EMN - ( 10ይ ክፋል ) ሕክያ ወዲ ከረን ( ብፍሉይ መሳጢ ኣቀራርባ )- Eritrean Media Network

  Рет қаралды 90,505

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ( 10ይ ክፋል ) ሕክያ ወዲ ከረን ( ብፍሉይ መሳጢ ኣቀራርባ )- Eritrean Media Network

Пікірлер: 684
@wt7061
@wt7061 2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣታእልልልልልልልልልልልልልልልልልል ደቂኤረይ ኩሉነብስኹም ፍቅሪ ብሓቂ ተሓጊሰ ወዱ ኸረን ኣድሃ ስኒትኩምን ፍቅርኹምን ንዘልኣለም ይኹን። 🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐
@tewelde9778
@tewelde9778 2 жыл бұрын
ስንኩል ኣእምሮ እንበር ስንኩል ኣካል የለን ክበሩ ንበሩ ደቂ ሓላል መሬት!!!!!!!!!
@ያሲንመሓመድ
@ያሲንመሓመድ 2 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነልካ ወዲ ከረን ንስኻ ፍሉይ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብፍላ ክብርቲ በዓልቲ ቤትካ ተዓዲልካ ኢኻ ፍቅርኹም ይሰስን ። ክጭነቅ ከለኹ ናትካ ሕክያ ኢየ ድግምግም ዘብሎ ብሓቂ ኸኣ ሕጉስ ይብል ተስፋ ኸኣ ይሰንቅ ። ንኹሉኹም ኣዳለውቲ እዛ መደብ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ዮናስ ምስ መሳርሕትኻ ።
@lililili2195
@lililili2195 2 жыл бұрын
Wowww ሎምስ ይሓጽረና ድዩ ዘሎ ዋላ እቲ ዕላል እዩ መቂሩ። ❤️❤️❤️
@abihagos8338
@abihagos8338 2 жыл бұрын
💌
@medhanieyemane1611
@medhanieyemane1611 2 жыл бұрын
Ezias nay win gerimatini ala
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ኣነስ ደርፊ ወዲ ትኩል "ፈንጂ" ምስመረጽኩሉ ንሓርበኛ ወዲከረንን ብጾቱን🇪🇷✊🏼
@simongebray9
@simongebray9 2 жыл бұрын
Hakiki lomis hasirna eko anwih ablo yonas
@selemawitfikadu4635
@selemawitfikadu4635 2 жыл бұрын
Des zeblu sedrabat edemen tenan yehabekume 🇪🇷💞🙏🥰
@edentekeste5197
@edentekeste5197 2 жыл бұрын
እሰይይይይይይ ፍሉይ ፍጥረት 💯 ወዲ ከረን ጻዕዳ💯 ለዋህ💯 ፈቃር💯 አክባሪ ስብ 💯 ዐላ 💯 እብነታዊ 💯 አክባሪ ሀገሩ 💯 በቃ ኩሉ ኢካ ምሉእ ዕድመ ጥዕና ይምነየልካ :: 🙏🙏🙏
@tsigeredabairu2586
@tsigeredabairu2586 2 жыл бұрын
መርሓባ ኩቡራት ስድራ መግለጺ ስኢነልኩም ንስኩም ፍቅሪ ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ሂወት ስ ብዓል ወዲ ከረን ወዲ ጀበሊ ይግለጽዋ.. እዚ ብዙሕ ሽግር ዘይረኣየ.. ሂወት ኣይፈልጣን እዩ ሕጂ ስ ንርኤ ብዙሓት ሙሁራት. ጹቡቅ ሂወት ዝርኣዩ ዉሩያት.. ሃብታማት.. ዓበይቲ መራሕቲ.. ዝሰምዖም የለን.. Avg ሰብ.. ከምኡ avg ወይ ካብኡ ንላዕሊ ሽግር ዝሓለፉ.. እዩ.. ኩሰምዕ.. ክሕግዝ ዝደሊ ተርኣዩ እዩ.. አብ blood cancer ዝሓመመ ሓውና ዮናስ ዝገበሮ ሓገዝ.. Artist ኣይኮነ.. ፍሉጥ ኣይኮነ ሽግሩ ርእዩ ኩሉ ኢደይ ኢድካ ኢሉ ዮናስ ኢሉ.. ህዝቢ ኤርትራ ለባምን ለውሕን ኢሉዎ ሓቁ ኣነስ ቀደም ሰብ ንፍሉጥ ወይ ሃብታም ዝሕግዝ ይመስለኒ ነይሩ... ጌጋ.. ህዝቢ ኤርትራ ለባም ለዋህን እዩ.. ንመን ይሰምዕ.. ንመን ይሕግዝ ዝፈልጥ ህዝቢ ምህላውና ሑቡናት እና ኤርትራ ንመጻኢ ዝጠሚ.. አብ መገዲ ዝድቅስ ኣይክህልዋን እዩ.. ህዝባ ይኣክላ Sanction ኣይስርሕን እዩ አብ ኤርትራ.. Usa.. ይከታተልዎ እዮም ሓደ ጋዜጠኛ ኢሉ.. አብ ኻናዳ ድሕሪ ናይ ዮናስ ሓገዝ ምስ ሰምዔ... Economic sanction አብ ኤርትራ ኣይስርሕን እዩ ኢሉ.. ሓቂ!!!!!
@kerenshikor1981
@kerenshikor1981 2 жыл бұрын
Bhaki des zibil meglexi 👏👏🇪🇷
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 2 жыл бұрын
Well said, 🎩😎🤝❤🇪🇷💎👑
@rozighidey1128
@rozighidey1128 2 жыл бұрын
👌💯💯💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@onagaking3543
@onagaking3543 2 жыл бұрын
What a Family!!!! You guys are a role model to the entire nation.keep goin. ወይዘሮ ትርሕሽ ክኣ እተን ምጡናት ዘረባኺ ናይቲ ብዙሕ ሰናይ ነገር ብተግባርኪ ምዝራብ ከምዝለመድኪ ንጹር ኣብነት እያ።!!!❤️🌲❤️
@woollwill5960
@woollwill5960 2 жыл бұрын
That's we!!! No bady else. ❤✌🙏.
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 2 жыл бұрын
እሲኺ እሞ ፍልይቲኢኺ ኣምላኽ ሂቡኪ እንታይ ዓይነት ልቦና ኢዩ ዓዲሉኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብደቅኺ ተሓጎሲ
@YonatanTeklzghi
@YonatanTeklzghi 2 жыл бұрын
መግለጺ ሲእነልኩም ወዲ ከረን ምስ በዓልቲ ቤትካ ክሉ ኢካ ንስካ ተስፋ ናይ ክሉ ህዝቢ ኤርትራ ተበራብር ጅግና ኢካ
@mebrahtuteklit1834
@mebrahtuteklit1834 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዕላል ወዲ ከረን ካብ ኩሉ እቲ ሰናይ ተግባራቱ:: ብፍላይ ሰብ ኣብ ሕማቅ ከሎ መሸንቆቃ ዘጽብሉ ሱሳዓት ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ :ህዝብና ሰላምን ቅሳትን ክርክብ ከምዚ ናይ ወድኸረን ሕልናዊ ይሃልወና ::
@awettewelde8431
@awettewelde8431 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ብሉጽ ኣብነርታዊ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
@እምነተይተዋህዶግብረይባዶ
@እምነተይተዋህዶግብረይባዶ 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይህበካ ፈጣሪ ኣብነታው ብዓል ሓቦ ኢካ ፍቅርኩም ይሰስን
@biniamberhe6862
@biniamberhe6862 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩመ ፈጣሪ አብነታውያን ስድራ ብዓል ሓቦ ኢካ እሞ አምላኽ ዝተረፈ ዕድሜካ ይባርኽ።
@እምነተይተዋህዶግብረይባዶ
@እምነተይተዋህዶግብረይባዶ 2 жыл бұрын
ዪ ናይ ባሕቅ ።
@sahleamanuel9435
@sahleamanuel9435 2 жыл бұрын
ዋውውውው ወዲ ከረን ኣባጥረግ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ምስ ሲድራኻ።👍💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helenkidane763
@helenkidane763 2 жыл бұрын
ዋውው ደስድብሉ ስድራ ተዓውትሎም ዪኒ ሐውና መደብኩም ጽቡቕ ቐጽልዎ❤❤❤😘💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 2 жыл бұрын
Proud to be Eritrean ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🙏🏻🌺🌺
@micaelzekarias1537
@micaelzekarias1537 2 жыл бұрын
እንዳ ወዲ ኸረን ብሩኻት ስድራ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 2 жыл бұрын
መስርዕ ወዲ ከረን መስርዕ ፍቕርን ኤርትራውነት ጸግያ ፈርያ ናይ ሂወት ቅያ።
@ዉጩምስታንክታቱኣብዶባትዛ
@ዉጩምስታንክታቱኣብዶባትዛ 2 жыл бұрын
አዞም ስድራ ንዕኦም ዝኸውን ቃላት ስኢናሎም አንታይ ኢልና ከምንሙጉሶም ኡካ ጠፊኢና
@yodit1991
@yodit1991 2 жыл бұрын
ነዛ ዋዕሮ ሓፍትና ዘዕለለቶ ምቅራብካ ክብሪ ይሃብካ ዮናስ እዚ ናታ ቃላት እውን ትምህርቲ ኢዩ፣ ክብሪ ይሃብኩም ወዲ ከረን ምስ ክብርቲ ብዓልቲቤትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ 🇪🇷 ይ ብርሃን ገጾም ♥️♥️🌹🌹🇪🇷
@ketemahaile2493
@ketemahaile2493 2 жыл бұрын
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት እንቃ ኤረትራዊት ኮኔ ተፈጠርኩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 የናስ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ
@shabaymahder6329
@shabaymahder6329 2 жыл бұрын
ወዲ ኸረን ምስ ሙሉኡ ስዲራኸ ዕድመን ጥዕናን ይሃካ ፈጣሪ
@shimetghebremedhin7093
@shimetghebremedhin7093 2 жыл бұрын
ዋይ ጉዳም ናይ ወዲ ከረንሲ ብጣዕሚ ስራሕ ቑዳሳን ምስ ብዓልቲ ቤትካ ዕድመን ጥዕናን ይሚነየልኩም
@samibest9099
@samibest9099 2 жыл бұрын
ትርሓስ ከም ስማ ፡ ብሓቒ ኣድኒቐ ዘይጸግባ ከምኡ'ውን ወዲ ከረን ኣያና! ብሓቒ ዝተዓደሉን ደስ ዝብሉን ስድራ !ወትሩ እግዚኣብሔር ጽላሉ የብዝሓልኩም፡ ብሓቒ ኣብነታውያን ስድራ ! መግለጺ የብለይን ንፍቕርኹም !ዮናስ ሓውና ምስ መሳርሕትኻ ሓቦን ዝያዳ ጸጋን ይሃብኩም ነዚ ምቁር ዕላል ተካፍሉና ዘለኹም!
@adikhankhan2506
@adikhankhan2506 2 жыл бұрын
ውው ወዲ ከረን ስንክልና ኣጥፍዋ በሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤♥️♥️💕💕💕💕💕
@ሃገራዊዓዲበግዖ
@ሃገራዊዓዲበግዖ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ከረን፡ ክሳብ ሕጂ ኢኻ ትቃለስ ዘከኻ፡ ከም ከመይ ዲኻ ወዲ ህዝባዊ ግንባር ተሓቢነልካ ምስዛ ብርኽቲ ኣምንካ !!!
@amachu
@amachu 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ንስክልና ኣሰንኪሉዋ። ኢዚ ሽልማት ኖቤል ዝበሃል ብዘይ ቀልዓለም ንወዲ ከረን ይግበኦ ኢዩ።ብሓቂ ንስኻ መምህር ተስፋ ፡ሓቦ ፡ጽንዓት ፡ፍቅሪ ፡ሓልዮት፡ልውህና፡ልግስና፡ ሓጎስ ሓቂ ግርህና ኢኻ ካባኻ ቡዙሕ ኢና ንመሃር ሕጂ ዝተሓሳስበና ዘሎ ኢዚ ናትካ ቃለ መጠይቅ ከይውደእና ኩቡር ጋዜጠኛ ዮኒ ካኣ ክትምስገን ይገበኣካ ኢዩ ሳላኻ ኢና ረኺብናዩ መሳጥን ደስ ዝብል ኣቀራርባ ።
@harnet2483
@harnet2483 2 жыл бұрын
Wow beautiful people, God bless you more ,proud of you all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 2 жыл бұрын
ጹቡቃት ፍጥረት Welcome. ደቂ ኤረ ጀጋኑ 🇪🇷🙏🏾🇪🇷👍😀😀😀🇪🇷🇪🇷🙏🏾
@negasigebreab9942
@negasigebreab9942 2 жыл бұрын
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@andittesfay8905
@andittesfay8905 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ተገሪመ እቲ ምገራመይ ካኒ ካብቲ ፍቅሪ ናይ ሰብኣይን ሰበትን እዪ ዝብገስ ግን እቲ ኩሉ ገዲፍና ውይ እውን ኣብ በቱኡ ኮኑ እቲ ዝገረመኒ ነገር ሓንቲ ጽግምቲ ሰብ ናብ ገዝይ ንዕናይ ኢሉ ምውሳዱ እሞ ካኒ እታ ሰበቱ ታወቲ እያ ከበለት ተቀቢላ ምስኦም ከተቀምጣ ከላ ብዘይ ጥርጣረ ንክትኣምኖ ኣጸጋሚ እዩ ግን ናይ ወዲ ከረን ልውህና ኣብ ሂወትይ ኣርኩን ካብ ናይ ወዲ ከረን ካኒ ኣነ ንትርሓስ ትባሃል ሰብ ንክግልጻ ዓክሚ የብለይን እሞ ሰለ እቲ ሰናይ ትግባርኩምን ፍቅርኩምን ዓብዩ ትምህርቲ ወሲደ ኣለኩ ።ከምዚ ናትኩም ንዝተጸገሙ ክሕግዝ ካኒ እግዝቢሂር ኣምላክ ይሓግዘኒ እዳበልኩ ።ተሌፊንኩም ሒዘያ ኣለኩ ።ኣድሓኖም and ትርሓስ ። ከማኪ ሰበትስ ኣላ ክብል የጽግመኒ እዩ ።ኣብ ዝኮነ ግዝየ ክድውለኩም እየ።ቀጽልዎ
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 2 жыл бұрын
🌟🇪🇷🇪🇷🌟🙏⛪🙏🌟🤲🕌🤲
@tewoldegebreslassie3610
@tewoldegebreslassie3610 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣድሃ ስድራቤት ኢኹም፡ ልዕሊ ኩሉ ግን ነዛ ሓፍትና ዘራኣኽሞን ዝገበርክሞን ሓልዮት መምህራን ሕብረተሰብ ኢኹም እሞ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልኩም።
@weldaynegash649
@weldaynegash649 2 жыл бұрын
ይገርም አዩ ጡዑይ ሰብ ንምካን ዝኮነ ሚክንያት ኣይድልዮን አዩ!!!በቃ አዚ ገዛ ኤሪትራዊ ገዛ 100%🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonasgirmay1127
@yonasgirmay1127 2 жыл бұрын
ለባም ሰበይቲ ትምስገኑ ፋሚሊ ጽቡቕ መደብ ደቂ ኢረይ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letebrhanmehari5739
@letebrhanmehari5739 2 жыл бұрын
ደቅይ ኤረይ ከም ማይ ንግሆ ሐቕቕ ዋዛኹምን ዒላልኩምን ደይምኖ ዒድመን ጥዒናን ያሀብኩም ፈጣርይ🙏🙏♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@salahomer3362
@salahomer3362 2 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ተዓወቱ ዕድመን ጥዕናን ይምንየልኩም
@amantadese9631
@amantadese9631 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲከረን ብሓቂ ንኹሉ ብተመስገን ስለዝተቀበልካዮ ንቡዛሓት መምህርከንካ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 жыл бұрын
ዮናስ ጅግና ዎዲ ከረን ጅግና መርሓባ
@hypehv5836
@hypehv5836 2 жыл бұрын
ወይ በዐል ኣነ ብላሽ ብዝጠቅምን ዘይ ጠቅምን ነማርር። ወዲ ኸረን ኣምላኽ ይባርካ ቡዙሕ ሚህርካና ከም ንናሳሕ ጊርካና ተባረኽ ንበረኸት ኩን
@ተስፋኤርትራና
@ተስፋኤርትራና 2 жыл бұрын
ብኹሉ ኣብነታዊ ጅግና ወዲ ከረን ለከ ጅግናስ ኣብ ኩሉ እዩ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ዝብል መደብ።ዮኒ ድማ ክቡር ሓው ነመስግን ንዓኻ ውን ዕድመን ጥዕናን ክቡር ሓው።
@mussiekaleab9979
@mussiekaleab9979 2 жыл бұрын
ዮናስ ወዲ ከረን በጣም አዝናናቹን በዚው ቀጥሉበት ።👍
@andayweldab8386
@andayweldab8386 2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ደስ ተብሉ ቕዱስ ቕኒኢ ቀንአ መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ ።ኢዚ ወድ ከረን ጋዘጠኛ ዮናስ ትገብሮ ዘለኻ ኣበርኪቶ ዓብ ነገር ኢዩ። ፍሕሽው ፍሽኺታ ዘለካ ሰብ ኢኻሞ ኣብ ስራሕ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ምስ ስድራ ቤትካ ይምነየልካ ወድ ዓንዳይ ካብ ጀርመን።
@tekiebereketu
@tekiebereketu 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ናይ ብሓቂ ለዋህ ወዲ እዝግሀር ቅኑዕ ለዋህ ወላዲ🌹🌹🇪🇷
@adesador854
@adesador854 2 жыл бұрын
መግለጺ ዝኸውን ቃላትኳ የብለይን 💋💋💪💪🌻🌻🌻🌻🌻
@berhanegebremehari449
@berhanegebremehari449 2 жыл бұрын
Trhas, Rhisti, the symbol of women's !!!!!!! God bless your family!
@amoratubeeagle7627
@amoratubeeagle7627 2 жыл бұрын
ሞራል ኤርትራውነት 🇪🇷 ከረነይ ጻዕዳ ወዲ ከረን ሽኮር መቅሰን ፈጨው 🇪🇷❤👍🇪🇷❤👍 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@eritreanme3415
@eritreanme3415 2 жыл бұрын
ኣየ ጅግና ኣባይካ ይዕወሮ 😢,, ናይ ሎምስ ከኣ ኣንቢዓትና 🥰
@jonnyefrem6420
@jonnyefrem6420 2 жыл бұрын
ወዲ ክረን ኣስሊ ዕድመ ንዓካ👉♥👉🇪🇷👉📍🇪🇷
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 2 жыл бұрын
Baktkum kurat ena deki eri mearey ♥️🙏🏽♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🌹🙏🏽🙏🏽🙏🏽♥️🇪🇷
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 2 жыл бұрын
ዋውውውው ኩላትኩም ደስ ክትብሉ ጽቡቕ ምግባር ተኻፊልካ ምብላዕን ምንባርን ናይ ሕልና ቅሳነት ይህብ ። አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክኡላትና ካብዚ ንመሃር ቀጽልዎ 🙏🏼🌹🇪🇷❤🇪🇷🌹🇪🇷🙏🏼
@yordanoshaile7773
@yordanoshaile7773 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል ፈጣሪ።
@habtom5113
@habtom5113 2 жыл бұрын
Waww ማራ መቂሩ መደብኩም እኹል ግን ንዓና ሓጺሩና 🇪🇷👌🇪🇷🇪🇷 ደቂ ኤረይ ጻዕዳ
@ንፍቀርዶኣለናንተሓላለ
@ንፍቀርዶኣለናንተሓላለ 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ጻዕደ ዓደምና ጥዓናን የምናይለከ
@danielbemnet546
@danielbemnet546 2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይይይይ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጸገኡ የብዛሓልኩም ዕድመን ጥዕናን🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷
@abrahamberhane1377
@abrahamberhane1377 2 жыл бұрын
እዚ ወድኸረን ዝበሎ ሓቂዩ ንሕና ኣብወጻኢ ዘለና ኣብ ማሕበር ስንኩላን ንነጥፍ ምእንቲ ስንኹላና ክንደይ ገጽ ስብ ሪኢና ኢና ኣኺብና ንሰደሎም ።ከምዚ ብግብሪ ክንሪኦን በቶም ወነንቱ ክምስከር ክንሪኦ ብጣዕሚ ሕጉሰ።ኣነ ካብ ፍራንክፎርት ጀርመንዬ ።ዮናስ ብጣዕሚ የመስግነካ።ወዲ ኸረን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@natnaelhabteslase668
@natnaelhabteslase668 2 жыл бұрын
Kila hasewti gezeb snkula dabelkum enber habtkum tekabtu
@frewinigirmai1473
@frewinigirmai1473 2 жыл бұрын
ስነኩላን ባዕሎም እናመስከሩ እንታይ ትዛረብ አለኻ ትፈልጦ ነብርሃም ብርሃነ?
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 2 жыл бұрын
@@natnaelhabteslase668 ባእ ኣታ ሓወይ እንታይ ዝበለ ጋኒን እዩ ሰፊሩ ኣብቲ መንፈስካ በቃ ንሓውኻ ምንእኣስ ሲ ከም ስልጣኔ ወሲድካዮ። እዚ ኣባሃህላኻ ኮ ኣነ ይበልጽ ካባኹም ኢዩ ዘስምዕ። ብዝኾነ ኣይትጋገ ህዱእን ርጉእን ኩን።
@baqr4383
@baqr4383 2 жыл бұрын
@@natnaelhabteslase668 ኣንታ ወድዞም ሸፋቱ ወዲ ጠላማት ውጻእ ልኽሱስ
@baqr4383
@baqr4383 2 жыл бұрын
@@frewinigirmai1473 ናይ ዲጂታል ሸፋቱ ደደቢት ሃመማ ሙኻኑ ኣይትዘንግዒ ጓል ሓላል ሀገረ ኤርትራ
@milanm6836
@milanm6836 2 жыл бұрын
ወድከረነይ ድግሽነራ ዝአይ ውድኣ መጵሐፋ ባባየይ ምዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏 ንበረለይ
@luwammedhanie5870
@luwammedhanie5870 2 жыл бұрын
ክንደይ ደስ ትብሉ ስድራ ኢኩም ኣቅኒእኩምኒ ወዲ ከረን ሽኮር ዮኒ ሓወይ ቀጽልዎ ኣዝዩ መሳጢ መደብ እዩ ቀጽልዎ
@delinamehretab6138
@delinamehretab6138 2 жыл бұрын
አግዚኣብሄር ይባርኩም ደቂ ሃላል መሬት
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 2 жыл бұрын
Yoni kulu tgbro btami xbuk eyu yknelna ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷
@tekluhabtezgi464
@tekluhabtezgi464 2 жыл бұрын
አቤት ፍቕሪ እምነት አብነታውያን 'እግዝአብሄር ዝተረፈ ዘበንኩም ይባርኽ።
@samsomtekle4391
@samsomtekle4391 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ኣቦናን ኣያናን ካብ ዕላላቱ ብዙሕ ተመክሮን ጽንዓት ሓቦን ለውሃትን ተማሂርና ብሓቂ ሓርበኛ ኣቦ ኢኻ። ካብኡ ዝሓለት ከኣ ኣዴና ትርሓስ ከም ስማ ርሕስቲ (ሕያወይቲ ሰበይቲ ካብ እዝግኣብሄር ኢዩ) ኣዝያ ትድነቕ ሕያወይቲ ርህርህቲ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@mogastekle8340
@mogastekle8340 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ጽቡቃት ስድራ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ፈጣሪ
@ዋርሳይ-ሠ8ሠ
@ዋርሳይ-ሠ8ሠ 2 жыл бұрын
መግለጺ ስኢነልኩም ፍቅርኹም ሓልየትኩም ቅንዕናኹም ኣብነት ኤርትራዊት ስድራ ኢኹም። ኣምላኽ ይባርኽኩም።
@awetyohannes5784
@awetyohannes5784 2 жыл бұрын
Welcome deqi Erey we love you Gaye's❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@josimantekeste163
@josimantekeste163 2 жыл бұрын
I like you guys he's amazing & brilliant GBU this family 🇪🇷🇪🇷
@michaletekle4516
@michaletekle4516 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrean Amazing God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@senuyemane5224
@senuyemane5224 2 жыл бұрын
መዘና ኣልቦ ፍጥረት ወዲ ከረን ቃላት የብለይን ዝገልጸካ።
@asmoromminasie8457
@asmoromminasie8457 2 жыл бұрын
Krakem akrakmna enka natkem kona♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nigistikiflom1724
@nigistikiflom1724 2 жыл бұрын
👍😍🥰💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank you God bless you we love you more than everybody❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ሽኮር ዘረበኡ ክጥዕም ዪናስ ዓርከይ ዪናስ ሓወይ ክብል ኮሎ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ።
@almaztesfai6576
@almaztesfai6576 2 жыл бұрын
❤️🙏🏽❤️🙏🏽
@yoaze5100
@yoaze5100 2 жыл бұрын
nay behaqi
@bsrattekste2528
@bsrattekste2528 2 жыл бұрын
Kbur hawey natey nhager wage zkflka kubre lebam kemtom kubrat sederabetena edemen tena ymnylkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@melestesfai8946
@melestesfai8946 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹሉኹም ዋይ ደስ ክትብሉ ምስ ፍቕርኹም የንብርኩም።
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 2 жыл бұрын
Btami xubuk serha eyu 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🏽🌹🌹🙏🏽♥️🇪🇷🇪🇷
@yonansereke5720
@yonansereke5720 2 жыл бұрын
nay bhaki gele aynet sdra hagez gn medleyom neru 2 sdra eyom bhansab zkmeti zelew GBU🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 жыл бұрын
ፍቅርኹም ይመላኣልኹም ፈቃራት family 🥰🥰🥰
@tghebre7696
@tghebre7696 2 жыл бұрын
WELCOM DEKI ERI Sweet and March8💯💯💯👍👍👍✝️✝️✝️
@teklittesheme8713
@teklittesheme8713 2 жыл бұрын
በዚ ናይዛ ስድራ ዕላል'ሲ ፡ ኩሉ ስሚዕታትካ ይትንከፍ። ብዕላል ወዲ ከረን ትስሕቅ፡ ብተግባሩን ብዓልቲ ቤቱን ሕልናኻ ይወቅሰካ፡ ብምስጋና ናይታ ዝኣልይዋ (ናጽነት) ንብዓት ይመጸካ።ኡፍፍፍ! ተመስገንካ ፈጣሪ፡ ኩሉ ዘይሰኣነካ።
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 2 жыл бұрын
Amazing family and This is example for us❤️❤️❤️
@ይካኣሎዋርሳይውላድዋርሳይ
@ይካኣሎዋርሳይውላድዋርሳይ 2 жыл бұрын
መምህር ኤርትራውያን ስኩንኩል ክንስካ ንጺግምቲ ሓብትካን ጎልካንካ ምሕጋዝካ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ንኩሉና ፡ስንኩል ክንሱ ንጽጉማት ዝሕግዝ ኤርትራዊ ጅግና ኢክ ምስ ክብርቲ ሰበትካ፡
@nazraetk1679
@nazraetk1679 2 жыл бұрын
Assey deki erey shkorinatattt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 2 жыл бұрын
አሰይ አሰይ ወዲ ከረን ጻዕዳ ♥️♥️ ዮናስ ከኣ የቐንየልና 🌹🌹🌹ሓንጎልና የሕድስካዮ ካብ ናብራ ስደት 😘😘🌹🌹♥️♥️🇪🇷🇪🇷
@Desyesereke
@Desyesereke 2 жыл бұрын
ናይ ኣምላክ ጥዑም ጸገሙ ርእሉ መራሒት ሀዋን ፈጢርሉ
@rbisa1362
@rbisa1362 2 жыл бұрын
ከምሎሚ ተሓጒሰ ኣይፈልጥን ኤርትራዊ ኩቡር መንነት።
@niad611
@niad611 2 жыл бұрын
Asey shikorinatat deki erey 🤗🤗❤❤🇪🇷🇪🇷
@fanotekle3824
@fanotekle3824 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ጂግና ሓያል በሊሕ ሰብ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@hagosdaniel1758
@hagosdaniel1758 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ምስ በዓልቲ ቤትካ መግለጺ የብልኩምን ከማኹም የብዝሃላ እዛ ሃገር ናይ በሓቂ ንፉዓት ዕድመ ይሃብኩም ካልእ ዝበሃል የለን
@michaelsuper6087
@michaelsuper6087 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩብር ሐው ንስለና ክትብል ኩሉ ዝኾንካ
@muludesbele817
@muludesbele817 2 жыл бұрын
ዋውውው ወዲ ከረን ዓቢ ሰብ ምስ ለዋህ ሰበትኻ ትርሓስ ኣምላኽ በትኩም ኩሉ ግዜ ይባርኽ።
@abebakidane9717
@abebakidane9717 2 жыл бұрын
እልልልልልል ተዓወቱ ደቂ ኤሪይ ጀጋኑ
@salembeyene6239
@salembeyene6239 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አብነታውያን ስራቤት እንኳዕ ኤርትራውያን ኮንኩም
@abadita3585
@abadita3585 2 жыл бұрын
Wawww እድመን ትዕናን እሃብኩም ስድራ ወዲ ከረን ዓቢ ቤትምርቲ ስድራ ቤት ኢኩም እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ፍቅርኹም የጽንዓዮ love you 🥰🥰🥰
@selass3651
@selass3651 2 жыл бұрын
Fechew good idea yonas 👍👍👍👍 ኣምላኽ ይሓልኩም ቡኩሉ ኣብነት ኢኹም ትርሓስ ብደቕክኪ ተሓጎሲ ሑጉስ ሂወት ይምነየልኪ ምስ ሳዕ ሳኩም አሞ በኽየ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wedihadege1483
@wedihadege1483 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ባዓልቲ ቤትካ
@biniam-sk9hc
@biniam-sk9hc 2 жыл бұрын
We love u yoni & w.keran ms familka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🙏🙏🙏
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 2 жыл бұрын
ሽወት ሸዊት ሸዊት ንዓይነት ኣይኹንኩም ዓወይ ንሓፋሽ
@f.t8710
@f.t8710 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቒ ኤረይ ጽቡቓት ፍጥረት እንቖዕ ድሓን መጻእኩም።
@wedihadege1483
@wedihadege1483 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወዲ ከረን ምስ ኪብርቲ ባዓልቲ ቤትካን ደቅካን
@nkulubaqli8750
@nkulubaqli8750 2 жыл бұрын
ዋውውው ብጣዕሚ መሳጢ መደብ መጀመርያ ጋ,ዮናስ ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽሎ ብምቕጻል ወ/ሮ ትርሓስ ብጣዕሚ ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ክትፍጽሚ ኣብ ግብሪ ብዝተፈላለየ ንርእዮ ኣለና ምኽንያቱ ሃዋርያ ጳውሎስ ሰናይ ነገር ክገብር ድሌት ኣለኒ ሰናይ ግብሪ ግን የብለይን ከምዝበለ መብዛሕትና ንሰናይ ነገር ንፈልጦን ንደልዮን ኢና ግብሪ ግን የብልና ንስኺ ግን ኣብነታዊት ኢኺ,ሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍቕርኹም ከኣ ኣምላኽ የሰስኖ።
@Hiwet-fe1if
@Hiwet-fe1if 2 жыл бұрын
ወዲ ከረነይይይ ጻዕዳ ከምስሙ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃብካ
@hellohellomamahellohellopa3499
@hellohellomamahellohellopa3499 2 жыл бұрын
Elal jeganu deki Eri 😍🙏🙏🙏❤️‍🩹😘
@ሳሚ-ጨ2ፀ
@ሳሚ-ጨ2ፀ 2 жыл бұрын
Amlak edmen tenan yihabkum 🇪🇷🇪🇷
@yonasbrhane3552
@yonasbrhane3552 2 жыл бұрын
ሓያል ጋዜጠኛ 100% ቀጽሎ ዮኒ ናይ ባሓቂ
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 9 МЛН
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 86 МЛН
This mother's baby is too unreliable.
00:13
FUNNY XIAOTING 666
Рет қаралды 41 МЛН
PART 4 of EriXpress Interview with Estifanos Abraham (Zemach)
33:37
EriXpress Media
Рет қаралды 17 М.
የመርካቶ እሳት አደጋ
5:27
AddisWalta - AW
Рет қаралды 4,7 М.
EMN - ሕክያ ወዲ ከረን ( ራብዓይ ክፋል )- Eritrean Media Network
46:20
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 9 МЛН