EMN - (2ይ ክፋል) ታሪኽና ፡ ታሪኽ ኣንክሮ ፡ ዓለም ትምሃሮ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 147,400

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - (2ይ ክፋል) ታሪኽና ፡ ታሪኽ ኣንክሮ ፡ ዓለም ትምሃሮ - Eritrean Media Network
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 632
@yosieftesfazion5176
@yosieftesfazion5176 2 жыл бұрын
እዛ ዓባይ ቅያ ታሪክ ሓበን ኤርትራውያን ነዛ ስርሒት እዚእ ኹላትና ኤርትራውያን ኣብ ደገን ውሽጥን ዘለና ኢደይ እድካ እልና ናብ ፍልም እንተንሰርሓ ሓሳባት ኣሎኒ ደቂ ኤረይ
@jemilabdurahman5699
@jemilabdurahman5699 Жыл бұрын
ኣይ ወላሂ ጹቡቅ ሓሳብ ኢዩ ብ ዉሽጠይ ከሙኡ ክብል ጸኒሐ ትኺድ ምሳኻ ኣለኹ
@mikyyemane4387
@mikyyemane4387 Жыл бұрын
,,,,, .
@user-qi8vl1kn6y
@user-qi8vl1kn6y Жыл бұрын
​@@jemilabdurahman5699😊😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
@habenbighy7496
@habenbighy7496 Жыл бұрын
​@@jemilabdurahman5699 çççççççç😅
@natutewelde8912
@natutewelde8912 Жыл бұрын
Ewe beabi bajet kea ember... this is exceptional 👏🏿 👌 🙌
@ksanet14ever63
@ksanet14ever63 2 жыл бұрын
ገለ ክትሓሚ፡ዓድን ዓውድን ኣውራጃን ክትጽብጽብ ገረ፡ነረ፡(ኣንነት) ክትሰብኽ ዓመታት ትገብር ኣብ ማስሜድያ ናይ ዮትዩብ ጅግና ኮይኖም, በዓል ወዲ ማርጋኖ ከኣ ሰብን ፈጣርን ዝምስክሮ ቅያ ገሮም፡ ነቲ ዝገበርዎ ከዘንትው ከቢድዎም
@JohnJohn-fs3le
@JohnJohn-fs3le 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ እቲ ጅግና ብዙሕ ኣይጀሃርን እዩ ካብ ዕላሉ እንተ ሰሚዕና ንእሽተይ ነገር ከም ዝሰርሑ እዩ ነጊሩና እንቃዕ ናትና ኾንኩም።
@ksanet14ever63
@ksanet14ever63 2 жыл бұрын
@@JohnJohn-fs3le እቲ ዝገርም ክንደይ ዋርሳይ ቅያ ዝሰርሐት፡ ክትሓቶም ቅርብ ትብል እሞ፡ ዋናታት እቲ ታሪኽ ከለዊ ክላ ብዞትና ዮም ጊረሞ ይብሉኻ'ሞ ኣይፋልካን ንገር'ባ ተልካዮም ይሃድሙ ካባኻ
@zenawimebrahtu4165
@zenawimebrahtu4165 2 жыл бұрын
ይገርም ካብ ቀደም ትጋደልትና ጌርና ምባል ነውሪ ኮይኑዩ ድስሞዖም እምበር ክሳብ ሕጂ ዶ መጸኑሑ ዳሓን ይእቶ ዚ ጋዘጠኛ
@mehariaraya9547
@mehariaraya9547 2 жыл бұрын
Kkkkk. Aye.niskatum.tarik.kigebro.zeyxegmo.kezentwelu.aymxegemon.yegdas.wushtuhirir.eilu.ninaxinet.frku.edmeu.wefyu.hiji.dma.hizbu.nifas.naxinetseinu.fekodoeusrbetn.sdetin.kertet.kibil.kiteo.kelo..ahizinwo.u.kizareblu.zeyfetwe ember Kiya 18.dekaik.ko.zeyfelta.eritrawi.yelen.gin.dehan.hade.mealti.kehalfelonm.ykewin.
@issaiasbetsueamlak9528
@issaiasbetsueamlak9528 2 жыл бұрын
Jeganuna kemu iyom ab gbri tray zereba dea abey kerkblu wala wn aynatomn u.
@wediasmera1263
@wediasmera1263 2 жыл бұрын
ወዲ ማርጋኖ ኣብ ግብሪ እንበር ኣብ ዘረባ ኣይኣምንን ኢዩ. So proud of u
@user-my7if3pl6s
@user-my7if3pl6s Ай бұрын
ሻዕብያ ክምኡ እዮም ኣይዛረቡን እዮም ምስኦም ዝነበረ ኩሒል ዝብሃል ጎረቤትና ኣሎ ዘይዛረብ ንሱ ድማ
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ግን ቁሩብሲ እቶም ካሎት ብጾቱ ከም ባዓል ወዲ ቀሺን ህልዋት ብጾቱን ምስኡ ከትቅርብዎም ነርኩም ዝያዳ ምተመላልኡ ትሪክ ምስመቀረ ሕሰብላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gmanyem1057
@gmanyem1057 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ትሓጋጊዞም ምገለጽዎ ኔሮም ፡ሰብ ካኣ ምፈለጦም ምተላለዮም ኔሩ።
@ggmm2340
@ggmm2340 2 жыл бұрын
ሕጂ ውን ማይ ኣይሓለፎን ፡ ተስፋ ንገብር ብሓባር ብደቂቅ ከቅርብዎም።
@Dawit44786
@Dawit44786 2 жыл бұрын
Tesfa ngebr etom kaleot btsotu tetekrbwam zyada mekeret mhalewo
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy 2 жыл бұрын
እወ ዋላ እቶም ሓፋሽ ውዱባት ዝነበሩ ሓዊስካ ኩሎም እንዳተመላልኡ እንተዘዘንትዉ ጽቡቕ ምኾነ። ንመጻኢ ብፊልም መልክዕ ክስራሕ ተስፋ ንገብር።
@temesgenasrat3266
@temesgenasrat3266 2 жыл бұрын
Tnxx
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 2 жыл бұрын
ሰላም ኣዳላዊ መደብ፡ ንኹሎም ብምዕሩግ ኣገባብ ጌርካ ዓዲምካ፡ ስእሊ ናይቶም ዝተሰውኡ ጌርካ ኣቅርቦም፡ ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል ሓቀኛ ኣገላላጻ፡ ገንዘባዊ ሓገዝ ኩልና ክንገብረለኦም ንኽእል ንግበረሎም
@ablelomalem3384
@ablelomalem3384 2 жыл бұрын
Misaka aleku ane
@breyegebreyesus4629
@breyegebreyesus4629 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ማለት🇪🇷❤ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህቦ ብገንዘብ ዘይግመት ጸጋ ኣምላክ ዘለዎ ፍሉይ ፍጥረት❤🇪🇷❤ መግለጺ ስእነልኩም❤
@lymaluab
@lymaluab Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 ኩሉ ሓቂ ዲዩ መሲሉኪ
@musalnoahmusal1512
@musalnoahmusal1512 Жыл бұрын
❤ ህልዋት ኣኪብኩም ኣምጽኡልና በጃኩም፡ ተመላሊኦም ዝያዳ እንተ ኣስፍሕዎ ነዚ መስተንክር ስራሕ። የቐንየልና EMN❤❤❤❤❤
@user-uq9mz2tc9e
@user-uq9mz2tc9e 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ... ጅግና ተጋዳለይ ኣቦና ወዲ ማርጋኖ ደስ ዝብል ታሪክ ንዎሎዶ...ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለካዮ።
@myfamilyismychambers
@myfamilyismychambers 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ኣገዳስን ሰሓብን ታሪካዊ መደብ ቀጽልዎ ኣዳለውቲ EMN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dahlakk8539
@dahlakk8539 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣብ ስራሕ 'ምበር ኣብ ምዝንታዉ ድኹማት ምዃኖም ወዲ ማርጋኖ ዓቢ ምስክር እዩ ። እዚ ዛንታ እዚ ድሕሪ ናጽነት ብዉዕዩ ከሎን እቲ ዝኽሪ ከይሃሰሰን ክስነድ ምስተገብኦ ። ወዲ ማርጋኖ ሎሚ ምስ ዕድመ ምድፋእ ድሮ ኣስማት ክርስዕ ጀሚሩ ፡ ነዚ ዓቢ ጅግንነት ድማ ርዝነቱ ኣፍኲስዎ
@testesfawi4857
@testesfawi4857 2 жыл бұрын
Mexhaf alo ztesenede. Msmae ember minbab zeytfetwu koynkum. Kiya 18 dekayk tibl anbib.
@yohannesbereket2058
@yohannesbereket2058 23 күн бұрын
History is History nothing loose in weight..don't worry eritrean History for ever
@adhanommebrhtu128
@adhanommebrhtu128 2 жыл бұрын
ሰይ እዋይ ኩርዓት ተሰሚዕኒ ኣቱም ሰባት ከማይ ዲኹም
@Ourvision971
@Ourvision971 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ታሪክ ምውርራስ ወድ ማርጋኖ ንኤርትራዊ ዘሕብን ሓይል ታሪክ ሞሳን ክብርን ንስዋኣትናን ንከማኣካ ዝኣመሰሉ ኣርካናት ኣያታታትናን ኣዴታትና ዓወት ንሓፋሽ።
@user-ke2hr7gw2g
@user-ke2hr7gw2g 2 жыл бұрын
ሓየሎም /ሓይላይ/ ኣብ ግዜ ወራር ወያነ ምሳይ ኔሩ ኣብ ክ/ሰ 29፡ 1 ኣብ ሓየሎም ዘሎ ትዕግስትን ስነስርዓትን መወዳድርቲ የብሉን ድምጹ ዘይስማዕ እዚ ኩሉ ታሪኽ ሰሪሑ ዘይንየት ግርም ዝብለካ ነዚ ዓይነት መስተንክር ታሪኽ ሰሪሖም ብቀሊል ነገር ክሓልፍዎ ይገርም እዩ!
@messir363
@messir363 9 ай бұрын
💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Zemen1123
@Zemen1123 5 ай бұрын
ሓደ ካብቶም ብሉጻት ጀጋኑ ከምዚ ኢሉ ዝወዓሎ ታሪኽ ከዘንቱ ከሎ ናይ በሓቂ መስተንክር ኢዩ ። ኣብ ዓለም ነዚ ፍጻሜ እዚ ዝወዳደር የለን ጅግና ወዲ ማርጋኖ ድማ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ !
@henoktecle590
@henoktecle590 2 жыл бұрын
Amazing person, some people they fight in night club and act like a hero the next day and this guy a hero with capital letter and he talks as normal!
@ghebersemere6856
@ghebersemere6856 2 жыл бұрын
🤣🤣
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Жыл бұрын
ኣናቢስ መሮርርርር ሎሚ ዓለም፡ብእልፊ መሳርያ ትገብሮ ድብያ ንስኹም፡ብሓንቲ ካላሺን ዝፈጸምኩሞ ታሪክ ብሓቂ ኣናብስ መሮር ታይ እሞ ክፍሊትኩም ስደት ደቅኹም ምርኣይ ኮይኑ ናይ ብሓቂ እየ ዝነብዕ ስውኣት እንኳዕ ኣይርእይዎ ነዚ እዋን ነብሶም ብኣጸደ ገነት የንብራ ጀጋኑ ክቡር ኣቦ ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝተረፈ ዘመንኩም ብሓጎስን ደስታን ከተሕልፍዎ ናይ ወትሩ ጸሎተይ እዩ ሕጉስ ሂወት ይምነየልካ ክቡር ወላዲ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጥ ታሪካ ንስኻን ዝተረፍኩም ብጾትኩምን ብሓደ ዳግማይ ክርእየኩም ይምነ እታ ክትምልሳ ትኺእል ኢኻ ትምሊስ ብጣዕሚ ትድነቅ ጥንቁቅ ጅግና ኢኻ ❤🙏🏾💐💐🇪🇷 ኣጆኻ ሓንቲ መዓልቲ ክትድገም እያ ታሪኩም ግዜን መዓልትን ጥራይ እዩ ብዓቢኡ ግን ኣፍደገታት ሰንበል ምስክር ኣሎ ድሓን ጥልዕ እንዳ በለት ማይ ኣምጺኣትለይ 😂😂😂 ናይ ወላዲየይ ዘረባ ኣዝርኪርካኒ ክቡር ጅግና ❤
@ertrametkel700
@ertrametkel700 24 күн бұрын
Welcome back, Yonas. Amazing history. God bless our martyrs land!
@sesu2486
@sesu2486 2 жыл бұрын
ሓቁ እዩ ወዲ መርጋኖ ብ ገዛእ ጅግንነቱ ፊጊዕ ኢልዎ ኣበይ ነይርኩም ኢኹም ሎሚ ሒዝኩሞ ትመጹ ሓንቲ ደርፊ ዝደረፈ ደራፋይ እንዳ ኣምጻኩም ተኸኽ ተብሉና ታርኽ ዝሰርሑ ከኣ ተዓዘብቲ ቀይርክሞም
@jesusisthewaytruthandlife6430
@jesusisthewaytruthandlife6430 2 жыл бұрын
Haqi
@satearchive
@satearchive 2 жыл бұрын
Wawww, nay bhaki... Tnx
@johnteklay5087
@johnteklay5087 21 күн бұрын
Bhaki 100%
@philiposbereket3660
@philiposbereket3660 2 жыл бұрын
Our Hero!!
@Habte65
@Habte65 Жыл бұрын
ብጠዕሚ ዘሐብን ታሪኽ ዘለና ❤ ጀጋኑ ኤርትራውያን።10Q EMNA ንወዲ. ማርጋኖ ክብረት ይሃበልና
@lulaamanuel3457
@lulaamanuel3457 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኤረትራዊት አደ ወሊዳ ታሪኽና መስተንክር እዩ🇪🇷😍🙏
@hagerjj3767
@hagerjj3767 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ ከምዚ ካብ ኣፍ ፈጸምቲ ክትረክቦ ከለካ እቲ ታሪኽ መሊሱ ይደምቀልኻ ሰሊዚ ጸቂትኩም ክትሰርሕሉ ንምሕጸን ። ወዲ ማርጋኖ ጅግና ምስ ብጾትኻ ማራ ኢና ንኾርዕ ብኣኩም ።
@hagosgebremeskel4068
@hagosgebremeskel4068 18 күн бұрын
Mariano one of iconic moments from our history. Thanks
@teweldeemaha1151
@teweldeemaha1151 2 жыл бұрын
ነቶም ብሂወት ዘለዉ ብምሉኦም ኣኪብካ ክተምጾኦም ነሪካ ምተማላልኡ ነሮም(ምተዳጋገፉ) ደሓር ድማ ልክዕ ከም ቅያ 18 ደቃይቅ ገርካያ ኣሕጺርካያ
@piealpha795
@piealpha795 2 жыл бұрын
ኣነ ኣይዓገብኩን 33 ነፈርቲ ኣብ 15 ደቃይቅ ዘዕነወ ሰራዊት ኣብ ዓለም የለን ፣ እዚ ረዚን ታሪኽ እዩ ። መንግስቲ ብፍላይ ድማ እንዳ ዜና ኣቃልቦ ሂቦም ነቶም ብሂወት ዘለዉ ኣኪቦም እንዳ ተማላልኡ ሓንቲ ከይተርፈ እቲ ታሪኽ ክስነድ ኣለዎ ፣ እንተ ተኻኢሉውን ብፈልም እንተዝስራሕ ከምይ ጽቡቅ ኔሩ። ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቅስ ዳርጋ ጨርቂ ዝበሃል ከምዚ እዩ። በጃኻትኩም ብሂወት ከለዉ እዚ ታሪኽ ሰንድዎ !!!
@melakeyohannes8659
@melakeyohannes8659 2 жыл бұрын
ነቶም ብሂወት ዘለዉ ኣብ ቀጻሊ ከተቕርብዎም ንምሕጸነኩም
@negassiyehdego1200
@negassiyehdego1200 2 жыл бұрын
እዞም ዝጠቐሶም ኩሎም ከተቅርበልና ንጽበ ዮናስ ፡
@tesfamariamgebrekidan7265
@tesfamariamgebrekidan7265 2 жыл бұрын
Abyet sre jeganu
@muezselam
@muezselam 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉዎ ኩቡራተይ ተዓዘብቲ # ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ፈጣሪ ይሓጉዝኩም
@sabaghide2002
@sabaghide2002 2 жыл бұрын
Tarik aykibern eyu higiwin kixeha alewo
@user-yj7km7gn6v
@user-yj7km7gn6v 13 күн бұрын
Waw Eritrean HEROES ❤🇪🇷🙏
@zeregabirweldemariam4514
@zeregabirweldemariam4514 2 жыл бұрын
ብዝኮነ ናይ ብሃቂ ጽቡቅ ታሪክ ዩ ጊን ደንጊኩም ቁሩብ ሂጂ ድማ ጊዜ ከይወሰድኩም ሚስቶም ተሪፎም ዘለዉ ሓርበኛታት ቢሃንሳብ ገርኩም አንተ ተቅሪብዎም ኣቲ ታሪክ ምስተሰነደ ዪቢል
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 20 күн бұрын
Good start we should know our story ❤❤❤
@user-yr7yc4eq2v
@user-yr7yc4eq2v 2 жыл бұрын
ንኽጽሕዎ ደኣ ዓዓቕምና ንሓግዞም እንበር ተጋዳላይ ዝወዓሎ ከዘንቱ ዓቐብ'ዩ ዝኾኖም ውሁብ ኣብነት እተን ውሑዳት ጀ/ል ስብሓት ኤፍሬብ ኣብ ሜድያ ዘለዋ ማዕረ ክንደይ ንክነቅሕ ሓጊዙ ከምዘሎ ርዱእ'ዩ እሞ EMN ጽቀጥሉ ደኣ ታሪኽና ክዝንቶ'ለዎ ምስጋናና ኣብ ቦትኡ'ዩ,
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 22 күн бұрын
Thanks for taking time to tell us about the amazing story kiya 18 dekaik❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷.
@Solomon-hu4lb
@Solomon-hu4lb 2 жыл бұрын
Wonderful history keep it up and counting this media program
@user-mu4un8pk7k
@user-mu4un8pk7k 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ቅያን ስራሕን ጂግንነትን ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣገላልጽኡን ኣዘራርብኡን ፍኩስ ዝበል ኣይሕበን ኣይኮርዕ ኖርማል ታሪክ ጌይሩ እወስዶ ከቢድ ታሪክ ክንሱ እገርም ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ናይ ኩሉ ቅያታት ስርሒት ከኣ የቀኔልና ኩቡር ጂግና
@rodasabraham9101
@rodasabraham9101 2 жыл бұрын
EMN keep doing the great work, can’t wait to see the rest of them who are still alive 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@eritreab9936
@eritreab9936 2 жыл бұрын
እዚ ዝአክል ታሪኽ ብሸለል ዝተራእየ ይመስል. ፍልም ክስራሕ አለዬ. በጃኹም ታሪክና ብፊል ሰንድዎ. የቀንየልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 жыл бұрын
ንኢሳያስ ክተኾርዮ ዲኻ ደሊኻ? ኢሱ ናይ ኤርትራዉያን ጅግንነት ክንገር ኣይደልይን እዩ
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 HAHAHAHHA ሕርር ይበል፣ ነት ቅያ ዝሰሑ ኣቦታትናን ኣያታትናን እዮም ፣ባዕል ወድ እፍረም፣ ቆፍቆፍት ዕጋመ ኣይኮኑን ፣ ሃሃሃህሃሃሃሃሃሃሃሃ
@keshipaulos3082
@keshipaulos3082 2 жыл бұрын
እዚ ጅግና ስሓቕ ቀቲሉኒ ንቡር ሓተታ ኣይኮነን ጣጣ ዝብሃል የብሉን ትሑት ክኣ ሓቂ ዘረባ ዝዛረብ ጅግና "ግዜ ሓሊፍዎ "
@ghirmatsionsamuel34
@ghirmatsionsamuel34 2 жыл бұрын
unbelievable history, it is a miracle, you are a hero you're a symbol for the freedom our beloved ❤ country Eritrea 🇪🇷 thank you for service
@ShmangusGrmay-gp4ty
@ShmangusGrmay-gp4ty Жыл бұрын
ሕቶ ኣለኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ እዩ ጊን ንምንታይ እቲ መሪሑ ዘውጽኦም ኣባል ሓፋሽ ዉድባት ሃብትዮስ ገብረማርያም ስሙ ዘይቆርሖ?
@henokamine5415
@henokamine5415 9 ай бұрын
​@@ShmangusGrmay-gp4ty❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@thomasprince1542
@thomasprince1542 2 жыл бұрын
ካብ ልበይ ኣኽቢረካ ኣለኹ ክትፍነን,ከትምካሕ,ከተካብድ ስለዘይራኩኻ ጅግና ኢኻ።
@JESUS-711
@JESUS-711 2 жыл бұрын
Mwlad si weledna gen gzea yesebkelom do belka,kebdey Belekani 😢Ajoka ezi ewen kalef eyo Bhayli Fetari 🙏
@amangebre6950
@amangebre6950 2 жыл бұрын
Wwwwww,ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ ኣገዳሲ ታሪክ ክዕቀብ ዘለዎ❤❤❤❤❤
@gabsha9722
@gabsha9722 7 ай бұрын
ኣብ እትውንኑዋ ሃገርኩም ከንኩም በዘዓባ ሕሉፍ ጅግንነትኩም ክተዘንትው ከጸብቀልኩም ቡኡነት ❤
@yohannesissak6429
@yohannesissak6429 2 жыл бұрын
ወዲ ሕርይቲ ወይ ካአ ሐድጉ ኣብ ሐይሊ ባሕሪ ነሩ ምሳና 1996 ሐኒሽ ብጣዕሚ በሊሕ ሰብ አዩ ነሩ። ምዐስ ተሰዊኡ በብሐደ ጀጋኑ ይከዱ ኣሎዉ ።
@abitifili3597
@abitifili3597 2 жыл бұрын
ንዓይ ክኣ ሓላፋየይ ኔሩ 1997-1999 አብ ዓሰብ : አብ ባጽዕ ሕክምና ሓይሊ ባሕሪ ኽኣ ብ ሕማም መይቱ
@dendenedulis5137
@dendenedulis5137 2 жыл бұрын
መርሓባ EMN !!! ከምቲ ዝበሎ መዓልቲ በሊዑ ስለዝኾነ ከም ሰብ ክርስዕ ግድን ' ዩ ። ብቲ ካልእ ድማ ብውሑዳት ተጋደልቲ ዓቢ ስርሒት ኣብ ዓለምና መዘና ዘይብሉ ስለዝኾነ ፡ ተገዳስነት ናይ ክፍሊ ዜና ኣዚዩ ትሑት ኔሩን ኣሎን ክብሃል ይክኣል ። ብዝኾነ ጅግና ወዲ ማርያኖ ብኣጋላልጻኻ ብዙሕ ኣይዓገብናን ። እዚ ንጅግንነትኩም ዝገልጽ ሓቀኛ ታሪኽ 'ዩ ። መቸስ ጅግና ባዕሉ ከምዘይ ትርኽ ፈሊጥና ። ባህሪያት ጀጋኑ ከምኡ 'ዩ ። በል እግዚ ኣቢሄር ምስኩሎም ጀጋኑ የሕዋትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን ። ኣዚና ንኣምላኽና ነመስግኖ ኣብዚ ዘብጽሓና ። EMN ኣጆኹም ቀጽሉ የቐንየልና ንብል ።
@gmanyem1057
@gmanyem1057 2 жыл бұрын
ዕላማ እንተኣለካ ጅግንነት ክትፍጽም ይቀልል እዩ፡ኤርትራዊ ዕላማ ናጻ ኤርትራ ስለ ዝነበሮ ነዚ ቅያ ንምፍጻም ድሕር ኣይብልን ኔሩ፡ ንዘልኣለም ክትዝከሩ ኢኩም ጀጋኑና።
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 2 жыл бұрын
ኩብር ወዲ ማርጋኖ (ሩእሶም አባይ) በጃካ ነዚ ዓብይ ሲሪሒት ብቀሊሉ ከም ተጋዳይ ቕያ ከምዘይ ሰራሕካ አይትርአዮ። ዘስደምም ስርሒት ዓለም ዘዛረበ ፍጻሜ ኢኩም ጌርኩም። እቲ ዘገርም ድማ አብ ግዜ ነጻነት አስመራ ምንባርካ እዩ። ነዚ ምስዋእቲ ክፍልኩም ድማ ከም ተራ ስብ ንመሬት ከምዚ ከማይ ሓንቲ ዘይገበር ብማዕረ ንረግጾ።
@asmaitweldemariam9550
@asmaitweldemariam9550 21 күн бұрын
Our fathers are so strong💪💪💪
@SaZ-84
@SaZ-84 13 күн бұрын
Nezii kebid jigninet b muqlulin tihtnana ygeltso alo, izi bahriat Jeganu deqi Erey iyu , bless you always 👏🏽🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷🇪🇷❤️🌹
@JESUS-711
@JESUS-711 2 жыл бұрын
Kemakum eko Aytefetren 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Jeganu enkai natkum konkuo
@ggmm2340
@ggmm2340 2 жыл бұрын
Again, thank you!
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 2 жыл бұрын
My beautiful people come on let’s support this channel make it # 1 👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 3 ай бұрын
Great. Great and very great action of the Eritrea HEROES!!!.
@melakeyosef8542
@melakeyosef8542 20 күн бұрын
አድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@yosiefhabtesilasie2104
@yosiefhabtesilasie2104 2 жыл бұрын
እግዛብሄር እድመን ተናን ይሀብኩም ምስ ስድራቤትካ ወዲ መርጋኖ ደጅግና
@bashailema9043
@bashailema9043 2 жыл бұрын
Unbelievable story! Thank you for your service to our country!
@tesfitabrhaley4428
@tesfitabrhaley4428 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንሕበነሉ ታሪክ አዩ, የቀንየልና ኩሎም ብሂወት ዘለዉ ኣብ ቕያ 18 ደቂቅ ዝተሳተፉ ብሓባር ዓድምኩም ከተክርቡልና ተስፋ ንገብር ብዙሕ ታሪክ ሒዞም ስለ ዘለዉ የቀንየልና 🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ደቂ ኤረይ
@mebrahtuteklit1834
@mebrahtuteklit1834 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ወዲ በርሀ ከ ብሂወት ኣሎ ድዩ እተሊዩ ኻኣ ኣቅርቡልና ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም 🇪🇷💒🕌✌️🙏
@yohannestesfagaber3282
@yohannestesfagaber3282 2 жыл бұрын
Ewe bihwet alo
@th5200
@th5200 Жыл бұрын
Humble! What a descent hero..... Thank you for your service!
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 Жыл бұрын
Amazing story of heroism and stoicism such is the reminiscence of Eritrea revolutionary war of independence. Thank our graceful hero!
@biniamasgedom3338
@biniamasgedom3338 Жыл бұрын
ወድ ማርጋኖ ስለ ዝራዓኩካ ብጣዕሚ ተኀጊሴ ንስካ ሃላፊየይ ጥራይ ዘይኮንካ አቦይ ኢካ ኔርካ ምሳካ ብምስርሀይ ሃበንን ኩርዓት ይስማኣኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Жыл бұрын
ሓቂ እዩ ግዜ ወሲዱ ሕጂ ውን ተቓላጢፍካ ብግቡእ ክስነድ ይላቦ🙏🙏
@ribka5027
@ribka5027 2 жыл бұрын
I am very happy to see & to follow the interviews of hero brather.
@M.mido12
@M.mido12 3 ай бұрын
This is a great history ❤
@betriHaqi2462
@betriHaqi2462 2 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራና ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ጅግንነት የለን ብፍላይከኣ ቅያ 18 ደቃይቅ ናትና እዩ ፈጸምቱ ኣቦታትና እዮም ክትብል ብሓቂ ዓቢ ዕድል እዩ ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
@teklitzerom9815
@teklitzerom9815 2 жыл бұрын
33 ነፈርቲ ኣብ ዓለም ዘይተፈጸመ ጅግንነት ናይ ብሓቂ ዓቢ ታሪክ እዩ ነቶም ብሂወት ዘለዉ ምስኡ ገርካ እንተትደግማ እዛ ታሪክ ብጣዕሚ ደስ ምበለና ከምዛ ዝበለካ ምተማላልኡ ሕጂ ውን ከይደንጎኩም እንተተቅርቦም ተሰኒዱ ምተረፈ ዓቢ ታሪክ እዩ EMN ኣብ ዝሓጸረ ክትምለሱና ተስፋ ንገብር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@yemaneghebremariam2826
@yemaneghebremariam2826 2 жыл бұрын
ዝገብር ጅግና እምበር ዝዛረብ ዘይብላ ሐላል ሀገረይ
@Erinashuker2009
@Erinashuker2009 2 жыл бұрын
ትጋዳላይ,ኮማንዶ,ውፉይ ወዲ ማርጋኖ ነውሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ ምስ ኩሎም ስድራኻ። EMN ድማ ካብ ልቢ ንመስግንኩም ።በጃኩም ነዞም ተሪፌም ሓውስኩም ሓደ ዓቢ መደብ ግብርሎም ።
@mehariande2966
@mehariande2966 2 жыл бұрын
EMN መዳ ጽቡቕ ፕሮግራም እዩ ነሩ ግን እቶም ምስኡ ዝነበሩ ክተቕርብዎም ነርኩም ምሓገዝው ነሮም ብዝኮነ ሓቑዩ ወዲ ማርጋኖ ስለምንታይና ታርክና ዘነኮልዕ ግዚ በሊዑ ሕጂ ዉን ንዉልድ ወለዶ ምእንቲ ክከውን ሰንድዎ በጃኩም እንዳዚና
@simonyohannes920
@simonyohannes920 2 жыл бұрын
ኣብ መጽሓፍ ኮ ቅያ 18 ደቃይቅ ፡ብሰለሙን ድራር ተጻሒፋ ያ ፡ምናልባት ግን እቶም ህሉዋት ገበርቲ ናይዚ ታሪኽ ብከምዚ ኣጋጣሚታት ዘይተላለናዮም ምበር።
@onelovelove7688
@onelovelove7688 2 жыл бұрын
Unbelievable story, thanks fo service jeganuna
@mibrakhagos
@mibrakhagos 2 жыл бұрын
Always proud of you 🇪🇷🇪🇷
@ww1075
@ww1075 23 күн бұрын
ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nj7jo5ph6n
@user-nj7jo5ph6n 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝናኣድ ስርሕ ኢዩ ቀጽልዎ በዚ ኣጋጣሚ ን ጅግና ተጋዳላይ ኩሒል ከተቕርቡልና ንምሕጸን ይቐንየልና
@anseba2838
@anseba2838 2 жыл бұрын
Humbleness ( having or showing a modest or low estimate of one’s importance) A Hero passing his contributions as “ gele mele”. Time to learn
@eritreab9936
@eritreab9936 2 жыл бұрын
እንድሕር ገለ ብሂወቶም እንተለዎስ ንምንታይ ንኩሎም ዘይትአራርዬም? ዝገለጽካልና ነመስግን ቁሩብ ግን ዚሒሉ . ስለምንታ እቲ ታሪኽ ሐዊ ሐዊ ስለ ዝሽትት.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 2 жыл бұрын
Yes ሓቂ ባዕል ወዲ ቀሺ ወዲ በርሀ ንባዕሉ ጠርናፊ ስለዝነበረ ኮታስ ጀጋኑና እቶም ብሂወት ዘለዉ ናተመላልኡ ሓደ ስኑድ ሓውልቲ ዝኮነ ታሪክ ምመሃሩና ኣዚዩ ኣደጻዊ ታሪክ እኮዩ ሓደራኩም EMN bflay yonas Hawna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣቅርበልና ተኪእልካው እታ መጽሓፍ ከመወከሲ ሒካያ ቅረብ thank you .....
@abrahamissak1132
@abrahamissak1132 18 күн бұрын
Jeganu ekum . Tarikkum nzelealem snud yu❤
@sabatekle1992
@sabatekle1992 2 жыл бұрын
አምላኽ ምሳኹም ስለዝነበረ እዚኩሉ ሐለዋ ዓወት ሂብኩም አምላኽ ይመስገን ብሐቂ ጀጋኑ አምላኽ ይባርኽኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሂወትኩም ከለኹም ዘበን ንስሔ ምስአምላኽ ዕርቂ ብክርስቶስ ሂወትዘልአለም ክትረኽቡ ካብሲኦል መታን ክንድሕን የሱስ አብክንዲ ሙሉእ ዓለም መይቱልና ተሰዊኡልና የውሃንስ 14-6=መገድን ሐቅን ሂወትን አነ እየ ብዘይብአይ ናብአቦ ዝመጽእ የለን የሱስ ዘለዎ ሂወት አለዎ የሱስ ዘይብሉ ሂወት የብሉን ተባረኹ ደቂ ኤረይ
@whdesta4655
@whdesta4655 2 жыл бұрын
Wellcome back EMN. Every intersting program
@tesfaxbah412
@tesfaxbah412 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣንክሮ እወ ነቶም ዘለዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ጋዜጠኛ ዮናስ ከኣ ከምዚ ገይርካ ታሪኽ ናብ ወልዶ ከተማሓላልፎ ኢልካ ከምዚ ምግባርካ ናይ ብሓቂ ዘሕጉስ እዩ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብታ ተኻታታሊት ትርኻ ቅያ 18 ደቓይቕ 15 ክፋል የላን እሞ ካብምንታይ እዩ እቲ ጸገም ዝከኣል ተኾይኑ ክትሰዱልና ብትሕትና ንሓትት።
@teberehhabte2280
@teberehhabte2280 2 жыл бұрын
Eway Tarik Haben Eritrea Maraaa Yhibneka !! Eritrea Nya Eritrawiyan Eya !!
@zaidyemane8414
@zaidyemane8414 2 жыл бұрын
Thank you Yonas good job we really enjoyed. I hope you will have this kind of interview with our hero’s tegadelti, Warsay ykealo, women and so on
@amanuelabraha4670
@amanuelabraha4670 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጅግና መዳርግቲ ዘይርከቦ ጅግንነይ ሰሪሖም ከም ኖርማል ሓሲቦም ከዕልሉ ከለዉስ ይገርመካ ግን ብ ሓፈሻ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ዘዝሓለፈ ቅያታት እዩ ሰሪሑ ።እቶም ዘለኹም ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@hambarxaeda1492
@hambarxaeda1492 2 жыл бұрын
ክቡር ስነ-ጥበባዊ ዮኒ እዚ ታሪኽ እዚ ንዘልኣለም ዝነበር ካብ ኮነ ብዕቱብ እቶም ፈጸምቱ እኹል ሓበሬታ ክህብኹም ተገዲስኩም እቶም ዘለዉ ክትረኽብዎም ይግባእ ። ብዝተረፈ ጅግና ኣቦና ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሓበን ሃገር።
@user-rl1ox4nx6n
@user-rl1ox4nx6n 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ደምዳሚ መልእኽቲ። ንታሪኽኩም ጽቡቕ ጌሩ ክስነድ ዘይደሊ ኣካል ዘሎ ይመስል።
@ggmm2340
@ggmm2340 2 жыл бұрын
እዚ ታሪኽ ብጣዕሚ ሰፊሕ እዩ። ግደፎ እቲ መስተንግራዊ ዓቢ ታሪኽ ፡ እታ ናይ’ዛ ጉጅለ ኣወጻጽኣ ካብ ኣስመራ ናብ ዓላ ጥራይ መጻሕፍቲ ምኾነ። I personally believe that these are kind of projects Eritrean colleges should work in giving history/anthropology/social study students a chance to research and write senior term papers and even thesis projects on such topics. Don’t we have Tigrigna literature department?
@hbhbhbhb9676
@hbhbhbhb9676 2 жыл бұрын
✊✊💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🐪🐪🐪🙏💪🇪🇷👍
@piealpha795
@piealpha795 2 жыл бұрын
ኣነ ኣይዓገብኩን 33 ነፈርቲ ኣብ 15 ደቃይቅ ዘዕነወ ሰራዊት ኣብ ዓለም የለን ፣ እዚ ረዚን ታሪኽ እዩ ። መንግስቲ ብፍላይ ድማ እንዳ ዜና ኣቃልቦ ሂቦም ነቶም ብሂወት ዘለዉ ኣኪቦም እንዳ ተማላልኡ ሓንቲ ከይተርፈ እቲ ታሪኽ ክስነድ ኣለዎ ፣ እንተ ተኻኢሉውን ብፈልም እንተዝስራሕ ከምይ ጽቡቅ ኔሩ። ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቅስ ዳርጋ ጨርቂ ዝበሃል ከምዚ እዩ። በጃኻትኩም ብሂወት ከለዉ እዚ ታሪኽ ሰንድዎ !!!
@sh.1528
@sh.1528 2 жыл бұрын
@@piealpha795 ይሳማማዕ እየ ምሳኻ/ኺ ግን መጽሓፍ ኣሎ እዩ
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 we Anbesa 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@medhanieaim
@medhanieaim Ай бұрын
Interesting, the way he tells the story so simple it convince you to imagine how hard it was, personally I am satisfied, I understand how difficult it is to simplify the invent, this is real..
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
ይገርም እዩ ከምዚ ተራ ዕላልን ዛንታን የዘንትዎ ihmmmmm🤔 በሉ እስከ እንቃዕ ድኣ ጻማኹም ራኣኹም እምበር እዝስ ብወርቂ ቀለም እዩ ዝጻሕፍ 🇪🇷💪💪💪♥️🇪🇷
@efremefrem2400
@efremefrem2400 Жыл бұрын
Thank you
@adoniaseyob2688
@adoniaseyob2688 2 жыл бұрын
Wow there is no words our hero to describe you it’s like miracle or since fiction we are great full for serving your beautiful life to free us. We are nothing with out you thanks again. I’m so proud to be one of you. Gegano ahwayey Thanks for the great program ✌️🇪🇷❤️
@gebresuskflay5788
@gebresuskflay5788 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጀግነነት ሰረሖም ኣቦታትና ጅግና ንኽገልጾ እዩ ዘጸግሞ ብጣዓሚ እዩ ዝከብድ
@sabasimon356
@sabasimon356 2 жыл бұрын
ረዚን ታርክ ጀጋኑ የሕውትና ዘኹሪኦ ታርክ አግዛብሄር ወትሩ ምሳኹም ይ ኩን
@merhawigebray3033
@merhawigebray3033 Жыл бұрын
Great work. Please next time bring all members of this team together and the Hafash wdbat who contributed to this story. Aboy Haile......etc.
@felegredae548
@felegredae548 2 жыл бұрын
Wladkum mukaney yekurian Arkanat hager Unbelievable story !!! Proud of you arkanat gedil 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 2 жыл бұрын
እዚ ስርሒት እዚ በጀካ ኣብ ዉሑዳት ሃገራት ዓለም ከም እስራኤልን፡ቬትናማውያን ኣብ ዝከድካ ኬዳካ ክትረክባን፡ክትሰምዖን ኣይትክእልን ኢካ።ስለዚ እዚ ስርሒት ሓደ ካብቶም ዝዓበዩ ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ዝፈጸምዋ ኣገራምን፡ኣደንጻውን ታሪክ ኢዩ።ከምዚ ዓይነት ስርሒት ኣዝዮም ቡዙሓት እኮ እንተ ሃለዉ ገለ ካብቶም፡ቡዙሓት ካበኣቶም ምጥቃስ ግን፡ስርሒት ገራጀ ኣብ(1969) ብበዓል ስዉእ ዓሊ ሲዒድ ዓብደላ ምስ ክልተ ብጸቱ ኣብ ፓኪስታን ከፋሪት ኢትዮጵያት ዘቃጸሉሉ፡ምድምሳስ ጸላኢ ኣብ ምዝላቅ (1978) ኣብ ዒላበርዕድ ዝተገብረ መስተንክር ቅያ፡ኣብ 1979) ድፋዕ ግንባር ናቅፋ ምፍራስ፡ኣብ (1982) ምፍሻል ሻድሻይ ወራር፡ኣብ(1984) ምፍራስ ውቃው እዝ ግንባር ሰሜናዊ ምብራቅ፡ኣብ(1988) ምድምሳስ ናደው እዚ ኣብ ዓዲሹሩም(ኣፍዓበት)፡ኣብ(1990) ስሪሒት ፈንቅል ኣብ ባጽዕ(ምጽዋዕ)፡ምፍራስ ግንባር ጊንዳዕ እቲ መሪር ኩናት ብሞርታር ጀጋኑ ስዉኣት ብደብዳብ ተፋሒሮም ዝወጹሉ ዝነበሩ ንክትገልጾ ዘስካሓኻ ፍጻሜ፡ግንባር ደቂ ምሓረ ኣብ(1991)፡ኩናት ደንካልያን፡ምትሓዝ ደሴታት ሓንሽን ፡ደሴታት ዳህላክን••• ወዘተ።ገለ ካብቶም ሙዑታት ሓሞት ጀጋኑ ሰማእታትና ዝፈጸምዋ ስርሒት ኢዩ።ከምቲ (ፍላስፋ ጀነራር ስብሓት ኤፍሬም)ዝበሎ እዘን (33)ነፈርቲ እንተ ዘይቃጸላ፡ጸላኢ ኣብ ስሪሒት ናዳው እዚ ኣሻናድሓ ገመል ምሸንዳሓና ኢሉ'ሞ።ሳላ ሰንበል ኣትዮም ኩማንዳ ነፈርቲ ኩናት ዘቃጸሉ ኣብ ኩሉ ዝተገብረ ኩናትን፡ስርሒትን እቲ ተጻበኦ ናይ ነፈርቲ ካብ መጠን ንላዕሊ የዒዊትዋም።ስለዚ እቲ ዉድብ ንሓንቲ ስርሒት ክሓስብ ኮሊ፡እንተ ወሓደ(5 ወይ 6) ዓመት መጽናዕቲ ይገብረሉ ነይሩ።ብኣባላት ስለያን፡ሓፋሽ ዉዱባት ገይሩ።ድሕሪ ጹጹይን፡ሓቀኛ መጽናዕቲ ከኣ እቲ ፍጻሜ ብዉሕድ ክሳራ ይፍጸም ነይሩ።ስለዚ ናይ ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ስርሒትን፡ጅግንነትን ገሉጽካ ኣይውዳእን ኢዩ።እቲ ነዓይ ንገርመኒ ስርሒትን፡ግን ክ/ሰራዊት (52) ኣብቲ ከበባ ዘሕለፍዋ ምረት ኣብ ስርሒት ናደው እዚ ምፍራሱ ኩሉ ግዜ እዩ ዘደንጽወኒ እቲ ስርሒት።ካብ (100) ኣባላት ኣብ ሰለስተ ሰብ፡ሞ ኣብ መድፋዓጂ ኣርብጂ ወዲ ሰጊድ ወዲቁ እቲ ኩሉ ስርሒት።ካብዚ ኩሉ ኣጽዋር ከኣ ሓንቲ ታንኪ ከተምልጥ ይገርመካ።ኣነ ቅያ ናይ (18) ደቃይቅን፡ናይ ክ/ሰራዊት 52 ዋላ ብቃላት ክትገልጾ ኣይትክእልን ኢካ እቲ ኣዉ ዝነበረ ፍጻሜን፡ቅያን።ስለዚ ናይ ኤርትራዊ ጅግንነት ዘይኢትነገር ኢልና ምዕጻዉ ይሓይሽ።ኣጀኩም ዉትሩ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና።ንስኩም ብድምኩም ሃገር ኣምጺኩም፡ንሕና ከኣ፡ብረሃጽና ሃገር ነውሕስን፡ንሃንጽን።ካብ ሕድሩኩምን፡ታሪኩምን፡ሃይማኖትናን፡ባህልናን፡ልምድናን ካብ ንውጽእ ሞት ይሕሸና ብሂወትና ኮሎና።ኤርትራ ሃገርና ከኣ ከም በዓል ፕረሲደንቲ ኢሰያስ ኣፍወርቂ(ኑጉስ ነገስታት)ምስ ብጸቱ ኮሎዉና ክሳብ ምጾታት ዓለም ፡ዝመጸ እንተመጸ ኩሉ ፈሹሉ ክተርፍ እዩ።ስለዚ ተጋዳላይ ርእሶም ስለቲ ሓቀኛ ታሪክ ዝተፈጸመ ብምዝንታውካን፡ፈጻሚ ቅያ ብምካንካን፡ኣብዚ ቻነልን፡ኣብ ካልእ ትነጥፉ ዘለኩም ብሓፈሻ ኩላትኩም ጋዜጠኛታት ሃገርና ,ብትገብርዋ ዘለኩም ዝተፋላለየ ንጥፈታት ብስም እቶም ነዛ ሓልል ይዝብን፡ቅድስቲ መሬትን ኢሎም ዓጽሞምን፡ደሞምን ዝከስከሱ ጀጋኑ ሰማእታትና ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻሕኩም ካብ ዉሽቲ ልበይ ዝነቀለ ምስጋና ይብጻሕኩም ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 3 ай бұрын
ጅግና ክዛረብ፡ ስለጽግሞ ግደፎ
@samueldebas5826
@samueldebas5826 2 жыл бұрын
ኣየ ጅግንነት ኣየ ታሪኽ፡ ይቀንየልና ንብለኩም ጀጋኑና።
@selomonberhe2316
@selomonberhe2316 4 ай бұрын
Ember Jeganuna!!❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😂🎉🎉🎉🎉🥇🥇🥇🥇🎁🎁🎁🎁🎁
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 2 жыл бұрын
እግዝአብሄር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን ጀጋኑ ኤረይ ካበይ ቃላት ክንረክበልኩም ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን
@zebibagoniche7037
@zebibagoniche7037 2 жыл бұрын
ጅግና ኩሉ ጅግና እዩ
@samrawisamrawi1100
@samrawisamrawi1100 2 жыл бұрын
ዕላሉ ምስዚ ኩሉ ጅግንነት ብህግደፍ ሕጉስ ከም፡ዘይኮነ ዩ ዘብርሃልካ ሓቁ ከኣ
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u 2 жыл бұрын
ጉኑፍ
@issaiasbetsueamlak9528
@issaiasbetsueamlak9528 2 жыл бұрын
Our heros long life seb sre edmen tenan yhabkum.
@jhontekeste
@jhontekeste 2 жыл бұрын
Good Job proud of you nay etom kaliot kea Amxulna EMN 🙏
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 88 МЛН
ሰብ በይኑ ክነብር ጽቡቕ ኣይኮነን ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:32:50