"ኤርትራዊ ሃገራውነት፡ ኣብ ጽልኢ ትግራይ ዝተሰረተ ኣይኮነን" ሰለሙን ገብረየሱስ

  Рет қаралды 9,862

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Interview on Eritrean Nationalism.

Пікірлер: 191
@yonasg1672
@yonasg1672 6 ай бұрын
Amazing explanation by Solomon. 🙏 Hope u will be the next Presdent of Eritria . Amen👏🙏👏
@N.at.79
@N.at.79 6 ай бұрын
ባዕሎም ተጋሩ ነጊሮመና እዬም። ኤርትራዊ መንነትዮ ጸላኢና። ተወዲኣ ንሶም እዬም አብ ጽልኢ ኤርትራውነት ክስረቱ ዝደልዮ ዘለው።ስለዚ ኤርትራውነት ንቅድሚት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@kibromhawitewolde2783
@kibromhawitewolde2783 6 ай бұрын
ኣዞም ናይ ኢሳያስ ትግራዋይ ሰዓብቲ ኣብዛ ኤርትራ ንብላ ደቂኣባት ዝተውለድኩም ደቓሉ እዛ ኤርትራዊ ሃገራዊነት መሕብኢ ኮይናትኩም ኣላ። ጥራይ እንቦሕ ጥራይ እንዳበልካ ኣብ ስደድትኻ ብለይ። እንተ እዛ ኤርትራ ጽንተት የጋጥማ ኣሎ ከመይ ጌርኩም ተድሕንዋ ምሕሳብ ይሕሸኹም።
@N.at.79
@N.at.79 6 ай бұрын
@@kibromhawitewolde2783 አበዮ ኤርትራዊ ሃገራዊ መሕብኢ ዝኮነ።መሕብእስ ኣብ ባንዴራ ፈደረሽን ኣለውኻ። ግዕዛይ ምዛይ ናይ መንነት ቁልውላው ዘለዎም።
@kibromhawitewolde2783
@kibromhawitewolde2783 6 ай бұрын
@@N.at.79 እዛ ናይ ፈደረሽን ትብላ ባንዲራ መለይ ደኣ ህዝባዊ ግንባር ካብ 1972 ጀሚሩ ዓዲ ዓዲ ምስታ ናይ ውድብ ባንዴራ ሕዞም ኮለን ኩብሉ ከለዉ ብሂወትና ዘሎና ንምስክሮ ጉዳይ እዩ። እዛ መለይ ባንዲራ ኣብ ብ69 ኣባላት ፓርላማ ኤርትራውያን ተሰማሚዑ ዘጽደቕዋ እዮም። እዛ መለይ ኣብ ግዜ ነጻነት መለይ ኣብ ኣስመራ ኣትያስ ትንብልበል ነይራ እዞም ደቂ አንድነት ብዘይ ናይ ህዝቢ ፍቓድ ክሳብ ዝሰቕልዋ።
@N.at.79
@N.at.79 6 ай бұрын
@@kibromhawitewolde2783 ንዓባ መለይ እኮ ጀብሃ ንዓኣ ኣልዒሎም እዬም ቃልሲ ጀሚሮም ። ቅድሚ1972 ድኣ እንታይ ኔራ ክክክ መቸም ይጸብቅ ይሕመቅ ቃልሲ ኣቦታት ኤርትራ አይትቆራርጽዎ። ባንዴራ ጀብሃ ደይኮነትን ትበሃል ዝነበረት ። ግን ንምንታይ ዕላማ ሕጂ ተላዒላ እንተ ኢልና። ልእውነትን ናጽነታ ኤርትራ ዘይኣምኑ ሰባት እዬም ዝያዳ ዝሰርሑላ ዘለው። ንሶም ክኣ ኤርትራ ኣካል ትግራይ ንምግባርዮ።እኮድኣ ኣቦታተይ መለይ ሒዞም ክወፍሩ ኣቦታቶም ኣንድነት ዝብሉ ኢትዬጵያ ወይ ሞት ዝበሉ ሕጂ መለይ ሒዞም ክርኢ የጉህየኒ።ቅዋም ተተተኺሉ ውን ህዝቢ ኣድሚጹ ክመልሳ ይኽእልዮ።ሕጂ ግን እዚኣ 🇪🇷🇪🇷 ደም አፍሲስናላ ኢና።
@kibromhawitewolde2783
@kibromhawitewolde2783 6 ай бұрын
@@N.at.79 ቅድሚ 72 ደኣ ፍሉጥ እንድዮ ተሓኤ መለይ መለላይኣ። ወዲ ተምቤን ምስ ተፈንጨለ እዛ መለይን እታ ና ህግሓኤ ኣርማ እዪም ሒዞም ዝውኡ ነይረም። እዛ ሕጂ ዘላ ባንዴራ ግና እሳያስን ከንኡ ዘኣምስሉ መራሕቲ ህግደፍ ብውኒኖም ዝተኸልዋ እያ። ኣብ ትሕቲ እዛ ባንዴራ 1998 ክሳብ 2000 ዝነበረ ኲናት ክሳብ 46 ሽሕ ዝግመቱ ከምኡውን ኣብ ናይ ትግራይ ክሳብ 70 ሽሕ ዝግመቱ ስልዝመቱ እዩ ኢሳያስ ናይዞም ኤርትራውያን በቲ ውዕል መሰረት ጋር ነብሲ ክፍለኒ ኢሉ ንኣብይ ብዕሊ ዝሓትቶ ብመሰረት ሓበሬታ መሰረት።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 6 ай бұрын
እንታይ ናብ ኣፍሪቃ ዘኽይድ ኣለካ ገድሊ ኤሪትራ ዝበለጸ ኣብነት ከለካ :: መንእሰያት ኤሪትራ ገለና ናብ ህዝባዊ ግምባር ገለና ድማ ናብ ጀብሃ ከም ውሑጅ ዝዋሓዝና ኡኮ ብሃገራውነት ስምዒት ልብና ስለ ዝነደደ ኢዩ ኩሉ ገዲፍና ሂወት ክንከፍል ናብ ሳሕልን ባርካን ዝተጓየና :: ብናይ ክልቲኦም ግምባራት ጅግንነት ድማ ኤሪትራ ሃገር ኮይና :: ኤ ሪ ት ራ ሃ ገ ር ኢ ያ ::
@selinaalena4453
@selinaalena4453 6 ай бұрын
Well said Selley Asmarino❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 6 ай бұрын
ክቡር ሓው ሰሎሙን ኣዝዪ ደስ ዝብል ዘተ'ዪ እቶም ኤሊት ኤርትራውያን ከምዚ ጌርኩም ኣስተምህሮ ተስንቁና ዘለኩም ኣዞና ነመስግነኩም መንእሰያት ኣተሓሳስባና ክብ ክብል ትገብሮ ዘለካ ክብሪ ይግብኣካ ኣይተዓንቀፍ መመሊስካ ሰውድ ❤
@naomiyemane3145
@naomiyemane3145 6 ай бұрын
thank you for shearing excellent discation as allways Solomon know what he talk about i hope he will be future president of Ereteria i love you all keep shining 🙏🏾💕💕💕
@HaileselassieTekle-yo4bs
@HaileselassieTekle-yo4bs 6 ай бұрын
You are Eritrean hero,Every interview which I hard you are perfect 👍.
@kemma973
@kemma973 6 ай бұрын
Solomon My favorite politician
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 6 ай бұрын
Excellent discussion! BRAVO, Solomon! Thanks to both of you.....
@mr.hrealpeople2135
@mr.hrealpeople2135 6 ай бұрын
Solo! Thank you so much for your candid interview with Fanus. I always learn something new from you! 👍🏾🌹
@NawaNawa-mr1yb
@NawaNawa-mr1yb 6 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ን ጅጋኑ ሓይልታት መኽልኻል ኤርትራ ምስቲ ልዋህ ህዝቢ ኤርትራ
@user-qn5mc6hh8f
@user-qn5mc6hh8f 6 ай бұрын
ኣየ ደምበ ዕንክሊል ናትኩም ነገር እኮ ዘገርም ኢዩ። መዋእልኩም ነዛ ሃገር እገዳ ይገበረላ እንዳበልኩም ዓንገርግ ትብሉ ዝነበርኩምሲ ሕጂ ኸኣ ተመልስኩም "ባጽዕ ዓንያ ነቶም ኣብ ፈንቅል ዝተሰዉኡ ግቡዕ ክብሩ ኣይረኸበን"። ወይቲ ጉዳይ በለት ዘገርም ኢዩ።
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 6 ай бұрын
Gdefomo netom zehalefu swat nezi dew elu zkales zero serawit zragem znebere entry tblo !!!
@tekestemogos5888
@tekestemogos5888 6 ай бұрын
ሐድነትካ ምድልዳል ሐደ ምኻን ንባዕሉ ንጸላእን ንጋል መንገዲ እናአምጸአን ኮብላሊ ምፍንቃልዩ . ዓወት ብስራሕ ብሐድነትዩ
@shashukeleta5428
@shashukeleta5428 6 ай бұрын
How about Erisat? Why do we choose to run away when a problem occurs? Why can't we face it and try to solve it?
@zowdi810
@zowdi810 6 ай бұрын
Yes you are right thanks 🇪🇷 god bless to erterawe people and you tow 🇪🇷 🙏 ❤️ 😊 💖
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 6 ай бұрын
LAM ALECHN BESEMAY WETETWAN ALAY !!!TSURUY HASAB EMBER AMSELU ZEREBA ETN AYEWTSE ETN AYEUTU !!!! LEBAMAT EMBER GOHALALUS AYSEANAN !!!
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 6 ай бұрын
Yoel hawey Thank you for addressing this topic very often, because our silence has bring them this far. They think we all share the voice of the stupids. They need to hear it
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir 6 ай бұрын
Zemam kongo mektel kalsina.long live eritrawnet.
@mulugere8879
@mulugere8879 6 ай бұрын
ስለ ኣንፍትና ዘጥፍእና ኮ መንፍስ ቓልሲ ሃገራዊ መንነት እረትራ ስለ ዘጥፍእና እዩ,,ክንዕወት እንተ ኾይና ናብ ሃገራዊ መንነት ክንምለስ ኣኣለና። ቢህራዊ ዉመና ፕሎቲካ ክም ናይ ሕወሓት ንእረትራዊ ጸርፍ እዩ ንዕኡ እልና ኣይተቓለስናን ,,ስለዚ ንእረትራዊ ሃገርነት ምርንነት ንህዝብና ማእክል ገርና ንቓለስ
@harryteafay949
@harryteafay949 6 ай бұрын
I have question yuel you are always ask about Erisat.by the way henok have not filing about eritrea even he is not eritrean nationalist
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 6 ай бұрын
Eway Esias Esias kitblu edmekum ahlifkimo meftihi zemisie ayranan bijeka zisaref
@gebreted2612
@gebreted2612 6 ай бұрын
ዩኤል እዚ ሰሎሞን ዘረባኡ ንባዕሉ ዝሰምዖ ኣይመስለንን
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 ай бұрын
ኩሎም እዞም ብዛዕባ ኤርትራወነት ከም ጸገም ዝወስድዎ ካብ ኣስገዶም ዝተዋህበቶም እያ ።
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 6 ай бұрын
Solo sart and real 💙💙💙💪🏽
@sambr9018
@sambr9018 6 ай бұрын
Not ALL Eritreans have fallen for the anti Tigray philosophy, but a very large portion of the population have. PFDJ's plan has partially worked.
@teklenara9386
@teklenara9386 6 ай бұрын
ለክባጥ እካ ነፋሕቶ ገጽ ረኤየ ኣብ ሐደ ርእሲ ክልተ መልሐስ ሕዝካ ትጋዓዝ ሰለሙን ድካ ትብሀል ዓቅል ጽበት እዩ ደዛርበካ ዘሎ ድሰምዓካ ህዝቢ የልቦን ኮለል ኣይትበሉ ቃልሲና ኣንጻርኩም ሸየቲ ሀገር ንሐንቲ ኣደ ስዉእ ክትሕግዙ ኣይተረከብኩምን ኮለል እያ ስራሕኩም ብኮለል ድማ ጽሐይ ክዓርበኩም እዩ
@mehazuttube9526
@mehazuttube9526 6 ай бұрын
Hakka Selye kemu gerkum fllyatkum axbibkum terfuna ❤
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 ай бұрын
ምሁራት ትግራይ መንነት ስለ ዘይብሎም እዮም ኣብዚ ብውጽሖም ዘልዉ ። ኣብ ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ጽሊኢ የልቢን ። እቲ ሓቂ ኣብ ትግራይ እዩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ጽሊኢ ዘሎ ። ኣነ ኣብ ዲባት ናብ ባድመ ዝነብር ዝነብርኩ እያ ብዙሓት ኤርትራውያን መቆል ዘለዎም ናይ እትዮጵያ ዜግነት ዝነብሮም ዝበዙሑ እዚ ኩሉ መከራ ዝወረዶም ኣብ እዚ ናይ 1998 ብዙሕ ህዝቢ እዩ ጠፉኡ እዚ ድማ ብ እሰያስ ኮነ ብህወሓት ብምውደብ እዮ ንከይ ወጽእ ተገይሩ ። እዚ ሕማም ናይ ኤርትራ እዩ ዘልዎም ፡ ጽሎኦም ካብ ህወሓት ካብ ትፍጠር ነት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዶብ ኮነ ኣብ ወልቃይት ኣብ ከባቢ ባድመ ብዙሕ ህዝቢ እዮም ኣጥፊኦም ጥርቶም ንብረቶም ወርሶም ።
@genygen5351
@genygen5351 6 ай бұрын
Haqu dea? abey nerka wedey?
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 ай бұрын
@@genygen5351 ኣብ ብያራ ባድመ ነይረ ።
@sarjosaed9458
@sarjosaed9458 6 ай бұрын
yoel why don,t host mr seid tawekel
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 6 ай бұрын
AHE!!BEJA SWATN HZBI ERITREAN ESEYASN GAH BEL WEYAL!!!!
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 6 ай бұрын
Eritrawi Hagrerawinet eyu nitegaru qidmi 30 amete Adiss Abeba abxihuwom.
@er937
@er937 6 ай бұрын
Ay sele magula mergexi yeblka tzarebo aytfelt mems zmexe twywy ktbl meret aribuka amselu One nation setiratka nera seb amsilatka
@JESUS_son-y1b
@JESUS_son-y1b 6 ай бұрын
ሰሎሙን የቀንየልና, ከምቲ ብቀጻሊ ትገብሮ ብሱል ሓሳብ ቀጽሎ ካአ። ፋኑስ ሚዲያ ካአ ነዚ ብ ስርዓት ኢሰያስን,ትሕቲ ሃገራውያንን ሕሉፋት ሃገራውያን ን ኤርትራዊ ሃገራዊነት አብ ምህሳሰስ ዚከድዎ ዘለዎ አካይዳ አብ ምቅያር ተራካ ከተዛይድ ይላበወካ።
@GhebrezghiShimhalal
@GhebrezghiShimhalal 6 ай бұрын
ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት፡ ኣንጻር ኩሉ መሰናኽላት፦ ኣታ ሰብ ዶ ‘ሎ ኣብ ደገ፧ ከይትኸውን ብዓለገ ወስን፡ ሓሲብካ ሕገ። ኣብ መወዳእታ ኢትዮጲያ ከም ትበታተን እኹል መርትዖታት ሃልዩ፡ ትግራይ’ውን ኣብ ክፍልታት ከም ትገማማዕ’ውን እኹል መረዳእታት ኣሎ። እቲ ኣነ ዝገርመኒ ናይቶም ኣብ መቐለ ኮይኖም ዝሰሓጉ ዘለው ብትዕቢት ዝተላዕጠጡ ፍጹም ካብ ታሪኽ ዘይመሃሩን ንመጻኢውን ዋላ እንኮ ራእዪ ዘይብሎም ህንጡያት ሃዋርያታት ጥፍኣት ኣይኮነን፡ እንታይ ድኣ እቶም ብሓፈሻ ንደምበ ደንበርበር ተቓወምትን ደለይቲ ፍትሕን ዝብሃሉ ብፍላይ ከኣ እቶም ብቐቢላውን፣ ኣውራጃውን፣ ሃይማኖታውን፣ ባህላውን ነቓዓት ፈጢሮም ብኤርትራዊ ሃገራዊ ምስሉዩነት ዝሕምስዎ ዘለው ሓደገኛ ባእታት ተወልጀ ኣይ ተጓሩ፡ ኣይ ኤርትራውያን፡ ኣይ ኢትዮጺያውያን እዩ። ኤርትራውያን ሃገራውያን፥ ድሕሪ ደጊም ክሳድኩም ኣድኒንኩም ትኸዱሉ ዋላ ሓንቲ ብቑዕ ምኽንያት የብልኩምን። ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት፥ ሎምን ንዘልኣለምን፦
@Ruth-Eru75
@Ruth-Eru75 6 ай бұрын
🇪🇷✊🏾
@tseghehabtemicael1245
@tseghehabtemicael1245 6 ай бұрын
ሐሳዊ ብዛዕባ ኩቡር ፕረዝደንት ኢሰያስ አፈወርቂ ሰድራ ቤት አንድነት ኢሎም ሃገሮም አይሸጡን ንስኻ ሰለሙን ቅልውላው መንነት ስለዘለካ አየገርመናን ንስኻ ግን ንእስያስ አፎወርቂ ክንዲ ሕጻብ እግሩ አይትአክልን ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ ውድቀት ንከዳዓት
@gebreyohannes1497
@gebreyohannes1497 6 ай бұрын
Solomon the chameleon!!!!
@yontcesc
@yontcesc 6 ай бұрын
well done again yoela....what you have been doing is great
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 6 ай бұрын
እዚ ህግደፍ ዓመት ዓመት ስርሒት ፈንቅል እንዳበለት ትገብሮ ባዓል ናይ ናጽነት ባጽዕ ናይባሓቂ ንዑኡ ንምኽባር ዘይኮነ ንባጽዕ ክሳብ ክንደይ ከም ዘዕነወታ ናይ ደስታኣ መግለጺ ኢዩ :: ንከተማ ባጽዕ ጥራሕ ዘይኮነት የዕንያታ ንህዝቢ ውን ኣጽኒታቶ ኢያ:: ኣብ ባጽዕ ቁሩብ ጠወር ዝብሉ ሰባት ኢዮም ዝራኣዩ እምበር ህዝቢ ዝባሃል ኣብ ባጽዕ የለን ከምኡ ውን ኣብ ዓሰብ :: ህግደፍ ስልጣን ካብ ህዝቢ ኤሪትራ መንዚዓ ኣሸባሪት ካብ ትኸውን 33 ዓመታት ገይራ ኣላ :: ኣብ ባጽዕ ይኹን ኣብ ዓሰብ ከምኡ ውን ኣብ ካለኦት ከተማታት ኤሪትራ ቅድሚ ናጽነት ኤሪትራ ዝሰርሓ ዝነበራ ጥልያን ዝሰራሓተን ዓበይቲ ትካላት ውን ፈሪሰን ኢየን :: ህግደፍ ብዘይካ እቲ ዝነበረ ኣፍሪሳቶ እምበር ዋላ ሓንቲ ሓድሽ ነገር ዝሰራሓቶ የለን :: ህግደፍ ባዓል ናጽነት ኤሪትራ ባዓል ስርሒት ፈንቅል ወዘተ እንዳበለት ንህዝቢ ኤሪትራ ተዳናግሮ ዘላ ይምሰላ ይኸውን ህዝቢ ኤርትራ ግን ቀደም ነቒሑስ ህግደፍ ቀዳመይቲ ጸላኢቱ ምኻና ኣጸቢቑ ይፈልጥ ኢዩ :: ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት :: ኤሪትራ ሃገር ኢያ ::
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 6 ай бұрын
Xebuk geberu kondaf agame heji wuen wetru hegdef
@HannyJo
@HannyJo 6 ай бұрын
ሰሎሙን ፖሎቲካዊ ርእይተኻ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ምስ ውፉይ ብሓንሳብ ኢንተርቪው ኣብ ትገብረሉ ጊዜ ዋላሓንቲ ፍልልይ ሓሳብ የብልካን ካብቲ ትግራይ ትግርኚ ንበይንካ ካኣ ኤርትራዊ ኣተሓሳስባ ትሕዝ ስለምንታይ ?
@smilesmile2096
@smilesmile2096 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏
@NMra.2023
@NMra.2023 6 ай бұрын
Bejaka Solomon zey kewin aytizareb. Kindney seb ilom hawelti kigebru. Niklom zwikil hawelti ika tigeb. Nay wilqe seb hawelti aykewinin mikniyatu kulu hizbi Eritrea Tarik fesimu.
@user-zl7po6zm9s
@user-zl7po6zm9s 6 ай бұрын
Leba your father was Dergu ESAB
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 ай бұрын
ሰላሙን ምስመን እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ይፈልጥ ዲዩ ? ምስቶም ነቲ ኤርትራውያን ከንፍርስ እና ዝብኩ እንዲዩ ዝሰርሕ ዘሎ ፡ ትግራውነት ከንግሱ እዳሰርሑስ ብከመይ እዩ ኣብ ደገፍ ዝርእዮ ዘሎ ? ኤሪ ሳት እኮ ናይ ኤርትራ ዶ ናይ ትግራይ ትኩን እዩ ኣብዚ ኣብጺሕዋ ዘሎ ።
@mr.hrealpeople2135
@mr.hrealpeople2135 6 ай бұрын
ጉጉይ ሐበሬታ!!
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 ай бұрын
@@mr.hrealpeople2135 ብትክክል ርእቶካ ኣስፍር ነዚ ህዝቢ ኣነታልሎ ብዓል የናታን ዶ ኣይኮኑን ነቲ ህልክ ተታሕዞሞ ዘልዉ ። ዮናታን መን ዲዩ ? ልዕሊ ልሳኑ ካልእ ዝምስክር ኣሎ ዲዩ ?
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 6 ай бұрын
Thank you.እሕዎት...💙💙💙💙💙💙🙏✅
@N.at.79
@N.at.79 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 6 ай бұрын
@@N.at.79 thank you....💙💙💙💙💙✅
@mokonentekie2388
@mokonentekie2388 6 ай бұрын
ሚድያ ዓጋም
@user25645
@user25645 6 ай бұрын
እዚ ሰለሙን ግን ሐንሳብ ለባም ይከውን ሐንሳብ ጀልፋፍ ይከውን confuse person ከምዚ ሰለሙን የለን ፖለቲካ አይመባልዕትካን እያ በጃካ ተአለ
@Kemalemeye
@Kemalemeye 6 ай бұрын
ይቅሬታ ሰለሙን ኣነ ከም ሰራየ እየ ዝርእየካ ምክንያቱ ሰራየ ዝዛረብዎን ልቦምን በበይኑ እዩ ንስካ ንባዕልካ ደንበ ተቃዉሞ ክሕይል ከሎ ምስ ንሓመዱ ትከውን ። ህግደፍ ክሕይል ኮሎ ክኣ ሀገራዊ እየ ትብል እዚ ናይ ክልኩም ሰራየ ተንኮል እዩ
@BerihuWeldemichael
@BerihuWeldemichael 6 ай бұрын
ሰለሙን ጽብቅ ገርካ ኣይ ሰማዕካ ንሱ ዝበሎ ኣይ ጎበዘን ግን ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ።ንትግራዋይ ለማኒ ሰራቂ ሻርሙጣ ኢዳ በለ ንዎሎዶ ዝሃንጽ ኢዩ ኢዚ ከኣ ክጠፍእ ኢዩ ዘለዎ።
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 ай бұрын
ትግራዋይ ትብል ነዚ ሕጂ ትግራይ ክትውክል ካብ ትጅምር ካብ 1995 እያ ጀሚራ ፡ ቅድሚኡ ኣብ ዝኮነ ጭብጢ የለን ፡ ካልኣይ ትግራዋይ ዝብሃል ኩናማ ፡ እሮፓ ፡ ትግርኛ ፡ ኣስላም ጀበርቲ ወቆቶት እዩ ዝውክል ። ኣብ ኤርትራ ክዛረቡ ከለዉ ግን ተዛራቢ ትግርኛ ጥራይ እዮም ዝብዋ ።
@Mengshaile
@Mengshaile 6 ай бұрын
ኣየ ሰለሙን ዋን ኔሽን ፋሕ ምስበለት
@TDF2021
@TDF2021 6 ай бұрын
To clear the debate, please organise a discussion with Asgedom both put thier idea in one debate. Interview individually doesn’t clear the idea.
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 ай бұрын
Kondaf WELDEAGAME
@EritreanPost
@EritreanPost 6 ай бұрын
Stop with Agazian agenda. 9 tribes are one. Not Tigray Tigrinya
@yonatano.4092
@yonatano.4092 6 ай бұрын
እዋይ ለኽበጥበጥ! ሕጂ ድማ ሃገራዊ ኮይኑ መጽዪና።
@abrahammengistaab6538
@abrahammengistaab6538 6 ай бұрын
ሰለኡን፡፡መሮኡክ ኣሜን
@michaelberhane5025
@michaelberhane5025 6 ай бұрын
በጃካ ዘይቅኑዕ አብነት እንዳ አምጻእካ ካብ ምንባብን አፍልጦን ዘይብሉ ፈላጥ ኮንካ ምቅራቦ ነብስካ ዶንቂርካ አብ ቀረባ ዘሎ መስኪን ህዝቢ አይተደንቁር ሀገራውነት ክትምህርክሳብ ክንደይ ናይ ምንባብ ድክነት ከምዘለካ ብግልጺ አብሪህካልና
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 6 ай бұрын
Entaye boozoh daa kulu geyega ember traye zeykone Asgodom ezy kondaff komal nigeza rosu meftarow geyega eyou . Nezom geyega eyou Eritreawonet zebom zelow Arat killow zakemetowo egrom klhes nearwo .
@gmercy6144
@gmercy6144 6 ай бұрын
Tegaru ni Eritreawiyan tsilulat bitegibar ariyom 1998 kisab hiji yiqitsiliwo allewu Tegaru kab tsilulat Eritreawiyan witsu kiselitekum
@amlakeysenayeyu1018
@amlakeysenayeyu1018 6 ай бұрын
Tekawami bzeraba aykonen gignnet menseyat mesakin abhawi teetwo alekum
@zetamful
@zetamful 6 ай бұрын
Hemam nay Tigray alkum. Tegaru Eritreanwen Tegaru ina auteblu nehena Tegaru Ethiopiawen ina ilemukum
@tesfayamanuel1466
@tesfayamanuel1466 6 ай бұрын
ተጋጊኻ ሃገራዊ ኣይኮንካን ኪድ ራሕቅ ከማኻ ኣየድልየናን ደጊም ኣብ ኤርትራ ቦታ የብልካን.
@MeashoGoitom
@MeashoGoitom 6 ай бұрын
Zip up Man we are victims of our nationalism
@user-fg3ov1cj2q
@user-fg3ov1cj2q 6 ай бұрын
Brother Solomon this you could tell to your mama!! not because I like the dictator ship but, Eritrea has nothing to do with Tigray!! so if you want to be, Tigraway, take your shift and move on.
@Rimmdr
@Rimmdr 6 ай бұрын
Hasawi terewai
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 6 ай бұрын
haw selomon bisul hasabn kinuin zkone bzeysmietin wegennetn miglaxka kitdnek yigbeaka eu
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 6 ай бұрын
Ezom Eritrean KZbinrat n tegaru zenashewu dema HAGERAWYAN aykonun, mekneyatu Eritrawi Hagerawenet malet mekebebar mes gorababetna sele zetakalel.
@fessehazeru1946
@fessehazeru1946 6 ай бұрын
ማሕበር ሃጠው ቀጠው፣በቀዳምነት አርትራውነት በቀዳምነት አብ ረብሐ አርትራ ዝዓስል ጥራይ አዩ። ናይ አርትራ ሃገራውነት መሰረቱ ካብ ግዜ መግዛአቲ ጥልያን ዝተጀመረ ቀጺሊ አብ ቃልስ ነናጻነት ዝተኾለዓን ዝዓምበበን አዩ። ብዝለዓለ ብፖሊሲ ናይ ህግ ዝወሰዶ ዝተጨበጠ ሱጉምቲ ከንደንፈዓ አንዳዓበየን ዝኸደ አዩ። ዓዋን ከዳዕ ብዛዕባ ፈንቀል ከተቃልል ዝፈተንካ ፣ ሻዕብያ ካብ 91 ካሳብ 98 ዝነበረ ምንቅስቃስ አብ አርትራ ዝነአድ ነሩ፣ ግን ኩሉ አብ አርትራ ዝነበረ ምዕባለ ብሰንኪ ናይ ወያን ምዕራብን ከማኹም ከዳዓት መወለድ አርትራ ዝነበሮ ከም ዝኾሎፍኩሞ ታሪኽና አዩ። አዚ ናይ ብወያኔን ከዳዓት አርትራ መበቀል ዝነበሮም ሕጂ ተሳዒሮም ተደምሲሶም አለዉ። ናይ አርትራ ሕጂ በጺሐቶ ዘላ ከዓንቅፈ ዝኽአሎ የለን።
@saidmohamed268
@saidmohamed268 6 ай бұрын
Letes not. Minimaze. Fenkel. We. Should. be. Proud. About. It.
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 6 ай бұрын
ሓቂ እያ ዉሓጥዋ።
@saidmohamed268
@saidmohamed268 6 ай бұрын
Eretrawee. Hagerawenet. Always. I. Means. Always I. Matter. What. Is. going. To. be. Thre
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 6 ай бұрын
WEDEN KEY TSELAS SEYTI WEDEN !!! MEN DIU ERTRAWNET ANEAESWO !!! DHAN DHAN GTIMEKI BAMBULA EKI !!! HjI KABOM KTMAHARU !!!
@tesfazghitewelde9326
@tesfazghitewelde9326 6 ай бұрын
Yeol : can you invite Dr. Yonathan or Biko to speak on the same issue ?
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 ай бұрын
Agametat nay Eritrea entay yimlketekum
@N.at.79
@N.at.79 6 ай бұрын
ነዚ ትግራዋይ መንነተይ ዝብል ዬናታን ክክ።ኣብ ትግራይ ኢሮብ ኩናማ.. ትግሓርኛ አሎ ሕጂስ ኣበዮ ዝምደቡ ትግራዋይ ተኾይኖም ክንደይ ዓሌት ድዮ ዘሎ ኣብ ትግራይ። አብ ታሪኽና ሙሉእ ተጋሩ ኮይና አይንፈልጥን። ተወዲኣ ኖ ዝበለ ሻንጥኡ ሒዙ ንትግራይ ስግር በሉ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤረይ ትዕወት
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 6 ай бұрын
Solomon nay asgedom hasab konuno. Kof elka mes Asgedom ketezarareb hasabu kemzekonenkayo ketnegro gen tsebuk yu.
@amlakeysenayeyu1018
@amlakeysenayeyu1018 6 ай бұрын
Mkwam malet xibukeyu nskatkum yehwatku ketkoshiu twelu naymedere geganu hadimka eika mexika and kaboom zikatateluka zneberku eya senef nayzeraba seb
@tesfayamanuel1466
@tesfayamanuel1466 6 ай бұрын
ሚንኑ ×1⁰0000000000000000
@abrahammengistaab6538
@abrahammengistaab6538 6 ай бұрын
ስኢልሙን አክዛህብሀር፡መዛህካ፡ዩክን
@Eritreashikor
@Eritreashikor 6 ай бұрын
ግደፉና እስከ ኣይትከላከሉሎም ዊዒጊን ዊዒጊን ምካኑ ኣይተርፎሙን እዮን ደም ነቢዕና ኢና ብወያነን ህግደፍን
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 6 ай бұрын
Solomun beray eritrawi hagerawi mennet yelen hji hade zegebr mknyat yet hagerawnet kemzi hagerka mftaw gerka eka thasba wala wala zrdaaka aytmesln
@user-fl5wj8ok6c
@user-fl5wj8ok6c 6 ай бұрын
ብሓቂ ኢዩ ደሕዝን ዝኮነ ተቅዋማይ ንኢርትራ ወይ ንህዝቢካ ሓደጋ ክትኮኑ ጥራይ ኢኩም ሕልምኩም፡መክንያቱ ሓሳባት ናይ ሕውሓት ደገምቲ ኢኩም ፡ንነብሱ ዘየክበረ ሰብ ከክብር ኣይክእልን ኢዩ፡ተጋሩ ብዛዕባ መንግስቲ ኢርትራ ኢንታይ እምልከቶ፡ግን መገዲ በቶም ደለይቲ ፍትሒ ኢና እትብሉ ጸላእቲ ኢርትራ መገዲ ረኪቦም ኢዮም ከም ድልየቶም ድዛረቡ ደለው፡ካብዚ ትግራዋይ እተዛረቦ መሪር ውፍሪ ጸረ መንነትና ፡ዝከፍእ ኣጀንዳ የለን፡ማዕረ ክንደይ ኣንዒኩምና ተቃወምቲ ክግለጽ ኣይክእልን ኢዩ፡national movement how do you find out handily
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 6 ай бұрын
JIB KEHEDE WSHA YCHUHAL !!! ABEY NERKA ABEY KKK DERFI EYA !!!
@user-dh3ki7su3e
@user-dh3ki7su3e 6 ай бұрын
Haswetiy bezaba eritrea aymlktkumne kedat
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 6 ай бұрын
Thanks my brother's one day Freedom Eritrea.
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 6 ай бұрын
ክላእ እዚ ዓንጃል ወዲ ኢሰፓ ክኣ እቶም ናይ ሓንጎል ክዛረቡ ስቅ ኢሉ ክሰምዖም ቀንዩስ ሕጂ ናቶም ቃላት ቀዲሑ ይጥቀም ኣሎ። እዚ ሰለሙን ዝብልዎ ጥረ ዋላ ሓንቲ ናቱ ሓሳብ ይኹን መትከል የብሉን።
@adtek6482
@adtek6482 6 ай бұрын
እሞ ሰሌ፥ ኣብ 1998-2000 ኲናት ኣብ ዝጀመረሉ፥ እንታይ ስለዝተሰበኸ ኢዩ ኤርትራዊ፥ ኣብ ከተማታት ኤርትራ ኣብ ጎደነታት ንተጋሩ ክሃርሙን ክቐትሉን ዝተረኣዩ! ክንሰርሖ ዘለና ሃገራውነት ኣሎ፥ ክሳብ ሕጂ ዝኸደ ሃገራውነት ግን ኣብ ጽልኢ ሕዝቢ ትግራይ ዝተመርኮሰ ኢዩ!!!
@yirgalemtekle
@yirgalemtekle 6 ай бұрын
You are soooo behind brother
@raiawet3677
@raiawet3677 6 ай бұрын
Asgodom eko haku eu kab hiji ghin nay tgray poletika kendi tselaie eritrea u
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 6 ай бұрын
DELEYTI FTHKE ??? ESAS FAH ELATKUM EYA !!!!
@nasdam926
@nasdam926 6 ай бұрын
ኣንታ ሓወይ ነቲ ኣስገደ ዝተባህለ ትግራዋይ "ኣይኵንኖን'የ" ዶ በልካ ? ገሪሙና - ንዕኡን ነቲ ዝበሎን ዘይኮነንካ ደኣ ንመን ክትኵንን ?? ዓጀብ 😮😮😮😮
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 6 ай бұрын
Solomon ab hagerawenetka deldul sele zekonka nemesgeneka❤ , kem medem ab ta edegefa ye zebeljaya Eripm dema nezom MENISEYAT b tedegagami HAGERAWENET megarom. Buzuhat nab lebom kemelesu yom.
@semirtekle6428
@semirtekle6428 6 ай бұрын
belai newram zkhone seb
@HabteAlganesh-zb8rd
@HabteAlganesh-zb8rd 6 ай бұрын
አብ፡ሚድያ፡ዓጋመ፡ዝወሃብ፡ሪ ኢቶ፡ነቲ፡ብደም፡ስዋአትን፡ውጋአት፡ዘይ፡ኮርዕ፡ፍ፡ጹም፡አይ፡ውክሎን፡እዩ
@mulukidane3798
@mulukidane3798 6 ай бұрын
Ne Eritrea 🇪🇷 elfi Ethiopia aynegrenen men kem mikhana shigerah eti ab Eritrea zelo dictator kigohafe alewo kalie naxnet Eritrea finkel kulu gedli hizbe Eritrea eu
@ghebreasmerommichael7887
@ghebreasmerommichael7887 6 ай бұрын
Why do you invite from both side of Eritreans, this is meaningless to follow
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
ኣነስ ኪሮስ ኣስፍሃ ጥራይ ዓንጃል ይመስለኒ ኔሩ ናይዚ ሰለሙን ዝብሃል ብዕራይ ዕንጅልና ከኣ ዝገደደ ሓወልቲ ናይ ሰብ ናይ ክንደይ ጀጋኑ ክገብሩ ኤርትራ ናይ መስፍናውያን ዓዲ ኣይኮነትን ዝተንተነን ፖለቲካን ዝተዛረበን ይመስል ምስኪናይ
@lanteTV1
@lanteTV1 6 ай бұрын
መበገሲን መዕለቢን ኣጸዋውዓ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት (ፖለቲካ ፋሽሽትን) ውዲትን ኢዩ። ብመሰረቱ ኤርትራውያን ንኢትዮጵያውያን ትፈትዉና ትጸልኡና ኣይምልከተናን እዩ። ለውጢ እውን ኣየምጽኣልናን' ባዕዳውያን ጓኖት ኢኹም፣ እንተዘይኮይኑ ብዲፕሎማስያዊ ቋንቋ ክንገልጾ እንተደሊኹም ጎረባብትና ኢኹም። ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ብኣኻትኩም ኤርትራውያን ዝተፈጸሞ ግህሰትን ገበናትን ሰኒድዎ ኣሎ። ድንጋጸኹም ይኹን ምስክርነትኹም ኣየድልዮን እዩ። ሕዚን ንመጻእን ክትፈልጡዎ ዘለኩም ሓደ ነገር ኣሎ። ኣብ ቀጻሊ ምሳና ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ዝህልወኩም ርክብ ሕግን ሕጋውን መራኸቢ መንገድታት ጥራይ እዩ ዝኽተል። ብድሕሪ እዚ ዋላ ጽቡቅ እንተሓሰብኩም ተጠቀምቲ ንስኻ ትኩም ኢኹም ትኾኑ ሕማቕ ነገር እንተጌርኩም ድማ ንስኻትኩም ትጉድኡ።
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 ай бұрын
ናይ ዓመጽ ሲ ሓደ ሓላፊ ናይ ህወሓት 19 ዘጥነሰ ሕጂ ኣሎ ። ናይ ቅድሚ ኩናት ዝነብረ ኣመሓዳሪ ናይ ዓዲ ዳዕሮ ዝነብረ 52 ሰባት ዝዓመጸ እንዲዩ ።
@samikeleta5569
@samikeleta5569 6 ай бұрын
Niska Hagerawi zeykonka kedai mlsha Dollar eka, Nhna eritrawian kab xlatna nilali nakum ena kenxrekum
@genygen5351
@genygen5351 6 ай бұрын
?????, 00000, Tigray and Eritrea has the same faith. If you like or not!
@eriblood803
@eriblood803 6 ай бұрын
​@@genygen5351😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 6 ай бұрын
ክትጠፍእ ኢኻ ንስኻ ስደተኛ ንመን ክተጽርዮ ምዕራባውያን ዝሃቡካ በሊዕካ ደቅስ ባርያ 😂
@samimengis9022
@samimengis9022 6 ай бұрын
If anyone asks why or how in eritrea, people like reply nonsense dum!
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 6 ай бұрын
Beale Aboye ajashu zeweldeyom yehshu sahel yegeshu yebhale neru 🩵🩵🩵berged nehmedu nehageru yewet 🩵 🙏 🩵 🙏
@eriblood803
@eriblood803 6 ай бұрын
😂😂😂😂
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 6 ай бұрын
Nay bi haqi bulut megletsi
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 6 ай бұрын
እዋይ ኣብዚአ ዘለኻ ገጽ ዱባ ጀርባብ አረጊት ሞጃል መረገጺኻ ዘበለ ዘጋል ኢዮ ከም ነብስኻ
@hayletkle2197
@hayletkle2197 6 ай бұрын
ኢሳያስ ብምስሉን ስነሓሳቡን ዝሰርሓ ሻዕቢያ ፡ ውድባዊ ስሚዒትምበር nationalizm ኣየማዕበለን ። ሓቂ ንምዝራብ ኢሳያስ ንብዙሓት አርትራውያን ፡ ጽሊኢ ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ፡ ዓጋመ ፡ ንኽሓድሮም ሕጽቦ ኣካይዱ ኢዩ ፡ብፍላይ ነቶም ምስ ትግራይ ዘይዋሰኑ ከባቢታት አርትራ ብቐሊሉ ሓጺብዎምዩ ፡ ናኣብነት ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተገብረ ወራር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ በደል ዝፈጸሙ መብዛሕቲኦም ካብዚ ዝተጠቕሰ ከባቢ ኢሳያስ ሕጽቦ ዝገበረሎም ዮም ፡ ኣብ ባይታ ዝተራእየ ሓቂ ኢዩ ።
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,4 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 824 М.
At the end of the video, deadpool did this #harleyquinn #deadpool3 #wolverin #shorts
00:15
Anastasyia Prichinina. Actress. Cosplayer.
Рет қаралды 16 МЛН
چشم‌انداز: خنجر تازه روسیه به تمامیت ارضی ایران
43:54
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 23 М.
➊ ዋዕላ  መራሕቲ  ኣፍሪቃ  ኣብ ➻ስዑድያ ♦️10/11/2023
2:01:18
4ይ ክፋል ምግላጽ መጽሓፍ መስፍን ሓጎስ
51:01
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 16 М.
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,4 МЛН