም ኣማረ ህዝበይ ዝብል ክሳብ ሕኪ መጸዊዒ ገይረያ ክድዉል ከላ ብክያት እዩ ዝቅድመኒ
@TsegayWeleAnenya
@TsegayWeleAnenya 2 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓውና
@مقدسحبشي
@مقدسحبشي 2 ай бұрын
ጅግና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 2 ай бұрын
ዋውውውውውው ታንኪው❤❤❤❤❤❤ ጅግና
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 2 ай бұрын
በሳል መስተውዐሊ ጅግናና ደስ ዝብል ኣጋላልፃ ውዕሎ ዛንታ ቅያኹም ዘመን ተሻጋሪ እዩ ቅሰነ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MehammedTrungi
@MehammedTrungi 2 ай бұрын
ናይተን ዋዕሮታት ስምዒት ይረአየኒ ዛደርፊጅግና ክሰምዕ ከለዅ
@MeronM-ut8bk
@MeronM-ut8bk 2 ай бұрын
ኣማን ሓወይ ወዲስሑለይ ወድዓዲ መሕመዳይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ🙏🙏💓💓💓
@elenikahsay8212
@elenikahsay8212 2 ай бұрын
ጀግና እንካዕ ተመሊሰና ረአናካ❤❤❤❤❤
@AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
@AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz 2 ай бұрын
Inkai bhiwet terefka 🥰🥰👏👏
@LijalemTarekeWeldeabezgi
@LijalemTarekeWeldeabezgi 2 ай бұрын
Ember Desta! Thank you for sharing this. I was always thinking of this hero
@universityabraha8030
@universityabraha8030 2 ай бұрын
Me too!
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ай бұрын
Welcome
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ай бұрын
Welcome ❤
@fisehafiseha8803
@fisehafiseha8803 2 ай бұрын
Merhawitey gual haftey maerey ms nafkotey gedifkni
@ZabibaHassan-h2u
@ZabibaHassan-h2u 2 ай бұрын
አጀኮ ዛሐዉይ ❤❤❤❤❤
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 2 ай бұрын
ጅግና ሓዉና እዛ ቆልዓሰ ካብ ዓይነይ ዘይትፈለየኒ ❤❤❤❤
@DawitTeklay-k9j
@DawitTeklay-k9j 2 ай бұрын
Ane ewn kulshae abhlinay
@HhsVvv-j4u
@HhsVvv-j4u 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 2 ай бұрын
Enka terfika my brother god bless you big respect tdfy❤😍😍💔💔💔🥲🥲🙏🙏🙏🙏🙏
@tirhasaraya3441
@tirhasaraya3441 2 ай бұрын
❤❤❤🙏🏻🙏🏻
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 ай бұрын
Jeganu❤❤
@marrygabrah3930
@marrygabrah3930 2 ай бұрын
❤️♥️♥️♥️♥️♥️
@tsegaygkirstosnegash3836
@tsegaygkirstosnegash3836 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@markaniyamarkaniya
@markaniyamarkaniya 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gengeb5610
@gengeb5610 Ай бұрын
😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awethaile6231
@awethaile6231 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 2 ай бұрын
Tdfy King ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 2 ай бұрын
ሰላም ደስታሸዉ ከምዚ ዓይነት ተጓኒፎአብ ቃልስ ዝተለመደ እዩ ዓፋር ትግሬ ወይም ዓሳውሪታ ሶማሌ ቅሞሞ አይረሱዑ ልቦም አይርከቢን ሓብሮም በልዖም እዮም ዝቀትሉካ እሞ ልበካ ዘይምሃብ እዩ።
@rdffgg500
@rdffgg500 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 2 ай бұрын
👍👍👍✅✅🇨🇦
@FhFy-t7w
@FhFy-t7w 2 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💝💝💝
@Kbsku
@Kbsku 2 ай бұрын
❤❤❤❤🥰🥰🥰🎉🎉🎉
@hebrathadushe9318
@hebrathadushe9318 2 ай бұрын
❤❤😍😘😘😘😘
@GebregiorgisKidaneGebru
@GebregiorgisKidaneGebru 2 ай бұрын
ታዕሊም ድዩ ዝበሃል/ማሰልጠኛ
@فتوه-ز5ض
@فتوه-ز5ض 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢😢
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 2 ай бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
@SelamawitAbebe-ee5dl
@SelamawitAbebe-ee5dl 2 ай бұрын
Eway ezajena waero ezakala kahlinaka zeytefe .
@taddyshire8339
@taddyshire8339 2 ай бұрын
Please check your speaker 😢
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 2 ай бұрын
Esyasn weyane ts le yeblomun mstr a lewom
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 2 ай бұрын
Tsela e tgrayn aretran eseyas eyu aby a ykonen aby bambino Ryu e d yas ktef e alewo selam y t krb ebuf kelbi eyu
@almaz.8056
@almaz.8056 2 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️
@HayleAmenay-dr4mi
@HayleAmenay-dr4mi 2 ай бұрын
ኣነ ሓንቲ ሓሳብ ከካፍለካ መርሃዊት ካብ ፅጉማት ሰድራ እያ ብዚሕ ከርተት ሪኣ እያ ዓብያ ንሱ ከይ ዓጀባ ሂወታ ክትከፍል ዝወፈረት ጅግና ጓል ዓደይ ማሃርተይ እያ ነይራ ሰለዚ ሰድርኣ ቃለመሕተት ተትገብረሎም ብኡ አቢሎም እውን ተተሓገዙ ኣነእውን ብዓቅመይ ክሕግዝ ከምኡ ውን ታሪክ ጓሎም ክፈልጡ ንከኣሉ በጃካ አቅርቦም ምንም ነገር የብሎምን ኣድራሻ ኣብ ምዕራብ ዝነበርዎ ቁሸት ማይ ሊሓም (ሸኽመንሸል)ጣብያ ማይ ወይኒ እዮም ነይሮም ሕጂ ዘሎውዎ እካ ኣይፈልጦምን ግን ሸራሮ ወይ ሸረ እዮም
@HayleAmenay-dr4mi
@HayleAmenay-dr4mi 2 ай бұрын
መርሃዊት ቀ/ሺ ገረንሰኣ ትበሃል 50:49
@Nigsti-o5n
@Nigsti-o5n 2 ай бұрын
❤❤❤
@omkhaled6864
@omkhaled6864 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@መቅደስ-ኀ1ፐ
@መቅደስ-ኀ1ፐ 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@tsiyonawiAxumawi
@tsiyonawiAxumawi 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeweldeTeklay-p7x
@TeweldeTeklay-p7x 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@markaniyamarkaniya
@markaniyamarkaniya 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@fryat.mewcha
@fryat.mewcha 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 2 ай бұрын
❤❤❤
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 85 МЛН
Он улетел, но обещал вернуться...
00:30
ПРЕМИЯ ДАРВИНА
Рет қаралды 4,8 МЛН
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 27 МЛН
Tom TDF  - ተጋዳላይ ጠዓመ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:10
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 26 М.
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 27 М.
" ሓንቲ ኢዱ ንህዝቢ - ሓንቲ ኢዱ ንምፅወታ!"
41:49
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 85 МЛН