Jul 1/2024 እዋናዊ ሓበሬታ ቢንያም ግርማይ ሰብ ተጸለለ ግብረ መልሲ

  Рет қаралды 51,162

Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )

Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )

3 күн бұрын

#eritrea #eritv #asmera #eritreannews #aanmedianetwork #eritreanguayla #solomedia #diletmedia #filfiltv #sahelmedia #solomedia #hdmonanebarit #eritreantiktok2024 #eritreanmusic2024 #biniamgirmay #eritrea #eritrean #zena_tigrigna #tourdefrance2024

Пікірлер: 1 000
@Filfiltv2
@Filfiltv2 Күн бұрын
ሕቡናት ደቒ ሪም መግለጺ ዘይርከቦ ሓጎስና ንክትፈልጥ ቦታ ርእይቶ ( comments ) ምዕዛብ ጥራይ ኣካሊ'ዩ ፡ ናብ ሓደ ሽሕ ተጸጊዑ ደጊምና ደጋጊምና እንቋዕ ሓጎሰና ❤❤❤❤
@semira-shikor78
@semira-shikor78 Күн бұрын
Filfil dimtsika des kibleka😘🇪🇷, wedi hagerey, wedi rimey❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💙❤️💛😘🇪🇷 . Me too, dreams come trutt🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Yes yes yes, 🎉🎉🎉🎉
@user-pr1ks3dl8y
@user-pr1ks3dl8y 2 күн бұрын
ከም በርቂ በሪቁ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ዝናብ ሓጎስ ነቢዑ ንሓበን ሃገሩ እወ ጥምጥም ርኢዮ ምርብራብ ምስ ጸዓዱ ኣላሽ ኣቢልዎም ንኹሎም መጋጥምቱ ጸሊም ኣፍሪቃዊ በሪቁ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ንዓለም ኣስደሚሙ ንሃገሩ የሕቢኑ ባንደሪኡ ኣንበልቢሉ ንዓለም ኣዛሪቡ ቢኒ ቢኒ ቢኒ እግዚአብሔር ብርክኻ የጽናዓዮ ኣሜን ። ቢኒ ቢኒ ቢኒ
@rahelmiraclerahelmiracle6771
@rahelmiraclerahelmiracle6771 Күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ congra
@DanielTsegabrhan
@DanielTsegabrhan 2 күн бұрын
ዘረባ የብሉን ናይ ቢኒ እንቋዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ኣፍሪቃውያን ምሳና ተሓጎሱ ያላ ላይክ ሃቡኒ ንቢኒ ክትብሉ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@almazgebretnsae8294
@almazgebretnsae8294 2 күн бұрын
አየ እረይ በል ብውልድክ ክሉግዜ አይትሐፍርን እክ እንቃዕ ሐጎሰና እልልልልልልልል🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@WeldezionAndemariam
@WeldezionAndemariam 2 күн бұрын
ከምቲ ኩቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዝበሎ ኤርትሪዊ ኣብ ዝከዶ ከይዱ ቀዳማይ ንክወጽእ ኑቡር እዮ ዝበሎ ኮይኑ ጅግና ብኒ ሓወይ❤❤❤❤❤
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 Күн бұрын
💯❤🇪🇷👌
@angosomwoldu3957
@angosomwoldu3957 2 күн бұрын
በቂ ቢኒ ጅግና መግለጺ የብልናን" ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ🙏🇪🇷🌍🇪🇷🌍🇪🇷🌍🇪🇷
@alibortoli6683
@alibortoli6683 2 күн бұрын
ናይ ብኒ ዘረባ የይብሉን ዘረባ ከይበላሸወና 👍👍ህብና ምዕዛብ ይሕሽና።❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💪💪💪
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቢኒ ሓየት ጎልጎል ነብሪ ወዲ ኤረይ ሕጂ ዕልል ኮነ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤️❤️💯💯👌👌💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@wezenetbakray3920
@wezenetbakray3920 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wezenetbakray3920
@wezenetbakray3920 2 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@merhawidrar
@merhawidrar 2 күн бұрын
ስምዒትካ ክትገልጾ ዘይትክእል ዓወት ብምንታይ ይግለጽ🎉❤❤❤🇪🇷💪💪💪
@rigat9
@rigat9 2 күн бұрын
እልልልልል እልልልልል እልልልልል ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ናይ ዓለም ንዕወት ኤረትራውያን ኣገናዕ ቢኒ ወዲ'ዛ ኽብርቲመሬት ስዋኣትና ወትሩ ምሳና ኣለዉ ዓወት ንሐፋሽ።🫡💯🇪🇷🐪🫡💯🇪🇷🐪🫶🫡💯🇪🇷🐪🥂🍾🌴🌿🥀💪🥀🌿🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-uv3lt5fz4d
@user-uv3lt5fz4d 2 күн бұрын
ኣቤት ጅግንነት ኤርትራዊ ሓበን ህዝቡን ሃገሩን ዝኾነ ቢንያም ግርማይ ሓጎስና መልኡ ፈስሱ ጸባ ኣስትኻና ጸባ ስተ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ 💪
@user-se7vt2nm4n
@user-se7vt2nm4n 2 күн бұрын
ከም በርቃ በሪቁ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ንባት ሓጎስ ነቢዑ ሓበን ሃገሩ እንቃ ሓወና ኮንካ ቢኒ ቢኒ ቢኒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣኩርካና ወዲ ኤረይይይይይ ሓላልልልልልልልልል
@eritreamahder303
@eritreamahder303 2 күн бұрын
ሓበን ሃገር ክብሪ ይሃብካ ቢኒ ኣኩሪዕካና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@user-rg4pd2ud9y
@user-rg4pd2ud9y Күн бұрын
ሰይ ሰይ ሓጎሰና ወሰን የቡሉን ዕድመን ጥዕናን ን ግርማይ ወዲ ኤረይ ጂግና ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🌟🌟👌🌹🌹🌹🌹🌹🌹👌👌👌🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🌟🌟🍾🍾🎊🍾🎊🙏🙏🙏🙏🙏
@asmoromtesfazghi9032
@asmoromtesfazghi9032 2 күн бұрын
መግለጺ የብለይን ዘመንና መጺኡልና ካብ ሕጂ ንኪድ ጥራይ ካብዚ ዛዓበየ ኢና ክንሰምዕ
@meronteklu5410
@meronteklu5410 2 күн бұрын
ኣቤት ጅግንነት ቢኒ ኣምበሳ ሓበን ሃገር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helenwoldu245
@helenwoldu245 2 күн бұрын
ኣወ ንብዓት ሓበን ነቢዕና ብዝቅነናዮ ወርሒ ሰነ ናይ ዝኽሪ ስማእታትና ደበስ ረኺብና ወዲ ኤሪትራ ቢኒ ወድና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ።❤❤❤❤
@heavenisu3446
@heavenisu3446 2 күн бұрын
ጸሊም ኮኮብ ኣፍሪቃዊ ብንያም ግርማይ ጅግና ኤርትራዊ ተሓቢንካ ኣሕቢንካና ኩራዕ ኩልካ ኤርትራዊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ⭐⭐⭐🐅🐅🐅🌺🌺🌿🌿🌷🌷🌱🌱🌻🌻🌺🌺🌿🌿😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@edenpazom9452
@edenpazom9452 2 күн бұрын
እልልልልሎሸ እኮዕ ሐጎሰና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ፊልፊለይ
@user-xn6pl6ep1o
@user-xn6pl6ep1o Күн бұрын
ANE BEHAGOS ZEAKIL MEGBI ABIYUNI KEBDEY BEHAGOS MELIU LEKAS INTE TEHAGUSKA WEN MIGBI YABIYU
@user-xn6pl6ep1o
@user-xn6pl6ep1o Күн бұрын
Elliiiiiiiiììiiiii. 🇪🇷👈🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷✍️🇪🇷✍️🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@user-vq7qg2fs8h
@user-vq7qg2fs8h 6 сағат бұрын
❤❤❤❤
@alganeshtekeste9368
@alganeshtekeste9368 2 күн бұрын
ኢልልልልልልልል ተሓጎስ ኩሉ ሕቡን ኤሪትራዊ ኣብ ሙሉኢ ዓለም ትርከ ንቢኒ ከኣ ዕዴሜን ጥዕናን ንመነየሉ
@erena-africa5909
@erena-africa5909 2 күн бұрын
Yessssssss I did cry, and i'm happy 🎉 Victory for ERITREA 🇪🇷 ❤️ 💖 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
@Love21231
@Love21231 2 күн бұрын
I’m crying. I have no words to describe bins victory!
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 Күн бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷😍👌
@fortosawa6274
@fortosawa6274 2 күн бұрын
ንብዓት ሐጎስ ነቢዕና"ወ BINI BINI BINI 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@nazrietkibreab7172
@nazrietkibreab7172 2 күн бұрын
ቢኒ ጅግና ታሪክ ይፍጽም ሽም ሃገሩን ወለዱን ሰማይ ይሰቅል ገለ ከኣ ትሕቲ መሬት ያኣትዉ ተዓወት ዝሓወይ ንብዓት ሓበን ነቢዕካ ጅግና ኣሰይይይይይ
@nahomdc9757
@nahomdc9757 Күн бұрын
ኣነስ ነቢዕ እይኳኣልኩን ቢኒ ጅግና ሓሳዳት ጸላእትና ክይተረፈ ክይፈተው ስም ሃገርና ይድሙጽ ኣለዋ
@yoditgebreselassie7671
@yoditgebreselassie7671 2 күн бұрын
የቐንየልና ቢኒ እኖዃዕ ሐጎሰካ ሲሒቕና ነቢዕና ናይ ሐበን ንብዐት ንኤርትራና አጸዊዕኻልና 🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@user-ui4jb6bm6w
@user-ui4jb6bm6w 2 күн бұрын
ኣታ ወገነይ ዘረባ የብሉን መግለጺ ቃላት ዊሕድኒ ብታሓጋስ ዛክል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YosefTeke
@YosefTeke 2 күн бұрын
BINI BINI 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 . Congrats 🎉🍾 my beloved Eritreans 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿
@mihretmichael9700
@mihretmichael9700 2 күн бұрын
ንብዓት ሐበን ነብዕና ሰማእታትና ቅሰኑ ዓወት ንሐፋሽ✊👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 2 күн бұрын
ኣዝያ ከባድ ፍሊቲ ረዛን መዓልቲና መዓልቲ ኤርትራውያን ኢያ ብጣዕሚ ናዓለም ኣዛሪብናያ ሓቅኻ ኩልና ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዕና
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 2 күн бұрын
እንቌዕ ሐጓሱና ደቂ ኤረይ 🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 2 күн бұрын
ቢኒ ጅግና ሓበን ኩርዓት ኤርትራ ኢኻ ( ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ )👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🌹🌹♥️♥️♥️💪💪🙏🙏💞💞
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 Күн бұрын
እልልል ንበል ደቂ ኤሬ ሓበን ሃገር ቢኒ ከብድ ስምዓት ኣትና ደቂ ሪመይ❤ ክምእውን ፍልፍለይ እንቛዕ ሓጎሰና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MenKem-du2jb
@MenKem-du2jb 2 күн бұрын
antay ilna ina mo kngelxo meglexi tesainuna alo ❤❤❤❤🎉 🇪🇷
@BRKTIYAKOB-ib3qz
@BRKTIYAKOB-ib3qz 2 күн бұрын
ኣምላክ ይመሲገን ብኒያም ሐወይ ኢንቃዓ ሐጎሰካ
@yirgalemyohannes4769
@yirgalemyohannes4769 2 күн бұрын
ሀጉስና ወሰን የብሉን ምግላፅ ስኢነ ተአወት ወዲ ኢረ እንድመን ትእናን የሀቦ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 2 күн бұрын
vivaaaaa ERITRAWI KEM BERKI BERIKA ANBESA ❤❤🧡🧡💚💚💙💙🦬🦬🦬🦬🦬 AFRIKAWI ERITRAWIIIiiii
@abrehetjambo7366
@abrehetjambo7366 2 күн бұрын
ቢኒ ኣንበሳ እንጓዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ መዓረይ ሓበን ሃገርና ዝኮነ ሓውና እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@user-bt9vq8pd7b
@user-bt9vq8pd7b Күн бұрын
Amen amen amen
@elsahabtom7783
@elsahabtom7783 Күн бұрын
Temesgen fetari bini edmen tena yehabka abesa enkon hagosena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ShwetShwet-vd8bf
@ShwetShwet-vd8bf 2 күн бұрын
Congratulations bini 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️🫶🫶🫶🫶🫶🫶admen tanan Bini
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 2 күн бұрын
The dream come through Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@akberetgezae4694
@akberetgezae4694 2 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቢኒ ጅግና ወዲ ጅግና አቶ ግርማይ እንኳዕ ሓጎሰኩም ኤረይ ህዝበይ እልልልልልልልልልል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jo8lx5co5v
@user-jo8lx5co5v 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmretgirmay1117
@asmretgirmay1117 2 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@user-og7lp8xl4b
@user-og7lp8xl4b 2 күн бұрын
Congrats Bini ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💪🏽❤️👍🏾❤️😘
@heriheridc
@heriheridc Күн бұрын
ኣቤት ጅግንነት ቢኒ ኣምበሳ ሓበን ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️
@user-dx8uy6bv5g
@user-dx8uy6bv5g 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@user-nv3lg6ev8z
@user-nv3lg6ev8z 2 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ስለኹሉ ነገር ክብሪ ንስም ፈጣሪ። ቢንያም ግርማይ እንቋዕ ሐጎሰካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላኽ። ኮሪዕካ አዂሪዕካና ንሃገርና ኤርትራ ሽማ አጸዊዕካ ባንዴራአ አምበልቢልካ ላዕሊ ሰቒልካያ ክብሪ ረኺብካ ክብሪ ሂብካና ኢኻሞ የቐንየልና።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫💪💪💪💪💪💪🇪🇷💪💪🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hussainsultan267
@hussainsultan267 2 күн бұрын
Yesssssssss big win 🥇 history Eritrean Africa and intermarché wanty 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebaderar8298
@abebaderar8298 Күн бұрын
እልልልል እዚ ቢኒ መግለጺ ስኢነልካ ካብ ክቱር ሐጎስ ንብዓተይ ምቁጽጻር አብዩኒ ተመስገን አምላኽ ርእሲ ዝገበርካና አኹሪዕካና ቢኒ ❤
@user-rm1fi3py5x
@user-rm1fi3py5x Күн бұрын
ከም በርቂ ዝበረቐ ከም ወርቂ ዝደመቐ ስሑል በዓል ዳንጋ መን እሞ ይዳረገካ ጅግና ቢኒ ዓወት ዝድራርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Bini Bini Vini Congratulations ❤❤❤
@selamgebremedhin
@selamgebremedhin Күн бұрын
እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ቢኒ ጅግና ኮሪዕካ ኣኹሪዕካና ትዓወት ዕድመን ጥዕናን ተመነኹልካ ሓወይ ሃብሮም።❤❤❤🎉🎉🎉
@user-bu3dr7zg2b
@user-bu3dr7zg2b Күн бұрын
ናይ ብሓቂ ቢኒ ወዲ ግርማይይይ። ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻💪🏻✋🏿🙏🙏🙏🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻💪🏻
@mizanyemane2100
@mizanyemane2100 Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷እንቋዕ ሐጉሰካ ወዲ ኤረይ ጅግና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitsenaityehdego120
@senaitsenaityehdego120 2 күн бұрын
እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-wj4fb2gr5s
@user-wj4fb2gr5s 2 күн бұрын
እልልልልልል ቢንያሞ ወልየ ዒሞርን ዕፈያን ያሀቢካ, 🇪🇷🇪🇷🫶🫶👉🇪🇷👈🇪🇷💪🇪🇷🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@danielwoldemichael8377
@danielwoldemichael8377 2 күн бұрын
Proud to be an Eritrean 🇪🇷❤️🙏🏽
@JohnMehretab
@JohnMehretab Күн бұрын
ቢኒ ቢኒ ቢኒ መግለጺ የቡሉን እንቆኣዕ ሓጎሰና ደቂ ሪመይ l love you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nazrietgebrehiwet4745
@nazrietgebrehiwet4745 2 күн бұрын
ሐቂ ብሐቂ ጊዜና እዮ ደቂ ኤረይ ን ዓይነት ኣይኩንኩም ኣምላክ ይሐልካ ቢኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DanielCom-iv8hz
@DanielCom-iv8hz Күн бұрын
ነፍሲ ወከፍ ወዲ ኤረ መን ኢኻ ኢሎም እንተሓተቱኻ ሓዊ ቢኒ በሎም ❣️❣️❣️❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️ቢኒ ሓበነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኩርዓተይይ!!
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 Күн бұрын
ቢኒ ጅግና ሓብን ህዝብንሃገርን ኣምላክ ይመስገን ኢዩ መወድኣቱኡ መግለጺ ኡአብልናን❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ruthishreze1217
@ruthishreze1217 Күн бұрын
I am still crying out of happiness 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Eritreans we breaks all odds yet the world refuses to see us good thing we have each other back.
@slasyohannes7682
@slasyohannes7682 2 күн бұрын
ኢሰይይይይይይይ ተዓወት ተዓዋቲ ጅግና ወዲ ኢረይ ዝወደይ ኢንካዕ የሔጎሰካ የሒጎሰና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HayelomGerkiel-pf7rg
@HayelomGerkiel-pf7rg Күн бұрын
ኣብ ሓንቱ ደቒቕ ኣብ ሓንቲ ሰዓት ምስ ቢኒ ተሓጉስናን ነቢዕናን ንብዓት ሓጎስ ❤🎉እልልልልል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 2 күн бұрын
Proud to be Eritrean 🎉❤Eritrea 🇪🇷 shine
@hss2423
@hss2423 Күн бұрын
ኣሰይ ዝወደይ እቃዕ ብሰላም ፈጸምካ ጸባ ኣስቲካዮ ኤርትራዊ እቃዕ ሓጎሰና የውሃና ቢኒ ወደይ ሓጎስ የንብዕ እዩ ምስ ነባዕካ ነቢዕና ❤❤🎉🎉🎉💙❤💚✋✋✋✊✊👍👍💪💪🌹🍀🌷🌸💐🌻👑🌺📚
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Күн бұрын
ቢኒ መኽሰብ ሓበን ሃገር ንዛረቦ ጠፊኡና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርክኻ የጽንዓዮ ኣይትታዓንቀፍ ብርሃን ይኹን ቅድሜኻ🙏👍😘💐🚴💫🇪🇷🚴🇪🇷🚴❤🎊
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 Күн бұрын
ኣሰይይይይይ እግዝኣቢሄር ይመስገን ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷💪❤🇪🇷💪❤🇪🇷💪❤🇪🇷💪❤💪❤🇪🇷🇪🇷💪❤🇪🇷
@yemanehabtemariam8960
@yemanehabtemariam8960 Күн бұрын
እንካዕ ሓጎሰና ኤርትራዊያን ኣኣብ ዘለናዮ ጸባ ኣስትዩና ቢኒያም ግርማይ
@berheandeberhan1871
@berheandeberhan1871 Күн бұрын
ኣንበሳ ቢኒ!ዕድመን ጥዕናን፣ ከምኡውን ወትሩ ዓወት እምነየልካ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fy8sj2yq5e
@user-fy8sj2yq5e 2 күн бұрын
ሮኬት ተወንጪፍዋ ንዓለምና እንኳዕ ሓጎሰና ድቂ ኤረይ መዓረይ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@AbrhamMeasho-vn1ly
@AbrhamMeasho-vn1ly 2 күн бұрын
መግለጺ የብሉን ሓየት ቢኒ ወዲ ኤረይ ኣኹርዒና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@kumelmesfun1562
@kumelmesfun1562 Күн бұрын
Wowww deki Erey Anabs ❤🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼👋👋👋
@selam8217
@selam8217 2 күн бұрын
እንቋዕ የሐጓሰና ንኲሉ ኤርትራዊያን ንፈተዉት ኤረይ የቀንየልና ሕቡን ወድ ሃገር ዃሪዖናልዃ ቢኒየ ክርዓት አፍሪቃውያን ሕጃዉን ንኪድ አአብ ዘለናዩ ብሰራሕ ንትምህርትን ንኤረይ ንኮልዓያ ዘመንእዩ ዘመነ ሳላምን ብልፀግና ዓወት ኤረይ መዓረይ ሰብ አለዋ ደቅ ሪመይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 Күн бұрын
ቢኒ ⭐️ ኣፍሪቃ ሓበን ሃገሩ መግለጺ ሲነልካ እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤርትራ ❤🇪🇷♥️🌹♥️🇪🇷♥️🌹
@Hiyba123
@Hiyba123 2 күн бұрын
Congratulaions deki hade lebi 9.2.6 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 bini bini Congratulaions Egziyabher Aboy Edmen tenane yehabka fetari kulu alem 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷
@Eritrawyanmeninet
@Eritrawyanmeninet Күн бұрын
Speechless, extremely proud 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷Biniye thank you so so much. Yes God is the one who gave you the strength. Amen 🙏
@Mendelay_10
@Mendelay_10 Күн бұрын
ሓጎስና ምቁጽጻር ስኢና ንብዓት ሓጎስ ነቢዕና ደቂ ኤረይ🇪🇷💪
@habtetareke9215
@habtetareke9215 2 күн бұрын
ኣገናዕ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ተሓበን ኤርትራዊ ❤❤❤
@Fache316
@Fache316 14 сағат бұрын
ድምጽኻ መራ ከፍ ኣለዏ ፍልፍል መድያ❤ ብሉጽ ኣንባቢ ኢኻ ቀጽሎ'ዚ ዓርከይ ፡ እንቛዕ ሓጎሰና ከኣ❤❤❤
@sillaalunni3471
@sillaalunni3471 2 күн бұрын
I'm proud to be Erietrea
@senaittesfamariam183
@senaittesfamariam183 Күн бұрын
Congratulations Bini hawey IAM PROUD TO BE ERITREAN ❤🇪🇷⭐️🌍🌻 AWET N HAFASH!!
@tsigeredamana4383
@tsigeredamana4383 2 күн бұрын
ብኒ ኣምበሳ ጅግና ወዲ ኤረይ ንኺድ ጥራይ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👍🙏
@danielamare3078
@danielamare3078 Күн бұрын
👍👍👍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣምላኽ ይመስገን ነዚ ዘብቀዓና ትህቲ ፈጣሬ ንጅግና ንቢኒ ንህዝብን መንግሰትን ፀኒኡ ሀገር ዝህልው ሀይልታት ምክልኻል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtombrhane5201
@habtombrhane5201 2 күн бұрын
ኣገናዕ ወዲ ሪመይ ሓበን ሃገር ። ናይ ብሓቂ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እንቃዕ ኣሓጎሰካ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ & ፍልፍለይ ጅግና።
@keb2523
@keb2523 Күн бұрын
ብሓቂ ምስሬእኩዎ በኽዬ ሃበን ኣፍሪኻ እቋእ ኤርትራዌ ኾይነ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@schumayhaile6827
@schumayhaile6827 Күн бұрын
ሰሚዕናዮስ መግለጺ ስኢናሉስ ኣርሚሙና ትም ሕትም ኢልና። ናይ ብሓቂ ኣርሓ። ኤርትራውነት ክቡር መንነት እዚ ጌና ብሕጂ ኣሎ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏🙏🙏🌺🌺🌺❤❤❤
@mehber75
@mehber75 2 күн бұрын
Ane tekematey Norwey Eritrwai eye , nibeyney dima bizuh ናይ ብሓቂ ነቢዐ ፤ ስቕ ክብል ኣይከኣልኩን ፤ ንበይነይ ኣብ ገዛ (ከም ሕቂ ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ፤ ን ኣምላክ ክብሪ ይኩኖ።
@bicherzere6312
@bicherzere6312 Күн бұрын
Congratulations Bini wedi eri Jigina 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Amilak Abizihu Abizihu yibarikia 🙏 🙏 🙏
@user-gf7bi5rg5d
@user-gf7bi5rg5d 2 күн бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል ኤስይይይይይይይይይይይ❤ ሃገረይይ ተሓቢኒልካ ቢኒ ወዲ ኤረይይ ጅግና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mehariamanuel3982
@mehariamanuel3982 2 күн бұрын
አምባሕ በል ወዲ ኤሬ
@user-mh6hh1fq1p
@user-mh6hh1fq1p 2 күн бұрын
Selam selam deqi ereyyy halalat congratulations bini jigna Eritreawinet kubur meninet 🙏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tirhasbaraky5740
@tirhasbaraky5740 2 күн бұрын
ልልልልልልልልል ድቅ ኤር አንቃ ሕግስን ኣስይ l❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️🌹🙏
@selamHogsa
@selamHogsa Күн бұрын
Congratulations 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@rahelgebreselasse7388
@rahelgebreselasse7388 2 күн бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል CONGRATULATIONS DEKI HADE LIBI ERITREANS 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@samibarentu9602
@samibarentu9602 Күн бұрын
Kurae Eritrawi ❤❤❤ xelim kokob 💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯
@user-dn3pw2dv4e
@user-dn3pw2dv4e 2 күн бұрын
ከማይ ዶ ነቢዒኩም ንባዓት ሓጎስ ተዓወት ቢኒ ኣደ ወሊዳ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤ ዝነባዕኩም ከማይ አስከ ብላይክ ኣርእየኒ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-re4hk3xn3z
@user-re4hk3xn3z Күн бұрын
ቢኒኒኒኒኒ ጅግና ናይ ጀጋኑ ናይ ብሓቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷
@tsehaigebretatious4957
@tsehaigebretatious4957 2 күн бұрын
እንቋዕ ሐጎሰካ ቢንያም ግርማይ ❤️❤️❤️❤️ሓበን ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-hc7qj5jd8y
@user-hc7qj5jd8y 2 күн бұрын
ብተሓጋስ ዝፈሰሰ ንብዓተይ ክጽሕፍ ኣይከኣልኩን 🇪🇷💪🇪🇷💪
@filimonabraham5472
@filimonabraham5472 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤Bini Hero God Bless You ❤❤❤❤❤
@mhretabtekle719
@mhretabtekle719 Күн бұрын
ጹሩይ ጻባ ሰቲና ብሓቂ🎉🎉🎉
Мы никогда не были так напуганы!
00:15
Аришнев
Рет қаралды 4,9 МЛН
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 29 МЛН
ታሪኽ ተሰሪሑ
5:41
KAP PHILI
Рет қаралды 30 М.
Jul 3/2024 ኣዲስ ቓውቓው ፍሉይ ፍጻሜታት ከየምልጠኩም
15:30
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 24 М.
Jul 4/2024  ሕጂ'ዃ ዓቅሎም ጸቢብዎም ትም በሉ ዘረባ የለን
17:26
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 5 М.