ክሰርሓ ዝኽእላ 4 ዘይቲን ካልእ ኣገዳሲ ሓበሬታን| ነወዳትን ነዋልድን

  Рет қаралды 201,013

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

#eritrea #tigrigna #tigray #ጥዕና #hair #ጸጉሪ

Пікірлер: 460
@kij435
@kij435 Жыл бұрын
wellcome Doctor ከማይ ጌረ ዝፈትወኪ #like ጌሩ ከሓልፍ ይልምኖ❤❤❤
@Habeshaboy2155
@Habeshaboy2155 Жыл бұрын
ያ ኤርትራዊት ተዘይ ትኾኒስ እንታይ ምበላዓና የኔ ጁቡዕቲ ክብርቲ ካብ ዓለም ዶክተረይ ❤❤❤
@Gebre361
@Gebre361 Жыл бұрын
Ya niska ke enkae eritrawi konka yeni maer afu
@ከምኬፈይባ
@ከምኬፈይባ Жыл бұрын
Tikikil msakum Aleku ❤
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ Жыл бұрын
እንቛዕ ትግርኛ ትዛረብ ኰነት እንበር፣ ኤርትርዊት ኰይና ትግርኛ እንተ ዘይትክእል ክንደይ ትምህርቲ ምከሰርና።
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 Жыл бұрын
​@@ድምጺልቢ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
​@@ድምጺልቢyes 100%
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 Жыл бұрын
ሹክረን ዶክተረይ፡ ሽቤት ኣሸጊራትና ኣላሞ፡ ፍታሕ ዳምዳም በልልና።
@EriOneMood
@EriOneMood Жыл бұрын
ብዘዕባ ሽበት (ጸዕዳ ጹግሪ) ጠንቁን መኸላኸሊኡን ገለ በሊና። ❤❤❤❤
@eriafro-jn5gz
@eriafro-jn5gz Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ግዝያዊትን ኣገዳሲት ኣርእስቲ ❤
@awetberhe7369
@awetberhe7369 Жыл бұрын
ሰላም ዶ/ር ሳሮን መጀመርታ ኣብ ሂወትኪ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኪ፡ኣነ ክሓታ ደሊየ ዘለኹ ብዛዕባ ስጋ ኣብ ፍርጅ ነዊሕ ምጽናሕ ንኣብነት በጊዕ ሓሪድካ ኣብ ፍርጅ ነውሕ ምጽናሕ አንታይ ጉድኣት ኣለዎ ። ንስለ ተገዲስኪ አትህብና መልሲ ኣቀዲምና ነመስግነኪ❤ ።
@habtomnegasi7765
@habtomnegasi7765 Жыл бұрын
የቐንየልና ዶክተር ሻሮን።ብዛዕባ ሽበት ከኣ ገለ ተትብልና ጽቡቕ ኔሩ።
@KisanetTekle-xk6uf
@KisanetTekle-xk6uf 29 күн бұрын
ጹቡቅ መደብ የቅኒየልና ዶኪተር
@YosiTek
@YosiTek Жыл бұрын
Thank you Doctor Sharon. እታ ህሩድ ደኣ ሕልፍ ኢልክያ። ከመይ ጌርና ክንጥቀመሉ ከም ዘሎና ቁሩብ እንተትሕብርና።
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Жыл бұрын
ሓንቲ ሳሮን ተሪፋቶም ኤረትራውያን ብዘይ ወገንነት ዝስዕብዋ 😢
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 Жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkm nsa da mhrti endya ab kemzi deyela
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ንሰባት ወገንነት ክምዝሕዙ ዝገብርዎም ኮ እቲ መካትዒ ዛዕባ እምበር እቲ ሰብ ኣይኮነን
@shamram6200
@shamram6200 Жыл бұрын
😅😢
@helensamu8747
@helensamu8747 Жыл бұрын
Doctor eba bela aytzentla
@shamram6200
@shamram6200 Жыл бұрын
@@helensamu8747 hubushey kkkkk
@milonmilon6338
@milonmilon6338 Жыл бұрын
የቀንየልና ክብር ሓፍትና ❤ አጠቃቅምኡ ግን ከመይ እዩ ማለት ምስ ገበርካሉ ድሕር ሰዓታት ዲካ ክትሕፀቦ ዘለካ ዝሓፍተይ
@freehoney84
@freehoney84 Жыл бұрын
ጠንቂ ብብዝሕ ምፍራይ ምራቕን ከምኡውን ሕማቕ ጣዕሚ ኣፍ ነኣብነት ከምዚ ዕረዕረ ይጥዕመኒ ምራቕ ናይ ኣፈይ ካኣ ጻዕዳን ሓፊስን ይኸውን
@saliembiniam4194
@saliembiniam4194 Жыл бұрын
Dr.sharon ስለቲ ትህብዮ ኩሉ ሕክምናዊ ምኽሪ ከመስግነኪ ይፈቱ። ብዛዕባ ሸንተረር ( stretch mark) እባ ገለ በልና በጃኺ
@kibromabrehaley4920
@kibromabrehaley4920 Жыл бұрын
Thanks ደግተር ሳሮን እዚ( ሮገን )ወይ ካኒና ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ምንታይ ሃገር ንረክቦ
@yonasmengsteab2697
@yonasmengsteab2697 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽፉፍ ኣገላልጻ ክብርቲ ሓፍትና ብዛዕባ ሽበትን ምምሕያሹን ገለ ቪድዮ ስርሕልና ባ በጃኺ፧
@bethelihemdebesai1014
@bethelihemdebesai1014 Жыл бұрын
I have 3 kids and never experienced hair loss 1. I don’t use heat a lot 2. I don’t wash often, I wait 3 weeks 3. Before every wash, I apply Shea butter, vitamin E, castor oil, almond oil combined heated not direct heat and massage it to my hair and all over the hair
@wizGreat
@wizGreat Жыл бұрын
Ab 3 semun newihu bro 😂
@AY-kt9sb
@AY-kt9sb Жыл бұрын
I will try this hope it helps 🙂
@Bobby-321
@Bobby-321 9 ай бұрын
Do you put them together and what do mean by combined heated bro?
@natnaelmsigna6935
@natnaelmsigna6935 6 ай бұрын
ዶክቶር ሻሮን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ የመስግነኪ ክሓተኪ የሳሕየካ ተኾይኑ ኸ
@abrhams9086
@abrhams9086 Жыл бұрын
ብዛዕባ እታ Alpechen ሲ ክትዛረቢ ኔርኪ ጽብቕቲ ሓብትና
@danimehari9714
@danimehari9714 Жыл бұрын
. - የቀንየልና ዶክተር ሻሮን አገዳሲ መሀሪ ትምሀርቲ ዘቅረብክልና
@KebatsYimesgen
@KebatsYimesgen 11 күн бұрын
Wow amazing ! Teaching method finally keep going on !
@NatanNatan-cs3ff
@NatanNatan-cs3ff 4 ай бұрын
ተመዚዙ ተወዲኡ አንታይ ክገብሮ በጃኪ መልስለይ ዶክተር ሳሮን
@henoktekle3685
@henoktekle3685 Жыл бұрын
የቀንየልና ዶክተር ሻሮን 🏆🏆 ቀጺለ ካብ ተመኩረይ ።እዛ ካፌን ን1 ዓመት ተጠቂመላ ጽቡቅ ሰሪሓትለይ።ማለተይ ይረግፍ ኔሩ ቀንዲ ብቅድሚት።መጀመርታ ቆርበት ተቀራሪፈ ድሕሪ ቁሩብ ኣቃሪጽዎ። ተጠቀሙላ ጽብቅቲ ኢያ ብተግባር።
@danielbereket6078
@danielbereket6078 Жыл бұрын
Mejemerya selam brukey, atekakma kemy gerka ttkemela neyrka
@henoktekle3685
@henoktekle3685 Жыл бұрын
ኣጠቃቅምኡ መጀመርታ ትምሽጦ ። ካብኡ ቁሩብ ዝሕል ዝበለ ማይ ትሓጽቦ። ካብቲ ሻምቦ ዓቀን ከም ምብርትዑ ጸሩርካ ትወስድ ኣብ ኢድካ ጽቡቅ ጌርካ ተሕብሮ። ካብኡ ከም መሳጅ እና ገበርካ ኣብ ጸሩርካ ተዕፍሮ።ሓደ 2 ደቂቅ ትጽበ ብድሕሪኡ ትሕጸቦ። ኣብ ሳልስቲ ሳልስቲ ጸጉርካ ክትሕጾቦ ኣለካ።
@desbelehabte25
@desbelehabte25 Жыл бұрын
ሰላም ዶክተር ሻሮን እዚ ናይ ጸጉሪ መድሃኒት ኣበይ ክገዝኦ ይክእል ብከመይ መንገዲ ከ ተሓባበርኒ
@rutahagos1514
@rutahagos1514 Жыл бұрын
🎉Always I'm proud of u my best Queen 👸🏽 💎 💓 Thanks so much 🙏🏻 ❤️
@haileletekidan6702
@haileletekidan6702 Жыл бұрын
የቀኒየልና ዶክተር ሻሮን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክርን ኣስተምህሮን እቲ ቡሉጽ ዘብሎ ድማ ብቓንቓና 🌺💐🌹🌷🌺💐🌹🌷
@kisanetfitwi6543
@kisanetfitwi6543 Жыл бұрын
ፈሮፎር እባ ተዋሪድና እንታይ ከም ንገብር ጠፊእና ሕጅስ😊
@Eri-malet
@Eri-malet 8 ай бұрын
Thanks Dr. ኣነ ኒዮ ሎሽን እየ ዝጥቀም ዋላ እኳ እንተ ዘይጠቐመኒ ነቲ ምርጋፍ ዝተቛጻጸሮ ኮይኑ ይስምዓኒ። ሕጂ ድማ Mielle rosemary mint scalp and hair strengthening oil (infused with biotin) ዝበሃል ክጥቀም ይሓስብ ኣለኹ'ሞ፡ ንእሽተይ ርእይቶ ይጽበ።
@brhinfirst5218
@brhinfirst5218 Жыл бұрын
መፍትሒ ሽበት ገለ በልና ዶ/ር ሻሮን ንትህብዮ ምክርን ትምህርትን ነመስግን።
@temesghen9252
@temesghen9252 Жыл бұрын
የቀኔልና ክብርቲ ሓብትና ዶክተር ሻሮን!God bless you and your family!
@nigistkidane5853
@nigistkidane5853 Жыл бұрын
ተባረኺ ከምወትር ዶር ሻሮን ፀጉረይ ብርቱዕ ኔሩ ይረግፍ ክምሽጦ ከለኹብብዘይዐቀን ይወፅእ ብብጃኺ ፅብቅተይ ሐግዝኒ ተባረኺ ከምወትሩ :: ፍትትውውውትውነብልኪ💕🙏🏽💕
@Nataniya22
@Nataniya22 Жыл бұрын
ሰላም ሻሮን ብተጠዓሚ ደስ ዘብል ሓቤረታ thanks. ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ።ጭጉሪ ምስሓዉ ዘይኮነ ።ኣብ መንጎ መንጎ ዝምለጥ ወይ ቦጎል ምስ ዝከዉን ከ አንታይ ክንገብር ንኽእል።
@meley1952.
@meley1952. Жыл бұрын
ሰላም ንኩሉኹም ሓንቲ ዶ ካሓተኪ ወይ ድማ ንተሳተፍቲ ናይ ዚ መደብ እዞም #ቱርኪ ጸግሪ ይመልኡ ዮም ግን ጎድኒ ናይቲ ጽቡቅ ጠንቂ ኸ ኣለዎ ዶ ?
@yberi3467
@yberi3467 Жыл бұрын
ሰላም ዶክተር ስለቲ ትህብና ኣዝዩ ጠቃሚ መደባትኪ እንዳመስገንኩ። ብዛዕባ ለጻይቶ ገለ በልና ኢኪ ። ካብ ተከታተልቲ ድማ ኣፍልጦ እንተለኩም ወይ ካብ ተሞኩረኩም ገለ በሉና፡ የቐንየለይ።
@rishant9980
@rishant9980 Жыл бұрын
ነዐኪ እንኮላይ ሰላምን ቅሳነትን ንምነየልኪ ሽኮር ሐፍትና ጽቡቅ አገላልጻ የቀንየልና❤
@berahneweldu4292
@berahneweldu4292 Жыл бұрын
hiiii
@Pink-tj3ex
@Pink-tj3ex Жыл бұрын
surma kohl (black powder) made my hair-lose grow faster, i used it at the beginning just to cover my hair-lose (on my edges) but it made my edges grow back. 😊
@Mylovefamily-v4f
@Mylovefamily-v4f 5 ай бұрын
Hallo Dr Saron habtey bmqdam azei eye zemsgneqi edmen tenan yhabekui hto , resey saha moyte forofr 😢 buzuh xada zreguf yebulun kebabi 3 amet geri aleku abe geza nachura mas ygebrelu eye qurm ka yerf gedifwo yqni netgebrlna kulu hagezki degime yemsgn
@selemungebretsadik8667
@selemungebretsadik8667 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ዶክተር ንማዕዳኪ ነመስግን ።እዛ ናይ ፓምክን ዘይቲስ ኣበይ ትርከብ እንተትሕብርልና ካብ ኣወስትራልያ።
@Filimon-1234
@Filimon-1234 4 ай бұрын
ብምቅዳም ሰላም እናበልና፡ዶክተር ሻሮን፡ቀጺለ ከኣ፡Alpecin,coffein shampoo,kab seb nab seb sebien alewo diyu,ርእስና ሓኺኽና ምጽጋብ ሲኢናዮ፡ደሓር ከኣ፡ምርጋፍ ኣይገደፎን፡እንታይ ተገበርና የሓይሽ please tegediski melsi habna❤
@tsigetsegay4767
@tsigetsegay4767 8 ай бұрын
የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@aderashtv928
@aderashtv928 Жыл бұрын
ሰላም ዶክተር ሳሮን እዚ ካፈይን ዝበልክዮ ግድን ዲኻ መዓልታዊ ጸጉርኻ ክትሓጽበሉ ምክንያቱ ኣብ ሰሙን ወይ ክልተ ሰሙን ስለ ዝሓጽቦ ጸጉረይ ወይስ ክሓጽቦ ከለኹ ጥራይ ክጥቀመሉ ናይ ግዜ ገደብከ ኣለዎዶ ማለት እንተኣቋሪጽካዮ ሰዕቤን ከይህልዎ
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r Жыл бұрын
Wawww btami ena nemesgneki docter sharon kbri yhabki kexlyo
@semharbaire82
@semharbaire82 Жыл бұрын
Hi ደክተር ሳሮን ከመይ ትኮኒ ብጣእሚ ኢዬ ዘድንቀኪ ከምኡ ውን ብዛእባ Vaccination against HPV ንቆልዑት እንታይ ሃበሬታ ትህብና ተተከተቡ ምክንያቱ ካብ ትምህርቲ መጺኡና በጃኪ ሃበሬታ ሃብና የቀንየለይ
@shishay4773
@shishay4773 Жыл бұрын
ዶ/ር ሻሮን ኣድናቒኺ እየ ኩሉ ተርብዮ መደባት መሃርን ኣገዳስን እዩ በርትዒ❤
@melodimelodi2750
@melodimelodi2750 Жыл бұрын
መኣረምታ ማዓልታዊ ዝበልክያ ኣይ ዉስድን ኢዩ ርስሓት ክስሕብ ይኽእል ኢዩ ትድሚ ምሕሳብና ቅድሚ ሰዓት ዘይቲ ገርና ድሓር ንሕጸቦ ኣብ ሓደ ሓደ ሲ ገጋ ሓበረታ ትህቢ ኣለኺ ።
@TirhasAreki
@TirhasAreki Жыл бұрын
ፅብቅ ትምህርቲ እዮ
@እመብርኃንአግዢኝ
@እመብርኃንአግዢኝ Жыл бұрын
ሰለ እትህብና ምኽሪ ካብ ልቢ እንዳመስገንኩ እታ እትልከ ሮጌን ከ ኩሉግዜ ድያ ወይስ ምስቦቐለ እቲ ፀጉሪ ክተቋርፆ ትኽኢል ኢኻ ሓደሓደ ስ ይረግፍ እዩ ይብላ?? ከምኡውን ሻምፖ ንፀጉሪ ከስሑ ይኽእል ድዩ ? ብሻምፖ ና ብሳሙና ፀጉርና ምሕፃብ አፈላላይ አለዎዶ?
@fethawi
@fethawi Жыл бұрын
ሰላም ዶ/ሻሮን ከመይ ኣለኺ? ብጣዕሚ ደስ ዘብል ት እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዛሓልኪ፡ ንሕብረተሰብና ጠቅምን ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢኺ፡ ትህብና፡ እሞ ብጣዕሚ ካብ ልቢ ነመስግን! ካልእ ብውልቂ ክንሓትት እንደሊ ናትኪ ሜይል ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል? ምስ ብዙሕ ሰላምታ /ፍትሓዊ
@robelghebrhiwet9207
@robelghebrhiwet9207 Жыл бұрын
ሰላም ዶክተር ሳሮን ሓፍተይ ሰላም ክትህዊ ናይ ወትሩ ትምኒተይ ኢዩ ብቅጽል ብጣዕሚ ሓጋዝን ሃናጽን ዝኮነ ሓበሬታታት ኢኪ ትህቢ ብዙሕ ቭድዮታትኪ ኢየ ዝከታተሎ ብዝሕ ትምርቲ ኢኪ ትህቢ እንዳ ኣመስገንኩኪ ኢየ ንኩልና እቶም ተገዲስና ንሪኤኪ ብጣዕሚ ዓቢ ሓገዝ ኢዩ ቀጽልዮ እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ ብዝያዳ ግን ኣነ ብተለፎን ደዊለ ክረክበኪ ደልየ ብዛዕባ ጸገም ናይ ጥዕና ገለ ገለ ነገራት ክትሕብርኒ ደልየ ኔረ ፍቃደና እንተኮንኪ ብቀዳምነት ብእትገብርለይ ምትሕብባር የቀንየለይ ተገዲስኪኣንቢብኪ ክትምልስለይ ብተስፋ ይጽበየኪ ❤❤❤
@fwddserf
@fwddserf Жыл бұрын
ዶ/ር ርሻን ብምንታይ ክረክቢ ይክእል በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ
@kibreabtewolde198
@kibreabtewolde198 Жыл бұрын
Please ዶኩተር አብ ጸመጸእ ናይ ላጻየቶ ስርህልና
@applefreight4685
@applefreight4685 4 ай бұрын
Thank you doctor Sharon we love what you doing keep it up we are learning so much.
@Habrom1988
@Habrom1988 6 ай бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ዶክቶር ሻሮን ምኽሪ ደልየ ኔረ ብከመይ ክረኽበኪ ይኽእል?
@esromyosief6376
@esromyosief6376 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ብዛዕባ ናይ ለጻይቶ ኽኣ ብኸመይ ይወጽእ ከመይ ጌርካ ኸ ከትጥፍኦ ትኽእል ገለበልና ብሰላም ተመለሲ
@mesi3934
@mesi3934 Жыл бұрын
ፃዕዳ ሽጉርቲ ገይርኪ/ካ ፋሕፍሕዬ አብዙ ላጻይቶ ዝላፅየትኪ ማለት እዩ ካብኡ ክብቁል እዩ ንጎሆን ምሽትን ገብረሉ
@esromyosief6376
@esromyosief6376 Жыл бұрын
@@mesi3934 የቐንየለይ ኣብ ክንደይ ወርሒ ይበቁል ማለት እዩ ሓወይ ወይ ብኸመይ ክረኽበካ ይኽእል ከመይ ጌርካ ትገብሮ ምነገርካኒ ዝሓወይ
@mesi3934
@mesi3934 Жыл бұрын
@@esromyosief6376 ኩሉ ጊዜ እንድሕር ትገብረሉ ኮይነካ አብ ስለስተ ስሙን ይብቁል ክትረክብኒ እንድሕር ድሊካ ከአ mesi hagos f,b ኢልካ ረክብኒ
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም Жыл бұрын
Propecia ኣብ መዓልቲ ክንደይ ግዜ ይውሰድ ? ድሕሪ መግቢ ወይስ ቅድሚ መግቢ ? የቐንየለይ
@rosadaniel5938
@rosadaniel5938 5 ай бұрын
Thanks doctor for you knowledgeable advice
@medhanietekhlezgy5102
@medhanietekhlezgy5102 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ አገላልጻ ሕቶ ብዛዕባ leo lotion አስፊኪ ገለጽልና ብልክዕ የቡቁል ድዩ ።
@misgnasereke9149
@misgnasereke9149 Жыл бұрын
Thanks Dr.Saru bzaeba mada(ab gexna hahalifu xelim zkowin)tenkun medhanitun entay ekown gele belina
@russomdebesay3081
@russomdebesay3081 Жыл бұрын
God richly bless you and your family! What is the best medicine for a migraine? I am suffering from it,
@wedialem57
@wedialem57 Жыл бұрын
ሰላም D. ሳሮን ኣነ ከም ዝመስለኒ ዘይቲ ፍረ ዱባ ኢዩ ዝበለጸ ብ እንግሊሽ ከኣ (pumpkin seed oil) ይበሃል 👍 ኣብዚ እንታይ ሪኢቶ ኣለኪ 👈☝️👇
@fthawitdawit1373
@fthawitdawit1373 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኪ ዶክተርሳሮን ሓፍተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌹🌹❤❤🌹🌹🌷🌷🌷🌹❤🌹🌹🌷🌷
@kbrinamlak3267
@kbrinamlak3267 Жыл бұрын
ሰላም ዶክተር ሰላም ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ብዛዕባ ዌላን እ ጎድናዊ ሳዕቤናቱን እባ ገለ ሓቤሬታ ሃብና እዚ ብርቱዕ ጸጉሪ ኣሸጊሩና።
@meargmehari1142
@meargmehari1142 Жыл бұрын
kbrti haftey wella aytetekemi bejaki, bkereba zfelta haftna enda reanayo xegura tewediu eyu,
@kbrinamlak3267
@kbrinamlak3267 Жыл бұрын
@@meargmehari1142 እሞ ጸጉረይ ካብ መጠን ንላዕሊ ምእላዩ ከቢዱኒ እንታይ ተማኽርኒ
@KisanetGoitom
@KisanetGoitom 11 ай бұрын
ዶክቶር ሳሮን ሰላም ንዓኪ ክሓተኪ ደልየ ኣብ ገጸይ ጸሊም ጸሊም ኣለኒ ከመይ ጌረ ክኣልዮ ንገረኒ Please
@millionmillion8297
@millionmillion8297 5 ай бұрын
Sharon habtey leave-in conditioner ms gebernalu chogrina bdhriyu zeyti nay xogri kingebrelu nkil do,,,Thank u very much for giving us a lot of things and advices,,,,
@GermenGermen
@GermenGermen 5 күн бұрын
ዶክተር ሻሮን ናይ ዉሽጢ መአርኪ ሃብኒ ባምስናይ ይቅሬታ
@bebizelenayo6372
@bebizelenayo6372 Жыл бұрын
Selam dr sharon kexali bi shambo mihxab ke nxogri kemey ymesleki🙏
@LidyaYosef-kf8sj
@LidyaYosef-kf8sj Жыл бұрын
ሰላም ነዓኪ ይኩን ሻሮነይ ኣነ ክሓተኪ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ ቤረድ ኣዩ ኣነ ናይ 3 ወርሒ መርፍእ ተወጊኣ ድሕሪ 3 ወርሒ ጸሊም ዉሑድ ደም ይመጸኒ ኣሎ ንክጠንስ ከ እንታይ ውጺኢት ኣለዎ ኣቲ ሕብሪ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ዉሑድ ጸሊም ሽታ ዘለዎ ካብ ምንታይ ኣዩ ኣንታይ ክገብር ከም ዘለኒ ተገዲስኪ መልስለይ ተጨኒቀ ኣለኩ ብወላዲትኪ ክጽበየኪ ኣየ ሻሮነይ
@tesfayabraha-kl1co
@tesfayabraha-kl1co Жыл бұрын
ፀጉር ዘትከለ ሰብ ከንደይ ግዘ ከወስዶ አለዎ ወርሓት ዲዩ ዓመታት??
@ruthtekle1754
@ruthtekle1754 Жыл бұрын
Dear Dr Sharon thank you so much for ur awesome videos. We r learning alot. Could you please make a video about vacation for kids. Because now we worry about the side effects. Wich vacations r essential. Thank you so much for everything.
@milkatesfay5302
@milkatesfay5302 Жыл бұрын
Vaccine friendly plan by Dr paul thomas abe amazon alokie
@degentesfamariam5366
@degentesfamariam5366 Жыл бұрын
Doctor sharon weldu eta ሁሩድ abrhya bi English entay zbahale shampo du welase oil nayten selste eko burh eu
@fiorizeremaryam8853
@fiorizeremaryam8853 Жыл бұрын
thanks Dr sharon ❤❤ ,tegedsi eba melsley resey mes zhako xaeda enregefe awardini, ms hakim tezarbe shampo elatini ,aytekemnni.
@zmamberaki5030
@zmamberaki5030 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ደጉተር ሻሮን መጀመርያ ብጣዕሚ እዬ ዘመስግነኪ ትህብና ትምርቲ ዋዉ 👌👍🙏😘❤ ኣነ ግን B12 vitamin ywesed iye ntenay mhlaw ile ,ግን ንጸጉረይ ብጣዕሚ መሊሱ ኣጸቢቅዎ ናተይ ጸጉረይ ግን እግዛብሓር ይመስገን ጽቡቅ እዩ 🙏
@EsayastesfayasgedomEssu-i9l
@EsayastesfayasgedomEssu-i9l 11 ай бұрын
Tell us your advice about premature baldness
@samrirusom3390
@samrirusom3390 Жыл бұрын
Sharoney my favorit betami zefetewa bekulu 100❤❤❤❤❤
@rigatberhane7029
@rigatberhane7029 Жыл бұрын
selam amlak neaken nebtken Dr sharon .selakulu neger tebreke.heto kehatet delya meairey .beziba (RH-) aynet dame ketbrhelna aibe geza tensen hersen beziba tewsad merfei.yeknelay
@samuelemhasion2460
@samuelemhasion2460 Жыл бұрын
Do you think daily swimming affects the hair color to be grey and bold, because most indoor swimming pools has chlorine in UK.
@michaeltekleab4854
@michaeltekleab4854 Жыл бұрын
Thanks ! Dr saron haftna
@M.SoloAb990
@M.SoloAb990 Жыл бұрын
Appreciate Dotere!!!! Gin sharu habtey entay dea estinfas haxirki diqi hizki gidi kaleayti dotere tewelekilna!!!!!!
@Hiwi51362
@Hiwi51362 Жыл бұрын
ሰላም ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ብምቅፃል ናተይ ፀጉሪስ ካብ ዘይሰዶ ነዊሕ እዩ ገይሩ ግን ብጣዕሚ እዩ ዉሑድ ብጠዕሚ ከዓ ድኩም ኣይነዉሕ ኣይበዝሕ በቀሊሉ ሕክምና ስለ ዘይረክብ ካብ ብቀሊሉ ዝርከቡ ነገራት እንታይ ክጥቀም ይክእል ተገዲስኪ መልስለይ 🙏
@hermonbahta3965
@hermonbahta3965 Жыл бұрын
Xubuq meglexi d.sharon haftey aziye eye zedinikeki Xubuq astemuhuro aleki hmam qorbet entay eyu ati teniki ke medhanitu ke entay eyu
@mealti
@mealti Жыл бұрын
ኣነስ ብርከይ ጸገም ገይረ፡ ብርኪ ምቅያር ክቡር ገንዝስብ ድዩ ዝውድእ፣? በጃኺ መልስለይ!❤
@godislove9683
@godislove9683 Жыл бұрын
selam neaki ykun hafteyy khateki deliye zeleku hito bzaoiba (hemorrhoid ) ba amxielna entay kngebr alena kemu wu ezi advertise zgebrwo zelewu ke hakinet alewo dyou
@ጽብቅየዘለኩ
@ጽብቅየዘለኩ Жыл бұрын
Thank you Dokterey beta xegemey mexikini ❤
@fiyoriabraha9765
@fiyoriabraha9765 Жыл бұрын
Hii Dr saron btami ena nemesgneki ane eti nay shower rain ms hot water mhxab tenki koynu ysmeani tegediski abrhley mkrtey❤
@medhaniehabtemariam7219
@medhaniehabtemariam7219 Жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ሳሩ ሓብተይ❤ ናይ ሽበት ከ መግለጽ ሃብና እኪ?
@zaidtiquabo7584
@zaidtiquabo7584 Жыл бұрын
Tebareki birikiti Kastor öll , Alimodin öl keni nierisika wey niekebidika dirket yihgz do yikewin Danke❤🎉
@FishWedi-hi8yt
@FishWedi-hi8yt 9 ай бұрын
Sisi btaemi wxietawi zkone thzto eyu gn teguri zetfe gle meger gn mdeleku nere tegediski melsley??????
@senaitfikadu225
@senaitfikadu225 Жыл бұрын
Hi dr.sharon slet kulu thbna btaemi eina nemesgmeki amlak melisu fltet yadlki ane khateki delye zeleku bzaeba shihbet (white hair)tesegire ba bejaki hagzni
@Tomas-komita
@Tomas-komita Жыл бұрын
ጭየቀንየልና doctore እዚ ሄርሞን ዝባሃል ብኸመይ ንፈልጦ ንገርና
@ተስፋዊዘጽዮን
@ተስፋዊዘጽዮን 7 ай бұрын
thank you Dr, for your professional info, I have a question though, I have a grey hair and, which hair dying product is safe to use???
@awettekeste5801
@awettekeste5801 Жыл бұрын
ዶ/ር የቐኔልና ❤❤❤❤❤
@nebittesfaldettekle4675
@nebittesfaldettekle4675 Жыл бұрын
Thank you so much Dr. Eti ab hikimina nay losing her elom eject zigerulka ke entay sid effect alewo
@teweldeteameteweldeteame2534
@teweldeteameteweldeteame2534 Жыл бұрын
Dokter shron betame xebuke meglxe xegorey mergaf ke entay yedlyo
@ephremabraham917
@ephremabraham917 Жыл бұрын
I started loosing hair when I came to Addis and I am applying minoxidl just as an oil (hair food). I advise others to not fret and accept 'cos being bald is a style too. But thank you Shari!
@emnetbirhane2553
@emnetbirhane2553 Жыл бұрын
Thank you doctor. bzaba makeup 💄dekenstiyo gele belina ?
@YorsalemAbrham-eg8bs
@YorsalemAbrham-eg8bs 2 ай бұрын
ሃይ ሻሮን ሓብተይ ብጣዒሜ መድብኬ ዘፈትወ ናቆልዓ ሻንቦ ኮንሽንረ ዘይቲ እንታይ ይምረጸ ኤዛኣ ከተብረህ ድክቸረ ሻሮን
@YorsalemAbrham-eg8bs
@YorsalemAbrham-eg8bs 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@selamzemen1730
@selamzemen1730 Жыл бұрын
Thanks shikorina haftey ❤
@afewerkighile253
@afewerkighile253 Жыл бұрын
Herzlich willkommen Dr Sharon ❤😍
@ከምኬፈይባ
@ከምኬፈይባ Жыл бұрын
Risey teharime nere d.r Saron haftey kitater TBO nerni ane nieshtey hawki ye Tegediski ba ngerni bejaki ❤🙏::
@KisanetBitania-et9ym
@KisanetBitania-et9ym Жыл бұрын
I have a question sharon. Entay malet eyu kiftet geyrika aleka ab Nay kisadka kibhal kelo? Entay eyu saebenu? Bkemey ke tfwuso? Thank you!
@fevensamuel4048
@fevensamuel4048 Жыл бұрын
Inkai bselam mexaki doc sharon hto alani infection btedagagami iye zhammn kab mntay u zbges wey ka mefthiu tetnegrna xbhq neru .bzterefe amlak nay srah zemenki ybark.
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 46 МЛН
Un coup venu de l’espace 😂😂😂
00:19
Nicocapone
Рет қаралды 11 МЛН
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 329 М.
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 46 МЛН