No video

EMN - 21 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ( ንድምጻዊ የማነ ባርያ ከመይ ይገልጾ ).mp4 - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 109,714

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 21 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ( ንድምጻዊ የማነ ባርያ ከመይ ይገልጾ ).mp4 - Eritrean Media Network

Пікірлер: 185
@user-lb5no8ob2v
@user-lb5no8ob2v 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣቦ ስለ ዝሳኣንኩ ኢየ ኣደ ስለዝሳኣንኩ ኢየ.ዝብሉ፥ እግዝኣብሄር ምስኦም ይኹን.
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ፡ ብዘይ ምግናን ንሓደ ሕብረተሰብ ዘድልዩ ዕላላት ሕሉፍን ህልዉን ከዕልሉ ዝኽእሉ ክህልዉኻ ብጣዕሚ ጠቐምቲ ኢዩ። መን ዩ ንድሕሪት ተመሊሱ ከዘንቱ ዝኽእል ፡ ሂወት ንድሕሪት ተመሊሱ ክገልጽ ዝክእል ከዘንቱ ዝኽእል ምስኡ ምዝንጋዕን ተመኩሮኣዊ ትምህርቱ ክገልጽ ዝክእል ክህልዉና ክተባባዕ ዝግባእ ፕሮግራማት ኢዩ። ሓው ዮናስ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ብዓይኒ ንሕና ተዓዘብቲ እሞ ኣድንቆት ኣሎና ብተቕርቦ መደብ።
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 2 жыл бұрын
የናስ ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ተዘክሮ ክቡር ኣቦና ሚዚቀኛ የማነ ባርያ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semiryosuf8421
@semiryosuf8421 2 жыл бұрын
ውሑድ ኣይተጸበናን ጸቡቓት ደቒ ሃገረይ ፡ ያላ ሕጂ ኣስሑቅና።
@mihretmichael9700
@mihretmichael9700 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ዓላ ዘየምኖ ዕላልካ thank you 🙏👍👍👍
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
ወደ ጀበሊ መምህር ኩለ ገዘይ ነጸበየከ አነቀዐ በሰለም መጸአከ
@zakariasberhane4383
@zakariasberhane4383 2 жыл бұрын
Nay behaki Yemane barya black star 💫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🙌🙌👍🏿👍🏿🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
// ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ። "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔 ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ //ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ። "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔 ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 жыл бұрын
🇪🇷ኹልሻብ ዕዲመን ጥዕና ንኣባኻ ትጉየ 💕ምእቲ ግዜ ግበራ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌹🇪🇷
@Tn64437
@Tn64437 2 жыл бұрын
Nafinakum behaki kemey kenikum enkae dehan mesu thank you
@belayneschbegazion3286
@belayneschbegazion3286 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበልን ዮናስን የመግነኩም ታርኽ ናይ ቀደም ታርኽ ደስ ዘብል የከንይልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾
@awetyohannes5784
@awetyohannes5784 2 жыл бұрын
Merhaba deqi halal merat🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏.
@yemanehaile9648
@yemanehaile9648 2 жыл бұрын
ብሓቂ ሓቁና ምስክር ቀጽለልና።
@HAREGU1
@HAREGU1 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት💐🇪🇷❤️💐❤️🙏❤️❤️🍀❤️👏🙏💐🇪🇷❤️💐❤️🙏❤️❤️🍀❤️👏🙏
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 жыл бұрын
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo
@adresabdullqadir5131
@adresabdullqadir5131 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ቀጻሊ ምጻእ ወጢሩና ዘሎ ጸቕጢ ክትዝርዝረልና ጀሚርካ ክሳዕ ትውድእ ፈሊሔ ብስሓቕ ዕድመ ይሃብካ
@mensurkeren6096
@mensurkeren6096 2 жыл бұрын
ود جبلي ي أسد شكراا لك ي البروفيسور الله يعطيك العافية
@kahsayissac8403
@kahsayissac8403 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ተዘክሮ ናይ ስነጥበባዊ ነፍስሄር የማነ ገብረምካኤል ኣልዕልኩም ብዝገበርክሞ ኣዚና ነመስግን ግን ወዲ ጀበሊ ንየማነ ድሕሪ ኣብ ስዳን ምፍላጡ ንኸልኣይ ግዜ ኣብ ብቀታ ኣብ ኤርትራ ከም ዝረኸቦ ኮይና ትመስል ቅድሚ ሕጂ ግን ኣብ ገለ ዕላሉ ኣብ ስዑድያ ብሓደ ከም ዝነበሩ ትመስል ኔራ ኣብታ ዕላሉ ማለት ወዲ ጀበሊ ኣብ ሓደ ትካል ናይ ስዑድያዊ እንዳ ሰርሐ ከሎ ካብታ ትካል ምስ ተሶገ የማነ ገብረምካኤል ዝበሎ ቃል ኣላ ንሳ ከኣ እንታይ ኣያ ወዲ ጀበሊ ክትነብር እኻ ትደሊ እምበር ከሓልፈልካስ ኣይትደልን እኻ እልዎ ኔሩ ነዚኣ እባ የሕክየና በሎ ዮን Thanks!!
@yohannesgebrekirstos73
@yohannesgebrekirstos73 2 жыл бұрын
Xbuk aleka gn ab Sudan eu Ane kemzteredakwa
@michaelalazar2765
@michaelalazar2765 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ግን እታ ጉዳይ ኣብ ሱዳን ኢያ ደጊምካ ስምዓያ ኢካ ክቡር ሓው
@harounekubal8436
@harounekubal8436 2 жыл бұрын
ዮናስ : ምስ- ወዲ : ጀበሊ : ቀንየልና : ጽቡቅ : ዕለል : አስሚዕኩሙና ። ንድሕሪት : ተመሊስና : ተዘክሮታት : ብዙሕዩ : ነየናይ : ገዲፍናሞ :ነየን : ክንዛረብ ።
@charliemy1072
@charliemy1072 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ወዲ ጀበሊ የቀንየልና
@BiniamGebresilasie-yo7bt
@BiniamGebresilasie-yo7bt 6 ай бұрын
Wow ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ተዘኽሮ
@meharighile8015
@meharighile8015 2 жыл бұрын
ዮናስ ምስ ወዲ ጀበሊ ትገብርዎ ዕላል ብጣዕሚ መሳጢዩ፡ ናይ ወዲ ጀበሊ ዕላል ተቀዲሑ ዘይዉዳእ ፈልፋሊ ላዛ ዘለዎ ዘረባ ይገርም እዩ፡ ብዛዕባ ሓርበኛ ዓቢ ድምጻዊ የማነ ገብረሙካኤል ባርያ ምልዓልኩም ብጣዕሚ ዘኤጉስ እዩ፡ የማነ ኣብ ሱዳን ኣቦ ናኩሉ ጽጉም እዩ ነይሩ ኣብ ገዛ የማነ ዘይተዓንገለ ጽጉም ኣይነበረን ለዋህ ለጋስ ሓያል ገጣሚ ዘያሚ ልዑል ሃገራዊነት ዝዉንን ንዘላለም ክዝከር ይንበር ይኦናስ ሓደ ዓርከይ ኣብ ሱዳን ኣብ 1978 ከሎና ንወዲ ጀበሊስ ትፈልጦ ነርካ ኢኻ ኢሉኒ ኣነ ግን ሱዳናዊ ኮይኑ ይረኣየኒ ነይሩ ከይከዉን ክዝክሮ ፈቲነ ኣይመጸለይን፡ ዮናስ እስከ ንወዲ ጀበሊ ሕተቶ ኣብ ኣልጀዚራ ሆተል ትድቅስ ነርካዶ ወይ ኣብ እንዳ ሓዳስ ቤት መግቢ እንዳምነይ ወይ ኣብ እንዳ ሓዳስ ጀዲዳ ቤት መግቢ ትመጽእ ነርካዶ በሎ እምበር ዕላልኩም ጽቡቅዩ ቀጽልዎ ወዲ ጊለ
@meharikebede980
@meharikebede980 2 жыл бұрын
Wellcome ዓበይቲ ሰባት።
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️ወደ ጀበሊ ሸከር
@asmoromminasie8457
@asmoromminasie8457 2 жыл бұрын
Merhaba dkey aray des zebel ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adonaybein8571
@adonaybein8571 2 жыл бұрын
You are really righteous. I have never heard like your justify explanation.
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ጂግና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ታሪክ ኣለካ።
@yonasgede7258
@yonasgede7258 2 жыл бұрын
It is realy True what wodi Jebeli's explanation about Yemane G/M. If you would have seen his house in Jeddah you could wownder most of those top singer even use to live with him he was realy helpful person. But he was not even helpful for him self. He was one big icon singer and top internal Personality of Eritrea should be remembered for ever. LET GOD ALMIGHTY REST HIM IN PEACE🙏❤
@fortosawa6274
@fortosawa6274 2 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ፡የማነ ባርያ ሙሉእ ሰብ ኔሩ፡አምላኽ አብ ገነቱ የንብርካ፡ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቐጽልዎ።
@Kdkdhehjdje
@Kdkdhehjdje 2 жыл бұрын
Tanks
@tsegaykahsay5289
@tsegaykahsay5289 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ወድ ጀበል ንነብስሄር ኮኾብ ስነጥበባው የማነ ባርያ ስለ ዝዘከርካልና ንአካ ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር
@Feleg545
@Feleg545 2 жыл бұрын
🇪🇷ኣገደስቲ ነጥቢ ናይ ሎሚ ወዲ ጀበሊ
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
ዓሕ ባርያ ሺኮር 😭 ኣነ ብወገነይ ሞት ከምዘላ ዝፈለጥኩ ባርያ ምስ ሞተ እየ 😭♥️🌹🇪🇷🇪🇷🌹
@starstar9017
@starstar9017 2 жыл бұрын
የቀነየልና ወዲ ጀቢሊ
@reltron8428
@reltron8428 2 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ኮሜዲ ምሰረሐ ዝብል ግምት ኣለኒ
@t.s6056
@t.s6056 2 жыл бұрын
ደረቅ ዝኮነ ኣእምሮ ግዲ ሂብኒ ኮይኑ' ነቲ ሙዚቃ ኣይምነዮን 'የ😂😂😂😂
@user-ui7ob4zo5r
@user-ui7ob4zo5r 2 жыл бұрын
asanay dihan maxaekum
@merateklay9388
@merateklay9388 2 жыл бұрын
ቅድሚ ምፍታሽካ ቀለልቲ ዝመስሉ ሰባት ናይ ብሓቂ ግን እንዳ ኣዘናግዑ ዝምህሩ ናይ ትምህርቲ ዕድል ዋላ እንተዘይረኸቡ ግን ከኣ ልዕሊ ምሁራት ነዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም ጽቡቕ ጌሮም ገላቢጦም ዘረድኡኻን ዝነግሩኻን ክህልዉ ይኽእሉ እዮም ኣነ ግን ሓደ ርእየን ሰሚዐን ኣለኹ ንሱ ከኣ ወዲ ጀበሊ እዩ። ገዛጠኛ ዮናስ ውን ብቑዕ ናይ ኣተሓትታ ክእለት ኣለዎም ካብ ዝብሃሉ ኤርትራ ዘፍረየቶም ኢኻ ብሓቂ ከይድናቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ኩሉ ኣብ EMN ዝመሓላለፍ መደባት ይከታተሎ እየ ክዓብን ክድፈኣሉን ዘለዎ መደባት እዩ ኢለ ከኣ ይምህጸን ብቐንዱ ከኣ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ኤርትራ ባዕሎም እቶም ነቲ ቅያታት ዝሰርሑን ዝሰርሑ ዘለዉን ከይሓለፉ ከለዉ ብቐጻሊ ምስ ስርሖም ኣመንጉዮም ክነግሩና ክቕጽል ዘለዎ መደብ ኢዩ ይብል።
@whoami29188
@whoami29188 2 жыл бұрын
ታሪኽ ምግላጽ ዝሃል ከምዚ ሚዛናዊ`ዩ። እሞ ድማ ብኣካል ዝነበርካዮ ብዛዕባ የማነ ዝብሃል ዳርጋ ዝበዝሐ ቀመም ዝተሐወሶ`ዩ መብዛሕትኦም ብዛዕብኡ ዝጽሕፉን ዝዛረቡን ብወረ ዝሰምዕዎ እዮም። ወረ ተኸቲልካ ምጽሐፍን ምዝራብን ድማ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ
@hadushteklab2967
@hadushteklab2967 2 жыл бұрын
:this man is so smart is teaching free to us😳thanku man
@Kdkdhehjdje
@Kdkdhehjdje 2 жыл бұрын
Kemey kenikum unkae selam mexakum
@f.t8710
@f.t8710 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ እንቆዕ ድሓን መጻእኩም።
@semerearaya7302
@semerearaya7302 2 жыл бұрын
Thank You very much
@kingmoke5914
@kingmoke5914 2 жыл бұрын
U r unique ❤❤
@kofikoki1479
@kofikoki1479 2 жыл бұрын
Betam xebaki alale
@senaithailom3322
@senaithailom3322 2 жыл бұрын
Des ktbilu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩
@charliemy1072
@charliemy1072 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ጽሩይ ወዲ ኣስመራ ጻአዳ
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ሺኮር ♥️ ሓቅኻ እንድኻሞ ምስ ወደ ኣ ስመራ ምዕላልን ምውዓልን እካ ካብ university ንላዕልዩ ከምዚ ሎሚ ሰብን ንብረትን ከይተሓዋወስ ከሎ 🤔😂♥️🌹🌹🇪🇷
@m.g5367
@m.g5367 2 жыл бұрын
Aba altka university nay BARE ZERBAN maltka deyu
@blackpersonfreedom9509
@blackpersonfreedom9509 2 жыл бұрын
@@m.g5367 kkkkk
@Eritrea01
@Eritrea01 8 ай бұрын
Barya jigna
@khairioibrahim4586
@khairioibrahim4586 2 жыл бұрын
Slam selam wede jebel xebok agelalx berfeser wdjbel
@awetkifleyesus1109
@awetkifleyesus1109 2 жыл бұрын
Wawwwwww 💯💯💯🧡🧡🧡
@user-bw9pp2gu1f
@user-bw9pp2gu1f 2 жыл бұрын
ንየማነ ባርያ ብቃላት ዝገልጽ ሰብ ኣኮነን ።
@salahh3618
@salahh3618 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትረኻ እዩ ወዲ ጀበሊ ቀጽልዎ ጥራሕ የማነ ባርያኻ ኣቦፍቅሪ እዩ ኔሩ
@thegunners462
@thegunners462 2 жыл бұрын
ዮናስ ሐወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዋ ፡ምሃሪ አዘናጋዒ እዮ።
@tesfasnqey9422
@tesfasnqey9422 2 жыл бұрын
Wel come
@SR-gh5rj
@SR-gh5rj 9 ай бұрын
❤❤❤
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 жыл бұрын
Mrrhaba Deqi Eray Tsaida selam selam bhaqwta natxbna Ikai dahan mxakum Yenas btami kab lbi yemsgnaka Qexllna
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️🌺🌺🌺
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 жыл бұрын
🐪💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊
@user-uw6ki2bm9x
@user-uw6ki2bm9x 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሉልና ዮኒ መንእሳያት ኣብ ማስሚድያ ጆሆ ተታሕና ክንማሃር ኣይንኽእል ጹቡቕ ዉን ክንሓስብ ኣይንኽእል ምኽናያቱ ማዓስ ከነርክብ ተለፎን ክንጥዉቕ ዮኒ ሓወይ እዚኣ እንታይ ትመኽረና ምስ ናይ ቀደም ጹቡቕ ባህርያት ኣታሓሕዙ ገለ በለና በለለይ ናይ ወትሩ ተኻታታሊኹም ወዲ ዒመት እየ?
@eaglemebaetatigrinya5147
@eaglemebaetatigrinya5147 2 жыл бұрын
እዋእ እቶም ኩልኩም ናይ የማነ ባርያ ኣይተንተኖን ወይ ኣይገልጾን ትብሉስ ምስኡ ኣይዓበየ ድሓር ውን የማነ ንሱዑዲ ከይዱ ወዲ ጀበሊ ውን ካብኡ ካበይ ዝገደዱ ጽጉማት ይሓግዝ ኢሉ ርእሱ ክክእል እንተውጺኡስ ከመይ ጌሩ ክገልጾ ተጸቢኩም ማለት እዩ እኩል እዩ ዝፈልጦ ተዛሪቡ ወዲ ጀበሊ ኩሉ ዝዛረቦ ማሃሪ ን ኣዘናጋዕን እዩ ብሓቂ ስለዝስ ኩሉ ምሉእ አይተጸበዩ ንሱ ከማን ንርእሱ ከም ፈላጥ ኣየቅርባን እዩ በዚ ከማን ክንአድ እዩ ዘለዎ ወዲ ጀበልን ዮናስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
ነይ ባሐቀ ወዲ ጀበሊ የቀኒይሎና
@simongeri8435
@simongeri8435 2 жыл бұрын
ጀንትል ዝኾነ ሰብኣ ይ ንሱን ልሳን ኣዘራርቡኡን ሩጡብ
@abnetberhe8582
@abnetberhe8582 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💯💯💯
@yohannesgebrekirstos73
@yohannesgebrekirstos73 2 жыл бұрын
Welcome abeyti sebat
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 2 жыл бұрын
👍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@saraselemonyyu3996
@saraselemonyyu3996 2 жыл бұрын
🥰💕💕👍🏿🇪🇷🇪🇷
@user-tu7yl2ct5w
@user-tu7yl2ct5w 2 жыл бұрын
ዋውው
@biniamweldemariam6489
@biniamweldemariam6489 2 жыл бұрын
Yemane barya, black diamond 🥰🥰🥰
@kirosghebremicael2302
@kirosghebremicael2302 2 жыл бұрын
ብመጀመሪያ ሰላምታይ የቕርብ ዮናስን ወዲ ጀበልን፡ ተቕርብዎ ዘለኹም መደብ ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን። ኣብ መበል 21 ክፋል ዘቕረብኩሞ መደብ፡ ቀዳማይ ነገር ወዲ ጀበሊ፡ ኣብ ካርቱም ምስ ባርያ ከም ምንባሩ መጠን ንየማነ ከምቲ ዝድለ ዝገሎጾ ኮይኑ ኣይተሰማዐንን። ካልኣይ ነገር ካኣ ብዛዕባ የማነ ዝተሐተቶ ሕቶ ትንክፍ ኣቢሉ፡ ናብ ካልእ ይእለ ነሩ፡ እቲ ሕቶ ብዛዕባ የማነ እንተኾይኑ ብዛዕባ የማነ ጥራይ ኢዩ ክምልስ ነሩዎ። ካብ ተኻታታሊኹ የቕንየለይ።
@Azmarino731
@Azmarino731 2 жыл бұрын
ሓወይ ጽቡቅ እንዲኻ ዘለኻ ወዲ ጀበሊ ሰሚዒካዮ ተኾንካስ ብዑምቆት ስለ ዘይቀረቦ እዩ ማለተይስ ኔሩ ኔሩ እዩ ዝረኽቦ ኔሩ ከምዚ ጀምዖኦምስ ኣይኮነን: ተረዲኣትካ ክትከውን ተስፋ ይገብር!" የቀኔለይ::
@Vlinder.sami12
@Vlinder.sami12 2 жыл бұрын
Nsu keman koynu nay 30 40 amet zhalefe zekiru zeill zelo
@shammengs8394
@shammengs8394 2 жыл бұрын
ዮናስ ሓውና ን ወዲ ጀበሊ ኩሉ ግዚ ኢና ንጽበዮ አንተኪኢልካ ወላ 1000 ክፋል ኣብጽሓያ ሓደራኻ ከይተቃርጻ
@huseinahmed5670
@huseinahmed5670 Жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ንሂወት ተማሂሩ ዘይኮነ ዝፈልጣ ቢኣካል ካብቲ ዝታሓተ መነባብሮ ክሳብ ዝላዓለ መነባብሮ ብተግባር ምፍላጥ ጥራይ ዘይኮነ ብኣካል ስለዝሓለፎ ምስቲ ምዕቡል ኣተናትንኡ ምሃሪ እዩ።
@selamawitberhe4283
@selamawitberhe4283 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 жыл бұрын
ምቅሉል ሰብ ኩሉ ይቅበሎ.. ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ
@danielwiki6795
@danielwiki6795 2 жыл бұрын
Nay behaki
@abelabi5
@abelabi5 2 жыл бұрын
❤❤❤❤
@eritreanvoice-7480
@eritreanvoice-7480 2 жыл бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣሕዋተይ ሓጎስ፡ፍቅርን ሰላም ይምነየልኩም።ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስታ ትናፍቅዋን ተፍቅርዋን ወላዲትኩም ገጽ ንገጽ የራኽበኩም።ርኸቡ ኣይትስኣኑ ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ብትሕትና ግበሩለይ!!!ክብረት ይሃበለይ!
@samia7405
@samia7405 10 ай бұрын
Selam haway thanks
@robichannel7718
@robichannel7718 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም እንኳዕ ብድሓን፡መጻኩም ናበልኩ ኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጦናን ፍቅርን ያብኩም ኣምላክ ናበልኩ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ዘንቡብኩሞ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብክራብ ግበሩለይ ብፍቅሪ ።
@timnitteklay7876
@timnitteklay7876 2 жыл бұрын
ያወዲ ጀበሊ አስሊ 🤣🤣🤣🤣🤣👍🏿👍🏿
@m.g5367
@m.g5367 2 жыл бұрын
Way deki Asmera emu nay kedemom eyu ezi wteytey blati Shero temuyat kab Asmera wesai kebabiom zeyfltu
@bluesparkles1018
@bluesparkles1018 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-lw2pz6bk7n
@user-lw2pz6bk7n 17 күн бұрын
የማነ ባሪያ ዝነበራ ገዛ ኣብ ካርቱም ዳርጋ ዝበዘሐ ኤርትራዊ ኣብ 2008 ዝነበር ይፈልጣ ኢዩ ከዳሚት ናይ ባዓል ባርያ ዝነበርት ትግራዋይቲ ሰበይቲ ኣርክብላ ኣብ ሱዳን ዓብያ ኣሪጋ ጽቡቅ ዕላላት ተዕሊል ብዛዕባ የማነ ባራያ
@roxyjones8335
@roxyjones8335 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍💯💯💯
@Erifunny333
@Erifunny333 2 жыл бұрын
ጀማሪት ኮይነ ባ ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ ጽቡቃተይ
@MdreTesfaTube
@MdreTesfaTube 2 жыл бұрын
Gerelki aleku abzi natna tezaweri.
@redseatv5895
@redseatv5895 2 жыл бұрын
Ok gn ezi bzaeba sex do gele mele keytesimana tekilki medeb mkri bahli elki nezian bahlen hbreteseben zebalashiwa zelewa mkri habiyen emeber deki tebaetiyo hafrina hazina ena bsenkian 😔😭
@Erifunny333
@Erifunny333 2 жыл бұрын
@@MdreTesfaTube wela ane gerilka aleku hawey
@Erifunny333
@Erifunny333 2 жыл бұрын
@@redseatv5895 eshi hawey thank you
@danielwiki6795
@danielwiki6795 2 жыл бұрын
Please don't stop about the yemane bariya
@AWET605
@AWET605 2 жыл бұрын
እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም ወዲጀበሊ ዘይምኖ ዕለሉ የቀንየለና 🌷🌷🌷🌷⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷#ሓላላተይ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብክብሪ ይዕድመኩም የቀንየለይ ❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@soloferatelo2680
@soloferatelo2680 2 жыл бұрын
Yonas nay baria 2 part gebrelu bezhu reiseoewo alo netom 5 zemreawom ab sudan hakina belo
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 жыл бұрын
ትዕቢት ን ንውድቀት ትቅድማ... ድሕሪ ምዕባይ ውድቀት ኣሎ ማለት እዩ.. ዘምዕባይ
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 2 жыл бұрын
ኣብ ሱዳን ብመሸላ ምንፋይ ዓይነይ ተደፊነ ክክክክ ወዲ ጀበሊ ብስሓቕ ሞይተ
@Andeyesus-tekle1370_
@Andeyesus-tekle1370_ 2 жыл бұрын
ኣብ ጊንዳዕ ከይ ከውን ኣኪለ
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 2 жыл бұрын
@@Andeyesus-tekle1370_ ሰኑ ኣብ ሱዳን ዩ ተመልስኪ ስምዕያ kkk
@eri.hlland7089
@eri.hlland7089 2 жыл бұрын
gindae eyu kkk
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 2 жыл бұрын
@@eri.hlland7089 No, ኣብ ሱዳን ናይ ስደተኛ ረድኤት መሸላ ዮም ድወሃቡ ነሮም ረድኤት
@tslatmeqomia177
@tslatmeqomia177 2 жыл бұрын
Ab gidae mashela yigoni neiru, ab Sudan kea mashela yinefi neiru
@twa3954
@twa3954 2 жыл бұрын
ከከከከ ድንሽ ምብላዕ ምሓሸትኒ። ገሊኦም ኣስርሓቲ 10 ናቅፋ ደምዝ ይከፍሉካ ናይ 1000 ናቅፋ ከ የስርሑካ። ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ እቲ ዝሓለፈ ናይ ንጉስን ጊላን ሂወት ኣብ ኣስመራ። ኩሉ ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብ መዕረ ክብረት ክወሃቦ ኣለዎ። ደቂ ኣስመራ እንታይ ኣለዎም ብጣልያን ዝሰርሓሎም ገዛውቲ እንዳተደነቁ ይነብሩ።ኣብ ስደትከ ከምኩሉ ሰብ ጽርግያ እንዳኮሰተሩ ይነብሩ።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 жыл бұрын
ትብል ኣለኻኣ ልክዕ ንኤሮም ጥልያን ግን ንሶም ኣይኮኑን ሰርሖማ ኣስመራ ድሰርሑዎ ኣሎ ደይ ሰርሕዎ ኣሎ ውኣላ ባተሓሳስባኻ ክንደይ ዝኣኽሉ ጥልያን ንኤሮም ወዲ ሃገር እዩ ሰርሕዋ ኣስመራ ግዝ ሕሱም እንድር ኮይኑ ካብ ዓዲኻ እንዲሕር ወጺኻ ከምዲ ኮነልካ ጌርካ ትነብር ኣብ ዓለም ኹልሻብ ጹቡቅ የለን ኹልሻብ ሕማቅ የለን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ
@twa3954
@twa3954 2 жыл бұрын
@@sen-ayt7782 ካብ ትካትዒ መጽሓፍ ኣንብቢ ናይ ተኣሪኽ ኣብኡ ኣለኺ። እቲ ዝሃንጸጼ ዲዛይን ዝገረበረ ካርታ ዝሰኣለ እምበር እቲ ምኒወለ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ኣይኮነን ዝርኤ።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 жыл бұрын
@@twa3954 እስኻ ዲበልካ ብጥልያን ዝሰረሓሎም ኢልካ ቅርጺ ልክዕ ኣዉጺኡ ኣይኮነን ኣይብልን እየ ምስራሕ ምስኡዉን መንፍዓት ናይ ስራሕ ንኣይ ኤረትራዉያን እዩ ኣነዉን ይመስለኒ ንኤሩ ኣነዉን ካብ ኣንቢበን ካብ ዓበይቲ ድሰማዕክዎ እዩ ጥልያን ዝገበሮ ሕደት እዩ ተጋኒኑ ጥራይ እዩ ጥልያን ንኤረትራ ባእስ ምስ ጎረቤት ሓድግልና ከይዱ ቃል ኣቦይ ኣብራህም ስልጣን
@twa3954
@twa3954 2 жыл бұрын
@@sen-ayt7782 እሱ ጽቡቅ ኣለኪ ኤርትራውያን ኣይተሳተፉ ኣይወጸኣንን። ኣነ ወዲ ጀበሊ ብኣከዳድናና ይንዕቁና ነሮም እቶም ውሽጢ ከተማ ዝቅመጡ ምስበለ ብከምኡ እዬ ጽሒፈያ። ሕልፊ ከልእ ወዲ ሃገር ሓንቲ የብሎም ብጀካ ኣብ ግዜ ጣልያን ዝተሰርሐ ገዛውቲ ከምኡውን ጽርግያ ኢለ። እዚከኣ ኩሉ ሰብ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ።
@simonmussie86
@simonmussie86 2 жыл бұрын
Agame hasawe
@frewoiniembaye4660
@frewoiniembaye4660 2 жыл бұрын
😂👍👌🙏❤️
@kallerazg1578
@kallerazg1578 2 жыл бұрын
Merhaba abi memhr
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍
@samsonkahsay1319
@samsonkahsay1319 10 ай бұрын
Eta ny saho eba amxaya
@hbbigshow1552
@hbbigshow1552 2 жыл бұрын
14:00 that me that was my story 😔
@InspireEritrea
@InspireEritrea 2 жыл бұрын
ጀበሊ the great.. ቀትልካኒ..
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 2 жыл бұрын
Bejakum aytganenwo beal jigna harbeja yemane deki hezbi iyom, ftewti bahlom
@user-ji8hx8tk5w
@user-ji8hx8tk5w 2 жыл бұрын
Yemun abo dekatat Lewah eritrawi
@user-wz6gv5ps9f
@user-wz6gv5ps9f 2 жыл бұрын
Hji akeyfkani
@amaribrahim7178
@amaribrahim7178 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷
@aramaram773
@aramaram773 2 жыл бұрын
ናይ ቀደም ሰብን ናይ ቀደም ሐፂንን አይርኸብን ኢዩ
@Noble34
@Noble34 2 жыл бұрын
Wedeijebeli nay bahaki asmarino
@Gabby7521
@Gabby7521 2 жыл бұрын
Yemane buruk yu
EMN - 19 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
44:57
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 77 М.
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 8 МЛН
Schoolboy Runaway в реальной жизни🤣@onLI_gAmeS
00:31
МишАня
Рет қаралды 1,1 МЛН
Алексей Щербаков разнес ВДВшников
00:47
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
00:21
BigSchool
Рет қаралды 31 МЛН
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 8 МЛН