ERIPM |ጉዳይ ኢሮብ ...? | ኣገረምቲ ሓቅታት

  Рет қаралды 6,399

ERIPM

ERIPM

3 күн бұрын

Join ERIPM Membership:
/ @eripmeritreanpublicmedia
Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our KZbin channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.

Пікірлер: 42
@selam7603
@selam7603 Күн бұрын
ERITREA is for ERITREANS ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-pp3tq6co4p
@user-pp3tq6co4p Сағат бұрын
Halewlew zeymnewekum sebat. Ezi werqawi qal ezi ztezarebu seb, kemzi kemakum trgum zblwo qal zyfeltu sebat aykonun nierom. Abeyn measn neyenayn kemu kemzbhal flet nqdm.
@seyoumberhe7566
@seyoumberhe7566 Күн бұрын
Thank you for looking into this tragedy and trying to find positive outcomes. But, I contend that and decision about any community must be based on the wishes of that community. While Isayas is in power, there is no hope for reasonable discussion; he has to go.
@heruy8274
@heruy8274 Күн бұрын
Everybody knows that he must go. But what leader and government should replace him?
@haneber7369
@haneber7369 Күн бұрын
🆓💙Eri✊PM💙🏖
@open795
@open795 Күн бұрын
ኣንቱም ሰባት ደቂ ዓበይቲ ፡ ጉዳይና ጉዳይ መግዛእታዊ ዶብ ጥራሕ ክኸውን ነይሩዎን ኣለዎን ። ንኣብነት ፡ ነዚ ኣህግራዊ ዶብ ኣብ ግዝየ ሃይለስላሴ ንህዝቢ ኢሮብ ናብ ኣውራጃ ትግራይ ክምሓደር ኣውጁ ፡ ደርጊ ድማ ንዓሰብ ኣውራጃ ወሎ ፡ ቀጺሉ ኣይተ እሰያስ ንባድመ ብወያነ ክትመሓደር ወሲኑ ፡ ኣብ ምጨረሽታ ብዘይ ኣዋጅ ህዝቢ ጾሮናን ከባቢኣን ግዳይ-ኩሉ ኾኑ ። ስለዚ ፡ ካብ ዝኹሉ ቃልስና ወይ መገድና " ጓል-መገዲ ክኸውን የብሉን ።
@haneber7369
@haneber7369 Күн бұрын
Eri✊PM
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Күн бұрын
Wow great explanation thx u sis ur amazing ❤❤
@amyohannes4198
@amyohannes4198 Күн бұрын
Eripm Henok enemy of peace of Ethiopia and Eritrea
@user-pz7tj9fs5y
@user-pz7tj9fs5y 10 сағат бұрын
Erpm xbq medeb 🎉🎉🎉
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 Күн бұрын
Trity of Algeries zibihal neru juntex.
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy Күн бұрын
Holland 17k ሚሎን እዮም ዜና ኣይተዛብዑ 😅😅😅
@banatubetube792
@banatubetube792 Күн бұрын
Holland ኣይኮነትን፣ Alland እያ። ጽቡቕ ጌርካ ዘይትሰምዕ? ኦላንድ ግዝኣት ፊንላንድ እያ። እታ እስኻ ትፈልጣ ሆላንድ ኣይኮነት😁
@SuperMobly
@SuperMobly Күн бұрын
Question is why Weyane accepted the Algiers agreement that gives IROB to Eritrea and Tserona to Ethiopia. Why they couldn't simply say they won't accept it.
@zewabo1452
@zewabo1452 Күн бұрын
ህዝቢ ነናቱ ታሪክን አመጻጽአውን አለዎ ሃገርን መሬትን ድማ ነናቱ ታሪክን አመጽጽአንውን ከምዑ ክልቲኡ ታሪክ ህዝብን ሃገራትን ዶባትን ዝተፈላለየ ኢዩ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብናይ አልጀርስ ስምምእን ፍርድን ተወዲኡ ኢዩ ኤርትራዊ ተመሲልኪ አይተደናግሪ ንስሃትኩም ኢሁም ንህዝቢ ኢሮብ እትርብሹዎ ወሪዱዎ ኤርትራዊነት ርሂቁዎ ኤርትራዊ ህጅ ዘለዎ ኩነታት ጊዜያዊ እዩ ዶብ ግን ዘለአለማዊ እዩ
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy Күн бұрын
ሕቶ ንኤሪፒኤም ድሕሪ ሰላምታ: ዶብ ሀገራት አፍሪቃ ብአህጉራዊ መግዛእታዊ ዶብ ዝቖመ ከምዝኾነ ርዱእ ይመስለኒ:: ስለዚ ኤሪፒኤም አብ መግለጺኹም ከምዝገለጽኩሞ ብይንዶብ አህጉራዊ ቤትፍርዲ ኤርትራን ኢትዮጵያን መሰረት ብንጹር መርገጺኹም እንታዩ?? ምኽንያቱ መሰል ናይ ህዝቢ ኢሮብ ይተሓሎ :: ይከበር ጽቡቕ:: ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብመሰረት አህጉራዊ መግዛእታዊ ዶብ መሰረት ዝተዋህበ ብይን መርገጺኹም ብግልጺ ኮፍ ክተብልዎ ጽቡቕ ምኾነ:: ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ (ስርዓት ኢሰየስ) ልኡላውነት ኤርትራን ዘራኽብ ስለዘይብሉ:: ኤርትራውያን ተቓለስቲ ንፍትሒ አብትሕቲ ጽላል ልኡላውነት ኤርትራ ንጠላሚ ጉጅለ ስርዓት ኤርትራ አልዩ ቅዋማዊ ስርዓት መንግስቲ ክውን ንምግባር ዝቃለስ ኤርተራዊ ምንቅስቓስ ኢዩ::
@Aswasn791
@Aswasn791 Күн бұрын
ብዛሓት ደቂ ኢሮብ ኣብ ገድሊ ኤርትራ ተሳቲፎም። እንተኮነ ህዝቢ ኢሮብ ኣብ ኢትዮጵያውነት ትግራውነትን ዘለዎ ሓያል ፍቅሪ ናብቲ ነጻግን ዘይተኣማመን ገና ውን ዘበቆለ ኤርትራውነት ክጽንበር ፍጹም ኣይካኣልን።
@user-pp3tq6co4p
@user-pp3tq6co4p Сағат бұрын
Bzuhat aytbel, wuhudat yom. Geleom bgdi,Geleom kea adetatom hizenaom n eritrea sle zteatewa(dagmay ztemer'awa)mo abu sle ziabeyu kemsebom tegefifom ab wut'hdrna ziatewu eyom ember, nsle eritrea elom ztewageu erobetot yrkebu eyom zbl gmt yebleyn.
@tediambes3908
@tediambes3908 20 сағат бұрын
Hamimki alek ezom tibliyom zeleki yehwat nay kidmi 700 amet u gega
@tediambes3908
@tediambes3908 20 сағат бұрын
AGAME AGAME, KITIBLU HAWTITKUM...WEY YIKEDU WEY ERITREAWIAN KOINOM YIKEDU
@user-pp3tq6co4p
@user-pp3tq6co4p Сағат бұрын
Brged nhamedu ms atewe harnetom kiewuju eyom ezom lebamat hzbi.
@World436
@World436 Күн бұрын
Guday Akran ka kemzi geyrkum Aqrbwo hray do
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h Күн бұрын
ኢሮብ ኤርትራውያን ናይ ሙዃን ዕድል ምርካቦም ዓቢ ጸጋ እዩ ተቐሪብሉ። ትግራይ፡ ብቐትሩ ሰብ ተጨውዩ ዝጠፍኣሉ፡ ብለይቲ ክትንቀአሳቐስ ዝውይሕሰበሉ ክልል እዩ። እዞም ናይ ከዳሚት ወያነ ከደምቲ፡ "ትግራይ ትዕወት" እንዳበልኩም ለኪምኩማ። ከድዓት ከደምቲ፡ ምልፍላፍ ጥራይ እያ ቁም ነገርኩም።
@sabahaile4297
@sabahaile4297 23 сағат бұрын
ሰላም ዝድለ ተኮይኑ ናይ ብሓቂ ኢሮብ ኢትዮጵያውያን ኢዮም ምስ ኢትዮጵያ ክኾኑ ኣለዎም። ሩባ በለሳ ዘለዋ ዓድታት ጾሮና ናይ ኤርትራውያን ኢዮም ናብ ኤርትራ ምምላሶን ኢዩ እቲ ፍታሕ ኣብ ፊላንድ ሰሪሒ ኢዮም ኣብ ኤርትራ ይሰርሕ ማለት ኣይኮንን። ጾሮና ናይ ኤርትራ መሬት ኢዩ ናብ ኤርትራ ይምለስ ።ኢሮብ ናይ ኢትዮጵያ መሬት ኢዩ ናብ ኢትዮጵያ ይምለስ ኩሉ ኣብ ዶብ ዘለ ህዝቢ መሬቱ ግራቱ ኣእማኑ ይፍልጥ ኢዩ ዘላቂ ፍታሕ ህዝቢ ኢዩ ክውስኖ ዘለዎ ኣብ መወዳእታ እቲ ዶብ ነቶም ኣብ ዶብ ዘለዉ ህዝብታት ዘይጥጠቅም እንተኮይኑ እንታይ ትርጉም ኣለዎ!!!!!!!!!
@magdarodriguez6778
@magdarodriguez6778 Күн бұрын
Aljers give Tserona to Tigray. I think you should keep your people and we keep ours. Peace and love to Tigray and Eritria
@World436
@World436 Күн бұрын
No Tsorona is just in Eritrea map
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 Күн бұрын
Xbuk gerka ambebo , Algerias agreement Bro.xerona nay Eritrea eya
@heruy8274
@heruy8274 Күн бұрын
The whole of Eritrea and Tegray should be reorganized as a unified country.
@heruy8274
@heruy8274 Күн бұрын
H
@heruy8274
@heruy8274 Күн бұрын
The whole of Eritrea and Tegray should reorganized as one unified country.
@hitesfay8474
@hitesfay8474 Күн бұрын
Erop Is The Land Of Tigray 100% Whenever That Deception Is From The Psycho Mindset Created.
@fthinhzbieritrea1399
@fthinhzbieritrea1399 Күн бұрын
Butami des zebil program 💙💙💙💙💙💙 thanks erpm
@sabahaile4297
@sabahaile4297 23 сағат бұрын
ሰላም ዝድለ ተኮይኑ ናይ ብሓቂ ኢሮብ ኢትዮጵያውያን ኢዮም ምስ ኢትዮጵያ ክኾኑ ኣለዎም። ሩባ በለሳ ዘለዋ ዓድታት ጾሮና ናይ ኤርትራውያን ኢዮም ናብ ኤርትራ ምምላሶን ኢዩ እቲ ፍታሕ ኣብ ፊላንድ ሰሪሒ ኢዮም ኣብ ኤርትራ ይሰርሕ ማለት ኣይኮንን። ጾሮና ናይ ኤርትራ መሬት ኢዩ ናብ ኤርትራ ይምለስ ።ኢሮብ ናይ ኢትዮጵያ መሬት ኢዩ ናብ ኢትዮጵያ ይምለስ ኩሉ ኣብ ዶብ ዘለ ህዝቢ መሬቱ ግራቱ ኣእማኑ ይፍልጥ ኢዩ ዘላቂ ፍታሕ ህዝቢ ኢዩ ክውስኖ ዘለዎ ኣብ መወዳእታ እቲ ዶብ ነቶም ኣብ ዶብ ዘለዉ ህዝብታት ዘይጥጠቅም እንተኮይኑ እንታይ ትርጉም ኣለዎ!!!!!!!!!
@nomoret.2017
@nomoret.2017 Күн бұрын
ደቂ ኢሮብ ኤርትራውያን የለውን ኣይነበሩን ድዩ ዝኸውን ዘሎ እቲ ሓሳብ? ኣይ ደቂ ማይ ጠላሚት!!
@Tusfai
@Tusfai Күн бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣብ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ብልቢ እዩ ከብደይ ዝበልዓኒ ኢሮብ ድማ ዕጫና ከይወርዶም ይሓስብ ኔረ እየ ኮይኑ ድማ ፈጣሪ ይሓልወም ዘይወግሕ ጸላም የለን 🙏🙏🙏
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 Күн бұрын
ዜሌ፡ነገር፡ኣይተውርዩ፡ኢሮብ፡ምስ፡ኤርትራ፡ኮይኖም፡ኣይፈልጡን፡መዋእሎም፡ምስ፡ትግራይ፡ኢዮም ኣብቱ፡ከባቢ፡ዘለው፡ኤርትራውን፡ደረቶም፡ኣይ፡ከምዝኾነ፡ይፈልጡ፡ደቂ፡ኢሮብ፡ወረዶኦም፡ኣውራጆኦም፡ይፈልጡ
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Күн бұрын
ህዝቢ ኢሮብ ደቂ ወልደምሕረት ኮይኖም ወልደምሕረት ድማ ወዲ ሹም ዓጋመ እዩ ብወሰን ዝውለድ ኣዲኦም ሳሆ እያ።ናይዚኦም የሕዋት ኣብ ትግራይ ኣብ ኣውራጃ ዓጋመ ዘሎ ምብዛሒኡ ህዝቢ ኣሎ ኣብ ኤረትራ ከኣን ኣብ ከም በዓል እገላ ሓጺን ዘሎ ዓድታት ምስ ህዝቢ ኢሮብ የሕዋት እዮም ከሙኡውን ኣብ ሓማሴን ኣለዉ
@sabahaile4297
@sabahaile4297 23 сағат бұрын
ሰላም ዝድለ ተኮይኑ ናይ ብሓቂ ኢሮብ ኢትዮጵያውያን ኢዮም ምስ ኢትዮጵያ ክኾኑ ኣለዎም። ሩባ በለሳ ዘለዋ ዓድታት ጾሮና ናይ ኤርትራውያን ኢዮም ናብ ኤርትራ ምምላሶን ኢዩ እቲ ፍታሕ ኣብ ፊላንድ ሰሪሒ ኢዮም ኣብ ኤርትራ ይሰርሕ ማለት ኣይኮንን። ጾሮና ናይ ኤርትራ መሬት ኢዩ ናብ ኤርትራ ይምለስ ።ኢሮብ ናይ ኢትዮጵያ መሬት ኢዩ ናብ ኢትዮጵያ ይምለስ ኩሉ ኣብ ዶብ ዘለ ህዝቢ መሬቱ ግራቱ ኣእማኑ ይፍልጥ ኢዩ ዘላቂ ፍታሕ ህዝቢ ኢዩ ክውስኖ ዘለዎ ኣብ መወዳእታ እቲ ዶብ ነቶም ኣብ ዶብ ዘለዉ ህዝብታት ዘይጥጠቅም እንተኮይኑ እንታይ ትርጉም ኣለዎ!!!!!!!!!
@sabahaile4297
@sabahaile4297 Күн бұрын
ጉዳይ ጾረና ኽ ፍርቂ ጾሮና ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ!!!!!!!!
Получилось у Вики?😂 #хабибка
00:14
ХАБИБ
Рет қаралды 6 МЛН
Jul 1/2024 እዋናዊ ሓበሬታ ቢንያም ግርማይ ሰብ ተጸለለ ግብረ መልሲ
15:11