Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Bdeaa) by Dawit Eyob ብድዐ ብ ዳዊት እዮብ

  Рет қаралды 400,623

Waka TM

Waka TM

Күн бұрын

Selam this is Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Bdeaa) by Dawit Eyob ብድዐ ብ ዳዊት እዮብ with semhar mesfn, Aron Shawul, Henok Shishay, Tekle Mehari enjoy it. and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy#EritreanFilm
.
.
.
..
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#dawiteyob #eritreanfilm#eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

Пікірлер: 375
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 ай бұрын
Selam...deki erey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@tsseb3236
@tsseb3236 4 ай бұрын
Well done, It's really nice . I have watched it many times. Keep it up guys Good job.
@AbrahimAhmed-on5hq
@AbrahimAhmed-on5hq 3 ай бұрын
0:38 😊
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 5 ай бұрын
The most luxurious house in Eritrea 😝 but still funny
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 5 ай бұрын
Welcome Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KidanGebremedhin
@KidanGebremedhin 5 ай бұрын
That's so funny I am watch this for hours😂
@sabela7451
@sabela7451 4 ай бұрын
Good Job my dearest. Deqi rimey.
@henok2826
@henok2826 5 ай бұрын
ማግኔትን ባኮን ዮም መቐረት ኮሜድኻ ብዘይ ብኦም ሃጠው ቀጠው ዩ ምዛ ሓሳብ ትሰማምዑ like
@Asmara-h1o
@Asmara-h1o 5 ай бұрын
ባኮ ዝኮነ ቆቢዕ ሸፉንዎ ነቲ ርእስኻ ሓንጎልካን እምበር ንዝኮነ ሰብ ክንዲ ዝሓመቀ ይስራሕ ሞራል እንተ ሂብካዮ እዩ ዝብርትዕ ሄኖክ ዶንጎላ ኣበይ ክርዱኣኩም ነዓኹም ግን..😂🤦‍♂️
@henok2826
@henok2826 5 ай бұрын
Asmera h እዚ ንዓኻ ኮሜዲ ዩ ግን ኮሙ ዩ ፋራ ብናቱ ጥራጥ ኪርኪር ኢሉ ይስሕ ክክክክክክ
@PaemllaPamu
@PaemllaPamu 5 ай бұрын
​@@Asmara-h1oን ዳዊት ድኣ ክንደይ ግዜ ሞራል ሂብናዮ ግን ለውጢ የብሉን ዝዓርከይ።
@PaemllaPamu
@PaemllaPamu 5 ай бұрын
​@@Asmara-h1oን ዳዊት ድኣ ክንደይ ግዜ ሞራል ሂብናዮ ግን ለውጢ የብሉን ዝዓርከይ።
@RobelBerhe-q8x
@RobelBerhe-q8x 5 ай бұрын
Sunuf eka gen nska betki eti reska makor du
@hawitedi9810
@hawitedi9810 Ай бұрын
ብብዙሕ መለክዓቱ ደሓን ዘብልዩ እዚ ምርኢት/comedy፡የግዳስ መተካእታ ዘድልዬም ከም 'ሸቖቕ ኢለ ክሓልፍየ፣ተፈዊሱዶ ተፈዊሳዶ፡ዝብሉ ዘረባታት ንመጻኢ ሕሰቡሉ። ኣብርእሲኡ 'ሰብኣይ ጓል ዝተዋህቦ ክፋል ምፍርራህ ነቦ ጓል ብፍኹስ ዝበለ መልክዕ ብዘይ ካራ ወዲ ካራ ክኸውን ምተመረጸ'።
@YohannesSium-n9j
@YohannesSium-n9j 3 ай бұрын
ጽዓዳ እግርና ትሓከና😅😅😅😅😅😅😅😅 ብደዐ❤❤❤
@yosiefhabte1261
@yosiefhabte1261 5 ай бұрын
Kino mishaq Entay nmhr alena n metsae yikun nhluw ninuus weledo tsibuk koynu ayrekebkuwan. Thank you.
@TesfuGerye-cn5dp
@TesfuGerye-cn5dp 5 ай бұрын
Eritrawnet kubur mennet ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@akeberetberhe2021
@akeberetberhe2021 5 ай бұрын
😂😂😂😂
@abiel-hbtzgi
@abiel-hbtzgi 5 ай бұрын
dawit weyal nay hmamey😂😂❤❤❤
@henoktamrattegen5412
@henoktamrattegen5412 3 күн бұрын
በርሀ አምበሳ ናይ አምላክ ሓቂ አሜን
@wedimanchesterawi363
@wedimanchesterawi363 5 ай бұрын
❤❤❤ abzias haki alo dkneti wela ab sdiet miwxa abni alo 😂😂😂
@bestoff6144
@bestoff6144 5 ай бұрын
በርሀ ናይ ሕማም ማይ ሓጺብካ ሃቦም
@SabinSami-y9g
@SabinSami-y9g 2 ай бұрын
Good movie 😂❤❤❤❤
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 5 ай бұрын
Love it ዳዊት ሐወይ 💝💝💝💝✌🏽✌🏽✌🏽🙏🏽🙏🏽
@zakhakim7257
@zakhakim7257 5 ай бұрын
Btami newiha.. this is a 20 min comedy.. No can watch a 1 hour comedy with patience.
@Fili-jm1dl
@Fili-jm1dl 5 ай бұрын
ahhhh ay berh 🇪🇷🇪🇷🦋👍
@FaniWedikehsi
@FaniWedikehsi 5 ай бұрын
Welcome wedi eyob 😅😅😅😂
@yordanosgoitom7553
@yordanosgoitom7553 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂 So funny!
@YosefTeke
@YosefTeke 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@minyaweldegaber8905
@minyaweldegaber8905 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@HenokArayaSebhatu
@HenokArayaSebhatu 5 ай бұрын
Wellcom ,ዳዊት መሕረር ያ ሆ 😂😅😂 ድኽነት ሲ ኔበላ 😅 ጋል ግን ኣይመረጽካን
@mnbarfetenaeyu7879
@mnbarfetenaeyu7879 5 ай бұрын
Bxaemi des debel dawit eyob gn Magnet aytdengiyuna
@Amber1919
@Amber1919 5 ай бұрын
ዳዊት እዮብ ስራሕ ወዲእካ ማለት እዩ ተወዲእካ ካብ መድረኽ ውረድ ሕማቅ አብነት ዝኾነ ስራሕ አየድልየናን እዩ ። እንታይ እዩ መልእክቱ ሰብ ጨዊኻ ምፍርራሕ አብ ሃገርና ተራእዩ አይፈልጥን እዩ እሞ ካብ ሕጂ ንክጅመር ድዩ ጎስጓስ ትገብሩ ዘለኹም ። ብጣእሚ እዩ ዝሕዝን አብ ጎረቤት ሃገር ንርእዮ ንምንታይ አብ ሃገርና አይአተወን ድዩ እላምኡ ።
@NobelAman-xj5se
@NobelAman-xj5se 5 ай бұрын
mninu
@YosiefNeguse
@YosiefNeguse 5 ай бұрын
Comedy aytfelten dika 😂
@Amber1919
@Amber1919 5 ай бұрын
@@YosiefNeguse እወ አይፈልጥን እየ በቲ ኮሜዲ አቢልካ ሰብ ንዝአበየካ ነገር በሃሊ ጨዊኻ ብካራ አፈራሪሕካ ድላይካ ክትገብር ከምትክእል አብ ሃገርና ዘይተለምደ ነገር አብ ጎረባብቲ ሃገራት ንርእዮ ነገር አብ ሃገርና ክአትው አለዎ ዝብል መልእክቲ ከምዘሔለፈ ጥራሕ እየ ዝፈልጥ ።
@YosiefNeguse
@YosiefNeguse 5 ай бұрын
@@Amber1919 emo resi yeblkan komu tekoinka da comedy ko imagination eyu ab comedy Alo elom hamom keychewyu ferihka kkkk naaba
@time-is-gold
@time-is-gold 5 ай бұрын
ኣብዛ ናይ ድኽነት ጽቡቅ ኣለኻ ዳዊተይ ምልቃቅ ኣብያትና'ላ😂😂
@i-hd1fy
@i-hd1fy 5 ай бұрын
ኤርትራ ዘየለ ናይ ክራይም ነገራት ኣይትስርሑ ምስ ሕብረተሰብና ዘይምጥን ስራሕ እዩ እዚ።
@ኤሪLove192
@ኤሪLove192 5 ай бұрын
እንታይ ኣፍሊጥካ ንሶም እንድዮም ዝነብርዎ ዘለው ንሕና ክዳና ከይቀየርና ንዕኦም እንዲና ተሰዲድና ሓውል ምዞም እምኒ ዝበልዑ ከይትከውን 😂😂😂
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 5 ай бұрын
ብካራ አፈራሪህካ መውስቦ....ሕማቅ አብነት.....ሕማቅ.....መልእኩቲ.
@GazeiKudus
@GazeiKudus 5 ай бұрын
ደቂ አረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂
@filmonmusic1995
@filmonmusic1995 4 ай бұрын
😆❤
@Daniel-zh6ok
@Daniel-zh6ok 5 ай бұрын
😂❤❤😂😂❤❤😂😂
@YohanesAsmerom
@YohanesAsmerom 5 ай бұрын
Srah suzinino znafeqkum 👍 dawit gn tlagex zeleka u koynu zsmani
@Shammengs-b8o
@Shammengs-b8o 5 ай бұрын
ዳዊት ብዘይ ማግንየትን & ባኮን ኮሜድኻ መቀረት ኡጎድሎ ኣሎ ንባኮን ማግኔትን ኣምጻዮም
@eliasamanuel4455
@eliasamanuel4455 5 ай бұрын
ስዚኒኖ ንታፍላን ንባሃበሎምን ብጸርፍን ብገለን ኣዋሪድዎም ዳዊት ካኣ ንመጎስን ንተኽለን ኣጸጊዑ ሓመድ ዩ ዝገብሮም😂😂😂😅😅😅
@hzbawigmbar1296
@hzbawigmbar1296 5 ай бұрын
Silvana hayal artist
@SantoSolomon
@SantoSolomon 5 ай бұрын
Dawit shekor ❤❤❤❤
@AMANUELBRHANE-jj8hu
@AMANUELBRHANE-jj8hu 5 ай бұрын
Dewit melkes. Kdan mkyar tray konka halewlew tray deythafru ke ezi hzkum tkerbu mehferat🤗🤗🤗🤔
@jemanejemane91
@jemanejemane91 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂አውይ ብደዕ በርሀ ሎምስ ኣብዝሕክዮ ኒተክሎም አሞ ።
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 5 ай бұрын
ናይ ዳዊት ስራሕ ከመይ ጌሩ ብዙሕ ሰብ ይሪኦ ይገርመኒ እዩ ሃጠው ቀጠው እዩ እኮ ሃጠው ቀጠው ዝፈቱ ህዝቢ
@Natan0755
@Natan0755 5 ай бұрын
@@FtsumTeweldebrhan-un2kz እንታዴካ ደኣ ትጸርፈኒ ወዲ ሾርሙጣ ከልቢ
@ER-xp9th
@ER-xp9th 5 ай бұрын
አብዚአ ብጣአሚ ካባሕልና ዝወፀ አክፉኢ ፊልም ጌጋ ጌርኩም ንህና አወጻኢ ዘለና ካራ ክታሪኦና አይንደልይን እዚ ኮመዲ ካይኮነ ብጣሚ ጌጋ እያ ይቅሬታ ሕተቱ ንህዝብኩም ክንደይ ደሰ ዝብል ታሪክን ዛይጽገብ ካሎናሰ ከምዚ ረሳህ ዝኩነ ሰራህ ጠጠው አብሉ ንሕዝብና ዝከውን ሰርሑ ምሰ ቋልእት ኢና ዝንርእይ ጥንቃቄ ግበሩ‼️‼️‼️👈👈
@GebrAn1GebrAn1
@GebrAn1GebrAn1 5 ай бұрын
ብዘይ ማግኔት መቀረት ሲኡኑ ኮሜድካ ዳዊት ኢዩብ ገለ ግበር ዓመት መመላእታ ተጸቢናካ ኣምጻዮ ን። ማግኔት ሂወት ዝርልአሉ ሃጠው ቀጠው ኮይኑ ዳዊታ ባእ
@Daniabraham-xi6wq
@Daniabraham-xi6wq 5 ай бұрын
ክክክክክክ ኣብ መወዳአታ ምሕንካስ ገዲፍዎ በሎ ኣየ ዳዊት ላግጺ ዩ አዚ
@bolommahta1561
@bolommahta1561 5 ай бұрын
ኣይ ብመልሓስ ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ቦሮም ቦጣዕ 🤣🤣🤣👈😎
@MadenTsegay
@MadenTsegay 5 ай бұрын
መውስቦ ሲ ብሓይሊ ዘይከውን😂😂😂😂
@NatanYonas-eu1nv
@NatanYonas-eu1nv 5 ай бұрын
Good job ❤❤❤❤
@Goal-j41
@Goal-j41 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ናይ ቅዱስ ሚካኤል ስእሊ ኣዶኖ ኣብ ደገ 😢
@enate-
@enate- 5 ай бұрын
ዳዊት ነዚ ሰሪሕካ ገንዘብ ይከፍሉካ ማለት ድዩ ሓያል እንተ ኮንካ ሲ ንኩለን ኣዋልድ ተመርዓወን ኢካ ትብል ዘለካ ተረዲኢካ ኢዩ ምሽ 😊
@yohannestewldekidane2784
@yohannestewldekidane2784 5 ай бұрын
Nice ✅️ ✅️ ✅️ ✅️
@የእናትፍቅር
@የእናትፍቅር 5 ай бұрын
ዳዊት በስ ተወዳኣካ ቃላትትካ ሃንሳብ ንእዝንኻ ዘይጥአም ሃብታም ኮይኑ ተወልደ የሎን አብ ዓለም ድኽነት ዝኣበዩ ፅኢሮም ተቃሊሶም ተዓወቱ አብ ዓለምና ከምዝበዙሁ ትፈልጥ ዲኻ ድኽነት ኸኣ ሕማም አይኾኖንን ።
@NobelAman-xj5se
@NobelAman-xj5se 5 ай бұрын
ata comedy eyu ezi kkkkk ata xexululatkum dikum nabzi tmezu ezi nana gdefluna kidu tiktokm
@የእናትፍቅር
@የእናትፍቅር 5 ай бұрын
@@NobelAman-xj5se ኮሜዲ ምኻኑ ጠፉኡኒ ኢለካ ፍሊሚ ትያትር ክትሰርህ ኾሎኻስ ተትካኢሊ ንእዝኒ ዝጥእም መልእክቲ ተትከውን ምስ በለፀ እንበር ፊልሚ ምኻኑ ጠፉኡኒ አይኾነን ከምዚ ተጋነን ንድኻ ዝፀረፈ ሃብታም የሎን ግን ዳዊትስ ናይ ብሃቂ ኢቲ ቃላት ዝዛረቦ አጋኒኒዎ ።
@ube-23s
@ube-23s 5 ай бұрын
@@የእናትፍቅር እቲኣ፣ቀዳመይቲ፣ርእይቶኻ፣ግን፣ ካልእ፣እያ፣ ነይራ ፣ comedy ፣ምዃኑ፣ዘንጊዕካ ። ኣብዚኣ፣ ካለኤይቲ፣ኣዔርኻያ።
@NobelAman-xj5se
@NobelAman-xj5se 5 ай бұрын
@@ube-23s ewe btkkel
@BabialMicheale
@BabialMicheale 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@henoktamrattegen5412
@henoktamrattegen5412 3 күн бұрын
ዳዊት አምበሳ መድኃኔዓለም አምላክ አምላክ አምላክ አምላክ አፍሪካ ወፃኢ ዓለም እስራኤል ሓቂ አሜን
@medrektekle7154
@medrektekle7154 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤😂😂😂
@HamadGebremeskel
@HamadGebremeskel 5 ай бұрын
dawit ab kulen flim ዝሰረሕን ሓንቲ ማዓልቲ ሃብታም ኮይኑ ከይሰረሐ 5 ዓሰርተ ጊሩ
@mestes9724
@mestes9724 5 ай бұрын
Des zbl keep going nice comidi
@debesaytekia4663
@debesaytekia4663 5 ай бұрын
ደላላይ ዒፈል 😅😅
@Natiti143
@Natiti143 5 ай бұрын
Good job❤❤❤🎉
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 5 ай бұрын
😂😂😂 delala eifel.
@ephraimtik920
@ephraimtik920 5 ай бұрын
ተዋስኦ አጀማማር ጹቡቅ እዩ!!! ኮይኑ ግን እቲ በራህ አረጊት ሰበአይ ምስመጸአ ብፍጹም ዘይምቅር ዘይራኽብ ተዋስእ ኮይኑ!! ኮብ ፍርቂ ን ኒው ጨው ዘይብሉ ተዋስኦ!!
@Dermas2024
@Dermas2024 Ай бұрын
ብሓፈሻ እንክርአ፡ ዳዊት እዮብ ብርቱዕ ናይ ምውስእ ክእለት ከምዝውንን ዘካትዕ ኣይመስለንን።ይኹን እምበር ኣብ ዝበዝሕ ስርሓቱ ክቱር ምግናን (overacting/) ሰለዘዘውትር ነቲ ክምሓላላፍ ዝድለ መልእኽቲ ሽቶኡ ንከይሃርምን ተቀባልነት ንከይረክብን ካብኡ ሓሊፉ ኣሰልቻዊ ንክኸውን ይገብሮ።ንኣብነት ንምውሳድ፡ ኣብዛ ስራሕ ኣተኩርና ምስ እንዕዘብ ዋላኳ ኣብ ባህልና ሓደ ሃብታም ኣቦ፡ ጓሉ ክሕጸ/ክምርዖ ንዘደሊ ብተዛማዲ ድኻ ወዲ ክኣቢ ልሙድ እንተኾነ ንኣቦ ጓል ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ምጭዋይ ግን ኣዝዩ ዘነውርን ብሕጊ ዘሕትትን ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ካብ ክውንነት ዝርሓቐ እዩ። ካልእ ቅልል ዘበለ ዓይነት ምፍርራህ እንዳሀለወ ስለምንታይ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ዝመልኦ ተግባር ከምዝተመርጸ ኣይርድኣካን እዩ። ካልእ ናይ ዳዊቲ ዝይፍቶ ናይ ውምስእ ልምዲ እቲ ኣብ ገጹን መኻፍቲ ኣፉ ዝርአ ኣዝዩ ዝተጋነነ ቅለጻ(ምስሊ) እዩ። ዋላ እኳ ሓደ ሓደ ጊዘ ምግናን ዝምረጽ እንተኾነ ኩሉ ጊዘ ምግናን ግን ጽቡቕ ኣይኮነን። ተስፉ እገብር ዳዊት ኣብ መጽኢ ስርሓቱ ካብቶም ህቡባት ተዋስእቲ ሀገርና ተማሂሩ ዝያዳ ኣድማዒ ክኸውን።
@fiorihabtegaber3091
@fiorihabtegaber3091 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mossesblessed113
@mossesblessed113 5 ай бұрын
ናይ ሎምስ ኣይተስሕቕ ኣይተሓጎስናን ዳዊቶም:እቲ ናይ ሃብታም ኮንካ ምስራሕ ክኣ ቁሩብ ደረት ሓሊፍዎ!!ካብ ኣድናቒኻ
@Star-yi3le
@Star-yi3le 5 ай бұрын
ዳዊት ኣብ ሃገርና ዘየሎ ካራ ወዲ ካራ ንኤርትራ ኣይተእትወልና ዶስ ተከፍላካ በዞም ተቁመርቲ በብቁቁሩብ ከተላምዶ ነቲ ህዝቢ መንግስትን ፖሊስን ሳንሱር ከይገበርኩም ከይዝርጋሕ ወይ ከምኡ ኣሎ እዩ 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓዲ ሰላም ኢያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿
@ube-23s
@ube-23s 5 ай бұрын
፣ ። / ፡' ፡ ተ ጠ ቀ ም ፣ ኢኻ ። ጽ ቡቕ ፣ ጌ ር ና ፣ ከ ነ ን ብ ቦ ።
@YosiefNeguse
@YosiefNeguse 5 ай бұрын
Menfatka views ka yeriena alo dawitey we love you too much ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@lettetecle4258
@lettetecle4258 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@kidanemengs6902
@kidanemengs6902 5 ай бұрын
Magnet pls❤❤❤
@YohannesSium-n9j
@YohannesSium-n9j 4 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂
@Looristhecat
@Looristhecat 5 ай бұрын
Good movie 👍🏽👍🏽
@bsratokube3617
@bsratokube3617 5 ай бұрын
Dawi ❤❤❤❤❤
@ሃገራዊቅዋም
@ሃገራዊቅዋም 5 ай бұрын
ድራማ ኢልኩም ቆልዑ ቴሌፎናት ሒዞም ብዛዕባ ምሕናቕ ክትዕጾ ክጉስጉስ እየ ዓበይቲ ሚድያ ተጸበዩ
@MakiclHabesh
@MakiclHabesh 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@DanielZewde-f2w
@DanielZewde-f2w 5 ай бұрын
ሰብኣይ ጓለይ ዶ በለ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@TitiTesfazgi
@TitiTesfazgi 5 ай бұрын
Dawitommmm ❤❤❤❤❤❤
@asmeromzemuyzemuy1723
@asmeromzemuyzemuy1723 5 ай бұрын
እዚ ባህጊ ኤርትራውያንሲ መርከብ ኣትያ እዮም ዝብሉካ ዝሓዙ ሒዞም
@maednylove
@maednylove 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@Natan0755
@Natan0755 5 ай бұрын
ዳዊት ሃጠው ቀጠው ኮይኑ ኮሜድካ በቃ 😂
@RobelBerhe-q8x
@RobelBerhe-q8x 5 ай бұрын
Betki
@ጓል_ቀይሕ_ባሕሪ
@ጓል_ቀይሕ_ባሕሪ 5 ай бұрын
Nay bhaqi
@EndelssLoveEndelssLove
@EndelssLoveEndelssLove 5 ай бұрын
Hasawi konka teyqi😮😮😮
@Natan0755
@Natan0755 5 ай бұрын
@@EndelssLoveEndelssLove ሰክት ወዲ ኮማሪት
@EndelssLoveEndelssLove
@EndelssLoveEndelssLove 5 ай бұрын
@@Natan0755 ata wedi dqala gaegae arayi wdaq
@adhanomhabtu2830
@adhanomhabtu2830 5 ай бұрын
Goog jobb
@TemesghenRight
@TemesghenRight 5 ай бұрын
Megareja dawittttttt funny as hell
@yrgalemweldeab9361
@yrgalemweldeab9361 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@michaelwoldeab7425
@michaelwoldeab7425 5 ай бұрын
ኣብ ዓለም ዝከፍእ ሕማም ድኽነት እዩ
@berhedejen
@berhedejen 5 ай бұрын
Lovly
@dani52328
@dani52328 5 ай бұрын
There’s Something 🤣😂🤣 !!
@Bocaca49
@Bocaca49 5 ай бұрын
7 ጥራይ😂😂 ጓልኻ ድኣ ኣንድዲ ሓዊ ለይቶያ በላምበር ።ኣይወለድካን ነብሲ
@AmuryAhmedin-z7g
@AmuryAhmedin-z7g 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂❤❤❤
@tammytobe2023
@tammytobe2023 5 ай бұрын
Good job bro
@tesgayfeday8954
@tesgayfeday8954 5 ай бұрын
❤❤❤❤ dawt meksen Aeitsaen ? Kexlo Kexlo
@סמיביינה
@סמיביינה 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😂😂😂😂😂😂
@FanusWedijöne
@FanusWedijöne 5 ай бұрын
ክክክክ ዳዊት ሕጂ ካቡኡ ትገድድ ረኪቡ ክክክክክ
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 5 ай бұрын
Well come ❤
@searefitwi5241
@searefitwi5241 5 ай бұрын
Sebari nakura degyat mahray aba selama eyu ali osman burie aykonen giega haberieta aythab weyzero berhe 😂😂
@daniehagos3312
@daniehagos3312 5 ай бұрын
Good job
@liveraweyynwa1010
@liveraweyynwa1010 5 ай бұрын
Dawit edlena eka kemze ay comedy ay future mongo mongo zekone serah kendeze seb keryelka mikalu please dawit kab 20 deqiq zeyhalef zeshiq aqrbelna
@RigatHagos
@RigatHagos 5 ай бұрын
brehe batemi trbs aleka😅
@Nk_art00
@Nk_art00 5 ай бұрын
Dawitey😊
@SenayMelake
@SenayMelake 5 ай бұрын
Entay Dea ezi geza Vila saba zebel nay seieti esyas du😢😢😢
@brgednhamedu743
@brgednhamedu743 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@rahwa7401
@rahwa7401 5 ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@99plusMobile-o3r
@99plusMobile-o3r 5 ай бұрын
😂😂😂
@jddbxx4445
@jddbxx4445 5 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@munir5489
@munir5489 5 ай бұрын
ኣብ መወዳእታ ሓንካስ ሙዃኖም ረሲዖሞ ኣቶ በርሀ 😂😂😂😂
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
kulu woyo  - ኩሉ ወዮ - Best Eritrean Movie By Mekonen Tesfamariam
1:23:11
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 136 М.
ኣልባና - ድራማ ፊልም | Albana - full movie, ERi-TV, Eritrea
1:34:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 276 М.
JESUS [Tigrinya (Eritrea)] 🎬
2:01:45
Jesus Film
Рет қаралды 2,3 МЛН
New Eritrean Comedy 2024  Tseyqlom// ጸይቕሎም  by Dawit Eyob
51:23
Star Entertainment
Рет қаралды 405 М.
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.