EMNA ወያነ ክሕደት መፋጥርቱ'ያ። ሕጂ'ውን ዕድል እንተረኺቡ፡ ክኽሕድ'ዩ:: ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 6,391

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Ай бұрын

EMNA ወያነ ክሕደት መፋጥርቱ'ያ። ሕጂ'ውን ዕድል እንተረኺቡ፡ ክኽሕድ'ዩ:: ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 61
@mesfinteklemariam2207
@mesfinteklemariam2207 Ай бұрын
ኣንስ ወያነ ጥራይ ኣይመስለንን እታ ክልል ብምልእታ እያ ካሕዳምን ጠላምን
@senaithagos6045
@senaithagos6045 Ай бұрын
የቀንየልና እፍሬም ድኻምካ ከይጸብጸብካ ቀጽሎ ብጣዕሚ ምሃሪ እዩ 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 Ай бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻኻና ኤፋር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏
@zerautewelde501
@zerautewelde501 Ай бұрын
ERI 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪👌🙏 Eritrean dignity well come beviv Efrem Gde
@danielamare3078
@danielamare3078 Ай бұрын
👍👍👍Nice to be continued ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷 truth historical Horn Africa ..the last 100 years .. next tells further of 🇪🇷 and neighbors countries ..
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Ай бұрын
ወያነ ህዝባ ኣእምርኡ ሓጺባቶ ኢያ፣ ጥዕና ዘለዎ ትግራዋይ ክህሉ ኣይክእልን ኢዩ፣ ዶብካ ነዲቕካ ዓጺኻ ክትነብር ኢዩ ዘዋጽኣና፣ ክብረት ይሃበልና ኤፋር❤❤❤
@MickeyFutbol
@MickeyFutbol Ай бұрын
Exactly 💯💯💯
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
ኣይ ንስኻ እንዲኻ ሓንጎልካን ሕልናኻን ነዞም ካድረታት ኢሳያስ ኣረኪብካ ንነብስኻ ኣብ ዓለምና ከም ባርያ ክትነብር ዝፈረድካያ መሃይም ናይ ዓለምና ኮንካ ዘለኻ።
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Ай бұрын
@@weldenegodguad4974ከም መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዓለም የለን ክትርድኦ ዓቕምኻ ኣይኮነን፣ ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ተንቀሳቃሲ ሬሳ ኢዩ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
@@yoditsemere9427 እንታዴኺ ድኣ ቀሪጹኪ ተሰዲድኪ💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@erina2932
@erina2932 Ай бұрын
ወያነ ከዳዕ ጥራይ ኣይኮነትን ኣነ ስም ኣይረክበላን እየ
@samuelkidane-ve4nm
@samuelkidane-ve4nm Ай бұрын
ሰላም ኤፊ ጅግና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ
@Eri61-
@Eri61- Ай бұрын
Good job thank you for your service ❤️🇪🇷
@user-le7qt7yk4g
@user-le7qt7yk4g Ай бұрын
Eritrawnet kubur mennet 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪💪
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
ክቡር መንነት ስለዘለካ ድዩ ነቲ ዝሓሰረ መንነት ናይ ዓለምና ርዒምካዮ ዘለኻ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@hayatmohammud7261
@hayatmohammud7261 Ай бұрын
Good jop bor ❤️❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyobmengstab5939
@eyobmengstab5939 Ай бұрын
ኤፊ እንቃዕ ብሰላም መጻካ
@xxcxd880
@xxcxd880 Ай бұрын
መርሓባ ኤፍረም ⭐🎤🇪🇷🙏❤👌☝🇪🇷24-5-24🌹✋
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@user-fb1kn7yk2n
@user-fb1kn7yk2n Ай бұрын
Happy Independence Month to all my fellow Eritreans around the globe. Respect & honor to our Eritrean Defense Forces. I salute you, warriors. "AWET N'HAFASH." 🇪🇷 ❤🙏
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
ንዓ ኣማውተና እዮም እዮም ዝብሉኻ ዘለው ኣታ ሕልና ኣልቦ።
@user-fb1kn7yk2n
@user-fb1kn7yk2n Ай бұрын
@weldenegodguad4974 I've been there, done that, and am proud of it. I'll do it again without hesitation if and when necessary and duty calls. An Eritrean is always ready, locked, and loaded for his/ her beloved country. "AWET N'HAFASH." 🇪🇷 ❤️🙏
@user-dy1tk9ce5k
@user-dy1tk9ce5k Ай бұрын
ሰላም ሰላም ደኪ ኤሪ ኢዞም ሓዳኣት
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej Ай бұрын
God bless you brother and all ❤️💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlgaTekle
@AlgaTekle Ай бұрын
💯❤️🇪🇷🇪🇷❤️💯❤️🇪🇷
@tintnohadgu1819
@tintnohadgu1819 Ай бұрын
Merheba
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@yohannestewolde8152
@yohannestewolde8152 Ай бұрын
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bicherzere6312
@bicherzere6312 Ай бұрын
❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ...... weyaneti shetaweinti hasawiìiiiiiiiiiti gezom tirihak na Junita
@baqr4383
@baqr4383 Ай бұрын
❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@goitomgebremedhin8131
@goitomgebremedhin8131 Ай бұрын
ጎረበትና፡ ኩሎም፡ ከድዓት፡ ሓሰውቲ፡ ሓሳዳት፡ ክፉአ፡ ብፍላይ፡ ካብዛ፡ ጭፍልቕቲ, ወረዳ፡ ትግራይ፡ ዝወጸት፡ ወያነ,። ንሕናስ፡ ሳላ፡ ጀጋኑና፡ ሰራዊት፡ ኤርትራ፡ ድሒንና፡ አምበር፡ ሬኤዎን፡ ሶማልያን፡ ሱዳንን፡ ደቡብ፡ ሱዳን፡ ኣበይ፡ ከምዘሎዋ። Viva Eritrea 🇪🇷🇪🇷 Viva EDF ❤️🇪🇷 ✋👋 EMNA bravo 👍
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Ай бұрын
Thanks wedi Erey jigina. ምስ ወያነ ሰላም ክርከብ ኢንተ ኮይኑ ዶቢና ክሕንጸጽ አሎዎ።ዘለና ወፉና ዝከፍልና ከፊልና ዶብና ክነድቆ አሎና።
@bicherzere6312
@bicherzere6312 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@fsahaamlakhu2761
@fsahaamlakhu2761 Ай бұрын
🎉🎉🎉❤
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 Ай бұрын
👍
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@timnithaile2529
@timnithaile2529 Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@wediEritrea
@wediEritrea Ай бұрын
ብጻይ ኤፍረም ግደይ ንEMNA ወኪልካ ብእተቕርቦ ታሪኻዊ ዛንታ ኤርትራ መዳርግቲ የብሉን'ሞ፡ ይቐንየልና ምባል ኡዃ ኣባና ኤርትራውያን ልሙድ ተዘይኮነ፡ ብጣዕሚ ይቐንየልና ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@tintnohadgu1819
@tintnohadgu1819 Ай бұрын
Tikikil
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 Ай бұрын
ዓወት ንሐፋሽ ✊🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷
@user-dy1tk9ce5k
@user-dy1tk9ce5k Ай бұрын
ኢዞም ሓዳኣት ኮሎዎ ሰላም የለን
@kidaneengida3063
@kidaneengida3063 Ай бұрын
ኤፍረም ታሪኽ ኩዓቶ አዞም ኣርካናትና ከለው ሓደራ u s a ቕንየለይ
@alexjohn996
@alexjohn996 Ай бұрын
Eza HASAD kilil AKELDAMA lomis kulaya. Hasad kilil selam zbihal aytdeln zela
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 Ай бұрын
ማለሊት ካብ መጀመርትኡ ዕላማ ዘይነበሮ ካብ ድንቁርናን ዓሌታዉነትን ዘይተላቐቐ ቁንጮ ዩ ኔሩ ሳላ ሻዕብያ ዘይሓሰብዎ ኣብስልጣን ደይቦም ዓስቢ ጥልመቶም ከኣ ጽብቕቲ ዉቅዒት ረኺባም ኣለዉ እንተ ካብ ትግራዋይ ሰናይ ምምናይ ግን
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
እዛ ዋዓግ ውድብ ጥራይ አይኮነትን ብዓባእታክልል መድሐንታ ካሕዳም እዮሞ ዝጥዕይ የብለምን ሕጅ ግን ያአክለና ዶና ሐጺርና ቢኢጋማ ዝአቱው ዝወጽ ምግባራሞ ተወሳኪ ናይ ኩሉ ዕዳ ከነክፊላ አለና ዕዶአም ከይ ከፊሉ ንዓና ኩሎም ቢሂራት ሐደ እዮ እቲ ባሕሪ ክብል እቲ ቆዳር ሐደ ኢና ባሕሪ ናይና እደበለ ተሽጥኩም ዕዳ አይትከፉሉን ንዝብሉ ከደምቲ ሰፊ ዘይብል አብ ልዕሊታ ብገምጃዓ ዕዳ ከም ዘለዋም ከነናዝዝም አለና ሽሕ ግዜ ተኮነ ሕያዋይ አይትእመኖ ትግራዋይ ዝበለትኒ ዓባየይ ዘኪረ ።
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
ከም ኤርትራውያን፡ እቶም ኣብ ታሪኽ ኣጸቢቖም ዝፍለጡ መርዛማት መንሽሮ ተጋሩ ዘይንቡር ኣካይዳ፡ ክሳብ ክንደይ መታለልቲን ቅንዕና ዘይብሎምን፡ ዘይናቶም ክምነዩ ወይ ክሰርቁ ከም ዝፈትዉ ብሓቂ ዶ ይገርመና?
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Ай бұрын
በጀካ ስፍሪ ዝተራእየ ይለን ፋሕፋሕ ክሕደትን ቃጻ ን እዩ ነይሩ
@hiwotmehari8015
@hiwotmehari8015 Ай бұрын
Nzemenat ne Hizbi Eritrea Kitreru kedmyu zenebru rgumat gorebet psychopathes.Nfasom aylakheyena
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ክሕደት ዝኣመሎም መራሕቲ እዛ ንዘመናት ብድክነት ትሳቀ ዘላ ኢትዮጵያ ቶንኮልን ክፍኣቶም ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ንምውራርን ንምግባትን ዘይፈተንዎ የለን እንተ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ሓይልታት ምክልካልን ዘፍ ኣቢሉ ስዕሮቶም ኣሰኪሙ ንጭፍራን መራሕታን ትሕቲ መሬት ኣስፊርዋ ይርከብ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Menkem10
@Menkem10 Ай бұрын
Hne mfday trah Kurub tesebe hji aykonen zerbaeee
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
እዞም መርዛማት መንሽሮ ተጋሩ፡ ፖለቲከኛታቶም ወይ ካህናቶም ሓዊስካ፡ ክዳን በጊዕ ዝለበሱ ወካርያን ዝብእን እዮም፡ ኤርትራ ግን ኩሉ ግዜ ኣንጻር ኩሎም መርዛማት ተጻባእቲ መንሽሮ ክትዕወት ​​እያ::💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
ኣታ ጋዜጠኛ: እታ ናይ ተፋራረድ መዓልቲ ምስ መጸት "ተኣዚዘ" ከምትብል ካብ ሕጂ ይፈለጥ። ህግደፍን ጭፍሩኡን ግን እንትርፎ ክጸልኡ ንኻልእ ቁምነገር ዘይተፈጥሩ ናይ ዘመንና ትሕቲ ሰብ ኢኹም። ኣብ መሬት ትግራይ ንልዕሊ 100000 ሬሳታት ቆልዑን ሽማግለታትን ገዲፍኩም መጺእኩም ክተብቅዑ ሕጂ ንሓደ ኣረጊት ኢትዮጵያዊ መራሒኹም ክሳብ ዝመዉት ኣብ ስልጣን ንኽተጽንሑዎ ኢልኩም ከም ቀደምኩም ጽልኢ ሰቢኽኩም ከም ብሓድሽ ኣብ ደማዊ ኩናት ክተእትውና ሃለውሎው ትብሉ ኣለኹም። እዛ ናይ ወዲ ገብሩ ደርፊ ንጭፍራ ህግደፍ እያ ተደሪፋ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙 🌿
@TemesgenTafere434
@TemesgenTafere434 Ай бұрын
Eritrea xxxx😅
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️ #shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 8 МЛН
The day of the sea 🌊 🤣❤️ #demariki
00:22
Demariki
Рет қаралды 93 МЛН
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 12 МЛН
КАРМАНЧИК 2 СЕЗОН 7 СЕРИЯ ФИНАЛ
21:37
Inter Production
Рет қаралды 427 М.
He has no power to use all tomato 🍅 🤣
0:15
LikvoFam
Рет қаралды 3,3 МЛН
НАДЕЮСЬ ОН ВЕРНЕТСЯ С АВТОСЕРВИСА 😂😂😂
0:40
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 1,5 МЛН