EMNA1 "ንኤርትራዊ ሰብኣይ፡ ኣብ ቅድሚ ህጻን ወዱ፡ ብኻራ ክሳዱ ሓሪዶም ቀቲሎሞ ከይዶም" ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 6,834

EMNA 1

EMNA 1

4 күн бұрын

EMNA1 "ንኤርትራዊ ሰብኣይ፡ ኣብ ቅድሚ ህጻን ወዱ፡ ብኻራ ክሳዱ ሓሪዶም ቀቲሎሞ ከይዶም" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 77
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንሰራዊት ኤርትራን ከምኡ'ዉን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷✌️ ንሓፋሽ ህዝብና ወትሩ ኣብ ልብና
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 2 күн бұрын
መርሓባ ኤፍሬም ግደ በርባሪ ማህደር ጀጋኑና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉q❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
@tekluhaile5666
@tekluhaile5666 2 күн бұрын
ዘይተነግረ አምበር ዘይተገረስ የለን ::አዚ ኩሉ ኣሕሊፍካስ ተንኮላት ጸላአቲ ምስሳይ ሕጂኸ ንምንታይ ንለብም ኤርትራውያን ሓላዪ የብልናን ብጀካ ባዕልና ::
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 2 күн бұрын
ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ EMNA ,ምስጋናና ይብጻሕኩም። ኩሉ ብግዜ ደርጊ ብዓይነይ ዝረኣኹዎ ስለዝኾነ፡ ኣብ ዝኽርታተይ ተመሊሰ ብንብዓት እንዳተሓጸብኩ ሰሚዐዮ። ዝተበታተነት ኢትዮጵያ ክርኢ ድማ ተመንየ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና። ወትሩ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ።
@genettekeste3951
@genettekeste3951 2 күн бұрын
Izom gifienatat zey teseme imber zeytegebire gifi ab miskin hizbi Eritrea yelon. Thanks wedi Erey jigina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጭካነን ዓመጽን ባህሎም ዝኮኑ ገዛእቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ደርግን ወያነን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘውረድዎ ግፍዒ ኣዝዩ ኣሰቃቂ ብምኳኑ ንሕና ኤርትራውያን ክንርስዖ ኣይንክእልን ኢና: እንተ ብነፍሰ ምትሓት ዝሳቀዩ መራሕቲ ኢትዮጵያ ግን ንግዜ ንግደፎ ዋጋ ኣኪፊልዎምን ከክፍሎምን እዩ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meheretgilamicheal9520
@meheretgilamicheal9520 2 күн бұрын
Deki Eriay Awet Nihafash 🌹🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🙏🙏🌷💐💐👍👍👍🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺
@freweiniberhe4530
@freweiniberhe4530 2 күн бұрын
ኣኣኣኣ ሕሕሕሕ ቅሰኑ ሰማእታትና እታ ዝተበጀኩምላ ሃገር ኣብ ኢድ ዋናታታ እያ ዘላ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ወትሩ ኣብ ሰራውር ደምና እዩ ቅሰኑ ንብላሽ ኣይ ዛረየን ደምኩም ❤️❤️❤️ ወትሩ ኣብ ልብና ኢኹም
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 2 күн бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንፉዓት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉
@GhebreyesusAendemicael
@GhebreyesusAendemicael 2 күн бұрын
ስላም ኣዳለውቲ EMN እዚ ተዘንትዉዎ ዘለኩም ዛንታ ሓቀኛ ዛንታ እዩ እዋኑ ኣብ 1982/3 ከባቢ ዩ ኣብ ዳምባ ኣስታት 20 ሰባት ብ ካራ ተጎዩሆም ብ ገዛአቲ ኢትዮጵያ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ የኣለን ።
@user-xp2mv7do6b
@user-xp2mv7do6b 2 күн бұрын
🎉🎉Congratulations bini 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@semharbituamlak-zz6nq
@semharbituamlak-zz6nq Күн бұрын
Eritrewant kibur menenet kesnu sematatna zelalemawi zekeri nesematatna Awet nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷💗💗💗
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 2 күн бұрын
Bravotat deki erey jeganu eritrawi tariku kfelt tgebrwo delekum megzaeti kebid mkanu kulu eritrawi kfelt alewo ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 күн бұрын
ጨካናት ኣረሜን ጎረቤት ኣብ ልዕሊ'ዚ ፈቃር ልዑል ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምዎ በደል መጻሕፍቲ ዘይኣኽሎ ከመይ ኢልና ክንርስዖ??? ነመስግነኩም EMNA 🇪🇷💖🙏🏽::
@redeyosief3529
@redeyosief3529 Күн бұрын
Atum sebat ezom chekanat shetawnti hager eziom eko ahhhhh abek zkonu gorobit mewaelom eba texawitomlna eidom efdeu alewu dehan zelalemawi zkrn habenn ngeganuna thank you EmN btaemi btzta eina nketatelekum🇪🇷♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@nopenot4058
@nopenot4058 2 күн бұрын
Interesting as always keep doing it Eritrea and Eritrean are watching you.
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
@GoitomFassil
@GoitomFassil 2 күн бұрын
Kubrat adalewti EMNA kulu medbkum yketatelo eye btaemi mehary tarik eu .
@AidaKidane-kp2dg
@AidaKidane-kp2dg 2 күн бұрын
ደቂ እዚኦም ዝሕስዉ ነበሩ እዮም ሕጂ ከኣ ዝፃብኡና ዘለዉ ምስ ዓጋመ ኮይኖም እንተ እዞም ጊዜ ደርጊ ይሓይሽ ሕጂከ ነፃነት ኣበይ ኣሎ ትብሉ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ እዚ ካፍቲ ዝነበረ ብዉሑዱ እዩ 🇪🇷❤️
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 күн бұрын
@Aida ጽቡቕ ኣለኺ። ተመን ርግቢት ኣይወልድን።
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏❤️🙏
@mohammedatta236
@mohammedatta236 37 минут бұрын
❤🎉❤🎉like 👍 ❤
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 2 күн бұрын
Welcome EMNA & Efrime Gdey
@araiafamily5328
@araiafamily5328 2 күн бұрын
Zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna, kbrn megosn njeganu merihnetnan hailtat mklkalnan Awet nhafash ✊️ 🇪🇷 ♥️
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 2 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@brhanalem5387
@brhanalem5387 2 күн бұрын
እዋይ ህዝብና ኣጽኒቶምና እኮ ! እዚኣኦም ዘይፈጸምዎ ግፍዒ ዘየለ ይገርም እዩ ህዝበይ በዚ ከያኽሎም እኮ ስጋብ ሕጂ ይደግሶም ኣሎ ኣምላኸይ ንህዝብናን መርየትናን ባርኽ ንሕና ካ ኣ ኢድን ጓንትን ክንከዉን እዩ ዘለና ዘይምህማል ኣቦታትናን ኣደታትናን ብክንደይ መስገደል እዮም ኣምጺኦምልና ኢሞ ምስ ዝነፈሰ ዘይምንፋስ❤
@user-xn6pl6ep1o
@user-xn6pl6ep1o 2 күн бұрын
SELAM.SELAM EFREM GIDEY ERETREAN ERETREAWENETIN NEZEĹALEM YEMBIB. 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷🤲🇪🇷🤲🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🤲🇪🇷🤲🇪🇷🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🇪🇷
@galaxy7056
@galaxy7056 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤👍👍
@asmerethadgu9816
@asmerethadgu9816 Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Aman80770
@Aman80770 2 күн бұрын
❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤
@anvarpulatov2072
@anvarpulatov2072 2 күн бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖✊🏽::
@afomesata3808
@afomesata3808 2 күн бұрын
ታሪኽ ክትስንድ ከሎኹም ናይቲ ቦታ ትትርኽሉ ዘለኹም ስእላዊ ምስሊ እንተ ትጥቀሙ ኣዚዩ ምጣዓመ፣ ምስ ሙሉእ ምስጋና።
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 2 күн бұрын
❤❤🎉🎉
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 2 күн бұрын
እዚ ታሪኽ ኣብ ዳምባ ስሓርቲ ግዜ ደርጊ 1981 ንግደት ምኪኤል ምዓልቲ ኢዮም ጦር ሰራዊት ኣትዮም 33 ሰባት ሓሪዶም ድርጊ ንዳምባ ከም ንእሽቶ ሳሕል'ዩ ዝርእያ ኔሩ
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 2 күн бұрын
ሰላም ክብቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏❤️
@S.revolution
@S.revolution 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@tesfie
@tesfie 2 күн бұрын
Xbuq srah wedi jeganu
@user-pd4if5xz4x
@user-pd4if5xz4x Күн бұрын
Eway hezbey zerkebo 🇪🇷
@user-mx6nj5zn8k
@user-mx6nj5zn8k 2 күн бұрын
🙏🙏🙏
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 2 күн бұрын
😥😥😥😥😥🇪🇷😥😥
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 Күн бұрын
Haaaaa Amlke hasdateee gorebete hebena fetre🥲🥲🥲🥲Eritrea Amlaken seben alwaa👉🇪🇷👉💯👉🙏🙏🙏
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 2 күн бұрын
Eritrean ppl they've gone through a horrible experience.
@tsigetekle8512
@tsigetekle8512 2 күн бұрын
Kindly miret half kbri nsemaetat
@zeromwedihamele2230
@zeromwedihamele2230 Күн бұрын
እቲ ታርኽ ብግቡእ ክሓልፍ መታን እቲ ስሊ ናይቲ ትትርኽዎ ዘለኹም ቦታ ተጠቀሙ።
@sabasimon4736
@sabasimon4736 2 күн бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ እነቋዕ ዳሐን መጻ ኹም እዚናይ ሎሚ ዘቕረብኩሞ ዘሔዝን ፍጻሜ ንደሕሪት ይመለሰካ አብ ሙሉእ ኤርትራ ብደርጊ ግዜ ዳርጋ ዘይተተንከፈ የለን አሰቓቒ ሂወት እዩ ኔሩ እዚ ንኡሰ ወለዶ ነዚ ኩሉ ጊዜ ክሰምዖን ክፈልጦን ጽቡቕ ዩ ምኽንያቱ ዕድልኛ ዩ ብኢቶፒያ አብ ልዕሌና ዝተገበረ ዓይነት ግፍዒ የለን ሳላ ህዝባዊ ግምባር ብሉጻት የሕዋትና ከፊልና ነጻነት ረኺብና ክብርን ሞጎስን ንሰውአትና ተመሰገን አምላኽ ኢልና የቐንየልና ደቂ ኤረይ 🙏🙏🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 2 күн бұрын
Dergi tselae eyu kab tselae senay aytsbeyn eka ab selam gize behwatom ab kdmi deqom zhredu delewuke? Gele belu?
@edenpazom9452
@edenpazom9452 2 күн бұрын
ክትመጽ ከለኩም ከመይ ድየ ዝሕጎስ ደቂ ኢረይ ሓላላት ታሪክና ንክንፊልጥ ትገብርዋ ዘለኩም ነመስግን ተፊልፊሉ ዘይውዳእ ታሪክ ዘለና ኢና ኤሪትራ ንኤሪትራዋን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tekleabmeles2922
@tekleabmeles2922 2 күн бұрын
ሰላም ኣዳለውቲ መደብ ዛንታ ታሪኽ Emna 1። ብመጀመርያ ንተቅርብዎ ዘለኹም መደባት ብጣዕሚ ነመስግን ቀጽልዎ ድማ። ኣብቲ ታሪኽ ከተዘንትዉ ከለኹም ግን ኣብ ትዝታ ዘእቱ ደስ እንዳ በለካ ትሰምዖ ክላሲካል ሙዚቃ ኣሰኒኹም ተተቅርብዎ ዝያዳ ሰሓቢ ምኾነ። ብዘይ ክላሲካል ሙዚቃ ግን እቲ ዛንታ ሰሓቢ ዘይኮነ ኣሰልቻዊ እዩ ዝኸውን። ውልቃዊ ርእይቶይ እዩ የቀንየለይ።
@bokreyohannes7502
@bokreyohannes7502 2 күн бұрын
ኩብራት ተርኽትን ጋዜጠኛታት ኩቡር ጋዜጥኛ እፍረም ግደ ልብና ኣረስሪስካዮ ምኽንያቱ ጆነሳይት ብትብል ቃና ደንዚዝና ኣርሚምና ካብ ባዕልጣፍሲ ባዓል ኣፍ ኮይና ዝተግብረን ዘይተገብረን ሕቂ እዳምሰሉ ባዓል ኣምሰሉ ቡዙሕ ሪናን ሰሚዕና ኢና ብዘየግድስ ሓንቲ ማዓልቲ ሓቂ ክትጋሃድ እያ ዘይሓልፍ መሲሉዎም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብሓሶትን ጥቀነን ዝውርድዎ ዘለው ግፍዒ ክኽሽሑ እዮም ብዚ ኣጋጣሚ ንኤፍረም ሓውናን ምሳርሕትካን ኣብስራሕኩም ኣስልጦን ጥዕናን ይምነ ናይ ዓዲ ቐረጽ ኣጋጣሚ ዕድል ርኪቦም እበር ኣብ ኤርትራ ኣብነውሰወክፍ ዓዲ ግፍዒ ሓይተፈጸማ የለን ማዓስ ክጽሓፍ እዩ እድዒ
@mebrakrussom6194
@mebrakrussom6194 2 күн бұрын
Nay higdef zgebro zelo gifitat ke kelil dyu
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 күн бұрын
@ mebrak ጭብጢ ናይ ግፍዕታት ህግደፍ ክተምጽኢ ወይ ክትጠቕሲ ስለ ዘይከኣልኪ መካፍኢትን ሐሳዊትን ኢኺ።
@kidantekle2443
@kidantekle2443 2 күн бұрын
Hasawi what are you doing here 👹👿 this is 🇪🇷 channel buda
@BAHLI_
@BAHLI_ 2 күн бұрын
Gexka trhak hasawi
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 2 күн бұрын
@bahli ንስኻ እባ ገጽካ ትርሓቅ ሸውዓተ ማዓምይቅ ስፈር ምስ መዕበይኻ ጥፋእ
@m.t6772
@m.t6772 Күн бұрын
ናይ መንኣዴኻ ሓሳዊ ወዲ ጦር ደኾን ኢኻ ጃሱስ።
@yonasnegassi8271
@yonasnegassi8271 7 сағат бұрын
ወዲ ምልሻ ስርናይ ካብታ ንፈልጣ ዓዲ! ረሳሕ ዘርኢ።
@m.t6772
@m.t6772 6 сағат бұрын
@@stighehanaghebreyesus1696 ካብ ከምዚ የድሕነና ጠፊኦም ኣለዉ።
@user-lq8dm9qh9k
@user-lq8dm9qh9k 2 күн бұрын
እታይ ግበሩ ትብሉና ኣለኩም ሕጂ ኣብ ደም ንእንበር ኣብ ሕሉፍ ክነብር ዩ ምርጫኩም ሞ የለን ምንእሰይ ልቢሙ ዩ ሊእለኩም ገበነና የለን
@genettekeste3951
@genettekeste3951 2 күн бұрын
Eritrawi intekonka hiluf gifiawi tarik iyu yimlketeka iyu kitsemo Aymilketenin intelka Eritrawi aykonka aytismayo...
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 күн бұрын
ኣንታ ቆማል ዓጋመ እንታይ ትብል ኣሎኻ? እዚ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ኤርትራውያን ዝፈጸምክሞ ኣረሜንነት ዝርስዖ ኤርትራዊ የለን: ኣንቱም ሸይጣውንቲ ጎረቤት ጸሊም'ዩ ታሪኽኩም ንዘልኣለም::
@user-lq8dm9qh9k
@user-lq8dm9qh9k 2 күн бұрын
@@genettekeste3951ስምዓኒ ሞ ክቡር ሓወይ ዛሓለፈ ኣይ ረሳዕክዎን ኮ ኣብ መላእ ህዝብና ጽሊም በሰላ ዩ ሞ ኣብ ደም ክነብር መዋእልና ንሱ ዱ ዲለትካ ብመጻኢ ወለዶ ክንሓስብ ኣለና ህግደፍን ደርግን ዝፈላሊ የብሎምን ኩሎም ሓደ ደርጊ ኣብ ቅድሚ ሰብ ይቀትለካ ህግደፍ ብሕቡእ ይቀትለካ
@user-lq8dm9qh9k
@user-lq8dm9qh9k 2 күн бұрын
@@ghenetmedhane9515 ኣታ ሕማቅ ህግደፍ ዓጋመ ትብእል ጸርፊ ኣብ ማዓኮርኩም ዳ ተወቂጣ አረትራዊ የ ወደባት ኣብ ጎንደር ዝተወለድኩም ሕሉፋት አረትራዉያን ኣይ ትኩንልና
@kidantekle2443
@kidantekle2443 2 күн бұрын
Budatat 🙈👿👹👺👹wusue kabzie this is Eritrea channel
@melodinamagdalinastrahl2532
@melodinamagdalinastrahl2532 Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 2 күн бұрын
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤
The joker's house has been invaded by a pseudo-human#joker #shorts
00:39
Untitled Joker
Рет қаралды 13 МЛН
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 17 МЛН
КАРМАНЧИК 2 СЕЗОН 7 СЕРИЯ ФИНАЛ
21:37
Inter Production
Рет қаралды 399 М.
He sees meat everywhere 😄🥩
00:11
AngLova
Рет қаралды 9 МЛН
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
28:00
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 34 М.
ካብዛ ሰበይቲ ደቅኹም ሓልዉ
10:20
KAP PHILI
Рет қаралды 21 М.
ኤርትራውያን ሃገሮም ክኣትዉ ኣለዎም ጀዲዳ
25:29
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 3,9 М.
The joker's house has been invaded by a pseudo-human#joker #shorts
00:39
Untitled Joker
Рет қаралды 13 МЛН