DW International ዋዕላ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ሙሁራትን ሰብሞያን ትግራይ ቐዳማይ ክፋል ፣ 09 ነሓሰ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming

  Рет қаралды 13,532

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

#dw #International #tigray
#ዋዕላ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ሙሁራትን ሰብሞያን ትግራይ
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio

Пікірлер: 32
@G.Ge-m8v
@G.Ge-m8v 26 күн бұрын
Thank you Dr.G/kidan and all participants for your dedications!!
@user-vh5ev7qw7r
@user-vh5ev7qw7r 26 күн бұрын
መቐለ በዓል 2 ጉበኤ እዚ ግርም መማረፂ እዪ ትግራዋይ ዋላ ኩነታት ዘመዛዘዝ እንተኾነ እዚ ትገብርዎ ዘለኹ ዋዕላ ደበስ ሰዋኣትናን ተስፋ ዘስንቕ ስለዝኾነ ክብሪ ንዓኹም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@demenatubeshire5141
@demenatubeshire5141 26 күн бұрын
user mehruna endo
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 26 күн бұрын
Subuk Tesfa lesinik silelikone likdmit nisegum Selam ,fikri, hadnet le hzbi Tigray Semaetatina kibri moges yibsehayom 👍❤💪💖👌🌷
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 26 күн бұрын
በረትዐ፡ሙሁራን፡ትግራይ።ማእኸልኩም፡ነይ፡ትግራይ፡ረብሓ፡ትግራይ፡ክኸዉን።ንምነ፡ወዓላኹም፡ዕዉት፡ክኸዉን፡ይምነ። ትግራይ፡ተስዕረ!!!❤❤❤
@MehariTeklay-vi2dq
@MehariTeklay-vi2dq 26 күн бұрын
ክብርን ሞጎስን ምእንተ ዓደሙን ህዝቦምን ኢሎም ዝተሰውኡ ጀጋኑና
@dagnachewweldu9762
@dagnachewweldu9762 26 күн бұрын
Woww well done keep going 👏
@epnlt
@epnlt 26 күн бұрын
Good Job to bring Intellectuals together
@abebakebede1270
@abebakebede1270 26 күн бұрын
ግርምባ ህዝቢ ዳኸፋፈልካስ ናይ ሙሁራን አኼባ ተአኪቦም ህዝቢ ናብ ሓድነት አምፅኡ መጀመርያ ህዝቢ ናብ መረበቱ መልሱ ሃደሃደ ቅኑአት ክልው ይኽእሉ እዮም ግን እቶም ብቂምን በቀልን ነኺሶም ሒዞም ንትካል ህዝቢ ትግራይ ህውሃት ከፍርሱ ላኽ ዝብሉ ዘለው አካላት አብ ውሽጥኹም አለው አገብ ክባሃሉ ይግባእ ህዝቢ የአብይ መንድዩ አምሂርኩም።
@user-es1ru3rx5z
@user-es1ru3rx5z 26 күн бұрын
ምዝራብ ምዝራብ ምዝራብ ጥራሕ መፍትሒ ዘይከኸውን ስለዝኽእል፤ ምስ ባይታ ዝዛመድ መስርሕ ወፅኢዎ ናብ ተግባር ተዝእተው። ተዘይኮኑ ናይ አደራሽ ጥራሕ ኮይኑ ናይ ምትራፍ ዕድሉ ዝሰፍሐ ይኸውን። ንትግራይ ዘድልያ 1, 2, 3, ብቅደም ሰዓብ ተቀምጡ ነዙይ ዝከታተል ምእኹል ዝኮነ መምርሒን መስርሕን ከምኡውን ጠንካራ ሓላፍነትን ክብርን ህብካ ስራሕ ተዝስራሕ። ዳይ ዳይ ዳይ....
@user-em9ny9ng2n
@user-em9ny9ng2n 26 күн бұрын
አዝም ዕንክልል ዝቡለው ቦልውም ሓድሽ ዎሎዶ አና ንድልይ ገች ውድ ረዳ
@user-em9ny9ng2n
@user-em9ny9ng2n 26 күн бұрын
ቃይሕ መስምር ዝርግፀ ቦልው።።።
@destatesema2882
@destatesema2882 26 күн бұрын
Keep it up. Ezuy lzimesil hasabat ab meret kiwerid alewo, li tigray terifu li ethiopian li misrak afrika zitekim selamin democrasin bikemziy eyu kimetsi.
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 26 күн бұрын
እንታ እዩ እዚ ዋዕላ መንግስት ምቅያር ዲዩ እዚ ኣጀንዳ ወይስ ናይ ኣሸንዳ ባዓል እዩ? ንምታይ እዪ ፖለቲካን ኣሸንዳን ተሓዋዊሱ ?እንታይ እዩ እዚ ዋዕላ ናይ ገታቾው ረዳ ናይ ቢልፅግናን ድራማ መድረክ ዲዩስ ወይ ናይ ኣሸንዳ ባዓል? ንምንታይ እዩ ከ እዚ ዋዕላ ምስ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ተደሪቡ ?🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@user-fl1xo3ut7f
@user-fl1xo3ut7f 26 күн бұрын
Dw diyu fana or etv ? Nay wudib akeba zeyizegebes nay mihurat tigiray akeba ! Eiski bihade tsenihna kulu nimiriay yebikeana.resah media
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 26 күн бұрын
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 26 күн бұрын
ተጋሩ ምእካብ ጥራሕ ኢኹም ሽግርኩም ወየንቲ መለስ ኩርኩር ናይ ምዕራብ ኮይኑ ኤረትራ አጥፊእካ ዐባይ ትግራይ ዝብል ስነሐሳ እዩ አጽኒቱኩም ካልእ ዐለም ለኻዊ ዉዕላትን ሕግን አይተኽብሩን ኢኹም ስለዚ ባዕልኹም ብትምክሕቲ በጀካ ንስኻትኩም ሐይል ካልእ የለን ኢልኩም ስለትአምኑ ተታሐሒዝኩም ናብ ገደል ጸዲፍኩም።
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 26 күн бұрын
Dimtisi..... Weyane.....Tg... ..Citly........ Country
@DanielTadesse-so3fm
@DanielTadesse-so3fm 26 күн бұрын
Harif ketslulu
@girmagumataw
@girmagumataw 25 күн бұрын
I WISH THE THINK TANK GROUPS COULD NOT BE THINK TALK BUT THINK ACT GROUPS GECHO.
@AaAa-v8u5d
@AaAa-v8u5d 26 күн бұрын
ዋይ ኣሸንዳ እኾ ፖለቲካ ቀይርኩሞ
@arcominnab2871
@arcominnab2871 25 күн бұрын
ትግራይ ኣዲ ገባርን ውጽዓትያ ስለዚህ መንግስታ ድማ ብውጽዓት ዝቆመ ክኸውን ኣለዎ። ትግራይ መንግስቲ ብዓብይ ኣህመድ ደመወዝ ተቀበልቲ ኣይትመሃዳደርን። ትግራይ ቅድሚ ፮ ኣመታት ባእላ ንባእላ ተመሃድር ነይራ። ኢዚ ስንኩል ውላድ ድማ ተማሂሩላኮስ ሀዚ ህዝባ ፈቆዶ ፋህ ብትን ኢሉ ኣብ ድንኮናት ዝንበር መንግስቲ ወጊኑ ይዛረብ ኣሎ።
@LifeforJesus-k2d
@LifeforJesus-k2d 26 күн бұрын
ለምን መወያየት ጠላህ ጌታቸው???
@tadesseweldemariam5515
@tadesseweldemariam5515 26 күн бұрын
እዙይ ኹሉ ክፍጠር ዝኸአለ ብመሪሕነት ሕወሐት እዩ። ኸዚ ለለ መፍትሒኡ ምሁር ተአከበ ሰብ ሞያ ተናጋጊረምሉ ገለ ልልበል ምንም አይአምነሉይ አነ። ልምንታይ ኣብ ትግራይ ጆኦ ፖለቲክስ ወይ ህላዊ ኹነታት ትግራይ ምትንታን የኾነይ ፀጊምዎ ዘሎ ህዝቢ እዙይ ማንም ሰብ ኮፍ ኢሉ ለዉግዖ እዳ ሸሃይ ቡና እዩ። 50 ዓመት ዲስከስ ተገይርዎ እዩ። ኸዚ መፍትሒ ኣብዙይ አደራሽ ምእካብ ተይኾነይ ብኣኹም ልምራሕ ሰልፊ ተገይሩ እቲ ዘሎ ሓይሊ ክእለ ምግባር። completely No ብልብል ቅዋም ዶ መሐሸይ መድርኽ እማ 50 ዓመት እኮ ገይሩ። ዙ ግናይ ዉድብ ካብ ስሩ ምእላይ እያ እታ መፍትሒት ተዘይ ኾይኑ ምንም ልመፅእ ለዉጢ የለይ። ፅዋ እዩ ትርፉ።
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 26 күн бұрын
H
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 26 күн бұрын
አቱም ምሁራት ተስፋ ትግራይ አብኢድኩምያ እዚ ግዜ ትሪእዋ አለኹም መራሕቲ ትግራይዉን ትሪእዎም አለኹም ሕወሓት ክንድንሶም ግን አብ ክልተ ተመቒሎም ንህዝቢ ትግራይ ይብፅብፅዎ አለዉ። ከምቲ ዝፍለጥ ቅድሚ ኩናት መራሕቲ ሕወሓት ምርጫ ተዘይይ ገይረ ሞይተ ክሓድር እየ ኢሉ ህዝቢ ትግራይ ድማ ዘረባ መራሕቱ ሰሚዑ ምርጫ ገይሩ እዩ ነገር ግን ድሕሪ ፕሪቶርያ ስምምዕ ሕወሓት ምስ ህዝቢ ትግራይ ከይተዛተየ ምርጫ ንኽስረዝ ገይርዎ እዩ ሕጂ ድማ ሕወሓት አብ ክልተ መቒሉ ጉባኤ ተዘይገይረ ሞይተ ክሓድርየ ኢሉ ጉባኤ ይገብር አሎ እዝኑ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ከቢድ ፈተና እዩ ዝኸዉን ነገር ግን ምሑራት ደቃ ስለዘለኽምዋ ተስፋ ንገብር እወ ተስፋ ትግራይ አብ TDF ን አብ ምሁራት ተጋሩን እያ።
@LifeforJesus-k2d
@LifeforJesus-k2d 26 күн бұрын
ጌታቸው ተሳስተሀል
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 26 күн бұрын
,✌
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 26 күн бұрын
እንታ እዩ እዚ ዋዕላ መንግስት ምቅያር ዲዩ እዚ ኣጀንዳ ወይስ ናይ ኣሸንዳ ባዓል እዩ? ንምታይ እዪ ፖለቲካን ኣሸንዳን ተሓዋዊሱ ?እንታይ እዩ እዚ ዋዕላ ናይ ገታቾው ረዳ ናይ ቢልፅግናን ድራማ መድረክ ዲዩስ ወይ ናይ ኣሸንዳ ባዓል? ንምንታይ እዩ ከ እዚ ዋዕላ ምስ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ተደሪቡ ?🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@AaAa-v8u5d
@AaAa-v8u5d 26 күн бұрын
ዋይ ኣሸንዳ እኾ ፖለቲካ ቀይርኩሞ
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 26 күн бұрын
እንታ እዩ እዚ ዋዕላ መንግስት ምቅያር ዲዩ እዚ ኣጀንዳ ወይስ ናይ ኣሸንዳ ባዓል እዩ? ንምታይ እዪ ፖለቲካን ኣሸንዳን ተሓዋዊሱ ?እንታይ እዩ እዚ ዋዕላ ናይ ገታቾው ረዳ ናይ ቢልፅግናን ድራማ መድረክ ዲዩስ ወይ ናይ ኣሸንዳ ባዓል? ንምንታይ እዩ ከ እዚ ዋዕላ ምስ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ተደሪቡ ?🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 46 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 13 МЛН
ተረርቲን ነቐፍትን ሕቶታትን ሓሳባትን ዋዕላ GSTS
34:51
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 22 М.
አዲሱን ዓመት በታደሰ አእምሮ
1:50:56
Impact Seminars
Рет қаралды 9 М.
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 46 МЛН