KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
EMNA ሃንደሳ ሰራዊት ኤርትራ፡ ዝለዓለ ብቕዓት ኣብ ዞባና ይውንን ERITREAN HISTORY AND CULTURE
47:40
Negarit 302: ልዝብ ኣብ ክንዲ ምትፍናን - Dialogue, not Confrontation - حوار بدل المواجهة
20:58
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
How to Fight a Gross Man 😡
00:19
Я не из тех, кто ксивой машет - я скромный | Сериал «ПрАкурор» | 3 серия | КОНКУРС
21:38
EMNA ንሰራዊት ኤርትራ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ'ዩ ዘዕጥቖ ተጋ ወዲ ሃይለ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Рет қаралды 19,317
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 60 М.
EMNA ENTERTAINMENT
Күн бұрын
Пікірлер: 76
@samsonhabtemichael8421
10 ай бұрын
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 Geganu Tebatin Eritrawian geganu netom zelewu Edmen tienan netom zitesewu B Selam Erefu. 🙏🙏🇪🇷🙏🙏
@tzeghayeseab1278
11 ай бұрын
ኩቡር ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ወዲ ሃይለ፡ ነክብረኩምን ንፈትወኩምን ሓርበኛታትና፡ ኣያታትናን ኣቦታትናን የቀንየልና ስለ እቲ ሓያል መትከላትኩም ስለ ሃገር ተሰዊእኩም ሰንኪልኩም ሓንቲ መዓልቲ ከይ የዕረፍኩም፡ ክብርን መጎስን ይኩንኩም🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@tesfalemaraya211
11 ай бұрын
ዝተረፈ ዕድመኻ ይባርኸልካ ጅግና ወዲ ህዝቢ❤
@solomonhaile8418
10 ай бұрын
Tesfanikiel Haile (we'd Haile), Seb Qedem, you still look young👍 EDMiEN TIENAN YIMNEYELKA 🇪🇷 🙏🇪🇷
@WarsaYYikealo1249
11 ай бұрын
ነየናይ ጠቒሰ ነየናይ ክገድፍ! ክቡር ጅግና ንበር ክበር! 🫡🇪🇷🐪 ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ!✊🏿🇪🇷🐪
@senaithagos6045
11 ай бұрын
ክብርነርን መጎስን ይበረጻሕካ ክቡር ሐዉና አጋላልጻኻ ብጣዕሚ ንጹር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እፍሬም ሐዉና ድማ ነዚኦም ምሉእ አካሎም ታሪኽ ዝኾኑ ጀጋኑና ብምቅሪብካ የቀንየልና 🙏❤️🇪🇷🙏
@himantesfasghi2642
10 ай бұрын
Kburat jeganuna edmen tienan yhabkum fetari ❤❤🙏🙏🤲🤩🥰🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sammyabraham6645
11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless great Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “ AWET NIHAFASH “ 👍
@sabasimon4736
10 ай бұрын
የቐንየልና ደቂ ኤረይ ከመዚ ጌርኩም ነዞም ጀጋኑ ሐርበኛናታት ብምምጽ ተግበርዎ ዘለኹም ብጣዕሚ ነመስግን🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕🌷🌷🌷🌷🌷❤️❤️❤️✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎁
@erinabella5455
11 ай бұрын
እንቃዕ ብደሓም ተመለስካ ወዲ ሃይለን ኤፉን ደቂ ኤረ የቀንየልና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@fevenhaile2699
10 ай бұрын
What an amazing explanation about the laws of religion in Eritrea know and before. Exceptional explanation
@zeeMe2323
11 ай бұрын
Jegna kulu gize Jegnau Iam proud to be Eritrean God bless our beautiful country 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷🫶🫶👏🏼
@fevenhaile2699
10 ай бұрын
Very good conclusion, may God bless you Eritrea and your children and grandchildren.
@margarettesfamicael4853
11 ай бұрын
🎉have long long life thx for giving all your life for all Eritrean people in world thx for service wedi Eriy jegan 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@helengmichael457
11 ай бұрын
📚thank you for giving us the opportunity to learn about our heroes 🌿🇪🇷🌹🕊 viva Shabya ✊🏾
@negodanegode5390
11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክበረልና ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ሃይለ::
@venusvenus1654
11 ай бұрын
Thanks our heroes🙏🏾🇪🇷❤️🌷❤️🇪🇷🌷❤️🇪🇷
@hizbawiginbarginbarghinda3872
11 ай бұрын
ሻዕቢያዊነት ሕድሪ መትከል ውድብ ቃልሲ ዓወት ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawiginbarginbarghinda3872
11 ай бұрын
👍 ሻዕቢያዊነት ሕድሪ መትከል ውድብ ቃልሲ ዓወት ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@steveabraham3254
11 ай бұрын
No worries Wedi 🇪🇷 alena ab gonikum. Awet Nhafash ametn rahwan n’melae hzbi Eritrea 🇪🇷 ygberelna! 🇪🇷❤️🇪🇷👍
@fretamaher7215
11 ай бұрын
ወዲ ሀይለ ነዉሕ እዋ ፀቡቅ አለው ❤❤❤❤❤
@bettysolo3226
11 ай бұрын
Long live ne harbegnatat menti natxnetna akalom zesenkelu. Thank you terah ina knblom nekel. Kebren mogosen ne Sweatna
@akliluzemed9904
11 ай бұрын
Welcome Wedi Haile and EFREM!
@daniel.j9062
11 ай бұрын
Eternal glory and eternal gratitude to our martyrs and our heroes for giving us all Eritreans our freedom and our identity!!! 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@estifanosghebrezghi3526
11 ай бұрын
አሞ ተስተልምና ሕጊ አንዳባኑ ቁዋም ግራት ገዳናና ክንሓር ኣክኣልናን ዝሓወይ ጎቦን ሓሶትን አንታየ ገደሰን ምውርርና ሕጂ ኸ ምኔሰይ ሓዳር ክገብር ኣይክኣለኑ ድሓን ኣቢ ገዝኡኡ ምስኣከለልካ ንዓኻ ኩርድኣካዩ ኣነውንጀማከተነይረ ኣስማራ ጀባብኣን.
@esayastesfamariam6931
11 ай бұрын
Hero of Eritreans ❤ 🎉 🇪🇷
@mahariadhane1390
11 ай бұрын
Jeganu ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@eriangelino7800
11 ай бұрын
I come to this great channel to listen to inspiring and unique stories of "tegadalai" - the exceptional creature in our planet.
@GisilasemeashoAkberom
11 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ብጣዓም ማሃሪ ሙቁር ዘይፈልጦ ፈሊጠ ዕድሜ ጥዕናን ወትሩ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ርሑስ ሐድሽ ዓመት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitberhe459
10 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@nonsonoio4953
11 ай бұрын
ንመጀመርያ ተሓኤ ሰምዐ ❤
@senaithailom3322
11 ай бұрын
Fantastic Eritrea htory 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless you Eritrea people and present Iseias Afowerky Amen Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦚🦚🦚❤️❤️❤️
@Dan-Eri4
6 ай бұрын
What a wise and full of wisdom advice by Tegadalay Wedi- Hayle to the new generation! Are you listening??
@yonastekeste7109
11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@ngusesium4114
6 ай бұрын
ሚናልባት ኣብ ዓለም ዚዓበየን ዚናሳን ዚሃብተማን ዚደከያን ኣለዋ ኢዚዊን ባሂርያዊ ኢዩ ኢንተኮነ ከም ሰዊራ ኤርትራን መሪሒነታን ኪትገልጾ ዚካል ኣይኮነን ነዚ በሊሕ ዕላማ መሪሒነት ኣዲናቆተይ ኣለኩም ❤❤❤❤
@almazmedhin5552
11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💐
@EriSahooentertainment
11 ай бұрын
ታሪክ ናይ አርትራዊነት ፉሉይ ዘብሎ ከም ናይ ካሊኦት ኣህጉር ታሪክ ብቕለም ዝተጽሕፈ ዘይኮነስ ብደምና ዝተጻሕፈ ፉሉይ ታሪክ ኣብ ዓለን ዝሰነድና እና ❤ ። ሰላምታይ ኣይረሳዕኩዎን ሰላም ንኩላትኩም ኣኣብዘለኩሞ ። ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ፥ ዓመተራህዋን ዓመተ ብልጽግናን እምነ።
@elsawoldu5507
11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼✊🏽🥰
@PIA70s-hf8lk
11 ай бұрын
🇪🇷Ayewe GEDAIM Hizbawi Ginbar ❤AYEWE
@hareguyemane9075
11 ай бұрын
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@LucchiGebreamantekelu
11 ай бұрын
🇪🇷❤️🙏❤️🙏🇪🇷❤️🇪🇷🙏
@NaomiYifde-lt4zh
11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤😊😊
@haderakelati1160
11 ай бұрын
❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃❤🇪🇷🍃🙏🙏🙏❤!!!
@sinatweldberhan2839
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@ZeidTekeste
11 ай бұрын
🐅🐅🐅🐅🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤️❤️💪💪🇪🇷
@tesfalemaraya211
11 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@selemuntekie3043
11 ай бұрын
Abiy anzar yshmt, shabya trasi, ybel edaga, zeymaharu amro bis. Ajoka wed eri dnbrts aybelka. Mendelay welidka aleka tekaie weledo eritrea.
@meseretmessi6141
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yemanemogos9463
11 ай бұрын
bsalakumn nsle hzbin hagern Elon hiwetom kebekeku ztebejewun zsenkelun Ertra kebiran tehafiran kitnebir eya .semaetatna weteu yzekeru awet nhafash
@sikufish620
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@teweldemebrahtu9901
11 ай бұрын
እወ ጽቡቕ አይተዘንተወን ታሪኽ ጀጋኑና ተጋደልትናን ጅግንነቶም ባሕሪ ብጭልፋ , ሕጂ'ዩ እዛ ሃገር ሰብ ረኺባ ታሪኽ ዘዘንቱ ዘአቶ ኤፍሬም ግደ ብዙሕ ነመስግነካ። ቁሩብ ጋዜጠኛ ድኸመትን ዋሕድን አሎ አብ ሃገርና , ነቲ ሙያ ጋዜጠኛ ካብትን ክብዝን እንምጸኤ ዘዘንቱ ታሪኽ ሃገራውነት እምበር። ጋዜጠኛ ተባህሎም አብ ናጽነት አተሐሰብኩን ከማን ዝብላ ብዓል መሪ, ከመይ አቢለን ታሪኽ ሃገርና ከዘንትዋ! ጋዜጠኛ ተባሂሉ አደይ ንግስቲ አደይ ለምለን ቀስተ ደመና ክብል ግዝኡ ዝሕልፎ አቶ ኢሳቕ , ታሪኽ ገድልን ግፍዒ ደርግን አብ ሰላማዊ ህዝብና አክንዲ ዝትርኽ። ብዝኾነ ጋዜጠኛ ተባሂሎም ክንሶም አብ ኦፊስ አብ አ ኢንተርነት ኮምፒተር ምፍታሽ ጥራሕ ስለዝኮኑ ታሪኽ ክትገልጽ ምብጻሕን ምንቕስቃስን ቦታታት ምፍታሽ የድሊ። እሞ አጆካ ጋዜጠኛ አቶ ኤፍሬም ግደ ቀጽሎ ንፉዕ።የቐንልና ኸአ🇪🇷❤
@mohammedosman3664
11 ай бұрын
አታ ክንደይ ትሕሱ እቲ ገድሊ ኔርናዬን አለናዬን እስላማይ ክሰግድ ይክእል ወረ እንተተረኪቡ ክሰግድ ሂወቱ የለን
@dawityebio9753
11 ай бұрын
AWET - N - HAFASH,,
@candido6539
11 ай бұрын
❤✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘
@mochi651
11 ай бұрын
Emne ብፍላይ እፍረም ግደ ተቕርቦ ደለኻ ናይ ሰውራ ታሪኽ ብጣዕሚ ንድሕሪት ዝመልስ እዩሞ ከይትሓለልካ ቕጽሎ ምኽንያቱ መሰረት ከይ ሓዝካ ፖላሶ ክስራሕ ኣይክእልንዩ። ምኽንያቱ ኣብ ታሪኽ ስለ ንነብር። ኣነ ድማ ሓንቲ ሓጻር ግጥሚ የቕርበልካ። ተበገስ ሰውራዊ ምሳይ። ተበገስ ሰውራዊ ምሳይ ዝናርካ ዕጠቕ ተንቀሳቐስ መኪና ጭቆናን ምዝመዛን ሓመዱ ንላዕሊ ክሕመስ ንበይነይ ንዓይ ንዮ በሎ መስል ክላትና ንኽሕሎ ሓፋሽ ተወዲብካ ንቓሕ ጸላኢ ክድርዓም ብተሎ። ክንደይ መርዛም ቀመማት ብብዝሒ ክንስነስ ዓመታዊ ምህርቱ ብባርዕ ክኽስከስ ተራእዩ ይርኤሎ መግዛእታዊ ባርነት ሓፋሽ ሕጅስ ተንሲኡ ንሃገራዊ ናጽነት። ናይ ሓፋሽ ቃልሲ በዚ ነይሕጸር ብናይ ሕብሪ ቆርበት ብመንነት ሃገር ተጎልቢቡ ዝዓግቶ ንሓርነት ሃገር ተቓሊሱ ይድርብዮ ኣብ ናይ ኣድሓርሓርቲ ሰፈር። ተበገስ ሰውራዊ ምሳይ ዝናርካ ዕጠቕ ተንቀሳቐስ መኪና ጪቆና ምዝመዛ ሓመዱ ንላዕሊ ክሕመስ ንበይነይ ንዓይ ንዮ በሎ መሰል ኩላትና ንክሕሎ ሓፋሽ ተወድብካ ንቓሕ ጸላኢ ክድርዓም ብተሎ። እዚ ድማ ኣብ ደገ ኣብ ስደት ኣብሱዳን ሱዑዲ ዓረብ ካብ 78 ሕጂ 2024 ካብ መትከለይ ምንቕ ከይበልኩ ንሓሽ ይጉስጉስ ኣለኹ። እዚ ዝገልጸልካ ደለኹ ንድሕሪት ይምለስ ስለ ደለኹ እየ።ደጊመ ድጋጊመ ቀጽልዎ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ ህዝቢ ውድቀት ንመልዓልቲ ናዕቢ። ነቕ ፈረግ ኣይትበል ኣብ መትከልካ ጽናዕ ሰውራ ሻኪ ኣይኮነን ኣብ ዝኾነ ምጥቓዕ። ወዘተ ነይሩ ጎስጋስን ሓበረታን ስለዚ ቐጽልዎ ንውልድ ዎሎዶ ስለ ዝኾነት ኤርትራ። ንንቃሕ ንቅሓትዩ ወሳኒ። የቐ ንየልና እፍሬም ግደ ነዞም ኣርካናት ገድሊ ተምጽኣልና ደለኻ ርሑስ 2024 ን ልደትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ንጀጋኑ ንሓይልታት ምክልኻል ዋርሳይን ይክኣሎን ነቲ ኣብ ውሽጥን ኣብ ስደትን ዝነብር ህዝብናን ንቑኑዕ መራሒና ኩቡር ፕረዝደንቲ ኢሰያስ ኣፈወርቂን ። ኮሙኡ ኣብ ዓለም ሙሉእ ሰላም ይግበረልና። ውግእ ዘይንሰምዓን መሳርያታቶም ናብ ማሕረሻ ዝቕየር ይግበረልና ፈጣሪ ኣሜን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተበገስ ሰውራዊ
@estifanosghebrezghi3526
11 ай бұрын
አሞ አቶም ጅጋኑ ይሕዋትና ኣጽትቖም ብመስዋኤቶ. አንቶኮነ ምሪሕነት ንሓደ ኢትዮጵያ መራሕ ሒዞም መጽቲኦም ናጽትነት ሓርነትና ዘይኣምን አቶ አስያስ ኣፎወርቂ ኢትዮጵያ eyu2018 ብቃልዓ ሓብርናዩ ሓደ ህዝብና ነዚ ዘይኣምን አትሓቕ ዘፈሊጽትዩ. አልና ብክብርክኣ ከነመስግኖ ይግባ አቲ ሓቂ ሓቢርና ኒ አቶ ኣልኣሚን ክኣ አንቶሞቱውን ነመስግኖ ልቦ dr ኩይና ዝይንረክብዊ ዋላ ብኦፖረሺ ኣንረክቦን. ድሕሪ 30 ዓመት ኮዩኑ አንበር ጅነራለ መስፉን ሓጎስ ሓደ ምንግስቲ ምስወያነ 02/1991, ክንፈብር አልና አሞ ዳሓን ይትረፍ ሕጅክኣ ተኮልፍና ይብለናል ሓክል ዶሙ ከምቀዶሙ. ኢትዮጵያ አዩ ኤልናዩnemesigino, 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሕጂኸ ሽዓብያ ኣበይ ኣላ ሕጂኸ ከመይ ሓርነት ኣይነበረኩም ሓደ ተጋዳላይ ኣብርሃም ተዎልደ አዩ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ተግበር የሕዋትና ምስሞተከ ትደግማዱ ዓለም ምስዶሎያ. ጂ 15ስለዝተቀብሩ ኣይዘከርካዮምን ሓቂ ተዛረብ ህዝብና ከ ከመይ ኣሎ ሓርስና ሰሪሕና ወልድናድና ሓቂ ተዛረብ ሞትካ ዘይተረፍካ. አዝኣያ ባንዴራና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ተኮልፍና ፍቅሪ ያሸንፋል ኣንድሖነናል ተደምረናል ኣይከሰርናን ንብረትና መልስና ኤርትሬ ወደ አናትዋ አገር ኢትዮጵያ ተመለሰጂ. ተኮልፍና ብኣንድ ተቀብረናል ለ ኢትዮጵያ መዳን ምምምም ምነወ ምነው በለ አፍርዮም ሓድሺ ዓዲ ንፋስ ምነው ምነው ተኮልፍና. ዓወት ንደቂ መለይ.
@teklitbrhane781
11 ай бұрын
ነዚ ክትጽሕፍ ክንደይ ወስዱልካ
@teklitbrhane781
11 ай бұрын
ነቶም ኣብ ጉድጋድ ዘለዉ ግን ከድካ ኣውጻዮም
@maekeleyuel7855
11 ай бұрын
Hi efrem kemey kenka yekenlna tekrblna zelka hanti heto altni merhu zenbre chebchob rezen gerzgher buzuh geze yelelo neru emo bezeba tarku eba negrna beleln newedi hayle?
@yordi1683
11 ай бұрын
Wedi hayel were nenes nirena 🇪🇷 jigna ika good to see you efrem kea yekenyelna happy new year❤Eritrana
@bokrekahsay987
11 ай бұрын
ከመይ ዓይነት አምነት በጀካ?
@timnithaile2529
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😂🎉🎉🎉😢
@NatnaelTekle-q2r
11 ай бұрын
Fegerat nmen eikum ketetallwo nezi nseb zexnete wdb. Serekti
@Warsay4565
11 ай бұрын
ንሰራሕቲ ታሪኽ ካብ ስእሊ እንዳ ኣለኻ፡ ስሞም ንኸይጽዋዕ ኣንዳ ገበርካ፡ ታሪኽ ኤርትራ ምሉእ ክኸውን ኣይክእል'ዩ።
@desebelkahsay2480
11 ай бұрын
ታሪኽ ዳኣ ሽፊኒኮሞ እንዶ! ኣበይ ኣለው ኣርካናት ተጋድሎ ኣብ ጽልማት ክንብሩ ዝፍርዶም ኢስያስ ባዓል ጸሊም ታርኽ ናይ ህዝቢ ኤርትራ!!ንዘላኣለም ክዝክሩ ክንቡሩ እዮም ኣብታ መጼኤት ኤርትራ ብፍትሕን ዶሞክራስን ምስ ተማሃደረት!!!!እዞም ስብ ሕምቕ ታሪኽ ግና ንሓውሩ ኣይክትዘክሩን ኢኩም ግዜ ክምልሶ እዩ!፧
@klant17denbosch44
11 ай бұрын
ናብ ዓየት ክትከዱ ምስተባህለ ጀብሃ ክትገብሮ ዛሓሰበት ዕንቅፋት ስለምታይ ዘይገለጽካዮ ክትገልጾ ኔሩካ ።
@milietetekia3818
11 ай бұрын
🇪🇷❤🇪🇷🌹❤🇪🇷❤🌹🇪🇷❤🌹👍💪💪💪
@sajinmerhawi9665
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@zetawbrhane5652
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@demetameha4083
7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
47:40
EMNA ሃንደሳ ሰራዊት ኤርትራ፡ ዝለዓለ ብቕዓት ኣብ ዞባና ይውንን ERITREAN HISTORY AND CULTURE
EMNA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 23 М.
20:58
Negarit 302: ልዝብ ኣብ ክንዲ ምትፍናን - Dialogue, not Confrontation - حوار بدل المواجهة
NEGARIT @negarit
Рет қаралды 5 М.
00:34
I thought one thing and the truth is something else 😂
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 14 МЛН
00:59
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
Натурал Альбертович
Рет қаралды 6 МЛН
00:19
How to Fight a Gross Man 😡
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 20 МЛН
21:38
Я не из тех, кто ксивой машет - я скромный | Сериал «ПрАкурор» | 3 серия | КОНКУРС
Я ОТ САКЕ
Рет қаралды 1,5 МЛН
1:02:25
EMN - ን 33 ነፈርቲ ስርዓት ደርግ ናብ ሓምኹሽቲ ዝቐየረ ቅያ 18 ደቓይቕ ነታ መዐወቲት ካርታ ዝሰደድኩ በዓለይ ‘የ EritreanMediaNetwork
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 130 М.
50:31
Anchor Media የፕሬዝዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ቃለመጠይቅ በኤርትራዊው የሚዲያ ባለሙያ ሲተነተን
Anchor Media
Рет қаралды 12 М.
25:16
ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ ወታሃደራዊ ዓላሚት ምኽትል ተለንተ ወ/ሮ መድህን ተኽለ
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 101 М.
33:34
EMNA "ድምጻዊት ኤልሳ ኪዳነን ኣነን፡ ካብ ሕክምና ሃዲምና ናብ ኩናት ተደቕዲቕና " ተጋዳላይ ተራራ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
EMNA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 36 М.
37:22
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, November 30, 2024 - ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 16 М.
15:18
ናይ ህዝቢ ኤርትራ ህጹጽ ጠለብ ሜጋናይ ኢሰያስ መልስታት ድማ ብዛዕባ ማጋ
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 15 М.
50:40
''መብርሂ ብዛዕባ ፣ ጥምቀት ንህጻናት ይግባእ ድዩ ? ስለምንታይ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 18 М.
46:26
EMNA ፍሉይን ሓያል ኣሃዱ ኮማንዶ ኤርትራ፡ ኣብ ምቕርሳም ሰራዊት ትግራይ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
EMNA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 18 М.
30:22
ዕላል ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ቀዳማይ ክፋል 1
Hordata Media
Рет қаралды 62 М.
43:17
Dehay Eritrea ኤርትራዊ ኣብ ሰሜን ኮርያ! ደሃይ ኤርትራ
Dehay Eritrea
Рет қаралды 2,6 М.
00:34
I thought one thing and the truth is something else 😂
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 14 МЛН