ERISAT: ህጹጽ መጸዋዕታ መስፍን ሓጎስ ን 11 ክፍሊ ዝወድኡ ተመሃሮን ስድርኦምን

  Рет қаралды 47,365

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 308
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 4 жыл бұрын
ጅግና ኣቦናን ኣያናን መስፍን ሓጎስ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ተበግሶን መልእኽትን ወሳንን ሓሳብ ኢዩ ። ስለ,ዚ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@elsagebrekidan4350
@elsagebrekidan4350 4 жыл бұрын
ክቡር ጀነራል መስፍን ሕጎስ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ኩሉ ትሰርሕዎ ይኹን ትዛረብዎ ናይ ህዝብናን ሃገርናን ሽግር ዘባርር ነዞም ኣብወጻኢ ዘለና ስኒትን ልቦናን ዘምጽእ ይኹን።
@berekettesfahiwet5689
@berekettesfahiwet5689 4 жыл бұрын
" ምድረ ሰማይ ተናዊጻ ኣላ ሰኣን ከምዚኣ ኢና፡ ክንድዚ ግዜ ቀቲልና ኣብ ሰራዊት ዘይ ምትእምማን ተጀሚሩ ኣሎ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ ።
@mikimikiku4216
@mikimikiku4216 4 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ghebreluulhailom1780
@ghebreluulhailom1780 4 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ወሳኒ መድረኽ !! እዚ ረዚን መልእኸቲ ኣብቲ ቀውጢ እዋን ምምጽኡን ህዝቢ'ውን ኣብ ንቕሎ ስለዘሎ: ለውጢ ማራ በሲላ ማለት'ዩ :: ህዝቢ ነዚ በዓል መትከልን ኣቦ ጅግንነትን ንስዓቦን ንዕሰሎን: መታን ሕሰም ህዝብናን ብርሰት ሃገርን ከኸትም:: ብውሽጥን ብደገን ዘለኻ ህዝቢ ኣብ ሓደ ስመር : ዕለተ መግዛእቲ ኣሕጽር:: ሕሰምን ፍትሒ ኣልቦ ኑሮ ደጊም ይኣኽለና: ዓድና ንረከባ:: ዓወት እናሃለ ኣብ ደረት ትርኢት::
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
😍❤️🇪🇷🕊️🙏
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
ክቡር ሓርበኛ ኣቦ መስፍን ሓጎስ 👍 እዚ ረዚን ለበዋ ሰሚዖም ሰራዋት ምክልኻልን ተመሃሮ 11 ክፍሊን ፍርሒ ኣወጊዶም ኣብግብሪ ከውዕልዎን ገለስጉምቲ ክወስዱ ኣምላኽ ትብዓት ይሃቦም 🙏 ኣሳፊሕካ ሞት ተኾርሚኻ ሞት ካብዚ ዝገድድ ኣይመጽእን እዩ እዚ ምስዝገብሩ ጥራይ እዩ እዚ እኩይ ስርዓት ህላዊኡ ዘብቅዕ👍❤️
@herannahom8246
@herannahom8246 4 жыл бұрын
Hawey ሓርበኛ malet hade jgna ms tesewee yu slezi jgna elka xewayo
@herannahom8246
@herannahom8246 4 жыл бұрын
Yrdeaka dyu ata weys seb yu zxhfelka zelo. Nsya akmka zhawey bzkone eta ertra nkulna ya tbxhna. Lbi gber aytnas.
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib 4 жыл бұрын
መሪሕነት ይኣክል ንጀነራል መስፍን ሓጎስ ዝሓዘት ሓንቲ መሪሕነት ደለይቲ ፍትሒ ክት ቀዉም ክጽዕሩ ይግባእ፡ ኩለን ዉድባትን ይኣክልን ካኣ በዛ መሪሕነት እዚኣ ይምእዘዛ። እዚ ጀነራል ሓጎስ ረኺቡዎ ዘሎ ትቕባልነት ማንም ካልእ ክረኽሞ ዘይክእል ኢዩ፡ንኹሉ ደላዪ ፍትሒ ካኣ ክጥርንፍን ክመርሕን ይኽእል እዩ። ኣብ ኤርትራ ዘለዎ ትቐባልነት ካኣ ልዕሊ ማንም ኢዩ። እቲ ግጥም ካኣ ኣብ ሞንግ ህግደፍ እሰያስ ዝመርሖን ኣብ ሞንጎ ደለይቲ ፍትሒ ብ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ዝመርሖን ክኸውን። መን ከም ዝዕወት ካኣ ንጹር እዪ።
@senigere5059
@senigere5059 4 жыл бұрын
ዎ ፈጣሪ ኩሉዓለም ብጸጋኻ ሃገርና ኤርትራ ባርኽ
@teshemetekle7274
@teshemetekle7274 4 жыл бұрын
ኩቡር መስፉን ሓጎስ ኢዚ ጀሚርካዮ ዘለካ ኣሰንባዲ መልእኽቲ ንኢሰያሳዉያን ብትብኣት ክትቅጽሎን ሕሉፍ ጅግኒነትካ ከተሐድስን ነዚ ኾንባሱ ዝጠፍኦ መንኡሰይ መንገዲ ኩኖ። ፍትሒን ናጽነትን ንህዝብና።
@tsegai
@tsegai 4 жыл бұрын
well said brother. we need to stick with him to eradicate the barbarian dictattorship in eritrea to free our people
@joniermi
@joniermi 4 жыл бұрын
ኣቡነ ኣረጋዊ ጽሓይ ምስኩላትና ይኩን ህዝበይ ኣቦና መስፉን ሓጎስ ከኣ ዕድመ ይሓብካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ፍረ ጻማካ ክትሪኢ።
@remziremzi5829
@remziremzi5829 4 жыл бұрын
Ashshshhhhh wedishuq bihade wes nayiweyanea b'hidma kartum sahara bahri urop ziterakas hji comments hibka xaxe ayiferhakan'u ERITREAN 🧠🖤👁👣👣👣👹👈📛 ere ayiterefen fetirlkum tufffff
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
Amen🙏
@remziremzi5829
@remziremzi5829 4 жыл бұрын
@@mussiearaia5956 thanks
@solomonyemane3608
@solomonyemane3608 4 жыл бұрын
ክቡር ጅግና ኣያና ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ ክቡር ሰብ ክብሪ ህዝብን ሃገርን ይፈልጥ፡ ኣንጎድጉዶ ድምጺ ህዝቢ፡ ድምጺ ሓቂ፡ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@eritreachanel4621
@eritreachanel4621 4 жыл бұрын
lomi emo ab gonka alena kubur jeneral mesfun hagos ezi zkeyd zelo gosgas lomi ewut koynu knrio ena ab gonka alena
@hdritzerezgi9055
@hdritzerezgi9055 4 жыл бұрын
ንኪድ ጥራይ ምርሓና ጀነራል መስፍን ሓጎስ ምሳካ ኣለና። መገዲ ጥራይ ሓብረና መንሰያት ደቅካ ብሃቀውታ እና ንጽበካ ኣለና መንሰያት ደቂ ኢረይ ለውጢ ሕጂ ናባና እዩ ።
@teamekiflay4109
@teamekiflay4109 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ለበዋ ጂግና ኣቦና መስፍን
@muluabraha4836
@muluabraha4836 4 жыл бұрын
አጆኻ ጀነራል መሰፍን ሃገራዊ ጅግና አብ ጎንኻ አለና
@eriit881
@eriit881 4 жыл бұрын
ኩቡር ሰብ ኩቡር ሓሳብ ይሓስብ ድዩ ዝብሃል።ናይ ብሓቂ ሙሉእ ተስፋ ጌረ በዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ምንቅስቃሳት።ብዙሓት ይምቱ:መሕደሪ ብዙሓት ግን ኣይ ምት ዝብሃል ምስላ ኣባካ ይሪኦ ኣለኹ።I really admire u. We support and stand with u abona harbena mesfin hagos🎁
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ሓጎስ ኣዕጋቢ መልእኽቲ
@jossiboy5464
@jossiboy5464 4 жыл бұрын
ጅግና ኣቦና መስፍን ሓጎ 1000 ዓመት ነበረልና ባሕቂ ጽቡ መልእክቲ,።እዚ ጃጃዊ እሰያስ ኣርማ ድኽነት ዳኣ ነዚ ካብ ኩሩዝ ምሳይል ዝብርትዕ ድምጺ ሰሚዓ ዳኣ ኣብ ሲሪኢ ክትሽይን እያ እንተ እቲ ደግፉቲ ህግድፍ ኣህባይ እሞ ብቀድሙ መሸከል የልን ዝነገሰ ንጉሱና እንድየን።ከሙውን ክምዘን የህባይ እንድይን እስያስ ከይመውት ክጽልያ እየን ዝሓድራ ህበያ ሰማይ ክይጽቅጣ ንሰማይ እንዳጠመተት ክይድቀስት ትሓድር ።እንዳ ህግድፍ ተድምረናል ወይ ኣንድነት ድማ ክብድን ሓቃፈን ሓድይረን ይኾና
@natnael75
@natnael75 4 жыл бұрын
ክቡራት የሕዋት ኤሪ ሳት እንድሕር ደኣ ነዛ መልእኽቲ ትርእዩዋ ሃሊኹም ሓደ መዓልቲ ምስ ኣሰና ኮንኩም ንኹሉ ሰብ መዓልቲ ፈሊኹም ነዚ ኣብ ደገ ዘሎ ኤርትራዊ ብሓንሳብ ናብ ዓዲ ደዊሉ ነዚ ኣቦና መስፍን ሓጎስ ዝህቦ ዘሎ መልእኽቲ ከመሓላልፍ መልእኽቲ ሃቡ ኣነ ብወገነይ ክድውል የ፥፥
@worldnine8153
@worldnine8153 4 жыл бұрын
kkkkkkkkkkk
@simi118
@simi118 4 жыл бұрын
Eza melktika si kem gele. Ab Erisat or assena kulom sebat yehwatom or zmed or gorbertom nay sawa aytkydu elom melkti kemhalefu entebelka tsbuk neru.
@lifeisshortbutloveisforeve4424
@lifeisshortbutloveisforeve4424 4 жыл бұрын
Great message hero forever.
@ኤርትራኤርትራዊ
@ኤርትራኤርትራዊ 4 жыл бұрын
ጂግና ኣቦና ጀነራል ወሳኒ መልእክቲ ኢዩ ፡ ኣብ ጎንካ ኣለና ፡እንተ እቶም ጠላማት ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ ክዓፍሩ ዝውዕሉ ግን ኣይትገደሰሎም ፡ ራዛ ናይ ኣቦኣ ሓዛ ኢዩ ፡
@yoditmikeal3935
@yoditmikeal3935 4 жыл бұрын
ክቡር ምዓረ ነብሱ የኽብረካ ከምዝባሐል አቶ መስፍን ክብረት ይሐበካ ስለ አዞም መነአሰያት ደቅና 🇪🇷🙏የቐንየልና አምላክ ምስ ኩሎም ይኹን 💯/💯
@meronasgedom4208
@meronasgedom4208 4 жыл бұрын
Thank you.
@sarahsolomon8025
@sarahsolomon8025 4 жыл бұрын
Bel Amlak ybarka, Kubur femari msaka ykun hager baka tdhan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍❤
@YYG023
@YYG023 4 жыл бұрын
Erisat! You did great job to broadcast the message in three languages. This helps to outreach the diversity of our people.
@brhaneketema7548
@brhaneketema7548 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ረዚን መልእክቲ ኣቦይ ሞስፉን ግን እንታይ እሞ ዝሰምዕ ህዝቢ ኣይኮነን ህዝብና ስለዚ ዝግበር ተሎ ደኣ ንግበር እንበር ተዛሪብካስ ኣይሰሙን ኢዮም
@1991-Eritrea
@1991-Eritrea 4 жыл бұрын
One of the Hero of Eritrea
@aronwedieri
@aronwedieri 4 жыл бұрын
Kebur aboy abahgoy ayay mesfun hagos bless you long live
@rahbotkone7498
@rahbotkone7498 4 жыл бұрын
We love you abona mesfen hagos,
@kibrombaraki8005
@kibrombaraki8005 4 жыл бұрын
አቦና መስፍን ሃጎስ ኩሉ ኢርትራዊ አብጎንካ ዩ ዘሎ ብዘይካ ሰብ ውልቃዊ ረብሃ ስለ ዝኮነ ክአ አብ ዝኮነ አጋታሚ መግለጺን ጻዊኢትን ካብ ምህላፍ አይተቃርጽ ንምንታይሲ ናጸላኢ ሃሳብ ዝዘርግ ንህዝቢ ተስፍ ዘፈልፍል ስለ ዝኮነ ምስ አቦና መስፍን ሃጎስ ንቅድሚት።
@shalomshalom9119
@shalomshalom9119 4 жыл бұрын
በብዘለናዮ ነዚ ጉዳይ ኣትሪርና ንሀዞ ነቦና ኣበይ መስፉን ሀጎስ ኣብ ገኑ ንኩን
@ላብፈታዊጣኒቆ
@ላብፈታዊጣኒቆ 4 жыл бұрын
ናብ ኤርትራ ከምዝኣቱ ባ ግበሩ እዚ ረዚን መልእኽቲ ኩሉ ህዝቢ መታን ክስምዖ እዚ ኣረጊት ስርዓት ዝብቃዓሉ እዋን ይቃላቀል ኣሎ
@ላብፈታዊጣኒቆ
@ላብፈታዊጣኒቆ 4 жыл бұрын
@@koala10ish ሕጂ ልዕለይ ከምትብጻሓካ ኤርትራ ጌርካ ዲኻ ጺሒፍካዮ ክክ ተኸወል እስከ ድቃላ
@ግዝኣተሕጊይንገስ
@ግዝኣተሕጊይንገስ 4 жыл бұрын
ኣየስተውዓልካላን እታ ጽሕፍቲ ተቀዳዲምካ ናብ ጸርፊ ኣቲኻ። መጀመርታ እዚ ናይ ኤሪሳት ቻነል ናብ ኤርትራ ይኣቱ እዩ ፡ ኣየናይ ትሕዝቶ ናብ ኤርትራ ክኣቱ ይገብሩ ዝፈልጦ የለን እዚ ግና መልእክቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራን ተማሃሮ 11 ክፍልን ስለ ዝኾነ ግድን ካብቲ ክኣቱ ዝመርጽዎ ክኸውን ኢዩ ዝብል እምነት ኣለኒ። ወደሓንካ ንተሓላለ ስርዓት ምልኪ ክእለ!
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
@Fshation Tekiea ክቡር ሓው ኬድካ ተብጽሖ መልእኽቲ ኣይኮነን ፡ እዚ ብኤሪሳት ዝመሓላለፍ መልእኽቲ ን ክፍሊ 11 ተማሃሮን ስድርኦምን ኢዩ። ነንሓድሕድና ነተባብዕ ኩላትና ደቅ ኤረ 🇪🇷ንተሓላለ ጸላኢና ክእለ።
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 4 жыл бұрын
@@koala10ish ata donkoro:: Bejakum ahwat nezi resah seb aytmelsulu senay nay aretrawi zeymne dukum seb mesel sheytan eyu::
@ት.ና.ት.ና
@ት.ና.ት.ና 4 жыл бұрын
@@koala10ish፡ ኣታ በዳን ሸሃይ ጀበርቲ ሰብ እኮ ረቢሽካ፡ ኪድ እንዶ ፡ ትግራይ እኮ ንዓኻ ትቀርበካ!!!
@heavenonearth5666
@heavenonearth5666 4 жыл бұрын
አብ ጅግንነትካ ጅግንነት ትውስኸሉ አለኻ አቦና መስፍን ሓጎስ! ሞገስ አምላኽ ምሳኻ እዩሞ.....ክተት በለና ክንከትት! ምስኻ አሎና!
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 4 жыл бұрын
ክቡር ጀነራል መስፍን ሓጎስ ክምቲ ንናጽነት ሕጂ ውን ዳግማይ ንሓርነት መኺርካ ምስ ሙሁራትናን ለባማትናን ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጺን ኣዋሃሂድካ ንደቂ ሃገር ቅያ ስራሕ ዓወት የስኒኻ ዓወት ጀነራል ዶጎል ይግበረልካ ።
@betewededabraha569
@betewededabraha569 4 жыл бұрын
Jigna Mesfin hagos meneseyat Eritrea Da Yexentu endeyom zelewu meskin
@toshememahari5129
@toshememahari5129 4 жыл бұрын
Ajoka wedi Hagos
@jejuasfaha3000
@jejuasfaha3000 4 жыл бұрын
Kubr hawna Mesfen Hagos dehayka aytehabaana .etie rezin halot zimelo Abotawie mikrien halyot bitami zinead iyu. Imo nezi melikti semiom ab gbri kewiliwo tesfa yigebr. Iti niesnetkum jignent fezimkum Hager arekibkum gna bigrhnet ab af zibie atiya slezie kab hiluf temkuroka hijiwin halyotka hizbika ab mielay emnetna niaka zelena kibrin ab botu eyu zelo jigna kexilo Ajoka hizbi eritra ab gonka alona 💪💪💪💪❤kin ewet ina 🙏🙏🙏
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 4 жыл бұрын
ዝብላዕ ዘረባ፡ ኵሉ ሰብ ከጐሳጕሰሉ ዝግብኦ ጕዳይ እዩ።
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 жыл бұрын
ኩቡር መስፍን ዓቢ እምባ ንበረልና እስከ ጎይታ ዓቕሊ።
@zackzack2193
@zackzack2193 4 жыл бұрын
Good job I like that
@jossiboy5464
@jossiboy5464 4 жыл бұрын
በጃኻ በጀኻ እቶም ኣብ ኢርትራ ዘለው ጀነራልት ንዓኻ እዪም ዝስምዑ ኣቦና መስፍን ሓጎስ ኩሉ ግዝየ ክምዚ መልእኽቲ ጽቡቅ ንስኻ ዓቅምን ተሰማዓነትን ኣለካ ምኽንያቱ ንሱም እውን ኢሱራት እዮም ግበር ኣይትግበር እዩ ዘሎ ክምዚ ግን ተስፋ እዮ ልዕሎ ኩሊ እቲ ናይ ቀድምኩም ምትእምማ ምልሰዋ ኒዚ በካዕ ኢሰይሳ ኣርማ ድኽነት እንትርፎ ሽሪሒ ክልእ ዝመልኮ ስራሕ ዘሎዎ ኣይምስልን ።ንሕና ኩሉ ማዓልቲ ready 100%
@abeyhailu3358
@abeyhailu3358 4 жыл бұрын
Avanti con Gen. Mesfin Hagos!!! Viva Gen. Mesfin Hagos!!!!!!!!
@milionafeweki3437
@milionafeweki3437 4 жыл бұрын
May God hear our people's pettion & sufering & gevis as salvation to our Country .!
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
Amen🙏
@Mky330
@Mky330 4 жыл бұрын
እዞም ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ እንታይ ይጽበዩ ኣለዉ ካብ መስፍን ሓጎስ ንላዕሊ መን እዩ ክዛረቦም ደልየም ፣ ኤርፖርት ኣስመራ ዓዲ ሓሎ እንዳ ዜናን ተቃጻጺሮም ስልጣን ናብ ህዝቢ ዘየረክብዎ ፣ህዝቢ መሪርዎ እዩ ዘሎ እኩል ዕድል ሂብዎ ንኢሰያስ ፣ ኢሰያስ ግን ኢትዮጵያ ከይትፈርስ እምበር ህዝቢ ኤርትራ ክጥዕሞ ሓሲቡ ኣይፈልጥን ።
@mannamenasie3064
@mannamenasie3064 4 жыл бұрын
May God hear our people suffering!
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
Amen🙏
@tesfa6273
@tesfa6273 4 жыл бұрын
Abona kubur mesfun Hagos 👍🙏
@binikidu9741
@binikidu9741 4 жыл бұрын
በዞም ህፃናት ደቅና ላግፂ ይአክል ነዚኦም ሰራዊት ኢልካ ላግፂ እዩ ሕቅፌ አዲኦም ዘይፀገቡ እዬም መሳኪን ሐንቲ ንቅፁኒ ባኒ በሊዕም ዝዉዕሉ ሐደ ሐደ ንዞም ቆልዕ አዉፌርካ ንወያነ ንደምስሶም ትብሎ በህፃናት ዘይ ስንኻ ሕፃ ዘይትቅርጥምሉ እዩ አም ባዕሉኩም ኪድዋ ህዝቢ ኤርትራ ሰናይ ጉርብትና እንበር ሐዊ ካብ ሰቡ ንላዕሊ ስለዝፈልጦ ብሰለም ሰናይ ጉርብትና እዩ ምርጭኡ ይአክ ሕጂዊን ይአክል
@donbosco3732
@donbosco3732 4 жыл бұрын
ሳቮያ ንበል ካብ ስሩ ንምምሓው ነዚ ግናይ ስርዓት💪
@genettesfay1731
@genettesfay1731 4 жыл бұрын
Abo eritrea nberelna 🇪🇷🇪🇷
@mederey8270
@mederey8270 4 жыл бұрын
Dekiza drbay agame Erirea hadami abo yeblan Akeleguztn agamen kulim hade.
@yosiefhailemelekot3391
@yosiefhailemelekot3391 4 жыл бұрын
እዋናዉን ንጽሩን መግለጺ ጀነራል መስፍን ሓጎስ።ERISAT መስፍን ሓጎስ ኢልኩም ዝንጥል ኣይተብልዎ፡ ጀነራል ናበይ ምስ ከደኩም መግለጺ መስፍን ትብሉ፡ ክእረም ብትሕትና ንሓትት።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 4 жыл бұрын
Abona kubur qurue Mesfun hagos Amlak edmen teinan yhabka❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@remziremzi5829
@remziremzi5829 4 жыл бұрын
Ati shermuta deqiski do ? Konki 'misu snkulan reshinka mikura yelen dihulat menfes aleatengiatat, tufff
@sham3872
@sham3872 4 жыл бұрын
ጀነራል መስፍን ጸግዒ ህዝቡ። ንሓቒ ብኽልት ተጸፊዕካ ክምህ ኣይበልካን። ሕጂ ድማ ነዞም መንድዓት ሃገር ህግደፍን፣ ሰዓብቱን ሕማም መርዘን ኮንካዮም ኣሎኻ ።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 жыл бұрын
Dess dbl zereba, Tegadalay General Mesfn Hagos, ab gonka alena🇪🇷💪
@micheal5913
@micheal5913 4 жыл бұрын
Dess. Zbl elka alrma hawey natey Eza nay iseyas azerarba arma
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 4 жыл бұрын
ክቡር ኣቶ መስፍን ሃጎስ ጽቡቅ መለክቲ ዩ ግን ሃንቲ ትገርመኒ ኣላ ቃልስካ ንምንታይ ብማስመድያ ጌርካዮ ባጃት ዱዩ ዘየለ ወይስ ሰብ ኣቱዩ ዝቃለስ ዩ ተሳአኢኑ ንስካ አንደኢ ኣብ ባጀት አምብር ኣብ ካልአ ኣቅሚ ኣለካ አንታይ ዩ አቲ ጸገም ?
@binyamyemane213
@binyamyemane213 4 жыл бұрын
HERO WEDI HAGER
@michelnegash628
@michelnegash628 4 жыл бұрын
Ajoka msfen hagos kalseka nye bhaki melbi gebrelu AJOKA alena msaka
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 жыл бұрын
ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ናብ ነፍስ ወከፍ ቁሸቱ ደዊሉ ይአክል ባርነት ሕግደፍ ዝብል መልእኽቲ ጌርካ ኢሳያስ ምስ ጭፍራ ጥራሑ ምትራፍ።ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን አኽላባት ሕግደፍ ካብ ቅድም አቲሒዞም ብመኪስኮ ይኹን ንኡጋንዳ ፍምሊኦም አሂዲሞም ይርከቡ መን ዳአሉ ከጥፍእ ሕግደፍ ዝሸባሸብ ዘሎ።አወት ንሕዝቢ ኤርትራ ውድቀት ንፈሽፍሽ ሕግደፍ & አኽላባቱን።
@millionmicaell4768
@millionmicaell4768 4 жыл бұрын
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 4 жыл бұрын
forsa general ab gonika alena
@alexgmedhn9572
@alexgmedhn9572 4 жыл бұрын
Viva Mesfn Hagos hero! You will make history again.
@nkulubfqri2234
@nkulubfqri2234 4 жыл бұрын
መስፉን ሓጎስ king$Hero ቀጽሎ።
@fessahaiehaile6928
@fessahaiehaile6928 4 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ንሓርነትካ ጠጠው በል።ብሓንሳእ እንተተሳካ መስጊዳት በተክርስትያን ተማሀሮ ስድራቤት ኣበይ እዩ ከብል እሳያስ ኩሉ ህዝቢ ብጥይት ክዉድኦ ኣይክእልን እዩ። ናይ ወላይታ ህዝቢ ምሳለ ዉሰዱ ኣቢ መራሕቶም ምስ ኣሰረሎም ብምሉእ እቲ ህዝቢ ካብ ወዲ ሸውዓተ ዓመት ክሳዕ ተሳዓ ዓመት ዘሎ ምስ ተስኡ ኣቢ ከም ዝፈትሖም ሰሚዕኩም ኣሎኹም። ተላዓሉ ኣብ ጎድነኹም ኣሎና።ስምዕዎ ነዚ ጅግና ኩላህና ምሳኹም ኣሎና።
@segenk.6926
@segenk.6926 4 жыл бұрын
Abgonka alena kubur abona kbri yhbka
@ghebrehiwetfesehatsion281
@ghebrehiwetfesehatsion281 4 жыл бұрын
ኩቡር ሐርበኛ ጀነራል መስፉን ጽቡቅ መልእክቲ አዋናውን መልእክቲ አምላክ ዘስምዕ እዝኒ ያሃቦም
@abdusiad8729
@abdusiad8729 4 жыл бұрын
Welcome erisat .good job .bekilo bherat kitkxlwo tasfay eyuo .tsbhoe meblia
@habtualazar9506
@habtualazar9506 4 жыл бұрын
መስፉን ፍቱው ብቐደሙ በዓልሰረ ቅልቅል ቅልቅል እንተልካ ጥራይ ህግደፍ ክተሻቕሎም ኢካ
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 4 жыл бұрын
He is a nightmare for the higdefs 👻 ጅግና መስፍን ሓጎስ ኣስምባዲ ህግደፍ
@HabeshaGamerMom
@HabeshaGamerMom 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ኣክክክክክ Ata Amlak aboy hagzena eba lomis eway hizbey amlak yehalkum 🇪🇷🙏
@adamismail3017
@adamismail3017 4 жыл бұрын
ዚነኣድ እዮ ንለውጢ እውን ሓጋዚን ምኽንያት ክኽውን ይኽኢል ።
@dex._bibbbaby3865
@dex._bibbbaby3865 4 жыл бұрын
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gallpresidentbitwedede6007
@gallpresidentbitwedede6007 4 жыл бұрын
Jegna abona ab goneka alna 👏👌😍
@shleg1973
@shleg1973 4 жыл бұрын
ሎሚ ሰብኣይ ቀደም ሰብኣይ ብዓል ድርብ ስረ እታይ እሞ ቁልፊ ደየብሉ ወሎዶ ከመይ ገርካ ተስእ ሕጂ ውን ከምታ ናይ ወዲ ዓሊ ከይትኮነና
@mederey8270
@mederey8270 4 жыл бұрын
Hadami sebay Drb komshti Maletka du. Kulukum durbuyat
@titirezene9592
@titirezene9592 4 жыл бұрын
Amlak yehagezena hagerna beselam zemerha kefetrelna enber eseyassi ezisi beruauy helkit natena eyu zecebe
@michelnegash628
@michelnegash628 4 жыл бұрын
Ykenyelna
@harnetfthi9891
@harnetfthi9891 4 жыл бұрын
ጅግና አያና ዓቢ ሞራል ይስምዓና ብኣኻ
@esuratna
@esuratna 4 жыл бұрын
Bella ! Heji keani action Mesfen Hagos...
@esuratna
@esuratna 4 жыл бұрын
@@koala10ish lol eti qondaf tenbenawi eko Esseyas eyu... ne halafika tetseref aleka..🤣
@teklayasgedom8652
@teklayasgedom8652 4 жыл бұрын
ወዲ ሓጉስ ዝወለት ትውለድ ጓይላ ይጀመር እንዶ !
@salemefrata3179
@salemefrata3179 4 жыл бұрын
Jigna abona mesfin hagos ab goneka alena ❤🇪🇷🇪🇷🙏
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 4 жыл бұрын
✊✊✊
@AsTikatok
@AsTikatok 4 жыл бұрын
Thaks mesifun hagos✌️gele geberu ne hizibina ab gonkum alena
@danealgebre552
@danealgebre552 4 жыл бұрын
✔️::
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 4 жыл бұрын
ሕጂ ቀሲነ ዉሽጠይ እንድያሞ ኩልኻ መንእሰይ ቦርሳኻ ጠርንፍ ታሪኽ ዝስራሕ ተረኺቡ ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️✌️✌️✌️
@nuguse5394
@nuguse5394 4 жыл бұрын
Essays entay gediswa bzaaba hzbi Eritreawin.
@semayeyuderetey3616
@semayeyuderetey3616 4 жыл бұрын
Ajokum Ajona sriat hgdef motu Anda kerebe eyu
@ecophon5625
@ecophon5625 4 жыл бұрын
Sbuk hasab taawet
@fedugebre508
@fedugebre508 4 жыл бұрын
መንእሰይ ኤርትራ ብፍላይ ኣብ ውሽጢ፡ሃገር ዘለካ ተበራበር ጊላ ኢሰያስ ኮይንካ ካብ ምንባር ሰራዊት ኤርትራ ካብ ጊላ ኢሰያስ ኮይንካ ዕድመካን ዕድመ ደቅካን ካብ ተማክን ንዓማጺ ስርዓት ኢሰያስ ኣምክኖ
@smichael9969
@smichael9969 4 жыл бұрын
I stand with mesfun haghos
@abebajeissakhghhhunn2074
@abebajeissakhghhhunn2074 4 жыл бұрын
👍👍🇪🇷👍
@binyamyemane213
@binyamyemane213 4 жыл бұрын
jegna wedi hager ato mesfin hagos edmen tinan yehabka ab gonka alona
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 4 жыл бұрын
ቅድሚ ናይ ወያነ ወራር ሳዋ ክዕጾ ኣለዎ እናበሉ ዝጨርሑ ሓለይቲ መሰል መሻርኽቲ ወያነ ዝነበሩ ፈሺሎም። ወራር ወያነ ከኣ ሳላ ኣብ ሳዋ ዝተመልመሉ መንእሰያት ከምዝፈሸለ ሪኢና። ነጻነትና ተዓቂቡ ከኣ እነሆ ሎሚ ኣብ ዓለም ክንወዳደር ናይ ቁጠባ ሓርነት ንኸነረጋግጽ ተበጊስና ኣለና።
@adamismail3017
@adamismail3017 4 жыл бұрын
مزيع بالغة العربي حياك حياك حارة
@As22611
@As22611 4 жыл бұрын
Hzbi Eritrea mikri zedlyo aykonen .kemziom kunout sematatna beja halifom Hager zerekebuna haki knina slezeyele anenet slezbegese mkri zeykone zdle Emnet fkri haknet kbrin megosn netiom Minti zi nous wloud wxou Ertrawi kubur hiwetom kefilom Ertra Nexa zgeberu
@afrikasud3646
@afrikasud3646 4 жыл бұрын
Mejemerta kemsgneka yefetu amlakhdema yehagzaka yehagzenan entekhane gn kesab mecas bemado habretaten metenkektan ketehlefu 30ametat koynu nesudema dletu kegeber weleden ashelaten etaygeberu tebluwom alekum degber etelo kulena ina negebro nesom kabkulu definom zelewu Beta Er TV xemimom zelewu behasoto hanglom tedefinu zelo Men
@hagosgebreyowhones779
@hagosgebreyowhones779 4 жыл бұрын
Aty haki azy u
@zemen9194
@zemen9194 4 жыл бұрын
Ygerm eyu ezom Halayat denakur merahti ena behalti gn keA tele begiE( goats & sheep) kemerHu Ekua bqAt zeyblom halefti nnebsom mask gierom netom temaharo gn wala hade zeymhlawom eyu. Aye nay Eritrawyan Edl si. Amlak fetari beAlka nhzbna kabzom Harguamat merahti sltan zeyxegbu, sebat asirom zeyxegbu, sebat qetilom zeyxegbu shefatu zkonu halefti hgdf agelaglo.
@ተሸጊራከይትህሉ
@ተሸጊራከይትህሉ 4 жыл бұрын
Erisat ሰረቅቲ ተረወአቲ ደቂ ቡዳታት
@adiambrascomb6129
@adiambrascomb6129 4 жыл бұрын
Ajona
@becool4344
@becool4344 4 жыл бұрын
They don't have choice!!!!
@መርሃዊኣብርሃም
@መርሃዊኣብርሃም 4 жыл бұрын
Ata sebay abegsena bes
@aronwedieri
@aronwedieri 4 жыл бұрын
Gn ane kabaka tebgesu kitblena yxibe aleku emeneni eritrawi dem kisbeka eyu
@ghebreluulhailom1780
@ghebreluulhailom1780 4 жыл бұрын
እዚ በርጋጊ ጃጃዊ ኢሳያስ ኣየትክልን እዩ: ሕጂ:: እቲ ሕሱም እዋን ብራህዋን ሓጎስን ከድበስ ሰዓቱ ኣኺሉ:: ሃየ ከሳድ ሓዝ ህዝበይ
@ከምዓለመይ-ጀ9ፀ
@ከምዓለመይ-ጀ9ፀ 4 жыл бұрын
ቪቫ መስፍን ሓጎስ
@ከምዓለመይ-ጀ9ፀ
@ከምዓለመይ-ጀ9ፀ 4 жыл бұрын
@@koala10ish tay bedileka wedey kkkkk Ente neti wedi medhin mguhaf msaka aleku tsrfi gnn naka wsedo
@yonasandom7079
@yonasandom7079 4 жыл бұрын
@@koala10ish ፍሉጥ እስሀ ሕጂ ብአል ታርጋ አጋመ እዳ ጥሀኒት ሙሀካስ ሩድእ !!!
@yonasandom7079
@yonasandom7079 4 жыл бұрын
ሱኢለ ክአዘበኩም ጸኒኸ አሞ ረሳህ ደቅ ኮማሪት ሸርሙጣ አድዋ ሙሀኩም ፍሉጣት !!! ኢሲያስ አፈወርቂ ብአል ታሪክ ኤርትራ ዩ መራሂና ዩ ጌና ክነግሳ ኢና አቱም ቆማላት አሌት
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 4 МЛН
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,8 МЛН
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 26 МЛН
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 84 М.
Alemneh Wasse # ትኩስ ዜና # በበላይ በቀለ #
10:24
Alemneh Wasse
Рет қаралды 26 М.
ባርሴሎና ብወግዒ ተመሊሳ...!
14:51
DEHAY TV
Рет қаралды 3,1 М.
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 4 МЛН