መዓልታዊ ብዝሑል ምሕጻብ ብዓይኒ ጥዕና ከመይ'ዩ፧

  Рет қаралды 122,017

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

#eritrea #tigray #tigrigna #ጥዕና #coldshower

Пікірлер: 390
@Filipos22
@Filipos22 8 ай бұрын
ኣነ ኩሉ ግዜ'የ ብ'ከትከት ዝብል ማይ ዝሕጸብ። ዳርጋ 4 ዓመት ምሉእ ብዝሑል ማይ ጥራይ ተሓጺበ ኣለኹ። ክጅምሮ ከለኹ ብማይ-ጸሎት(ማይ ድጋም) ምሕጻብ'የ ጀሚረዮ ደሓር ግን ጥዑም ጥዒምኒ ቀጺለዮ። ከምዚ ዝበልክዮ ውን ክብድክብ ምስዝብለካ ወይ ጭንቀት(ቅዛነት) ምስዝስምዓካ ብዝሑል ማይ ምሕጻብ ነቲ ዝስምዓካ ሕማቅ ስምዒት የህድኦ'ዩ። ስለዚ ብዝሑል ማይ ምሕጻብ ብዘይካ ነቶም ዘይምልከቶም ኩሉ ሰብ ከዘውትሮ ዘለዎ ጠቃሚ ልምዲ'ዩ። Tnx a lot Dr.Sharon ❤❤❤
@SamuTsegay
@SamuTsegay 8 ай бұрын
ኣነ'ውን ብማይ ድጋመት ምሕጻብ ምስ ጀመርኩ 5 ዓመት ዝሑል ማይ እየ ዝሕጸብ ወላ ኣብ ግዜ በረዲ
@meazagaltgray9338
@meazagaltgray9338 8 ай бұрын
_ኣነ እውን ዝሑል ማይ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ 3ዓመት ክኣ ትኩስ (ውዑይ )ትሓጺበ ኣይፈልጥን ድቃስ እውን በጥ እየ ዝብል_
@ካብቲክቶክ
@ካብቲክቶክ 8 ай бұрын
ኣነ ሕጂ ኣብ ሽቃቅ ኮይነ ሰሞዐኪ ኣብኣ ከለኩ ከኣ ብ ዙሑል ማይ ተሓጺበ መስ ወዳእኩ ከኣ ደስ ኢሉኒ ኣሎ ሕጂ ደስ ኢሉኒ ከሎ እየ ዝጸሓፍ ዘለኩ እሞ፡ ኩሉ ጌዘ ብር ክትብሊ ተሓጎሲ መምህረይ!!!thank you
@edenhabte440
@edenhabte440 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@ariamlove2191
@ariamlove2191 8 ай бұрын
Beziy kury kemey gerka bzhul khtseb 🤔🤔🤔
@Natan0755
@Natan0755 8 ай бұрын
ከዛብ 😂
@kb1956
@kb1956 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ተዳልውዮ ፕሮግራም ብዘይ ምግናን ኩሉ ብጣሚ ኣገዳሲ ኮይኑ ረኪበዮ፡ የቀንየልና ስለ ትህብና ትምሕርቲ፡ ምስ ሰማእክዋ ነዛ ቪድዮ ንነብሰይ ፈቲነያ ኣዝዩ ጽቡቅን ደስ ኢሉኒ ኣብ ዙሕልማይ ናይ ሎማንቲ ዓወት ብምምዝጋበይ❤ 😊 God bless you more!!
@kokobtemelso5204
@kokobtemelso5204 8 ай бұрын
Nay shekak flash ke be zehul do gerkayo😅
@Gl.f
@Gl.f 8 ай бұрын
ን 15 ዓመት ዝሑል ማይ ተሓጺበ ውጺኢቱ ጽቡቕ ኢዩ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ጥዕናይ ምሉእ ኢዩ ኣብ ተመኩረይ ዝራኤኹዎ ካብ ቅዛነት ናጻ ኢዩ ዝገብረካ ስዓል ትብሃል ዳርጋ ኣይትሕዘንን ሸውሃተይ ክፉት ኢዩ ቃንዛ መጋጣጥሞ ይኹን ቃንዛ ርእሲ ናጻ ይገብሮ ትህኪት ትብሃል ጥቓኻ ኣይትቐርብን ኢያ ቆርበትካ ጽቡቕ ወዝ ይገብር ከምዛ ዶኮተር ሻሮን ዝብለትኩም ግን ድኻም ልቢ እንተ ሃሊኩም ጥንቅቕ በሉ ።
@sabamisghina7076
@sabamisghina7076 8 ай бұрын
☝️
@fortunam2729
@fortunam2729 8 ай бұрын
​@@sabamisghina7076 ዋላ ጨጉርኺ ዲኺ ሳባ
@ቀንዴልትምምራሕመኪና
@ቀንዴልትምምራሕመኪና 8 ай бұрын
ቅድሚ 11 ዓመት ካብ ከበሳ ናብቲ ብዝሒ ዝርገሐ ዘለዎ ጣንጡን ዓሶን ዘለዎ ከባቢ ዞባ ጋሽ ባርካ ሃገርና ብስራሕ ኣብ ዝተመደብኩሉ እዋን ኢየ ንክዝሕል ማይ ኣብ ኣፍደገ እንዳሕደርኩ ልዕሊ 3 ዓመት ይሕጸብ ስለ ዝነበርኩ ዝኮነ ዓሶ ዝብሃል ከይሓዘኒ ስደት ኣምሪ። ልዕሊ 8 ዓመት ኣብ ኤውሮፓ ብዝሑል ማይ ጥራይ ይሕጸብ። ንግሆ ክትንስእ ከለኹ ኣዝየ ትጉህ ኢየ ዝኸውን: ስዓል ከምኡ ውን ኣብቲ ጽንኩር እዋን ኮሮና ኣብ ጥቓይ ኣይቀረበን። ስለዚ ኣዝዩ ውጽኢታዊ ኢዩ ኣብ ኢድና ስለ ዘሎ ንጠቀመሉ።
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl 8 ай бұрын
​@@ቀንዴልትምምራሕመኪናብቁሪ ሳዓት ተተሓፂብና ቁሪ ኣይንስሕብን ዶ
@ቀንዴልትምምራሕመኪና
@ቀንዴልትምምራሕመኪና 8 ай бұрын
@@SaraSara-zu2vlሰላም ክቡር/ቲ ሓው/ብቲ ንሓደ ሰዓት ብዝሑል ማይ ምሕጻብ ጉድናዊ ሳዕቤን ከኸትል ይኽእል ኢዩ። ንጥዕና ኣወንታዊ ውጺኢት ክህልዎ ዝኽእል ካብ 8 -13 ደቃይቅ ብዝሑል ማይ ክትሕጸብ ካብ ዝተፈላከዩ ሕማማት ይከላኸል። ንኣብነት ስርዓተ ዑደት ደም ብግቡእ ከም ዝፍጸም: ካብ ጸቕጢ: ድኻም ካብ ዝተፈላለዩ ነድሪን ቃንዛን...... ክከላኸል ይኽእል። ብሓፈሻ ንሓደ ሰዓት ዝኣክል ማይ ኣብ ሰብነት ምሕጻብ ተጥፍእ እንተኮንካ ግን ንቑጠባውን ንማሕበራዊ ናብራኻውን ሃሳዩ ኢዩ። ስለዚ ግቡእ ኣጠቓቕማ ከነዘውትር ተመራጺ ኢዩ።
@Dermas2024
@Dermas2024 8 ай бұрын
ክብርቲ ዶክተር ሻሮን፡ ኣቐዲመ ስለቲ ብቐጻሊ ትህብዮ ናይ ጥዕና ኣስተምህሮ ከመስግነኪ እፈቱ። ብዛዕባ ጥቅምታት ብማይ ዝሑል ምሕጻብ ወይ ኣብ ማይ በረድ ምእላኽ ካብ ተሞክሮይ ምሳኺ ብሙሉእ እሰማማዕ እየ።ርሑቕ ከይከድና ብማይዝሑል ምሕጽብ ኣብ ልምዳዊ ኣፈዋውሳና ኣዝዩ ዝውቱር ምዃኑ ከነተኩረሉ ይግባእ። ከም ኣብነት ንምጥቃስ፡ ማይ ጨ(ጸ)ሎት መብዝሕትኡ ጊዘ ኣብ ንግሆ እዩ ዝፍጸም። ዋላ ምሕጽብ ማይ ጳጉመን እውን እንተኾነ ብንግሆ ዝኾነሉ ምኽንያት ጥቕሚ ናይ ብዝሑል ማይ ምሕጽብ ኣብ ግምት ካብምእታው ዝነቐለ ምዃኑ ዘካትዕ ኣይኮነን። ብዓቢኡ ከምቲ ዝገለጽክዮ ብሰነፍልጠት (ስይንስ) ዝተደገፈ ጥቕምታት ንረኽበሉ። ብተወሳኺ’ውን ካብ ኣካላዊ ጽሬት (hygiene) ዝነቅል ጥቅሚ ኣለዎ። ሃልኪ ጽዓት’ውን ተውሳኺ ረብሓዩ። ስለዚ ንኹሉ ጥቕምታቱ ኣብ ግምት ብምእታው ከነዘውትሮ እላቦ።። ምስ’ዚ ብምትእስሳር ፡ ጊዘ እንተረኺብኪ ኣብ መጻኢ መደባትኪ ብዛዕባ ጥቐምታትን ኣጠቓቕማን ብማይ ዝሕሉን ውዕይን እንድቐያያርካ ዝገበር ዓይነት ኣፍዋውሳ ( hydrotherapy) ብፍላይ ድማ ኣብ ምፍዋስ ቅርጥማትን ካልኦት ዓይነት ሕማማትን ዘተኮረ መደብ ንከተቅርቢ ብትሕትና እላቦ።
@rutahabtemariam6751
@rutahabtemariam6751 2 ай бұрын
Thanks alot doktor❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👌👌👌
@AAGTOSS
@AAGTOSS 8 ай бұрын
DR Sharon ❤❤❤. ኣቀራርባኺ ምዕቡል እዩ። ዘምጽኣኪ ተዛሪብኪ፡ መእተዊን መዛዘምን ሙዚቃ ወዲ ሙዚቃ ጌርኪ ግዜ ናይ ተኸታተልትኺ ኣይተባኽንን። ገሊኦም፡ ክሳብ ዝጅምሩ ጥራይ ምሉእ ደርፊ ወሊዖም ሽድሽተ ደቒቕ የቃጽሉልካ 😂 ኣብ መደምደምታ ኸኣ ካልእ ሙዚቃ ይውልዑልካ። ጥሕዝቶ ዘረባኦም ከኣ ክሳብ ናብ ዋና ኣርእስቲ ዝኣትዉ፡ ኮለል ክብሉ ዘይቅርጡው ዘረባ ይልፍልፉ። ኣንበሲት ! ቀጽልዮ ኣጆኺ። ይቐንየልና።
@merrygebreyesus1929
@merrygebreyesus1929 8 ай бұрын
😂
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 8 ай бұрын
የቀንየልና። ኣገደስቲ ሕቶታትን ርእይቶታትን ጠርኒፍኪ መብርህን ርእይቶን እንተትህብና ብትሕትና ይሓተኪ።
@embebaembaye7972
@embebaembaye7972 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ አኪ ተመሓላልፊ ብጣዕሚ የ ዘድንቀኪ ሶ ውዕይ ምሕጻብ ከ ታይ ጸገም ከምጸኣልና ይከአል
@ZeresenayMahari-sw9bw
@ZeresenayMahari-sw9bw 8 ай бұрын
Yefzizeka Bwieyu tetehaxibe dikam eyu zsimieni.. Korbetey kia ab diga zwealiku ymesili . Ybeliani hakakin zhazeni ymesleni.
@hagoshilu6088
@hagoshilu6088 8 ай бұрын
​​@@ZeresenayMahari-sw9bwabea keleka kmlealka weshitawi akalatna kulu gzie mes rekese eyu be may wuey mhxab malet ne zkone himamat n keytxawer qulue zgeber eyu thank you yhiwat❤
@mebrhiyemane8728
@mebrhiyemane8728 8 ай бұрын
ብትኽክል ዶግተረ ዝሑል ማይ መድሃኒት እዩ ብፍላይ ንሳዓል ኣነ ካብ ዝፈለጠኒ ናይ ባሓቂ ክሳብ እዚያ ዝጽሕፈልኪ ደለኹ ሳዓት ብማይ ዉይ ዝባሃል ካብ ዝፍለጠኒ ታሓጺበ ኣይፈልጥን እመስገን ፈጣሪ ድማ ሳዓል ዝባሃል ሓሚመ ኣይፈልጥን በንጻሩ ድማ ሰበይተይ እንተሞተት ብዙሑል ማይ ተሓጺባ ኣይትፈልጥን እቲያ ሳዓል ድማ እንተዋሓደ ኣብ ወርሒ ክልተ ግዘ ትሕዛ ስለሓበረታኪ ግን ኣዝየ የመስግን ትኽክል እዩ ንምባል እየ thank dotere.
@mebratghebrelibanos
@mebratghebrelibanos 8 ай бұрын
መርሐባ ደ/ር ሻሮን ብቲ ትህብና ጠቃሚ ዝኾነ አስተምህሮ ምቅሉልነትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏 ሕቶ አለኒ ብዛዕባ ሕበጥ እግን ( varicose veins) ከምኡ ኻ አ ብዛዕባ ሕማም ሽኮር : ከምኡ ኻአ ብዛዕባ ስትሮክ ጸቅጢ ደም ወይ ( stroke) ክተብርህልና ብትሕትና ይሐተኪ ካብ ምንታይ ይመጽእ? ብኸመይ ከ ይፍወ ክተብርህልና ደጊመ ብትሕትና ይሐትት: ዕድመን ጥዕናን አብ ኩሉ ስራሕኪ አሳልጦ ን አምላኽ ምሳኺ ይኹ 🙏❤️🌺
@micaelzekarias1537
@micaelzekarias1537 8 ай бұрын
Thanks my dear. ኣነ ዝሑል ማይ ንግሆ ምሕጻብ ዝፈቱ'የ። ዋላ ኣሜሪካ በረድ ትቀየር: ግድን'የ ብዝሑል ማይ ዝሕጸብ። ናይ ብሓቂ ድማ እዝዩ ክብሎ ዝጽገም ባህታ ይፈጥረል። please try and u will see the real difference.
@mercury.Hg23
@mercury.Hg23 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤Dr sharon, ንኩሉ ትህብና ጥዕናዊ ምክርን ትምህርትን ብጣዕሚ እይ ዘመስግነኪ እግዚኣብሄር ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኪ❤❤❤❤❤GBU
@yoditisaac1885
@yoditisaac1885 8 ай бұрын
After I watched this, for the first time in my 48 yrs I showered cold water. You convinced me the importance of cold shower and It felt amazing. Thank you Dr!
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 8 ай бұрын
Happy to hear you liked it, yodita.
@redflawer9043
@redflawer9043 8 ай бұрын
ዶ/ር ሻሮን ብትህብና ትምህቲ ኣዜ የመስግነኪ ብዝላዓለ መልኩዑ ቀጽልዮ ከም ባዓል ዓሶ ቀንዲ መድሃኒት ኢዩ
@YT-ck6de
@YT-ck6de 8 ай бұрын
ኣሰላም ዶክተር ሻሮን ነመስግነኪ ነቲ ጽቡቕ መደባትኪ ኣነ ተጠቃሚ ዝሑል ማይ እየ ኣብ ቆራሪ ሃገር እየ ዝቅመጥ እንተዀነ ግን ማይ ዙሑል ናይ ብሓቂ ጥዕና እዩ፡ ንዝበልክዮ ኣነ መረጋገጺ እየ ሓቂ እዩ ንልዕሊ 3ዓመት ብዙሑል እየ ዝሕጸብ ።
@almazhaile77
@almazhaile77 8 ай бұрын
Dear Dr Sharon, your lessons are enriching like always. Our people used to take depressed people to MAY CHELOT and they still do. It shows how cultured and civilized people we were long before todays modern science. May I ask if people with Asthma, bronchitis, or sinus could wash themselves with cold water? Dr Sharon you are doing amazingly great job by educating us in the language that we understand most. May God bless you and your family abandantly.
@romangedeye9684
@romangedeye9684 8 ай бұрын
ትክክል እዩ አነ ልባዕለይ ኩሉ ጊዜ ኩሉ ማዕልቲ እየ ልሕፀብ በጣዕሚ እየ ልሕጎስ
@alula763
@alula763 8 ай бұрын
ዶ / ሻሮን ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሓልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfazgigirmay3595
@tesfazgigirmay3595 8 ай бұрын
ኣነ ሙሉእ ዕድመይ ብዙሑል ማይ እየ ዝሕጸብ ኣምላኽ ይመስገን ድማ ኣዝየ ጥዑይ እየ ።እዚ ድማ ንግሆ ዙሑል ማይ ምሕጻብ ንጥዕና ጼቡቅ እዩ ዜብል እምነት ሰለ ዘሕደርኩ እየ።
@ahmedidris1405
@ahmedidris1405 8 ай бұрын
ዶ ር/ ብኽብረትኪ ጥንቂ ሳሓን ምስ እፋዋውስኡን ትምህርት እባ ኣቅርብልና ።
@jamiesaeed
@jamiesaeed 8 ай бұрын
ነመስግነኪ ዶ ሻሮን! ነዞም ኣብ ሰመን ኣመሪካ ንነብሪ ከ ኣብ ግዜ ዛሕሊ ( ውርጪ) ኣካላትና ብጣዕሚ እዩ ዝቆርር ። ልኽዕ ከምዚ ዝበልኪዮ ኣካላትና ይጥቐም ዶ እዩ፧ ወላስ ብዙሑል ማይ ምሕጻብ ጥራይ እዩ ውጺኢታዊ፧ ምስ ቡዙሕ ምስጋና!!!😊
@محمدصالح-ث6ه2ش
@محمدصالح-ث6ه2ش 8 ай бұрын
Thank you Dr Sharon sleti gezeki hebki nehbretesbna tehbyo temhrti
@Lishaney3
@Lishaney3 8 ай бұрын
ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ።
@rafis1966
@rafis1966 8 ай бұрын
ይቀኔልና ክብርቲ ዶር❤
@ftwihadish1883
@ftwihadish1883 8 ай бұрын
Welcome back Dr.sharon and thank you so much ❤❤❤
@efremtekeleya6893
@efremtekeleya6893 8 ай бұрын
Wwww gele keytbli ferihe xenihe ane btami eye zuhul may zfetu tnx doctor Sharon ❤❤❤❤❤
@saidabdella8036
@saidabdella8036 8 ай бұрын
ጋል ገዛውተይ መዓረይ.. እዚኣ ዝሑል ማይ ትኸብደኒ እንድያ ነራ ሕጂ ግን እዚ ኩሉ እንዳ ነገርክናስ ክንለማመዳ እና ❤❤❤ we love you ጨው ብጨው ዝኾንኪ ፍጥረት
@hagoshilu6088
@hagoshilu6088 8 ай бұрын
Abey dyu gezawuta saron haftna bro
@saidabdella8036
@saidabdella8036 8 ай бұрын
@@hagoshilu6088 ዉቅሮ ዓዲግራት
@Ayngage
@Ayngage 8 ай бұрын
​@@hagoshilu6088 NSKHA KHE...? MAYTEMENAI KEYTBLANI?
@siemmedhanie7351
@siemmedhanie7351 8 ай бұрын
Thanks for your helpful lesson
@wedigermen2776
@wedigermen2776 8 ай бұрын
ናይ ብሐቂ ሃናጺ ❤
@rutanegash5195
@rutanegash5195 8 ай бұрын
🥰🥰🥰
@ferejayassin8038
@ferejayassin8038 8 ай бұрын
Tanks doctor Sharon God bless you
@selambahta145
@selambahta145 8 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ኣሰኮላ ዶቶረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💙💙💙💙💙💙💙
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 8 ай бұрын
You are the best please keep it up we are sick and tired of politicians ❤❤❤❤
@akalkibrom7181
@akalkibrom7181 8 ай бұрын
THANK YOU ABYSEB TKEKELYOU BTEME TAKAME EYOU
@Johnyjohn170
@Johnyjohn170 8 ай бұрын
Wawwwww doctor sharon fltetki yebzhalki zhabtey thank you 🙏🙏
@rigattekle5375
@rigattekle5375 8 ай бұрын
Bravo Dr Sharon ❤
@HdruWeldu
@HdruWeldu 8 ай бұрын
Thank you D.r sharu
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 8 ай бұрын
Welcome Dr. Saron
@HadushGebremariam-x7d
@HadushGebremariam-x7d 8 ай бұрын
Nervy zelewo seb ke kemey ykewn
@amanuel5687
@amanuel5687 8 ай бұрын
ይቀኔልና ዶ/ር ሻሮን ዘቅረብክልና መደብ
@ariamlove2191
@ariamlove2191 8 ай бұрын
Thanks sari shkor bzaeba ማማግራመን አባ ስርሕልና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@henokweldat6654
@henokweldat6654 8 ай бұрын
Kbret yhabelna dr,sharon amlak yhagzki❤
@salinaeritrea337
@salinaeritrea337 8 ай бұрын
Thank you as usual. Excellent.
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 8 ай бұрын
የቀንየልና ዓባይ ሰብ ከምዚ ክአማኺ ይብዝሓ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selemunbereket1268
@selemunbereket1268 5 ай бұрын
ብውዕይ ማይ ምሕጻብ 'ከ እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ ተገዲስኪ መልስለይ
@solomoneyasu6003
@solomoneyasu6003 8 ай бұрын
good job thank you dr.sharon
@arsimoss7213
@arsimoss7213 8 ай бұрын
ሽኮሪና❤❤
@Algalove7
@Algalove7 8 ай бұрын
Thank you Dr.Sharon Gbu 🙏❤️❤️❤️
@Zegowitzfamily
@Zegowitzfamily 8 ай бұрын
Thanks that was very helpful
@sabaokbaghergish5254
@sabaokbaghergish5254 8 ай бұрын
Wow great job DR. Sharon. Thank you 🙏 keep it up you are an asset yo your Eritrean community God bless you my dear sister 🙏
@Eritreamama
@Eritreamama 8 ай бұрын
ዶክተር ተገዲስኪ መልስለይ ብኣዝዩ ውዑይ ማይ ምሕጻብ ኢየ ዝፈቱ ንጸጉሪ ብትክክል የርግፎ ኢዩ ኣብ ሰብነትና ከ ታይ ጉድኣት ኣለዎ ዝተሓጸብካ ዊን ኣይመስለካን ኢዩ ኣየባራብረካን ኢዩ
@GA-ub6xi
@GA-ub6xi 8 ай бұрын
Doc sharon weldu btami btami nemesgneki ❤❤ 💞💞💞 🙏🙏 🌷🌷
@edenasefaw1199
@edenasefaw1199 8 ай бұрын
Thank you sari haftey and bezaeba nay hamot xexer gelexklna nerki melktu amgageba geni zikone ayeblknani so gele belena tnx
@BiniamTesfay-tg5ms
@BiniamTesfay-tg5ms 8 ай бұрын
Doctor Sharon tmhrtki azie ye zfetwo thank
@michaelissack9271
@michaelissack9271 8 ай бұрын
❤❤❤ God bless you and your family doctor Sharon wolday
@Harley-j5t
@Harley-j5t 8 ай бұрын
Dr.Sharon edmen tenan yhabki fetari ❤
@AbdulhafizMensur57
@AbdulhafizMensur57 8 ай бұрын
Thank you so much
@berhenaizghi4652
@berhenaizghi4652 8 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ
@rutahagos1514
@rutahagos1514 8 ай бұрын
🎉Always I'm proud of u my best Queen 👸🏽 💎🌟👑💓GBU all your family ❤🙏🏻Thanks so much 🎉keep going
@ermiasgebrit7617
@ermiasgebrit7617 8 ай бұрын
Thank you, Doctor Charlon
@MussieFanuel
@MussieFanuel 8 ай бұрын
Selam niaki doctor Sharon , mnalbash qdmi hji gelixkiyo ktkoni tkieli eki .if not ,bizaeba varicose vein zeleki temekuro gele ktblna mdeleku ,mkniyatu nbzuh ametat ab xegamay egrey hbett aleni endatebazhe kea ykeyd alo. Slezi nezi kfws zikiel medhanitke alodo? Say something please doctor.
@Robi-94
@Robi-94 8 ай бұрын
ኣነ ብዝሑል ማይ ኢየ ዝሕጸብ ካብ ዝፍጠር ሓደ ሓደ ግዜ ግን ብ ዉዑይ ማይ ይሕጸብ እሞ ነዛ ነብሰይ ይበልዓ ብሳሓ ይሞዉት በቃ ስለዚ መብዛሕቲኡ ሂወተይ ማይ ዝሑል ኢየ ዝሕጸብ and thanks ዶክተረ❤
@RahwaAngesom-cl1tv
@RahwaAngesom-cl1tv 8 ай бұрын
Ok vi nu bncbn
@haphtom617
@haphtom617 8 ай бұрын
I personally have experienced this. I have been showering with cold water for a year now. It definitely helps you to be very active and motivated throughout the day. Thank u for bringing it up.
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 8 ай бұрын
Welcome Dr.sharon❤❤❤
@Mussie5
@Mussie5 8 ай бұрын
Shari michwti thank you ❤❤❤❤❤❤❤
@endiamo10
@endiamo10 8 ай бұрын
Welcome sis ❤ kdmi kurub gzie bzeaba may zhul entay tqmi alewo ile xhifelki nere meliskley thanks
@LuelHabtemicael
@LuelHabtemicael 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ❤
@lme5630
@lme5630 8 ай бұрын
Wawww gele aynet ab hasabey znebere tmhrti hibkna ab korari bota ninebr zbezhana aziu wuauy may ena nhxeb abi tmhrti eu so thanks dor Sharon ❤❤❤❤
@ferhatgoitom9437
@ferhatgoitom9437 8 ай бұрын
Thank you D.sharon❤❤❤
@Ebu-x9z
@Ebu-x9z 8 ай бұрын
Interesting, you are blessed in Jesus name. Thank you.
@saymon6579
@saymon6579 8 ай бұрын
ስቲም ወይ sauna ms geberna k b mntay knhxeb alena thanks ❤️
@beriketibeyene9325
@beriketibeyene9325 8 ай бұрын
Thanks Dr.Sharon i am so grateful for this information. I can onky have cold showers after SAUNA and STEAM or on Asmera during hot season. Not so easy to do.❤️🇪🇷❤️
@SamuellAlemm-zg3vt
@SamuellAlemm-zg3vt 8 ай бұрын
God bless you Sharon
@tesfomzegergish3030
@tesfomzegergish3030 8 ай бұрын
Thankyou
@aziebtadesse3411
@aziebtadesse3411 8 ай бұрын
ሰላም ዶክተርይ ብባህልናን እምነትና ግን ተረጋጊጽ እዩ ብማይጨሎት አብትሕቲ አምላኽ
@HA-kd2rz
@HA-kd2rz 8 ай бұрын
Welcome ❤ Dr.Sharon
@HAREGU1
@HAREGU1 8 ай бұрын
Thank you may God bless you more 💕🙏💕🌿🇪🇷🌾
@letinaweld7653
@letinaweld7653 8 ай бұрын
Thankes
@Kelmebrahtu
@Kelmebrahtu 8 ай бұрын
Keep it up doctor it’s very informative 🙏🏼
@dendenredae8422
@dendenredae8422 8 ай бұрын
ዶ/ሻሮን ነበርልና ዕድመን ጥዕን ካ❤ ይመነ
@goitomemha3214
@goitomemha3214 8 ай бұрын
Tu nous donnes beaucoup d'informations, nous te remercions infiniment. Continue 😊
@zemehretweldemariamandehai6697
@zemehretweldemariamandehai6697 8 ай бұрын
🎉እወ ዶክተር ሻሮን! እሞ አብ ባህልና 2*7 ማይጨሎት መጺእና።
@dc8625
@dc8625 8 ай бұрын
ውውው ብሓቂ ብሉጽ ሰበይተይ ግን ዉዑይ እንዳ ተሓጸበት እኮ ኣዋሪዳትና
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb 8 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም መጻእኪ Dr. Sharon የቀንየልና ዝሓፍተይ ኣነ ዝሑል ማይ እየ ዝፈቱ ብዚ ገሊጽክዮ ዘለኺ ዝሑል ማይ ዝሕጸቡ ስሓ ዝገብረሎም ኣለው ኢልኪ ንዓይ ግን በንጻሩ ኢዩ ውዑይ ማይ ሽንተ ተሓጺበ ብጣዕሚ ኢዩ ንብሰይ ዘሳሕየኒ
@GebrekidanHabte
@GebrekidanHabte 8 ай бұрын
Thank for your sharing of awarness to our community and I have a question 1, what is the main reason that someone come dreaming or comes alot of idea while sleeping and how can we solve it ,thank u
@hlaweweldemichalel572
@hlaweweldemichalel572 8 ай бұрын
Bravo dr.sharon so interesting ❤
@aramtesfahiwet6868
@aramtesfahiwet6868 8 ай бұрын
አንጌራ ዓለም በሊ ኤደመ ይሃብኪ 🙏🙏🙏
@Habeshaboy2155
@Habeshaboy2155 8 ай бұрын
Selam kbrti Doktorey nay sanbue infection ke gele belna
@selam801
@selam801 8 ай бұрын
ዋው ጽቡቅ ምክሪ ሻሮነይ tanx❤😊
@MetkelMussie-r4u
@MetkelMussie-r4u 8 ай бұрын
ሻሮን ሽኮር ጹቡቅ ቀጽልዮ ግን መኽንያት በሊዕካ ዘይ ምቅቃቅ መርምርልና
@merrygt1956
@merrygt1956 8 ай бұрын
❤የቀንየልና ዶኽተር ሻሮን ሓፍተይ❤
@Selamnkul4054
@Selamnkul4054 8 ай бұрын
God Bless you sis ❤❤❤❤
@abessamaria4155
@abessamaria4155 8 ай бұрын
Asey amlak berek yeblke🎉🎉❤
@seluweldat6655
@seluweldat6655 8 ай бұрын
Thanks alot doctor
@Only-me99
@Only-me99 8 ай бұрын
ሰላም ዶክተር ሻሮን ብእትገብርዮ ብጠዓሚ እና ኣመስገንኩ። ሕቶ ኣተኒ 1። ነብሰይ ክሕጸብ ከለኹ የምልሰኒ እዚ ካን ምንታይ ይመስለኒ? 2። ቅድሚ ሕጂ ብዝሑል ማይ ወላ ይተሓጸብ ሕቆይ ኣይሕመንን ነይሩ ሕጂ ግን ኣስታታ 2ተ 3ተ መዓልታት ይሕመኒ ቃንዛ ይገብረለይ እስከ ብዘዓባ እዚ ገለ በልኒ?
@tsigetsige5028
@tsigetsige5028 8 ай бұрын
ቁሪ ኣትዩኪ ከይከውን
@fortunaghebrezghiamenkibri4460
@fortunaghebrezghiamenkibri4460 8 ай бұрын
thanks sharon habtina kulom tigebryom vidiotat bitaemi u hanaxn teqamin ane yftnye kihxeb hadehade gizie gina xaeda edey bifilay ab maekel bitaemiu ziqenziwieni nimintay ykhewn thanks tebarekhi
@Mewarsti123
@Mewarsti123 8 ай бұрын
ጽቡቕ ሓበሬታ እዩ ዶ/ር ሻሮን ናይ ካብ መሬት ዝወጽእ ማይ ዉዑይ ክኣ እንተተምጽልና ጽቡቕ እዩ , ናይ በዓል ጋሕተላይ ማይ ዉዑይ, ኣብ iceland ኢትዮጵያን ካልን ንቡዙሕ ሕማማት ዝፍውስ ማይ ኣሎ ምስ ሃይማኖት ውን ዝተተሓዘ ኣይኮነን ማይ ጨሎት ከይንብሎ ኣብቲ ኸባቢ ዝኾነ ናይ እምነት ህንጻ የለን ምስ ሳይንስ ዝተተሓሓዘ ትርጉም ኣለዎ ዶ ይኸውን ? 👍
@monke12365
@monke12365 8 ай бұрын
ኣነ ኩሉ መደብኪ በጣዕሚ እየ ዝከታተሎ DR ሻሮን ቀጽልዮ ናይ ኒሞንያ ከኣ ተተምስልና ጽቡቅ ኔሩ 🙏
@adhanomghebreyohannes9990
@adhanomghebreyohannes9990 8 ай бұрын
Thanks Dr. Sharon.
@hafeshawitube546
@hafeshawitube546 8 ай бұрын
እሞ ኣነ ተዓዊቱለይ, መዋእለይ ብ ማይ ዝሑል እየ ዝሕጸብ, እዚ ኩሉ ጥቕሚ ካብ ዶክቶረይ ምስ ሰማዕኩ ከኣ 'ሞ ኣዝየ ተሓጒሰ ❤❤❤
@godislove6063
@godislove6063 8 ай бұрын
Ani weni ❤😂
@akely3091
@akely3091 5 ай бұрын
When I've a ❄️❄️❄️ Cold shower and I'll get a skin rashes and Very itchy and it's really embarrassing Infront of people. If any body got a knowledge about this problem and please please answer me . Dr Sharon I don't think so she will have a time to answer me . What do I do ????
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 46 МЛН
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 46 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 46 МЛН