DW TV ገዳም እንዳ ምሕጹን

  Рет қаралды 9,797

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Пікірлер: 53
@teweldekidane5409
@teweldekidane5409 4 жыл бұрын
ለባም ጋዜጠኛ ብሓቂ ዕድመ የሃብኪ አክቢርክያ ዛቤተክርሰትያን
@የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ
@የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ 4 жыл бұрын
ኣነስ እዛ ጋል ከይድነቅክዋ ኣይሓልፍን ኣከደድናኣ ደስ ትብለካ
@AmanualTubeአማኑኤልዩቱብ
@AmanualTubeአማኑኤልዩቱብ 4 жыл бұрын
ዋውው ናይ ብሓቂ ዝገርም ገዳም እዩ እዛ ጋዜጤኛ ደማ ብጣዕሚ ንፍዕቲ እያ አከዳድንአ አዘራሪብአ ስርዓታ ዝሓለወት ቀፅሊሉ አንበሳ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 жыл бұрын
Egziabher. yemasgen. ☝️😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🌿🕊️🌾❤️💛❤️
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 4 жыл бұрын
ናይማን እዚ ኩሉ ፀጋስ ናትና ድዩ የብል ኣብ ኢድካያ ዘሎ ወርቅስ ዳርጋ መዳብ ዝበሃል ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምካክ ብሰላም ብጥዕና ሓልዩ ንዓድና ይምለሰና ክንህውፅ በረከት ቅዱሳን ክንረክብ ኣምላከ ኣቡነ ምሕፁን ይርድኣና ክብሪ ይሃበልና ቃለህይወርት የስመዐልና ከምኡ ገይርኩም ብፍላይ ኣብትግራይ ዘሎ ሓድግታትን ፀጋታትን ታሪካዊ ቦታታትን ንመላእ ዓለም ክተባፅሑ ይላቦ ብዝተረፈ ሰላም የራክበና ።
@ኣኽሱምጽዮን
@ኣኽሱምጽዮን 4 жыл бұрын
ትግራይ ኩሉ ነብሳ ቅድስቲ ኩሉ ምድራ ክብሪ ፈጣሪ ትገልጽ
@haregtazebe7902
@haregtazebe7902 4 жыл бұрын
ድምፂ ወያኔ የቅንየልና ብሓቂ ሓሳብና ተቐቢልኩም ኣከዳድናን መዝመሩን ንዝቐየርኩም
@ኣኽሱምጽዮን
@ኣኽሱምጽዮን 4 жыл бұрын
በረኸት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣዪፈለየና
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 4 жыл бұрын
መንፈስካ ዘሐድስ ገዳም🙏🙏🙏🙏🙏
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 жыл бұрын
ናይ ቅዱሳች በረከት አይፈለየና በእውነቱ ዓድ ቅዱሳን ዝከነ ቦታ እዩ እግዝአብሔር አምላክ ክብር ይመስገን
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 4 жыл бұрын
BTAEMI ABEY TEABITU KEMZNEBERE ZKULU TARIK ZGERM EYU
@genettsegay2307
@genettsegay2307 4 жыл бұрын
ብጣሚ ደስ ልብል እዮ ቀፂሌሉ እ/ሔር ይባርኹም ።
@madinamad6663
@madinamad6663 4 жыл бұрын
ትግራይ።ማዓረይ
@tigriansinaz172
@tigriansinaz172 4 жыл бұрын
በይዛኹም ትግርኛ መዝሙር ተጠቐሙ። የቐንየልና
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 4 жыл бұрын
ሳላ ድወት ብአካል ዘይራአኹዎ ዓደይ ይርእይ አለኹ። የቀንየልና ድወት ንፉዓት ቀፅሉሉ ንቅድሚት ጥራሕ። ገና ዘይተዳህሰሱ ፀጋታት አለዉ አብ ትግራይ። ዓደይ ዓዲ ቅዱሳን ፃድቃናት መንበረ ታቦተ ፅዮን። ብሓቂ ዕድለኛታት ኢና ካባኺ ምፍጣርና🙏🏾🙏🏾
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
እዛ ትግራይ ዓድናስ ናይ ብሓቂ ቅድስቲ መሬት እያ በጣሚ ኢና ነመስግም ቀጽልዎ ድምጺ ወያነ
@tewoldezeru5959
@tewoldezeru5959 4 жыл бұрын
ተአምር ፡እዩ፡ቅድስቲ፡ትግራይ፡ክንደይ፡ነገር፡ሓቂፋ፡ትርከብ።የቐንየልና፡ድወት።
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ 4 жыл бұрын
ፆሎት ቁዱሳት ኣይፈለየና ኣሜን🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገረም በረከቶም ይሕደረና ብሓቂ
@kidaneweldegebriel2045
@kidaneweldegebriel2045 4 жыл бұрын
በሓቂ ዝገርም ተኣምር እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ስደትና ኣሕጺርካ ናብዛ ቅድስቲ ዓድና መልሰና ምህዋጽ እንታይ ማለት እዩ ዝበልካ ሓውና እቲ ቃል ግዕዝ እዩ ትርጉሙ ከኣ ምርኣይ ምጉብናይ ማለት እዩ።
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 4 жыл бұрын
ርእየኪ ዘይፍልጥ ንፍዕቲ ኣለባብስኪ ኩሉ ስነስርዓት ዘለኪ ጋዜጠኛ
@ተመስግንአምላኬ
@ተመስግንአምላኬ 4 жыл бұрын
ወይ ትግራይ ዓደይ ማዓራይ ናፍቅካይ
@ኣኽሱምጽዮን
@ኣኽሱምጽዮን 4 жыл бұрын
ንፍዕቲ ኣካዳድናኪ ዪኹን ዋላ ናይ መዝሙር ግራግሲካል በርኸትኩም የብዝሃዮ
@amsaletefara7995
@amsaletefara7995 4 жыл бұрын
ብጣእሚ ዘደንቅ እዩ ፀጋ ናይ እግዚአብሔር መሊኡና እንተለዎ ብዘይምጥቃምና የህዝን እዩ ከምዚ ጌርኩም ሰለ ዘርአኩምና ናመሰገና ንሓፍትናውን ብከብሪ ናይቲ ቦታ ቀሚሸ ተኸድና ምሰ አቦታትና ብምርአይና አድንቆትና ወሰን የብሉን ቀጽሉሉ በረከት ናይ አቦታትና አብልእሊ ኩላትና ይህደር የቀንየልና.
@feventewelde6994
@feventewelde6994 4 жыл бұрын
Bitamiy dess Zibel kesililu DW egizabihr selam yigberlina gazteya bitamiy nifetiy akdadinkiy zahftey amlk yihgizkum🙏🙏
@ኣኽሱምጽዮን
@ኣኽሱምጽዮን 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ዝገርም ነገር ዩ
@amfatherofpeace5845
@amfatherofpeace5845 4 жыл бұрын
እዛ ትግራይ ዓድናስ ናይ ብሓቂ ቅድስቲ መሬት እያ ድምፂ ወያኔ የቅንየልና::
@abuchiabuchi750
@abuchiabuchi750 4 жыл бұрын
Bereket aba muhuxun mskulatna hzibe kiristiyan yukun
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 4 жыл бұрын
እዞም ትግራይስ ፈጢርሎም ጸገኦም ዝፈልጡ ሕዝቢ መኘም ቤት ኣምላክ ዝበጽሀ ሓማቅ ከምዘይ ረክብ ኣምኒ ዝፈልጦ ሓቂ ዩ ድምዚ ትግራይ ውን ተካፋሊ ናይዚ ጸጋ ኢያ
@sabateklay7357
@sabateklay7357 4 жыл бұрын
እዋይ አብይ አሕመድ ሲ እንኳዕ ናብ ሰልጣን መጻካ ሰላ ዘባሮሮም እኮ ዓድና ንፍልጥ አለና እምበር ሰልጣን ምስ ሓዙ ህዝቦም ጠሊሞም እዮም ነይሮም አብይ 1000 ዓመት ንገስ ምእንታን ተመሊሶም ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ እንዳበሉ ተክክክ ከይብሉና ካልእ ይትርፍ ሲ ጸሩይ ማይ እንተሰሩሑልና
@ተመስግንአምላኬ
@ተመስግንአምላኬ 4 жыл бұрын
😍😍😍
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
Kkkkkkkk ዋይ ኣታ
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 жыл бұрын
እቲ መንገድ ድኣ ንምንታይ ዘይተሰረሐ መንግስቲ አስባልት ክሰረሖ ይገባኣ
@axum5878
@axum5878 4 жыл бұрын
Asey geganu kemeu gerkum tarykna kinfelt gberuna tgray adey zeywdae tarykn hftitat alewa 🙏🙏🙏🙏
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 жыл бұрын
Betame des zebel. Egzabher yehabelna DW. Kemzi endageberkoum Adena Areyouna. Tigrayna kedest meret. Gena bezh kenri ena. Kenkeyd ena taricna Kenri .Gobez jornalist.Good blesss. Bless you. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል 2 жыл бұрын
ለባም ጋዜጤኛ ሠናይ አከዳድና ቀጽሊሉ ፅርይቲ አርአያ 👌
@kunamawedisheraro8918
@kunamawedisheraro8918 4 жыл бұрын
Merhab tigray adey 💜🥰
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 2 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ መሰረተ ከሉ ብእግዚአቢሔር ዝተሓራኺ ዳግማዊት ኢዮሪሳሌም በጃኹም ሃይማኖት ቅርስታት ንዓቅብ ወለድና ንማንም ዝየተዋሃቦ ዕዱል ዩ ተዋሂቡና እዩ ዘሎሙ ስለዚ ጸጋ ዘተዋሃበና ንዓቅቦም ዘለዎ ጎደሎትት ሚድያ ዘርግሕዎ ዓቐምና ንሕግዝ ኣሜን ኣማን ኣሜን አቡነ ማሕጸንተ ማርያም ረድኤቶም በረከቶም ይሕደረና ኣሜን፫🤲🤲🤲 ሰረደትና ኣሕጺሩ ናብኡ ንምርጋጽ የብቀዐና ⛪️⛪️⛪️✝️✝️❤️❤️💛💛🕊🕊🕊🕊 ጋዜጠኛ ደግሞ መርአያ ኩለን ንቤተክርስቲያን ስለ ዘኸብረክያ እግዚአቢሔር የኽብርኪ ዛሓፍተይ❤️❤️💛💛😘😘😘 ካሌአትክን ካብዚኣ ተምሃራ በጃኽን!
@sunshine-hq9fq
@sunshine-hq9fq 4 жыл бұрын
Thanks
@haregtazebe7902
@haregtazebe7902 4 жыл бұрын
ተምቤን ዓደይ
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 4 жыл бұрын
I love it ❤️ please work more to share us the Geo history and spiritual places
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ቀፅልሉ መርኣያ ናይ ጋዜጠኛታት ኢኺ በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቡነ ምሕፁን ኣይፈለየና
@hbfufhthfgt5413
@hbfufhthfgt5413 4 жыл бұрын
እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ከምዙይ ተቅርቡና ዘለኩም ኣሕዋትና ኣዳባ ሃደራ ጥራሕ እየ ሪአዩ ካብ ስደት ተመሊሰ ብዙሓት ገዳማት ክርኢ ናይ ወትሮ ፆሎተይ እዩ ብፀለትኩ ሕጉዝኒ
@j4l472
@j4l472 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዳም ኢዩ የቀንየልና DW ግን ምህዋጽ ማልት እንታይ ማለት ኢዩ ?
@noesnuit3854
@noesnuit3854 4 жыл бұрын
ምህዋጽ ምብጻሕ ማለት ኢዩ ቃሉ ካኣ ግእዝ ኢዩ ጉብኝት ይበሃል ባምሓሪኛ ካኣ ብግእዝዝ ምዝራቦም ከም ኣነ ትኽክል ኣለዉ ጽብቕ ስራሕ ካኣ ካብዚ ብዝበለጸ ብዙሕ ከርእዩና ተስፋ ንገብር የቕንየልና DW,
@j4l472
@j4l472 4 жыл бұрын
@@noesnuit3854 የቀንየለይ ዝሓወይ ንክፈልጥ ኢየ ሓቲተ ስለ ዝመለስካይ ካኣ የመስግን ።
@bereketdestadesta5745
@bereketdestadesta5745 2 жыл бұрын
ገዳም እንዳ ሙሕፁን ዝሃቡና ትምህርት ቡዝሕ ነመስግን ካብ ሓቢበይ
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 4 жыл бұрын
ንፍዕቲ ናብ ቤትክርስቲያን ክትከዱ ከለኩም ወይ ናብ ገዳም ክትከዱ ከለኩም ከምዚ ዝበለ ልብሲ ተኽድንኩም ክትከዱ ንሕብር ንስኺ ግን ንፍዕቲ
@Phillysiye24
@Phillysiye24 4 жыл бұрын
እዚ ዓዲ ናይ በሓቒ ታሪካዊት እያ አብ ኩሎ ዘሎ ገዳማት ከምዚ ገርኩም እንተ ተቅርብዎ ብጠእሚ ጽቡቕ ነይሩ።
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 4 жыл бұрын
ኮኪ ሓፍተይ ስነስርዓተ ዘለዎ ኣለባብሳን ኣዘራርባን ምስ ኣቦታትና ዘለኪ ኣቀራርባን ድስ ይብል ቀጽልሉ ኒ ኮኪ የቅንየልና ናይ ናብ ገዳም ስረ ለብስክን ኣይትኽዳ እንተተኻኢሉስ ጽጉርኽን እወን ተሽፍንክን ገዳም ተትኣዋ ድስ ምበለኒ ግን ኮኪ ንፍዕቲ
@zekerasberhe5904
@zekerasberhe5904 3 жыл бұрын
ሰላም
@mussieteklay9318
@mussieteklay9318 4 жыл бұрын
Nfeti gazetana bahla tekbr
@mamakabakamonabeygoytayey553
@mamakabakamonabeygoytayey553 4 жыл бұрын
Nifet gazetena ajki koxlyo
DW TV ገዳም ኣቡነ ማማስ
22:05
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 35 М.
ERi-TV: ጥንታዊ  ገዳም ቅዱስ የውሃንስ ቴድረር
32:32
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 124 М.
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
ባዓል  ጥምቀት  ዝግጅት ኣብ ኦፉላ  ዓድምናኩም እነሀና
4:57
Lemuneye Media( ለሙነየ ሚድያ) You Tube)
Рет қаралды 4 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 142 М.
DW TV ጉዕዞ ናብ ገዳም ደብረ ገነት ማህበር በኩሩ ኣረራ
31:16