ERi-TV: ጥንታዊ ገዳም ቅዱስ የውሃንስ ቴድረር

  Рет қаралды 121,347

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV: ጥንታዊ ገዳም ቅዱስ የውሃንስ ቴድረር

Пікірлер: 241
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 4 жыл бұрын
አቦታተይ ንድምጺ አራዊት ተጻዊርኩም ምእንታና ምእንቲ ሃገር ክትጽልዩ እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሐልኩም
@yelowbelay8540
@yelowbelay8540 4 жыл бұрын
ገዳም ቁዱስ ዮውሃንስ ቴድረር ካብ ግዜ ቁልዕነተይ እየ ዝፈልጦ ንግደት ቁዱስ የውሃንስ ደም ከይተቐባእና ዘይንሓልፍ ዝነበርና ካብ ጻፍ ንጻፍ ህዝቢ ክመልእ እዝከረኒ እስከ በሉ ጸሎትኩም ኣይጋደፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!! ጋዜጠኛ ዘርኢት ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !!!
@selamawi1927
@selamawi1927 4 жыл бұрын
It's my birth place but I never visit my origin place. I hope to visit one day.
@mathu4616
@mathu4616 4 жыл бұрын
Yelow Belay I hope so I will visit one day if God is allowed me💒💒💒🙏🙏🙏!!!!
@yelowbelay8540
@yelowbelay8540 4 жыл бұрын
@@selamawi1927 Ja Ich hoff auch !!!
@nwaydebebe9537
@nwaydebebe9537 4 жыл бұрын
Amen
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 4 жыл бұрын
ንመጀመርያ ግዜ ሰሚዔዮ ተዓዲልካ
@tv3726
@tv3726 4 жыл бұрын
እዚ ምሱልይነት ገዲፍና ነቲ መሰርትናት ታሪክናን ኣመጻጽኣናን ዓቂቡ ዘሎ ገዳማት ክንካባከብን ክንሓቁፍን ይግበኣና ነፍሲ ወከፍ ገዳማት ክሳብ ሕጂ ዋጋ እንዳከፍላ ታሪክና ዓቂበንኦ ጸኒሐን እየን ንሕና ከኣ ክንሕግዞም ይግብኣና ኣቦታትና ጸሎትኩምን በረክትኩምን ኣይፈለየና ኣሜን(3)
@MullerTesfie92
@MullerTesfie92 4 жыл бұрын
ልበይ ተተንኪፈ ሎሚ መማህርተይ ዝነበረ ኣብ ደብርና ንሕና ስጋና ስዒርና ኣብ ስደት ንሱ ግና ሎሚ ሞንኪሱ ካብ መርሃዊ ናብ (ኣባ ዮዉሃንስ) ተቀይሩ ሕሩይ እግዝኣብሄር ኣገልጋሊ ገዳማትና ኮይኑ ክርኢ ክንደይ ደስ የብል ኣባ ሓወይ ኣብ ጾሎትካ ዘክረና ንዓና ድኹማት ኣሕዋትካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርከኩም ኣሕዋተይ ድማ ነዚ መደብ ዘዳለኹም ገዳማትና ኣምላክ ይሓልወን ይባርከንን ንዓና ዉን ይባርከናንን ይሓልወናንን ክርስቶስ ኣምላክና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@fiyoritesfagergis3259
@fiyoritesfagergis3259 4 жыл бұрын
Selam zhawey nayzi bota nsmber trlefon aleks
@fiyoritesfagergis3259
@fiyoritesfagergis3259 4 жыл бұрын
H
@አመለ
@አመለ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር እዮ ሐርሪዎ ናዚ አባ እድል ኩሉ አይረክቦን እዮ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ኣሰይ ጾሎትና ሰመረ ደቂ ኤረይ ሰላምና ይብዛሕ🙏
@michaelzeregaber1666
@michaelzeregaber1666 4 жыл бұрын
Hani aslii hani amen amen amen
@awettadese7471
@awettadese7471 4 жыл бұрын
በረኸቱን ጸሎቱን ናይ ኣቡነ ቅዱስ ዮውሃንስ መጥመቅ ምስ ኩላትና ደቂ ተዋህዶ ይኹን❤💒❤🙏
@pilimonmaheri890
@pilimonmaheri890 4 жыл бұрын
Amen 3💞🙏💒
@helenkahsai1824
@helenkahsai1824 4 жыл бұрын
Amen(3)🙏🙏🙏🙏
@alemgezakirayeya7287
@alemgezakirayeya7287 4 жыл бұрын
Amen (3) xalot nazom kudusan abtatena ayflyane
@user-hc8hz4mb5q
@user-hc8hz4mb5q 4 жыл бұрын
ኣሜን ዓወት ሓወይ ፡የውሃንስ መጥምቅ ጸበል ምህረቱ ይልኣከልና
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ተዋህዶ ተረዋእ ።
@mathu4616
@mathu4616 4 жыл бұрын
ጾሎትኩም ኣይፈለየና ቡሩካትን ኩብራትን ስድራና 🇪🇷⛪️🙏!!!
@terhasessam5732
@terhasessam5732 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስስስስስስ ዝብል ገዳማትና ክንሕግዝ ክነማዕብል ድማ ናይኩልና ህዝቢ ክርትያን እዩ
@weldataraya2070
@weldataraya2070 4 жыл бұрын
gedam kidus yowhans abona hizibina aekub hadera
@frehab418
@frehab418 4 жыл бұрын
Terhas Essam nay bhaki
@ሩፍታልበይኢኺኣደብርሃን
@ሩፍታልበይኢኺኣደብርሃን 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ተበግሱ ንዝተረፈ ገዳማትና ድማ ከምኡ ጌርካ ክተላልየና ኣምላኽ ይሓግዝካ
@beti7996
@beti7996 4 жыл бұрын
Asey kemey zbelet brkti mealti eya kudus yowhans aboy bereketkan xolotkan ayfelena hadra boye mearey sdetna yhxirka abzi kudus sfraka knsalem abkana Amennnnn
@robelkuflu5308
@robelkuflu5308 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@gezakaiyumamuq3928
@gezakaiyumamuq3928 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ጸሎት ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና።
@semhergere5439
@semhergere5439 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen xeloteni berketmen redotemeni naey abona yewhanesi aey felena
@hidatwelday2212
@hidatwelday2212 4 жыл бұрын
👂👂👂💚💚💚💛💛💛💜💜💜💒💒💒💒💒😢😢😢💒💒💒😢😢😢💒💒💒👂👂👂👂👂💒💒💒💒💒
@habtomabraham3331
@habtomabraham3331 4 жыл бұрын
ኣጀካ ኢዚሃወይ ታሪክናን መንነትናን ኣፍሉትና ቀጽሎ ኣብ ኩለን ገዳማት ብጻህ
@EriTVEritreaOfficial
@EriTVEritreaOfficial 4 жыл бұрын
ጥንታዊ ገዳም እንዳ ኣቡነ ዮናስ - ማይምነ፡ ዞባ ደቡብ kzbin.info/www/bejne/d5-bhJmMob-mlcU ታሪኽ ገዳም ኣቡነ መርቆሬዎስ kzbin.info/www/bejne/ZpaymYx_hqhrq7c ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ kzbin.info/www/bejne/hKSTfHyNrNmahdk
@Aranshi-menderini
@Aranshi-menderini 4 жыл бұрын
@@EriTVEritreaOfficial ብጣዕሚ ኢና ነመስገን ቀጽሉዎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ ሃም ከኣ እባ ኣምጹልና ከም ፍቃድ ኣምላክ
@E1991.
@E1991. 4 жыл бұрын
Kudus Yohannes Tedrer Aboy bahleka halewo nezi lewah meskin Hizbena komuhuwen nekuluna fah hilna zelena Deki ERi ab muluh Alem Amen 🙏🙏🙏
@teklemebrahtu1797
@teklemebrahtu1797 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ ኣምላኽ ጻማኩም ይክፈል። እግዛብሀር ክዕረቐና ናብኡ ንቕረብ ።ገዳማትና ብዝግባእ ክንዕቅቦም ይግባኣና ።የውሃንስ ምጥመቕ በረከቱ ይል ኣከልና።
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ኩቡራት ወለድና ጾለትኩም ኣይፈለየና💒💒💒
@amanuelyebrah7684
@amanuelyebrah7684 4 жыл бұрын
ዋይ ኣነ ኣደይ ዝእክነት ገዳም ኣብእነ ይዋሃን ማርገ ድቅና ሂባትኒ እታይ ክገብርላ ይክልእ ክሉም ንፍቅይምፍለስቲ
@freweynifsehaye
@freweynifsehaye Жыл бұрын
ቃለ ሂወት ይስማልና በረከትን ረዲአትን ናይ ቅዱስ የውሃንስ መጥመቅ ምስ ኩልና ይኩን
@Esaw-z8i
@Esaw-z8i Ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@eriiistars3089
@eriiistars3089 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 adey adiii kudusan Amlke Ne’zelealem yebarkeki.
@jacobsaymon2848
@jacobsaymon2848 4 жыл бұрын
ፀሎትን ፈጣን ተራዳእነትን ናይ ቅዱስ ዮሃንስ ኣይፈለየና። ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ነዚ ቅዱስ ጋዳምና ዘርኣኩምና Eri tv የቀንየልና ፍቃድ ኣምላክ ኮይኑ ሓደ መዓልቲ ተመሊስና ብኣካል ንሳለሞ ይግበረና
@mihretefremand0m773
@mihretefremand0m773 4 жыл бұрын
ጸሎት ገዳማውያን ኣቦታትና ኣዴታትናን መንእሰያትናን ምስኩላትና ሕዝበ ክርስትያን ን ምስ ምሉእ ዐለምን ይኹን። ዕድመን ጸጋ ጥዕናን ይሀበልና ፈጣሪ!አሜን።
@samuel-os8gc
@samuel-os8gc 5 ай бұрын
ጸሎትኩም በረከትኩም ኣይፈለየና❤❤❤
@ክብሪንኣምላክ
@ክብሪንኣምላክ 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዓደይ ዓዲ ቅዱሳን ኣበው እግዚኣብሔር ከም ቀደምኪ ኣይጋደፈኪ።
@user-hc8hz4mb5q
@user-hc8hz4mb5q 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ገዳምና ቅዱስ የውሃንስ ኣቦይ ቃል ኪዳንካ ዘክር ንደቅካ ምህረት ጸበልካ ለኣከልና ፡ካብ ህጻንነተይ ዘዕበክኒ ገዳም ኣምላክ ዘመንኩም ይባረክ ኣቦታተይ ብሩካት ፡ኣባ ፍቅረ ማርያም ፡ኣብ ዮሴፍ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ንደቅኩን፡ኣደታተይ ኩልክን ፡ኦ ኣምላከይ ደጊመ ገዳመና ዝነግደሉ ግዜ ሃበኒ ፡ዮውሃንሰይ ቅዱሰይ ንዘልኣለም ንጉሰይ ፡ቃል ኪዳንካ ዘክር ፡55ወሎዶ ክትምሕር ቃል ኪዳን ኣለካ ሞ ንድክምቲ ጋልካ ብጾሎት ኣገልገልትካ ገርካ ተኣዓረቀኒ፡ኣሜን ፡ጋል ተድረር ጻዕዳ
@abeynernanabeyena2744
@abeynernanabeyena2744 4 жыл бұрын
ጸለትኩም ኣይጋደፈና corena ይትፋአኣልና እዚ ዓቢ ገዳም ድማ ተሓዲሱ ተወቕቡ የርእየና ኣመንና ኣመና ኣሜን🇪🇷✌️👍🌹⛪️💐😁🎺😍🎻🎸💚❤️💛💙🇪🇷🎷🇪🇷💯🇪🇷🌻🇪🇷😁🇪🇷🌴
@muluetwen8008
@muluetwen8008 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎቱን ረዲኤቱን ናይ ቅዱስ ዮውሃን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን። ጸሎት ኣቦታትና ኣይፈለየና !!!
@fiyorihabte2637
@fiyorihabte2637 4 жыл бұрын
ብጣዕም ጽቡቅ መደብ ዞም አሕዋተየ በዚ ዎሪድና ዞሎ መቅጻዕት ብጣዕም አየ ተጨንቀ ጸንሐ ኢዛ መጀብ ምስ ራኣኩ ብሓቅ ጾሎት ገዳማዉያን ስድራና ኪረድኣናዩ ኢለ ተስፋ ገረ ኣሎኩሞ ኣምላከ ገዳማትና ዪዓቅበልና ኢዞም ነዚ መደብ ዘዳሎኩም ኪኣ ኣምላኪ ጻማኩም ዪሃብኩም ዝተረፉ ገዳማት ኪኣ ከምኡ ኣጆኩም ኣፋልጡና
@homibfoto6705
@homibfoto6705 4 жыл бұрын
I love my people, period! I can't wait to go back home.
@abrahamkesetemehari
@abrahamkesetemehari 4 жыл бұрын
Natey Adey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾💖
@furtunamenges84
@furtunamenges84 4 жыл бұрын
ጾሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትና ፡ስለቲ ከይተባተኽኩም እትጽልይዎ\ኣጎልግሎትኩም እግዚኣብሄር ይምሓረና ።
@tesfismertaeb6295
@tesfismertaeb6295 4 жыл бұрын
God bless you our my home land
@tesfismertaeb6295
@tesfismertaeb6295 4 жыл бұрын
@Jonas ER enitay gerka negren please ok
@luellilay5483
@luellilay5483 4 жыл бұрын
ቁዱስ ዮውሃንስ ኣቦይ ባዕልኩም ሓልዉኡና ኣሜንንንን ኣሜንንን ኣሜንንንን
@onemsproduction5915
@onemsproduction5915 4 жыл бұрын
ካብ ልቢ ኢየ ዘመስግነኩም Eri Tv
@onemsproduction5915
@onemsproduction5915 4 жыл бұрын
@Jonas ER ኪድ ድኩም ለክባጥ ንስካ ኢካ
@onemsproduction5915
@onemsproduction5915 4 жыл бұрын
@Jonas ER ክክክክክክክክክክክ ተጋጊካ ድርቡሽ ሓጻቢ መዓኮር ለሓሲ
@onemsproduction5915
@onemsproduction5915 4 жыл бұрын
@Jonas ER ግዜይ ሲ ንዓካ ክሓትት ከባክን መካን
@msfifi8669
@msfifi8669 4 жыл бұрын
Amazing story. I must say -All -very articulate and exceptional storytellers. Thank you Eri-TV for sharing.
@bizengebremikael8666
@bizengebremikael8666 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen bereketom aygadefena
@mekonendesta1367
@mekonendesta1367 4 жыл бұрын
ግርም ኣቃራርባ እንተኮነ ግን እንተለው ብሂወት ምስሎም ተዘይ ኣለዉ ድማ ታሪኮም ክግለጽ ዝግበኦም ኣቦታት ኣለዉ ነብሶም ይምሃር ኣባ ገብረክርስቶስ ነዚ ገዳም ህልው ንምግባር ዝቃለሱ ዝነበሩ ኣበምኔት ሓደ የነታ ገብረዮውሃንስ ካብ ህጻንነቶም ምስ ደየቡ ንሓንቲ ማዓልቲ ካብ ገዳም ተፈልዮም ዘይፈልጡ ብዙሓት ዘፍረዩ ካህናት ኮነ ድያቆናት ዘይምዝካሮም ቅ ኡሩብ የሰክፈካ ካልእ እካ ብዙሕ ኣይፈልጦሙን ኢታይ ማኣዛ ግን ክዛረባ ይሰምዐን ኣለኩ ብዝኮነ እቲ ሕቡእ ኣሎ ዝባሃል ግን ኣሎ ሓቅ ሓቂ ዩ ብዙሕ ቅርሲ ዝተሰወረ ኣሎ በረርከት ናይ ቅዱስ የውሃንስ ምስኩልና ይኩን ተኮስኪሰ ዛዓበኩላ ገዳም !!!
@abelsemere5555
@abelsemere5555 4 жыл бұрын
ኣሜን ጸሎት ቅዱስ ዮሃንስ ምስለ ኩልነ ውልደ ጥምቀትን ኣማንያንን ይኩን እሜን ከይረኣናኪ ብምስዳድና ቅሩብ ቂር ይብለና ኣምላክ ዳግማይ የራኣአየና ገዳምና ገዳም ቅዱስ ዮሃንስ እሜን ኣነ ብዝመስለኒ ግን ፍትዋት ኣሃት አዚ ገዳም ሓገዝ ይደሊ ኣሎ መስለኒ
@mamukAsmarinogrande004
@mamukAsmarinogrande004 2 жыл бұрын
Amlak ybarka zhawey nezi tarikna tarik abotatnan zemsakalna edme yhabka kame matusala. Adiey ztabareket meret 🤲🤲🤲🤲 solot kudus yohannes ayfleyena yhwatey Amen.
@ተዘከረኒጎይታይ
@ተዘከረኒጎይታይ 4 жыл бұрын
መቸም አግዚኣብሄር ክብርን ምስጋናን ንዑአኡ ይኩን አዚ መሬት ኣቦታትናስ ቅዱስ አዩ ኤርትራ ኢትዩፕያ አንቋዕ ዓዲ ክርስትያን ኮነ
@medhinkeshi1019
@medhinkeshi1019 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሃገረይ ዓዲ በረከትን ጸበልን ይሕዋት ከማይ ዶ ልብኩም❤️😢😢😢😢 ተተኪፍኩም በረከት ረዲኤት ናይ ኣቦና ቅድስ ዮውሃንስ መጥመቅ መሎኮትን ጸሎት ኣቦታትናን ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
@mebecoming244
@mebecoming244 4 жыл бұрын
ቁዱስ ዮውሃንስ ኣይፈለየና (ኣሚን 3)
@lily-wi3qg
@lily-wi3qg 4 жыл бұрын
Thank God bless for your time 🙏😇
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 4 жыл бұрын
ረዲኤቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ የሕድረልና የቀንየልና ጋዜጠኛ ዘርኢት
@tewelde8618
@tewelde8618 4 жыл бұрын
ኣዝዩ ደስ ዝብል ቃለ ሂወት ኡአስመዓልና ከመዚ ገርኩም አንተ ትበጽሕዎም ኩሎም ገዳማትና ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ብዝያዳ ገዳማትና ምፈለጥና ፡ ከምዚ ገርኩም ዘቅረብኩምልና አግዚኣብሄር ዓስብኩም ይክፈልኩም።
@SamuelGhide-h8z
@SamuelGhide-h8z 5 ай бұрын
Amennn qale Hiwet yesmaalna Bereketun Redietun nay abona nebi qdus yohannes Metmqe melekot ayfeleyena
@selamtesfahans6524
@selamtesfahans6524 4 жыл бұрын
Gedam Qdus YOHANS tedrer kab bneshtoy zabeklu. Degime bayney kria nay wetru xelotey eyu❤🙏EGZIABHIER yibarkkum ahwat
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 4 жыл бұрын
ብሩክ ጋዜጠኛ ንፉዕ ተባረኽ
@holyland7028
@holyland7028 4 жыл бұрын
ብመጀምርያ ከምዚ ጌርኩም ምቅራኩም ነመስግነኩም። ግን ኣነ፡ክብሎ ደልየ ዘለኩ ሓደ ነገር መንግስቲ ኣይሰርሕ ፡ኣየስርሕ እዚገዳም እዚ ኣብ ኩሎም ገዛእቲ ዘይዓነውስ ኣብ ዚ መንግስቲ እዚ በጺሑ ክዓኑ ።ስለምንታይ !ራይዎም ኣቦታትና መነኮሳት መሳኪን ደቀን ሓገዝተን መንእሰያት ካብ ሕቕፍኦን ተፈሌሞን። ስለዚ መንግስቲ ኣቓልቦ ኣይገብረሉን እዩ። እንተ ዝገብረሉ ክብል ከሎ ብጣዕሚ ይስማዓካ። መንግስቲ ግን ኣይሰርሕ ንዝሰርሑ ከኣ ኣይሕልፍ። ከምዚ ዓይነት መንግስቲ የለን። እንሆ ከኣ በሉ ፈውሲ ዘይ ብሉ ሕማም ፈኒልና እዝጋብሄር። እዚ ውዲ ከምዝን እዩ። መንግስቲ ክንሃንጽ እንተ ዝፍቅደልና ቅድሚ ገዛና መሰራሕናዮ ። ንሕና ግን ኣብ ውሽጢ ከምዘይ ንፋቐር ጌሮምና።ኣብ ደገ ከምኡ ምስ ህዝቡ ክትሃላለክ ንሱ መናባብርኡ ረሲዑ ነዓና ከኣ ኣራካኪብልና።እዚ ገዳማት እዚ ተረካባይ ኣይኮነን ቡኡነት እቶም ኣብ 'ቲ ከባቢ ትርከቡ ወላ ክንሕግዘኩም ኣብ facebook ዘርግሕዎ። እዝጋብሄር ምሕረት የውርደልና።
@awetrobel9899
@awetrobel9899 2 ай бұрын
Gedam qdus yohannes tedrer zebeyena gdam ❤❤❤❤❤
@kebromfsha6792
@kebromfsha6792 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ትምርቲ ናይ ሃገርና ገዳማት ብምቁራብኩም ናይ በሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ቀጽልዎ ደቂ ዓደይ መዓረይ ሓወይ ድማ ነጸላ ኣይትፍለ ግን ይቅሬታ
@queenma5796
@queenma5796 4 жыл бұрын
Everyone of my family visited Negdet Yohannes except me, and I always feel I missed out. I'm really thankful enda Eri-Tv. My people so humble.
@selamer8657
@selamer8657 4 жыл бұрын
Martha Martha ajoka shikorina
@luwamyemane5755
@luwamyemane5755 2 жыл бұрын
May God bless our mother land 🇪🇷🥰❤❤
@luambeyene7026
@luambeyene7026 4 жыл бұрын
Amen amen Amen ⛪️🇪🇷💐💐💐💐
@michaelhabte4789
@michaelhabte4789 4 жыл бұрын
Xelot abotatna aygadefena Kabzi zelo hmam mhret yewrdelna Adalewti edmen tinann yhabkum
@alemgezakirayeya7287
@alemgezakirayeya7287 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@meronsolomon6236
@meronsolomon6236 2 жыл бұрын
ዋይይ ቅዱስ የውሃንስ ብድጋሜ ክንረጾ ይፍቀደልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ🙏🙏🙏🍀☘️💒⛪️💒
@semerabbahbolom531
@semerabbahbolom531 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@חוריטוולדה
@חוריטוולדה 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጾሎቶምን ረዲአቶምን በረኾቶምን ናይ ኣቡነ ቁዱስ ዮውሃንስ ምስ ኩላትና ዩኹን አሜን
@dejendaynom281
@dejendaynom281 4 жыл бұрын
Egziabhyer ymesgen ezi qdus gedam qdus yohans tedrer Gedamatna meseret emnetna egziabhyer yaqbelna
@ሩፍታልበይኢኺኣደብርሃን
@ሩፍታልበይኢኺኣደብርሃን 4 жыл бұрын
በረኸቶም ይክፈለና ክንደይ ደስ ይብል
@tekliyane1002
@tekliyane1002 4 жыл бұрын
በረኸቱን ጸለቱን ናይ ኣቡነ ቁዱስ የውሃንስ መጥመቕ ምስ ኩሉና ደቂ ተዋህዶ ይኹን
@erishikor8227
@erishikor8227 4 жыл бұрын
Thank you Tv- Eri it is beautiful & educational. Lets dig out history 🇪🇷👍🏿
@lidiarussom8549
@lidiarussom8549 4 жыл бұрын
Qal yiwet yesmalna. The background music, the fluet, is loud at times it overshadows what they are saying. The fluet is not neccessary and it is not appropiate.
@Nah0ma
@Nah0ma 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣብዚሑን ኣዕዚዙን ይባርኽኩም ዘርኢት ሓውናን ኩልኹም ኣባላት ኤሪቲቪን: በረኸት ገዳማውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣይፈለየና። ተሣሃለነ እግዚኦ በእንተ ኵሎሙ ቅዱሳኒከ።
@MerhawitMehari-d5g
@MerhawitMehari-d5g 4 ай бұрын
Amlak xgo ybzhlkum ❤🎉❤🎉❤🎉
@zekariashabte2845
@zekariashabte2845 3 жыл бұрын
Amen amen amen kalhiwete yesmaln zmar mlakiete yesmaln
@mili-yo2512
@mili-yo2512 4 жыл бұрын
Tselot nay kudusan ayfeleyna yehwat Amen 🙏🏾 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 4 жыл бұрын
Edmen tienan yhabkum kdusan sbotatna 🙏🙏
@desbelekiflom9323
@desbelekiflom9323 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 💒🙏🏼🙏🏼🙏🏼🤲🤲🤲❤️👈Kulu Behlye amlak zey kal yelen kulu teoim eyu abtatna ka eadmen tanan yehbkum
@መርሃዊኣብርሃም
@መርሃዊኣብርሃም 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር እድመን ጥዕናን ይሃበና ተመሊስና ናይ ገዳም ሂወት ኸነስተማቅር
@mhretkidane1023
@mhretkidane1023 4 жыл бұрын
Xelitukum ayfeleyena kbrat abotatinan adetatinan niakum dima amlak tesgu yebzehelikum🙏🙏🙏
@lily-wi3qg
@lily-wi3qg 4 жыл бұрын
I love this video 🙏💕😇😘🙏thank you so much 😘💕😇🙏
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 4 жыл бұрын
Amen ni bahaqi des zbl gedam kulina memena kinhgzom ygbana Egzabiher hayli yabena amen .Bere ketun redatun niquds Yewhanes metemeq ayfelyena amen.
@user-cl1le5gq6e
@user-cl1le5gq6e 4 жыл бұрын
ኣሜን በረከት ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ ይሕደረና
@astertzeggai7572
@astertzeggai7572 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abotatnan idmen tiinan yihabkum 💒🇪🇷🙏🏽❤️💒🇪🇷🙏🏽❤️💒🇪🇷🙏🏽❤️💒🇪🇷🙏🏽❤️💒🇪🇷🙏🏽❤️
@haydihaydi7609
@haydihaydi7609 4 жыл бұрын
Amlak bxeletkum ymharena gexeu ymleslna 🙏🙏🙏
@yordanoshabtom7573
@yordanoshabtom7573 4 жыл бұрын
ብፍላይ ብከረምቲ ደስ ክብለካ ወ
@rahelmihretab3565
@rahelmihretab3565 4 жыл бұрын
Kidus yohannes bereket xegan awridelna ms medhaniealem kristos atearkena amen 🙏🙏🙏💒💒💒
@weditekle2835
@weditekle2835 4 жыл бұрын
አምላከ ሃገራና ኤራትራ የሓሉዋ ። ደኪይ ኤሪይ ደምጺ ቀሩቡ ሙዝቃ በሪትዑ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaittesfamariam183
@senaittesfamariam183 2 жыл бұрын
We need your prayers kudusit Abottana for peace in the horn of AFRICA 🌍🙏💙 and peace in the world 🌎 🙏💙👏 peace in our beloved country ERITREA 🙏🇪🇷 🙏💙🌱🇪🇷🌱🇪🇷🌴🇪🇷🌻🌏👏
@eritreannatey1332
@eritreannatey1332 4 жыл бұрын
Ame Amen Amen Bxelotttkum ya za alem dew ela zela!!!!!!!! adme matusala yhabkum qdusan abotatna !!!!!!!!!!!
@rshantesfancial1392
@rshantesfancial1392 4 жыл бұрын
Kuburatn kudusatn abota adetatn kuligze bxeletkum eya nnebr zelela mo hjiwn xeletkum ayfeleyena amen
@muluegebresilassie7069
@muluegebresilassie7069 Жыл бұрын
ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትና ኣሰይ ደስ ኩብሉ🙏✝️
@berhaneteklehaymanot5721
@berhaneteklehaymanot5721 4 жыл бұрын
በረኸቱን ረዲኤቱን ናይ ቅዱስ ዮውሓን ምስ ኩላትኒ ይኹን ሃገርና የሓልወልና ቅዱሳን ኣቦታተይ በረኽትኩም ኣይፈለየና
@biniamselama7977
@biniamselama7977 4 жыл бұрын
በረከቶም ናይ መጥምቀ መልኮት ቅዱስ ዮውሃንስ ምስ ኩላትና ይኩን
@dsimonadhanom471
@dsimonadhanom471 4 жыл бұрын
Amen amen amen abotatey ab xelotkum zekruna ekum
@nopenot4058
@nopenot4058 4 жыл бұрын
Beautiful I loved good work keep up the Mizaic nation will strive
@grmesonebst9257
@grmesonebst9257 4 жыл бұрын
Kabzi gedam ezi tefelika do ynber yowhanis aboy balika mlesena deydfer gedam u emo kab himam yehalwona nkulahna xoletku ayfeleyena aba Adam Amen3
@ghenethabtemariam5260
@ghenethabtemariam5260 4 жыл бұрын
Seletkum aygadefna 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሰላምዎሰናይ
@ሰላምዎሰናይ 4 жыл бұрын
Thank you TV Eri Gedam abune yohannes. The story of this holy palace use to hear it since I wish younge girl. One of the oldest Monastery of Eritrea. ⛪🙏🙏🙏
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 4 жыл бұрын
Eti classic kurub dmtsi bertiu ember nfuat tebareku tselotkum yhderena abotatna
@ziyadakulu1649
@ziyadakulu1649 4 жыл бұрын
Ane’s kem gedemat mbixah geru ab alem zmneyo yelen 🙏🏾 xeletkum ayfeleyena kudusat 🙏🏾
@lenapfeiffer5726
@lenapfeiffer5726 4 жыл бұрын
Wo Amlak nezi lewah hzbi bealka halwo Amen 🙏🙏🙏
@alembrhanhans4302
@alembrhanhans4302 4 жыл бұрын
ደስ ዝበል ቅረጺ ደብርታት ፣
@efremzerabruk3188
@efremzerabruk3188 4 жыл бұрын
Amen amen amen bereketomun redetomun nay kudus Yohannes ayfeleyena
@yordayemane333
@yordayemane333 4 жыл бұрын
Xelotomun bereketomun nay Abona qudus Yohans ayfeleyena 💒💒💒🙏🙏🙏
@abrahambanboy332
@abrahambanboy332 4 жыл бұрын
Amen 🙏 Bereket nay Qdus Yohannes tedrer ayfeleyena
@selamer8657
@selamer8657 4 жыл бұрын
Am proud am from tedrer I konew this place from liltle girl God bless my peple zerto adu nebri agulae geniseba adimrkeda selam selam
@daviddada548
@daviddada548 4 жыл бұрын
Selam Er oh I wish if I get anyone here from Zere?? 🤔🤔😢
@gebregebreslasie3719
@gebregebreslasie3719 4 жыл бұрын
Bereket rediet nay kudus Yohanns ayfeleyena 💒❤💒❤💒❤
@angsetearaya8705
@angsetearaya8705 4 жыл бұрын
Wow Des kbl🙏🙏🙏 hede maElti Nkodo ygberena 🙏🙏💗💝🇪🇷
@kadraaraya4446
@kadraaraya4446 4 жыл бұрын
Deszebl medeb blbi nemesgn Ms kale gedam ketelalyena knxbe ena💒💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@mahdereandom2059
@mahdereandom2059 4 жыл бұрын
Thank you eri TV & zeriet !!!!!!!! May GOD bless our country!!!!!!!
@yordanosgebremaskel8370
@yordanosgebremaskel8370 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna abotatna nay kudus yewhans metmek bereketun rediaetun ayfeleyena telekum ayfeleyena abotatna edmen tanan yhabkum ms adetatna
ERi-TV Documentary: ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ
40:58
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 154 М.
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 21 МЛН
ቤዛዊት ማርያም ታምረኛዋ ገዳም
11:32
Zed filatawose Tube
Рет қаралды 13 М.
ታሪኽ ገዳም ደብረ ሲና ||TARIK GEDAM DEBRE SINA
22:39
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 9 М.
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20