DW International መግለፂ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ፣ 26 ሓምለ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming

  Рет қаралды 13,074

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Пікірлер: 198
@ራስዱሜራሚድያ
@ራስዱሜራሚድያ 2 ай бұрын
Thanks of your courage to speak up and explain your position to the public.
@SolomonHailemariam-pi5tr
@SolomonHailemariam-pi5tr 2 ай бұрын
ዝገርም እዩ ትግራይ በአኻትኩም ምምራሐ ብጣዕሚ የጉሂ ኩሉኹም እትረብሑ አይኮንኩምን
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
ህወሓት ናይ ባዕልኺ ምሳኺ ዝደመዩን ዝቆሰሉን ደርቢኺ ክንደይ ቃልሲ ዘይፈልጥን መትከል ውድቡ ዘይኣምንን ኣኪብኺ ኣኪብኺ ሐዚ ተመሊሶም በሊዖምኺ 😢
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
TPLF itself has been a blood-sucker. Who is TPLF to you? Do they need to be Sibhat Nega's relatives from one district?
@agona4373
@agona4373 2 ай бұрын
ኣሕሩእ! ጥፍኡልና
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 2 ай бұрын
Seddi.
@teamearedom267
@teamearedom267 2 ай бұрын
ጀጋና
@angesomhagos300
@angesomhagos300 2 ай бұрын
leyabu kulu tigraway felitikum eyu!Haswutinieshtey ayiteafurun!tigray kab network/gujile kitwetsie alewa
@daniboy2293
@daniboy2293 2 ай бұрын
ካብ ጥርናፈ ወፃኢ እዩ ትኸድዮ ዘለኺ ኣብቲ ውድብ ኮይንኺ ተቓለሲ ኣብ እዳጋ ወፂእኺ እትገብርዮ ፀለመ እዩ
@kibatuatsebaha6344
@kibatuatsebaha6344 2 ай бұрын
ኣይተስሕቁና በዛካትኩም
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 2 ай бұрын
ምሽ ዶ😂😂 ጥርናፈ ቀንደ መሸጎጢ ፀረ ዴሞክራሲ ጃ ኮ😅
@daniboy2293
@daniboy2293 2 ай бұрын
@@tesfayegirma7140 ተራ ሕሶት ፓርቲ ማለት ንማእኸላዊነት ጥርናፈ ተገዛኢ ሙኳን እዩ እቲ ቀንዲ ድስፕሊን ነዙይ ኣይግዛእን ምባል መሰል እዩ መማረፂ ምድላይ ምውሳን እውን ካሊእ መሰል እዩ ኣብ ሃደ ፓርቲ ውሸጢ ኮይንካ ካብ ስነ ምግባር ወፃኢ ምኳን ግን ናይ ኣረአያ ምዝናፍ እዩ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
@@daniboy2293what debrexon elementary school politician did 2018 he is doing the same thing 🤮
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Mesela eyu dedeb....tirinafe zibehal e democratic eyu....tewedibom endyom ziatuwu zelewu....ab wushti wudib do network mifitaris yifiked eyu.
@WediBrhan
@WediBrhan 2 ай бұрын
ሰብለ ንምንታይ ከምዚ ንምባል ከምዝመረፅኺ ኣይፈልጥን እምበር እስኽስ ካብ ንህዝቢ ትግራይ ብላዕሊ ንእዩ ጩፋ ትግደሲ ሰብ ኢኺ ደሓር ድማ ዋላ እቲ እስኺ ዝመፃእኹሉ መንገዲ ባዕሉ ሕጋዊ መስርሕ መሰረት ዝገበረ ናትኺ ዓቅምን ልምድን ትምህርታዊ ምድላው ማእኸል ዝገበረ ኣይነበረን። ብዓሌተ ዘመድ እምበር እስኺ ኣበይ ከም ዝነበርኺ ፍሉጥ እዩ፤ ኣብቲ እስኺ ዝመፃእኽሉ እዋን ንትግራይ ዝጠቅሙ ዓቕሚ፣ ልምዲ፣ እኹል ናይ ትምህርቲ ምድላው ዘለዎም ሰባት ተደርብዮም እኺ መፂእኺ። ነጋ ኣየ...... ነጋ ኣታ ሓወይ ሃማኻ ዝበለ ዕድለኛ ሰብ ከምዘየለ ኣይትፈልጥን ዲኻ እሞ ትግራይስ ካባኻ ዝሓሸ ዓቅሚ፣ ልምዲ፣ ትምህርታዊ ምድላው ዘለዎ ሰብ ድዩሞ ተሳኢኑ እስኻ ሓለቅቶትኻ ክትሓክኽ ክትሕሽኸር ልመፃእኻ፤ ትግራይ እማ ሃፍታም እያ ግን ሃማኹም ዝበሉ ንኸብዶም ዝሓድሩ ካብ መፈለምታ ኣብ ኣመፃፅኦኦም ጥዕና ዘይብሉ ሰባት(ሓሽከራት) ብምብዝሖም እዩ ፀገም ተፈጢሩ ዘሎ ዳርጋ 20 ዓመት እኾ ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ተሓሽኪርኻ ይኣኽለካይዶ ንሰብ ዓቅሚ ቦታ ልቐቅ ሰብለ ለ ናብ ኣምልኾኺ ኽዲ ዘምሪ እስኻ ካብ ናይ ህዝቢ ትግራይ ጉዳይ ናይ ኣብይን ናቱ ተከተልቲ ናይ ዝኾኑ ከም እኒ እዩ ጩፋ ዝበሉ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ፓስተራትኺ ስለ ትሕሽከሪ ናብኦም ኽዲ ብተዘዋዋሪ ናይ ኣብይ ሓመድ(ብልፅግና) ተላኣኣኺት ኢኺ። ንህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ሃብዎ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
Halewulew face the reality bro stop halewulew
@WediBrhan
@WediBrhan 2 ай бұрын
@@solomonteshagerethiopian6483 Halewlew Natka eyu
@jdis2621
@jdis2621 2 ай бұрын
ሕወሓት ካብ መኣዝ ፀገም ህዝቢ ክፈትሕ መኩሪ ይፈልጥ
@leulgebremariam3379
@leulgebremariam3379 2 ай бұрын
Brave
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay 2 ай бұрын
በርቱዑ አቱም ጀጋኑ ውፈር ባዓል መስመር። ጉባኤ ዘንጊዕኹም ጉባኤ ብአሸኳይ ይገበር።
@bekeleberhanu9302
@bekeleberhanu9302 2 ай бұрын
Am glad that you guys are not constrained by the old communistic concept of centralism. Say what is in your mind.
@ermiastekle1468
@ermiastekle1468 2 ай бұрын
First of all if you can’t sit negotiating with in your party behind the door, just leave the party if you get defeated by majority vote just respect it. Don’t get frustrated ur people
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
You Are A thief cadre !!! That Why Your Resisting The Change !!! We Will Never Allow The Old Corrupted Tplf Officials To Get To Power Again > Never !!!
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
There is no majority here. There is networking. Every member has to be free to decide on their own. To establish groupings within a party is illegal and undemocratic.
@semeregebridan
@semeregebridan 2 ай бұрын
ክልተ ብሉፃት በርትዑ❤
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 ай бұрын
በልዎም ባንዳታት ትእግስቲ በዚሁ ካሊእ ንውድብ ህዋህት ክትብተን ትሀልሙ ዘለኩም ካብ ተባእተይ ደርሆ ፀባ ህለቡ ህዋህት አይኮነን እዚ ካሊእ ትስግር ውድብ እያ ግን ስላህ ኢሎም ዝአተውና ብኢሳያስን አብይን ዝተጋስስዎም እሱባት ባንዳን አብ ትግራይና ግንባሩ ምጉሀፍ አንፃር ህዝቢ ስለዝኮነ በልዎም ፓለቲካ ትዕግስቲ ክተብዛሀሉ ከለካ አይጡኡምን ግንባሮም አፍርስዎም ንምታይ ንእቀት ሙቁሉል ህዝቢ ትግራይ ንእቀት እዩ ❤❤❤❤❤❤❤
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
ጌታ ነጊሩኒ ከይትብልና ጥራሕ 😂😂😂
@AkliluHagos-j9p
@AkliluHagos-j9p 2 ай бұрын
ነስኹም ካብትመፁ እታ ውድብ ጠስጢሳ የሕዝን ቃልሲን መስዋእቲን ከንቱ ተሪፉ ደም ሕፃውንቲ ይፍረድኩም ጨማልቅ !
@BrhaneWeldy
@BrhaneWeldy 2 ай бұрын
ብሱሩ እን ንህዝቢ ትግራይ ምንም ዝሰራሕክምዋ የለን ንካብድኩም እኩም
@gebmeb1193
@gebmeb1193 2 ай бұрын
Forever ❤❤❤❤
@teklaymekonen2461
@teklaymekonen2461 2 ай бұрын
@hagosabezgi3504
@hagosabezgi3504 2 ай бұрын
ብብቕዓት ዘይኮነስ ብዝምድና ናብ ስልጣን ትመፁ ክብኡ ንብ ምብስባስ ትእተዩ፣ መሕዘንቲ፡፡
@equarenderta7521
@equarenderta7521 2 ай бұрын
ቁልፊ መድሕ ውድብ እታ ካብ ሓምለ 25 - 26 ዝተኻየደት ዋዕላ ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ ኣሜን ኢልኻ ተቀቢልኻ ናብ ተግባር ምስትኣትው እዩ ። ተዘይኾይኑ ዕንይኒይ 10 ግዜ መግለፅን ነወፅወፅን ወሳሲኹ እዩ ዘበስብሰኩም ፤ ፅቡቅ ፖለቲካ ዝሰራሕኹም ናመሰለኩም ህዝቢ ኢኹም ተሰላችው ዘለኹም ።
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 2 ай бұрын
It's a bit funny, the journalist is not even listening let alone to challenge her but keep texting on his mob and she is talking what she has prepared to talk about..., shame on you DW...
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Why do you mean by "she prepared for"? Do you want her to bubble like the rest of the TPLF cadre.
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 ай бұрын
ውድብ ህውሓት ለመን ጠቂሙ ዝጠፍአኩም አኮነነ ልትግራይ ልቁልቁል ዘእተወ ካብ አድጊ ምሕራስ ዘይቐየረ ወድብ እዩ
@respect677
@respect677 2 ай бұрын
Use your own language if you have balls. We know your higdef's puppet.
@Matebkom
@Matebkom 2 ай бұрын
ጢኢና አለዋም ድዩ ብሓቂ ሓደስቲ ራዕይ ዘለዋም ለውጢ ዝጠልብ ናይ አኼባ ጭውያ ኖ ምትኽኻእ መንዮ ነዚ አለም ዘንብብ ሰብ ተምፅዕ ምስ መን ኢኹም ትተኣማመኑ ምርድዳእ የለን እወ የለን ሓደሽቲ ሙሑራን ዝጠልብ ፀገም አለዋ ውረዱ እዩ
@temesgenasegede7252
@temesgenasegede7252 2 ай бұрын
ውድብ ትፅናሕ ናይ ደገ ጉዳይ ወድኡ
@TeklayTeklsy
@TeklayTeklsy 2 ай бұрын
ዑሱባት ጌታቸውን ኣብይን ክልቲአኹም
@kalayuhaileselassie6477
@kalayuhaileselassie6477 2 ай бұрын
ጀጋኑ ደለይቲ ለውጢ ኢኹም እሞ ቀፅሉ🎉
@dman-oc4mf
@dman-oc4mf 2 ай бұрын
ንአዪ ጨፌንገርዬ
@KisanetGidey
@KisanetGidey 2 ай бұрын
ንስኪ'ኮ ተራ ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ኢኪ እንታይ መግለፂ ዘውህብ ኣለኺ???
@macksyou3743
@macksyou3743 2 ай бұрын
ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ረብሓ ዘይብሉ ውድብ እዩ::ብድሕሪ ኸዚ ብግዝያዊ መንግስቲ አቢልኻ ለውጢ ውድብ የድልይ እዩ::
@amharawitchesandwizard4459
@amharawitchesandwizard4459 2 ай бұрын
አታዬ ለይንሰምዖ የለይ ዋ ፣ ትግራይ ውግእ የአኸሎ ብሰላም ምሰ ኸባቢኢኡ ይንበር ? እምቢ ውግእ ይሕሸኒ ልበሎ ግዜ ነይሩ ድዩ ፣ እቱ ግፉዕ እንተይ አጥፋእናዬ አይንድቅሰን እተብሃለ ህዝቢ ፣ ኸም ፀሓሪ ሓዊ ፣ ዋይ አታዬ አኻልብ እዬም እዚኦም ፣ እዚኦም እዬም ናይ ህዝቢ ድልየትን ባህግን ዝውሰኑልና ነይሮም ? ብደዎም ዝደቀሱ ለይቡ ፣ አነ ሊያ ካሳ እየ ዝአምን ፣
@abrahamgebru4757
@abrahamgebru4757 2 ай бұрын
ባዲታት ጳናጡ የዪጩፍ አምላኪዎች ገጽኩም ትርዓቅ
@Welearegay
@Welearegay 2 ай бұрын
Change finder
@mekonengeretsadik
@mekonengeretsadik 2 ай бұрын
የኣብይ መንፈስ የተወጋ ይሁን በእየሱስ ስም
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 2 ай бұрын
እቲ ጉባኤ ንህዝቢ ዝጠቅም ትፈናቀልቲ ናብ ቦትእም ዘምሐሰ አብ ወሸጢ ብላዒ ኣረእእያ ዝለውም ሰባት ዝግመገም እንትኩይኑ ብቅልጡፈ ክካየደ ኣለው
@amharawitchesandwizard4459
@amharawitchesandwizard4459 2 ай бұрын
እታ ጋዜጠኛ አለኻ ዶ እተፅሓፈ ጥራሕ ዲኻ እተንብብ ? አይተሓትትን ወይሰ ሰቁ በል ተባሂልካ ኢኻ ?
@angesomhagos300
@angesomhagos300 2 ай бұрын
wutsi hasawiti!beleati seb! dem meteti ekum
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Eni Sibhat dos weys eni zean eyen buzuh dem metiten. Kindey gin tekefiluka abzi metsika comment nmihab
@ገዛሃገረትግራይ
@ገዛሃገረትግራይ 2 ай бұрын
ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ሓንሺሾም ሓዝውን ናብ ስልጣን ምጉያይን ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ዝገብርዎ ዘለው ዲክታተር ሽፕ እዩ 6 ዓመት ዘይገምገምካ ናበይ ናብ ወንበር ጉያ ንቃሕ TDF ፣ ኣብ ዓዲ ዘለካ ሓፋሽ ፣ ዳያስፓራ ተልዓል ካብ ለሃረስካዩ ??? ተቃለስ ልህዝቢ ልዓዲ ???
@gebresadik7019
@gebresadik7019 2 ай бұрын
ትግራይ መዐንደሪ መናፍቃን ክትከዉን አነፍቅድን ኢና ናብ ኢዪ ጩፋ ተመለሲ ከም አመልኪ ቦርኮ
@angesomhagos300
@angesomhagos300 2 ай бұрын
nay hizbi guday eko resiekimliwo!chenewuti kulu tigraway fenfinkum eyu kisab hiji hizibna zetelekumwo yeakil
@kokebnegn6832
@kokebnegn6832 2 ай бұрын
እንታይ እዩዙይ አመድረኸ እናወፃኻ ምልፍላፍ መፍቲሄ አይኸውንን ግን መልእክተኛታት ሰለዝኮንኩም እንታይ ዝልውጥ ነገር አይኸውንን በይዘኻትኩም አፍኩም አርሙ
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Atayo....anen nisikan ekua abzia tefelalina....haqi hize aytibel....nab hizbi zeywetsu...kab Gubae gele ziblu?leba n leba dea gubae yidelyu ewe.abea koynom siltan kekitsilu.
@ermiastekle1468
@ermiastekle1468 2 ай бұрын
If is good it doesn’t matter how old is the policy?
@kibatuatsebaha6344
@kibatuatsebaha6344 2 ай бұрын
ኣረጊት ይውገድ ትግራይን ህዝባን ናብ ሓድሽ መድረክ።ልባቡ ስብሓትያውያን
@AbdulahiAbdulwasie
@AbdulahiAbdulwasie 2 ай бұрын
መፅለእቲ ኢኹም ብሓቂ
@romahadgu-ys7fu
@romahadgu-ys7fu 2 ай бұрын
Azia sebeyti ms zchefchefna kona tsolot tgebr zneberet hmak
@abebekesete
@abebekesete 2 ай бұрын
እቺ ሴተኛ አዳሪ ሴትዮ ትንሽ እንኳ ሐፍረት አይሰማትም እንዴ
@amanuelkifle582
@amanuelkifle582 2 ай бұрын
No chance again
@tewoldekiros1354
@tewoldekiros1354 2 ай бұрын
ዝገርም እዩ ኩልና ፀገም አለና ኩሉና ንነሳሕ ያ: ኣብ ህዝቢ ዘጋጠመ ፀገመስ ተናሲሕኻስ ክፍታሕ? ኩሉ ናይማን ጸገም ተሃልይዎ ኩሉ ይገልስ ድዩ ዝኽየድ ዘሎ?
@yitbarekgebreselassie3805
@yitbarekgebreselassie3805 2 ай бұрын
ወልደምህረት ገዛኢ ግን ሕጉስ ኣይመስልን። ተገዲዱ ናብ ስቱድዮ ዝኣተወ እዩ ዝመስል። Shame on him!!
@MigoGo-ih5qf
@MigoGo-ih5qf 2 ай бұрын
ንህዝቢ ትግራይ መዋእልኩም ከም ቁፅሪ 8 ሓሊኩም ሒዝኩም አብ ድክነት ሸሚምኩም ወስ ክምዘይብል ብህዝቢ እና ሸቀጥኩም ነይርኩም ሐዚ ክንፈትሖ እና ምባልኩም ብዕራይ ክወልድ ይቀልል ። በጃኩም እዝህዝቢ ግደፉዎ
@YsgHshs-vi6on
@YsgHshs-vi6on 2 ай бұрын
ወንጫር ሓሽዊት አበይነይርኪ
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Anta kefat....aqimka filet anta guahaf... Ktiguaf eka tetsebe gizeka.
@Rtt34567
@Rtt34567 2 ай бұрын
ታዩ ካድረ ተፈንዮም ፍሊት ኣብዝ ንዳ ኮመንት😂
@okellobusha1351
@okellobusha1351 2 ай бұрын
Part 2 ይነበብ ስጋብ መጭጨረሻ ነዞም ኣጉል ትዕቢተኛታትን ደመኛታትን መረሕቲ ህወሓትን ኣባላትን ተዋጽኦም ቅንዕቲ ግልጺን መንገዲ ብሕማቕን ክፍእን ጠንቂን ኣመራርሐኦም ዝተለዓለ ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢምዎ ካብ ዝንሄ ጽንተትን ብርሰትን ክሓውይን ደጊሙ ብኽልተ እግሩ ደው ክብል ብርቱዕ ጻዕሪ ኣብ ዝግበረሉ ኢዋን ኢና ንርከብ። ናይቲ ዝተፈጠረ መበረሲን መዕነዊን ኩይናት መልዓሊኡን ውጽኢቱን ሓደ ሓውና ኣባል ቁጽጽር ኮሚሽን ከምዝገለጾ (Causes and Effects/Consequences) ብሰፊሑን ብዓሚቑን ተጸኒዑን ተዘርዚሩን ናብ ህዝቢን መንግስቲን ክቐርብ ኣለዎ። ዝተውሰኑ ትዕቢተኛን ኣምባገነናት መረሕቲ ህወሓት ግና ድቃስ ሲኢኖም ከምዝገብርዎ ዘለዉ ተሓባቢኡን ተረሳሲዑን ዝተርፍ ኣይኮነን። ክቃላዕን ብግልጺ ናብ ህዝብና ክቐርብን ኣለዎ። እዙይ ናይ ቀዳማይ ቀዳማይ ህጹጽ ተግባር መንግስቲ ትግራይን ሓቀኛ ናይ ውድብ ኣባላትን እዩ። እዙይ መዕሊቢን ምርድዳእን ምስተገበረሉን ግቡእን ግልጺን ዶክዩመንታት፡ ፕሮግራማት፡ ኣጀንዳታት ዝመሳሰሉ ተዘጋጂዮምን እዩ ናብ ጉባኤን ልዕሊ ኩሉ ድማ ናብ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ኢድ ኩሉ ጉዳያቱ ክበጽሕ ምግባር እያ ተድሊ። ህዝቢ ትግራይ በቢከተማታትን ወረዳታትን ብግልጺ ብናጽነተን ተመያይጥሉ ውሳነን ፍርዲን ይግበር ኢልካ ምቕባል ኩለይ የድልዮ። ክሉ ይገለጽ ኩሉ ድማ ይተሓተት። ሓቂ ንቁልቁል ኣፋ ክትድፋእ የብላን። ንሓቂ ክንዓብጣ ንኽእል ኢና ኢልካ ዝፍተል ዘሎ ሽርሒ ኣብ ልዕሊ ገበንካ ካልእ ገበን ምውሳኽ እዩ ዝኸውን። “ህዝቢ ዝመረጾ ቤት ምኽሪን መንግስቲን ኣፍሪሶም መጺኦም” እንዳበልኩም ብሕብእ ሕብኢተይ ትጻወትዎ ዘለኹም ከይሲ ጸዋታ ዓሻ ብቕልጡፍ ደው ኣብሉ። ማዓዝ እዩ ህዝቢ ትግራይ ንዓኻትኩም ናጻን፡ ፍትሓዊን፡ ግልጺን፡ ተኣማኒን ዲማክራሲያዊ ብዝኾነ መንገዲ መሪጽኩም ዝፈልጥ? ታንኪ ኣቢኢድኩም ባንኪ ኣብ ኢድኩም፥ ገበነኛ ባዕልኹም ዳኛ ባዕልኹም፥ ንህዝብኢ ትግራይ ብ1:5 ሬሽዮ ማለት ሓደ ንሓሙሽተ ጥርንፈ (መቒሕ) ኢዱን እግሩን፡ ልቡን ህሊንኡን ኣሳሲርክምዎ ን 50 ዓመት ምርኮኛኹም ገይርኩም እኮ ፀኒሕኹም እኹም። መንግስትኹም መጀመርታ Proletarian Dictatorship ዳሕራይ ድማ ማርሽ ቀይርኩም Revolutionary Democracy ኮይና ኢና ኢልኩም ናይ ተደጋጋሚ ኩይናት (Vicious Circle of War) መምጸእቲን መካየድቲን ኮይንኩም ዝመጻእኹም እኮ ኢኹም። ስቓይን ሕማምን ጥምየትን ጽምኣትን ህዝቢ ዘይስምዓኩም ጉንዲ ኮይንኩም ተሪፍኩም እኮ እዩ ዘለኹም። ከይኣሕፈረኩም በስቢስና ጋዕዚና እንዳበልኩም ብሚድያታትኩም ትልፍልፉ ኣኮ ኢኹም መን ሓታቲ ኣለና ብማለት። ንህዝቢ ትግራይ ተሓባቢሩን ተፋቒሩን ዓዱ ከየልምዕ፥ ብኸፋፊልካ ግዛእ ዝብል መፍረሲን መዕነዊን ክፉእ ስልቲ ነንርእሱ ክጠራጠርን ከይተኣማመንን ክጻላእን ክረሓሓቕን ገይርኩም ትርከቡ። ንትግራይ መጋእቲ Totalitarianism (Police State) ገይርኩም ኣብዚ ኣጋጢሙ ዝንሄ ጸገምን ጸባባን ውርደትን ክኣትው ዝገበርኩም ብቐዳምነት ንስኻትኩም ምዃንኩም ፍሉጥ እዩ። ውድብኩም ብኽፉእ ትልሚኹምን ግብርኹምን ብኢፌዲሪ ህገ መንግስቲ ተሰሪዛ እያ።ንሕዝቢ ትግራይ ህልውናን ደሕንነትን ድማ ጽቡቕ ኣጋጣሚ እዩ። ዝተርፎ ደማዊ ከይናትን ብርሰትን ኣዩ። ሓይልታት TDF ኣብዚ እኩይ ናይ ዝተወሰኑ መረሕቲ ህወሓት ሽርሒን ፀረ ሰላም ምንቅስቓስን ፈጺምኩም ኢድኩም ኣይኣትዉ። ኢድኩምን ቅልጽምኩምን ንሓለዋን ምክልኻልን ህዝብናን ሰላምን ምርግጋእን ንኽመጽእን ክቕጽልን ለይቲን ቀትሪን ንዝጽዕር ዘሎ ግዚያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ብጽንዓትን ትብዓትን ጅግንነትን ደው ይበል። ዋና ዕላማኹም ሰላማዊትን ዝተረጋገአትን ትግራይ ክትህልው ምግባር እዩ። ሓላውቲን ተላኣኣኽቲን ተመረሕቲን ናይ መረሕቲ ጉጂለ ዕንወትን ብርሰትን ኣይኮንኩምን። ህዝቢ “ገዲፎም ውድባና ነድሕን/ገበና ንሸፍን” ዝብሉ ዓይኒን ልቢን ዝሳኣኑ ‘ፖለቲከኛታት” ኣብ ማእኸል ህዝቢ ኮይኖም ሰላም ከሊኦም ይዘርጉ ኣለዉ። ፈትለ ጉዲት ቅድም ኢላ ኩለይ ዕረ እንዳጣዓሞም ምሕደራ ግዚይዊ መንግስት ክልል ትግራይ ክቕበሉ እንተለዉ “እዚ ውድብ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ኣባላት ዘለውዎ እዩ” ክትብል እንተላ፥ ኣባሃሃላ ግልጺ እዩ ነይሩ። “ብሕም ንዝበለ” ኢላ መጠንቐቕታ ጉጂለኣ ከተማሓላልፍ ደልያ ተዛረበቶ እዩ ነይሩ ካልእ ኣይነበረን። ውድብኩም እንተደሊኹም ብኻልእ ሽም ህዝቢን ማንግስቲን ብዝቕበሎ ህጋዊን ሰላማዊን መንገዲ ናይ ምምስራት መሰል ዝኸልኣኩም የለን። ናይ ውድቦም Liberation Front ዝብል ጦረኛን ኩይናተኛን ትሕዝቶ ክላዓልን ክስረዝን ኣለዎ። ትግራዋይ ዘለዎን ዘጋጥምዎን ጸገማት ኩሉ ናይ ኣይተ ጌታችው ኣገላልጻ ተጠቒሙ “ካብ ኣልፋ ስጋብ ኦሚጋ ብሰላምን ብሰላምን” ጥራሕ ዝወዳእ እዩ። ምንም መማረጺ ዘይብሉ ትኽክለኛ መምርሒ እዩ። ካልእ ሐቂ ድማ ከምቲ ጂግና ሃውና ዝገለጾ ህዝቢ ትግራይ “በቢ 10/20 ዓመት ውሽጡ ኮይኑ ጻሓሪን /ወላዒን ተደጋጋሚ ሓዊ ክህልወዎ የብሉን ዝበሎ እዩ ። ንዘመናት ብከይዲ ሽርሒ ወድቦም ንዝፈጸሞ በደል Repented and Reformed ኮይኑ ከምሓደ ህጊ ኣኽቢሩ ዝንቅሳቐስ ፖለቲካ ውድብ ክውደቡ ይኽእሉ ኢዮም። ካብዙይ ሓሊፉ ግና ነበረ ያ ነበረ ክትጻወቱ የብሎምን። ናይ ግዚያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ህዝቢ ዝመረጾ ቤት ምኽሪን መንግስቲን ክምስረት ናይ ምግባር ተልእኾኡ ክሳለጥን ክዕወትን ዓሪፎም ግቡእ ብጽሒቶም ከውፍዩ ይግበኦም እምበር ብግልጺን ብተዘዋዋሪ ብሕቡእን ዕንቅፋት ምዃን ኣፍቲ ፈጢሮሞ ዝንሄዉ Treason ተወሳኺ Treason ምፍጣር ይኸውን። ሰላም ሃቡኒ ይብለል ኣሎ ህዝቢ ትግራይ ሰለም ይርከብ!!
@Matebkom
@Matebkom 2 ай бұрын
The End No ሕኸኸለይ ክሓከልካ No ኔት ወርክ No ስልጣን ናይ 2-3 ሰባት ቢሒቶም ....ሽምግልና ይእልሽለው
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 2 ай бұрын
The journalist should be given 3 months Free with salary and replaced by professional journalist.
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 2 ай бұрын
ሕዚ በደንብ ተረዲኢኒ ጌታቸው ምስ ብልፅግና ምስላፉ የኰየ ፈጨ አገልጋይ ፖለቲካዊ ተልእኮ ከም ዘለዎም
@AM-hf7he
@AM-hf7he 2 ай бұрын
I wonder how much Abiy paid to get bandas like this sellouts.
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
እዞም ልባቡ ኢድ ዘውፅኡ ድዮም።ህዝብ ትግራይን ስራዊት ትግራይን ከሉ ሸፈጥ ስብሓትያውያን ፈሊትዎ እዩ።ልባቡ
@kidegaim5741
@kidegaim5741 2 ай бұрын
ezom klitieom nab addis mls mls mbalom engeom ybslu kem zelewu yri eka..... adam nhaymanot or sport kem zkedett amsilom yerieua nsom gn.... goog tacktick
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 2 ай бұрын
ተደላይ ጎቦኢ እዩ ሚሰጥርኩም አብ ወሸጢ ኹክውን ኣለው ኣለብለዝያ ናይ ህዝቢ ሚሰጥር ዛሓልፈ መራሒ ኣይኮነን ሰለዚ ማንም ፀገምና ባዕልና ክንፈትሖ ይግባእ
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s 2 ай бұрын
Kilae....teatsiyom wesinom endyom, nab quinat aetiyom atsinitomina zelewu....nay mintay tehabieka sibseba eyu. Tirinafe sle zilemedkumo democracy yimeslekum alo.
@coystemam4171
@coystemam4171 2 ай бұрын
ምስ ኣበይ ኮንክን እቲ ዝካል ኩሉ ጌርኩም ፈሽልኩም ሕጂ ናብ ጉባኤ ..ካልዕ መማረፂ የለን.. ደቂ ማይጠላሚት game over ...its time to leave the party .....go toaby ahmed ..before the worest caming
@KasaHaile-h3d
@KasaHaile-h3d 2 ай бұрын
ካብ ናይ ብልፅግና ወንጌል ዝኣምኑ መናፍቓን ኣዳራሽ ዘምፃእኽዮ ተልእኾ ውድብ ምፍራስ ዝሰምዐኪ የለን ጓልዛ ጴንጤ። ሓዳርኪ ኣፍሪስክስ ውድብ ክተፍርሲ ኸዓ መፂኺ? ደፋር ኣመለኛ።
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
እዞም ልባቡ ኢድ ዘውፅኡ ድዮም።ህዝብ ትግራይን ስራዊት ትግራይን ከሉ ሸፈጥ ስብሓትያውያን ፈሊትዎ እዩ።ልባቡ
@temesgenasegede7252
@temesgenasegede7252 2 ай бұрын
ኸብዳማት ህዝብና ናብ ገዝኡ መሉሱ
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 2 ай бұрын
Maltkumu halewu be hezebe keldkum abe tegrya ketnebru
@taklitkasa9828
@taklitkasa9828 2 ай бұрын
የጌታ ሰው ናብ እኒ እዩ ጩፋ ምካድ ይሕሸኪ እንታይ ከም ዝከውን እውን ክነግረን እዩ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 2 ай бұрын
Weyne lemayefte new
@selamselam2569
@selamselam2569 2 ай бұрын
እቶም 1023 ድዮም ንውልቀ ስብእኖምን ስልጣኖምን ወይስ እቶም 07 እዮም ሎሚ ከም ቀደም አይኮነን ህዝቢ ይዕዘበኩም አሎ እዩ። ለያቡ ተላኣኣኸቲ ናይ ኣብይ ኣሕመድ እዮም ብልጽግና ትግራይ ሕማቃት
@TesfayKahsay-n7e
@TesfayKahsay-n7e 2 ай бұрын
እዉ አብ ጉኒ ህዝብኹም ኮንኩ ህዝብኹም አድሕኑ እቱ ብስም ሕዋሕት ዝሽቅጥ አብ ሕዋሐት ዘሎ ገባቲ ጉጅለ ብቃኻ ክባሀል አሎው ብሕጊ ዝጥየቅ ክጥየቅ አሎዎ ሞትን ምድፋርን ደቂ አንሽትዮ አሕዋትና ሀንግን ዝረፋን ህዝብና ፍትሒ ክረክብ አሎዎ ፍትሒ ንህዝብን መርየትን ትግራይ ???
@TeklayTeklsy
@TeklayTeklsy 2 ай бұрын
ደብሪፅ ክስዕረኩም እዩ ። ለፍሊፍኩም ትቀርዩ
@Gobezay1983
@Gobezay1983 2 ай бұрын
YOUR TERM IS WAY OVER! Gubae is a must!
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
What Is Over Is The time of Corrupted Tplf Officials Like DebreStion And Alemgebrewahed !!! Gubae will only fasten their dismissal.
@fikaduwerku4764
@fikaduwerku4764 2 ай бұрын
ካብ 5 ደቃይቕ ንላእሊ ክሰምአኪ ኣይከኣልኹን። ሕውሓት ንኣኺ ብምትሓዙ ጥራሕ ክንደይናይ ከምልሞተ ተረዲአ። ድሞክራሲ ኣበይ ዝነበረ እዩ ዲሞክራሲ ኸዚ የለን ትብሊ? መምሰሊት መሕፈሪት።
@kidusmengesha6781
@kidusmengesha6781 2 ай бұрын
እዩ ጩፋ
@dman-oc4mf
@dman-oc4mf 2 ай бұрын
ውድብ ንእኩም ምፃራ 7 ዶ ተሪፍኩም ተአምር እዮ
@GideyAbrha
@GideyAbrha 2 ай бұрын
ነጋ አቅመ ቢስ 100 % ።
@KisanetGidey
@KisanetGidey 2 ай бұрын
ዑሱባት
@RedSeaEri
@RedSeaEri 2 ай бұрын
ኣይምልከተንን እዩ እምበር ኣብ ኣገላልጻኻ ብዙሕ ነገር ትሽፍን ዘለኻን ግልጽነት ዘይብሎም ዝተሓላለኹን መጠንቀቕታ ዝበዝሕዎም ናብ ፍታሕ ዘየምርሑን ኣላርም ዘለዎ ብህሎ ኢኻሒዝካ መጺኻ ኣብገለ ሕግን ሕጋውነትን ንውሳነ ዝምልከቱ ግን ግኑቕ ኣለኻ ኣብቲ ናይካድርኩም ኣኼባ ዝነበረ ካበይ ከምዝመጹ ዘይፍለጡ ዝብሉግን መብርሂ የድሊይአካ እዩ ።
@gebrielmulugeta2636
@gebrielmulugeta2636 2 ай бұрын
MLLT abqia ajokum menaesey
@hagosabezgi3504
@hagosabezgi3504 2 ай бұрын
ንስኽን ከማኽን ዝበሉ ዘይረብሑ ማእከላይ ከሚቴ እዮም እኮ ንህወሓት ናብ ናይ መጨራሻ ድቀት ክትአቱ እኸአለት፡፡ ዘይተረብሑ ድኹማት፡፡ ንስኺካብቶም ናይ ድኹማት ማእከላይ ኮመቴ ድሸቲ እኺ፣ ካብቶም ንትግራይ ዘርኢ ምፅናት ዋና ተወነይቲ ካብ ዝኾነ ሰባት ንፓሰተር ጩፋ ድጋፍኪ ትገልጺ ነይርኪ፣ ብሃጥማኖት ጉጅለ ዝፈጠርኪ ሰብ ኢኺ፡፡
@kokebnegn6832
@kokebnegn6832 2 ай бұрын
እታ ካበይ ዝመፀት ወንጫር ጴንጤ እያ ናይ አብይ😂መልእክተኛ ምኾንኪ ፍሉጥ እዩ
@mosesadulis1443
@mosesadulis1443 2 ай бұрын
The so called journalist is clueless !
@gedamugeda2236
@gedamugeda2236 2 ай бұрын
እስኪ ናብ እዩ ጩፋ ምህዳምኪ ኣይቀርን ጴንጠዋ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 2 ай бұрын
ጀጋኑ የሕዋትና ቀፅሉሉ
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 2 ай бұрын
በዛኹም በብሓደ እናወፃእኩም አተሸግሩና ይኾኖ። ተስማምዑ ወይኪአ ኩሉኹም ውረዱ።! እቲ ህዝቢ ይአኽሎ ብአኹም ተሓሚሱ እዋእ!!!😏
@almaz.8056
@almaz.8056 2 ай бұрын
Why are you guys scared?
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
No body they are brave simple
@okellobusha1351
@okellobusha1351 2 ай бұрын
Part 1 ይነበብ ስጋብ መጭጨረሻ ሓቀኛ ደቂ ትግራይ ተጋደልቲ ብናይ ዒዋሉ (Communist Gangsters) በቢኩርናዑ ተሰርዖም/ከፍ ኢሎም ስሩዕ ኣኼባ ብዲምክራሲያዊ መንገድን ስነ ስርዓትን ከይካየድ ዋጭዋጭ እንዳበሉን እንዳተጻረፉን ካብታ ብሕብእ ሕብኢተይ ዝተዋሃበቶም ትሕዝቶ ኣጀንዳ ወጻኢ ኣፍቲ ኣኼባ ከይመያየጡ ምግባር ዝጸንሐ ሕማቕ ተግባሮም እዩ። እቲ ብሓቂ ዝመጸ ካድሬን ኣባልን ደንጊጹን ፈረሒን ሱቕ ክብል ይጽዕሩ። እዚ ዝመሰለ ኣኼብ ባዓል ሂትለር ባዓል ስታሊን ዝጥቀሙሉ ዝነበረ “ሓንቲ ኣፍ ሓንቲ እዝኒ ሓንቲ ኢድ” ካብዝብል ጸረ ህዝቢ ኣመራርሓ ዝተወረሰ እዩ። ነዙይ ተኸቲሎም ናይ1960s and 1970s ናይ ኢትይጵያ ተማሃሮ ምንቅስቃስ መረሕቲን ኣባላትን ሕቡእ ኮሚኒስት ኣጀንደኦም ክትግብሩ፥ በፍላይ ኣብ ዩነቨርሲቲ ተማኣሃሮ ኣኼባታት ሙሩጻት ካድሬታቶም በቢኩርንዑ ከፍ ኣቢሎም ዋጭዋጭ እንዳበሉ ነቲ ንጹሀ ሓሳብ ዝሓዘ “Out of Order ሕዚ “ስነ ስርዓት” ከምባሃል ዘሎ እንዳበሉን እንዳናሸው ኣፉ ሒዙ ሱቕ ክብል ይገብሩ ነይሮም። ኣብ መጨረሽሁ ድማ ኣዳምዮም ኣዳምዮም ንባዕሎም ኣይተርፉ፥ ንኻልእ ኩለይ ለኪሞሞ ተሪፎም ዕላመኦም ሕማቕን ከፉእን ስለዝነበረ። እዚ ክፉእ ግብሪ ዋጭዋጭ ኣፍቲ ኢዋን ናይ ዩኒቨርሲቲ ተማሃሮ ዝነበሩ ደቂ መሳፍንቲ ትግራይ ባዓል ስብሓት ነጋ፡ መለስ ዜናዊ፡ ተወልደ ወ/ማርያም፡ ኣባይ ጸሃየ ወዘተ ከምዘላ እዛ Gangsterism ኣብ ደደቢት ኣብጺሖማ። ስጋብ ሎሚ ድማ ናይ ህወሓት መረሕቲ ናይ ሽርሒ መጋበሪያ ኮይና ተገልግል ኣላ። ኣብዚ ናይ ሕዚ ናይ ካድሬ (ላዕለዎት መረሕቲ ዝብል ጉልባብ ዝተዋሃቦ) ናይ “ምሩጻት” ዒዋሉ ኣኼብ ንህዝቢ ትግራይ ብዘዋርድን ዘሕዝን ትራኣይ ኣላ። ከምዙይን ዝመስል ክፉእ ኣመራርሓን ኣኼባታት ህወሓት ልብን ኣእምሮን ዝሰብር፡ ክብረሂሊናን መንነትን ዘዋርድ፡ ምስወራዳታትን ልዕሊ ኹሉ ድማ ምስ ጸለእቲን ጠለምቲን ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ተኣኪብና ከፍ ኢልና ናይጉጂለ ኣጀንዳን ውሳነታት ተቐቢልና ኣይነጽድቕን ኢሎም እዮም እዞም ኩቡራትን ጀጋኑን ሓፍቲናን ሓውናን ህዝባዊ ሓቂን መስመርን ሒዞም ብስብእናን ብኽብሪን ናብ ህዝቦም ተጸምቢሮም ዝንሂዉ ሕዚ። ንሳኽትኩምን ካልኦት ብጾትኩም ከማኹም ታርካዊ ደውታን ግቡእ ውሳነን ዝወሰንኩም ኩሌኹም ክብርኹምን መንነትኩምን ክሕለው ገይርኩም ENOUGH IS ENOUGH ስለዝበልኩም ሙሉእ ናይሰላም ዕረፍቲን ድቃስን ህይወትን ምሕላፍ ጀሚርኩም ኣለኹም። ብዘሕጉስ ውሳነኹምን ንጹር ገለጻኹምን መብርሒምን ድማ ኩሉ ሓቅኛ ትግራዋይ ደስ ኣቢልክማዎ ኢኹም። ለካስ ከምዚኣቶም ዝመሰሉ ጀጋኑን ኣናብስን ኩሉይ ኣለዉ እዮም ኣብ ማዕኸል ጉሒላታትን፡ ከብዳማትን፡ ቁሸታማትን፡ ሽርሐኛታትን፡ በተንቲን ኣፍረስቲን፡ ከፋፈልቲን ወዘተ ውሽጢ ኢሉ ከኣምን ገይርክሞ ሓፋሽ ሕብኹም። ከም ብጻይኩም ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ማእኸላይ ቁጽጽር ኮሚሽንን “ናይ ውድብ ኣባላት ኮይና ንዝተፈጸመ ጌጋታት ብወልቂ ንሕና ኩለይ ተሓተቲ ምዃና ንኣምን ኢና” ማላትኩም ክንደያናይ ለባማት፡ ሙሁራት፡ ፈላጣት፡ ROLE MODELS ምዃንኩም እዩ ኣርእይኩም አለኹም። ንካልኦት ደቂ ህዝቢ ትግራይ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ኩለይ ነዞም ጀጋኑ ቆራጻት ምሰሉ ኢልና ጻውዒት ነቕርበሎም። እንተደልዮም ከማኻትኩም ብዕሊ ውጺኦም ናይ ልቦም ይዛሪቡ ክነፍሰሎምን ክሕጎሱን ምእንቲ። ብኻልእ ኩለይ ብጽሑፍ ወይ ድማ ሕትም ኣቢሎም ከማኻትኩም ናይ ዕለት ህዝባዊ ሓላፍነቶም ይስርሑ። ናይቶም ካካያት መስመርን ተግባርን ነጻጺጎም ስጋብ ኩሉ ብዕሊን ብህጊን ኣብ ኣደባባይ ዝወጽእ ይተሓባበሩ። ናብ ህዝቢ ስለተጸምበርኩም ምንም ዝጎድለኩምን ትስእንዎን ነገር የለን። ኩሉ መሰልን ስልጣንን ሓይሊን ኣብ ኢድ ህዝቢ ትግራይ እንዳኣተወ ኣዩ። ሙሉእ ብሙሉእ ምእንታን ህዝብና ኩሉ ተረኪቡ ብዘይ ፍርሒን ድፍኢትን ናጻ ኮይኑ ህዝቢ ዝመረጾ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ መንግስቲ ክልል ትግራይ ከምስረት ግዴኹም ትጻወትሉ ሎሚ እዩ ጽባሕ ኣይኮነን። ቀልጥፍኩም ናብ ህብኹም ተጸምበሩ። ባዓል ደብረጽየን/ደብረብርሰትን ተኸተልቶምን ግና ሕዚ ኹለይ ድሕሪ ኢድ ምሃብ ኣጉል ፈኸረኦም (BRAVADO) ኣይገድፍዎን ዝንሄው። እዙይ ማለት ትማሊ መንገዲ ሰላም ረጊጾምን ሃሊኾምን “መኸተ” ዝብል ጭርሖ ዘርጊሖምን ዘሪኦምን ናይ 1,000,000 ህዝብና ህይወት ክብርስ ዕውርን ጨካንን ስሱዕን መሪሕነት ከምዝይሃቡ ኣዩ። “ግመል ያ ሰሪቖምስ ጉምብጉምብሕ” ክምዝባሃል ናይምናትይ ሕብእ ሕብኢተይ እዩ ክጻወቱ ዝደልዩ ዘለዉ። ዝኹሉ ብርሰትስን ዕንወትን ብግልጺን ብኣደባባይን ከይተጸንዐን ከይተመርመረን ከይተሰነደን ማለት (DOCUMENTED) ከይኮነ፥ ብዘይተጠያቕነትን ሓላፍነትን፥ ብሕብሕብትን ተብተብን ብሽርሒን ጉባኤ ጸዊዕኻ መሰልቶም ከመራርጹ ይዳለዉ ኣለዉ ብኣጉል ትዕቢት ተወጣጢሮም። ኣብኡ እንሄኩም ኢልካ ደብራሪኻ ናብ ፈቖዶ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ህድማ ንምክያድ እዩ እቲ ዝንሄ ሃተውተው፡ ገልጠምጠም፡ ደንበርበር፡ ዓበርበር። ኣብዝሓለፈ ቀቢጸ ተስፋ ሃተውተዉ እቲ መረሒ ህወሓት እየ ባሃላይ ደጋጊም እታ ናይ ውድቦም ሓንቲ እኩይ ተግባር መፈራርሒትን መደነዘዚትን መዕፈኒትን My Or No Way ብኻልእ መንገዲ ድማ ፍጹም መጋበሪያ ኮምዩኒስታት ሌኒን፡ ስታሊን፡ ማኦ ዝነበረት Democratic Centralism ብህወሓት ቁንቋ “ቀይዲ በተኽ” መጠንቐቕታ ዓይነት ብኣደባባይ ተዛሪቡ መን ጠይቒ ኣለኒ ብማለት። ማፍያ ኹለይ “Omerta” (the law of silence) = Democratic Centralism ተጠቒማ ኣባላታ ካብ ዝተወሰne ወጻኢን ዝተዋሃቦም መምርሒን ትእዛዝን ሓንቲ ነገር ሸተትን ብሕምን ከይብሉ ትገብር እያ። George Orwell ኣብ “Animal Farm” ን “1984” መጻሕፍቱ ናይ ስታሊንን መሰልቱ ዲክታተራት ወሰን ዘይብሉ ገበንን ኢሰብኣዊነትን ኣቃሊዑ ካልኣይ ከይድገም መምሃሪ ኮይነን ኣለዋ። እዚ ኹሉ ኣብ ታሪኽ አጋጠመ ግፍዕታት ባዓል ደብረጽየን/ደብረብርሰትን ቀዳማቶምን ከምዘሎ ናይ እምነቶምን ተግባሮምን መሳርሒ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ን 50 ዓመት ሙሉእ ግፍዕታት ኣካይዶሙሉ እዮም። ነዙይን ወዲ እዙይን ንምፍጻም እዩ “መስመርና” ይተሓለው ዝብልሉ። ካብዙይ ተበጊሶም ኩለይ እዮም “ቀይዲ በተኽ” ዶ እንታይ ዶ ዝበሉ ዘለዉ።በተወሳኺ 1, 030 - 7 = 1,023 ካድሬ ስጋብ መብዛሕቲኡ ናብ ልቡ ተመሊሱ ጥርሖም ዘትርፎም “ምሩጻት ላዕለዎት ኣመራርሓ” ልዕሊ ህዝቢ እዮም ብማለት ብዘስደምምን ብዘሕዝንን ብግልጺን ተዛሪቡ። ንሳቶም ላዕለዎት ወሰንቲ ናብራን ህይወትን ህዝቢ ትግራይ ምግባር ኣብ “Animal Farm” ከምተገለጸ ምትግበር ኣሎ ማለት እዩ። ስታሊናውያን ንዝተቓወሞም ዘይናቱ ሽም ብምሃብ የጸልሙን ይውንጂሉን ካብ ህዝቢ ክፍለይ ከምዝጽዕሩ ይፍለጥ። ንተኸተልቶም ካድሬታትን ኣባላቶምን ኩለይ ሕሶት ንኣብነት 2 + 2 = 3 እዩ እንዳበሉ የእምኑ። ናይዚ መደመር ውጺት ኣርባዕተ ምዃኑ ብምስራዝን ኢሳይንሳዊ ብዝኾነ መስርሕ ናይ ሓሻኽሮም ርእሲ ይጠውዩ Brainwash ይገብሩ። ነዙይ እዩ ኣብዙይ ኣብ Comments ሓደ ሓደ ካድሬታትን ቤተሰቦምን ዝኾኑ ለውጢ መጺኡ ፍሉይ ጥቕሞም ዝተርፎም ግዕዙይ ነገር ዝድብርዩ ዘለዉ። እዚኦም ከምጎይተቶም ቀቢጸ ተስፋ DESPERADOስ አዮም።
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 2 ай бұрын
ህወሓት አብትሕተ ውግእ ኮይኑ እውን ጉባኤ አይሓልፋን ነይረከ፣ምኽንያቱ መራሕቲ ዝምረፁን መስመራት ዝሰተኻኸሉን ብጉባኤ ጥራሕ እዩ። ሕዚ ፀገም ፈጢሩ ዘሎ ክመርሓሉ ዝተፈቆዶ ግዜ ዝሓለፈ ዝመረተ ሓይሊ ሰለዝተፈጠረ ብጉባኤ ጥራሕ እዩ ዝፍታሕ። እቲ ስትራተጂክ አመራርሓ ዝወደቀሉ ምክንያት ሓደ ንግዜ ዝምጥኑ መራሕቲ ዘይምቅያሩ እዩ። Expired ዝገበረ መድሓኒት ምጥቃም ሕማም አይፍውስን። እቲ ተጀሚሩ ዘሎ መንገዲ ከም ኡሳያስ አፈወርቂ ብሓደ ውልቀ መራሒ ንዘላአለም ክነብር ዘግብር ፀረ ዴሞክራሲያዊ መንገዲ እዩ።
@AssefaHaile-t6d
@AssefaHaile-t6d 2 ай бұрын
አዩ ጩፊ
@coystemam4171
@coystemam4171 2 ай бұрын
ጴንጤ.. ጋልዛ ጋህባ
@WKaz-cs8tg
@WKaz-cs8tg 2 ай бұрын
You all are worthless to me at this issue. A party with golden political experience and have “one goal” which is to serve and protect the people you represent can not resolve its internal issue in a civil manor is your all weakness. The young generation did show us how to defend himself and people’s right. You can’t resolve the internal issues without such a mess is unacceptable.
@bekuretsionasgedom8826
@bekuretsionasgedom8826 2 ай бұрын
ዝበስበሰ ነገር ንክንደይ ዓመት ይፅወር። እስኪ ነቲ መንእሰይ ትውልዲ ስልጣንኩም አረከቡ። ከመይ ገይሩ ህዝቢ ዝመርሕ ውድብ አመት ሙሉእ አብ አኬባ ይውዕል? እዚ ሒዝኩም ክትዛረቡ ዘይትሓፍሩ ግን መገረሚ እዩ?
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 2 ай бұрын
ወ/ሮ ሰብለ ከጩፋጋ የጀመርሽው ይሻልሻል እቲ ዝገርም ናይትግራይ ጋዜጠኛታት ስቕ ኢሎም ዝበልዎም ከም ንኽርስትና ተፀውዑ ሰሚዖም ይኸዱ ! ትግራይ ንዝሓለፈ ክትግምግም ዘይተወደኣ አብመኸተ እያ ዘላ አብዘይተወደኣ ነገር ገምጋም ንምንታይ
@KasaHaile-h3d
@KasaHaile-h3d 2 ай бұрын
መሻኽን ኪዱ ናብ ሚድያ ወፂእኹም ንስኹም ድማ ከምዚኣ በሉ ዲኹም ተባሂልኩም ? ዕሱባት! ዝተዓስበማ ክብሪ የብሉን ከም ዲያብሎስ ድሁል እዩ።
@HenokHadgu-j8j
@HenokHadgu-j8j 2 ай бұрын
አነ ዝገርመኒ ማእከላይ ኮሚቴ እተኮኑኩም ናይ ሕዝቢ ንብረት ናዘረፈ ዘሎ ሐይሊ ዓገብ ዘትብልዋም ወይ ንሱኩም እውን ኢድ አለኩም እዩ ተሪር ዝኮነ ናይ ሌባቡ ዘተቃልዑ
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 2 ай бұрын
Abe adarsh endawalke eyu chfa ketemlke mural yeblken abe medeya wetseke wedeb ketnekfe
@AdaneAlebachew
@AdaneAlebachew 2 ай бұрын
እዚኣ ከኣ ዎና ሸቃጢት ረሳህ ክካየድ የብሉን ሰረቅቲ ውረዱ መጭበርበርቲ አለታውያን ፀበብቲ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ስጉምቲ ክወስድ አለዎ
@AM-hf7he
@AM-hf7he 2 ай бұрын
TPLF was carrying garbage for a long time. Now the garbage is known time to clean house restore the TPLF back to work.
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 ай бұрын
Keep Up The Great Work !!! Tigrai Needs People like You !!! Dont Mind The Insult Of ልባቡ Cadres !!! Thank You DW Tv For Being A voice To The People !!!
@AM-hf7he
@AM-hf7he 2 ай бұрын
Is this old lady from amara?is this old lady from amara region?
@BrhaneWeldy
@BrhaneWeldy 2 ай бұрын
እቲ ጋዘጠኛ እውን አፍ አለወ ዶ ሰእሊ ድዩ
@BarnabasKidman
@BarnabasKidman 2 ай бұрын
ካብ ገመድ ምጉታት አብ ክልተ ይኹን አብ ሰለስተ ተመቒልኩም ገጉጅለኹም ሒዝኩም ፖርቲታት ዘይትፈጥሩ ።ንስኹም ክትረዳድኡ ብዘይምኽልኩም ህዝበ ታይ ገበረ።ናይ ባዕልኹምስቲ ግበሩ።ዝተለመደ ነገር ዘይትገብሩ ነናትኩም ሓዙ።
@DestaMekonnen-x3b
@DestaMekonnen-x3b 2 ай бұрын
Nisikis amerariha ! Aye TPLF .nizieom hiziki do kedemus .wuridet
Synyptas 4 | Арамызда бір сатқын бар ! | 4 Bolim
17:24
Un coup venu de l’espace 😂😂😂
00:19
Nicocapone
Рет қаралды 12 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 43 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 30  ( BY BRUNO )
41:54
Awra Tube
Рет қаралды 197 М.
DW International መድረኽ ዝኽሪ ሓርበኛ ጥላሁን ይግዛው
59:50
Synyptas 4 | Арамызда бір сатқын бар ! | 4 Bolim
17:24