ኤርትራ ካብ ሃገራትን ማሕበራትን ዝረኸበቶም ሓገዛት - 1ይ ክፋል // Eritrea and International Aid - Case Study Report

  Рет қаралды 29,652

ኣስመራ ዓባይ Asmera Abay

ኣስመራ ዓባይ Asmera Abay

Күн бұрын

References (መወከሲ):
Managing Aid Exit and Transformation Eritrea Country Case Study:
www.alnap.org/...
Interested in supporting this channel:
ነዚ ቻነል ምሕጋዝ ምስ እትደልዩ፡
Paypal: PayPal.Me/asmeraabay
Asmera A’bay Social Media links:
Email: asmeraabay@gmail.com
KZbin: / asmeraabay
Instagram: / abayasmera
Twitter: / a_asmera
Reddit: / abayasmera
Facebook: www.facebook.c...
#Eritrea2022 #Tigrinya2022

Пікірлер: 115
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn 3 жыл бұрын
ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን። ሞያዊ ትንታነ ኣቅርብካልና። ፍልጠት ሓይሊ እዩ ንብዙሕ መብርሂታት ሓግዝኒ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
ኣሜን ይቐንየለይ! እቲ ዕላማይ ሓቀኛ ሓበሬታ ምቕራብዩ።
@ogbathabtezgi4183
@ogbathabtezgi4183 3 жыл бұрын
አጆዃ ቀጽሎ ብጣሚ ጽፉፊ ሰራሕ አቅሪብካልና ቡዙሕ ተማሂርና።
@kclown8910
@kclown8910 2 жыл бұрын
ካብዚ ኣብ ማሕበራዊ፡መራኸቢታት ዘሎ ሃለውለው ኣውጺኻ ፣ ጠቓሚ ትሕዝቶ ብምቕራብካ ኣድናቖተይ ይገልጸልካ ። ከማኻ ይብዝሑልና !!
@aziebwoldemichael1684
@aziebwoldemichael1684 3 жыл бұрын
Your presentation skills is excellent. Keep it up. I do not care if you are fare right/left. As an Eritrean I admire your talent.
@assefawghebrezghiabiherghe1567
@assefawghebrezghiabiherghe1567 6 ай бұрын
As an Eritrean, I am proud of you! Keep it up!
@amanembaye743
@amanembaye743 3 жыл бұрын
Great and amazing Job, keep it
@angebangeb639
@angebangeb639 3 жыл бұрын
ሓገዝ ኣይጽላእን እዩ እዘን ሃገራት ምዕራባውያን ዝባሃላ ግና ክህባኻ ከለዋ ሰበብ ኣለዎ እቲ ኣብ ኩናት ዝኣተናሉ ሰዓት ምልዮናት ዶላራት ን ወያነ የፍስጽኦ ነረን ንምንታይ?? ቀጺለን ንርበትና ጥራይ ክዋጥያ ጀምረን ዕምኸዳ እቲ መልሲ ኣጀንዳ ናተን ሰለ ዘይተተግበረ ጥራይ እዩ ሃበኒ ህበይ ይገብር ይብሉ ኣቦታትና ሓቆም እዮም
@musseifeshaye3491
@musseifeshaye3491 3 жыл бұрын
You tube ካብ ዚፈልቶ ከማካ ጌሩ ዝመሰተኒ የለን thanks bro
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
Thank you bro!
@teweldebrhanzeray2989
@teweldebrhanzeray2989 3 жыл бұрын
Good information thank you
@Dan5639_
@Dan5639_ 3 жыл бұрын
Thanks brother for sharing us your knowledge . God Bless u .
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
Amen, you welcome brother!
@makdatewolde3180
@makdatewolde3180 3 жыл бұрын
Thanks Brother it’s good to know about our country !!❤️🇪🇷❤️
@muhurieemanuel6365
@muhurieemanuel6365 2 жыл бұрын
Well appreciated 😊
@dagandom3671
@dagandom3671 Жыл бұрын
How did you get all this information ? I am surprised - it seems - you did a whole lot of research! Thank you -
@lifelove8265
@lifelove8265 3 жыл бұрын
ጉዳይ ፖታሽ ከመይ ኣሎ ኣብ ምንታይ በጺሑ ኣሎ እባ መደብ ግበር ጅግና።ጽቡቅ መደብ ድማ።
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ክቡር ሓው:ምስጋናይ ከም ወትሩ ልዑል ኢዩ።ብዛዕባ ናይ ሃገርና ክትፈልጥን ከተፍልጥን ትገብሮ ጻዕሪ ቀሊል ኣይኮነን። * ኣብዚኣ ግን ኩልና ክንፈልጦ ዝግብኣና:ሓገዝ ክሕግዛ ከለዋ:እታ ሃገር ድማ ድሌተን ከተማልእ ኣለዋ። * እቲ ኩሉ ሓገዝ ዝገብርኦ ዝነበራ:ምስ ምጅማር ናይ ዶብ ኲናት:ደው ኣቢለንኦ።ኣብዚ ዝመጽእ ሕቶ ስለምንታይ ኢዩ።እቲ መልሲ ድማ ፍሉጥ ኢዩ።ብሙሉእ ዓቕመን ንወያነ ንምዕዋት ኢዩ ኔሩ። * ካልእ ምስ ኤርትራ ዝነበረን ክሳብ ሕጂ ዘለወን:ቴክኒካዊ ዘይኮነ ፖለቲካዊ ኢዩ።እንተዘይከውን ኔሩ:ዝተፈረደና መሬት ከመይ ኢሉ ብወያነ ተታሒዙ ኔሩ? * ሕጂ'ውን ሰለም ኣየበሉን።እንተኾነ ክብረት ዶ ባርነት ዝብል ሕቶ ንኽሉ ኤርትራዊ ብተመክሮን ብዝሓለፍናዮ ብረታዊ ቃልስን:ምውሓስ ናጽነት ብግቡእ ተመሊሱ ኢዩ።
@eduyohannes5004
@eduyohannes5004 3 жыл бұрын
No one can explain that to you!
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
@@eduyohannes5004 what you mean? I don't understand you. You can explain with your mother language. We have the best language and use your language and you can explain more.
@abebatesfaye4513
@abebatesfaye4513 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌👍✌
@kiliawta
@kiliawta 3 жыл бұрын
The west are behind every mess in eritrea, africa and the world
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 3 жыл бұрын
እዚ ኣይትእመኖ ህዝቢ ከደናግር እዩ ናይ ሓሶት ትንታኔ ዝህብ ዘሎ ::ክክክክ ኢርትራስ ክንድዚ ሓገዝ ረኺባ ኢልካ ትኣምን :: እዚ ሰብ እዩ ዘደናግር ዘሎ ህዝብን መንግስትን ክፈላሊ ረቂቅ ስልቲ እዩ ዝጥቀም ዘሎ ርኣዮም ኩሎም ይንእድዎ ኣይተረድኦምን እንበር ተመን እዩ::
@jujumalawi1507
@jujumalawi1507 3 жыл бұрын
Please we are going to wait part 2 my brother. Tefikana kea. Good explanation
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
Thank you brother!
@eduyohannes5004
@eduyohannes5004 3 жыл бұрын
Woww thank you 🙏
@biniamghiorghis8218
@biniamghiorghis8218 3 жыл бұрын
Great job
@tigstiyemane9236
@tigstiyemane9236 3 жыл бұрын
Good job bro
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 3 жыл бұрын
Tanks bro.
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
You welcome bro!
@eryrobrobsel6011
@eryrobrobsel6011 3 жыл бұрын
ኣዝዩ ጽቡቕ ሓበሬታን ገለጻን። ነቲ ነፍሰ-ምርኰሳ ኢሎም ዝጀሃሩሉ ሓቅነት ከምዘይብሉ ዘመስክር ገለጻ! ኣብ ፓሎቲካ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ቊጠባ ናይ'ታ ሃገር ዘተኮረ ሓበሬታ ምሃብ ኣዝዩ ኣገዳሲ'ዩ ቀጽሎ።
@abdumohammed6970
@abdumohammed6970 3 жыл бұрын
Your presentation is quite good. But there are some important points your followers to understand. How much of this amount you mentioned is invested actually in Eritrea is questionable. The extravagant life style of the staffs and their remuneration will surprise you. I was working with one NGO the field manager monthly wage was USD 23,000. Look above this amount he gets field allowances nearly in daily bases because our work was field work. Now imagine the salary of the tope managers. Additional they are corruption exposed. I remember our HR boss with the head manager they were withdrawing money from bank by imitating the signature of our finance manager. Of course this was with the help and cooperation from CBE staffs. Which they were contracting this corruption pandemic to the governmental structures.
@Asmara.Eritrea.1892.
@Asmara.Eritrea.1892. 3 жыл бұрын
Nic Job keep it up 🙏🙏🙏
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
Thanks, I will.
@ChristianoRonaldo-z7h
@ChristianoRonaldo-z7h 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@eritrearedsea5482
@eritrearedsea5482 3 жыл бұрын
It's true
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ሃገዝቲ ነይሮም ኢዮም አንተኮነ አዚ ኣብ ሃገርና ደኩኑ ዘሎ ኣረመናዊ ፋሺታዊ ጉጂለ ፥ብሰላም ክነብር ዘይክአል ሃደ ብምአራባውያንን ኣፍሪቃውያንን ጽሉል ነጉራም ድሁር መንግስቲ ክትብሎ ዘጸግም፥ሃገር ይትረፍ ተራ ድካን ከምሃድሩ ዘይክአሉ ኩናትን ጥፍኣትን ከም ሙያ ዝሪኡ ድሁራት ቀተልትን ኣሰርትን ናይ ኩናት ጎይቶት ( war lords) ሺግር ድክነት ፈጠርቲ ተባሂሎም ብኣለም ተፈንፊኖም፥ኣብ ምአራባዊ አቀባ ተወሲኪዎ ሃገርን ህዝብን ኣብ ዲቅ ዝበለ ድክነትን ስደትን ኣብ ውርደት ኣአትዮሞ ይርከቡ፥Rip Eritrea
@teclezionmusie8186
@teclezionmusie8186 3 жыл бұрын
እንታይ ስለ ዝደለየ ደኣ እዩ ህግደፍ ኣብ ልዕሎ ጻዓዱ ብጽልኢ ርእስና (ብረን ወሽ ገርዎ) መሊኢዎ እዋይ ጉድ ብዝኮነ ጽቡቅ ትንታነ ቀጽሎ
@emagunersawi7381
@emagunersawi7381 3 жыл бұрын
Selam neaka kubur haw eritreawi beaka kurue ye bhaqi !!! Ab qexali Bzaeba Eritrean new housing plan project zbehal zelo ba Asfih abilka Aqrbelna , sleti tgebro zeleka xaeri nemesgneka
@muledragon5784
@muledragon5784 3 жыл бұрын
thanks for your information very useful (when you explain tray to talk slowly ( keep it
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
You welcome bro! I will.
@lovetoall6413
@lovetoall6413 3 жыл бұрын
ንሕና ከም መንእሰያት ኣዚና ብንቕሓትን ብጥንቃቐን ክነስተውዕለሉ ዘለና ጉዳይ ዘን ሓገዝትን ወሃብቲ ረድኤትን ናይ ምዕራብ ሃገራት ክንሕግዘኩም ኢና ኢለን ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘኣትዋ then እቲ ውሽጠን ግን ካልእ ሰበብ ሒዘን' የን ዝመጻ for example, democracy ክተተኣታትዉ ክንሕግዘኩም ኢና ብዝሑነት ፓርትታት ክህልወኩም ኣለዎ, ሰበኣዊ ምሰላት እናበላ ናብ africa ይኣትዋ እሞ then ነኣኣተን ዝእዘዝ ወይ ንሰን ብኢደ ዙር ዝቖጻጸረኦ መንግስቲ ይተክላ, ከም ኣብነት Congo, Libia, ኢራቅ, ሶርያ አትች,, Ethio ውን ኣብዚ 27 ዓመት ብንጹር ኣብ ኢድ Amerca ብተዛዋዋሪ (ህውሓት)ከም ዝነብረት ብዙሕ ጭብጥታት ንዕዘብ ኣለና:: ነዚ ከም መንእሰያትን ሓላፍነታውያን ዜጋታትን ኸመይ ኢና ንስተውዕለሉ ሃገርና ኮነ ሕብረተሰብና ከም ሓደ ኣዝዩ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለን ዝኸፍል ዘሎን'ከ ኸመይ ገይርና ኢና መጻወቲ ከይከውን እንታይ ኢና ንሓስብ:: ኣነ በዚ ምውጻእ ናይቶም ገበርቲ ሰናይ ኢና በሃልቲ ሕጉስስ የ ምክንያቱ ንተዓዘብ ኣብ Ethiopia ኣብ polotica Ethio ብሩኡይ ኢዶም ኣእትዮም ኣለው ንዕዘቦ ኣለና:: so ሰበቡ ዶ ኣይከፍእን, ይትረፈና ዶ ኣየብለካን ነቶም ሓገዝ እዚ ዚ ተግባሮም?????? ናይዚኦም ናጻ ዝበሃል የለን ዓለም ትፈልጦ ምትእትታው ይገብሩ ኣለውን ጸኒሖምን,እዚ ኸመይ ኢና ንርእዮ ንሕና ከ, ሓገዝ ስለ ዘድልዮ ቲ ሕብረተሰብ ወይ ሃገር እተዉ ኢልካ ሰበቡ ዶ ኣይከፍእን????????? ሃንደበት ወጽየን እልካየን እሞ ሓደበት ምውጸኣን መንግስቲ Ertrea ስለ ዘይተኣዘዝን ወይ ኢደን ኣብ polotica ከእትዋ ስለ ዘየፍቀደለን ዶ ኮይኑ ኣይስመዓካን???? Economically ሓገዝ ክህባ መጽየን ከ ናብ polotica ዝጠውየን'ከ እቲ ሕቡእ ኣጀንደኣን ዘነጽር ዶ ኣይኮነን????? እሞ ትምህርቲ ክትሕግዝ ጸኒሕካ democracy, ብዝሑነት ፓርትታት እናበልካ ምጥምዛዝ ደኣ እቲ ትምህርቲ ድዩ ብዘይ ብዙሕነት ፓርትታት ድዩ ዘይከይድ ኮይኑ እወ ትኮይኑ መልስና china ደኣ በየናይ ብዝሑነት ፓርትታት ወይ democrasawit ሃገር ኮይና ደኣ' ላ ነተን democrsawyan ኢና በሃልቲ ሃገራት ምዕራብ, Erupea ኮነ, USA ገድፋተን ኻብ ቁጽጽረን ውጻኢ ከይዳ ንዕዘብ ኣለና how ደኣ ኮይኑ ከምቲ ዝብሉና ዘለው democracy ምሰረት ናይ ነጥቦ መቀይሮ ናይ ምዕባለ ናይ ሓንቲ ሃገር ኮይኑ how china became one of the richest and developed country's today???
@teameasmelash8190
@teameasmelash8190 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ንተንታኔኻ እንዳኣመስገንኩ እዚ ብኣሃዝ ዘንበርካዮ ዓቀን ኩሉ ኣትዩ ዝብል መረጋገጺ ኣሎዶ?
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 3 жыл бұрын
ክብሪ ኤርትራውነት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣይኣቱን አዩ ። ይበል መግለጺ ተዓወት ጅግና ።
@yihayshfisseha4368
@yihayshfisseha4368 2 жыл бұрын
music btbeb mzrab yedlyena alo
@mnbarkerfah9101
@mnbarkerfah9101 3 жыл бұрын
Yerya eza video hawey ab mkuxar tgagika aleka hawey, 2,458,873 ezi klte billion zeykones klte million eyu. Bzkone btaemi xbuk srah kexlo thank'you
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
ኣብቲ ቴብል ኣብ ላዕሊ Amount ዝብል ራኣዮ ሰለስተ ዜሮ (000) ኣዉኡ ኣሎ፡ ንኹሉ ነቲ ቁጽሪ ሰለስተ ዜሮ ኣንዳወሰኽካ ኢኻ ተንበቦ። Thank you anyway!
@ጽባሕ
@ጽባሕ 3 жыл бұрын
እንታይ ስለ ዝደላያ ኢየን ግን ክሳብ ክንድዚ ሓገዝ ክገብራ ዝፍትና ኒረን 🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 3 жыл бұрын
Kab bahri eritrean werqi bishan ,kab miskin hizbn ditehagere ayu ,,,
@Lealti_2
@Lealti_2 2 жыл бұрын
kabana ke kinday yewesdu zirzer do minegerkana???
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 2 жыл бұрын
Ms negeruna knegreki eye😂😂
@amanieltemnewo5256
@amanieltemnewo5256 3 жыл бұрын
Btaemi amesgineka kulu mialit aritrea bedila eyom zibluwa kemiz natka meredaeta btaemi adilaye mo kezlo awet nihizib eritrea
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 Жыл бұрын
እዚ ወዲ ዘቅርቦ ጽቡቅ እካ እንተኮነ ፡ ግን ብዙሕ ፖለቲካዊ ንቅሓቱ የጠራጥረካ እዩ ፡ ኣነ ኣብ ሽወደን እየ ዘቅመጥ ፡ ዝኮነ ሽወደናዊ ከኣ ናይ ነጻ ምሳሕ የለን እዩ ዝብለካ ፡ ኣይኮነንዶ ናብ ርሑቅ ሃገራት ኬድካ ብነጻ ምሕጋዝ ንዓርኮም ከማን ሱቅ ኢሎም ሓንቲ ቢራ ኣይከፍሉሉን እዮም ፡ ስለዚ ረዲኤት ኣብ መፈንጠርያ መእተዊ ሜልኦም ምካኑ ሎሚ ኩሉ ህዝቢ ዓለም ይፈልጥ ። ክቡር ሓውና ሓደ መዓልቲ እባ ገጽካ ከፊትካ ቪድዮ ስርሓልና ።
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay Жыл бұрын
ኩብር ሓው፡ ኣነ ነቲ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ከም ዘለዎ እየ ኣቕሪበዮ። ናተይ ርእይቶ፡ ወይ ንቕሓት ኣገዳሲ ኣይኮነንን።
@hailekidanetesfai8814
@hailekidanetesfai8814 3 жыл бұрын
ንሕና ክንህባ ንኻእል
@fitsumyosief642
@fitsumyosief642 3 жыл бұрын
quteba hagerna abzi gezie hafeshawi gemgam ketekrbelna bhankewta ntsebe lena
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ሂብካኒ ኣለኻ፡ ብዘተኻለኒ መጠን ሓበረታ ተረኺበ ከቕርቦ ክፍትን'የ፡ እዚ ክብለካ ከለኹ ግን፡ ኣብቲ ዘረኽቦ ሓበሬታ እዩ ዝምርኮስ። እኹል ሓበረታ ተርኺበ ማለትዩ። ስለቲ ርእይቶኻ ከመስግነካ ይፈቱ። ይቐንየለይ!
@rorasabur2741
@rorasabur2741 2 жыл бұрын
ፖሎቲካ ካሮትን በትርን ካኣ ምፍላጣ ኣዝያ ኣገዳሲ እያ ። ናይ ዝኮነ ሰብ ድዩ ሃገር ናይ ውሽጡ ዓቅሚ አዩ ወሳኒ ።
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 2 жыл бұрын
ሓቂ! ግን ብ ኣፍ ዘይኮነ ብግብሪ ክስርሓሉ ኣለዎ። ሓባራዊ ምትሕግጋዝ ግን ዝጽላእ ኣይመስለንን።
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 3 жыл бұрын
ዚገርም እዩ መጊለጺ ናትካ ከምቲ ትብሎ ዘለካ አበይ ትነብር? ሐንታ ኪበካ እማ ኪገዚአካ እዩ ጸዓዲ ተመን አይንከስካ።
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
😕😕
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 3 жыл бұрын
ካብ ህግደፍ ዝከፍእ ገዛኢ የለን የተማረ ይግደለኝ ይብሉ ኣምሓራ ካብ ሓደ ወዲ ጾማቂት ስዋ ኣጥምዩ ዝመርሓካስ 100 ግዜ ጻዕዳ ኣብሊዑ ዝገዝእ ይሓይሽ።
@ደላይኢፍትሒ
@ደላይኢፍትሒ 3 жыл бұрын
Ata uyuy do kbl eway deki shermuta hgdef adi tetsawitomula eba ajoka ketsel ahwat sher dageberna nab kulu nebtsahayo maere kndey kabey nabey atfiomuna kem zelowu eyu zere sabskrayb gberulu netebabayo.
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 2 жыл бұрын
ዓሕ ሎሚ ዶ ድኣ ፍቐዶ ዓዲ ምኸርተትና ኤርትራውያን እዚ ኩሉ ትኣሚቱ ዝነበረ ኣብ ግብሪ ውዒሉ እንተዝኸውን ሲ ካልእ ኤርትራ ምርኣና ሎሚ
@kubromghebremedhin6746
@kubromghebremedhin6746 3 жыл бұрын
ትፈልጥ ዶ ትኸዉን. እታ ዝበዝሐት ሓገዝ ከይትቆራረጸ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ካብ ሸወደን ምኻኑ. አቶም ካሉኦት ዝህብዎ ዝበዝሕ ክፋሉ አብ ኢድ ኽልኦት ኢዩ ዝተርፍ ነይሩ. ናይ ጣልያን እካ አብ እኤርትራ ምብጽሑ የጠራጥር ኢዩ.
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
ስለቲ ርእይቶኻ እንዳኣመስገንኩ፡ ምንጪ ናይ ሓበሬታኻ እንተ ተካፍለና ጽቡቕ ኔሩ።
@kubromghebremedhin6746
@kubromghebremedhin6746 3 жыл бұрын
@@AsmeraAbay እቲ ግዜ አይድ አይድስ ዝብሃለሉ ዝነበረ ኢዩ. አብ ግዜኡ ብሰምናራት አብ ዝተዘርበ ዝሰማዕክዎ ኢዩ.ከማይ ዝሰምዕዎ ክህልው ክኣ ትስፋ ይገብር.
@FirstNameLastName-uu9qv
@FirstNameLastName-uu9qv 3 жыл бұрын
Italy ziabeyet financial partner nay ertra eya. Lili 45% export nay ertra nab adi tlyan eyu zsded ab ertra zbezhu fabricatat zelewa Italy eya (e.g Zara textile dolce vita textile) ezi trah zeykone ab ertra kab zmexu mirabawyan bexahti bquxri zbezhu italyawyan eyom Selam neru tezkewn ab tourism zemxo lewti hsebo. ezi keman shabya zeyfeqedu koynom ember nay adi tlyan investment trah nertra semay mesqela neru. Kberhalka economy of Eritrea elka Rayo ab Wikipedia.
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ፡ ይሳማማዕ'የ እየ ኣብዚ ዝገለጽካዮ ኣርእስቲ።
@kiliawta
@kiliawta 3 жыл бұрын
@@kubromghebremedhin6746 you are full of hot air. Where is your source, answer it or shut up. There is no guess work here.
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 3 жыл бұрын
ሓሳዊ ዘይበልዓቶ ገንዘብ ወሲዳ ኢልካ ተደናግር
@danieldesta4139
@danieldesta4139 3 жыл бұрын
ኅኅኅ
@andayaman4097
@andayaman4097 Жыл бұрын
ንስኻ እንታይ ኣበርኪትካላ ንኤርትራ፧ ጓኖት ዝሓገዝዋ ክትጸባጸብ ትውዕል፡ እጃምካ እንታይዩ!
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay Жыл бұрын
ንስኻ እንታይ ጌርካላ፡ ናይ ካልኦት ክትጸባጸብ ትውዕል!
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 3 жыл бұрын
ህዝቢ ኢርትራ ከይትደናገር እዚ ሓሳዊ እዩ እዞም ርንእድዎ ዘለኹም ስቅ ኢልኩም ኣይትደናገሩ::ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@eritrearedsea5482
@eritrearedsea5482 3 жыл бұрын
Lekebatee..agame
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 3 жыл бұрын
@@eritrearedsea5482 ንመን ኢኻ ኣይተረድኣንን ምስ እዚ ድሕሱ ዘሎ ዲኻ
@lovetoall6413
@lovetoall6413 3 жыл бұрын
Comment ጽሕፈ ኣይፈልጥን እንድየ ግን ሕጂ ኣዝዩ ምዛናዊን ኣብ ፍልጠት ዝተመርኮሰ ትንተና ስለ ዘቅረብካ ኣዘየ የመስግነካ ቀጽሎ ከኣ:: እዘን ናይ ምዕራብ ሃገራት ግን ኣዘይን ሓደገኛታት የን ኩንታል ሂበን 10 ኩንታል ሽግር የን ብውሽጢ ውሽጢ ዝሰርሓ So ኣብ polotica ሓንቲ ናጻ ሃገር ኣቲኻ ምሑሙዛቅ ሓደ'ቲ ዝልለያሉ ኣመል ዩ so ዘይምግራሕ:: ቀጽሎ ኣንበሳ!!! like, Sub ከኣ ናባና ግደፎ ንዕቤት ዛ channel. ብጣሚ ግን ትድንጉይ ኢኻ ግዜ ዲኻ ዘይትረክብ ኾንካ i don't know. ኣይትደንጉየና ንምባል የ, ኣንበሳ የ👍🤛.
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 3 жыл бұрын
@@lovetoall6413 እዚ ክትሰምዖ ከለኻ ጥዑም እዩ ግን ሓሶትን ሽርሕን እዩ ኢርትራ ክንድዚ ዝኣክል ሓገዝ እንተትረክብ ወርቂ ምስተቀየረት::ሓያል ናይ ሓሶት ስልቲ እዩ ኣጸቢቀ እየ ዝፈልጥ::
@lovetoall6413
@lovetoall6413 3 жыл бұрын
@@BiniamMicael9933 It could be, ክኸውን ይኽእል ዩ, ዋላ ኣነ ቅሩብ ምግናን ዝበዝሖ ይመስል ክብል ጸኒሐ'የ:: ይኹን እንበር ገለ ሓቅታት ግን ኣለዎ so ነቲ ዘድልየካ ውሰድ ዘየድልየካ ከኣ ጎሓፎ:: ኣብ ሓሶት ብዙሕ ግዜ ተዘየትፈኣ ግን ይመክሮ በዚ ኣጋጣሚ, ምክንያቱ ክብረት ኣይህቦን ዩ ::
@abrahamshege330
@abrahamshege330 3 жыл бұрын
ሓሳዊ
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
ንመን ሓሳዊ? ዓቕም ተለካ ጭብጢ ኣቕርብ ከምዛ ናተይ ኣብ ትሕቲ እዛ ቪድዮ ኣቕሪበዮ ዘለኹ መወከሲ። ርግጸኛ እየ ግን ክተቕርብ ዓቕሚ ይኹን ብቕዓት የብልካን።
@kiliawta
@kiliawta 3 жыл бұрын
@@AsmeraAbay I wonder why you are doing this ? Is this out of care or another motive like the other enemies of Eritrea. Please don’t say I did more than the above person. No one did more than our martyrs , but they are not here to brag about it.
@AsmeraAbay
@AsmeraAbay 3 жыл бұрын
Why would I hate my country? I did it simply to tell the facts. Don't you think facts matter to all of us.
@jklmnk9596
@jklmnk9596 3 жыл бұрын
Abreham Shege HASAD FESAWI WEKAREYA.
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,4 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 18 МЛН
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 78 МЛН
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 43 МЛН
ፍሹላት ናይ ልምዓት መደባት ኤርትራ // Eritrea's Failed Development Projects
19:11
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,4 МЛН