EMNA1 ህልቂት ኣብ ገዳማት ኤርትራ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 4,740

EMNA 1

EMNA 1

Күн бұрын

EMNA1 ህልቂት ኣብ ገዳማት ኤርትራ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 58
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 4 ай бұрын
ዘይንፈልጦ ዝነበርና ታሪኽና ከምዚ ገይርኩም ምቕራብኩም ክብሪ ይሃብኩም ኣንባቢትን ኤፋርን፣ ንድሕሪት መሊስኩምና ኩሉ ዘሕለፍናዮ ተራኢና ረሳዕቲ ኣይንኹን ህዝበይ❤❤❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 4 ай бұрын
ዘይፈለጥና ንፍለጥ፡ንፈልጥ ክንስና ዝረሳዕናዮ ድማ ንዘክር! ✊🏿🇪🇷🐪
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 4 ай бұрын
መርሓባ 🇪🇷ዮሃና ኤፍሬም ሰላም ደቅ ኤረይ ኤርትራ ንኤርትራውያን ዕድመን ጥዕናን
@lemlemselomon7824
@lemlemselomon7824 4 ай бұрын
RIP my people, very sad dergi Ethiopian soldiers committed such a horrible crime against innocent Eritrean peoples, church, monasteries nuns and priestess. It's so hard to believe all the crimes they committed against our beloved country and our resilient people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thank you so much for sharing the story evenhough it's heart breaking news to hear it🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@janbessa7051
@janbessa7051 4 ай бұрын
ኢትዮጵያ ወላዲት ድያብሎሳት ሰተይቲ ደም ንጹሃን ህዝብና!
@tewelde9778
@tewelde9778 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንኣቅራብን ኣንባቢት ዛንታ ግፍዕታት ጸላኢ ካብ ልቢ ነመስገን ፡ታሪኽ ይገንጸል!!!!!!!
@adakashay6058
@adakashay6058 4 ай бұрын
አዚ ልዋህ ሕዝብና ሓን ክፈዲ ከማን ኣይትላልን ጎይታ ግን ናይ ኢዶም ኣይሰኣ ኡን ንንሕድሕዶም ይዋደኡ ኣሎዉ ‼️‼️‼️
@sabasimon4736
@sabasimon4736 4 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዕ ዳሐን መጻኹም ሰለ ወቲ ማሃሪን ብሉጽ መደብ ተቕርቡልና ብጣሚ ንመስግን የቐነየልና 🙏🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 4 ай бұрын
ጅግንነት ናይ ኣያታትናን ኣቦታትናን ብሓፈሻ ናይ ህዝቢ ኤርትራ መወዳድርቲ ኣልቦ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mulugeta481
@mulugeta481 4 ай бұрын
What a voice wedi forestall tefeno
@semharbituamlak-zz6nq
@semharbituamlak-zz6nq 4 ай бұрын
Ab eritrea zetfxma gefi ab manem Hager aytfxmen zehzen eu betami amlak neEritrea hagerna yebarklna eritreawnet kibur menenet eritrea nezelalem tenber ketnber eya dema zelalemawi zekeri nesematatna Awet nehfash ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 4 ай бұрын
Deqi erey halalat❤❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 4 ай бұрын
Happy lndependence day❤❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 4 ай бұрын
Eritreawnet kubur mennet❤❤❤
@Tkese
@Tkese 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዝኽሪኔ ወትሩ አብልብና
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 4 ай бұрын
Welcome EMNA & Efrime Gdey
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 3 ай бұрын
👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏 ሓው ኤፍ. ነዚ ወርቃዊ ታሪኽ ብምምጻእካ። ህዝበይ እዚ ዩ ታሪኽና ናይ ትማሊ። ነዚ ረሲዕካ ዕሱብ ምዃን ብምንም ተኣምር ታሪኽና ኣየፍቅድን እዩ። ሓደራ ህዝበይ ታሪኽና እናገንጸልና ዝኽርታትና ነበራብር። ኤርትራውነት ይዓንብብ ይሰስን። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielwater1321
@danielwater1321 3 ай бұрын
ኣበሃህላ ኣየናይዩ ቅኑዕ፧ 1፡ኣልቦ ህድግለነ ዶ፧ ወይ 2፡ህድግለነ ኣልቦ፧ቅኑዕ ኣበሃህላ ኣሰኻኹዓ ቃላት ኣየናይ ቅድም ይመጽእ በቲ ቅኑዕ ኣገባብ እንዳቕረብናዮም እንተንኸይድ፡ ቃንቃታትና ከኣ ቡኡ ምሰረት ቅኑዕ ኣሰኻኹዓ ቃላትን መሳጢ ኣስማዕን ጽፉፍ ኣናብባን፡ ሒዞም ምኸዱሞ ቡኡ መንጽር ከኣ እንዳማዕበሉን ቀዋምን መሰረታውን ቅርጺ ቅኑዕ ኣጸሓሕፋ ማለት ኣሰኻኽዓ ቃላትን ዝህብዎ መሳጥነትንትርጉምን እንዳተለመደ ምኸደ። ቃንቃታትና ከኣ ከምቶም ካል'ኦት ዝማዕበሉ ቃንቃታት ናይ ዓለም፡ ኣብቲ ምዕቡላት ቃንቃታት ናይ ዓለም ዝተቐመጥሉ ኩርናዕ ምተቐመጡ። ስለዚ እምበኣር ሪኢቶይ ምዕቡል ቃንቃታት ንኽህልዉና ዘቕረብክዎ ከረድእ ኢለ ዝሃብክዎ ሓሳብ ምኻኑ ክገልጽ ይፈቱ። ኣዝዩ ረዚን መደብዩ፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራኣይተነግረን እምበር ዘይተገበረ ኣረሜናዊ ግፍዕታት መግዛእቲ ብፍላይ ከኣ ናይቶም ዲሒሮም ዝመጹ ስርዓታት ሃይለስላሰን ደግን ኢትዮፕያውያን ስርዓታት ብቕድመ ተኸተል ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ኣሰቃቒ ግፍዕታት መዐቀኒ ዘይብሉ ብቓላት ክትገልጾ ዘጸግም ብዓይነቱን ብዝሑን ኣረሜናዊ ስድራቤታት ዘጽነተ ኣስካሕካሒ ተግባር ኢልካ ጥራይ ኢኻ ትሓልፎ! ቀጽልዎ ታሪኽና ክንፈልጥ የቐንየልና ክንብል ንፈቱ።
@alayeesami
@alayeesami 4 ай бұрын
እዚ ዓይነት ታሪኽ ብኢንግሊዝን ኣምሓርኛ ተዝትርጎም ጽቡቅ ኔሩ። እዚ ክፋልፈልጥዋ ኣለዎም እዚ ግፍዕታት ዘውረዱልና ከሙኡውን ናትና ዝኮኑ መንእሰያት ኣብ ስደት ዝተወልዱ ናይ ቓንቓ ድክመት ዘለዎም ክሰምዕዎ
@MattiNoahSR
@MattiNoahSR 4 ай бұрын
ኣቤት እወ ኣብ ህዝብና ዝወረደ ዘስካሕክሕ ግፍዒ, ህዝብና ዓቓል, ሎሚ ከኣ ነዚ ኩሉ ደምሲስካስ ናይ ጎዶቦ ተዳናጋጺ ክትከውን, መሰታይ ተበራበር, ህዝብና ዝሓለፎ መከራ ኣስተንትን እሞ, ብታሪኽካ ታሓበን ኣሰር ኣያታትካ ተከተል. ክብረት ይሃበልና ( ንተቅርቡልና ኩሉ ማሃርን ታሪኻውን መደባት ሓውናን ኣያናን ኤፍሬም ግደ ብልቢ ኢና ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@m.t6772
@m.t6772 4 ай бұрын
ንሕና ዓያሹ ኢና እዚ ኩሉ ግፍዒ በጺሑና እንከሎ ስለዘይተጸባጸብና ዳግማይ ወከፍ ግሐ ጸብሐ ባሕርና እንመልሰሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኮነን እናበሉ ክዛረቡ እንከለዉስ ካብ ምስማዕ ዜሕምም ነገር የለን። ኣዳለውቲ መደብ ቀጽሉዎ ስማእታትና ክዝከሩን እቶም ሓረድትና ክመሃሩሉን። ብቋንቁኦም እንተዚኸውን እውን ዚበለጸ ምኾነ።
@hiwetgebrezgabiher-xo7zz
@hiwetgebrezgabiher-xo7zz 4 ай бұрын
Selam. Nay eziom aremawyan kndey elka kxbxeb. Gin hiji kem edom tefedyom alowu. 👍❤️👍❤️👍❤️
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 4 ай бұрын
Selam..deki.erey ❤❤❤❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 4 ай бұрын
Merhaba EMNA 1❤❤❤
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Ай бұрын
Welcome Efrom hawey 🇪🇷 ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfaigebreyohannes3745
@tesfaigebreyohannes3745 2 ай бұрын
ገዛእቲኢትዮጵያውያን ዘውረድዎ ግፍዕን መከራን ስ ቃይን ጽንተትን ብጣዕ ሚ መሪር እዩ
@NighistiTekeste
@NighistiTekeste 4 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💯🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴Aziku gfe nlmatna ayu deki Erey
@edenpazom9452
@edenpazom9452 4 ай бұрын
ዓክ እዚኦም እዲዒ ብከመይ ክርሳዕ አሪሚን ህዝበይ ሕነ ፊዳይ ህዝባዊ ግባር ንበረለይ ክበረለይ
@abessamaria4155
@abessamaria4155 4 ай бұрын
Eway chekane adges adge da abe tarek kexelewo deke Eri🎉🎉❤️❤️
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 4 ай бұрын
❤❤❤
@eessyassamiel7030
@eessyassamiel7030 3 ай бұрын
ኣበይ ክንረክባ ንክእል ካብ ኤርትራ ወጻኢ
@meazahabtemariam7966
@meazahabtemariam7966 4 ай бұрын
Ewy besmam hji koinu ysmaka
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 4 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@tesgewayniweldetense
@tesgewayniweldetense 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹❤️🎉🎉🎉🎉🎉
@GhidaySequar
@GhidaySequar 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nohisack7796
@nohisack7796 4 ай бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 4 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ እሞ እንታይ ዘይተፈተነ
@mulugeta481
@mulugeta481 4 ай бұрын
Toooiii long commercial
@SelamMaekele
@SelamMaekele 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@sere6279
@sere6279 3 ай бұрын
🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰👍
@Aman80770
@Aman80770 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@luciaiyasu3342
@luciaiyasu3342 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🐪🐪🐪
@galaxy7056
@galaxy7056 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@fitsumgebremichel133
@fitsumgebremichel133 4 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@GebremariamTesfamariam-yx3fu
@GebremariamTesfamariam-yx3fu 4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AziebAbraham
@AziebAbraham 4 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉
@fitsumgebrehawariat1193
@fitsumgebrehawariat1193 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@maekeleberhe6101
@maekeleberhe6101 3 ай бұрын
❤❤❤
@Flower-p1u
@Flower-p1u 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@mysweethomeshow4094
@mysweethomeshow4094 4 ай бұрын
❤😂😮
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 4 ай бұрын
ነንብባ እዛ መጽሓፍ መሳጢትያ ናይ ብሓቂ
@eessyassamiel7030
@eessyassamiel7030 3 ай бұрын
ኣበይ ክረክባ ይክእል ኣብ Uganda Kampala
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 3 ай бұрын
@@eessyassamiel7030 ይቅሬታ አነ አብ ኤውሮፓየ ገዚኤያ ክሓትቴ ብምንታይ ከምትረኽብዋ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 3 ай бұрын
አብ ቀረባ ግዜ መደብ አሎ ኢሎምና ናብ ካምፓላ
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km 4 ай бұрын
Iziom diom ahwatna ab hawi ni zelalem ynebru. Igziabiher nay seb tefetro zeyadelom bzey milimanen miqtaln sirkin kinebru zeykeilu. Eritreawian libi giberu kab Ethiopiawian ruhaqu.
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 71 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 11 МЛН
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 71 МЛН