EMNA "ሃሱሳት ኩሉ ግዜ ኣለው። ኣደን ሃገርን ግን ኣይጥለማን'የን" ተጋ. ስዩም ብርሃነ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 7,110

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

EMNA "ሃሱሳት ኩሉ ግዜ ኣለው። ኣደን ሃገርን ግን ኣይጥለማን'የን" ተጋ. ስዩም ብርሃነ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 48
@eritree9794
@eritree9794 Жыл бұрын
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴* *ዓንዲ ገዛና ምስወደቀት { አዴና } ካብ ከርሳ ዝተወለድና ይሕዋትን አሓትን ፍቅሪ ስኢና ፋሕ ፋሕ እልና አለና ።* *ሃገር'ውን መዘና አደይ ስለዝኾነት እታ እንኮ ዝኾርዓላን ክብርታታን ጸጋታታን ዘዕበየኒ በዓቅመይ አብ ዘለኹ የሃሉ ንህዝባን መንግስታን ሰራዊታን ታሪኻን ንኽምክተሉን ክሕልዎን መዓልታዊ ዝኽረይን ጸሎተይን'ዩ ።* *✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*
@meharifrezghi6854
@meharifrezghi6854 Жыл бұрын
መርሓባ ሰራሕቲ ታርኽ ይክኣሎ ከምኡውን ዋርሳይን መንደላይ ኣውጽእዎ ኢቲ ዝውዓልክምዎ ጅግንነት ምረትን ቓንዛን ወሎዶታት ክመሃሮን ክወርሶ ሓላፍነቱ'ዩሞ ሰብውዕሎ ከሎ'ውን ከለዋን ይበርበር ።❤
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Жыл бұрын
ዘደንቅ ኣገላልጻ መልሲ ብሓቂ ንወያነ ዋጋ ዘኽፈላ ጥልመታ እዩ። ንሓጋዚኻን ጹቡቅ ዝገበረልካን ምጥላም ዋጋ የኽፈልዩ ከመይ ጎይታ ኹሉ ዝሪኢ ትግራይ ናጻ ንምውጻእ ዘተሰዉኡ ኤርትራውያን እቶም ኣራት ኪሎ ተንኮም ኣምሪሖም ዝኣተው ምምሕዳር ኢትዮጵያ ኣትሒዞም ስጋብ ዝጣጥሑ ሓለዋ ዝገበረ ተጋዳላይ ደሙ ኣፍሲሱ ሃገር ወይ መንግስነት ዘትሓዘካ ክትጠልም እዚስ ግፍዒ ዶ ኣይኮነን ፈጺሙ ወያነ ክሳዓር ብሓቂ እዩ ኢዱ እዩ ተፈድዩ። ክቡር ተጋ ሓውና ኩሉ ዘውጻእካዮ ቃላት ሓቂ እዩ ነመስግነካ። ❤💐💐💐🌸🌸🎖️🇪🇷🇪🇷🍃🍃🍃💪💪!!!
@Waesay
@Waesay Жыл бұрын
My favorite China keep it up. Good job.❤️🇪🇷💯
@hagosredae.2972
@hagosredae.2972 Жыл бұрын
ጽቡቕ ኣገላልጻ ጅግና ተጋዳላይ ስዩም ብርሃነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከምኡ ውን ጅግና ጋዜጠና ኤፍረም ግደ
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ!✊🏿🇪🇷🐪
@giromkidane2994
@giromkidane2994 Жыл бұрын
ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ንዘላአለም ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏🙏🙏🐪🐪🐪🐪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🥀🥀🥀✊✊✊
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 Жыл бұрын
Good Job Efar. And thank you for Gual Ankere’s song. We need one Sewra’s song in your every program.
@habtomissak3967
@habtomissak3967 Жыл бұрын
Eritrawi Kbur Mennet
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 Жыл бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ji8m012
@ji8m012 Жыл бұрын
Ato syum ms mezna albo mtkelawi beai xnue hdri ms bealti betka kufue aytrkebu bmdrn bsemayn hlnaka zksin srah serhkom❤🎉❤🎉❤🎉edmen tenan yhbkom
@yordanostesfayesus274
@yordanostesfayesus274 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐👍💐👍👍👍
@mahariadhane1390
@mahariadhane1390 Жыл бұрын
ብምጀምርታ ናዓኻ ቀጺሉ ኸአ ኒ ክኹብር ሓዉ ስዩም ብርሃነ ስለ ጥዑም ቃንኡን ምግለጺታቱን ብዙሕ የቀኒየልና፡ ኤፍሪዩም ሓዉና ቀጽልዎ ከምዚኦም ሓርበኛታት ምምጻእ ።ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎስን ንስዉአትና፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mulugetawelderufael1992
@mulugetawelderufael1992 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрын
ሂወት ዘላኣለም ብየሱስ ክርስቶስ ብምእማን ብምቕባልን ጥራይ ዩ ዝርከብ:ምድሓን ዘለኣለም ብኻሊእ ስም ፍጹም የለን:ንደቂ ሰባት ዝተዋህበ:👉👂John ዮሃንስ 20:31 ግናኸ የሱስ፡ ንሱ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ምእንቲ ኽትኣምኑ፡ ኣሚንኩምውን ብስሙ ህይወት ኽትረኽቡ እዩ እዚ እተጻሕፈ። You need to accept Jesus christ now,because this is the time to accept Jesus christ,and don't refuse accept Jesus christ,otherwise you will go to the devil forever,that's why I'm telling you the truth now, Don't support the dictator isayas, He should go soon forever, My name is daniel Jesus christ,I'm the son of Jesus christ, Jesus christ is Lord,
@freweininegash765
@freweininegash765 Жыл бұрын
ብሓቂ ብልቢ ብሓበን ነቢዐ። እድሪ ስውኣት ብጾትካ ኣኽቢርካ ደቂ ስውኣት ክትናቢ ካብኡ ዝዓቢ ቁድስ ተግባርን ጽድቅን ያለን። ብጻይ ስዩም ክብሪ ይሃብካ። ኣጋላልጻኻ ድማ ኣዝዩ ስሒቡኒ። ኣብነት ንኻልኦት ኢኻ እሞ ምስ ስድራኻ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ። ጋዜጠኛ እፍሬም ግደ ድማ ንታሪኽ ክስነድ ፈቲሽካ ሓያል ምርብራብን ምስናድን ከይትሓለልካ እተበርክቶ ዘለኻ ሓያል ጻዕሪ ዕድመን ጥዕናን ክህበካ እምነ። ዓወት ድማ ይሃብካ።
@mametberhane2166
@mametberhane2166 Жыл бұрын
ክኡቡራት የሕዋት ጀጋኑ ናይጀ ጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓበን ኤርትራውያ ኢኩም ኤፊ ሓወይ ጽቡቅ ስርሓት ትገብርዎ ዘልኩም መዘና ዘይብብሉ ንህዝብ ዝምህርን ዘንቅሕህን ብጣዕሚ ነመስግን ናትና ብምኳንኩም ድማ ሓበን ይስማዓና ኣጆኩም ጀጋኑ ደቂ ኤረ❤ ኢፍሬም ሓውና ከምቲ ናይ ኩሎም ጀጋኑና ውዕሎ ተምኩሮምን ብቓል መሕተት መልክዕ ተቅርበልና ዘለኻ ውን ኮም ኡ ኣብቃለ መሕተት ቐሪብካስ ናትካ ወዕሎውን ክስነድ ይግብኦ እዩ ንሕናውን ውዕሎካ ክንፈልጦን ክንካፈሎን ሃንቖው ኢልና ንጽበየካ ኣለና ? ? ?
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጽን ትንተናታትን 🙏🙏🙏👋👋👋፣ ግን ግን ክንደይ ግዜ ሰብ/ህዝቢ ክግራህ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዕዮ ገዛ እዩ፣ ግርህነት ዶብ ይገበረሉ ዶብ ዶብ ዶብ። ሰባት መጀመርያ ንመንነቶም ክስየፉ ክዕቁቡ ይግባእ። ኣዝዩ ልዑል ክብሪ ንስለ ኤርትራ ዝተሰየፈ ተጋዳላይን ህዝብን
@meb66
@meb66 Жыл бұрын
ታጋሩስ ናብ ዝነበርዎ ደኣ ይመለሱ! ትግራዋይ እንተጠምዩ ጥራይ ኢዩ ሰላማዊ ዝኸውን፣ ወያነ ደገፍ ናይ'ዚ ህዝቢ እንተዘይነብሮ ክሳብ ሕጂ ኣይምሰረረን ነይሩ።
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Жыл бұрын
ክበሩ ንበሩ ዘይትድገሙ ኣርካናት ገድልና፣ ክብሪ ይሃብካ ኤፍሬም ግደ፣ ናይ ሰብ ዘይብሎም ጎረባብቲ ረኺብና ዕድል ኣይገበርናን፣ ገጥ በል ከም ቀደምካ ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ።
@AlfredoGoli
@AlfredoGoli Жыл бұрын
👍👍👍👍👍😍👍😍👍😍👍😍😍👍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tsigeredaocubamiceal1671
@tsigeredaocubamiceal1671 Жыл бұрын
Thank you awetnihafash deki Eri 🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@astermogos3105
@astermogos3105 Жыл бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💪
@samsontesfamarim8397
@samsontesfamarim8397 Жыл бұрын
👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsewould8181
@elsewould8181 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️🌹
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Жыл бұрын
Welcome Efar mes edum gashka ❤❤❤🎉🎉
@mokiewel4449
@mokiewel4449 Жыл бұрын
Awet nihafash
@NuhrGeorge
@NuhrGeorge Жыл бұрын
ኣጆኪ ኤሪትራ ዐደይ ዐወት ንሃፋሽ
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 Жыл бұрын
ኩሉ ድሕሪ ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 Жыл бұрын
Excellent! Keep up please.
@mahdereteklay4918
@mahdereteklay4918 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MeleseBaraki
@MeleseBaraki Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@mahdereteklay4918
@mahdereteklay4918 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asterdaniel7190
@asterdaniel7190 Жыл бұрын
🇪🇷❤️💪🏽
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 Жыл бұрын
❤❤❤
@goitombereketeab3957
@goitombereketeab3957 Жыл бұрын
❤🎉❤🎉❤❤❤ ዓወት ንሓፋሽ ወቲሩ ይዘከሩ ሰማታቲና
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 Жыл бұрын
U r perfect !!!
@Afari.MadSleuthExportedSalt
@Afari.MadSleuthExportedSalt Жыл бұрын
ዕቩድ ኩርኩር ሻዕቭያ
@haileabhabtezion6592
@haileabhabtezion6592 Жыл бұрын
Yibel agelaltsa
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 Жыл бұрын
Azino Azino do you bow to Isayas where ever you go ? You are Ass of ...😂
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН
БЕЛКА СЬЕЛА КОТЕНКА?#cat
00:13
Лайки Like
Рет қаралды 2,7 МЛН