🔴ኤርትራዊ መንነትን ዜግነትን// መበቆል ትራምፕ ይወጽእ//ኤርትራ ዜና ልምዓት//14/11/2024

  Рет қаралды 10,845

Himbol Media1 ሂምቦል ሜድያ

Himbol Media1 ሂምቦል ሜድያ

Күн бұрын

🔴ኤርትራዊ መንነትን ዜግነትን// መበቆል ትራምፕ ይወጽእ//ኤርትራ ዜና ልምዓት//14/11/2024

Пікірлер: 161
@KeseteHabtetsion
@KeseteHabtetsion Күн бұрын
ሂንቦል ሜድያ ሓውና። ብጣዕሚ ኣብ ልዕሌኻ ኣኽብሮት ኣለኒ። በርትዕ ኤርትራዊ ኮሪዕዳ❤❤❤ ዕኑድ በለለይ። ናይ መን ደንቆሮ እዩ እዚ። ደም ወለድና በሊዖምስ ኣሕዋት ኢና። ኣነ ከባቢ ዓዱኻላ ኢየ። ንማዘር ኣዲኣ ትግራወይቲ እያ፡ ማለት በደ ዓባየይ። እዚ ኮሪዐ ዝዛረበሉ እዩ። ክሳብ ሕጂ ድማ ብሂውት ኣላ ዓባየይ። ነገር ግን ወላዲየይ ንምዕቃብ ሃገር ኣብ 98 ብሰማእትነት ሓሊፉ። ውዲ ስውእ ደማ ኢየ ብዘይ ኣቦ ውን ምስ ሓብተይ ዓቢና። ንሱ ከይኣክል ወያነ ስለ ድቃስ ዝኸላእትና ምስ ኣዕሰብታ፡ ንዕኦም ክንሕሉ ናዓና ውን ኣርኪብልና። ስለዚ ዓባየይ ትግራይ ስለ ትውለድስ ኣነ ትግራዋ ኢየ ማለቱ ዱዩ? ንማዘረይ ቤተሰባ ስፍሪ ቁጽሪ ዘይብሎም ኣለዉ። እንተኾነ ግን ብሃገራውነት ማዕረ ኢቲ ወዲ ሃገረይ ወዲሳሕል፡ ወዲ ደንከል ወዲ ዓፋር ኣይሪኦምን ኢየ ። ክንዲ'ቲ ወዲ ጋሽ ወዲ ኩናማ ኣይኣምኖምን ኢየ ንትግራዎት። ከመይ ንሶም ቀተልቲ ኣቦይን ኣቦታትይን ደኣ እምበር ናይ ሓው ግብሪ ክሰርሑ ኣይረኣናን ኣይሰማዕናን። እዚ ናይ ደናቁር ኣተሓሳስባ እዩ። ሰብ ኣብቲ ይወልድ ኣብቲ፡ እቲ ዘድሊ ዓኣሌትነት ዘይኮነስ ሃገራውነት ኢዩ። እሞ ምስ ኣምሓሩ ተዋሊድና ኢንድና ንሶም ውና ኣሕዋትና ኢዮም። ወይ ጉድ ክትበልዓ ዝደለኻያ ኣባ ጉንባሕ ሲ ,,,,,,, በላ ኢዩ ነገሩ።ክክክክ ብዝኾነ ነመስገን ሂንቦላ ሓውና። ንቐጽል ጥራይ ንህዝቡኹም ኣንቁሑና.❤❤❤❤ ዓወት ንሓፋሽ።🎉🎉🎉🎉
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 Күн бұрын
ዙንቮል ሚድያ እዞም ተጋሩ ዓሌቶም የሕፍሮም እዩ ኩሎም ኤርትራዊ ክኾኑ እዮም ዝሓልሙ:: ክክክክክክክ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት::🇪🇷🩷🌷🇪🇷♥️🌸🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌸🌼🇪🇷🪻🌺🌻🇪🇷💐🐅🐆🙏🏾🙏🏾🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@sabasimon4736
@sabasimon4736 Күн бұрын
የቐንየልና ደቂ ኤረይ ሂምቦል ሰለ ነዚመ ማሃሪ ዝኾነ መደብ ከተቕርብ ትገብሮ ጻዕሪ ነመስግነካ የቐንየልና ቀጽሎ 🙏🙏🙏✌🏾✌🏾✌🏾👍👍👍👍♥️🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 Күн бұрын
ሂንቮል ሚድያ እዞም ተጋሩ ኤርትራዊ ክኾኑ እዮም ዝደልዩ :: ኩሎም ትግራውነቶም የሕፍሮም እዩ:: ኤርትራውነት ኩቡር መንነት::🇪🇷🩷🇪🇷🌷🇪🇷🪻🇪🇷♥️🇪🇷🌼🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌸🇪🇷🌺🌻🐆🐅💐🪷🙏🏾🙏🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@Kibrom-n8n
@Kibrom-n8n Күн бұрын
ብጣዕሚ የቀንየልና ጽፉፍ ታሪኻዊ ትምህርቲ ዝርድኦም እንተኾይኑ
@mehariasmerom2814
@mehariasmerom2814 Күн бұрын
Bravo 👏👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷💪
@rufilamisghina8504
@rufilamisghina8504 23 сағат бұрын
የቀንየልና ሂምቦል ንፉዕ ወዲ ኤረይ ብሉጽ ትምህርቲ ኢኻ ተምጽእ ቀጽሎ❤🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷🌿👍🙏
@DanielBerhane-n7w
@DanielBerhane-n7w Күн бұрын
ሂምቦል፡ሃወይ፡፡ምስ፡ዚኦም፡ስላም፡የለን፡መንደቅ፡በርሊን፡ምንዳቅ፡ዩ፡ህዝቢ፡ኣይኮነን፡ኣንችዋ፡ክትሃልፍ፡የብላን፡ተካልት፡ፍትረት፡❤❤❤፡❤❤❤፡❤❤❤፡291
@NatnaelAndeberhan
@NatnaelAndeberhan 19 сағат бұрын
I always appreciate you🎉🎉🎉❤❤❤.
@erena-africa5909
@erena-africa5909 Күн бұрын
ERITREA IS FOR ERITREAN ONLY UNDER GOD AMEN AMEN 🙏🏿 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tekludrar6188
@tekludrar6188 Күн бұрын
ንሳቶ ዝደልዩዋ ወይ ተተሓሒዝና ንጠፍእ ወይ ተተሓሒዝና ንህብትም ተዘይኮይኑ ነኤርትራ ለኪምናያ ነጥፋእ ኢዩ ዕላማኦም።
@danielghirmay7773
@danielghirmay7773 Күн бұрын
ሰላም ሓወይ ፡ ነዞም ኣኽላባት ጽብቅ ገርካ ኣሎኻ፡ ነዚ ናትና ወሎዶ ዓቢ ትምህርቲ አዩ።
@KukKok-r4s
@KukKok-r4s Күн бұрын
Tegaru ahwatna koinom ayfeltun
@youditberhane8021
@youditberhane8021 Күн бұрын
ብጣዕሚ የመስግነካ ዓብይ ሐበሬታ አገዳሲ ዝኾነ መግለጺ ክብረት የሀብካ። ሐውኻ ሐብትኻ ዝበሀል ናይ ሕውነት ሐልዮት ምትሕልላይ የርእይ ተርእይ ይአምነሉ። 🤞ከም ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ🤞
@geriegerie503
@geriegerie503 Күн бұрын
ትግራይ ዝዘርእዋ ቶክሲክ ኢዩ ነዚ ማሕበራዊ ሚድያ ኣባላሽዩ ሰላም ከሊእዎ ዘሎ።
@SirajMahmud-n4y
@SirajMahmud-n4y 19 сағат бұрын
ሰላም ከመይ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@HimbolMedia1ሂምቦልሜድያ
@HimbolMedia1ሂምቦልሜድያ Күн бұрын
ሼር፡ላይክ፡ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ❤።
@solomontesfamichael5321
@solomontesfamichael5321 Күн бұрын
ብራቮ ሂምቦል: ከምዚ ዓይነት ሓበሬታ፠ግድን ሼር ክግበር:: ኣሕዋት ኢና ዝብሉና ደቡባውያን ካልእ ክፈልጡዎ ዝግባእ ነገር ቋንቋን ኣካድናን ንእሽተይ ክፋል መግለጺ መንነት ኢዩ:: ቀንዲ ሮቋሒ መንነት ባህሊ: ማህበረሰባዊ ክብርታት: ስነኣዕምሯዊ ኣቃውማን መሰላትን ኢዮም:: በዚ ክምዘን ከሎ ካኣ ካብ ኣሕዋት ኢና ዝብሉና ተንኮለኛታት በብዙሕ ሺህ ማይልስ ኢና ንፈላለይ:: ኣምሓሩ (ብፍላይ ጎንደር ዝሓሸ ይማሰሉና ካብኦም):: ቋንቋ: ኣካድናን ኣመጋግባን ክውረሱ ይክእሉ ኢዮም:: መንነት ካብ ውሽጢ ኢዩ ዝወጽእ:: ተጋሩ ንየው ነጀው ዝኮነ መንነት ኢዩ ቅሉውላው ጌሩሎም::
@regatyeman4031
@regatyeman4031 Күн бұрын
ሂምቦል ኣይሓፍሩን እዮም ። ኤርትራ ንኤርትራውያን እያ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁
@ሕቡንብሃገሩ
@ሕቡንብሃገሩ Күн бұрын
" ኣሉ ምባል ተጋሩ ካብ ኣሉላ እዩ ጀሚሩ "
@SesenFeven
@SesenFeven 22 сағат бұрын
የቀኒየልና ሂቦል ክብር አንበሳ ሐውና አምላክ ይባርካ አብስራሕካ አጥዒናካ ስድራቤትካን ክብር ሐውንይ 💕💐🙏🏽💕💐🙏🏽🌷💕💐🙏🏽🌷
@yoditgebrekidan5490
@yoditgebrekidan5490 Күн бұрын
Wawwww amazing work 🇪🇷🙏💯🇪🇷🙏💯🇪🇷🙏💯
@luciaiyasu3342
@luciaiyasu3342 Күн бұрын
Merhba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🐪🐪
@brktiabeje4804
@brktiabeje4804 Күн бұрын
Waw❤❤❤❤
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w Күн бұрын
መርሓባ ጡዑም ድምጹ ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@mubareksaleh1493
@mubareksaleh1493 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤Himbol Media Merhaba❤❤❤❤❤
@BeyeneTekie
@BeyeneTekie 17 сағат бұрын
ንኺድ ጥራይ ብርሃን እዩ ቅድሜና ዓወት ንሓፋሽ
@ሕቡንብሃገሩ
@ሕቡንብሃገሩ Күн бұрын
" ምሁራን ኢና ዝብሉ ተጋሩ ኣብ ስኽራን ዝነብሩ ዘኽታማት ሕብረተሰብ እዮም ።
@mihreteabtesfaslasie3843
@mihreteabtesfaslasie3843 Күн бұрын
ዝገርም ኣብኡ ኣብ ግንባር ቡሬ ዝተሰውአ ጅግና ኤርትራዊ ዩ ዓባዩ ያ ካብ ትግራይ
@zeragabirhabtemariam7287
@zeragabirhabtemariam7287 Күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉welkom Himbol nebsi
@lemlembahta2109
@lemlembahta2109 2 сағат бұрын
Edman thnan yhabka fetari hawey natey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@freweynitesfamikael9012
@freweynitesfamikael9012 Күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@ghenetwaldiamrayan5102
@ghenetwaldiamrayan5102 Күн бұрын
ተጋሩ ነብሶም ጸሊኦማ አለው ኤሪትራ ኬኾኑ ደልዩም አይርከቢን ኢዩ. አይንሪስዖን ኢና አባሐጎታት ኢዶምን ኢግሮም ዝቆረጸ ዐይኒ ሕብሪኩም አብ ሩባታት ስሚ ምግባር
@meseretkebede2345
@meseretkebede2345 Күн бұрын
Selam Himbol I think the people have no clue they are trying to distort history. I think who ever thinks they are from Tigray They should like adginhamdu they can get Ethiopian identity. I really appreciate you are bringing a lot history may God bless you.
@elsaandom4809
@elsaandom4809 Күн бұрын
Himbol!❤btami des zibl tarik🙏🏾❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@trussom647
@trussom647 Күн бұрын
ሂምቦል ትግራዎት ዝገበርዎ ካብ ጥንቲ ኣብ ርእሲ ኤርትራዉያን ምዃን ኣቢዎም እምበር ንኸጥፉኡና ዘይገበርዎ የለን ህዝቢ ኤርትራ ድማ ሓዳግ ኢዩ እምበር ረሳዒ ኣይኮነን ድሕሪ ሕጂ ግን ምሕዳግ ዉን የለን ይኣክል ኣስተዉዕል ኤርትራዊ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪✝️☪️9️⃣💪👈
@erena-africa5909
@erena-africa5909 22 сағат бұрын
@@trussom647 💯 % yessssssss
@trussom647
@trussom647 20 сағат бұрын
@erena-africa5909 ዘይእምርከኽ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ሰራሕ ታሪኽ 🙏🙏🙏
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g Күн бұрын
ራያን ዐጋመን ከማን ንሪኦ አሎና አሕዋት ከምዘይኮኑ።
@erena-africa5909
@erena-africa5909 Күн бұрын
TPLF R.I.P GAME OVER. TIGRAY, PEOPLE LEAVE US ALONE. WHAT IS WRONG WITH PEOPLES 🤔🙄
@lettetecle4258
@lettetecle4258 6 сағат бұрын
Etom akeleguzi zelow ms tigaru zeblu meselom ey baljom hzom tigrai jekedu. Eti medere akologuzi nei Eritreawian ey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@harounekubal8436
@harounekubal8436 Күн бұрын
አብዚ አቅሪብካዮ ዘለኻ ካርታ ጥራሕ ተመርኩስካ እኳ " ሓበሻ " ንኤርትራውያን ከምዘይምልከት እስከ ሓብርልና በጃኻ ። አብኢትዮጵያ እዉን እንተኾነ አብዚ ሕጂ እዋን " ሓበሻ " ኢና ዝብል ብጀካ አምሓራ : ሓሓሊፉ ተጋሩ እንተዘይኮይኑ ዋላ ሓደ የለን ። ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@kestebkree2549
@kestebkree2549 Күн бұрын
የቀንየልና
@astergilegabr4695
@astergilegabr4695 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@woalesk2432
@woalesk2432 Күн бұрын
Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Күн бұрын
ትግራይ ኢትዮጲያ ኢዮም።ኒሒና ኺአ 9ቁኒቃ ኒዛረቢ ኤርትራ ኢና።ሒጂ ትግራይ ኢትዮጲያ ኡይኹናኒ ይበል ኒዒዖም ይምሊከቲ።።ሒጂ ቅድም መንደቂ ኸዳሊየናኢዩ።።።።
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 Күн бұрын
❤❤❤
@SesenFeven
@SesenFeven 22 сағат бұрын
❤️🕊️🇪🇷❤️🕊️🇪🇷❤️🕊️🇪🇷❤️🕊️
@danielfessehation5321
@danielfessehation5321 Күн бұрын
ተጋሩ ማንታ ርእሶም ዓሰርተ መልሓሶም :: ኤረትራዊ ኽቡር መንነት'ዩ, ኤረትራውያን ክትኮኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም ::
@senaittesfamariam183
@senaittesfamariam183 Күн бұрын
We are ERITREAN by ERITREAN deki Eri jeganu unity is our strengths ❤🇪🇷❤️:::::we don't care if they have identify crisis the northern of Ethiopian region tigray they are Ethiopian period!
@alemasmorom814
@alemasmorom814 21 сағат бұрын
❤️🇪🇷🐪ERITRAWI KUBUR MENINET 🐪🇪🇷❤️
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w Күн бұрын
ኩቡር ሂቦል ሓውና በጃኹም ኣውራጃ ኣይትበሉ ፡ዞባ በሉ ኩሉኹም ምድያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪🙏🙏🙏
@heywotsiyoum5016
@heywotsiyoum5016 5 сағат бұрын
ERITREAWIYAN ERITREAWIYAN ENA MESE TEGARU ZERAKIBE YEBELENANE MES KONDAFATE KOMALATE KEDO (((TEGERAYQUME))) 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷is 9 beheri ya 44::!!!💪🇪🇷💪❤️✅
@meazakidane555
@meazakidane555 Күн бұрын
This world never stop war. People were safering and still safers. What a life....anyway Eritrea is for Eritreans 🇪🇷. Tnx for sharing this important information about genetics how travels all over.
@araia5277
@araia5277 Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@DrarGebrai
@DrarGebrai Күн бұрын
Educative content ❤❤❤himbol bro
@NardosTsegai
@NardosTsegai Күн бұрын
Eritreawnet kuber mennet
@pauloshabte7985
@pauloshabte7985 Күн бұрын
Keep it up broo
@hwa803
@hwa803 Күн бұрын
Good job
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 Күн бұрын
ምስክናይ ውዕጊን።ምሳኩም ሓደ ኣይኮናን
@RahelGirmay-vm2lm
@RahelGirmay-vm2lm Күн бұрын
ኣብ 1840 ሓደ ምልዮን ሽወደናውያን ናብ ኣሜሪካ ተሰዲዶም።
@mihretk5981
@mihretk5981 4 сағат бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️
@ghenetwaldiamrayan5102
@ghenetwaldiamrayan5102 Күн бұрын
ሀገራት አፍሪቃ ብመግዝእቲ ኤየን ሀገረ ኮይነን. ትግራዮ ናይ ኢትዩጸያ ኪልል ኢያ.ሕጂ ተጋሩ የለዎን መልሐሶም በልበል ትብል ከምእ ኢሎም ኪነብሩ ኢዬም
@ShabayYemane
@ShabayYemane Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@GenetAbraha-ho3uv
@GenetAbraha-ho3uv Күн бұрын
eziom aymahrun eyom denaqur
@MeseretBitow
@MeseretBitow Күн бұрын
ሂምቦል ሓወይ ዝቀለለ ነገር ክሕብረካ አፍቅደለይ ነዚኦም ተኸኽ ክንብል አይኮነን እተን 800 ናይ ኤረትራወያን ዝቆረፅኩመን ኢድን እግርን አምፅአወን በሎም ተፈፀመ። ንሕና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኢና ተፈፀመ።
@HaileGebregzihaber
@HaileGebregzihaber Күн бұрын
❤❤❤ሂንቦል ሜድያ ሓወይ ናይዚኦም ሕልምን ቅንእን ኣይውዳእን እዩ እሞ ግን ንስኻ ቀጽሎ በርትዕ ኣብ ግመንኻ ኣለና፡ ናይ ዞም ክልል መራሕቲ ፖለቲካ ቀሚሽ ኣደይ ሓንኩልኒ እዩ፡ ትግራኛ ተዛረብቲ የሕዋትን ሃንቲ ሃገር እንተ ኾይና ስለምንታይ ንሳቶም አረትራውያን ኢና ዘይብሉ፡ ክልል እንድዮም። አረትራ ሃገር ትኣክል ናብ ክልል እዚ ዘይንቡር ኣብዛ ዓለም ኣይተገበረን፡ ስከዚ ፈትዮም ጸሊኦም ንሳቶም ክልላውያን እዮም አረትራውያን ኢና ክብሉ ዝግብኦም። ዳሓር እዘን የዕራብ ዓረብ ዝዛረቡ ዘይርኡ፡ 16 ሃገራት ዓረብ እየን ዝዛረባ ግን ሃገር እንተ ሓቲትካዮም ዓረባዊ እየ ኣይብለካን እዩ፡ካን ሶርያዊ፡ ዕራቃዊ፡ ፈለስጢ፡ ሊባኖስ ወዘተ እዩ ዝብለካ። ተጋሩን መራሕቶምን ግን ናይ በይኖም ዓለም እያ ዘላቶም ዓለም ጽልእን ቅንእን ኩናትን ሓሶትን ልመናን ምጽላምን በቃ እዚኣ እያ ዓሎሞም። ስለዚ ንሕና አረትራውያን ጥራይ ንስመርን ሃገርና ንፍቶ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 14 сағат бұрын
Vote snit
@adiamnegasi6440
@adiamnegasi6440 20 сағат бұрын
ሕብሪ ዓንና ሓደ ኣይኮነን ተባሂሉ ህዝቢ ኤርትራ ክስጎግ ከሎ ተጋሪ ንብረት ኤርትራዊ ክዘምቱ እዮም ተራእዮም፡ ሽዑ የሕዋትና ኢሎም ኣይተቓወሙን።እዞም ኩሎም ገዛእቲ ዝሓለፉ ክገዝኡንና ከለዎ ብሰንኪ መንነትና ካብ ኢትዮጲያ ኣየባርሩናን። ኣብ ዘመን ደርጊ ተጋሩ እዮም ከፊኦምና ኔሮም።
@lettetecle4258
@lettetecle4258 7 сағат бұрын
Tigaru natom gen kekjer alow ab zeilo pantazie jenebru. Kem Ethiopia zerefom blion b weza habtimom zelow. Eritrea ka tigru kezerfu agendom💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 Күн бұрын
Powww
@almazdebrezion7806
@almazdebrezion7806 21 сағат бұрын
እዞም ተጋሩ ዝገርሙ ሰባት እዮም ሰብ ብሀገር እዩ ዘሐስቡ ከሰላ ናይ ኤርትራ አያ ነራ ግን sudan ወስዶማ እቲ ህዝቢ ከሰላ ኤረትራዌን እዮም ግን ሱዳን እዮም ዝውክሉ ምሰ ምስ ክልል ትግራይ ዘራክብ የብልናን ።
@HeileGebreamlak-cb4ci
@HeileGebreamlak-cb4ci Күн бұрын
እስማኣሎ
@mesfinmichael5693
@mesfinmichael5693 Күн бұрын
1
@afewerkirussom4756
@afewerkirussom4756 Күн бұрын
ሂምቦል ሃዉና ቀዳሞት ደመኛ ፀላእትና እሶም እዬም
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebamckay7126
@abebamckay7126 Күн бұрын
HI KUBUR HAWNNA HIMBOL ❤
@BisratTadiews
@BisratTadiews 23 сағат бұрын
ብአፍካ ጸፍ. ብእግርካ. ደርገፍ. እንዳ. ፍትሐት. ስረ. ዉልቀ. ሰብ ትግራወይቲ. እየ. ኢላስ. ዐሻስ. ስአን. ልቡ. ይጸድቅ.
@ibrahimalamaad7713
@ibrahimalamaad7713 Күн бұрын
ዓለታዊ ፖሎቲካ አዕናዊ እዩ
@esayasweldemariam4363
@esayasweldemariam4363 Күн бұрын
Ezi denkoro alo diyou
@SelemetHasen
@SelemetHasen Күн бұрын
አሪትራ አሪትራ ክትብሉ ምረት ካርበኮም አዮ አህጎር ኮለን ታርክ አሎወን ከመይ ከምተመስረታ ። ዝደናገር የለን ንውሉድ ወለዶ ክክፅል አዮ።
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 Күн бұрын
Alula Enda adiu Kab Eritrea Mereta sebene eyu,entekone gn Endanoy Zeyhagezkumni elu anxar Akotatu telaelu, Tlmet kab kedemom eyu.
@SaZ-84
@SaZ-84 Күн бұрын
👏🏽🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹🌹🌹🐪
@fatumaabdalla4588
@fatumaabdalla4588 23 сағат бұрын
Akelle sahon tigrina tigre eyu ❤❤ saho , Tigre . .miss Tigray bitheka dob therakib yeybilnann ( gurbitina : : : : etc
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Күн бұрын
አሉላ ሃደ ሰራቂ ሽፍታ ኔሩ😂😂😂😂😂😂
@alemzebib1375
@alemzebib1375 18 сағат бұрын
ዘይተዋዛወዘ ወታሃደር አለና'ዶ አብዬት ዓዶኽዶኽ።
@habteabgabriel1700
@habteabgabriel1700 Күн бұрын
It is frustration and inferiority complex that make our neighbors talk too much.
@familiegerken8229
@familiegerken8229 Күн бұрын
1111
@tekludrar6188
@tekludrar6188 Күн бұрын
ሓደ ኣይኮናን ገና ትግርኛና ዘይለመዱ ስ ።
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Күн бұрын
ቆማላት አሌት ተጋሩ መን ሰብ ቆጺርወም😂😂😂😂😂😂😂😂
@MTecle-t5r
@MTecle-t5r Күн бұрын
ዘይንገደፎም በይኖም ይቖዝሙ በይኖም ይጸለሉ
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 Күн бұрын
No. Kifelitu alewom ab Eritrea bota kemdeybilom bro!!
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 Күн бұрын
Dem nay Tigray zibihal yebleyin I'm an Eritrean!! We have nothing to do with these people!!! Neta merietina deliom enber. Niana deliyim aykonun!!! So Eritrawi please tetenkek hagerika haliw kabizom tekalat!!!
@abrehetkidanekidane
@abrehetkidanekidane 15 сағат бұрын
ኣዕራብ ድኣ ኣሕዋት ዘይኮኑ ?
@ruthtemanu2386
@ruthtemanu2386 Күн бұрын
111
@SesenFeven
@SesenFeven 22 сағат бұрын
🕊️❤️🌍🕊️❤️🌎🕊️❤️🌏🕊️🇪🇷
@misghinabnesnetu6352
@misghinabnesnetu6352 13 сағат бұрын
ከም ዝመስለኒ ታሪኽ አሪትራ ንኤርትራዉያን መንእሰያት ብዕሊ ብምድያ ይኹን ብቤት ትምህርቲ ምምሃር እምበር ምስ እዞም ነዉራማት እንታይነት/መንነት ሃሰስ እንተበሉ ኢትዮፕያዉነት ከይተረፈ ሃሰስ እንተበሉ እቲ ሽግር ናቶም እምበር ናትና ኣይኮነን:: ምስኦም (እቶም ኣብ ሚድያ ዘህተፍትፉ ማለተይ እየ) ኣብ ቆዮቃ ምእታው ንዖኦም ገጽ ምሃብ ኮይኑ ይስምዓኒ... ድላዮም እንተተመነዩ: ልበወለዳዊ ታሪኽ እንተመሃዙ እንታዩ ንዓና:: ህዝቢ አርትራ እንታይነቱን መንነቱን ብደም ደቁ ብተደጋጋሚ ኵናታት ዘረጋገጸ ብሙዃኑ በቶም መንነት ገና ሃሰስ ዝብሉ ዘለዉ... ድላዮም እንተህተፍተፉ ንኤርትራውነት ዘሰክፉ ኣይኮኑን::
@adiamnegasi6440
@adiamnegasi6440 19 сағат бұрын
ምስ ተጋሩ የሕዋት እንተንኽውንሲ ኤርትራውያን ንኢትዮጲያ ብስግረዶብ ክኣትዉ ከለዉ ንከይንቀሳቐሱ ኣብ በረኻ መዓስከር ዓጽዮም ኣየሰቓይዎምን ድዮም?
@zighenese3919
@zighenese3919 Күн бұрын
11
@fatumaabdalla4588
@fatumaabdalla4588 21 сағат бұрын
Nay mawsiboo hiwinet Dia Nigerawiya yehwatna kikonu iyom gin eritrawian aykonunn
@AmanuelTekle-rf5bi
@AmanuelTekle-rf5bi Күн бұрын
Ezi wedi xegem alewo
@zikariastesfai992
@zikariastesfai992 13 сағат бұрын
I'm not tigreans I'm from ertihan
@Elli-n2u
@Elli-n2u Күн бұрын
Tigrija dizareb tigraway iyu niti tigrija zizareb eritrawie ziketelen zichefchefuwon. Burger nikebdom mesiom ni ti eritrawie ki ketlwo kelewu tigraway iti tigrija tezarabay iyu inkume imni inkume betri. Beluwom kiteluwom zibele. Ab tigray zelo Kunama wey afar Komu aymbelen. Inko iti hade iti tigrija dizareb tigraway kem Beal meles, sadkan, debresion ziserh wo tenkol iyu44:: :: ::
@habtayhagos5182
@habtayhagos5182 Күн бұрын
Hawi yndedu kdmi naxnet bi mhsaw kndey selamawi hzbi aetfiqum dhri naxa Eritrea dma kndey mekera aeriqumo nezi hzbi Tigray selam gerqum xegemqum teskimqum tetklilqum deksu ni mqanu ke aelequm diqum
ዳህሳስ ነዳድን ጋዝን ኣብ ኤርትራ? // Oil and Gas Exploration In Eritrea
14:58
ኣስመራ ዓባይ Asmera Abay
Рет қаралды 1,7 М.
ТЫ В ДЕТСТВЕ КОГДА ВЫПАЛ ЗУБ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,7 МЛН
How To Choose Mac N Cheese Date Night.. 🧀
00:58
Jojo Sim
Рет қаралды 54 МЛН