ERi-TV: ተዘክሮታት ኣደይ ኢታይ ምቁር ምስ ጋዜጠኛ ማና ኪዳነ

  Рет қаралды 52,954

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 206
@shaebianism4258
@shaebianism4258 4 жыл бұрын
Mana I'm so proud of u and i love U know what all the day I'm not missing in eritv is sayda programme U recommend is for the new generation how eritrean mother is hero. I really really proud of u mama mana
@wedigash283
@wedigash283 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ማማ ማና ደስ ዘብል ቃለ ምሕተት
@alissd6794
@alissd6794 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ቀደም ግዜ ደርጊ ትሓብእና ንሰምዖ ኔርና Happy New Year 2020.
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 4 жыл бұрын
ማና ሽኮር ሽኮር ዶልሺ ተባረኪ ናይ ቀደም ድምጺ ሐፋሽ አዘኪርኩምና እግዝአቢሄር ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 4 жыл бұрын
Eritreana Asmara Amennn 🌲
@mihrettewelde4975
@mihrettewelde4975 4 жыл бұрын
Eritreana Asmara amen 🙏🏼 🙏🏼 amen 🙏🏼
@erishikor8227
@erishikor8227 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ተኽሊያነጋሲ
@ተኽሊያነጋሲ 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ 4 жыл бұрын
አሜን ተባረክ ብሩክ
@orangeafrro586
@orangeafrro586 4 жыл бұрын
ተስፋ ዘለዎ ብሉጽ ጋዜጠኛ 👍! ክብርቲ ገዲም ጅግና ጋዜጠኛ ማና ኪዳነ፡ የቐንየልና ንኣበርክቶኺ። 🙏🏽🇪🇷💕🙏🏽🇪🇷💕
@nopenot4058
@nopenot4058 4 жыл бұрын
I loved it Mana Ur are always the best we eritrean are proud of you WE ARE ERITREAN period
@mayayohannes7069
@mayayohannes7069 4 жыл бұрын
@nop no.... enty slzgbret eya proud konkala? Eza hasma da kdamit isayase agame endia. Bxota bal Braki, shrfo etc... minstry zena znbru ab erero ne 15 amet ztdagonu zrset kedae, klbi gal klbi ember Tgadlit eya ner kman kytbel. Hgi ka isayase neti natu klbi znbre Sbhat paralyzed grwo alo. Ezia ka malta dya txbe zla km bal Fozya ?😭
@alulafre2010
@alulafre2010 4 жыл бұрын
Long live Mana, you are the Best of the Best freedom fighter, Eritrean history will remember you for ever for all your contributions and sacrifice like our all Brothers and sisters. Wishing you all the Best for the New Year and for the years to come.
@fretatekle319
@fretatekle319 4 жыл бұрын
ማና ሽኮር ተጋደልቲ ጥራይ ኣይኮኑን ዝፈትውዋ ኣብውሽጢ ጸላኢ ኮይና ድምጺ ከይስማዕ ኮበርታ ትጎልቢብና ክንሰምዓ ከሎና ኣዝካኪርኩምና ምንባር ጥዕም ሰላሳ ዓመት ንድሕሪት ተመሊስና
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 4 жыл бұрын
ሓንቲ ካብተን ንሕበነለን ውዕሮ ኤርትራዊት ጋዘጠኛ ብቅዕትን ውፊትን 41 ዓመት ንሃገራ ዝሰርሐት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ማና ኪዳነ
@helensemere4807
@helensemere4807 4 жыл бұрын
ነፋጥ ዝሞተትካ ድርባይ ጉሓፍ ሓንካስ ከልቢ ተጸጊዕካ ጥራሕ ውሕ ውሕ በል።ማዓልትካ ቀሪባላ ምስ ወድሓወቦካ ተምበናይ ክሳድካ ክትጉምደልኢካ።ዘይሓፍር ክኣ ውዕሮየየየ ክኣ ይብል
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
@@helensemere4807 ኣቲ ሸያኒት ሱቅ ኢልኪ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ተገበሪ ድቓላ ፎኦኦኦ ቆማላት ሓሳዳት ዓጋመ ካንሰር ኣፍሪቃ።
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ኣቤል ኣምበሳ መስተዉዓሊ ኤረትራዊ ሓየት ንዉረስ ዋርሳይ ካብ ኣርካናት ገድሊ ተጋደልትና ብደይ መሃያ ን መዋእሎም ዝተወፈዩ ዝተሰወኡን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✊💪👈✊።
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 4 жыл бұрын
@@helensemere4807 ghba lemnti syti klom resh Donkoro kelbi
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 4 жыл бұрын
Awet nhafish ajokum deki eri jegnu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@therock3058
@therock3058 4 жыл бұрын
ማና ሓበን,ኩርዓት ሃገር ።ብዓልቲ መትከል ድምቕቲ ኮኾብ ።
@Ms-np7qd
@Ms-np7qd 4 жыл бұрын
ማና ሽኮር በላሕ ሃገራዊት ፍረ ጻዕርኪ እታ ንብህጋ ኤርትራ የርእይኪ ኣምላክ።
@marazimarazi8618
@marazimarazi8618 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ተዘክሮ የቀኔልና ማና ጋዜጤኛ ሓይለኣብ ብጣዕሚ ነመስግነካ ኩሉ መደባትካ ንከታተሎ ኢና እታ ኪዳነ ምህረት መዓልቲ ናጽነት ዝረከብናያ ግን ኣጋጣሚ ኣይኮነን ኣጋጣሚ ኣይትበልዎ
@manchestermanchester9045
@manchestermanchester9045 4 жыл бұрын
One of the greatest Eritrean women.
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ኣሰይይ ብተጋደልትና ስንኩላትና ስዉኣትና ዝመጸት ሃገር ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ዋርሳይ ወረስቲ ናትኩም ኢና ኣጆኺ ኩሉኹም ተጋደልትና ብዜይ እኹል ደሞዝ ንመስዋእቲ ሂወትኩም ኣወፊኹም ኢኹም ኣንበሲት ን ልዕሊ 40 ዓመት ብዘይ ፈልከት ዝተወፈኺ ኣብ ጎንኹም ኣለና ንኺድ ጥራይ ✊ወዲ💪ኣፎም👈ኣምበሳ ናቕፋ✊። ሓይልኣብ ጋዜጠኛ የቐነልና ሰነስርዓት ደሎ ሰብ ኢኻ👍
@sawrawidegens2016
@sawrawidegens2016 4 жыл бұрын
ዋውውውው አዚ wedi ክነፍዖ btaemi ሰሓቢ medeb ቀጽሎ
@elk5824
@elk5824 4 жыл бұрын
ብጃኻ ሓወይ ናተይ ፡ካላኣይ ክፋል ግበረላ እዛ ሽኮር ማና ኣደይ ኢታይ ቁር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣደይ ኢታይ ማዓረይ ጅግና ጋል ኤረትራ ፡ ሓውና ውን ንፉዕ ጋዜጠኛ ፡ ኣደይ ኢታይ ቅድሚ ሰብ የን ክሕተታ ዝግበኤ በቲ ዘበርከታኦ መጠን ሲ ደንጚኹም ብስ ንብል ኣለና ኣደይ ኢታይ ክትድገመልና
@mikibertes178
@mikibertes178 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ተዘክሮ የቐንየልና ማና ቅርሲ ጥበብ።
@gaulabdula4993
@gaulabdula4993 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍💙💛💚❤👏مانا كيداني نحبك يارمز المرأة الاريتريه شرفتينا. Happy New year 2020 نورتينا.
@genetalem2092
@genetalem2092 4 жыл бұрын
አዘካኪርኪና ማና ሚቅርቲ God plus you
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 жыл бұрын
Mama mana edmen tiinan yehabki.jigna gual Erey tekalisa hager zewhaset 🙏🇪🇷❤💋
@michaelzeregaber1666
@michaelzeregaber1666 4 жыл бұрын
Thanks mana God blessed you
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 жыл бұрын
ማና ክዳነ ዕድሜ ጥዕና ይምነየልኪ 🙏🙏🙏💖🇪🇷
@ሓሞትሓርማዝ
@ሓሞትሓርማዝ 4 жыл бұрын
ማና ማና ዋዕሮ ዶንጊኽምና ኽማን ማና ንድሕሪት መሊስክና ተዘክሮ ኣንበሲት ናቅፋ ንበርልና ክበርልና ጽብቅቲ ፍጥረት ታሪኽ ጀጋኑ ከተቅርብልና አንከለኺ ናትኪ ብሃረርታ ንነዊ ተጸቢና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላአ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትናን ጀግና ምክልኻል ሰራዊትናን ዓወት ንሓፋሽ
@helensemere4807
@helensemere4807 4 жыл бұрын
ኣንታ ዝሞትካ ድርባይ ጉኑፍ ሓንካስ ኣድጊ።እንታዴካ ኢካ ሓታፍተፍ ትብል ልሙስ።ደንጊኪና ዋዕረየየየየ ክኣ ይብል ዓንጋር
@ሓሞትሓርማዝ
@ሓሞትሓርማዝ 4 жыл бұрын
@@helensemere4807 ሄለን ጓል ኣባጦር ካባኺ ፍልይ ዘበለን አንተሃልዩ ኤርትራዉያን ንቁሓትን ናይ ጽባሕ ተስፋን ራኢን ዘማዕድዋየን ኣብቃልሲ ኻኣ ነቦታትኪ ቁልቁል ኣፎም ዝደፋኣ ዓጣሪት ናይ ጎንደር ኣመል ኮይንኩም ኣብዘይ ገብላኹም ጭንን ክትብሉ ንህግደፋዉያን ጥራዩ ዝምልከት ንምቀለኺዳኣ
@majormajor4628
@majormajor4628 4 жыл бұрын
ማና ዓባይ ሰብ
@meharigoitom468
@meharigoitom468 3 жыл бұрын
ማና ሽኮር ንድሕሪት መሊስክና ብጣዕሚ ጽቡቅ::
@habtomissak3967
@habtomissak3967 4 жыл бұрын
Viva Mana shikor
@Elias-vr9vz
@Elias-vr9vz 4 жыл бұрын
I LOVE YOU MANA. I used to listen to you during the Eritrean straggle when you where acting as "Aday Mikur" . I remember on first day of the independence there where a real aday Etay on the thank. I thought that was you, but later I heard that Mana Kidane was the one acting as "Aday Etay." God bless you Mana.
@eritreasweet6864
@eritreasweet6864 3 жыл бұрын
ቤላ ቤላ ዕድመ ይሃብኪ ማኒቺ ኮርዒዳ፡ ኣደይ ኢታይ ኮንኪ ኣብ 80 90 ዕድመኺ ክትዋስእልና።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
እቲ ጥዑም ጊዜ ኣዘኻኺርክና ጥዑም ከይበልናዬ ጥዑም ሓሊፉ
@bereketesak7370
@bereketesak7370 4 жыл бұрын
Thanks Mana for your service 🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹
@Yersalem858
@Yersalem858 4 жыл бұрын
Thanks for your service and love you
@welditkidane7139
@welditkidane7139 4 жыл бұрын
Mama Mana habena eki mokritna💖
@aruaki4454
@aruaki4454 4 жыл бұрын
ይበል ጋዜጠኛ ናይብሓቂ ንፍዕ ማና ኪዳነ ዕደም ጥዕናን ሂብ ዕድመ ኢታይ ሙቁር ይሃብኪ ንሕና ውን ኢቲይ ማና ክንርኢ ንምነ :: ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሰዓረ
@segentesfalem1810
@segentesfalem1810 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማና ሓፍተይ
@Imtheheroien
@Imtheheroien 4 жыл бұрын
*ብቐዳማይ ብውሽጠይ ዝኾነ ቃለ መጠይቕ ከተግብር ምስ ረኣኹዋስ:ናዓኣ ካኣ ሓደ መዓልቲ interview ዘይገብሩላ ኢለ ሓሲበስ ሕጂ surprise ኮይነ ሕጉስ ኢለ:ማና ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ!*
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 4 жыл бұрын
በቲ ኣባህላኻ ዕጉብ ኢየ።
@afwerkirissom5693
@afwerkirissom5693 4 жыл бұрын
Wearo Mana
@helensemere4807
@helensemere4807 4 жыл бұрын
ኣንታ ጀልፋፍ ሰራቂ ኣድጊ ዲቃላ ተወልጀ ዓጋመ ኢካ ኝስካ
@sababrhane2838
@sababrhane2838 4 жыл бұрын
Kbrti gazetech Mana Kidane ademn tanan yhabki fetari GBU🙏🙏🙏
@mihrettewelde4975
@mihrettewelde4975 4 жыл бұрын
Hayet gual Erey ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@wegahtagebrehiwet9751
@wegahtagebrehiwet9751 4 жыл бұрын
ማና ሽኮር ሃገራዊት
@brhaneftwi8846
@brhaneftwi8846 4 жыл бұрын
ወልዳተ አምላኽ ድንግል ማርያም ብሕቂ ናጽነት አጉንጽፍትና አያ ሕጂ ውን አምላኽ አባታታና ክሪደአና አዩ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ብጸይቲ ማና
@dawittekleab9118
@dawittekleab9118 4 жыл бұрын
ገዲም ሓርበኛ ተጋዳሊት ማና ኣምላክ ዕድመ ይሃብኪ
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 жыл бұрын
welcome in our living room with really Erien people we flow you ever week thanks for counting service for Erien people not asking anything for your self!have long live happy 2020 to all your love one in word!!🎉🎋🎉🎋🎉🎋🎊🎉🎋
@lulyabelay4604
@lulyabelay4604 4 жыл бұрын
Thank you hailaeb, gin please hito aitidgem, 2y 3y 4y gize kitihatom koleka etom sebat nab mislchaw gexom yikedu, hito midgam newuri please!
@temesghenmehari2057
@temesghenmehari2057 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ዝድነቕ ስራሕ እና ኣዘናገዐ ወሃቢ ሓይሊ ብሉጽ ስራሕ ኣደይ ኢታይ ምቁር ። ሕሉፍ ኣስተዋጽኦ ኣብ ግምት ብምእታው ሕጂ ውን ታሪኽ ደርጋውያን ኣብ ሕንብርቲ ሃገርና ከምቲ ዝበልክዮ ኣብ ባጽዕ ዝገብርዎ ግፍዒ ብኣስተሓቃር ኣብ ምጭውቲ ከተማና ባጽዕ ኮነ ኣብ ካልእ ከተማታትናን ሸሸ ይብሉሉ ንርኢ እሎና'ሞ ሕጂ ውን እቲ መሃርን ኣነቓቓሕን ስራሕ ኣደኢታይ ክትቅጽልዮ መድረኽ ይሓተኪ ኣሎ ። ንኽብሪ እቶም ኣብ ቅድሚ ግንባር ኮነ ድሕሪ ግንባር ምስ ደርጋውያን ክተሓናነቑ ሂወቶም ብሰማእትነት ዝሓለፉን እካላዊ ኮነ ስነ ኣእምሮዊ መግዳእቲ ዝወረዶም ውጻእ መዓት ዕድመ ንስነቶም ዝገበሩ ከምኡ ውን ሃንቀው ዝበሎ ሰፊሕ ሕብረተ-ሰብና ዘይተሸራረፈ ክብረትናን ተመኒና ዝሰኣናዮን ክትብሊ ክትቅጽልዮ እላበወኪ ! ኣብታ ብቕኑዕ ትርጉም ሓርነት ዜጋታታ እተማሙቕ ከምኡ ድማ ሰብ ውዕለት ኩልንትናኹም ንሕብረተ-ሰብናን ሃገትናን ዝመጠኹምን ከማኡ ድማ ኣብ ሰውራዊ ቃልስና ተመሪሖምን መሪሖምን ብጅግንነት ዝልለዩ ኣብዚ ግዜ ዘይ ከምኢዶም ብጥልመት ናይ ኢትዮጵያ ስለያ (ኢሰያስ ኣፍወርቂ ምስ መሽርኽቱ ) ኣብ ጎዳጉዲ እስርቤት ክማስኑ ሞት ዝተፈረዱ ምዝካር ኣድላይ'ዩ ። እዚ ማለት ብውልቂ ይኹን ብጥርኑፍ ዝገበርክሞ ሕብረተ-ሰባዊ ሃገራዊ ኣስተዋጻኦ ኣብ ጉድጓድ ዓዲ ኣምሓራ ይቕበር ኣሎ'ሞ ፡ ከምቲ ንታሪኽ ወፊርኩም ዓቢ ታሪኽ ብምስራሕ ዓወት ዝተጎናጸፍኩም ሕጂ ውን ታሪኽኩምን ታሪኽ ሕብረተ-ሰብናን ክትዕቅቡ ግዜ ይጠልበኩም ኣሎ ። በዚ ኣጋጣሚ ድማ ኣብ ረድዮ ኤረና ተመሳሳሊት ከም ናይ ኣደይ ኢታይ ምቀር ማለት ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ ትብል መደብ ወትሩ ዓርቢ ትቐርብ ኣላ ክትሰምዕያ ተዘክሮኺ ነቲ መድረኽ ዝሓለፍክዮ ምስገደል ምስ ሕጂ እንሓልፎ ዘለና መሪር ሕሰም ክተገናዝብዮ እላበወኪ ። ብዝተረፈ እዛ ሓዳሽ ዓመት 2020 ብልክዕ መጎስኩም እትረኽቡላ ስድራቤታት ንቡር ማሕበራዊ ሂወት ንረኽበሉ መድረኽ ዳግማይ 24 ግንቦት 1991 ዘይነጽፍ ሰላም እናተመነኹ ፡ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክኾነልኪ ምስ ምሉኣት ስድራኽን ናይ ቃልሲ ብጾትክን ብሓፈሻ ምስ መሳርሕትኺ ክኾነልኪ እምነ ። ደጊመ ሰሰናዩ እናተመነኹ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ነቲ ዘይጸዓድ ጅግና ሓይልታት ምክልኻልን ንመላእ ሕብረተ-ሰንልብናን ፡ ውድቀት ንምልካዊ ንፋሽሽታዊ ስርዓት ህግደፍን መዳኽርቱን ! ዓወት ንፍትሓዊ ቃልሲ ኤርትራውያን !
@pison1061
@pison1061 4 жыл бұрын
ኦ ጋዜታጠኛ ማና ኪዳነ ማራ አየ ዝፈትወኪ ቀጺሊዮ ኣቲ ጂግና ኣደና
@melesnegash8502
@melesnegash8502 4 жыл бұрын
እዞም ደቀይ ነፋሪት ዶ ማሪኽኩም በሉ ምስተን ናትና ኣይ ታሓውስዋ መክኒያቱ ዓዲ ዓዲ ከይደን ሰብ ምቅታል ከይ ለምዳ 1999
@ተኽሊያነጋሲ
@ተኽሊያነጋሲ 4 жыл бұрын
Kkkk ab mntay dea rekbkaya
@helensemere4807
@helensemere4807 4 жыл бұрын
ኣንታ ሰራቂ ቀርቦት ገለ ነገርባ መጽዩ ማዓኮርካ የንፍሮ ነፋጥ ጥንስቲ ኣድጊ ህግደፍ ኢካ ንስካ ።ክንደይ ሓተፍተፍ ትብልኢካ ዘይሓፍር ክኣ መንፈርፈር ነፋሪት ጠፊኣቴኒ ሓጠውቀጠው ክኣ ይብል
@melesnegash8502
@melesnegash8502 4 жыл бұрын
Ktrebhi ay xerfekn eye mekniyatu xerfi ab face book nay senefat EU kbrti haftey amlak ahlifu yifterelki
@lillykidaneghebremichael127
@lillykidaneghebremichael127 4 жыл бұрын
Lomi xbuk gerkum Eri,tv, neza jigna,
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 4 жыл бұрын
Mana shikore 🥰🥰🥰
@abrahamnguse9673
@abrahamnguse9673 4 жыл бұрын
Welcome mana asli
@mebrahtukifle7766
@mebrahtukifle7766 4 жыл бұрын
Nice interview gna mana kthatt keka yestebkela, kab nsa khatetkela. Thanks
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
ብሰላም ምጹና ብሀረታ ኢና ንጽበየኩም
@semharhagos1933
@semharhagos1933 4 жыл бұрын
mana gigna ን berlna eske. 🇪🇷
@weredeyigzaw9131
@weredeyigzaw9131 4 жыл бұрын
Abgzie sawura Weyne & Mana bzuh awan nsawura Eritrea awefkn Agobz jeganu Eritrean Azom nay lomi muhurat natkn kwesdu wey kwesda alewen
@yordanosgebresgiher4816
@yordanosgebresgiher4816 4 жыл бұрын
Mana btaemi eye zemesgneki admen tanann yhabki fetari 😍😍💪💪💪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwettekle8076
@hiwettekle8076 4 жыл бұрын
ማና ሸኮር ናይ ባሐቂ ኪዳነ ምሕረት ሰሚዓትኪ
@EMW450
@EMW450 4 жыл бұрын
Mana jigna thanks edmen tinan yhabeley
@user-wl8or2be1j
@user-wl8or2be1j 4 жыл бұрын
The audio is not working and I have a question for mana when are you going to have your own Radio station
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 жыл бұрын
Wedi afworki mis mote🙂hizbima naxa mis kone.
@user-wl8or2be1j
@user-wl8or2be1j 4 жыл бұрын
@@gualtigrina5944 hello sister Are you mana I ask for mana she is ygdf to
@yonassolomon7711
@yonassolomon7711 4 жыл бұрын
Anchi kefafi mote ema lebetesebsh Yadregew endemeNOtsch Donkoro eki / Bokri weladki gahe yebel Hamema kkkkkkkkkk
@user-wl8or2be1j
@user-wl8or2be1j 4 жыл бұрын
@@yonassolomon7711 brother you don't know what you talking about
@yosefasfahalegese1628
@yosefasfahalegese1628 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ ቢጣዕም ዘይተዳህሰሰ የምጽእ ንፉዕ ናይቢ ሓቂ ደስ ዘቢል ክንደይ ግዚ ዳአ ክትሓታ አደይ ማና ሎምስ ይአክለክን ክንደይ እኳ አበሪክቲክን
@habtommebrahtom4932
@habtommebrahtom4932 4 жыл бұрын
Mana shikor Edmen tienan yihabki kemey dehan eto' Haileab.....nidhrit nabta lisan hizbi zineberet dimtsi hafash meliskana Ente nay adey Itay Mukur emo megletsi Ayneberon .HIZBAWITIN BEKELEN.....mana mana mana love you so much.
@ሓሞትሓርማዝ
@ሓሞትሓርማዝ 4 жыл бұрын
ተጋዳላይ ብበራኻ ሓፋሽ ንቁሕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ኣየወ ሚስጢር ዓወትና ግን ስለምንታዩ ነዚ ብደሙ ዘምጻ ሃገር ዘዕርዕሮም ምልሻ ስርናይ ማና ሳላ ኣደይ ሙቁር ቀልጢፉ ተሰቂርዎም ነዞም ኣኽላባት ሽረኸ ገለ በሎኦም ኣደይ ኢታይ ሙቁር
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 4 жыл бұрын
የቀንየልና ጋዜጠኛ ሓይልኣብ ድሕሪ ነዊሕ ትጽቢት ነዛ ስዊት ዝኾነት ክብርቲን ጅግናን ጋዜጠኛና ተጋዳሊት ማና ዘቅረብካልና ኣዘኪርክኒ ዓበይቲ ኣሕዋትና ተሓቢኦም ተመሲጦም ድምጺ ሓፋሽ ክሰምዑ ዝስረቅ ቅጫ ዝቆሓም ሽኮር ኣቤት ክጥዕም ዝነበረ ጽባሕ ክትሰምዑ ተደሊኹም ንዝኾነ ሰብ ራድዮ ሰሚዕና ከይትብሉ ደጊመ የቀንየልና
@eriangelino7800
@eriangelino7800 4 жыл бұрын
Adey Itay Miqur was one of the most plausible characters in dmtsi hafash. Please Mana, publish it in written form for the coming generation. I bet it will be an excellent reading.
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
ኣይትረስዑ እባ ጀጋኑና
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 4 жыл бұрын
Love you mana kdane jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamsium1531
@biniamsium1531 4 жыл бұрын
Mana edimen tienan yihabki.😍😍😍😍
@solomonliben464
@solomonliben464 4 жыл бұрын
ማና ኪዳነ ብሓቂ አርካን ሰነ-ጥበብ ኤርትራ እያ ። ብኩሉ ነገር ብልጽቲ ጓለንስተይትን ተጋዳሊትን ሰነ-ጥበብኛ እየ ፡ ካብ ግዜ ንእስነተይ ዝሰማዕክዋ ኩሉ ነገራት ስጋብ ሕጂ ክመንዎ ዘይከአልኩ ትሕዝቶ ትውንን ጋዜጠኛ እያ። ሎሚ ግን እቲ ሓታቲ ጋዜጠኛ ንፍዕ አይኮነን ከምቲ ዝደለይ ካብ ህብብቲ ጋዜጠኛ አደይ ምቁር ክንረክቦ ዝግብአና ሕበሬታ አይስነቅናን ካልእ ግዜ ሓረር እናብልኩ ክጽበ ተገዲደ ። ሰላም ንኩላትና አአብ ዘልናዮ።
@samimati9066
@samimati9066 4 жыл бұрын
Mana nkndzi ametat nnaxnet eritrea serihkn tesewiekn tewrgiekn senkilkn naxa zkonet hager dma amxikn kbri zgbakn eu wetru ab lbna ekn emo admen tanan ymneyelki
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ 4 жыл бұрын
ታሐቢእና ንሰምዓኪ ኔርና ካብ ደርጊ ማና ሽኮር እግዝአቢሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ንኤርትራ ዝገበሮ, ኩሉ ሐሊፉ ,ኪዳነ ምህረት ምእታውኩም ግን አጋጣሚ አይኮነን ,እግዝአቢሄር ስለ ዝፈቀዶዩ , ንምሳሌ ዓባየይ ሙሉእ ለይቲ ብፍላይ አብ 80ታት መጥሐን ተሰኪማ ክትጽሊ ትሐድር ኔራ ,እታ አብ ደብረሲና ዘዕረፈት ማርያም ንአዴታት ERITREA ቃል ኣአትያትለን ንፈጣሪ ለሚና አአስሚዓ ዕለተ ዓርቢ ኪዳነ ምህረት ከምትአትዉ ዝተበብያን ዝሐለማን ብዙሐት አዴታት ኔረን ንምሳሌ ሐንቲክብኣተን አብ መሐፍ ,መፈጸምታ ,ከምዝተጻሕፈ አደ ቢንያም ያረድ ,ባዓልቲ ጎዳይፍ እየን ,ኤርትራ ዝተባረከት መሬትን አስራት ቅድስቲ ማርያምን እያ ፍጣሪ ይክበር ይመስገን
@zerietghile1667
@zerietghile1667 4 жыл бұрын
Etay mukur adme yhabki fetari.
@tefeybeyene5789
@tefeybeyene5789 4 жыл бұрын
ዋላኳ ፈልጥን ጅግናን ምኻንኪ ዝጥፈኦ የለን። ብድሕሪ ባይታክ ተትጅምሪ ጹቡቕ ነሩ።ብዝኮነ እት ታሪክ ብጣዕሚ ቡሉጽ ሰራሕ እዩ።ኣነ ከማን ወራራት ወያኔ ይዝከረኒ: ገልዒ መጽሓሪ ሓዊ ረክበ ክትብሊ: ነታ ዝወደቐት ነፋሪት ወያኔ። ካልእ እቲ ንጀጋኑ ሓርበኛታት ኣዴታትናን ኣሕትናን እትገብርዩ ሕሉፈ ተዘክሮታት ቀጽልዩ።የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልክ።
@hawiandat3182
@hawiandat3182 4 жыл бұрын
Wawww
@almazamanuel5437
@almazamanuel5437 4 жыл бұрын
ማና ሽኮር ዘይትምኖ ጽንዕቲ ዕድመን ጥዕናን
@helenberhe7815
@helenberhe7815 4 жыл бұрын
You looking beautiful Gbu😍😘😍
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 4 жыл бұрын
ኣየ ማና ሓላል ,,, ኣብ ነብሲ ወከፍ ሓላዊ ዝገበረልናስ እዚ በጊዕ መሲሉ ዝመጸ ቶኽላ , ጠላም ተምበናይ እምበር ደርጊ ኣይኮነን ::
@paulwollenberg9524
@paulwollenberg9524 4 жыл бұрын
I love you so much Mana
@mlkifitwi8010
@mlkifitwi8010 4 жыл бұрын
Xbuk gerkum mlayo bejakum.
@lovehabesha5788
@lovehabesha5788 4 жыл бұрын
Hayetey
@ተኽሊያነጋሲ
@ተኽሊያነጋሲ 4 жыл бұрын
ኣነስ ከመይ ኢሉ ኢዪ ኣብዛ ራድዮ ድዛረብ ዘሎ ኢለ ይግረም ነረ ገማጢለ ይሪኣ ነረ ነታ ራድዮ ክክክክክ
@altenpflegeisteineberuf4368
@altenpflegeisteineberuf4368 4 жыл бұрын
Ane kea Hade seb si kemey geyru ab kulen Redio bi hade yizareb yibil neyee
@helensemere4807
@helensemere4807 4 жыл бұрын
ፋራ ወዲ ዲቃላ ምልሻ ኣምሓራይ ጠፍናቅ
@ተኽሊያነጋሲ
@ተኽሊያነጋሲ 4 жыл бұрын
@@helensemere4807 ehi dea txarefi haftna ane eko sle zynfelt zneberku eye kemau ele
@filmonberhe6725
@filmonberhe6725 4 жыл бұрын
Happy new. Year 2020😅😅❤❤❤🌲🌲☎
@genetalem2092
@genetalem2092 4 жыл бұрын
🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🌹🌹🌹💪💪💪
@aezibgebrehiwet1281
@aezibgebrehiwet1281 4 жыл бұрын
Mana shkor admen tanan yhabki egziabher hajal gaztega
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 4 жыл бұрын
Welkom yehwat
@eteghemenentafere1582
@eteghemenentafere1582 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@dandomtyvy2222
@dandomtyvy2222 4 жыл бұрын
Bad sound , what is wrong with editors, i like mana and adey itay
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/f3ivnWBsodyihJo ነዚ ርኢኹም ኣበይ ከምዘለና ኣድህቡ። ዝነዓቕካዮ,,,,,,,,
@hevennatey417
@hevennatey417 4 жыл бұрын
Wwwww adey etay mukur
@hadishyemane4755
@hadishyemane4755 4 жыл бұрын
Xemamat hamisa amet aximimikumo hizbi eritrea meselu zeytihuluwulu banixaru nitifsetu tekelatifu zelekum
@nopenot4058
@nopenot4058 4 жыл бұрын
Hopefully the host will make the same interview with Weyni Gerezgiher please
@shaebianism4258
@shaebianism4258 4 жыл бұрын
I miss her too
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 жыл бұрын
Mana shekor jegena journalist
@tefagergshabraha7220
@tefagergshabraha7220 4 жыл бұрын
የቐንየልና ኣደይ ኢታይ ምቁር:: ስለ,ቲ ዘሕብንን ዘኹርዕን ታሪኽክን ታሪኽ ህዝቢ ኤትራን:: እወ ቀደም,ሲ ኔሩ ሓድነት እወ ሽዑስ ኔሩ ስምረት እወ ሽዑስ ኔሩ ጅግንነት:: ሕጂ ግን ኣይከምቀደምን: ኣድግን ዝብእን ኮይና:: ሕጂ ውን ከም ቀደም እንተዘይ ኾንና: ኣይትምዕብልን እያ ሃገርና::
@proud2beritrean291
@proud2beritrean291 4 жыл бұрын
💕🇪🇷💕
@teklewoldeyohannes6841
@teklewoldeyohannes6841 4 жыл бұрын
ናይ ሃይለስላሰ ሉኡክ ከይፈለጥኩሞ ሒዝክሞ መፂኹም አለኹም ነደይ ኢታይ እቲአ እምኒ ቓፅራአ በልልና ማና ሽኮር ደቂ ኤረይ ክአ ነደይ ኢታይ እንተ ረኺብኩመን እምንክን ቋፅራአ በልወን ሐደራ
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 4 жыл бұрын
this women never get old, she is the only one
@zebibberhane615
@zebibberhane615 4 жыл бұрын
Mama mana shikor hji grm bzuh azekirkumuna kulu dzkra nfarot nay tselae ms tekatselet ade etay hji dki kone ezom dekey kabta tekatselet nfarit meghati hawi dkoneni amtsuauley hahhhhhhhh elen kshka kelewa yzkereni mama mana edmen tenan yhabki fetari ade sewra
@aaaafjtgi3807
@aaaafjtgi3807 4 жыл бұрын
Mana kdane anti jigna anbesa edemen tenen yhabka alena msaka hayt ajoka 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌💪💪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letekidantewelde2087
@letekidantewelde2087 4 жыл бұрын
Mana nski wn mkrti eki msaki tkeyd sm aya
@selamyezdeli
@selamyezdeli 4 жыл бұрын
mana shkor zfetweki gazetna and zfetwo dmxawi haliab
@fioribetusemerw257
@fioribetusemerw257 4 жыл бұрын
Mana shkor gegna nay geganu 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏😍😍😍😍😍😍😍😍💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘
@lavendera6846
@lavendera6846 4 жыл бұрын
😊💕👏🙏
@meleyeri8941
@meleyeri8941 4 жыл бұрын
Mana shikor
Midday News in Tigrinya for November 19, 2024 - ERi-TV, Eritrea
18:38
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 3,8 М.
Симбу закрыли дома?! 🔒 #симба #симбочка #арти
00:41
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 2,9 МЛН
The Singing Challenge #joker #Harriet Quinn
00:35
佐助与鸣人
Рет қаралды 39 МЛН
Interview Tsega Mehari ተዋሳኢት ጸጋ መሓሪ
24:56
Massawatube
Рет қаралды 106 М.
ERi-TV: Profile of a multi-lingual high achiever young lady, Makda Sivil Zeilo
22:31
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 96 М.
NEW #ERITREAN FULL INTERVIEW ተስፎማይ ያገርሰው
26:16
ROBOTS! 🤖
0:10
Adolfo Mago
Рет қаралды 6 МЛН
Facing ghost girls vs boys #trollface #edit #troll
0:36
Kenon Edits
Рет қаралды 18 МЛН
Когда ты на диете 😁😁😁
0:11
Башкирская Домохозяйка
Рет қаралды 1,1 МЛН