No video

EMN- ታሪክ ተጋዳሊት ገነት ዑቕባይ(ብርኒሂጉ) Eritrean Media Network

  Рет қаралды 26,289

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

3 жыл бұрын

EMN- ታሪክ ተጋዳሊት ገነት ዑቕባይ(ብርኒሂጉ) Eritrean Media Network
Subscribe to Channel Notes for daily video on doing youtube #bit.ly/2QRBzTS
For business inquiries contact me at admin@eritreanmedianetwork.com
Leave me a comment to ask any question
or contact me through my website if you'd
like to see if i can help you.
? For business inquiries contact me at ?? admin@eritreanmedianetwork.com
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Пікірлер: 68
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
መን ከም ተጋዳላ ብሳላኩም ብርሃን ናጽነት ሪእና ክብሪን መጎስ ንስዉአትናን ጀጋኑና🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️ጀጋኑና ኩሊ ግዜ አብ ልብና🙏🇪🇷❤️ለ
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ተሰዊኣ ከይሰምዕ ፈሪሐ ጸኒሐ።ምኽንያቱ ናይ ቀደም ስእሊ ጥራይ ስለዝራኣኹ:እንተትህሉ ድኣ ሓዲሽ ስእሊ ምራኣና ኢለ ክሓስብ: ድሓር ኣብ መወዳእታ ምህላዋ ተበሲርና።ስለዚ ብሂወታ ከላ ስለምንታይ ናይ ሕጂ ስእሊ መሰነይታ ዘይተገብሮ?
@selamselam266
@selamselam266 3 жыл бұрын
አነውን ብጹቡቅ ትውዳእ ኣይመሰለንን። ዘሔጉስ ታሪክ
@selyetesfalem7445
@selyetesfalem7445 3 жыл бұрын
ኣብ ሓርነት አንተርኪባ ክትሰኣል አያ አንታይ ዓይነት ሂወት የሕልፋ ኣለዋ ጀጋኑ ተጋደልቲ ባዕለን አየን ዝፈልጣ
@michaelelias9958
@michaelelias9958 3 жыл бұрын
Hakika nay hiji siela amxayo and interview giberela kinrieya
@elk5824
@elk5824 3 жыл бұрын
ጅግና ሓብተይ ዕድመን ጥዕ ናን ይሃብኪ ንመስግነኩም ክቡራት ደቁ ቅድስቲ. መሬት ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኣጆኹም ቀጽልዎ ሙቁር መርዚ ዋላ እንተኾነ ሳላ ጽንዓት ህዝብን ተጋዳላይን ዘይስገር መሪር ተሰጊሩ ናይ ኣሻሓት ተጋደላይን ህዝብን ሂወት ጠፍኡ ዕ ላማ ግን ተዓዊቱ ::ዘላኣለማዉ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና, ሰላምን ልምዓትን ንኤረትራ. ሃገርና ዓወት ንሓፋሽ!!
@tekestean
@tekestean 3 жыл бұрын
አየ ጀጋኑ ኤርትራና 🌹🇪🇷🙏💪🙏🇪🇷🌹
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 3 жыл бұрын
እግዝአቢሔር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን ታሪካን
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 3 жыл бұрын
we salute deki Genber Jeganu for service for all Eriy people in word because we have freedom and peace in word.kebrn Mogosn nsemaietna we stand on your footage for our flag!!🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 жыл бұрын
Haben Hager Shabiyawit Ghenet Awet N'Shabiyawit Eritrea
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ጀጋኑና ነበራልና
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 3 жыл бұрын
ወትሩ ኣብ አሰር እቲ ጂግና🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@brktirezene5144
@brktirezene5144 Жыл бұрын
የቐንየልና ጽቡቓት ዕጥቂ እንዳ ኣርኤኹሙና ዝኽሪ ሓበን ዝኽሪ ጂግንነት እዳ ስማዕኩሙና ምስ ጀጋኑ ነዕልል ኣለና ክብረት ይሃብኩም።
@kahsayaraya4320
@kahsayaraya4320 3 жыл бұрын
ብሓቂ ክትሰምዖ ዘህርፍ ታሪክ ቀጽልዎ ዋላ እቲ ስእሊ ዓቢ መልእክቲ ኣሎዎ ኤርትራ በዚ ንሰሞዖን ንሪኤዮን ዘለና ኩሉ ዋጋ ብሉጻት ተደቃ ተከፊልዋ ኢያ መጺኣ ን ኤርትራን ህዝባን ኣምላክ ይባርክ !!
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
ኣየወ ጅግንነት! መግለጺ ዘይርከቦ ብቓላት፡ ዘይሓልፍ ዝመስል ሓሊፉ ሳላቶም ዘይጸዓዱ ጀጋኑና። መን ከም ተጋዳላይ፡ ሰራሒ ቅያ! ተሓበኑ ክብሪ ንዓኹም፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም፡ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ከኣ ነቶም ከም ሽምዓ መኺኾም ብርሃን ዝዓደሉና። ብርኒሂጎ እንታይ ማለትዩ'ባ ፧ ታቃል ኣይሓደሰትንን ግን ፧ ኣነስ ኣብ ገድልስ እንታይ ሳጓ መውጹኡለይ ኢለ እሓስብ'ሞ🤔 ኣሃ ወደስመራ ምበሉኒ ይብል!😆 ወይ ወዲ ቃዛ ኖኖኖ ኣታ ኣይነበረን እባ ኣብቲ ግዜ ቃዚኖ፡ ብዝኮነ ኣብ ሳጓስ የጸብቀልካ'ዩ መማቅርቲ ገድሊ፡ በሉ ደቂ ኤረይ🇪🇷 ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ጥዕናን ይግበረልና ! ሰሰናዩ💗🙏።
@eelias3043
@eelias3043 3 жыл бұрын
ናይ ብሕቂ ሰብ ዘይክእሎ ክኢሎም ዓዲ ኣትዮም። ዓዲ ምስ ኣተዉ ግን ኣይጣዓሞምን፡ ፍረ ድኻሞም ድኽነትን ዉርደትን ምዃኑ ክልተ ቃልሲ ይገብሮ ናብርኦም
@alambradani2259
@alambradani2259 3 жыл бұрын
@@eelias3043: niska emo entay aberketka neti nay wirdetin kertetin nabreom nimikiyar?
@eelias3043
@eelias3043 3 жыл бұрын
@@alambradani2259 ኣንታ ሰብ እዚ ንመንግስቲ እዩ ዝግደፍ። ኣነ ድኣ ሓደ ጎነይ ተበሲዔ ኣብዚ ምስዞም ጎሮቤትና ዝገበርናዮ ኣባሓናጫር ፡ዕድል ጌረ ካብቶም ንብላሽ ዝጠፍኡ ኣይኮንኩን እንተገደደ ደቀይ የዕብን ይስዕምን ኣለኹ
@alambradani2259
@alambradani2259 3 жыл бұрын
@@eelias3043: እንታይ እሞ ክብል ናይ በሓቂ ኤርትራዊ እንተ ኮይንካ ተጋጊካ, ኣዕጽምቲ እዞም ንብላሽ ጠፊአም ትብሎም ዘለኻ ጀጋኑ እሾኽ ኮይኑ ከይወግኣካ. እቲ እዚ ንመንግስቲ እዩ ዝምልከት ዝበልካዮ, ንሶም ብደሞም ሃገር ኣምጺኦም, ንሕና ድማ ብረሃጽና ሃገር ክንሃንጽ ኣለናልኩም ክንብሎም እዩ ኔሩ እቲ ሓሳብ ንመን ሒዝካሞ ሃደምቲ ዝኾና ወለዶ፥ ሂወቱ ንዝኸፈለልካ ሞስኡ እዚ ኣይኮነን ኔሩ
@eritrea6227
@eritrea6227 3 жыл бұрын
Jigena iy nebren eu kibrien mogsen nesmatena 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@elsaisaac6645
@elsaisaac6645 2 жыл бұрын
ኣቤት ቆራጽነት ኣቤት ጅግንነት
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 жыл бұрын
Ghenet Birinhigo Jigina thanks Birinhigo Jigina abal madibil jeganu halalat deki Erey jeganu tezaribika zey wida zemika zey zigeb tarik jeganu thanks
@MoneyHunter-st2gv
@MoneyHunter-st2gv 3 жыл бұрын
ገድሊ ገደል, ዘምግዳል ግን በደል.
@eritrean-americancommunity482
@eritrean-americancommunity482 3 жыл бұрын
ብሓቂ ምሳጢ ታሪኽ ተጋድሎና: ስለቲ ኣቀራርባኹም ዝልዓለ ኽብሪ ንዓኹም ይኹን::
@merhawiamanueltekelu2551
@merhawiamanueltekelu2551 3 жыл бұрын
Hi deki eri eritrean median net eze tedaliwewo medeb betami mharen tarik jeganu yehiwatena ne kenewerisi tegeberewo medeb abezi zelenayo geze agedasi eyu nezi tariku zetefi zelo kemeliso sile zekil ay tekarexewo wetirw awet nehafash
@yordanoskidane4658
@yordanoskidane4658 3 жыл бұрын
Waero gola ereyyyy jigna haftey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfa7382
@tesfa7382 3 жыл бұрын
Thank You Awxuwo Taric ezen Yehwtna
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 жыл бұрын
ምትሕልላይ ነይሩ ፍቕሪ ነይሩ ጭንቀት ዘጥፍእ ጭርቃን ሰሓቕ ነይሩ ታሪኽ ባእሉ ይዛረብ እዩ ዝኽሪ ጀጋኑ
@YohannesTAmine
@YohannesTAmine 3 жыл бұрын
Betaling Des zbl Tarik Ab Wera weyane zeberketeto Aygelexkayon Ab kexali nay Lemlem (Gal kebele) Nay zewdi( Lalmba) Ketekrbelna entetekrbelna xbuk neru
@senaithailom3322
@senaithailom3322 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetlandlandin860
@hiwetlandlandin860 2 жыл бұрын
Ezi kulu jegnnet halifu hiji nezi gedli kekalulu kem zeynebere kgbru zhasbu alewu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷KUBUR MENNET
@robelmelake5735
@robelmelake5735 3 жыл бұрын
Jegena nebari tariki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 3 жыл бұрын
Mrhaba jganu 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@meheratabhayle4879
@meheratabhayle4879 3 жыл бұрын
Temesgenka enka bhiwet halewet ⭐️
@awategabir8222
@awategabir8222 3 жыл бұрын
ኢዚ ሬድዮ ሒዙ ዘሎ ተጋደላይ ሚን እዩ ይቀንየለይ.
@efriemafewerki8059
@efriemafewerki8059 3 жыл бұрын
Lomi terekiba zeyteseweet waero
@sadefujin9664
@sadefujin9664 3 жыл бұрын
Amoi Mearey
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 3 жыл бұрын
Merhabaa deqi jeganu
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 жыл бұрын
ሂካኖ ትዝታታት ሂካኖ
@WediFares-jf2cm
@WediFares-jf2cm 2 ай бұрын
ኣነግን ቅሬታ ኣለኒ ታሪክ በርሀ ጻዕዳ እብራሂም ዓፋ ሰልሕ ጠጠው ቫይናክ ወዲ ፍላንሳ ቢትወደድ ኣብርሃ ሃይለ ድሩዕ ቤጥሮስ ሰለሙን ዕቁበ ኣብርሃ ታሪኮም ተቀቢሩ ምስ ርኣኩስ ሕማቅ ተሰሚዕኒ ነዚኦም ሓቢእካ ታሪክ ክትጽሕፍ ገበንዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
እዋይ ትብዓት !!!
@rigattekle5375
@rigattekle5375 Жыл бұрын
Jeganuna wetru yzekeru .Awet Nhafash
@freweiniberhe4530
@freweiniberhe4530 3 жыл бұрын
Anbesit edlena eki brhan naxnet zraki jigna, tesewia key tblu ferihna xenihna enqa nezi brhan ktryi abkaki Doctor genet
@elsawoldu5507
@elsawoldu5507 3 жыл бұрын
🇪🇷🙏❤️🌹🌹🌹
@samuelzayid1004
@samuelzayid1004 3 жыл бұрын
Nay bahaki hayal tarik bzkon gn hanti maalti bakal akrbuwa ykenyeley
@elenzere8nv253
@elenzere8nv253 3 жыл бұрын
Semiaka zeyxgeb gegnnet nezi trim demsiso kala kxhfu xftnu egziabihir nay edkum yhabkum kabzi ztam tarikan gegnnet ayrkebn naqrebti edmen tanan
@machwegdektatorvonunsereml7186
@machwegdektatorvonunsereml7186 3 жыл бұрын
Hezbi Eritrea fter keblu jaganu euom,enty emo kabes, hezbna dqu kflu hager amxsu, ab,kendy,zchber, twardu eba 🤔
@josephghebrengus7458
@josephghebrengus7458 Жыл бұрын
🫶🙏
@simongrmay9975
@simongrmay9975 3 жыл бұрын
ባውሬቶ ሶፍያ ዓንዶም
@eriasmara9789
@eriasmara9789 3 жыл бұрын
ኣዳለዊቲ ቀጽልዎ
@senaysemere5597
@senaysemere5597 3 жыл бұрын
መስጥአን ይዉረድኩም 🙄🙄🙄🙄🙄
@selamselam266
@selamselam266 3 жыл бұрын
ቃልሲ'ዩ ብናይ ኤሪትራ አዛራርባ! ቆንዳፊኖ
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 3 жыл бұрын
ሳሚኤል ገብረአዶናይ አንታ ላሓሲ ናይ ወዲ ተምቤን ወዲ ጠምባር ኢካ ነጅስ
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 3 жыл бұрын
ተጻሪፍካ ማለት ኢዩ ሕጂ ነፋጥ ታሪክ ኢዩ ዝነግር ዘሎ ዘይ ምልከተካ ተኮይኑ ኣፍካ ሓዝ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
ቀደሙ እውን "ዕዳጋ ከም ዝጸንሓካ እምበር ኣዴኻ ከም ዝላኣኸትካ ኣይኮነን" ተባሂሉ'ዩ!! እቲ ኣብ ክንዲ ናይ ጸባ ናይ ሜስ ጥጦ/ችቸቶ እንዳጠበወ ዝዓበየ በጋሚንዶ ኢሰያስ ወዲ በራድን ኣብይ መሽረፈትን ንኹሉ መራኸቢታት ዓጽዮም ንህዝቢ ትግራይ ኣኽቢቦም፡ ነዛ ውግእ ዓለም ከይሰምዖም ኳትሮ-ኳትሮ-ኦቶ (448) ጌሮም ክውድኡዋ ሓሲቦም ዝነበሩ ሕጂ ነዛ ባዕሎም ዝኣጎዱዋ ጋሃነም ከመይ ጌሮም ከምዝወጹዋ እዩ ጠፊኡዎም ዘሎ። እኳ ድኣ እቲ ኲናት ካብ ቁጽጽሮም ወጻኢ ኮይኑስ ኢትዮጵያ ፋሕ-ፋሕ ኣብ ምባል፡ ንሶም ክኣ ከምታ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ትሕቲ ከበባ ኣእትዮም ክጭፍልቑዎ ደልዮም ዝነበሩ፡ ሳላ ጽንዓትን ሓድነትን ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ፡ ኣብ ባይታ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ዲፕሎማሲ ከይተረፈ እውን ኣብ ከበባ እዮም ዝርከቡ ዘለዉ። እንሆ ድማ ወያ ቀንጠብጠብ ክብሉ ዝኣጎዱዎ መጋርያ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምልባዓ፡ ንስግር ዶባት ክአይተረፈ እውን ሓሊፉ፡ ንሶማልያ፡ ንኬንያ፡ ንሱዳን፡ ንግብጺ ከይተረፈ ኣካቲታ ንምልብላቦም ኣዝያ ኣብ ምጉሃሃር እያ ትርከብ ዘላ። በዚ ድማ ወያ ንሶም ዝሓሰቡዋ ኢትዮጵያ ሕልሚ ኮይኑ፡ ስልጣን መሽረፈትን ወዲ በራድን ድማ ኣብ ሓደጋ'ዩ ወዲቑ ዘሎ፡፡ በቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ፡ እንኮላይ ኣብ ልዕሊ'ቶም ኣብ ትግራይ ታዓቚቦም ዝነበሩ ስደተኛታት ኤርትራውያን ብዝፈጸሙዎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እውን፡ ኣብ ዓይኒ ዓለምለኻዊ ሕጊ ኣትዮም እዮም ዝርከቡ ዘለዉ። ስለ'ዚ ናይ ማዓልቲ ሕቶ ጥራይ እዩ 'ምበር ዓመጽቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን "ራዕ" ኢሎም ብኹፉእ ዝወድቁላን ኣብ ቀይዲ ዝኣትዉላን እዋን ሓጻር ከይኮነት ኣይክትተርፍን'ያ። ሩጉም ዜሩ-ዜሩ ባዕሉ'ዩ ዝኣቱ ናብ ሁጉም!😊! እዚ ድማ'ዩ "ዕዳጋ ከም ዝጸንሓካ እምበር ኣዴኻ ከም ዝላኣኸትካ ኣይኮነን" ዘበለኒ። እንሆ ድማ ወያ ክፍእቲ መጋብሮም ናብ'ታ መውጽኢ ዘይርከባ ጉድጓዶም መሪሓቶም ክትከይድ ንርኢ ኣሎና። ብፍላይ ክኣ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ እቲ ክሳብ ሕጂ ባዕሉ ናብ ሕጊ ከቕርቦ ዘይክኣለ መጽነቲኡ ዝኾነ ህግደፋዊ ስርዓት፡ ኣብ ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ክቐርበሉ ዝኽእል ኣጋጣሚ ክፍጠር ይኽእል'ዩ ዝብል ግምት ኣሎኒ። ኩቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ኤርትራውያን፡ ከምኡ እውን ዝኸበርኩም ተጋሩ። ጽልኢ ኣብ ሞንጎ ኣህዛብና ንኽድምሰስ ከይታሓለልና ዓዓቕምና ንግበር። ብፍላይ ተጋሩ ጎረባብትና ክትርድኡዎ ዘለኩም ህግደፍን ደገፍቱን ኣብ ሞንጎኹምን ኣብ ሞንጎ ተዛረብቲ ትግርኛ ኣሕዋትኩም ኤርትራውያንን፡ ጽልኢ ንምፍጣር ለይትን ማዓልትን ከይታሓለለ ይሰርሕ ጥራይ ዘይኮነ ማዓት ገንዘብ እውን እዩ ዘጥፍኣሉ። ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ኮነ፡ ተዛራቢ ትግርኛ ክኣ ብፍላይ፡ ዋላ እቲ ተገዲዱ ኣንጻርኩም ዝዋጋእ ዘሎ ሰራዊት እንተኾነ እውን ኣብ ልዕሌኹም ጽልኢ ዝባሃል ከምዘይብሉ ተረዲእኩም፡ ብወገንኩም ናይ ጽልኢ ቃና ዘጋውሑ ተጋሩ ኣሕዋትኩም እንተሃልዮም ንጥቕሚ ኩልና ከምዘይኮነ ከይታሓለልኩም ንኽተረድኡዎም ብልቢ ይምሕጸነኩም ኣለኹ። ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ዓወት ነቲ ብዘይድልየቱ ተገዲዱ ካብ ልምዓት ናብ ኲናት ኣትዩ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ!፡ ብወልድኣብ ፍስሓጽየን ካብ ኦስሎ ኖርወይ!!
@danielweldesilase8313
@danielweldesilase8313 3 жыл бұрын
Game over Junta!! Lemani!!
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
@@danielweldesilase8313 ቀዳማይ ነገር ለማኒ እንዳበልካ ብሽምካ ኣይትጸዉዓኒ ካልኣይ ነገር ከኣ ሓቅኻ ኢኻ the game is really over ንኣይተ ኢሳያስ እቲ ብኣዉራጃ ሓማሴን ወዲቡ ኣንጻር ኣሕዋትካ ንጥፍኣት ዘሰለፈካ::
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
ኣንታ ወዲ ኣዶናይ እዚ ኹሉ ጅግንነት ክግበር ከሎ ኣይተ ኢሳያስ እንታይ ይገብር ነይሩ ትብል? ንጀጋኑ ብቃጻ ክቅተሉ ይእዝዝን ቃሕ እንተ ኢልዎ ከኣ ንወጻኢ ከይዱ ክሳብ ዝጸልኦ ይስግስግ ነይሩ::
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
መን ተገዲስ ጽሕፈትካ ከምብበልካ እዩ ስዲ ስራሕ ድሳአነ ኪድ ስድረካ ሓግዝ ለመን
@nevergiveup5521
@nevergiveup5521 3 жыл бұрын
@@HAREGU1 ሓቂ እንዲኩም ትጸልኡ ኮንኩም ዳህግደፍ መንደፍ ።
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
@@nevergiveup5521 ወያነ እኮ ተማሃራይ ናይ ሻዒቢያ እዩ ኔሩ ዘይፈልጦ ገንዘብ ረኪቡ መምህሩ ረስዕ ሕጅ ግርም ኮነ አብ ናይ ቀደም ተመልሰ RIP weyane Done :: Dr Abiy jgna
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
@@HAREGU1 ኣታዮ ወዲ ዓጣሪት ማኣምን ተምሃራይ ተማሂሩ መምህር ናይ መምሃራኑ ክኸዉን ከምዝኽእል ይርድኣካ ድዩ? መሃይም ዋሕድ: ለምቅነ ኣስመራና ምስ ኣተና መዐቀኒ ሃገራዉነት ብዓቀን ጽልኢ ናይ ወያነ ዘይኮነ ብዉጽኢት ስራሕካ እዩ ክዕቀን:: ሽዑ ንስኻ መሃይም ኣብ ጽርግያታት ኣስመራ ለማኒ ክትከዉን ኢኻ::
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ነዴካ ከሪያ በላ ዓጣሪት ወዲ ደጼ ዋላ ወዲ ጌታቸዉ ንእሽተይ ጂንታ ይመጽእ አላ ወዲ ምዉታት ቆማል ነዴታትካ በለን ዐጣሮ
EMN - ወዲ ጎማ ኣብ ናቅፋ- Eritrean Media Network
14:30
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 37 М.
Look at two different videos 😁 @karina-kola
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 3,9 МЛН
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 10 МЛН
EMN - ጓል 12 ዓመት እንከለኹ'የ ተወዲበ Eritrean Media Network
20:54
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
28:00
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 36 М.