Ent - ምዕሩግ ባህሊ ሁራ ሰለስተ ኣፅቢ ወንበርታ ብዓይኒ ካሜራ ውሻጠና ሚድያ!!

  Рет қаралды 39,675

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

Пікірлер: 121
@alemyoubube
@alemyoubube 4 жыл бұрын
ኣቦ ድኻታት መምህር ሙሉ ናይል ዘመንና ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኩሉ የፀብቀልካ ከዓ
@almaneshethyopya9565
@almaneshethyopya9565 4 жыл бұрын
እስይ እቱ ባህልና ደስ ክብል መምህር ሙሉዋይ ማዓርይ እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ እድሜ ና ጥዕና ይሃበካ አቦ ፅጉማት ከምዙ ከማኻ ንህዝቢ ትግራይና ዘሓሊ የብዘሐልና ንዘመናት ዘይርሳዕ ታሪኽ ኢኻ ዝትስርሕ ዘለኻ
@salemgabra3272
@salemgabra3272 4 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣፅቢ ዓደይ ዓንብብለይ ዓደይ ማዓረይ ኣየ ስደት ረሳሕ ኣሓተይ ማዓረይ ኣብ ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረና ኣሓተይ ማዓረይ ከምዚ ናዓመታ ኣብ ዓድና ብሰላም የፅነሐና
@eubi1926
@eubi1926 4 жыл бұрын
ኣሰይ ጡዑሙ ባህልና ትግራይና🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል
@ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል 4 жыл бұрын
ሙሉየይ ዝያዳይ አቦ ድኻታት ናይና ጅግና ከፈትየካ ኮ ማዓር አፍ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ፁቡቀይ ይበል ባህል ክአ ሰላም ንትግራይ ዓደይ
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉዋየይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ጅግና ናተይ እስይይይ ዝባህልና ትግራይ ደስስስ ክብል😍😍😍
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉዋይይይ እንኳዕ በስላም መፃካ ናተይ ጅግና እስይይይ ባህልና ወርቂ ህዝብ ወርቂ ስላምኩም ይብዛሓ እንኳዕ እብፅሕኩም እብፅሕና እልልልል እልልልልልል
@danitigray6813
@danitigray6813 4 жыл бұрын
ማርያም ፅዮን ኣክሱም ትግራይ ሓደራ ካብ ክፉእ ነገር ኩሉ ሓልውልና
@samrawit7393
@samrawit7393 4 жыл бұрын
Amen zyedey 😘♥️♥️♥️
@ጓልትግራይኩሕሎ
@ጓልትግራይኩሕሎ 4 жыл бұрын
እውይ ኣታ ኣምላከይ ከብድኻ ዝበልዕ ንእሽቶይ ቆልዓ ናይ ኣካል ጉድለት ዘለዎ እሞ ብዘለዎ ዝድሰት ቆልዓ ርአ ኦ ፈጣሪ ይምሓርካ ብዝተረፈ ዓደይ ክበረተይ ተጋሩ ኣፅበ ደራ ዓደይ ወናማት
@merigalatsbi1299
@merigalatsbi1299 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ጋልትግራይእየ
@ጋልትግራይእየ 4 жыл бұрын
መምህረይ ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኩም ኣስይ ኣፅቢ ዓደይ ደስ ክትቡሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብፍላይ ንመምህር ሙሉ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም ኣቦ ፁጉማት
@የድንግልማርያምልጅነ-ሸ7ጘ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሸ7ጘ 4 жыл бұрын
አስይይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዓመት ንዓመት ይዕቅርኩም ፈጣሪ ከምኡ እውን ንመምህር ሙሉ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 жыл бұрын
ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ ባህልና ወርቅ ህዝብና ወርቂ ኣሰይ💘🇻🇳❤💝💒🙏
@amanyemane9034
@amanyemane9034 4 жыл бұрын
Asey tegaru yehwatey love from Eritrea
@Phillysiye24
@Phillysiye24 4 жыл бұрын
ብተእሚ ደስ ዝብል ባህሊ ካብ አብ ትግራይ ዘሎ ባህሊ እዚን ናይ ኢሮብን ባህሊ እየ ዘድንቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ደቂ ሰላም ትግራይ 💕💕💕💖💖💖❤💋💋💋💋
@dhdhfjgcdhjfjgg9973
@dhdhfjgcdhjfjgg9973 4 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
@እየሩስጋልትግራይ
@እየሩስጋልትግራይ 3 жыл бұрын
አሰይ ትግራይ ዓደይ ምቀረት ሶ አፅቢ ዓደይ ክፍእኪ አይ ስምዐኒ 🙏🙏🙏🙏🇻🇳
@freweynifetyeyo9448
@freweynifetyeyo9448 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ክብረት ይሃበና ።
@ባህጊኣለኒክረኽበካፍቕረይ
@ባህጊኣለኒክረኽበካፍቕረይ 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣታ እዞም ኣፅቢ ዝበሃሉ ዓዲ ጀጋኑ እኮ እዮም ሰብ ስኢና እታ ዓዲ ዘስተኻኽላ እምበር ቱባህሎም ክምቸወካ ንዓመታ ከምዚ ይዕቖርኩም ደቂ ሓላል መሬት
@mirrym8719
@mirrym8719 4 жыл бұрын
Wowww
@lilikiros9356
@lilikiros9356 4 жыл бұрын
ትክክል የኔ ቆንጆ ደሞ አሜን❤❤❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 9 ай бұрын
ኣሜን 🥰😔
@abrhamalemayehu7478
@abrhamalemayehu7478 10 ай бұрын
ደስ ክብል እዚ ባህልና
@dngleyadefkri2266
@dngleyadefkri2266 4 жыл бұрын
ዓመት ልመት ይድገምኩም ደቂ ዓደይ ሓላላት ደሞ ደስ ትብሉ ምስቲ ጥዑም ባህልና 😘😘💞 በቢ መስመርኩን ተሰሪዕኹም ሓባይብ አምላከይ አብ ስደትና ንዘለና ስደትና አሕፅርልና
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ለዓመታ ከምዚ ብሰላም የፅንሐና።
@solomonnguse6422
@solomonnguse6422 3 жыл бұрын
እንኳዕ ከባኩም ተፈጠርና
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ኣንኳዕ ብስላም ኣብፅሐኩም
@zafuhabesha3678
@zafuhabesha3678 4 жыл бұрын
መ/ም ሙሉ ኣቦ ፅግማት ኩሉ የጥዕመልካ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ቡሩኻተይ።
@tesfaiidilzewde5968
@tesfaiidilzewde5968 Жыл бұрын
ትባህልና ስ ክደይ ደስይብለካ
@aadddaddrg2016
@aadddaddrg2016 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል እመ ብርሃን ፆላል ትኩንኩም ደቂ ሐላል ትግራይ 💞💞💞💖💖✝️💊💊💊
@mussiegidey9178
@mussiegidey9178 4 жыл бұрын
የበል ባህልና ክጥዕም ሽሕን ዋልታን ኩኑ ደቂ ዓደይ መዓረይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰😍😘🤩🤩🎄🌲🎄🌲🎄🌲🎄🌲🎄🌲🎄🌲🎄🌲🌹🌹🌹🥀🥀🥀
@gejwtsus9905
@gejwtsus9905 Жыл бұрын
እስይ ደቂ ዓደይ ደስ ዝብል ባህሊ💐💐💐💐💐💐💐 ገፅኪ የርእየና ዓደይ ማዓረይ
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 жыл бұрын
ኣሰይ መምህር ሙሉዋይ ኣቦ ድካታት ከጥዕመልካዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@samiramnb6440
@samiramnb6440 4 жыл бұрын
እንኳዕ አብፀሐክም ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@ove6164
@ove6164 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ደቂ ዓባይ ትግራይ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን 💕💕💕 ሙለረይ❤❤
@AliAli-cc7kt
@AliAli-cc7kt 4 жыл бұрын
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 🌻🌺 መልካም 🌺🌻 🌻🌻 በዓል! 🌻🌻 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@elsaberhe5884
@elsaberhe5884 4 жыл бұрын
እንቃዕ ኣብጸሓና ሙሉእ ሓወ እንቓዕ ዕረፍቲ ረኺብካ ሲ ምሰኦም ጸንበልካ
@magihubi7593
@magihubi7593 4 жыл бұрын
አፅቢ ዓደይ ሑጉስ እየ ባአኻትኩም
@ممممم-ت2ط
@ممممم-ت2ط 4 жыл бұрын
አሰይይይይይይ አፅቢ ዓደይ ማዓር ወለላ
@ተመስገን-አ8በ
@ተመስገን-አ8በ 4 жыл бұрын
እንካዕ አብፀሕኩም
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
ሙላተይ፣ዕድመንጥዕናን፣ይሃብካ፣ኣቦድካ
@SlamhAlghtani
@SlamhAlghtani 4 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
@easytocook9937
@easytocook9937 4 жыл бұрын
I like it, beautiful culture that we have 💕
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ Жыл бұрын
ኣፅበይ ሪመይ ናፊቐኪ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 жыл бұрын
አውይ ትባህልና ምፅባቁ ሙሉዋይ ከጥዕመልካ እንዳትሐጎስካ ንበር
@genettewlda8115
@genettewlda8115 4 жыл бұрын
ሙሉየ ዓበይ ሰብ ኩሉ የጥዕመልካ ዝሐወይ ናይ ዓመት ሰብ ይበለና ሕያዋይ አምላክና
@سارهمحمد-ت1د
@سارهمحمد-ت1د 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
Amen Amen dek adey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💚❤❤
@netsigaltigray2412
@netsigaltigray2412 4 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ዓደይ ፀላኢ ዓይኑኩም ይደፈን ሰሱንለይ😘😘😘😘
@danialme400
@danialme400 4 жыл бұрын
አብ ትግራይ ብዙሕ ከምትሰርሑ ሙሉእ ተሰፋ አለና አዮኩም መንእሰይ ትግራይ ካዓ አብ ጉኒኩም እዩ
@lilikiros9356
@lilikiros9356 4 жыл бұрын
እስይይይይይይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ እንኳዕ አብፅሐኩም❤❤❤❤
@ጓልመቐለፍቅር
@ጓልመቐለፍቅር 3 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ናይ ሕጀይ ደዩ😘😘😘😘😘
@ጓልሓይቆ
@ጓልሓይቆ 4 жыл бұрын
Asey atbi wemberta adey ❤❤❤
@ሜሪጋልውቅሮ-ሸ2ፀ
@ሜሪጋልውቅሮ-ሸ2ፀ 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ደቂ ትግራይ ዓደይይ😍😍😍
@ማርያምእያዋሕስሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስሂወተይ Жыл бұрын
ኣሰይ ደቅፅቢ ዓደይ💘💛❤🙏
@ኣርያምጋልትግራይ
@ኣርያምጋልትግራይ 3 жыл бұрын
ሙቁራተይ ዓደይ ናተይ ፍቃራት ህዝበይ
@kusugalhaleka5989
@kusugalhaleka5989 3 жыл бұрын
ኣታ እዚ መምህር ምሉእ ሙሑገስ 😍🙏
@ጓልሸረኒ
@ጓልሸረኒ 4 жыл бұрын
አስይ ደቂ።ትግራይ።ማዓረይ ♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@ፋናግርማዓጋመ
@ፋናግርማዓጋመ 4 жыл бұрын
ኣስይ መምህረይ ኣቦ ፁጉማት
@thth1588
@thth1588 Жыл бұрын
ኣፅቢ ዓደይ
@ፀጋየድንግልማርያምልጅ
@ፀጋየድንግልማርያምልጅ 4 жыл бұрын
መምህርየ ሙለይ ኣስይይይይ
@hiwethiwet1017
@hiwethiwet1017 4 жыл бұрын
አስይይይ ኣፅቢ ዓደይ ዓንብብለይ
@ንዘልኣለምለምለም
@ንዘልኣለምለምለም 4 жыл бұрын
ኣፅቢ ወንበርታ ዝባሃል ዓዲ ጥቃ አክሱም ድዩ ወይስ ጥቃ መቐለ ሓብርኒ በይዛኺ እዛ ሓውተይ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 4 жыл бұрын
ካብ ውቅሮ ንኡሽተይ ትኸዲ ሽኮረይ
@ንዘልኣለምለምለም
@ንዘልኣለምለምለም 4 жыл бұрын
@@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ የቐንየለይ ቀመመይ ማዓር እኖታታ ደስ ባሃሊት
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 жыл бұрын
ኣሰይ ስብ ጥዑማት ላዛ
@ፅጌኃልውቅሮ
@ፅጌኃልውቅሮ 4 жыл бұрын
Wawwww❤❤❤❤❤👈💖
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ሙሉዋይ ንበሩልና😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤
@NeguGalTgray
@NeguGalTgray 4 жыл бұрын
Muluyeyyyyy. Aseyyyyyyyy. Zhawey edmen. Tenannn yhabka. Fetari
@mabRihit
@mabRihit 9 ай бұрын
❤❤
@ትግራይእዩዓደይመንከምትግ
@ትግራይእዩዓደይመንከምትግ 4 жыл бұрын
,ካብ ኣፅቢ ምውላደይስ ክንደይ እየ ዝሕጎስ ኣጅኩም ናይና
@የጌታልጅነኝ-ደ8ሸ
@የጌታልጅነኝ-ደ8ሸ 4 жыл бұрын
Esey deki tigray shkor kemey dikum des behalti
@MunaMuna-kq2fj
@MunaMuna-kq2fj 4 жыл бұрын
Enqae abtsehekum deki tigray adey
@dngleyadofkrii637
@dngleyadofkrii637 4 жыл бұрын
esayyyyy kindey desss yebl eyu tubhlna muluyy kulu zetemlka kibrteyy
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 4 жыл бұрын
Asey des kibl bahli nberlulna b bahlom zkorue bruk awdeamet ygberelna,
@khankpk5563
@khankpk5563 4 жыл бұрын
Eseyyyy
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ባህሊ
@ngstishikor813
@ngstishikor813 4 жыл бұрын
Asey ezi tigery adans des kiblek
@beliybaby268
@beliybaby268 4 жыл бұрын
Waw tamarlachw👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@AliAli-cc7kt
@AliAli-cc7kt 4 жыл бұрын
👍😘😘😘😘🌹🌹🌹
@malatmelaku7511
@malatmelaku7511 4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤ 🤗🤗
@mebrhitteklay6720
@mebrhitteklay6720 4 жыл бұрын
Wawwww tegrai adeyyyy
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
Edmen tEnan yhabkum ILove you
@sabawitsaba157
@sabawitsaba157 4 жыл бұрын
😍😍😍😘😘😘😘
@shishayabadi2637
@shishayabadi2637 4 жыл бұрын
Wwww nice 💪🇪🇹
@gshsh7765
@gshsh7765 4 жыл бұрын
እስይ ♥♥♥♥
@AliAli-cc7kt
@AliAli-cc7kt 4 жыл бұрын
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 መልካም 🌻🌻️ 🌻🌻 አዲስ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
@burhanabraham2610
@burhanabraham2610 4 жыл бұрын
ሙለኒ
@fddd3703
@fddd3703 4 жыл бұрын
👍👍👍👍 🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 መልካም 🌻🌻️ 🌻🌻 አዲስ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
😍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 4 жыл бұрын
ሙሉዋኒ ግርማ ሞጉስ
@NeguGalTgray
@NeguGalTgray 4 жыл бұрын
Asyyyyyyy. Elllllllllllllllll
@ተመሰገንደቂትራግይ
@ተመሰገንደቂትራግይ 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛💛አሰይይይይይይይይይይይይ
@solomonnguse6422
@solomonnguse6422 3 жыл бұрын
ኣቤት ግርማ
@shooshooali3120
@shooshooali3120 4 жыл бұрын
ስይ ደቂ ሓላል መረት
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇹
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
axede gn
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
🇪🇹🇪🇷
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
Ezi emnetna eko ab asekafi dereja besihu nib bahili gesu yiseri alo nimtay bimezmur zeytbielwo etay ena nikowun zelena eti goyitana ziteweledelus bigola
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 жыл бұрын
ልደት ብሁራ ሰለስተ ዝፀንሐ ባህላዊ ፀወታ እቲ ከባቢ ስለዝኾነ ፀገም ዘለዎ ኣይመስለናን ኣድያም ሓፍትና። ዳይሬክተር ውሻጠና
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@WushatenaMedia ይክረታ ብካሊእ ኣይትረዳኣዮ ኣብ ትግራይ ትራይ ዘይ ኮነ ቅብ አረትራ ከማን እዚ ግዝየ ዘለናዮ ምህልላ እበር ጋይላ ዘድልዮ ኣይ ኮነን እቲ ህዝቢ ግን ካን መፈሳዊ ርሑኩ እዩ ኣምላክ ባእሉ ይተኣረከና
@freweynifetyeyo9448
@freweynifetyeyo9448 4 жыл бұрын
ሁራ ሰለሰ ምስ ልደተ ክርስቶስ ዘተሓሕዝ ናይ ባዑሉ ታሪክ አሎዎ እዩ ብዘይ ሓደ ነገር አይኮነን ብርብር ሰሪሒካ ዓምባለይ እናበልካ ሁሩ አብ ልደት ሁራ ዝርገፅ ።እንተደሊኪ ንዓበይቲ ሰባት ጠይካ ታሪክ ምፍላጥ ይከአል እዩ።
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@freweynifetyeyo9448 ሓፍተይ ኣበየናይ መስሓፍ ኣሎ ትክሲ ገርኪ እስከ ኣምስእለይ ጋይላ ሓትያት ምካኑ ኣብ መስሓፍ ክዱስ ተሳሕፍልና ኣሎ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@freweynifetyeyo9448 ሓፍተይ ኣበየናይ መስሓፍ ኣሎ ትክሲ ገርኪ እስከ ኣምስእለይ ጋይላ ሓትያት ምካኑ ኣብ መስሓፍ ክዱስ ተሳሕፍልና ኣሎ
@merci0961
@merci0961 3 жыл бұрын
እዚ ባህሊ እዚ ካብ ባህሊ ዓፋር ዝተወርሰ 'ዩ. ምብራቓዊ ኣውራጃ እንደርታን, ራያን, ክልተ ኣውላዕሎን, ዓጋመን ምስ ህዝቢ ዓፋር ዝዳቦብ ስለዝኾነ ጽልዋ ባህሊ ዓፋር ዘለዎ ኮይኑ ብውስብቲ ድማ ንብዙሕ ዘመናት ክተሓናፈጽ ዝጸንሐን ዘሎን 'ዩ. Just to be bombed with Emirates Arab unmanned military drones a year later, these boys of Tigray wore "Fly Emirates" shirts. 🦓
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 3 жыл бұрын
ኣበየናይ መፅሓፍ ረኺብካዮ ክትሕብረናዶ? ልደትን ኣፅብን ናይ ባዕሉ ታሪኽ ኣለዎ ኣብ ዘይትፈልጦ ኣቲኻ ኣይትሓምዙቅ
@merci0961
@merci0961 3 жыл бұрын
ኣብ ባይታ ዘሎ ክውን ነገር መጽሓፍ ኣየድልዮን. እዞም ከባቢታት እዚኦም ምስ ዓፋር ዝዳበቡ ምዃኖም ምእማንን ገለ ክፋል ኩዳ ዓፋር ምርኣይን እኹል መረዳእታ 'ዩ.
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr Жыл бұрын
ኣታ ሓወይ ምዝራብን ምርግጋፅንዶ ፈላልዮ ይባሃሎ ኢልካስ ሁራ ኣብ መላእ ትግራይ ዘሎ ባህላዊ ፀወታ እዩ ኣብራያ፣ኣብ ኢሮብ ኣብ ሙሉእ ትግራይ ሁራ ኣሎ በብኸባቢኡ ህን ይፈላለ እዩ ንኣብነት ሁራ ስለስተ ኣብ ኣፅቢ ወንበርታ ይርከብ
@Ruta4475
@Ruta4475 6 ай бұрын
Ay denbya afar nakum yqerbekum hura mis afar zerakb yeblun hura bahli tgrgna eyu ab kulu tgray alu ::
@aadddaddrg2016
@aadddaddrg2016 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል እመ ብርሃን ፆላል ትኩንኩም ደቂ ሐላል ትግራይ 💞💞💞💖💖✝️💊💊
ዋው! ዓብዪ ለውጢ ደስ ዝብል ደሃይ የሺ!!
12:58
Wushatena Media
Рет қаралды 3,1 М.
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,4 МЛН
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,1 МЛН
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 32 МЛН
Wedding  ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢ ወንበርታ part 11
6:39
Tigray Artists in World
Рет қаралды 40 М.
Ethiopian culture wedding ባህላዊ መርዐ part 20
12:01
Tigray Artists in World
Рет қаралды 29 М.
ዕንቁ (ክፍል 17)
36:44
Birabiro Tube ቢራቢሮ
Рет қаралды 78 М.
ዝገርም ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢ ወንበርታ
20:00
መብረቕ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 2 М.