ERISAT: "ህይወት ዑቕበ ሓወይ ኣጥፊኦም፡ ታሪኹን ጅግንነቱን ከጥፍኡ ኣይከፍቅደሎምን እየ፡" ሙሴ ኣብርሃ (ሓው ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ)

  Рет қаралды 60,232

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity

Пікірлер: 238
@amanuelmehreteab6082
@amanuelmehreteab6082 4 жыл бұрын
To Dear Mussie Abraha. General Okube Abraha is the icon of Eritrea and the torch he carried is taken by hounded of thousands of Eritreans and can’t be tarnished by individual supporters of the regime. I am one of the witnesses who had worked under his guidance for more than 15 years. He is a leader, a brother and role model for all his peers and young brothers. General Okube Abraha is remembered for his selfless devotion. I had never seen General Okube Abraha raise his voice. He only questions you by asking ‘is that the only thing you can deliver’ and by this makes you to reflect and work more. He is respectful of every one regardless his age responsibility or gender and see every one from one angle ‘admiration’ and tries to help you to excel in your job. To my understanding it was only General Okube Abraha who meticulously documented the history of Northern Front. It is a pity and dis ingenuity of his comrades not to raise their voice for his and his colleagues incarceration. What amuses me see was his colleagues not even mention his name. It was only General Andemariam (Wuchu) mentioned him in his speech. What a disgrace but history will never forgive them. I do understand that their consciousness (if they have anything left) tells ‘they had betrayed their true comrade” and sided with tyranny. General Okube Abraha is gifted in sport. He is very fast and played in the team as 7 or 11. He is gifted with writing. I remember he wrote a wonderful article on the role of women on March 8. Brother Mussie, General Okube Abraha is lost for Eritrea and he is treasured in our heart.
@SS-bu4qk
@SS-bu4qk 4 жыл бұрын
Indeed
@tekeateklehaimanot9485
@tekeateklehaimanot9485 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪክ በክየ በክየ ።
@eritrawitpatriot8122
@eritrawitpatriot8122 4 жыл бұрын
I knew okbe Abraha when he was the commander of Semenawy mbrak sahale. He was the best commander.
@unity5113
@unity5113 4 жыл бұрын
Ajoka Mr. Mussie he is Jigna Wedi Jigna የሕዋት ጀጋኑ።።።
@teshomemesgun347
@teshomemesgun347 4 жыл бұрын
Thank you Henok for organizing this program. ብሓቂ ኩሉ ሰብ ዝመሃረሉ፡ እቲ ተደናጊሩ ዝነበረ ዓይኑ ዘንቁሕ መደብ። ሓቂ ዝዓብጥ ሰብ እንዳደሓረ ይፎኩስ፡ እቲ በዓል ሓቂ ድማ እንዳ ሓደረ ይደምቕ ዋላ`ኳ እቲ ሓቂ ክሳብ ዝፍለጥ ዝኽፈል ዋጋ እንተሎ። ብሓቂ ክስነድ ዘለዎ ታሪኻት ብተኸታተሊ ብኤሪሳት ይቐርብ ኣሎ።
@makdahaile9068
@makdahaile9068 4 жыл бұрын
He sacrificed for Eritrean people and kind hero I always remember him and God bless him and be strong family. Don't worry you will see soon
@tekefrem9613
@tekefrem9613 4 жыл бұрын
It hurts so much to hear this.
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 4 жыл бұрын
I cann't tolerate to hear z pain of a brozer......
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
I feel so sorry Mussie😪, Ajona Hanti Mealti Ala Kulu Nab Brihan Kiliwet.
@ትምክሕቲውድቀትትሕትናክብ
@ትምክሕቲውድቀትትሕትናክብ 4 жыл бұрын
ዝበሉ ይበሉ ኣይትግደሰሎም ንዑቅበ ኣብረሃ ክም ጅግናን ዘይ ኢዱ ዝረከበ ጅግና ጀንራል ምካኑ ኢና ነኣምን ምጽላም ደኣ ኣመሎም ኣንዲዩ ሓዊ ኣዚ ጅግና ጀንራል ናይ ኣመሓሩ ዝማረከ ብድንጎላ ሓዉ፡ምካንካ ኩትኮርዕ ኢዩ ዘለካ
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 4 жыл бұрын
ልበይ ተንክፍኒ ናይብሓቂ ዘሕዝን እዩ ናይዚ ረሳሕ ሰብ ንመላእ ህዝቢ ኤሪትራ ነቲ ክንደይ መስዋእትን ቃልስን ዘሕለፉ ታቓለስቲ ክንድዚ ጥልመትን ክሕደትን ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ክድዓት የርእየና ኣሎ። ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ህዝብና ካብ ጭቆና ዝወጸሉ ዓመጽቲ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ዝቐርብሉ።
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 жыл бұрын
Behaki
@syemane8526
@syemane8526 4 жыл бұрын
General Ukbe Abrha always in our hearts.
@habtomalhabtome2166
@habtomalhabtome2166 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ብሂወቱ ክህሉ ወጺኡ ዘዘንትወሉ ይግበሮ ክቡር ጀነራል ዕቅበ ኣብርሃ ከምኡውን ነቶም ዝተረፉ ጀጋንና መወጽእ ይፍጠር
@filimonmehirtab597
@filimonmehirtab597 4 жыл бұрын
Abey bhiwetu kehilu da meskinay kedem ezi keda hizbi telimewo bro hiwetu Atfiu eyu
@rahwamengsteab7390
@rahwamengsteab7390 4 жыл бұрын
Amlak awaxiao yfterelu jigna aukube abreha
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 3 жыл бұрын
General okbe abraha teswiu endyu abey alem dika tnebr kabto kedamot hiwetu zehlefe endyu fetari ab yemanay edu ykebelo
@SS-bu4qk
@SS-bu4qk 4 жыл бұрын
ኡፍ ብጣዕሚ ነቢዐ እንታይ ይበሃል ወሪዱና ዘሎ፡ ባብ ሙሴ ኣብርሃ ብጣዕሚ ጽቡቕ መልእኽቲ ኣሕሊፍካ ዓመት ዓመት ዱና ክንነብዕ፡ እዚ እኳ ክውሕዶ ህዝቢ ኤርትራ ብሕመቑ ኣማን ብኣማን ሓቂ
@danielhagos8436
@danielhagos8436 4 жыл бұрын
ብሓቂ ዓሰርተ ሞት ኢዩ ንህዝቢ ኣሚኖም ነሮም ህዝቢ ስለዘይደገፎም ንባዕሎም ጠፊኦም እቲ ህዝቢ ድማ ንሪኦ ኣለና ብድሕሪኦም ጠፊኡ
@anedo3886
@anedo3886 4 жыл бұрын
ጅግና ጀነራል ዑቅበ ኣብርሃ ሓደ ካብ ኣርካናት ገድሊ ኮይኑ፣ ዕጉስ ከም ኣምበሳ :ኤርትራ ካብ ዘፍረየቶም ውሑዳት ተባዓት ሕያዎት ለጋሳት : ኤርትራ ንኤርትራውያን ዝብል ምዑት ወዲ ሃገር።
@aronebrahane9828
@aronebrahane9828 4 жыл бұрын
ጅግንነቱ ክመይ ይድምሰስ ህዝብን ተጋዳላይን ዝምስክረሉ ጅግናይ ተባዕን ጹቡቅ ታሪክ ዘለዎ፡።
@filmon5121
@filmon5121 4 жыл бұрын
Entay knblom hgdef ndhrit eyom zhasbu
@asfaha.m.g.d8021
@asfaha.m.g.d8021 4 жыл бұрын
ደሓን ኣብ ማእከል ኣስመራ ሓወልቲ ክስርሓሎም እዮ፡ ናይ በዓል ወዲ መድህን በራድ ከኣ ስእሎምን መጻሕፍቶምን ዘዝረኾቦ ሰብ ክቃጸል እዩ። በዓል ባባ ሙሴ ከኣ ኣጆኹም ስድራ ጀጋኑ፡ ኤሪሳት ከኣ ሜድያ ዉጹዑ እያ ሰስንልና።
@eyobtes5588
@eyobtes5588 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ኣቶ ሙሴ ኣብርሃ ፡ ጉዳይ ጀ/ ዑቅበ ኣብርሃ መዋልድኻ ብምኻኑ ዝያዳ ዓመጻ ክህልወካ ርዱእ ኮይኑ ፡ ኮይኑ ግና ጀ/ዑቅበ ግና ንመላእ ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ጠፊኡና ! ኣካሉ እንተዘየለ ግና ዘይ ከምቲ ኣረሜን ስርዓት ታሪኹ ይኹን ስሙ 'ዉን ከጥፍኦ ዝሓስቦ ኣብ ንሱ ከጥፍኦ ዘይክእል መናድቅ ከብሒ ልብና ተወሪቁ ዘለኣለማዊ ዝነብር ብሉጽ ሓወልቲ ከምዘለዎ ኩልና ንፈልጦን ንሰማማዓሉን ሓቂ ኢዩ !! ። ስለዝኾነ ሕነ ኣቦናን ኣያናን ተባዕ ጅግና ጀ/ ዑቅበ ንፈድየሉ እዚ ኣረሜን ስርዓት 10 ተታ ማዓሙቅ ከም ባርባሮስ ዝኣትወሉ መንገዲ ምስራሕ ጥራይ ኢዩ ዘድልየና ዘሎ !!!። ኣጆኻ ስኽፍ ኣይበልካ ኣሰር ሓውካ ጅግንነት ሓውካን ኣያናን ኣቦናን ጥራይ ምሓዝ !!!
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
Wedi Ali and bitu is Eritrean hero, especially wedi Ali ferto..
@kudusanmehari3052
@kudusanmehari3052 4 жыл бұрын
I am really sorry I feel your pain.
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 4 жыл бұрын
Ajoka kubur haw
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 4 жыл бұрын
ጀነራል ዑቅበ ናይ ባሓቂ ጅግና ኢዩ።ህዝቢ ኤርትራ ግን ናይ ባሓቂ ድሑራት ህዝቢ ኢና ።እዞም መዋእሎም ተጋዲሎም ናጽነት ዘምጽኡ ጃጋኑ ፡ከመይ ገይርና ኣብ ሓንቲ ንግሆ ሸየጥቲ ሃገር ኮይኖም ኢልና ንኣምን ፡ብውሑዱ ንስድራቤቶም ክንበጽሖም ከነጸናንዖም ኢዩ ዝግባእ።
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 4 жыл бұрын
@Azieb Fesehaye ሱቅ በሊ ገምሻሕ
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 3 жыл бұрын
@@biniboy4470 ጎንደር ዓዲ ትግርኛ ድዩ?
@biniboy4470
@biniboy4470 3 жыл бұрын
@@meksebhalefakulu9297 sorry man tegagye eye naka aykonkun
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 4 жыл бұрын
I am feeling sad about oqbe and the whole familly of abraha. Be strong and thank full our father musie
@keseteafeworki8629
@keseteafeworki8629 4 жыл бұрын
ዓክ ክልተ ሞት እዚ ቃልሲ ተቀፋይነት ኣብ ከርስኪ ተዋሒጦም ኢርትራ ምድሪ ተዛረቢ
@tesfeomtzegazeab6520
@tesfeomtzegazeab6520 4 жыл бұрын
A
@Raki1204
@Raki1204 4 жыл бұрын
እግዛብህር አምላክ ብሕወት ያሓልወልና ጅግና አቦና🙏😞
@mannamenasie3064
@mannamenasie3064 4 жыл бұрын
He Is our Heroe we Will never forget him !
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 4 жыл бұрын
ጀነራል ዑቁብ አብራሃ ካብቶም ዝምካሓሎም ህዝቢ ኤርትራ እዩ። እዞም ወኻሩ ጀጋኑ ናይ ከተማ ዋጋ የብሎምን ጅግና ጅግና እዩ እዞም ወኻሩ ከምኡ ክሰርሑ አይክእሉን እዮም ።ጅግንነት ናቶም ምጽላም ሃብቲ ህዝቢ ምስራቅ ምቅታል ምዕማጽ እዩ ስርሖም።ንዞም ጀጋኑና ሓውልቲ ክንሰርሓሎም ኢና ።
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
I'm Christian to let you know..jebha the great..
@samitekia8631
@samitekia8631 4 жыл бұрын
ናይ ብሃኪ ሰባይ ናይ ኣሰቡት ኢዩ ነሩ። ክሳብ ክንድዚ ተብኣት ከም ዝነበሮ ኣይፈልትን ነረ ኣምላክ ይሃልዎ ነዚ ጂግና
@unity5113
@unity5113 4 жыл бұрын
ተጻዊቱሎም እባ እዚ በላዒ ሰብ። ኣሕሕሕ ኣሕዋትናን
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ሓውጅግና ጀነራል ዑቅበ ኣብርሃ ታሪኹን ታሪኽ ብጽቱን ከጸልሙ ህርድግ እኳ እንተበሉ ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ስሞም ኣብልዕሊ ኣርካናት ጀጋኑ ብድሕሪ ፈጣሪናን መላእኽቲ ሰማይን ምድርን ከም ጻድቃናት ኢና ንርእይም እቲ ሕማቅ ሽም ዋናታቱ ኢሰያስን ብጾቱን እዮም ። ድሓን ኩሉኹም ግዳያት የሕዋትና ኣምላኽ ኢዱ የምብረልኩም ትድበስሉ ግዜ ርሑቅ ኣይኮነን ብሓይሊ ፈጣሪ 🙏🏽 ሄኖክ ሓውና ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ 👍
@saraadem7058
@saraadem7058 4 жыл бұрын
ሓቂ ብርእሳ እንተቀበርካያ፡ብእግራ ትቕልቀል።ስድራ ውጹዓት እንቓዕ ኣፍኩም ትኸፍቱሉ ግዜ ኣብቕዓኩም።ነቶም ኣርካናትና ድማ ኣምላኽ ባዕሉ ቢታኣምር ቢሂዎቶም ይዓቁቦም።ዕቕበ ኣብርሃ ጅግና እዩ።
@belisimatony3229
@belisimatony3229 4 жыл бұрын
Sorry to hear about your brother General Ukube Abraha may he rest in peace 😭 his history and legacy will leave on for ever ! They will never be forgotten our hero May God bless you and his family 🙏
@yonastewolde1946
@yonastewolde1946 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘጉሂ እዩ ኤረትራውያን ማዕረ ክንደይ ክሓዲ ከም ዝኮና እዩ ዘርኤካ ንጀጋኑና ኪሒድና እዚ ኩሉ ኣደራዕ ዝወርደና ዘሎ
@ለዋህእግዝኣብሔር
@ለዋህእግዝኣብሔር 4 жыл бұрын
ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ፣ ነዞም መጣቃዕቲ ማለት ደገፍቲ ኢሰያስ ካብ መታዕቢትኩም ዘመድኩም ተዓዘብዎም ንመጻኢ ዘይሓልፍ ሽግር የለን ፣ ካልኣይ ነዞም ደቂ ምልሻ ስርናይ ቡሩህ መጻኢ ቁንጣሮ እዮም ቡዙሕ ኣይትገደስሎም ወላ ዕፍር ተዋዓሉ ዝቅይርዎ ታሪክ ኤርትራ የለን ሰውራ ኤርትራ ጽቡቁ ንዕቅቦ ሕማቁ ከኣ ንመሃረሉ ፣ ካብዚ ሓሊፉ ግን ኣብ ድሕረ ባይታና ኣይንራከብን ኢና ኣቦታቶም ንጅዳ ሰልዲ ክምእርሩ እቶም ዝተረፉ ኣቦታቶም ምስ ደርግ ኮይኖም ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቅዩ ዝነበሩ ወልደገባ እዮም ስለዚስ መን ኣለዎም እሞ ዝተጋደለ ሰውራ ኤርትራ ክቅበልዎ
@sababahta4635
@sababahta4635 4 жыл бұрын
🙏🇪🇷😭
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 4 жыл бұрын
ጀነራል ዕቑበ ኣብርሃ ምስ ጀጋኑ ብጸቱ ዘበገስዎ ቃልሲ ኣብ መፈጸምትኡ ከነብጽሖ ኢደይ ኢድካ ንበል መንእሰያት።
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 4 жыл бұрын
ንስኻስ ጥጦ ሰቲኻ ደቅስ
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 4 жыл бұрын
ኤርትራ ሃገርና ናይ በሓቂ እያ ቆሪራ መሳኪን ጀጋኑና ተጠሊሞም ህዝቢ ዘይምንቃሕ እዚ እዩ ወስኤቱ ሃገር መዓለቲ መዓለቲ ጀጋኑ ትከስር ዋይ ሃገርና
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
ከቡር ሓው ዑቕበ ይኹን እቶም ኩሎም ተኣሲሮም ዘለው ሓልፍትን ተራ ኤርትራውያንን ዋላ እውን እቶም ዝተቐትሉን ዝተኣስሩን ተጋደልቲ ይኹኑ ገባር ፡ገበን ስለ ዝገበሩ ዘይኮነስ ነታ ሃገር ብጉቡእ ከይትምራሕን ከይትምዕብልን ነቲ ህዝቢ ድማ ማእዝኑ ንምጥፋእ ዝተማህዘ ኣረሜናዊ ውዲት ምዃኑ ንኹላትና በሪሁልና እዩ። ስለዚ ንታሪኹ ይኹን ጀግንነት ዑቕበ ክድምስስዎ ኣይክእሉን እዮም። በዚ ምንም ክስመዓካ የብሉን።
@binamsultan8801
@binamsultan8801 4 жыл бұрын
Shim gigna okbe abraha gigna EU he is one off our greatest hero
@wediasmaraasmarabella5889
@wediasmaraasmarabella5889 4 жыл бұрын
Really 😢 sad story be strong
@abelhabteab417
@abelhabteab417 4 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ ከም ኩቡር ጀነራል ዑቅበ ኣብራሃ ተዝከወን ኩቡር ጀነራል ዑቅበ ሃለፋ ኩላቶም ኣብ ልበና ፉሉይ ቦታ ኣለካ ሃዊ ኩቡር ጀነራል ዑቅበ ናይ ባሃቂ ኢካ አደለኛ ሃዊ ኩቡር ጀነራል ዑቅበ ሙካንካ ኣጆካ ኣምላክ ባሉ ክክሕሰኩም ኢዩ
@abelhabteab417
@abelhabteab417 4 жыл бұрын
ኣብ ጎንካ ኣለና
@gebrezgitekle3982
@gebrezgitekle3982 4 жыл бұрын
Well come bro jigna
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
God bless all okbey family, amanal yasuu and this boy I'm sure how much they r feeling about this..
@simret5568
@simret5568 4 жыл бұрын
ክቡር ሙሴ ታሩክ ዕ ቀበ ጀግና ሓበን ኤርትራ ተስፋ ንገብር ሓደ ማዕልቲ ብ ህወቱ ታሪኩ ክንግረና ኣምላክ ይሓግዘና ።
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
I'm quite sure really Eritrean we can feeling about that..
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 жыл бұрын
ልክዕ ክመቅ ናትንዩ!!!!! ነዚኦም መጥፈእትን መዕነውቲ ህዝብን ሃገርን ስቅ ኢልና ምርአይና ዓመት ዓመት ክነብዕ ዘገርምዩ ተስፋ ይገብር ብሂዎቶም ክህልዉ ጀጋኑ የሕዋትና አምላክ ንመን ኢሉዎ🙏🙏
@teclukidane323
@teclukidane323 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ይስምዓኒ ብውሽጥኻ ሓዘን ዝመላኦ ዘረባ ክትዛረብ ክስምዓካ ዘይ ኢድኩም ረኪብኩም ኣጀኹም ግን ኣብ ጎንኹም ኣለና መወዳእታ ዘብሉ ነገር የለን።
@hawitedi9810
@hawitedi9810 4 жыл бұрын
"ሰነፉት ንጀጋኑ፡ጋኔናት ንመላእኽቲ፡ተንኮለኛታት ንንጹሃት፡ልዕሊ ኩሉ 'ዘይሃገራውያን ንሃገራውያን' ቀዲሞም በሊዖሞም። ግን ግን ... እዚኣቶም እዞም ደቀባት ህያውዬም። ሓወልቲ ሃገሮም፡ባዕላቶም ንሳቶምዬም እታ ኤርትራ። እንተበደል ፍጹም በደል ናህና ናይ ህዝቢ ኤርትራ እዩ፡ዘንጊዕናን ኤርትራውነትና ኣዚና ኣብ ሕቶ ምልክት የእቲናዬ። ስለዚ 'ሰፍ ዘይብል ዕዳ ኣለና ዕዳ ሕልና ክንከፍሎ ዘለና'።" መርሃዊ / ጀርመን PS: ሓዊ ጅግና ግን ኩሉግዜ ፍናን፡ሓበን፡ክብርን ሞጎስን ከምቶም ኣያታቱ ይሰማዓዬ! እንኮ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ 'መዓልቲ ወጋሕታ'፡እዚ ብዝኾነ ትኣምር ዘይተርፍዩ፡ሽዑዑ ገበርቲ ጸይቅን ጠለምትን ጎዳጉዶም ዝኹዕትሉ እዩ ክኸውን!!
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
I'm very sorry all okuba family..
@viberkiros4351
@viberkiros4351 4 жыл бұрын
Abayka yinbae baba mussie haki kulu seb yifelto yu tom sumu ziselumu kab natu yislim simom resahat
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
Ajoka brother is not easy but your brother always Eritrean hero..
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 4 жыл бұрын
ይግደፍ ዲኣ ምጽላም ስርሖም ድራሮም ኢንድዩ ኣጆካ ኣይድምሰስን ኢዩ ኣብ ልብና ኣሎ ታሪኮም ዝድምሰስ ታሪክ ዘይብሎም ንዘንትእለት ብሕማክ ዝዝከሩን ታሪኮም ዝተደምሰሰ ኢሰያስ ምስ ኮራኩሩን ጉጅለ ኢሰያስ ኢዮም ታሪኮም ተደምሲሱ ፎእ ኢዶም ኣይስአኑ ኢምበር ባኣል ጀጋኑ ኡቁበ ኣብራሃ ዲአ ንዘንትእለት ክዝከሩ ኢዮም ኢሰያስ ምስ ኮራኩርካ ተከረጹ ታሪክ የብልኩምን ኮራኩር ይግደፋውያን
@edentekeste5197
@edentekeste5197 4 жыл бұрын
ሓው ጅግና ኢካ ደሐን ሐንቲ መዐልቲ እላ እድመ ጥዕና ይሀብካ
@lwillhappymylifesoon8830
@lwillhappymylifesoon8830 4 жыл бұрын
Agoka kubur haw nay behaqi wela zibelu einte belu tarik ayqyern eiyu ezgabier amlak mis hlwat ygbero.
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 4 жыл бұрын
Ajoka zhawey jigna nay jeganu eyu General klu yfelt taraku ka nzelalem knebr eyu
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 4 жыл бұрын
ደቃ ኣለና ዛ ሃገር ደጊም ኣይንድህለልን ኢና ህዝበይ ህዝቢ ኤርትራ ተበራበር!! ጀጋኑ እዮም በዓል ጀነራል ዑቅበ ኣብራሃ ኩሎም ጀጋኑና
@snitnekulu2976
@snitnekulu2976 4 жыл бұрын
Oqube Abrha malet halal, mekberi seb suq ilu zsemea bhaqi Amlak RIGAT zadelo seb u ner.
@teclukidane323
@teclukidane323 4 жыл бұрын
ብመጀመሪያ ን ኤሪ ሳት ይመስግነኩም ብምቕጻል ንስድራቤት ዕቕበ ኣብርሃ ኣጀኹም ይብለኩም እንታይ እሞ ክንገብር ኣካሒዳ ዝኾነ ግዜ ኣርኪቡና።
@thinktwice827
@thinktwice827 4 жыл бұрын
አዋይ ነዚ ክትሰምዕ ከለካ ሲ ውካርያ እኮ ንኣንበሳ ክትቀትሎ ትክእል እንተእሎምካ ሲ እወ ትብሎም እንበር ነዚ ኣብነት ኣምጽእካ ተንበናይ ነዚኦም ክሕይሮም እኮ መርገም እዩ።
@nigisteyekalo3797
@nigisteyekalo3797 4 жыл бұрын
Ewayy ezi lulu jignenet nezi 😭😭😭😭
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ተለቁሑኻ ሚሚላሲ ኢንታይ ነዊሪ ።ናወሪቂ ቢሻኸ አበይ አሎ። ኒዓይ 130ሺ አዚሚቶሙኒ ኒሓዊኻ ጉዳየይ ሓቢረዮ አንቢቡዎ ።ኢቲሺጊሪ ተረዳኡዎ አቢጋዚ ሲተሺን ሰላም ይቢለና ፍሺኺ ይቢለኒ ።መምሂሪተይ አቢኡ ቲሰሪሒ ነይራ ሺማ ይቲዓቀቢ አቢ እስምራ ከይቲሂሉ አቢ ዓዲኒዜ ቢሺሙ ዩኒቭሪሲቲ ኒደሱኺእ አቢ ዓዲገቢሩ ሓማሴን ኪንሰሪሓሎም ኢና ቂስን ቂሰን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤።😊
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
I'm ready to fight with higdef no matter what..
@ruthabraha931
@ruthabraha931 4 жыл бұрын
Nay beHaqi kebdka zikumtir kebid merir eyu entay emo,kinbl egziabhier ayni alewo nay egziabhier ydnguy ember kewgehalom eyu
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
እወ እዚ እውን ክሓልፍ እዩ።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
ንኢሰያስ ግን ሓዎም ዘይኮነስ በላዒኦም ምዃኑ ክሳብ ንሱ ኣብ ስተጅ ወጺኡ ባዕሉ ዓው ኢሉ ዝገልጾ ኣይተጋህደን ኔሩ። ሕጂ ካብኡ ዘይምምሃርና እዩ እቲ ሞት።
@maha5351
@maha5351 4 жыл бұрын
Ewayyyy Gegna Eretrawe kemze kenu terfu
@ruthabraha931
@ruthabraha931 4 жыл бұрын
Ajoka xelaeka ynbae egziabhier kewgeho eyu aboy enqae ayhalewe kitbl,keleka kebdey beliekani
@alexgmedhn9572
@alexgmedhn9572 4 жыл бұрын
ኤርትራ ብሓቂ ኤርትራ! ገለ ዘይንፈልጦ ትርጉም ደኣ ከይህልዋ እዛ ስም ናይዛ ሃገርናስ ሰብ ዝጠፍኣላን ዝሳቐየላን ጥራሕ ኮይና ተሪፋ በቃ ብላሽ ከንቱ ኣየ ኤርትራ ኣይግድን!!!
@alexgoitom4441
@alexgoitom4441 4 жыл бұрын
Lebika zitinkif zereba kiwudia Aykialkun bhade zeyrebih wedi shermuta mebeyeU zibedelo Azyu zehezin nitsihat ertrawyan beluewom
@Eagle1503
@Eagle1503 4 жыл бұрын
Ajoka wedi abrha,hegdef kontu mikuanomen ayana eqube abrha jigna miquanu kulena eritrawian nifelto haki eyou
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 4 жыл бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ በኪካ ኣብኪካኒ፡ ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝንገር! ክምዝብሃል እንታይ እሞ ገዲፉልና ኢሰያስ ኣብሪሱና፡ ህዝቢ ከይልዓል ጃጅዩ ናብ ናብ ነብሱ ከይ ትመጾ ተዳሂሉ፡ድሓን ግን እዚይውን ክሓልፍ እዩ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 жыл бұрын
Zeyelekihi ketaliizeyimlis ketiri.
@amanberhe8202
@amanberhe8202 4 жыл бұрын
Eza nay Adi begio zibelkaya ane miskr eye tankegna eye neyre ab 3 gnbar tesatife gn aykem adibegion xufuf zkone slti eyu neyru
@ermihaile3011
@ermihaile3011 4 жыл бұрын
Hearo lev for ever!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 4 жыл бұрын
General Ukbe Abraha, our ultimate 1st Eritrean General, and our Hero.. General Uqbe monument will erected on the top of fake pushkin monument.
@samuelhailu4402
@samuelhailu4402 4 жыл бұрын
Hero
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 4 жыл бұрын
At this point we understand every detail of the bull shit system in our country, you shouldn’t feel any sense of guilty.
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
Indeed Indeed we do for we were lied to for many years but now we have awakened and no turning back but forward with full force and no exception to anyone who stands with this devilish dictatorship...I mean no one...
@kidanemelleskebedom301
@kidanemelleskebedom301 4 жыл бұрын
@@mannieberhanu3469 pl
@aidahaben8445
@aidahaben8445 4 жыл бұрын
This is very sad . I am sorry for ur lost just keep telling his story . I bet this evil man was hoping to let them be forgotten like no body . Just let us keep telling their story....
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
Very good point adebabay kiwetu nerum..
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 4 жыл бұрын
Yes I now his history he could be president
@luwamhagos3971
@luwamhagos3971 3 жыл бұрын
Ajoka aboy mearey ni kulu gze alewo
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 4 жыл бұрын
ምሽክናይ ኣይተ ኢሳያስ: ስስዐ ስልጣን ኣዕቢዱካ ጉዙእ ናይ ጥፍኣት ስልጣንካ ኮይንካ መሰታ ዉዱቃት ኮይንካ ተሪፍካ:: ንነብስኻ ጥራሕ ዘይኮነ ነቶም ናብ ዓለም ዘምጻእካዮም ዕያላትካ ከይተረፈ ክነብሩላ ዘይክእሉላ ገሃነም ዝኾነት ሃገር ፈጢርካሎም:: ነታ ንስኻ ብኽብረት ክትነብረላ ዝግብኣካ ዝነበረት ሃገርን ብኽብረት ክትዛዝማ ዝግብኣካ ዝነበረ ህይወትካን እዉን መንገዲ ጥፍኣትን ሕስረትን መሪጽካላ ከም ኣንጭዋ ካብ ህዝቢ ተሓቢእካ ሸኾርተት ክትብል ትውዕልን ትሓድርን ኣለኻ:: ሙሉእ ዕድሜኻ ኣንጻር ሕልናኻ ጭርጭር ዓበደ እንዳተጻወትካ ከኣ ናብታ ብውርደት ትነብረላ ዘለኻ ዘመን በጺሕካ:: ምሽክናይ ኢሱ ውርደት ካብ መረጽካ ድኣ ተዋረድ እንበር ነቶም ደቅኻ ኸኣ ኣምላኽ ይሓልዎም በቲ ንስኻ ዝወላዕካዮ ሓዊ ከይጥበሱ:: ኣብ መጨረስታ ብህይወት ከለኻ ሓደ ነገር ክትሰምዖ ዝደልየካ ነገር ግን ኣሎኒ:: ንሱ ኸኣ ንስኻ ከም እቶም ንስኻ ዝጠለምካዮም ነጻነት ኤርትራ ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ ብጾትካ ነበር ጅግና ዘይኮንካ: ሓደ ፈራሕ ጠላም ሓሳውን ዱኹምን ሰብ ምኳንካ ከም ዝተረደኣና ከበስረካ ይፈቱ: እንተኾነ ግን ንዓኻ መርድእ እዩ::
@weditkabo5716
@weditkabo5716 3 жыл бұрын
Kuber abona jeneral okube Abrah amlak ab yemaney eidu yenbrka 😭😭😭😭😭😭
@danielshishay2127
@danielshishay2127 2 жыл бұрын
ኣያይ ዑቅበ ኣብራሃ እቲ ጅግና መዋዳድርቲ ዘይብሉ ጀነራል ዘበለ ባዓለም ደረጃ ውቃው እዚ ሃዶሽ ዶሽ ዘበለ ጎይታ ሓቂ ናሃገርና ዘፍለጣ ጅግናይ
@muluasfaha8395
@muluasfaha8395 4 жыл бұрын
ጼንታይ አሞ ሚስ አዚ ሂዝቢ አዚ ኡኩቡ ዚኣኪል ጎይታ ሰላታ ወራር ጎይታ ኩሉ ወራራት ኣትፌካስ መንጊስቲ ኣለና ይባሃል
@millionmicaell4768
@millionmicaell4768 4 жыл бұрын
ጂግና ጀነራል ዑቁበ ኣብራሃ ታሪኩም ነባሪ እዩ
@mleteberhe4215
@mleteberhe4215 4 жыл бұрын
Ahhhhhhhh kindy keromsy hakly drarom koynu nay Eritrawi neger ahhhhhhhh anta hizbi Erirea zezhabuka zereba aytgusemo seb eka ensisa kemal ymemi ayatatna kuburat Abey emo kinrekibokum betaeimi des zbl tark jigna General ukube Abreha ❤️❤️❤️🙏
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
Jebha the great all time..
@betewededabraha569
@betewededabraha569 4 жыл бұрын
Etom tedgefu ne Dictator Esayas kemza Ezi hawu hazenu Zelo kema maltkum tesebeu
@simontedros5947
@simontedros5947 4 жыл бұрын
Eri sat betaemi xbuk srah qexlwo
@danielwater1321
@danielwater1321 4 жыл бұрын
Hade kab arkanat Gedli Eritrea kab zkonu,Jeganuna, Ayanan wetru, kablbna zeyzng'e harbena,jigna,aya General Oqbe Abrha, bmqlul tebayun,amerarha,awedadba,qdikinatn,ahadu,zlle,hade kabtom,medargti, albo merahti kinat jeganuna yu.walaka, ab mequh temahar'au entebeleye, tarukun tarik tom kulom,bxotun gn k'abn kxehafn kzkern knebryu. *bezi agatami, kabtom mestenkr zkonu btarik zfeletkwom qyatatu hade kbl, sewra, bzeyetexebeyo bfetanat,bbahri,geru,bdhrit bm'etaw ab lieli,hzbawi gnbar ksab,dfa'e mfras zkede kebid,hadega as'abe.bzuh mrbrab wn tekayede. entekone kebid, meswa'eti tekefilu, serawit dergi gn kabti zhazo mezagbti kwex'e aykealen. *Emoked'a entay tegeru? Ab mengo,71 zkonu laelewot,merahtn azeztn shmagle hzbawi gnbar, teakibom,ab zgeberwo,fetene,freslezeyhabe,(Oqbe) bwlqu gele blhat,kfetir sle-znebero,nlaelewot shmagle hzbawi gnbar,kemzi kbl dma hatete.
@melesrezene7526
@melesrezene7526 4 жыл бұрын
ኣብየት ተባዕታይ ሰብኣይ ተባዕ ባባ ሙሴ
@mihretshimay655
@mihretshimay655 4 жыл бұрын
❤️❤️ታሪኾም ነባሪዩ፡ ኢሳያስ ካሕዳይ ኢዱ ክፍደያ'ዩ።
@thinktwice827
@thinktwice827 4 жыл бұрын
Xbuq aleki gn moas emo mnalbat ab dequ enber nsu dia arigu eko
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
Okuba abra is hero..
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 жыл бұрын
Ewa Ab Westom Geremo Nsu ayu ete gega,,, N HZBE kefltwo nerwom!!!!HZBE Eritrea kulom Hade ayu Zemeslo neyru!!!
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 жыл бұрын
Yes yes yes is true...
@davidharcot220
@davidharcot220 4 жыл бұрын
መንግስቲ ኤርትራ (እንተደአ መንግስቲ ኾይኑ ) ቡዙሕ እዩ ዓጊቡ ግን ብኹሉ አይኮነን ዝውቀስ ዘሎ ብገለ ገለ ወይ ብኸፊል እዩ ኩሉ በደሉ ክላዓል አለው ክጥቀስ ክውንጀል አለዎ ወንጀለኛ
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 4 жыл бұрын
Sad!!! ናይ ኤርትራ ነገር፡ኣመንዝራታትን ሰረቕትን ጎባልል ዝኾኑላ ሃገር።
@hazekaasmera1414
@hazekaasmera1414 4 жыл бұрын
So sad 😭 btami zihzin eiyu 19y teasirom
@ድምጺዉጹዕህዝቢኤርትራ
@ድምጺዉጹዕህዝቢኤርትራ 4 жыл бұрын
ጀነራል ዑቅበ አብርሃ ጅግና አዩ። ስርዓት ዲክታቶር ኢሰያስን ስዓብቱን ጸለመ ንምስራሕ አዮም ዝጋየዩ። ግን ዝተጋገይሉ ጀነራላት ላዕለዎት አዘዝቲ ኤርትራ ዝነበሩ ንሓደ ከዳዕ ይሁዳ ኢሰያስ ክሓንቅዎ ኔርዎም ነብሰሙን ህዝቢ ኤርትራን ፡ ሃገር ኤርትራን አብ ከቢድ ስቃይ ይርከብ። አያና ሙሴ አብርሃ አጆኻ ሕነ ጀጋኑና ክንመልስ ኢና ሓደ ምዓልቲ።
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 55 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
Which One Is The Best - From Small To Giant #katebrush #shorts
00:17
SHAPALAQ 6 серия / 3 часть #aminkavitaminka #aminak #aminokka #расулшоу
00:59
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,4 МЛН
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 106 М.
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 55 МЛН