ወለዶታት ህዝቢ ኤርትራ ብኣበይ ጸጋይ ቀለታ ድራር ዕድመ 94 welodotat hzbi eritra by Tsegay Keleta drar

  Рет қаралды 58,094

Mara Entertainment

Mara Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 366
@danielsolomonaraya118
@danielsolomonaraya118 2 ай бұрын
ኣባሓጎይ ሽኮር! ተመስገን፡ ኣምላኽ ንዓኹም ዝሃበና! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kevenmebrahtu206
@kevenmebrahtu206 2 ай бұрын
ኣባ ሓጎኻ እንተኾይኖም። ብጣዕሚ ሓያል ሰብኣይ እዮም high iq ዘለዎም እዮም። ናቶም ወሲድካ ሓደ ምዓልቲ ከም ኣቦሓጎኻ ተኣምር ክትገብር እየ ዝምሕጸነካ፡ ካብ ናቱ ቤተ-ሰብ ሙኻንኻ ጥራይ ክትኮርዕ ዘለካ። ናይ ብሓቒ ሓያል ሓያል ኣቦ በቃ። ቃላት ትስእነሉ ንብልሖም ኣቦታት ቀደም ከም'ዚ እዮም።
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 2 ай бұрын
ናይ በሓቂ ኣቦና ክብሪ ይሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩላትና ሓደ ኢና ኢሎምና ኣቦና ካብዚኣ ትዓቢ ዘረባ የላን ዓደይ ዓድካ ከላም ፋርቅ እዩ ካብዞም ኣቦ ተመሃሩ
@DawitAsmerom-b8m
@DawitAsmerom-b8m 2 ай бұрын
❤ኣቦታትና🎉 ፈጣሪ❤ ናዓኩም 🎉ኣይክላኣና❤ ዕድመን🎉 ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 2 ай бұрын
7 ወሎዶ በጽሖም እንቃዕ ጸናህኩም ኣባሓጎይ መሓዓረይ 🎉🎉🎉🎉 ዕድመን ጥዕናን ይብኩም ።ኣበነ እድመ እስነ ውልድነ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@RastaRasta-eo6fg
@RastaRasta-eo6fg 2 ай бұрын
ደንብያ ኢኹም ይብለካ ሎ ከመይ ምስ ዛ ቀያሕ ባንዴራ ትኸይድ ድያ😊
@M.pet.
@M.pet. 2 ай бұрын
​@@RastaRasta-eo6fgI don't know arayi kuenti qomal esle hbey.
@ube-23s
@ube-23s 2 ай бұрын
​@M.pet. You are the problem. Listen to your mouth. You already started insulting..
@biniambahta6525
@biniambahta6525 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና።
@SamuelTekie3935
@SamuelTekie3935 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና Please part 2 ትዉሉድና ኣፋልጡና
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 2 ай бұрын
ብግእዝ ትቖጽር እንተ ሃሊኻ ! ካብ 2016 ናብ 2017 ኢና ኒኣቱ ዘለና ሞ ፡ ኣዐሪይ ኣብላ 🙏
@fetauAdu
@fetauAdu 2 ай бұрын
እወ ሓቂ 2017 እያ'ምበር 2016 ዝሓለፍናያ ዓመት እያ!
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 2 ай бұрын
Thank you Amanuel gebray🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eziom Daero eyom wey dma Duma eyom
@tesfausinqey1814
@tesfausinqey1814 2 ай бұрын
Amlak edmen tienan yihabkum Abona 🙏. Kemzi gerkum meharuna 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷God bless you father Tsegay Kelleta, great explanation and what a memory, plus we are one family 👍
@robielyakob671
@robielyakob671 Ай бұрын
Edmen tenan yhabkuom kiburat abutatena amaniel hawena ka yekenelna kemzi nay abuona temsasali delwom buzhat sela zelwu ka ab qexali nexbeyka ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@meazakidane555
@meazakidane555 2 ай бұрын
Wonderful man and wonderful story of origin. A boy Tsegay remembers everything. Tnx
@Ead77
@Ead77 2 ай бұрын
Excellent discussion 👏 🇪🇷🌟❤️🇪🇷🌟🇪🇷❤️🇪🇷🌟
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 2 ай бұрын
ንዘይ ንነብሩሉ መሬት ንብኣስ❤❤❤ዕድመ ጥዕና ያሃብኩም
@adeym3481
@adeym3481 Ай бұрын
ናይ በሐቂ ላይብረሪ ኢኩም ሐቂ ኢዬም ነገደ እስራኤል ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 2 ай бұрын
እወ ጽቡቕ ታሪኽ። ኣዝዩ ክጽሓፍ ዝግብኦ ዝነበሮ ኢዩ ደስ ይበሎ። ከም ስነዳ ክስነድ ዝግብኦ ኩሉ ኣይተገብረን።
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 2 ай бұрын
እዛ መጽሓፍ ኣዝያ ጽብቅቲ ኩሉ ከምብባ ዝግባእ እያ።
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 2 ай бұрын
የቀንየልና
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ክቡር ኣቦ ጽቡቕ ሒዝኩም፡ ስለ ዘይተመዝገበ ቅቡል ኣይኮነን ክብሃል የብሉን። ኣቦይ ወላድየይ ክሳብ ንጉስ ዛጌ ንጉስ ሰሎሞን ይቐጽር ነበረ ንሕና ግን ብዙሕ ንቕልበሉ ኣይነበርናን። ሎሚ ካብ ዘርኢ እስራኤል ኢና ምበል ነውሪ ጌሮም ዝወስድዎ ዝክሕድዎን ኣለዉ በሉ ንገሩና እብትልናዮም ድማ ሳልሳይ ወለዶውን ኣይብጽሑን። ሎሚ ሰብ ጊዜ ድማ ንባዕሎም ነገስታት ክኮኑ ምበር ብዝዕባ ሕልፍ ወለዶ ዓድካ ምንጋር ነውሪ ክብሉና ዝመረጹ ዓዶም ወለዶኦም ዘይነገሩ ኣብ ኮርሻ ስክጣን ብዘይ ንቡር ወግዒ ዝተኮየጡ ኣብ ኩናት የንብሩና ኣለዉ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦይ ጸጋይ። እታ ካልኣይቲ ነጥበይ ሰላም የውርደልና ኩሉ ይብላ፡ ብወገነይ ፍትሒ ስርዓተ ሕጊ ይሃልወና ብዘይ ፍትሒ ሰላም ዝባሃል የልቦን። ፍትሒ ምስ ዝህሉ ሰላም ኣሎ ማለት'ዩ። ይቀንየልና!
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 2 ай бұрын
100 💯👍
@ህስብእተበልክዎ
@ህስብእተበልክዎ 2 ай бұрын
ኻብ ዓለም ትብል ሓታታይ ነቲ ጽቡቅ ኣፍልጦ ክጥቀመሉ ዘይትፍትን ብ ኣውራጃ ደቂ ሓደ ሃገር እንዳ ተጣፉኡ ኣቦና እሞ ዕድመ ይሃብኩም የቀነልና
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 2 ай бұрын
Ygareme EU 😢😢😢
@hatomberhe1249
@hatomberhe1249 2 ай бұрын
ኣቦና ጸጋይ፡ ንስኹም ቅኑዕ ኣቦ ኢኹም። እንተ ሓታቲ ግን ክተሳኽዖ ዝደለኻ ፖለቲካ ስለዘለካ ኢዩ፡ ንኸይዛረቡ ትዓጽዎም ዘለኻ።
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 2 ай бұрын
Ewe Nab ta politica yteweyiome. Miskinay sbeay
@amanjemal9203
@amanjemal9203 2 ай бұрын
ጽቡቅ የቀነልና ኣቦና ዎሎዶካ ምፍላጥ ቅዱስ ሓሳብ ኢዩ ግን ንሕና ከም ሕብረተሰብ ብትውልዲ ትህነጽ ሃገር ዘኮነት ተድልየና ብሕጊ ዝተሃንጽት ኢዩ ዘድሊ ሰብ ካብ ዝተወልደ ይወለድ ንዝኮነ ወዲ ዘይጋ እተማእክል ብሕግን ሕጋውነትን ትመሓደር ሃገር ንምውናን ኩልካ ሓላፍነትካ ተዋጻእ።
@LulYonni
@LulYonni 2 ай бұрын
ትውልድኻም ምስ ትፈልጥ ኢኻ ሃገር ትሃንጽ፡ትውልድኻ ተዘይ ፈሊጥካ ከመይ ጊርካ ሃገር ክትሃንጽ ።
@Dan-uy1dh
@Dan-uy1dh 2 ай бұрын
No one or nobody is greater than anyone. Expect our almighty GOD!!! Stay humble & let's try our very best to do what is expected from us. Together, we'll prosper. ✨️ 🙏🏼
@EfremTewelde-z1k
@EfremTewelde-z1k 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ኣቦ ❤
@tarikeritrea9155
@tarikeritrea9155 2 ай бұрын
ኣቦይ ነብሱ ይምሓሮ ደቂ ንጉስ ሜሮኒ ኢና ይብለኒ ኔሩ ! ለካ ከምዚኣ ያ እታ ሓቂ , ሰላም ነዓኹም ኣቦና ካ ዓዲ ቀይሕ
@mebrahtumebre1092
@mebrahtumebre1092 25 күн бұрын
ዕድመ ይሃብካ ኣቦይ ጸጋይ ኣቦ ፍቅሪ🙏❤🇪🇷።
@msgnamichael4694
@msgnamichael4694 Ай бұрын
❤❤❤ ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም 🎉🎉🎉🎉
@barud7769
@barud7769 Ай бұрын
❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር ኣቦ
@rezenetesfamariam1196
@rezenetesfamariam1196 Ай бұрын
Excellent program.
@algamichael8910
@algamichael8910 2 ай бұрын
Bless you father❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@johaneskidane39
@johaneskidane39 2 ай бұрын
Amlak edmen newuh edme yhabkum❤
@tesfayhabtay1079
@tesfayhabtay1079 26 күн бұрын
ጽጋይ ዒድሚጥዕናን የሃብካ ❤❤
@mekonenmahari243
@mekonenmahari243 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግን ክስነድ ኣለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ነቦና
@TekhaHajjai
@TekhaHajjai 2 ай бұрын
Aseyyy edmen tenan yhabkum deki eriyyyy ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
@Liyaabrahamfetwi
@Liyaabrahamfetwi 2 ай бұрын
ደስ ይብል ብጣዕሚ ግን በዚ ናይ ዞባ ደቡብ ከኣ ኣምጹኡልና ፍቅደኛታት እንተኮይንኩም❤❤❤
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 2 ай бұрын
Wwwowwww love it, please bring him more, we need to know our origin
@zg3061
@zg3061 2 ай бұрын
❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተባረኩ🙏🏾
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 2 ай бұрын
Wawwwwwww nay bhaki feluy tewhbo edmen tenan yehabkum fetri abona❤❤
@adobro837
@adobro837 2 ай бұрын
ኣጅሬ 2017 እዩ ብጺሑ ዘሎ:: መሊስካ ንድሕሪት ኣይትምለሶም:: ወለዶ ካርነሽም ድማ ኣብ part two
@selemensiyum8222
@selemensiyum8222 2 ай бұрын
Wawwww digemena kalot abotat ezi wolodo tiwldu kifelt edme yehabukum amlak esiral💒❣️🙏
@CamelEric
@CamelEric 2 ай бұрын
Yes. That is Eritrea.
@ssmruz6452
@ssmruz6452 2 ай бұрын
What wonderful blessed mind GBU.Respect❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 2 ай бұрын
ዕድመን፡ጥዕናን ይሃቡኩም ኣቦሓጎታተይ ጀጋኑ!!! እዚ ናይ ሎሚ ወሎዶ በጀካ ክጃሃርን፡ክሕሱን፡ክሰርቅን ታሪክ ኣባሓጎታቱ ክፈልጥ ዝደሊ የለን!!! ንሕና ኤርትራውያን ኩላትና ይሕዋት ካብ ሓደ ሰብኣይ ዝፈሬና ኢና። ብሰንኪ ዝተፋላለዩ ገዛእቲ ግን ከፋላሉዩን፡የቡኡሱናን ነይሮም። ሳላ ምውላድ ዉዱብ ህዝባዊ ግንባር ፡ሕጂ ከም ማይን፡ጸባን ተሓዋዊስናን፡ተሓባቢርናን ንነብር ኣለና። ወ!!! መንእሰይ ታሪክ ኣቦሓጎታትካ እዚ'ዩ'ሞ ዓደይ፡ዓድካ ካብ ሓንጎልካ ሓኪካ ኣጥፈኣዮ። ብቀጻሊ ከምዚኦም ዓይነት ዓበይቲ ኣቦታት ከተምጽልና ብትሕትና ይምሕጸን!!!
@mikihabitegergsh1166
@mikihabitegergsh1166 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና እዚ ወለዶ ናይ ኤርትራ ብመልክዕ መጽሓፍቲ ክጽሓፈልና ብክብሪ ንዕድም ብፍላይ ክኣ ንሕና ኤርትራውያን ኣሕዋ ምካና ክጽሓፈልና ንሕብር ብፍላይ እዞም ኣብ ደገ ዘለና ክሕበረና ኣለዎ
@adobro837
@adobro837 2 ай бұрын
እዚ ዝጠቐስዎ ኩሉ ወለዶታት ብመልክዕ መጽሓፍ እንተዝሕተም ከመይ ጽቡቕ ኔሩ ምኽንያቱ እዞም ኣቦና ዝሃቡና ኣዝዩ ኣገዳስን ክንፈልጦ ዝግብኣና ስለ ዝኾነ:: ንኣቦና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ::
@muhurwlebanous3856
@muhurwlebanous3856 2 ай бұрын
God bless you ❤
@daniel.j9062
@daniel.j9062 2 ай бұрын
ክቡር ኣቦ ንተወሳኺ ብዙሕ ዓመታት ኣምላኽ ብብዝሒ ይባርኸካ::🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏
@Melutey
@Melutey 2 ай бұрын
ሰላምታይ ,ይብጻሓኹም ኩቡር ኣቦና ጸጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዛንታ ትምህርቲ ወለዶ ኤርትራ ነዚ ታሪኽ እዚ ዩ ዘይምፍላጥ ህዝቢ ኢርትራ ነንሕህዱ ዝቃተል ዘሎ ኣብ ዲኣስፎር ዝቅመጥ ዘሎ ። ዘይምፍላጥ ሑሱም እዩ ።2ይ ክፋል ግበሩላ ከምዚዕም ዚኣመሰሉ ኣቦታት ታሪኽ ዝፈልጥ ኣቅሩቡልና ህዝብና ክመሃረሉ።❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@awadeenohammad3373
@awadeenohammad3373 2 ай бұрын
Thank You Very Much Brother For This Historic Interview I Just Heard. We Really Need to Document What We've Just Heard From Our Father Ato Gheletah Dirrar. May God Bless Him and Let'm Live a Healthy Life.
@gomida1552
@gomida1552 2 ай бұрын
ክቡር ኣቦና ጸጋይ : ጽቡቅ መበገሲ ዝኸውን ፍልጠት ኢኹም ኣስኒቅኩምና: ተመራመርቲ ድማ ከሀፍትምዎ ተስፋ ይገብር። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@SirakNegasi378
@SirakNegasi378 2 ай бұрын
ደስ ዘብል ናይ ወሎዶታት ታሪኽ እዩ ግን ናይ ዞባ ደቡብ ብፍላይ በዚ ናይ ሰራየ ዘሎ ታሪኽ ወሎዶታት ተተምጹልና ደስ ምበለኒ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
@teamehaile7097
@teamehaile7097 2 ай бұрын
ናይ ብሓብቂ ደስ ዝብል ውግዒ ኢዩ ምናልባት ክደይ ሰባት ዝግደስን ዝስንዱን ብዙሓት ዝለ ዘለዉ እዚ እተርቭዊ ናይ ዞም ኣቦና ዝሓጸረ ኮይኑ ይስምዓኒ ብስፍሕ ዝበለ ንኩሉ ዞባታትን ብግልጺ ኣምጻጽእን ኣዋላልድኡን ጽብቅ ዝፈልጥዎ ኢዮም ዝመስሉ እሞ ነቲ ናይዕበልቤቶም ናይ ምምልላስ ቃላ ኣብ ግምት እትኩም ሃድእኩም ነቲ ህዝቢ ዝደልዮ ኩሉ ክትሓትዎም ምደልኩ ኣነ ምክንያቱ ልዕሊ 16 ውለዶ ንዝፈልጡኣል ኣቦ ብዙሕ ክምሕርና ይክእሉ ኢዮም እሞ ነቲ ዝብልዎ ቃላት እንሰደድኩም ቀስ ብቀስ ውልድታትን ኣማጽእናን ብስፍሕ ዝበለ ምሕታት ይድልዮም ኣሎ ይብል ብወገነይ የቀንየለይ
@Humblewarrior-i3k
@Humblewarrior-i3k 2 ай бұрын
እውይ'ዚ ጋዘጠኛ ረኺበዮ 👍👍👍
@rahk7004
@rahk7004 2 ай бұрын
ደስ ይብል ኩሉ ንወለዶ ይኩን ባህልን ክወራረስ ሐቦ ገርኩም ንክትነግሩ ይለበኩም ❤❤❤🎉🎉🎉
@yors6533
@yors6533 2 ай бұрын
Edmen tenan yabkum Abona ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@BereketAbadi-er2tc
@BereketAbadi-er2tc Ай бұрын
ንኣፍልጦኻ ወልዶታት ኤርትራ ትብል መጽሓፍ ብ ኹቡር ሊቅ ኣቦና ተመራማራይ ታሪኽ ብርሃነ ተስፋማርኣም ተጻሒፋ ኣላ ነቲ ኣፋዊ ብግቡእ ሰኒ ደሙልና ሓሊፎም ኣለዉ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣሜን ::
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 2 ай бұрын
Welcome deki Eria
@jaefermohammud8019
@jaefermohammud8019 2 ай бұрын
MASHALLAH ❤ long life
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 ай бұрын
Dear father, it is absolutely vital ideas.
@SimonEmeha
@SimonEmeha Ай бұрын
Nay bhaqi abona edmen tienan yihabkum fetari nezi zewreskumuna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yemgeb2511
@yemgeb2511 Ай бұрын
ንዓ ሓታታይ ሄዝካ ኣለኹ : ፀገም ኣለካ : ይኹን እምበር አቦና እድመን ጥዕና:ይሃብኩም: ካላኦት ግና ***ቕድሜ 60 ዓመት ዝተፃኽፈ:ወለዶ ህዝቤ ኤርትራ መጽሓፍ ኣንብቡ : ከምቲ ኣቦና ዝበልዎ ኩሉ ኤሬትራዌ ብዘር ኢ ሓደን ኽውስን እዩ:: ዓወት ንሓፋሽ ✊
@wedibedeket558
@wedibedeket558 2 ай бұрын
Good job
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 2 ай бұрын
Egziabhier edmen tenan yhabelna abona kemakum ybzhalna
@kibromabede1278
@kibromabede1278 2 ай бұрын
This is the truth !!!!!! Why are we killing among each of us ?????????
@TerhasBerhe15
@TerhasBerhe15 Ай бұрын
🎉🎉🎉 Memher zikonu Abo
@teklutesfahanes9305
@teklutesfahanes9305 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኩቡር አቦና ❤❤ደጋጊምካ አምጻያም እዞም ኩቡር አቦና አቱም ምባልካ አድኒቀካ
@letinaabay6991
@letinaabay6991 2 ай бұрын
ኣቦና ብሩክ❤❤❤
@yerusalemokube4352
@yerusalemokube4352 2 ай бұрын
FANTASTIC HISTOIRE
@samyohannes8371
@samyohannes8371 2 ай бұрын
ንኣቦና ዕድመን ጥዕናን። ኣንተ ኣቕራቢ ግን ኣይሕረስ ኣይቁረን ብ…..
@abrehetnegash4877
@abrehetnegash4877 2 ай бұрын
Very good story God bless you abona
@abrehetnegash4877
@abrehetnegash4877 2 ай бұрын
Good job keep up
@2tedros
@2tedros 2 ай бұрын
Alright, it's nice anecdotal, from graceful gentleman, but we must take all this with pinch of salt, as in English goes.
@teklitweldensea136
@teklitweldensea136 2 ай бұрын
ንሕና ኣፍሪቃውያን ደቂ ኻም ኢና ኢሉ ኣቦና ብከመይ ኸነረጋግጾ ንኽል?
@amanueltsadu7696
@amanueltsadu7696 2 ай бұрын
You can double check in bible and you will find it. ❤
@EfremChina
@EfremChina 2 ай бұрын
ኣነ ውን ኣባካ ኣለኩ ዘዝመጸ ተዛሪቡ ምእማን ቁሩብ ከየጽድፈና ምክንያቱ ብዙሕ ደስ የይብለኒ ስለ ዘሎ እየ
@teklitweldensea136
@teklitweldensea136 2 ай бұрын
@@amanueltsadu7696 bibel anbibeyo eye ab noh gn ayberhaleyn deki kam african mukana
@yosiefmichael7148
@yosiefmichael7148 11 күн бұрын
Wedi Kam Mukanka Entay Meregagexi Aleka ? Nhna Gna Kemti Zbeluwo Israelawian Ena
@asmeromtesfaslasie70
@asmeromtesfaslasie70 2 ай бұрын
Abona egzabiher amlak admen tianan yhabkum ❤❤❤
@Yah4918
@Yah4918 Ай бұрын
ናይ ሓሶት ታሪኽ ፈጠራ ኤርትራውነት ህግደፍ😊
@luciealemu247
@luciealemu247 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Meharitedros9
@Meharitedros9 2 ай бұрын
ሰላም ናዓኹም ነቦና ድማ ዕድመን ጥዕናን ጽቡቕ መደብ,,ብምቕጻል ንጉስ ሜሮኒ ካብቶም 6 ነገደ ካብ መኖም ምዃኑ ሓቲትኩም መልሲ ሃቡና።
@semerehabte6633
@semerehabte6633 2 ай бұрын
Hakiy eyow mubkel wedi seb kab Israel eyow Egzabhier edmean teanen yahbkom🙏🙏🙏
@TrueisUgly80
@TrueisUgly80 2 ай бұрын
ክብርትዑ ስድራና 🎉🎉🎉🎉ናይ ሎሚ ሙጅሉሕ ወለዶ ምድረ ወሲብ ኣመንዝራ😢
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 2 ай бұрын
Admen tanann yhabka abona.eritrea hade hzbi hade hareg. Kemaka ybzhu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@SemereKidane-dl4ep
@SemereKidane-dl4ep 2 ай бұрын
@godislovejesus5227
@godislovejesus5227 2 ай бұрын
Wow abona kbur nberu edmen tenan yihabkum ❤
@yerusalemokube4352
@yerusalemokube4352 2 ай бұрын
ERITREA IS SEMITIC LAND LAND OF BLESS ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 2 ай бұрын
Babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊😊😊Erena 😊
@Habtom-x7e
@Habtom-x7e 2 ай бұрын
እዞም ኣቦ ጽቡቅ ኣለው ይሕዋት ኢና
@wblludwigshafen1700
@wblludwigshafen1700 2 ай бұрын
Goodyear Statement but for US the most important is to make a good Change for the People of Eritrea. Not to Say Tradition of Eritreans we know to each Other Eritreans. Eritrea to Eritreans and with the time every Thing is Coming.
@t.s6056
@t.s6056 2 ай бұрын
ሕቶ ገብረክርስቶስ ንመነ መን ወሊዱ ሕተተለይ የመስግ❤
@WegahtaSamuel-ew3ux
@WegahtaSamuel-ew3ux 2 ай бұрын
Degimka smayo ewa zerzirwom alo
@negasifsahaye3410
@negasifsahaye3410 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም ኣቦና። ሓደ ወለዶ ክንደይ ዓመትእዬ ኣነ ከም ዝምልስን 25-30 እዪ መስለኒ ፡ንጉስ ሜሮን አብ ክንደይ ዓመተ ምሕረት እዪ ኔሩ እባ ኣብርሑልይ።
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 2 ай бұрын
Wwwwwwooo wwwwwwooo Eritrea😘🇪🇷 good 👍👏👏👏
@firstpost133
@firstpost133 2 ай бұрын
ብጸርፊ ምዕራባውያን ጀሚርካ! ጋዜጠኛ ክጻረፍ የብሉን!
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ኣቦይ❤። እበር እዞምናይሕጂ ደቁኩም ብጣዓሚ እና ሕማቅ ዘለና! ካብ ሴም or somatic ኩሎም ኣዕራብ ወዘተ ኣምሓሩ ሓደ ኣህዛብ እዳሃለና! እዚ ናዚ እዋን ዎሎዶ ብጽሊኢ ነቡሱ ተባዒጡ ዓቢ ነዉጺ ፈጡሩ ሓው ምስ ሓው ደም ክፋሰስ እውዕልን ይካሓሓድን ኣሎ። ኣቦየ ብካ ኣብ ዘመንኩም ተፈጢረ!!!😢😢😢😢 0:06
@Habtom-x7e
@Habtom-x7e 2 ай бұрын
ኣቦ ኣቦ ናዓጉድ ስማዕ ክክክ ሕጂ ደኣ ብእምኒ ትፋጋእ ኣላ
@ኣርከበ
@ኣርከበ 2 ай бұрын
የቀንየልና ኣቦና ምስ ኢማ
@zeriezerie6069
@zeriezerie6069 2 ай бұрын
ምስጋና ነቦና ክሳብ ዘለኹም አብዛ ዓለም ቀጽሉ አብ መጽሓፍ እንተአስፈርኩሞ ጽቡቅ ነሩ ።
@almazabraha4674
@almazabraha4674 2 ай бұрын
🙏💯💯👍👍💟💟✝☪💟💟🌹✝☪💟ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ፕሮግረመ ቅጹሉሉ ዬቄኔልና ኬመዚእ ትብሎ ዴሌካ ናይሕጂ ዌሎዶእ ጤፊኡ ኢዩ ሰሌዚ ቄጸለእ ቴቤሌጹሎመ እዞመ አቦና ናይ ተማልን ሎመን ክመህረን ክሙሀሩን 🙏🙏💞💞💝💝🌹🌹💯😍
@mercinegash8202
@mercinegash8202 2 ай бұрын
Abona welodena aflitkumna men’netna knfelt gbuena,,,nhna dma deqna newrs,,hrkut xaeram abona edmen tienan yhabkum kbur abona❤❤❤
@1hruyblala
@1hruyblala 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ መደብ፡ በጃኻ ኩሉ ንሶም ዝፈልጥዎ ክብቶም 3 ማሉቕ ፋሉቕ ጫሉቅ ዝበልዎ ናይ 3ቲኦም ወለዶ ክሳ መጠረሽታ ዝፈልጥዎ ክትሓቶምን ክስነድን ሕተተልና በጃኻ። ኤርትራዊ ብሙሉኡ ኣሕዋት ኢዩ ኢልና ብዝርዝርን ክንገርን ብትሕትና ክትሓቶም ይላቦ። ከም ካላኣይ ንስኻ ዝሕተት ኣዳሊኻን ብተገዳስነት ዝተርፍ ከይህሉ ክሳብ ኩሉ ንሶም ዝፈልጥዎ ዝነግሩ ክትሓቶም ይላቦ።
@BuyaSapiens
@BuyaSapiens 2 ай бұрын
Kunama che.nara,bilen,afar.....isom resicha hager eritrea tzubuq aykonen
@ube-23s
@ube-23s 2 ай бұрын
You are right. This gentleman was only talking about his generation. That's good too. I like his story. The story or the subject was not about Abbysinian people. For that, we have to ask some other history professors.
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 2 ай бұрын
ሓማን❤ኣከለን❤ኣሕዋት ደቂ ሓደ ሰብኣይ ከለዉዮም ደም ዝፋሰሱ ዘለዉ🤔😔
@redbag3453
@redbag3453 2 ай бұрын
ኖ ንስኹም ድቃሉ ኣምሓሩ ደምብያ ኢኹም 😂😂
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 2 ай бұрын
​@@redbag3453😅😅😂nabana ykerb deki maluk Shaluk
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 2 ай бұрын
Men yebaesena muhlawu knfelt zeymhlawu ygrm kab wshtn degen mknatu hayalat sle zkonu hayli keygebru kemzey tamamenu tegeru
@DjRobi43378
@DjRobi43378 2 ай бұрын
​​​​@@redbag3453ተሰወር አስከ ጉኑፍ ባአ ያ በዞም፡ምደረ ፋራ አበንበር ኣከለ ተዋሪድና ዋታ ሕጂ ስኻ መን ይብሉኻ ውልቃዊ ጽልአኻ ኣብ ጁባኻ ዓሽጎ ኪድ ያኸ ሓሳድ ።
@berhane3670
@berhane3670 2 ай бұрын
ኣነ ይግረም ኢየ ሓማሴን ኣከለ ደቂ ሓደ ሰብኣይ ትብሉ 🤣ደቂ ጫሉቕ ማሉቕ ኣብ ሙሉእ ኤርትራ ፋሕ ኢሎም ይነብሩ ኣለዉ ሓደ ኣነ ካብኦም ኢየ
@eritrea6227
@eritrea6227 2 ай бұрын
Abona muluea xega tienan yhabkum fetari 🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
Натурал Альбертович
Рет қаралды 4,4 МЛН
If people acted like cats 🙀😹 LeoNata family #shorts
00:22
LeoNata Family
Рет қаралды 18 МЛН
NEW #ERITREAN FULL INTERVIEW ተስፎማይ ያገርሰው
26:16
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
Натурал Альбертович
Рет қаралды 4,4 МЛН