EMNA ኣነ መራሒ ሰራዊትን ላዕለዋይ ካድርን ናይ ጀብሃ'የ። ብዛዕባ ጀብሃ ከይትጋገዩ። እዚ'ዩ እቲ ሓቂ ተጋ ስዩም ዓማ ERITREAN HISTORY AND

  Рет қаралды 27,505

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 147
@HarounEqubal
@HarounEqubal 21 сағат бұрын
ጀግና : መራሕ በጦሎኒ ህዝባዊ ሰራዊት : ተኽላይ ወልደንኪኤል ተወልደ : ስለቲ ዝሃብካና ታሪኻዊ መብርሂታት ገድሊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ : ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነና : ምስጋናና ነቅርበልካ !!! ☝️ ❤️ 🇪🇷 🎉 !!!!
@tesfabrhanyemane1480
@tesfabrhanyemane1480 3 күн бұрын
ጀብሃ ትኹን ህግ .ክብርን ዝክርን ንጀጋኑ ኤርትራውያን ባጃ ህዝቢም ዝተወፈዩ ጀጋኑ ክብሪ ይሃበልና! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@woineteklea275
@woineteklea275 15 сағат бұрын
Welcome 🇪🇷 Eritrean Eritrean Eritrean God bless Eritrean 🙌 🙏 💖 Thanks 🇪🇷 awet Nhfash Eritrean ❤❤❤🇪🇷💕🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🙏
@negesehaile2914
@negesehaile2914 4 күн бұрын
ሓርበኛ ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ መሳጢ ዓቢ ታርኽ የቐኔልና ኤፍሬም ግደ
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 4 күн бұрын
የቀንየልና ክቡራት ኣቦታትና ❤ ኩሉ ታሪኽ ታሪኽና'ዩ ጥራይ ኣዘንትው ደም ስኒ ካብ ጡፍ ትብሎ ትውሕጦ ይበዝሕ እኮ ዝበሃል፡ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይስዓብኩም🙏
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 3 күн бұрын
ዝኸበርካ ኤፍረም፡ ኣነ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሓጎሰይ መግለጺ የብለይን። ጽቡቕን ሕማቕን ታሪኽና ስለዝኾነ፡ እሞ ድማ ዓቢ ትምህርቲ ስለዝህብ ኣጆኹም ቀጽልዎ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና ። ዓወት ንሓፋሽ።
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 3 күн бұрын
ናይ ብሓቅ ጽቡቅ ታሪኽ መሪር ገድላዊ ሂወት ዘሕለፈ መንእሰይ 60ታት ነዚ መሪር ታሪኽ ዝሓለፈ ክሰነድን ነዚ ናሕጂ ወለዶ ብጉᎅእ ፈሊጡ ከሰተማቅሮ ዘሐለፈመሪር ሂወት አቦታትና ክንዕቅብ ዐቢሓለፍነትና ክንፈልጥ ይግበአና ሰለዚ አቦና መጀር ስዩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፣ከምዚ ከማኻ ሰብ ዕድመ ጸጋ ታሪኽ ዝፈልጡ ዘሕለፍዎ መሪር ከዘንትዉ ንጽበ ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ዉን ነቲ ለይትን መዐልትን ከይደቀስካ አብ ዘሐለፍ ታሪኽ ገድላዊ ሂወት ሀገርና አብ ምብርባር እትርከብ ብልቢ ንመስግን እሞ ዕድመን ጥዕና ንዐኻ ይኹን ከይተሓለል ቀጽሎ❤❤❤
@woineteklea275
@woineteklea275 14 сағат бұрын
Idmen tianin yihabime dekie Eritrean God bless you guys i now very hard to remember mangesta samyait yawaersom ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷💕🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💕🙏🙏🙏
@meharizemikail3361
@meharizemikail3361 4 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑና
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️👍ክቡር ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ነዚ ክቡር ሓርበኛ ኣቦና ምስቲ ስንክልንኦምን ዕድመን ምኽንያት ኮፍ ኣቢልካ ተትሓቶም ደስ ምበለኒ ነይሩ ፡ ኣብ ክንድኦም ደኺመ 😀🤔 መደብካ ግን መሳጢ ነይሩ ቀጽለሉ ታሪኽና ክንፈልጥ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም👌
@asmehope7604
@asmehope7604 Күн бұрын
እዋይ ስዩም ዓማ ዓብዩ!! ጀጋኑና ናትና❤❤❤
@amlesetwelea9840
@amlesetwelea9840 20 сағат бұрын
jeganu abotatey kulu gzie ewutat enkae kabakum teweledku ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@milieteghebremariam8866
@milieteghebremariam8866 22 сағат бұрын
ጀጋኑና ክብሪ ነዓኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KedaeTifae
@KedaeTifae 4 күн бұрын
ክበሩ ንበሩ ጀጋኑ ኣርካናትና፡ ግለጽዎ ውዕሎኹም መጻኢ ወለዶ ስንቂ ኢዩ ዝኾኖ፡ ሰኣን ታሪኽ ምፍላጥ ኢዩ እዚ ኩሉ ዘልሓጥሓጥ ዝረኣናዮ፡ ክብረት ይሃበልና ኤፋር❤❤❤❤❤
@HarounEqubal
@HarounEqubal 21 сағат бұрын
ሓደ ካብቶም ጀመርቲ ቃልሲ ንነጻነት ኤርት ዝኾኑ ኣቦና ሜጄር ስዩም ተስፈንድርያስ : ስለቲ : ዝሀብካና : ታሪኻዊ መብርሂታት : ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነና ምስጋናና ነቅርበልካ !!! ☝️ ❤️ 🇪🇷 🎉 !!!
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 4 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ አፍሬም ጊዳ ዕመን ጥዕናን ይሃባካ ❤ ጂግና ኤርትራዊ ።ታሪኽ ናባሪ ኢዩ ቀጽሎ ኣጆካ ኣብ ኮንካ ኣለና ❤🎉❤🎉 ሽወደን ኢየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏👍
@jaynjonas
@jaynjonas 4 күн бұрын
ሰላማት ኤፍረም ግደይ ምስ ስዩም ዓማ ብቐዳምነት ንታሪኽ ከምቲ ዝነበረን ዘሎን ጌርና ክንትርኾ ይግባኣና። ኤፍረም ብኣታዓዳድማ ኣጋይሽካ ብጣዕሚ የድነቐካ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ መእተዊኻ ንእሹተይ ተዓንቂፍካ። ንሳ ድማ ጀብሃ ብሕግሓኤ ተደፊኣ ኣትያ ኢልካ። ሕግሓኤን ሕውሓትን ሻራ ግንባር ኮይኖም ኢዮም ንጀብሃ ኣባሪሮማ። ሕራይ ገበርዋ ምኽንያቱ እታ ሕልክስቲ ጀብሃ ምስ ሰነፋት ካድሬታታ ከም ብዓል ስዩም ዓማ ንነጻነት ኤርትራ ኣብ ዘይድሊ ኣንፈት ጠውዩም እዚ ሕጂ ብሳላ ጅግና ሕግሓኤን ጀጋኑ ካድሬታቱ ሓራ ኤርትራ እንሰተማቕሮን ዘሎና ሕልሚ ኮይኑ ምስ ተረፈ። ኣነ ነታ መሽሚሻ ዝተቐብረት ውድብ ጀብሃ ብ1987ዓም ኣብ ናይ ታሪኽ ጓሓፍ ጉሒፈ ከም ኤርትራዊ መጠን ክሳተፍ እንተፈተንኩ በታ ነቓጽ መርገጺየይ ዝተላዕለ ነዚ ዓማ ኣይትእመንዎ። ወሪዱኒ ኣነ ቅድሚ ዕግርግር ናይ ኣስመራ ካልኣይ ክፍሊ ኣብ ሓዝሓዝ እንዳ ኣባታችን እንዳተማሃርኩ እንከሎኹ ብሃንደበት ንሕዝባዊ ሓይልታት ኣብ ርእሲ ዓዲ ምስ ተላሊየዮም። ተወዲበ ድማ ፓምፍሌትስ ኣብ ኣስመራ ይዝርግሕ ኔረ። ካብኡ ብ1976 ዓም ንሕዝባዊ ሓይልታት ክስለፍ ምስ በልኩዎም መውዓሊ ሕጻናት ስለዘይብልና ኩንታል ስርናይ በሊዕኻ ተመለሰና ምስ በሉኒ ንሕዝብባዊ ሓይልታት ጠንጢነ ምስ ፈደይቲ ሕነ(ፈዳይን) ናይ ጀብሃ ብስዉእ ፍስሓዬ ሰሎሞን ተወዲበ ናይ ከተማ ስርሒታተይ ይዓምም ኔረ። ካብኡ ናብ ጀብሃ ንኽስለፍ ብ1977 ናብ ጸዓዘጋ ከይደ። ጀብሃ ድማ እታ ነብሰይ ድቕቕ ዝበለት ምስ ረኣየት ንስኻ ክሳብ ትጉብዝ ኣብ ታሕታይ መቐርካ ምስ ተጋዳላይ ንጉሰ ማንጁስ ክትጸንሕ ኢኻ። ዝሃበካ መምርሒ ተቐቢልካ ድማ ሓደስቲ ዝስለፉ እንተመጺኦም ናብቲ ኣብ ከባቢ መቐርካ ዘለዋ ዓድታት ከይድካ ንኣቦ ኳደረ ምግቢ ንኽምጽእ ክትነግሮ ኢኻ ይብሉኒ። ምስ ንጉሰ ማንጁስ 6ወርሒ ምስ ጸናሕኩ ኣብ መፋርቕ 19977 ናብ ከርከበት ክፍሊ ታዕሊም ከይደ። ኣብ ክፍሊ ታዕሊም ድማ ኣብ ደውራ ስዉእ ተኽላይ መዘንግዕ ታዕሊመ። ሕጂ-ውን እታ ደቃቕ ነብሰይ ስክፍታት ስለዝፈጠረትሎም ናብ ውግእን ወረ ውግእን ዘይብሎ ናብ ዓራግ ካብ ዓራግ ናብ ወጃባ ካብ ወጃባ ናብ ገቸበቸ ካብ ገቸበቸ ናይ ባራንቱ ካብ ባራንቱ ናብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ካብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ድማ ንኸበሳ ወረዳ ጉሕ ጫዓ። ኣብ ጉሕ ጨዓ ድማ ኣብ ውግእ ናይ ነንሕድሕድ ኣብ እንዳሓሰር እንዳ ሸንኩ እንከሎኹ ሕግሓኤን ምስ ወያኔ ኮይኖም ኣድብዮም ጸኒሖም ማህሰይቲ የውርዱለይ። ርምስቲ ጀብሃ ከተውጽኣኒ ስለዘይከኣለት ገባር ኣብ ቃሬዛ ተሰኪሞም ኣብ ጸላኢ ናብ ድባሩባ የረክቡኒ። ኣብ ዱባሩባ ኤርትራዊያን ናይ ደርጊ ዑሱባት ምልሻ ስርናይ ከም ብዓል ዕሱብ ዑጥባኖ ኣብ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ ሕዝቢ ዘጋፍዕ ዝነበረ፡ ከም ብዓል ዕሱብ ወዲ ከፈላ ኣብ ሰሓርቲ ዝነበረ ከ ዕሱብ ወዲ ፋኖ ወዲ ዓዲ ዓዳ ማይ ተኸላ ሰራየ ነቲ መውጋእተይ ሓዲስ ከምዘይኮአ ምስ ተረድኡ እዛ ማንጁስ ናይ ጀብሃ ተጋዳላይ ኢያ። ተወጊኡ ምስተረፈ ኢዩ ናባኹም ክስልም እንዳ መጻእኩ እንከለኹ ወንበዴ ቶኪሶም ወጊኦሙኒ ዝብለኩም ዘሎ ኢሎም ምስ ኣእመንዎም ንዓይ ናብ መንደፈራ ኣዜንዳ ዝተባህለ ቦታ ከም ምሩኽ የመሓላልፉኒ ካብኡ ናብ ቃኘው የማሓላልፉኒ ኣብ ቃኘው ዘሎ ዝባሃል መግረፍቲ ብክለተ ከዳዓት ደቂ ሃገር እቲ ሓደ ስሙ ሓዲስ (ብደርጊ ድማ ኣዲሱ)ካብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ካብ ሳልሰይቲ ሓይልና መራሕ መስርዕ ዝነበረ ናብ ደርጊ ዝሰለም እቲ ካልኣዩ ድማ ካብ ሕግሓኤ ናብ ደርጊ ዝሰለመ ስሙ ሓይላት ፈለማ ኣብ ማርያም ግንቢ ዝቕጥቅጥ ዝነበረ ደሓር ግን ኣብ ቃኘው ምሩኻት ዝቐትል ዝነበረ ንወያናይ መስፍን ሓጎስ እንተ ዘመዱ እንተ ወዲ ዓዱ ኢዩ ይብልዎ። ድሕሪ ክልተ ሰሙን ብርቱዕ መግረፍቲ ሓደ መዓልቲ ሃለዋተይ ምስ ሰሓትኩ ከም ዝተኻረጅኩን ዘይተኻረጅኩን ንኽፈልጡ ማስኬረኦም ኣውጺኦም በረድ ማይ ኣብ ሰብነትይ ምስ ከስከሱለይ ንሓዲስ ወዲ ሓይለይ የላልዮ። ኣታ ኡኖ ዱወ ዲኻ ይብሎ። ከምኡ መበሊየም ዕሱብ ሓዲስ ዓዱ ነደወ ኢዩ። እታ ነደወ ኣብ ከምዝኾነት ዝፈልጦ የብለይን። ነታ መጸዊዕቱ ነደወ ትብል ሳጓ እቶም እንዳ ላምፐን ናብ ኡኖ ዱወ ቀይርናያ ይብለኩም። እዚ ከዕልለኩም ዝተገደድኩ እዛ ነዚ ዓማ ኣይትእመንዎ ትብል ናይ ብድዐ ዘረባ ንዓይ ትምልከት ኣይኮነትን። ከም ብዓል ስዩም ዓማ መስራቲ ዓማ እንተዝነብር ማሕረ ምስ በልኩዋ። ንስዩም ዓማ ክብሎ ዝደሊ ድማ ነቶም እትፈልጦም መቃልስትኻ ዝተሰውኡ ኣብ ክንዲ ብስሞም ትዝንጥሎም ስውእ እገሌ ስውእቲ እገሊት እንተበልካዮም ንዓኻ ክንዲ ፍረ ኣድሪ ትኣክል ክብረትካ ኣየጉድለልካን ኢዩ። ንመስመር ኣስመራ-መንደፈራ ገጥ ኣቢላ ዓጽያቶ ዝነበረት ቦጦሎኒ 864 መራሒ ጅግና ሳሆታይ ዑመር ምስ ረሳዓካዮም ወለይ እዚ ሰብኣይ ልዕሊ ኣብዚ ምሳኻ ገይሹ ዘሎ ጅግና ተጋዳላይ እስታዝ መሓመድ ኑር ልዕሊኡ ሕግሓኤ ክትከውን ትፍትን ዘሎኻ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ስለዚ ንስኻ ከምዚ ከማኻን ነዞም ጭልግዓት ተጋደልቲ ከምዚ ከማይ ኣኪብካ ጓል ሰልፊ ናጽነት (ሕግሓኤ) ክትጠፍእ ኣሎዋ እንዳበልካ ኣብ ናይ ነንሕድሓዊ ኩናቲ ትጠብሱና ኔርኩ። ሓጥያትካ ንኽሕደግልካ ናብ ሕግሓኤ ተጸምቢርካ ንኤርትራ ሓራ ብምግባርካ ክብርን ሞጎስን ይግባኣካ። ኣብ መወዳእታ ነቶም ንዓም ኣይትእመንዎ ካብ ምባል ነታ ቆንዳፍ ወያኔ ኣይትእመንዋ ምባል ዝሓሸ ኮይኑ ይስማዓኒ። ኤፈ ዘረባ ስለዘብዛሕኩ ትጉሽተይተይ ኢለካ ኣሎኹ።
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 4 күн бұрын
ኣዝማሪኖ ቀደም ደስስ ይብል ዕላልካ ብሓቂ ስሬኻ ፈቲሕካ ከለኻ ክማርኻኻ ግን ገበን'ዩ ኣድልዎኒ ክክክክክክክ ስረይ ክዓጥቅ ዘይምበልካየን
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 4 күн бұрын
@@jaynjonas ሰላም ክቡር ሓዉ እቲ ስዩም ዓማ ዝተዛረቦ ጌጋ ዘለዎ ኣይመስለንን ኣነእዉን ተጋዳላይ ተ.ሐ.ኤ እየ ነይረ ኣብ 79 ብቐረባ ምስ ዓማ ነይረ ቆራጽ ተሪር ተጋዳላይ ከም ዝነበረ ይዝክር ስለዚ ምስናይ ይቕሬታኡ ብዙሕ ዝጎድለና ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ ሰሰናዩ ።
@mohammedatta236
@mohammedatta236 4 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍
@rora3757
@rora3757 Күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኤፍረም መሬት ኤርትራ ኩሉ ስውእ ኣለዎ ካብ ክልቲኡ ውድብ ጀብሃ እወን ብዓቅማ ዓቢ ኣስተዋጾኦ ነርዋ ይቀንየልና❤❤❤❤
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey 4 күн бұрын
Meriheba wedi Erey maaery Wedo Qualom Jeganu 🇪🇷🌺❤️🥰🌹👌💕✅💕👍🌺🙏🏽🥰❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽
@sebhatukidane201
@sebhatukidane201 4 күн бұрын
God bless Eritrea 🎉🎉🎉 ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@efremtecleab8660
@efremtecleab8660 4 күн бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤፍሬም thank you...
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey 4 күн бұрын
Meriheba wedi Gide Hewey natey, etiy ziy belexe Tiaidility Eritreawi konka mifitar Xega eyu Temesigen Fetari 🇪🇷❤️🌺💕🌹🇪🇷🇪🇷🥰👍👌🇪🇷✅😇👋👏❤️🌺🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 4 күн бұрын
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🇪🇷🇪🇷
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 3 күн бұрын
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ብሓቂ እንቃዓ እዝጊ ኣዛረበካ ናይ ጀብሃ ጌጋታት ደኣ ንክትቆጽሮ ውን ይእግመካ። ኩሉ ብዛዕባ ጀብሃ ዝያዳ ክፈልጥ ንዝደሊ መጽሓፍ ይንገር ዝወዓለ ይጽሓፍ ዝኸኣለ የንብብ፣ ብሓቂ መጽሓፍ ያ ሞ ዘየንበባ የንብባ ኣዝዩ ብዙሕ ዝርዝር ኣለዋ። እቲ ዝጸሓፋ ብኣካል ዝወዓለ ብመሰክሕ ሕልኽላኽ ዝሓለፈ ሰብ እዩ። ከምዚ ጌሩ ብምጽሓፉ 👋👋👋 ዝግብኦ ዜጋ እዩ።
@tesfalemgebremichael5525
@tesfalemgebremichael5525 4 күн бұрын
God bless our heroes. 🇪🇷❤ 🇪🇷❤ 🇪🇷
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 3 күн бұрын
Thank you Efrem ❤
@bicherzere6312
@bicherzere6312 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏 🙏
@MusieBerhane
@MusieBerhane 4 күн бұрын
የቀንየልና ስዩም ዓማ ተሪ ኽ አብ ዳሕራይ ወለዶ ከተማሐላልፎ ኮለኻ ጽቡቅ ዩ ዕድመ እሃብኩም ጀጋኑ
@semeregebremeskel3398
@semeregebremeskel3398 4 күн бұрын
❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dejenteklehaimanoy4348
@dejenteklehaimanoy4348 4 күн бұрын
Aziu des zbl tarik habotatna❤❤❤
@anoniem7392
@anoniem7392 2 күн бұрын
Efrem wedey kemay aleka abikas zryhelel mukur gazetegna mekankan mebkaekan behaki kurue eye.hejji eye felite men mekanka.keberti mamaka ke behewt beselam do ala.kesab atalile dehaykum kegeber eye.keep the good job..up.
@danielwelday5933
@danielwelday5933 4 күн бұрын
Zi tarik tekebiru zneber eyu bejaku asfhkum glexulna ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ bzkone ykanyelna abona
@gdeamanuel8065
@gdeamanuel8065 4 күн бұрын
Wonderful our hero history❤❤❤❤❤❤
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u 4 күн бұрын
Great history of Eritrea
@yonastekle3920
@yonastekle3920 3 күн бұрын
አብ 1968 ዝተሰለፈ ናይ መጀር ማዕረግ? ህዝበይ ባዕልኻ ፍረድ ነዚ ጅግና ሐርበኛ ዕድመን ትዕናን ይምነየልካ❤
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 4 күн бұрын
Welcome deki Eria
@hagostesfay7874
@hagostesfay7874 4 күн бұрын
❤❤❤❤good job. 🎉🎉keep it up.❤🎉❤🎉❤
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 4 күн бұрын
Thanks so much
@tesfalemaraya211
@tesfalemaraya211 2 күн бұрын
ዘይድገም ወለዶ ሂወቶም ወፍዮም ሃገር ዝሰርሑ ጀጋኑ❤
@MebratTesfazgi
@MebratTesfazgi 4 күн бұрын
❤🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@sambeyen9464
@sambeyen9464 3 күн бұрын
adi gebru adey meretey
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey 4 күн бұрын
Deki Erey maaery Jeganu wodom Qualom Aenabis Aewet ziy dirarom 🇪🇷🥰❤️💕🌺🐫🌹👌🌹✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰❤️💕🌺🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹👍🙏🏽
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 4 күн бұрын
ግርም ወዲ ግደ 🎉
@ibrahimahmedin9961
@ibrahimahmedin9961 4 күн бұрын
መጀመርያ ኣዳለውቲ EMNA ነዚ ታሪኻዊ ዉዕሎ ብምድላዉኩም ልዑል ምስጋና ይብጻሕኩም ቀጺለ ድማ እዚ ሓርበኛ ስንኩል ኣቦ ብቀጻሊ ኣብ ቤ/ጽ ብክብሪ ዓድምኩም ኮፍኣብልኩም ዝያዳ ንከተዘራርቡዎ እምሕጸን ከም ካልኣይ ድማ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ታርኽ ህዝቢ ኤርትራ ብሙኻኑ መጠን ኣብ ኣዘናቱዋ ታርኽ ሰዉራ ግን ብዙሕ ጌጋታት ንሰምዕ ኢናሞ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ክልትዪ ውድባት ሰውራ ዝተሳተፉ ተጋደልቲ ዓድምኩም ሓቀኛ ጽቡቅን ሕማቅን ጎድኒ ናይ ሰውራና ንዳሕረዋይ ወለዶ ንከመሓላልፉ ክትረባረቡን እምሕጸን ምኽንያቱ ጀብሃ ምስጉድለታታ ሰውራ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ ህግ ምስጉድለታታ ሰውራ ኤርትራ ኢያ ስለዚ ነዚ ንምሕምዛቅ ታርኽ ዝተዋፈረ ሓይሊ ቀሊል ሓይሊ ብዘይሙኻኑ ንዑኡ ንምብዳህ ከቢድ ሓላፍነት ኣለኩምሞ ፈጣሪ ሓይልን ጽንዓትን ይሃብኩም
@MichaelADR91
@MichaelADR91 Күн бұрын
ድምፂ ድምፂ ይቆራረጽ አሎ አማኑኤል❤
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 4 күн бұрын
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷⭐️👍
@amlesetwelea9840
@amlesetwelea9840 20 сағат бұрын
dimx ab mongo ytefie alo❤❤❤
@helenwoldu245
@helenwoldu245 4 күн бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@LegeseKubrom
@LegeseKubrom 2 күн бұрын
እቲ ዘረባ ካብ ኣፍ ዋናታቱ ክትሰምዕዖ ብጣዕሚ መቐረት ኣለዎ ሞ ነዚ መደብ ዝዳለኻ ብጣሚ የመስግነምካ
@meronweldemichael2514
@meronweldemichael2514 4 күн бұрын
ዓቢ ታሪኽ ንጽበዮ ዝነበርና እዩ ሞ የቀንየልና። ተወሳኺ ክንጽበየኩም ኢና 🇪🇷
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
@negestmenameno181
@negestmenameno181 4 күн бұрын
🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇨🇦🎉🙏🏾
@kefletewelde2968
@kefletewelde2968 4 күн бұрын
God JOB Efrem ❤❤
@wblludwigshafen1700
@wblludwigshafen1700 4 күн бұрын
Well Come Mr SEYUM I LIVE NOW IN GERMAY I AM SO HAPPY TO HEAR THIS HISTORY. I HOPE l see you in ASMARA.
@tintnohadgu1819
@tintnohadgu1819 4 күн бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@kubromghebremedhin6746
@kubromghebremedhin6746 3 күн бұрын
ሙሉእ ብሙሉእ ምስ ሱዩም ብዛዕባ ግዕዝይነት መራሕቲ ጅብሃ ይሳማማዕ ኢየ። ውግእ መንደፈራን ውግ እ ከተማ ባረንቱን ምስክራትይ ኢዮም። ግን ብዙሓት ጀጋኑ መራሕቲ ግዳይ ዝኾኑ ከኣ ነይሮም ኢዮም።እዞም ክሳብ ሕጂ ጀብሃ ኢሎም ዝሓሙ ግን ኣብ ዉግእ ዘይተኻፍሉ ዕላማ ፋሉል ዘይትረድ ኦም ኢዮም።
@eliasmengo9847
@eliasmengo9847 12 сағат бұрын
Ni sile eritrea kisa zitegadelu kulatom jeganuna yom jebha yikun hizbawi ginbar
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 2 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 4 күн бұрын
ድምጺ ይቆራረጽ ኣሎ
@negestmenameno181
@negestmenameno181 4 күн бұрын
Efrem God bless 🙌 🙏🏾 ❤️
@eriangelino7800
@eriangelino7800 4 күн бұрын
Every stone and sand of Eritrea has history beneath it. This channel is doing a great job of uncovering Eritrean history. Mr. Ephrem Gide thank so much for your dedication and commitment to document Eritrean history.
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 4 күн бұрын
እንቋዕ ደሓን መጻእኩም !
@bokrezionaraia2076
@bokrezionaraia2076 3 күн бұрын
Selam Efrem
@brktirezene5144
@brktirezene5144 4 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 4 күн бұрын
Nice jeganu
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 4 күн бұрын
🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 күн бұрын
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤ኢዚ አገዳሲ ዝኾነ ታሪኽ ቅድሚ 20-30 ዓመት ክንገር ዝግብኦ ኢዩ ምኽንያቱ ብዙሕ ሰብ አሎ ሻዕብያ ተካኢት ጀብሃ ምኻና ዘይርድኦ ማለት ደቂ ሐደ ስድራ ምዃኑ thank you ኤፍረም ቀጽሎ n/b መሐመድ ሐሚድ ዘይኮነ ሐሚድ ማሕሙድ ኢዩ ሽሙ ደሐር መራሒ ቤርገድ69 ዝነበረ ኢዩ ካብቶም ጀብሃ ፋሕ ክትብል ዝሰረሔ ጸይቂ ሐደገኛ ኢዩ ነይሩ(ብአካል ዝፈልጦ መራሕየይ ነይሩ)
@weldumengsteab2222
@weldumengsteab2222 4 күн бұрын
wellcom
@brktimhari2050
@brktimhari2050 4 күн бұрын
🌹🌹🇪🇷❤️🌺❤️
@erione3355
@erione3355 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 4 күн бұрын
❤🎉❤🎉🙏❤
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 4 күн бұрын
KIBRN ZIKRN NETOM LEYTN QETRN KEYTEHALELU KEBID BDHO TEXAWIROM HIWETOM ZIHABU HARBNGATAT TEGAFELTI 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 4 күн бұрын
❤❤❤❤
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 4 күн бұрын
🐪❤️🇪🇷👊
@TeklitMahari-tg5cb
@TeklitMahari-tg5cb 4 күн бұрын
Tamur zkone tariku❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Weldezghi
@Weldezghi 4 күн бұрын
❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 4 күн бұрын
ኣቦታት ኮይንኩም ሎሚ ብርኪ ከይተዓጽፈ ዋጋ ከፍልኩም ንሕና ኢረትራውያን ደቁኹም ብአኹም ንሕበን ግን ድማ ተጋድሎ ሐርነት ይኹኑ ህዝባዋ ግንባር ነትና ታሪኽ እዩ ከይሐለፍኹም ኣዘንትውልና ብስንኪ ተበለጽቲ ታሪኽ ብምጥምዛዝ መንእስያት ከባላሽው ይውዕሉ ኣለው
@efremmebrahtu5830
@efremmebrahtu5830 4 күн бұрын
🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 4 күн бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ መሳርያ ዝኣክል ነይሩ ከይህቡና ግን ቀቢሮሞ ነይሮም ።
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 4 күн бұрын
Entay Dmxi
@dejenzerezghi6145
@dejenzerezghi6145 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WediGihrmay
@WediGihrmay 4 күн бұрын
Nebona teklay wedi hawu pilot ab 3y werar tesewiu rip dani hawey
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 4 күн бұрын
ብኣብነታት እንዳኣምጻእካ እባ ኣስፍሓዮ በጃኻ ዓማ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 4 күн бұрын
ኻብ ዓሰርተ ካድር ሻዕብያ፡ ሓደ ካድር ጀብሃ ይብሃል ከም ዝነበረ ኣይትረስዕ፡ ኸም ጀብሃ ኣብ ህዝቢ ጽልዋ ዝነበሮም ካድራት ኣይነበሩን።
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 4 күн бұрын
ሱዩም ዓማ እንታ'ዩ ዝብል ዘሎ ስዩም ኣብቁጽሪ ሸሞንተ ናይ መልሻ ሓላፊ'ዩ ነይሩ።
@kibreabhabte7123
@kibreabhabte7123 3 күн бұрын
❤❤❤ጀብሃ እንተዘየርከብኩላ እኳ ካብ ታሪኽ ከም ዝተረዳእኩዎ ግን ንጀብሃ ብዋዛዋዛ ዝከሰርናያን ዝከሰርናን ኮይኑ ይስመዓኒ!! ሰብአውነት ኔሩዎም ንእሱራት ካብ እሱር ከውጽኡ ንርእዮም!! ❤❤❤
@Mereb78
@Mereb78 2 күн бұрын
It is a good start to talk about Jebha, but it is still inaccurate history of the giant entity in the struggle for independence
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 4 күн бұрын
ማዕርነት ዝይብሉ ኣታዓዳድላ ሓልፍነት። ሽዕብያ ን1968 ዝተስለፈ ተጋዳለይ ናይ መጀር ማዓርግ ክህለዋ ዝሕዝን እዩ።
@ErdiYosief
@ErdiYosief 4 күн бұрын
ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመካ ሓደ ሓደ ኣለዉ እንበር ኩሎም ገዳይም ጀጋኑ ብሰንኪ ናይ ጀብሃ ስለ ዝነበሩ ጥራይ ሓላፍነት ኣይተዋህቡን ኩሎም ተራ ኢዮም ማራ ኢዩ ዘሕዝነኒ ዕድል ኔርዎም ንደገ ኩሎም ብዘይ ዝኾነ ጸገም ይወስድኦም ኔረን ናብ ኣሜሪካ ኤውሮጳ ካናዳ ኣውስትራልያ ግና ነዚ ገዲፎም ናብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፎም ክሳብ ናጽነት ብጅግንነት ተቃሊሶም ኢዮም ግና ከም ኢዶም ኣይረኸቡን
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 4 күн бұрын
ዝነበረ ወተሃደራዊ ዲሲፕሊን እንተትገልጾ
@rimonrae1048
@rimonrae1048 4 күн бұрын
lekbat aytedenager ab eritrea kelene neamneka nerna gebha hagerawit eya
@ssolomon594
@ssolomon594 4 күн бұрын
ካብቶም 1975 ኣንጻር 3ይ ስሩዕ ኣኬባ ዝነበሩ ፡ንማእሰርቲ እተዳረጉ ካድራት ጀብሃ ፡ ሓደ ኣሕፈሮም ተወልደ ፡ (ናይ ሎሚ ዓቢ ካድር ናቕፋ ) ኣሎ ። ደሓር ክኣ ኣብቲ ከባቢ ከም ጥርኑፍ ሓይሊ ጀብሃ ( 107 ፡104፥ ቦጦሎኒ 371 ) ክሳብ 1976 ኔረን ። ኣብ 1976 ፥ (104 ን 371 ን ) ንስመጃና ከይደን ኣብ ጎልጎል ማይጻዕዳ ፡ ጎበ ኮዳዱ ፡ዓሪዶም ነቲ ሽዑ ክወርር ዝመጸ ጻላኢ ምውትን ምሩኽን ጌረን ወራር ኣምኪነሞ ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@tesfaymhab
@tesfaymhab 4 күн бұрын
16፡20 to 16፡30 😢
@adhanombeyene81
@adhanombeyene81 3 күн бұрын
ናይ 1968 ተጋዳላይ
@yemannaelzer6384
@yemannaelzer6384 4 күн бұрын
4:06 4:07 4:08
@natulove5882
@natulove5882 2 күн бұрын
Entay aynet hezbi u ezi hzbna kulu tebae hzbi nay bhaki ina kabakum mwladna nhben
@KamRi-d9n
@KamRi-d9n 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷
@hani7683
@hani7683 Күн бұрын
Kndey yhsu ezi sebay kab hxbawi gnbar dea jebha mhashena aymtesededna ko
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 4 күн бұрын
Wedi ghde yahoo
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
Midday News in Tigrinya for December 23, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:48
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 2,7 М.
ዋና ናይዛ ስእሊ ኣነ እየ። # New Eritrean Video 2025
35:57
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 2,4 М.
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.