EMNA : ጀነራል ዉጩ "ኣልሚምካ በለና !''|| Eritrean media net Asmera

  Рет қаралды 69,814

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 160
@emnaentertainment
@emnaentertainment 2 жыл бұрын
"ነዚ መደባት ንምምሕያሽን ንምምዕባሉን ብርግጽ ክትዘራረቡ እትደልዩ፡ ንጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ብቁጽሪ ተሌፎን 00291-7-205024 ብምድዋል ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።"
@bicherzere6312
@bicherzere6312 Жыл бұрын
Wow Bitami zegerim tarik hizibawi Gimbar. Bihaki Jiginau 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🦁 🦁 🦁 🦁 🦁 🦁
@gobushyared6046
@gobushyared6046 2 жыл бұрын
ታሪኽ ኣያታትና ዓለም ትመሃረሉ ደሐብን ታሪኽዩ🇪🇷♥
@tesfalemgebremichael5525
@tesfalemgebremichael5525 29 күн бұрын
Thank-you for everything keep doing the good job. 🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤🇪🇷❤ 🇪🇷
@tesfukidane6228
@tesfukidane6228 2 жыл бұрын
ብመጽሓፍ እንተዝዳሎ ኣየ ሞራል ትብዓት ምስሙሉእ ርእሰተኣማምነት ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ታሪኩም ነባሪ ኢዩ በታ ዘምጻእኩማ ባንዴራ ዘንተእለት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Wedi-Eri282
@Wedi-Eri282 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ንቑሕ ፡ ኩሩዕ ፡ ጅግና ኤርትራዊ፡፡ ክውረስ ዘለዎ ሃገራዊ እምነትን ንቕሓትን ። ሃገረይ እንታይ ጌራትለይ ዘይኮነ ፡ እንታይ ጌረላ ክንብል ይግባኣና ።
@dejenzerom5280
@dejenzerom5280 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕብን ታሪኽ፣ መዘና ኣልቦ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Habu-wedi-Erey
@Habu-wedi-Erey Жыл бұрын
ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@atobrhantekie5799
@atobrhantekie5799 2 жыл бұрын
🇪🇷 መዓት ታሪኽ ጅግንነት ከተዘንቱ ምኽኣልካ እንቋዕ ኣብቀዓካ ይብለካ። ብሩኽ መጻኢ ህይወት ከኣ ይትምነየልካ። ወዲ ማኢል የእዳዉ ጠልጠል እንዳበለ ክዕልም ኮሎ ጎዩ ዘርክቦ ሰብኣይ የለን። ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@tekletesfaldet
@tekletesfaldet 2 жыл бұрын
He is Humble and very natural story teller. ያታዊ ብዘይ ተጉላባ ብቅንዕና ታሪኽ ዝነግር
@wedinegede4700
@wedinegede4700 2 жыл бұрын
Chief staff ጀነራል፡ ብርጋደር ጀነራል፡ሜጀር፡ ኮሮኔል፡ ተጋዳለይ፡ ገረዝግሄር ዓንደማርያም ዉጩ ዋላ እካ ብዕድሚና ተዘይፈለጥናካ ቆሎዑ ከለና ብዕላል ታሪኽካ ኣብ ልብና ምስ ኣተወ ንዘልኣለም ክንምከሓልካ ክንኮርዓልካ ጌሩና። ሰላም ዕረፍ ሓርበኛ ኣቦና። ወዲ ማኤል ኣቦና እዉን ዕድመን ጥዕናን ይመነየልካ ጅግና።
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 2 жыл бұрын
God bless you WARSAY 💕🇪🇷
@Eri-OnE291
@Eri-OnE291 2 жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷
@germaytesfay5252
@germaytesfay5252 2 жыл бұрын
ጅግና እንኳዕ ንበዓል ናጽነት ከአ ብሰላም አብጸሐካ ፍረጻማኻ እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦና ወዲ ማኢል
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh Жыл бұрын
ንፉዕ። ጋዤጠኛ
@amaretemesghen4875
@amaretemesghen4875 2 жыл бұрын
ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ፡ምእላይ ስድራ ጀጋኑ ስዋኣትናን ስንኩላትናን ሓላፍነት መላእ ህዝቢ ኤርትራ ደኣ'ምበር፡ንመንግስቲ ዝግደፍ ጥራይ ኣይኮነን'ሞ፡ወትሩ ኣብ ኣሰር ጀጋኑ ምቃም ።
@adhanombeyene81
@adhanombeyene81 2 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይ ምኖ ዕላል ጀጋኑ። ዝተረፈ ዕድሜኩም ሰላምን ጥዕናን ይፍጠረልኩም፡ ንጹሃት
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 2 жыл бұрын
ኣታ ጁባካ ጎርግር ኣውጻኣዮ እቲ ዶላር ዕላል ኣይምኖን ጀጋኑ ገለ ኣይትበል ሃብ ክፈል መሓውሮም እዮም ሂቦም::
@peteronlyeritreaforever6078
@peteronlyeritreaforever6078 2 жыл бұрын
ጽብቅ መደብ ታሪክካ ምፍላት ጽብቅ እዩ ኤፍሬም ግን ሓለፍቱ ጽብቅ ከይ ገለጸ ሸተት ኢልካ ሓሊፍካያ proud to be Eritrea forever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eriangelino7800
@eriangelino7800 2 жыл бұрын
What an adorable HEROIC ERITREAN. HE IS A NATURAL STORY TELLER.
@daniel.j9062
@daniel.j9062 8 ай бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን ስለቲ ኩሉ ዘይሕለል መስዋእቶምን ፍሉይ ጅግንነቶምን።🙏🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@danielteklehaimanot6137
@danielteklehaimanot6137 2 жыл бұрын
It touches you , his speech heroes never gave up 🙏🇪🇷❤️
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 жыл бұрын
Nslana zsekalu Kuburat Abotat Kibri ysemakum Zey nskum men ykebir
@sulemanabdu6346
@sulemanabdu6346 2 жыл бұрын
Happy erittrean People for indépendance Day 24 May 2022 iam 46 years old thankyou all you teahe us history
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 жыл бұрын
Jenga wedi Eric 🌹🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
@simontheodros663
@simontheodros663 2 жыл бұрын
Thanks you are beloved hero I am proud to be Eritreanv. GOD BLSS VYIU .
@danielwoldu736
@danielwoldu736 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ማኢል: ኩሉ ኣካላቱ በብእብረ ንስለ ናጽነት ዝኸፈለ ዝሰንከለ ክነሱ: ንኤርትራ ከምቲ ዝደልዮን ዝግባእን ኣይሰራኩላን: ኣይገበርኩላን ክብል እንክስማዕ ኣዝየ ተገሪመ ጅግና ኣፈወርቂ ማኢል: ለበዋኻ ሕድሪ ሰማእታት ኢዩ'ሞ ንኤርትራ ኩሉ ዓቕምና ክንገብረላ እዋናዊ ተልእኾ ኩሉ ኤርትራዊ ኢዩ ኣብ ሕድርና ኣለና ርሑስ ቅንያት ናጽነት ሰማእታትና ብግብሪ ይዘከሩ! ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷⭐️⭐️
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 2 жыл бұрын
Wow, "ንኤርትራ ገና አይገበርኩላን" ❤
@samsomseqar530
@samsomseqar530 Жыл бұрын
Nay Behaki Jeganu ekum nay metereshra! Edimen tienan Yihabena Amlak Goyta Eyesus Kirstos Amen 🙏 Selam Ni Eritrea and nikulu Alem.
@danieluk3151
@danieluk3151 2 жыл бұрын
Amazing tarikn tmhrtn b Tegadalay wedi mael, '' etom b suwuat zmehalkum aytitlemu'' hayal meliekti, 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@eriascari8355
@eriascari8355 2 жыл бұрын
JEGNA ERITREAN MY HERO I LOVE TEGADELTI
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 2 жыл бұрын
ጻዕዳ ልቦም፣ ዘየትርፉ ታሪኾም።
@Andom885
@Andom885 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ማራኺ ታሪኽ
@Andom885
@Andom885 2 жыл бұрын
ኣነ ክብሎ ዝደሊ ፡ ብብተደጋጋሚ ኣብ ሓተቲ ጋዜጠኛታት ዝርአ ነኣሽቱ ዝመስሉ ጉድለታት ግና ዘመሓላልፍዎ ነልእክቲ ዓቢ ኣብ ግዜ ዝሓትሉን ፡ ነቲ ሕቶ ከኣ ባዕላቶም ዝምልስዎን ጋዜጠኛታት ይረኣዩ ኢዮም። ንምሳሌ ገጸ ባህሪ ጋዜጠኛ ኣድናቕን ፡ ፍሽኽ በሃልን ፡ ክኸውን ይግባእ ። ትሕትና ከኣ ኣዝዩ ወሳኒ መስለኒ ። ማለት ንተሓታቲ ሓታቲ ጋዜጠኛ ከም ነቲ ዝሕተት ዘሎ ታሪኽ ልዕሊኡ ኮይኑ እንተ ቐሪቡ ፡ እቲ ዝሕተት ዘሎ ሰብ ቅጭ ክመጾ ይኽእል ኢዩ። ስለዚ ጋዜጠኛ ኣዝዩ በሊሕን ፡ ጥንቁቕን ፡ ረቂቕን፡ መስተውዓልን፡ ተዓጻጻፍን ፡ ክኸአን ኣለዎ ። ከም ተወሳኺ ጋዜጠኛ ኣሸልቻዊ ክኸውን ኣይግብኦን።
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 2 жыл бұрын
ውው ዘገርም ታሪኽ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏✅👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰
@sulemanabdu6346
@sulemanabdu6346 2 жыл бұрын
You are right thankyou
@lwamfishaye3181
@lwamfishaye3181 Жыл бұрын
strong as a ROCK
@58yacob
@58yacob 3 ай бұрын
💯
@Setotaye2024
@Setotaye2024 Жыл бұрын
አቤት ጅግና እዋይ ሲያወሩ ደስ ሲሉ ሂወትን መስዋት ለማድረግ ከቤት መውጣት ከባድ ነው አካላችሁን አጥታችሁ ለሰጣችሁን ሰላም እናመሰግናለን ክብር ንተጋደልቲ✊🏾🙏🏾❤️ የአሁን ጄኔሬሽን ፀጉሩ የሚጠቀልል ብቻ ነው 😂
@dubatop7581
@dubatop7581 2 жыл бұрын
Wuchu gigna sebay sebut 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aronhidray69
@aronhidray69 2 жыл бұрын
ውጩ ልቢ ኣንበሳ!
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንዓለም ብሓቅነቶምን ጅግንነቶምን ከም ዓጽሚ ዓሳ ኣብ ጎሮሮ ሓኒቆም ዝሓዝዋ ጀጋኑ ህ.ግ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጅግንነትኩም ክትዋዳደሮ ስለ ዘይክኣለት ብእገዳ ክትሕዘኩም ትፍትን ህዝቢ ኤርትራ ግን 💯 ኣብ ጎንኹም ኣለና !🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብመራሕትና ዝመጸና 0 ተጸዋርነትዩ ዘለና ኤርትራውያን! ኩልኻ ወዲ ሃገር ክተት ንኸስ መክት ጽናዕ !🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
Happy Independence Day Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edentecle818
@edentecle818 2 жыл бұрын
happy independence day deki eri jeganu 🇪🇷❤ 🇪🇷 🇪🇷❤
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 жыл бұрын
CONGRATS FOR THE 31ST. SHABIYAWI WEDIMAIL! SHABIYAWIAN SHABIYAWINET SHABIYAWI KIBRITAT HIDRI METKEL W'DIB N'KHAT Q'ALSI AWET AWET N'SERAWIT ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ahmedsaid3050
@ahmedsaid3050 2 жыл бұрын
What a wonderful person God bless you, thank you so much for your service, God bless you all.
@selehaile3895
@selehaile3895 2 жыл бұрын
ኤርትራውነት ማለት……… ኤርትራውነት ማለት ………እቲ ዘይሕከኽ መንነት ኤርትራውነት ማለት ………እቲ ዘይብለል መንነት ኤርትራውነት ማለት ………እቲ ረዚን መንነት ኤርትራውነት ማለት ………እቲ ዘይድገም መንነት ኤርትራውነት ማለት……… እቲ ዘይሃስስ መንነት ኤርትራውነት ማለት ………እቲ ዘይንደል መንነት ኤርትራውነት ማለት ………እቲ ዘኹርዕ መንነት ኤርትራውነት ማለት ………እቲ ክቡር መንነት ኤርትራውነት ማለት ………እቲ ድሙቅ መንነት ኤርትራውነት ማለት …… እቲ ክውን መንነት ኤርትራውነት ማለት …… እቲ ዘይድፈር መንነት ኤርትራውነት ማለት …… እቲ ሓቀኛ መንነት ኤርትራውነት ማለት …… እቲ ዘይጥለም መንነት ኤርትራውነት ማለት …… እቲ ዘይካሓድ መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሱቅ ኢልና ኣይኮናን ኤረይ ኤረይ ንብል ሱቅ ኢልና ኣይኮናን ዓደይ ዓደይ ንብል ሱቅ ኢልና ኣይኮናን ሰንደቅና ነንበልብል ሱቅ ኢልና ኣይኮናን ዓዉ ኢልና ንዝምር ሱቅ ኢልና ኣይኮናን ንሰላም ንጽዕር ኪኖ ሃገር …… ኪኖ ኣህጉር ድምጽና እንስማዕ ሱቅ ኢሉ እዚ ዓይነይ ብሓጎስ ይነብዕ ንፈልጥ ኢና መዓስ ከም ነድምዕ ኣርኢናዮም ኢና ሚሂርና ከም ንቀጽዕ ኣርኢናዮም ኢና ድማ ከመይ ኢልና ከም ንትርንዕ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ምዃን ኣንታ ክንደይ ይጥዕም ኣንታ እዚ ፍቅሪ ሃገር ክንደይ ይሓስም ካብ ኤርትራዊ ምዃን የለን ዝዓቢ ስም ኣብ ዝሃለወ ሃሊዩ ንዓዱ ዘይጠልም ኣብ ግዜ ጸገማ ምስ ዓዱ ዝጻገም ብዘይካ ኤርትራዊ የለን ኣብዛ ዓለም እመኑ ከሓዱ ናይ ልበይ ብዘይቀልዓለም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣብ ዝኸደ ከይዱ ዓወት ዝድራሩ ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለዋ ኣይፈልጥን ተሳዒሩ ንዘይገብሮ ድማ ኣይፈልጥን ተጃሂሩ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ሳላ ዝሰመሩ ፍቅሪ፡ ሰላም እየን መዝምሩ።
@HAREGU1
@HAREGU1 2 жыл бұрын
🇪🇷🌼🇪🇷🌿🇪🇷💐True 💐🇪🇷🌿
@margarettesfamicael4853
@margarettesfamicael4853 2 жыл бұрын
thanks for service wedi Eriy jegan kebrn mogson for you!!!!👋👋👋👋👋👋
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 3 ай бұрын
ጹቡቕታሪኽ ዝገልጹሰባት ዓዱሙ ኣብቲ ዝብሎዘሎ ግዝየ ካብገባር ኣይኮነን ዝነበረ መግብና ኣብኩለን ግምባራት ኡኹል መሽርፍዩኔሩና ።
@sabatekle2084
@sabatekle2084 3 ай бұрын
Kiernan nberna haven eretrawan ❤
@wedighebraialexpfdj3102
@wedighebraialexpfdj3102 4 ай бұрын
ናይ ልቢ የመስግን ብ ስም ደቂ ገብራይ ጎዳይፍ ❤
@meazahabtemariam7966
@meazahabtemariam7966 2 жыл бұрын
Happy independence day to all Eritrean people ❤️ ❤️ ❤️
@Seysey770
@Seysey770 2 жыл бұрын
ታሪክ ጅግንነት ሰሚዕካ ዘይምኖ
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 2 жыл бұрын
Nice jeganu nay bhaki
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 2 жыл бұрын
Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🙏🌷🌸
@eyobghebremedhin3914
@eyobghebremedhin3914 2 жыл бұрын
ብሓቅ ሕጉስ
@abrahamteweldekassetevasas2838
@abrahamteweldekassetevasas2838 2 жыл бұрын
Asfihu ntarik kgelts zkel enkelo! Gazetena tkorxo nerka.
@samdes3979
@samdes3979 2 жыл бұрын
Wow real history
@tesfahiwethaile5042
@tesfahiwethaile5042 2 жыл бұрын
🇪🇷Our heroes thanks for your service and liberation for the beloved country. We gratitude you for paying your the sweat and blood 🇪🇷.🇪🇷God bless you all🇪🇷.
@HAREGU1
@HAREGU1 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrea ❤️🇪🇷❤️🌹🌼👍🙏💐☘️🍀🌿🌼🌼🌼🌼🇪🇷🌼🌼🌼🌼our heroes for ever 🇪🇷🌼🇪🇷🌼🇪🇷🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@jiromtesfahiwet4022
@jiromtesfahiwet4022 2 жыл бұрын
Tarik Edamsten t hargomgo ybla Eritrea kulu nebsa tariki hizbi mereta,
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 2 жыл бұрын
ግርም ግርም ወዲ ማእል። ናይ ብሓቒ ወትሪ ሕጉስ!
@adunyataeban1570
@adunyataeban1570 2 жыл бұрын
the Lion of sahl General wuchu👊👊👊
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 2 жыл бұрын
Zeymno.!!!! Ata kndey ytem elalom !!! Jigna !!!
@aronhidray69
@aronhidray69 2 жыл бұрын
ኣቤት ታሪክ! እዚ ታሪክ ከለና ታሪክ ከምዘይብሎም ንቁጸር ኣለና!
@eritree9794
@eritree9794 2 жыл бұрын
🌴🇪🇷Eritrea🇪🇷🌴 *ዮሃና ህዝበይ* *ታሪኽና ይመስክር !* ኢቶም ምስ መሻርኽቶም ንሃገርና ኤርትራ ክወሩ ዝመጹ ሓመድ ድበ አልቢስና እነሆ ሎሚ ዘንጊ ሓቂ አብ መላእ ኤርትራ ! ኮታ አብ መላእ ዓለም ብዓጀባ ተተኺላ ትርከብ ! *{ ክርትም }* ማንታ እግራ ሕንቅ'ዳአ ! ✌ንያትና ናጻ ሕርያና✌
@abrahamteweldekassetevasas2838
@abrahamteweldekassetevasas2838 2 жыл бұрын
If its possible give this hero more time.
@natnaelteklu6258
@natnaelteklu6258 2 жыл бұрын
D/r Eyob Qenxilwo ezi wedi shermuta tembenay iseyas deqisu alo ## Bebotatna jeganu zmexet hager mexaweti gerwo 😥##
@ssmruz6452
@ssmruz6452 2 жыл бұрын
Full respect for our Heros, wedi mael Anbesa comution abayti jigna good to see you dear🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@sulemanabdu6346
@sulemanabdu6346 2 жыл бұрын
I was borne in eritrea keren in 19 75
@sunnightone1006
@sunnightone1006 2 жыл бұрын
look at our Strongst ERi Dad still looking wonderful .we have to keep our eyes on our ERITRIA LAND BCS we have many enemies ❤🌿❤🍃
@dubatop7581
@dubatop7581 2 жыл бұрын
Ayewe sebay sebut wichu Gigna General wichu Ambesa
@lionlion59
@lionlion59 2 жыл бұрын
Please 🙏 continue part 2 Ms jigna abona
@Million92
@Million92 2 жыл бұрын
Heroic ....
@mhreteabbrhanetesfay4296
@mhreteabbrhanetesfay4296 2 жыл бұрын
Heroe through out your life 🇪🇷
@fkrieyumengedey193
@fkrieyumengedey193 2 жыл бұрын
Edmen tienan yhabka wedi mael jgna
@adulis73
@adulis73 2 жыл бұрын
“ኣልጊብካ በለና” ትእዛዝ ውጩ : ናይ ሽዑ ኣዛዚ ቦጠሎኒ 1977 ኲናት ሳሊና
@tigstikflay6023
@tigstikflay6023 2 жыл бұрын
Jigna abona God bless you 🇪🇷 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷💯💪
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 жыл бұрын
Edmen tenan yehabkum fetri jeganuna
@eyobghebremedhin3914
@eyobghebremedhin3914 2 жыл бұрын
የቀንየልና ወዲ ማኢል ዊዕሎ ጀጋኑ ኣዘንትኻልና፡ ጌና ጽቡቅ ናይ ኤርትራ የሪኢኻ።
@selambfkri6476
@selambfkri6476 2 жыл бұрын
Ereyý wagaki kkebd,,, natsnetna zerekebkumna jegnu senkikkum, wtsae meat konkum ztemelekum beja zhalefkum abotatey yehwatey adetatey kbri ysemaekum,,, seb fluy kya💪💪💪
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 2 жыл бұрын
It’s terrifying to hear our hero they sacrifice there life for impossible to make it possible.but we ending up for one dictator this is the weakness of our generation.were is our youth our people አሕ እናበልና ስደት ንነብር
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 2 жыл бұрын
"ኤርትራዊ እየ ክትብል እንተኾንካ፡ን ኤርትራ ክትግደሰላ ኣለካ" ረዚን መልእኽቲ!
@hiweteyafewerq7230
@hiweteyafewerq7230 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣነ ንሃገረይ እንታይ ክገብረላ እምበር ሃገረካ ክትገብረልካ ትጽበዮ ውጽኢት ዝገበካላን ዘበርከትካላን በረኸትካ ምኻኑ ዘይምፍላት ኢዩ:: ገለ ዘይሓፍነታውያን ሰባት እዛ ሃገር እዚኣ እንታይ ገራትልና ክብሉ ክትሰምዕ ኮለኻ ብጣዕሚ ትሓዝን:: ንምሻጣ ውን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከቕርብዋ ድሕር ኣይብሉን:: ንበዓል ወዲ ማኢል ክትሰምዕ ኮለኻ እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ትብል ሃገር ትሓቶ ኩሉ ክትከፍል ከኣ ድልው ከምትኸውን ይገብረካ:: ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና:- ዕድመን ጥዕናን ከኣ ንጀጋኑ ስንኩላትናን ንምክልኻል ሓልታትን :: ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🎇🎇🎇🎉🎊🎉🎊❤️🇪🇷❤️❤️ ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነትና ንያትና ናጻ ሕርያና :-:
@aronhaylom8120
@aronhaylom8120 2 жыл бұрын
ይበል ታሪኽ
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 2 жыл бұрын
የቀንየልና ጋዜጠኛ ኤፍረም በቲ ትገብሮ ንታሪኽ እናተዘከረ ክነብር ንመጻኢ ወለዶ ኤረትራ ዓቢ ጅግንነትን መወከሲ ስለ ዝኸዉን ደጊመ የመስግን ከይተሓልኩም ነቶም ኣርካናት ኤረትራ በዚ ትገብርዎ ቃለ መጠይቅ ነቲ ዝሓለፈ መስገድል እንክትሰምዖ ካብቶም ሰራሕቱ እቲ ዝፈጥሮ ኣሰር ኣዝዩ ሓያልን መሃርን ኮይኑ ብዙሓት ተኸታተልቲ ኤሪትረያን መድያ ብሃረርታ ንጽበ ናይ ወዲ ማኢል ከኣ ብተከታታሊ ሒዝካዮ ክትመጽእ ንጽበ ርሑስ መዓልቲ ቅንያት ነጻነት ይግበረልና
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ኣታ ሓውና! ብቀዳምነት ነቲ ሓደ ካብቶም ሰራሕቲ ቅያ ሓርበኛ ይከኣሎ ወዲ ማኢል ዘየመስገንካስ፡ ንዋርሳይ ጋዘጠኛ ኢፍረም ተመስግን! ስግንጢራዊ ዝብሃል ዝረባስ ከምዚ ናትካ ኢዩ🤣
@yonasbrhaneembaye4499
@yonasbrhaneembaye4499 2 жыл бұрын
Nic jugana nay bahqi
@hiyabutsegay1038
@hiyabutsegay1038 8 ай бұрын
Wechu ❤❤
@sikufish620
@sikufish620 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ssmruz6452
@ssmruz6452 2 жыл бұрын
He is unique and has been a great experience for our country 👏👏👏👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kudusyohanes5816
@kudusyohanes5816 2 жыл бұрын
ezi gazetna km gele u
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 2 жыл бұрын
Dhri Tesfay Gebrab da koyni.ember ybel Tarik. Alowna ģn.bejakum afkum kfetu
@tedroshdray6061
@tedroshdray6061 2 жыл бұрын
Deki halal meret merhaba
@wedighebraialexpfdj3102
@wedighebraialexpfdj3102 4 ай бұрын
ኣምበሳ ወዲ ማኢል ፡ ን ሃገረይ እንታይ ክገብረላ እምበር ፡ሃገረይ እንታይ ትገብረለይ ኣይበሃሊን ፡ ጅግና ፈውሱ ሓቦን ጽንዓትን እዩ❤😮❤፡💯🇪🇷💯🇪🇷
@rahelghirmay7555
@rahelghirmay7555 2 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 amena rezinu kebiru wagaki deqki wetru hgusat bejaki khalfu waga kkeflu sgab ta zela hiwetom wetru awet nhafash 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑🙏
@Tekleman
@Tekleman 2 жыл бұрын
መራሕቲ ተኳርዮም ኣህዛብ ኣጣቝዑ ንደቆም ኣዝሚቶም ንብረት ተመንዝዑ መሪር ዘመን መጸ ኣምላኽ ተቖጢዑ ። ዋጣውን ተንስኣ ግዲኡ ክገብር ደቂ ሰብ ኣዝሚቱ ንሱ ግን ክዒንዝር ኣካ ረአናዮ ኣየወ ምስክር። ዋጣውን ተንሰኣ ዋጣኡ ክቃኒ ጎይቶቱ ከሕጉስ ገዛኣቱ ከዛኒ መንኣሰይ ርሲኑ አግረይ ኣውጻአኒ። ተሓምበለ ዋጣ ጎበዝ ንክሻሞ ጎበዝ ተሻሞ ጎበዝ ተሻሞ ወለድቲ ተዘምቱ ዖና ኮነ ህድሞ ዋታዶ ክብለካ ወይስ ጥበበኛ ኣንታይ ክሻመዉ ኣንታ ኣመጸኛ መገዐዘይ ባህልኻ መገዐዘይ ትግርኛ። ደቅኺ ዝሃብኪ ኣደ ወላዲት ዓንዲ ስድራቤትና ፍቕሪ መስራቲት ከመይሎኺ ኣደ ኣንቲ ኣማኒት። ደሃይካ ሰሚዓ ወደይ ከመሎኻ ኣነኹ ይናፍቕ ንስኻ ኣብ በረኻ ኣንታ በዓል ግርማ ዓቢ ኣምባሶይራ ንገር ንወለዲ ሃደራ ሃደራ ተቐቢሮም ድዮም ወይስ ኣሞራ ኣሞራ ጾረና አንታይ ትነግረኒ ሑጻ ምድሪ ደንከል ኣንታይ ተርደኣኒ ባድመ ኣንቲ ንግራም ዝበልኪ በልኒ ደቀይ ተመንጠልኩ ጉዳም ወሪዱኒ። ወለዲ ደሚኹም ዳርጋ ዘለኣለም ዒረፍቲ ስኢንኩም ቅሳነተ ልዋም መንዩ ክረኽበልኩም መገዲ ቲ ሰላም ። ባድመ ኣይኮነትን ቆልዑ በሊዓ ንስብሓት ሕተቱ ነቲ ሰላሊዓ ኢሳያስ ይንገርኩም ዚ ሓሳዊ ንጉስ ንሱ ዝተንከፋ የላን አትልስልስ። ወዲ ኣፈ ወርቂ ብምንታይ ክጣዓስ ኣዚ ሳህናን ሰብ ኣይ ኣዚ ከናብ ንጉስ ንሱ ኣንተኾነ ኣይጠንስ ኣይሓርስ። ሰሚዐኩም ኣንዲኹም ክምሰል ኣንከሎ የ ሃብታም ልጅ በቦሌ የድሃው በጦሌ ወዲ ሃብታም ብሰምበል ወዲ ድኻ ብገመል። ዓያሹ ንዑንዶ ስምዑ ክነግረኩም ወዲ ኣፈወርቂ ኣዝጊ ኣይምሰልኩም ነቢይውን ኣይኮነን ሕሩም ክምሕለልኩም ካብዚ ሓሊፈሞ ኣንታየ ክብለኩም ።
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 2 жыл бұрын
Sabia metekel Tegadelti Sawia
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 2 жыл бұрын
Nay behaki xebuk tarik eyu zelena anhena eretrawian muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna mangadena abotatna jegano nay behaki jegano wade jegano eritrawi kebor menent eyu Nay behaki amlak bealo hagerna hezbena serawitna selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex 🇪🇷ambelbele alenalke eri xeada 🇪🇷🕌⛪🕌⛪🤝🤝🤝🕌⛪🕌⛪🤝🤝🤝🤝🕌⛪🕌⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏 awet nehafash awet nehafash
@Eri-OnE291
@Eri-OnE291 2 жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷
@fiyorefesum3923
@fiyorefesum3923 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@nighsty1703
@nighsty1703 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@meronmichael5941
@meronmichael5941 2 жыл бұрын
Proud Ness at its pick
@sulemanabdu6346
@sulemanabdu6346 2 жыл бұрын
I remeber in 1988 i was in keren 3 May 1988 the battle
@eritrea7495
@eritrea7495 2 жыл бұрын
🇪🇷🐪⛪🕌🐪🇪🇷
@sulemanabdu6346
@sulemanabdu6346 2 жыл бұрын
I remeber 24 May 1991 i was 16 years old
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 2 жыл бұрын
happy eritrean indipendente 24 may
Amazing remote control#devil  #lilith #funny #shorts
00:30
Devil Lilith
Рет қаралды 16 МЛН
EMN -  ኣብነታዊ መንእሰይ - Eritrean Media Network
51:23
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 28 М.
EMN - ወዲ ጎማ ኣብ ናቅፋ- Eritrean Media Network
14:30
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 38 М.
ПЕРЕХОД С ДОЯРОЧКОЙ 😱
0:42
Pospik
Рет қаралды 4,7 МЛН
Как он сделал это? 🔥🤯
0:33
Top Moments
Рет қаралды 1,7 МЛН
Troll face meme Part 2 #shorts #sigma #anime  #trollface
0:17
Reality Gaming
Рет қаралды 25 МЛН