EMNA እዞም ጸጉሮም ዝጠውዩ መንእሰያትና፡ ቶግ ምስበለት ንመስዋእቲ ዘይፈርሑ'ዮም። ኣብ ውግእ ዕንደራ ወያነ፡ ጅግንነቶም ርኢናዮ ኢና ERITREAN HISTO

  Рет қаралды 4,362

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 37
@ዓላTube
@ዓላTube 14 сағат бұрын
Welcome back Tegdalay mahmed nur idris 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlayGere
@AlayGere 7 сағат бұрын
ኤፋር ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ስለ ኩሉ ጻዕርኻ ክብርን መጎስን ንዓኹም ይኹን ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትናን ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ❤❤💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@znkidmit
@znkidmit 7 сағат бұрын
ኣቤት ቃላት ኣቦና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ረቢና፣ ኣዚና ኢና ነመስግን ኣያና ኤፍሬም ግደ፣ ሃገረ ሸዕብያ ሃገረ ሰማኢት ሃገረ ጽንዓ ሃገረ ኲርዓት፣ ንበሪ ክበሪ ኤረይ ኣደ ፍቅሪ፣
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 9 сағат бұрын
መርሓባ ኢፍሬም ሓውና እቲ ከይተሓለልካ ትገብሮ ዘለኻ ታሪኽ ምስናድ ፡ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መሳርሕትኻ 🙏🙏🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Yersalem858
@Yersalem858 8 сағат бұрын
ክብርን መጎስን ንዓኩም ይኩን ሳላኩም ኤርትራውያን ተባሂልና ዋላ ኣብ ስደት ንሃሉ ኣፍ ልብና ነፍሕና ባንዴራና ነንበልብላ ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩን ክብራት ኣያታትና❤
@robielyakob671
@robielyakob671 11 сағат бұрын
Betami nmesgenka Gazetena Efriem Geda tarikna kemzi Gerka zemxekalna qexelo thank you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@daniel.j9062
@daniel.j9062 2 сағат бұрын
Eternal glory and eternal gratitude to all our martyrs and all our heroes for all their sacrifices and resilience!!🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏✨️
@HabtislaseTukue
@HabtislaseTukue 9 сағат бұрын
ደኪምና ከይበልኩም ንትገብርዎ ምአካብ ታሪካዊ ትሕዝቶ ጀጋኑ ኤርትራውያን ካብ ልቢ አዳመስገንኩ ኢየ።
@araiafamily5328
@araiafamily5328 4 сағат бұрын
Kbrn megosn njeganuna wetru Awet nhafash ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DawitAsmerom-b8m
@DawitAsmerom-b8m 13 сағат бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉ዓቢ ታሪኺ
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 13 сағат бұрын
MERHABA !!!!
@wedikeshi5322
@wedikeshi5322 13 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@GhidaySequar
@GhidaySequar 12 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 12 сағат бұрын
ኣብ ታሪኻዊ ቦታታት ተረኺብኩም ምስናድኩም ፍሉይ ምስጋና ይግባኣኩም፡ ክትቅጽሉዎ ድማ ተስፋ ንገብር። ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኡኣትና
@alemsemere5056
@alemsemere5056 13 сағат бұрын
ተዘክሮታት ሐርበኛታት ኤርትራ አብ ጀጋኑ ዝወደቅሉ ታሪኻዊ ቦታታት።
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl 11 сағат бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@edenpazom9452
@edenpazom9452 13 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌲🌲🌲🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@S.revolution
@S.revolution 10 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤Efrem
@Weldezghi
@Weldezghi Сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SimonFilimom
@SimonFilimom 12 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 13 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonas5644
@yonas5644 12 сағат бұрын
😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷👑👑👑👑
@embayewedi4002
@embayewedi4002 11 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@JacobNayadina
@JacobNayadina 13 сағат бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@AmbessaAmbessa21
@AmbessaAmbessa21 9 сағат бұрын
ስለም ደቂ ኤሬይ ጻዓዱ እዛ ናይ ዓንሰባስ ገና ዘይተበርበረ ኣሎ ገና ዝተረስዕ እሎ ዓቢ ታሪኽ ክብርን መጎስን ንስዋኣትና 🇪🇷👍🏼🎉
@nugusearey3923
@nugusearey3923 8 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aberehamtegaygelegaber7404
@aberehamtegaygelegaber7404 11 сағат бұрын
Nemesgineka Efrem Gide
@HenokDaniel-lh8jn
@HenokDaniel-lh8jn 12 сағат бұрын
እዞም ጸግሮም ዝጠውዪ ትብል ቃል ተጸቢናያ ኣይሰማዕናያን ስለዚ ሰብ ከይጠራጠር ናቱ ኣርእስቲ ሃብዎ EMN
@bereketzerezghi8498
@bereketzerezghi8498 11 сағат бұрын
መጀመርያ ስምዓያ ሞ ደሓር ትነቅፍ፡ጸጉሮም ኣብ 15.30 ስምዓዮ ሞ ካኡ ትዝረብ ክቡር ሰብ
@elsat792
@elsat792 10 сағат бұрын
👋🙏👏🎄💕🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕✊
@SrihtFenqlSrihtFenql
@SrihtFenqlSrihtFenql 12 сағат бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ።ህዝባዊ ግንባር ሓያል ስነሓሳብ ዝውንን ውድብ ሰሪሐና ዘይብል ሰውራ ።ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ። ቀጽሎ ኤፍርዮም ግደ ጽቡቅ ታሪክ ንእሽቶይ ወለዶ ታሪ ክ ኤርትራ ክፈልጦ ብግቡእ ። መክንያቱ ዘታሪኮም ዝሰርቁ ጎሮባብቲ ኢናዘለና። ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ። 9 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ከም ሓደ ስድራ ኣብ ሓደ ማኣዲ ዝምገብ ከም ሓደ ስድራ ኣብ ውዑይ ዝሑልን ብሓንቲ ትርግታ ዝብገስ ሃላል ህዝቢ ክብርን ሞሳን ንህዝቢ ኤርትራ!!!ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።
@AmanielTemnewo
@AmanielTemnewo 2 сағат бұрын
እፉ ሐዉና ከማኻ ምሃር ኢኻ ወዲ ጂግና ጂግና እዩ ዝኸዉን🇪🇷🇪🇷🕌🫶⛪️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏
@temesghengoita5542
@temesghengoita5542 5 сағат бұрын
ንሓደ ዓርክና'ሲ ሰበይቱ ከምዚ ክትብል ሓቲታቶ: ብኸመይ እያ ኤርትራ ታሪኽ ጀጋኑኣ ንምዝንታው ልዕሊ ካልኦት ሃገራት ሰፊሕ ዕድልን ጊዜን ክትረክብ ክኢላ? ዓርከይ ዝመለሰላ መልሲ ብጣዕሚ ዘገርም እዩ። ንሱ ከምዚ ከምዚ ዝስዕብ በላ። "ካልኦት ሃገራት ንጊዚአን ዝሻሞ ብዙሕ ነገራት ኣለወን: ንኣብነት ጉዳይ ቁጠባ ኣሎ: ጉዳይ ህንጻ ሃገር እሎ: ጉዳይ ህዝቢ ኣሎ: ጉዳይ ትራንስፖርት ኣሎ: ጉዳይ ምትእትታው ቴክኖሎጂ ኣሎ: ኮታስ ብዙሕ ነገር እዩ ዝውጥጠን። ኤርትራ ግን ኣብዚ ኹሉ ስለ ዘየላ ታሪኽ ንምዝንታው ጥራይ እኹል ጊዜ ኣለዋ"።
@girmaytesfamariam8974
@girmaytesfamariam8974 5 сағат бұрын
Merhaba.selam girmay tesfamariam( manjus) efrem bmen kjimr msgana .baka de .walas b mehamed nur bxayey ayay memhrey .wlas betom weledna ..ab sdet konka zabekalu ktri emoka (kebid eu..efrem. mahari fnchi hibka alo ..temahro betmhrti sewra jon srafial tafla senayt .buzuhat..kab sahe mexom..zemet mexom ab mongo klte hawi tekekirom zmeharuna ..bhiwet alowu ..ab hagerna mare nay sahe betmhrti neru azu flut ..dergi ms hazo ab 85 ..kulu temaharay 80/.nmeda keydu ane hade kabom eye ..berbro bflay neti betmharti buzuh mekera zehlefe eu..azyom bluxat .jeganu zfreye .zesewean eu .berbro..
@berhanedesta1051
@berhanedesta1051 6 сағат бұрын
ንሞት ኣይፈርህን ክክክ እንታይ ምርጫ ከ ኣለዎም ደቅኩም ኣረክቡ ኢልኩም ገዛን ስድራን እንዳ ዓጸካ ዝተገፈፉ ሲ ኣይፈርሁን 😂😂 ርግጸና የ ኤፍረም ደቅካ ኣብ ድፋዕ ከምዘይርከቡ
@mengisteabbelay639
@mengisteabbelay639 24 минут бұрын
Anta Wedi ghafa haswet leba
ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary
36:03
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 13 М.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
Yonas Maynas - Yrey / ይረይ (Official Video) - Eritrean Music
4:42
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН