ERITREA:- ኣቶ ጌታቸው ኤርትራ ንምድኻም ዝተጻወትዎ ተራ ንምንታይ ይርስዑ?

  Рет қаралды 10,534

SETIT

SETIT

Күн бұрын

Пікірлер: 99
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 Жыл бұрын
ስትቲ ሚዲያ ዓብዲ ብጣዕሚ ድስ ዘብል ግብረመልሲ ሂብካዮ ጸባ ሐምራ ኣስቲካና ጸባ ስተ እንቁዓ ተፈጠርካ ብርቱዑ ዕድመ ይሃብኩም ቀጽልዊ ምስ መሳርትካ ናይ ኣቶ ገታፐው ሕልምምን ሕልሚ እቦታተምን ኢዮም ዝደግምልና ዘለዎ ኢም ግብረ መልሲ ኣብ ማሃብ ኣይንድጉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Daniel_kah
@Daniel_kah Жыл бұрын
Thanks for fair and balanced information. Keep up ኣድናቂካ ኢየ!
@ishakghebredingle4590
@ishakghebredingle4590 Жыл бұрын
You are mature, respectful, insightful and real Eritrean brother keep on this path. Love so much
@yonastesfasion4210
@yonastesfasion4210 Жыл бұрын
Very well said Good analysis ❤
@josephmesfun5412
@josephmesfun5412 Жыл бұрын
Your point is well taken Proud Eritrean
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 Жыл бұрын
ተቀረቡ ይብላም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሐድነትነና ንጠንቀቅ ተጋሩ ደመኛታትና ኢዯሞ❤❤❤❤❤❤❤
@Erena2023
@Erena2023 Жыл бұрын
PROUD TO BE ERITREAN GOD BLESS ERITREAN FOREVER AND EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@michaelembaye9273
@michaelembaye9273 Жыл бұрын
ብጥዕም ጽቡቅ ኣጋግላልጻ
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 Жыл бұрын
ተጋሩ ናይ ኤሪትራ ክገብጡና ይደልዮ ኩሉትና ኑቁሐት ክንከዉን አለና አሕዋት ሕማቅ ጎረበት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ሱዓድ ዝብልዋ "ጀበርቲ" ንሶሎ ሜድያ ጽቡቕ ጌራ ቀጺዓቶ። ሶሎ ወዶገባ ያኢ ብዛዕባ ኣስላም ኣብ ኤርትራ ጽቡቕ ክትዛረብተጸብዩዋ ፡ ንሳ ግና ኣብ ኤርትራ መስጊድ ኣብዝን ኣብትን ሰሪሕካ ማለት መሰል ናይ ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣኽቢርካ ማለት ኣይኮነን ፡ ኢላቶ። ነቲ ኣስላም ናይ ኤርትራ ዘቕርብዎ መረረ ከም እትድግፎ ኣብ ገጹ ጡፍ ኢላትሉ። ደሓር ማርሻ እንዴትሮ ተጠውዩ ፥ ኤርትራ ጽቡቕ ኣላ ፡ ሓደ መዓልቲ ናብ ኤርትራ ኬድኪ ክትርእዮ ኢኺ ኢልዋ። ሕጂ እዚ ናይ ኤርትራ ትግራይ ደሓን ንግደፎ ፡ እስከ ብዛዕባ ብርጌድ ንሓምዱ እትፈልጥዮ ንገርና ኢልዋ። እዛ ፈገር ጂሃዳዊት ጀበርቲ ከኣ ኩሉ ዘለዋ ሃይማኖታዊ መጥቃዕቲ ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱን ህዝቢ ትግራይን ብዓይኒ ሃይማኖት ክትድርቢ ፈቲና። ኣብቲ ርኢቶታት ዝጸሓፍ ካብ ዝነበረ ፥ እዚኣ ጉዳያ ፖለቲካ ዘይኮነ ፡ እንታይ ደኣ ሕማም ኣኽራሪ ጂሃዳዊ ጋኒን እዩ።
@meharitsegay9674
@meharitsegay9674 Жыл бұрын
ሰላም ሓወይ እዞም ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ መራሕቲ ዝበልዕዎ እምበር ዝብልዎ ኣይፈልጡን ኢዮም፡ኤርትራ እንተዘይ ኢሎም ስለ ዝሓሙ ኤርትራ ናይ ሕማቅ ጽቡቅ ኣብነት ኢያ ምባሉ ነብሰምድዓዓስ ጥራይ ዩ እምበር ኤርትራ ካብተን ክሳብ ሕጂ ዘይፈለጥዋ ኣብነታዊት ንጽቡቅ ኣብ ኣፍሪቃ ምኻና ሕጂ ክበርሃሎም ኢዩ፡
@meazaafeworki6473
@meazaafeworki6473 Жыл бұрын
Hello Setit. Thanks for the program and deep explanation about the case. I love your knowledge, understanding and explanation. You put it all clear and clean. There is a saying in Amharic it suits them. "ጅራፍ እራሱ መቶ እራሱ ይጮኣሃል" አሉ። ባዕሎም ዝወልዕዎ ሓዊ ብደምቢ ጌይሩ ድማ ንነብሶም እዩ ኣቃጺልዎም። ዝበሓል የለን፡ ይርዳዕኩም ጥራሕ ኢና ክንብሎም ንኽእል። ካብ ዝሞቱ ቀንዮም እዮም።ኣኸለ።4።
@medajhon1274
@medajhon1274 Жыл бұрын
Well said abdu bro ❤❤❤❤❤
@mehretabtesfamicael4223
@mehretabtesfamicael4223 Жыл бұрын
Please continue with you humble and clear comments and analysis. We know that weyanes are greate manipulators.
@terhasmehari6491
@terhasmehari6491 Жыл бұрын
Definitely he knew it but he can’t admit it that’s their goal for the last 20years . Peace and prosperity to Eritrea people and Victory to EDF.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️✌️
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 Жыл бұрын
Btani xbuk tentena jigna adenikeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@yibrahwelday4697
@yibrahwelday4697 Жыл бұрын
ነብሰ ምድዕዓስ ጥራይ ኢዩ ክኸውን ዝኽእል ምኽንያቱ ከም ኤርትራ ሃገር ንምዃን ብዙሕ ከፊሎም ክነሶም ሃገር ምዃን ስለ ዘይከኣሉ'ዩ።
@yohannesaradom8656
@yohannesaradom8656 Жыл бұрын
This issue is not a new phenomenon in our region. Overall the region is the worst in the Continent in every aspects. There are facts and historical backgrounds for all what we see in the region can't put in this narrow space. To come to my point to your topic I am glad you got your point and an excellent observation; and ofcourse the world knows, we know and they know what happened in the region and particularly in Eritrea, Ethiopia and particularly in Tigray in relation to Eritrea. The issue can't be told enough in 20 minutes or hours it is so deep a thousand pages book can be written. It is unfortunate the so called politicians who come out of nowhere with no background or knowledge messing up with people. It is so sad and unfortunate these kind of people in power and people suffer tremendously. I don't know when this kind of mentality will have an end so that people will have the right leadership or humble and sensible personality who lead the right way with sound leadership and development. It doesn't look good what is happening today from Eritrea to Sudan, from Ethiopia to Somalia from South Sudan to Djibouti and over all the Continent Africa is pulled for a show (Poltical Show) by Super power countries. Irresponsible individual African leaders talk Irresponsible ideas of confrontation against the western countries unprovoked. This is dangerous for all of us because these demagogue and dictators. Therefore, I appreciate your observations and comments but needs a lot of work and educational lessons so deep to the masses. Getachew's speech is so cheap and desperately done for his existence of political power that comes so cheaply and goes down to ground so fast. Therefore, he is playing cheap game.
@senbetumelake6127
@senbetumelake6127 Жыл бұрын
እዚ ድአ አሞ የታወቀ ነዉ እኮ የኤርትራ ህዝብ ሰላም ካለዉ የት እንደሚደረስ ያዉቀታል ስለዚህ ሁል ግዜ ቅልዉላዉ ምፈጣር ነዉ የነዚህ🌹🌹🌹🌹🌹
@okbaygebregergish657
@okbaygebregergish657 Жыл бұрын
ናገታቸው፡ዘረባ፡ብዛኢባ፡አርትራ ክነግረካ፡ቅንእት፡ኢዩ
@hermelagirmay2337
@hermelagirmay2337 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ዝሓወይ ኣዚኻ ኢኻ ንፉዕ ኣብ ጉዳይ ጠራሮ ዘለካ ርድኢት ዝገርም እዩ እንታይ ሓበጦም ባዕልና ኤርትራውያን ዘለናዮ
@berhewoldelibanos5284
@berhewoldelibanos5284 Жыл бұрын
Your explanation is very interesting, the Weyane leaders need the Eritrean weakness and Eritrea to have a failed government but Eritrea is going the opposite of their needs
@mihretsemere8704
@mihretsemere8704 Жыл бұрын
Ajokum beluwom nieritrea zitinkiff zebele melsiy kiwohabo alowo ❤💚💙✍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 Жыл бұрын
ሰቲት ሜዲያ ዕላማኹምን መርገጺኹምን ኣብ ንጹር ሃገራዊ ራኢ ፍቕርን ዝተሰረተ ምኻኑ ሕጂ በሪህለይሞ ናይ ሓሳብ ፍልል ኣየባእስን እዩ እካዳኣ ኣድላይ እዩሞ ብርትዑ ቀጽልዎ ❤❤❤። Thanks Abdat hawna
@mikalw6446
@mikalw6446 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@mihretsemere8704
@mihretsemere8704 Жыл бұрын
Nihna nieritreana schet mantana ajokum 🥰💙💚❤
@sarajoh313
@sarajoh313 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
@abuibrahim627
@abuibrahim627 Жыл бұрын
ብሓቂ ግቡኡ መልሰ ግብሪ ኢሊት ተጋሩ ዓቅሊ ጽበት ዩ ከምኡ ዘብሎም ዝገበርዎ ጌጋ ክሽፍኑዎ ክብሉ ዮም አንተ ካብ ህዝቢ ትግራይ ዝረኸቦ ውርደት የድሕነና።
@Aradomtella
@Aradomtella Жыл бұрын
ሰላም ዓብዱ! ጽቡቕ መግለጺ፡ ሓቂ ። ካልእ በቲ ዝውሃብ ዘሎ ርእይቶ ኣይትተዓንቀፍ።
@leteabkesete2026
@leteabkesete2026 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@benamt9670
@benamt9670 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏😍😍
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 11 ай бұрын
Naybhaqi kulu eteqrbo xfuf snehasab eu kulu gzye eye zkatateleka❤❤❤❤❤❤❤❤
@mihretsemere8704
@mihretsemere8704 Жыл бұрын
Scher belowo abkulu kibesih😊💙💚❤
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 Жыл бұрын
አምበሳ ሰሚዕካዮዶ እዚለዛይ
@maryo-fw9vy
@maryo-fw9vy Жыл бұрын
ጌታቸው ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራ ገዲፍካ ትግራይ ኢያ ብስርቅን ቅትለትን ትሳቀይ ዘላ ኤርትራ አይኮነትን ህጂም ጌታቸው ቮድካ እስካ ብቮድካ ንትግራይ ከይትሸጣ የፍርሀና
@asgedommichael7610
@asgedommichael7610 Жыл бұрын
,ብሓቂ እዛ ናይንህቢ ዝመስልካያ ሕወሓት ንህዝቢ ኤርትራ ጥፍኣት ተጠቂማትላ እይ ንርእሳድኣ ግርህ እል እምበር
@GhenetTewelde
@GhenetTewelde Жыл бұрын
Nfu gobez ybleka kexllo nay hagher Mkurkar malet izi eyu tebarek Hawna.
@uzziafom3565
@uzziafom3565 Жыл бұрын
ጌቹ ቮትካ ሽኮሩ እንተዝጉብር መሐሾ
@micealmiki4053
@micealmiki4053 Жыл бұрын
መብዛሕትኦም ናይ ኢትዮጲያ ፖለቲከኛታት ዋላውን ተጋሩ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎም ኣረዳድኣ ግጉይን ብጣዕሚ ዝንቡዕ ዘይምኽንያታዊ እዪ፡ በዚ ምኽንያት ከኣ ኩሉ ጊዜ ግጉይ መግለጽታት ክህቡ ይርኣይ። እቲ ሓቂ ግን ናይቲ መንግስቲ ሽግር ከምዘለዎ ኩይኑ፡ እቲ ዝዓበየ ሸግር ናይ ኤርትራ ግን ካብ ኢትዮጲያ ዝመጽእ። ብፍላይ ካብ ህውሓት ዝመጸ እዩ፡ እዚ ኹሉ ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ዋጋ ዘኽፈሉ ንሳቶም እዮም። ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ጥራይ እዩ ነዚኹሉ ተጻብኦ ጸይሩ ክሳብ ኣብዚ በጺሑ ዘሎ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Жыл бұрын
ሓንካስ ዝመራሒተን እንስሳስ ኩለን'ተን ደድሕሪኣ ዝኸዳ እንስሳ'ውን ይሕንክሳ {የንደልህጻ} ከም ዝባሃል፡ እቶም ከምዚ ዝኾኑ ብሓፈሻ መራሕቲ ሳልሳይ ዓለምን፣ ብፍላይ ካኣ መራሕቲ ኣፍሪቃን ካብ ከም'ዚ ኣመራርሓ ክጥንቀቑን፡ ንህዝቦም ካብ'ዚ ምዝመዛ ናይ ኣመሩካን ሳዓብታን ከድሕኑ ሓሲቦም ክኸዱን ክጓዓዙን፣ ካብ ሓንካስ ኣመራርሓ ክገላገሉን ኣለዎምን።
@michaelgod6714
@michaelgod6714 Жыл бұрын
He is a politician, he would say anything appealing to his constituent. One very clear point is to eliminate Eritrea as a country. Knoqingly or unknownly Pfdj is helping woyane to accomplish it. It's very sad but an absolute truth!
@hiwotmehari8015
@hiwotmehari8015 8 ай бұрын
Nsu eyu ety Haki Wedi Eri Jigna kebziom tsebuk mtsebay eshinet try eyu .
@samuelticcue2865
@samuelticcue2865 Жыл бұрын
Wayani nayi AMERIKA KELBI KELBI
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 Жыл бұрын
መለስ ከምዝበሎ ኤርትራ ካብዐለም ክትግለል ክትቅየድን ምስ ኩሎም መሳርሕትና ውሕህ፡ሕ አፍሪቃ፡ን ምዕራባውያንን ኴና ዝግባእ ስራሕ ሰሪሕና ኢና ዘበሎ ንጌታቸው አዘክሮ፡እዚአቶም ሬሳታዮምውን ዝርስዑ ካብ ፍጥረት ሰብ ንታሕዪ ዝኾኑ ውልቀሰባት ዮም።
@ayubgade-9976
@ayubgade-9976 Жыл бұрын
mice waani, xabtem malito.
@besm113
@besm113 Жыл бұрын
ብኡቑዕ ኢኻሞ ከምሶል ሜድያ ዓቢኻ ክንሪኤካ ንፅበ
@babusebkedem3878
@babusebkedem3878 Жыл бұрын
ከም ኤርትራውያን ካይንኸውን እንዳሉ ብዓላቶም ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ፡ ብዓሌታት፡ ብሄራት ወዘተ ወዘተ ኣብ ኣንዳ ኣራ ማእለያ ብዘይብሉ መፈተኒ መፋላልዮን መንዝሒ መርዚ ናብ ኤርትራ ዝገብርዎ ስሚ ካስብ ሓተላ ብርጌድ ንሓማዱ ሓንትን ሓንትን ወያኔ ዝፈጠሮ እዩ። ካልኣይ ነገር ከም ኤርትራውያን ኣይንኹን እንዳልካ እንታይ ድኣ ታሪኽ ኣልቦ ስለዝኾንኮኑ ወያኔ ኣብ መቐለ ከይድና ዝራእናዮ ቤተመዘክር ከምዘሎ ካብ ሻዕብያ ሰሪቖም ዝሰቐልዎ፡ ካልእ ደረፍትኹም ኩሎም ከምዘለዎ ናይ ኤርትራ ዜማ ላኅጃ ምስራቕ ጥራይ ዘይኮነስ ንኤርትራዊት ኣደ ብኻ መኻን ኮይና ኢሎም ብዜማና ሕማቕ ይምነዩላ። ፖሊቲከኛታት ካብኡ ቮድካቸው ደሎ ኩሉ ዋላ ለዘይቲ ብዓል ምግበ ኩሉ ዘረባ ካብ ሻዕብያ ወይ ኢሰያስ ዝቐድሑ። እዚ ሙስሉይነትን ርእሰ ትሑትነትን እዩ። 😂😂😂😂😂
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 Жыл бұрын
Sesayas asabibom hager kiweru hanti neziom tesfa tekurxom nwedi aforki memelisna kenangso ina
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 Жыл бұрын
አነ ከምዝመስለኒ እቲ ዝሀሰብዎን ዝሀልምዎ ዝኑበረ በርኢኑ ስለዝተረፈ ናቱ ህርቃን እዮ ከምዚ ዘዛርቦም ዘሎ:: ካብ መአስ እዚኦም ንህዝቢ ኤርትራ ሀልዮምሉ ይፈልጡ ግና ነታ ከተርክባ ዘይትክእል እንቁይ ሲ አይ ደይእምኒ እያ ኢልካ ነነብስካ ከም ምትእሽሻው እዮ::
@mengsteababrha150
@mengsteababrha150 Жыл бұрын
Reda negrhaleh arfeh teqemet blen neber indigebah vodka tetteh interviw atqreb .
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Жыл бұрын
ወያነን ጌታቸውን ኩሎም ሳዓብቶምን፡ ካብ'ቲ ዓቕሙን ምስ መን ይገጥሙ ከምዘለዉን የዋጽኦም ድዩ'ኸ ከይፈለጡን ከየጽንዐን እዮም፡ ናብ'ቲ ምስ ኢትዮጵያን ምስ ኤርትራን ዝኸፈትዎ ኲናት ዝኣተዉን። ክሳብ ክንደይ ፈኪሮምን፡ ኣንዊሖም ከይራኣዩን ዝኣተውዎ ኲናት ካኣ ፍጹም ኣየዋጽኦምን። ውጽኢቱ ካኣ ናብ'ዚ በጺሖሞ ዘለውን፡ ንህዝቢ ትግራይ ካኣ ናብ ህልቂትን እዮም ኣትዮሞን። ሕጂ'ውን ጌታቸው ዝብሎ ዘሎ እንተተዓዚብናዮስ፡ ኩሉ ዘረብኡ መእሰሪ ዘይብሉ እዩ ዝዛረብ ዘሎን። ናይ ወያነ ጉዳይ ካኣ ሳላ ናይ ኢትዮጵያ መራሒ ደር/ኣብዪ ወለቕዘለቕ'ኳ ፍጹም ዘይተወደአ እንተኾነ፡ ወያነን ባዓል ጌታቸውን ግን ካብ'ዚ ዘለውዎ ኣፍ ናይ ሞት ተሲኦም ከምዚ ዝብልዎ ዘለዉ ዓጽረሞታዊ ፈኸራ ተሲኦም ፍጹም ዝገብርዎ የብሎምን። ግን ምሟትና ዘይተርፈናስ ሓደ ኣባሉ ኲናት ገይርናን፡ ኣብ ኲናት እዮም ሞይቶም ምእንቲ ክንባሃልን'ሲ ናብኡ ንእቶ ኢሎም እንተ ጀሚሮሞ ካኣ ዋላ ደር/ ኣብዪ እውን ነዝስ፡ ምእንቲ ከዐርፍ ኢሉ ናይ መወዳእታ ክገብሮ እዩ። ብዓብይኡ ካኣ ኤርትራ'ውን ስለዘላን። ህዝቢ ትግራይ ካኣ መሊሱ ናብ ዳግማይ ህልቂት ኣይኣቱን እይን። ዓጽረሞታዊ ፈኸራ ባዓል ጌታቸው ግን ናይ ይምሰል ሃለውለው እዩን።
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 Жыл бұрын
Begiaka Setit ilka kab mswaa sm keyr Izi sm aygbakan iyu
@tesfayberhane78
@tesfayberhane78 Жыл бұрын
ድሞክራስይ ከይትከውን ሃገርካ ወያነ ን ኢሰያስ ድክታቶር ገረሞ ትብላ ኣለካ ማለት አዩ ብተዛዋዋሪ
@samuelticcue2865
@samuelticcue2865 Жыл бұрын
Tegelbitui tankoli hankuwemi
@freweinitesfai6630
@freweinitesfai6630 Жыл бұрын
መንግስት ኤርትራ ንምዕራብ ሕማም መርዘን ንሕዝቡ ሐጹር ሐጻን እዩ
@nguseasmelash7383
@nguseasmelash7383 Жыл бұрын
Bhaki agdsit eya
@hermelagirmay2337
@hermelagirmay2337 Жыл бұрын
ትግራዎት 7 ልቢ ስለዘለዎም ዝብልዎ ኩሉ ሓሶትን ክፍኣትን እዩ
@zekariassolomon1048
@zekariassolomon1048 Жыл бұрын
ክቡር ሓው ፡ ንብሱልን ምቕሉልን ትንተናኻ ብልቢ አመስግን ። ኣብ'ዚ ዓምዲ ርእይቶ'ዚ ከስፍሮ ዚደለኹ ባዕልኻ ስለዚተንተንካዮ ምድጋም ከይከውን ሰጊረዮ'ለኹ ። ብዚኾነ ግን እቲ ዅሉ ብህወሓት ኮነ ብናይ ደገ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዚእለም እኩይ ሽርሒ ፡ ነቲ ኣብ 40ታትን 50ታትን እተፈጸመ ዘበለ ከም መዐወቲ ሞዴል ንኪወስድዎ ዜተባብዖምን ዜተኣማምኖምን ነቲ ናይ ኤርትራውያን ልሕሉሕ ሓድነት መዝሚዝካ ፡ ንኤርትራ ብምጥቕላል ንህዝባ ኣድኒንካ ጎይታ ቀይሕ ባሕሪ ንምዃን'ዩ ። ከስ ኣብ ቀዳሞት ትውልዲ እተፈጸመ ጌጋ ኣብ'ዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ከይድገም ኣዒንቲ ኤርትራውያን ካብ ቋሕ ምባል ኬዕርፋ የብለንን ። ነዚ በብእዋኑ ዚቀላቐል ናይ ደቂ ሃገር ክድዓት'ዚ ብዚምልከት የማነ ገ/ሚ (ባርያ) ኣብ እተፈላለዩ ቍዘማታቱ ብዚተፈላለዩ ኣገላልጻታት ኣተንቢህዎም'ዩ ፡- " እንደገና በቚላ ፡ ዚተኸልአት ዓንቀር ፡ ሓሶት እንተኾይኑ ፡ታሪኽና ይመርመር፣ ቀደም ዚነቐጸት ፡ ሽባኻ ሓሰውቲ ፡ ለካስ ማያ'ስትዮማ ፡ሓቢኦም ብታሕቲ። ዚበሎን ፡- " ብምስጢር ተሳልዮም ፡ ክሳብ ዓሚ ፡ ስዒርዎም ፡ ደርጒሖምዎ ሎሚ ፣ ደጊም ተቓሊዖም'ዮም ፡ ተለልዮም ብዕሊ ፡ ቀሚሽ ውሽጦም ወጺኡ ብላዕሊ ።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Жыл бұрын
ጌታቸው ብሱዩም መስፍን ዝተመለመለ እዩ።ብታሪክ፡ሰነጥበብ፡ፉሉጣትን ህቡባት ኤርትራን ኤርትራዊ ክስርቁ ኣይሕፍሩን።ስንዐ ፎርም ፈሪሱ፡ወያነ እብ ክልል እሞ 70% ተጨቢጡ ምትራፉ ምስዋእትን ስራሕን ኤርትራዊ እዩ።ጌታቸው መስሓቅ ከም ውልቀ ሰብ እዩ።ትግራይ ኣብ ጌታቸው ምውዳቃ ኣይንጽልኦን።ሕልሚ እኮ ሰብ እዩ ዝሓልሞ እሞ ኣብ ሕልሚ ጥራይ ምጥራሮም ጹቡቅ ዕድል ንኤርትራ እዩ።
@abrahamnegash6598
@abrahamnegash6598 Жыл бұрын
Enty gedska eritrea nertrwyan kitegd eritrea mesh ferimkum hije genzeb miss godlkum hlewlew tebl kid tegrykum
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын
part time aklabat hgdf 🐀🐀🐀
@Peace-j1l
@Peace-j1l Жыл бұрын
ብጥዓሚ ይቐነየልና ክቡር ሓውና። ወያነ ነቲ ህዝቦም ምስ ጎረባብቱ ብሕልፊ ምስ ኤርትራ ብሕማቕ ነገራት ከወዳድርዎ ዘኣታተዉሉ ባህሊ ኢዩ ኮይኑ ዘሎ።
@amanuelberhe3480
@amanuelberhe3480 Жыл бұрын
THIS GUY IS TRYING TO RUN FROM THE TRUTH . TRAFFIC LIGHT IS RED AND HE IS JUST DONT STOP , NO TURNING BACK . PAY TO PLAY ,
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын
Neaka ato getachew deu n Tigray wesedka??????
@eritrea91
@eritrea91 Жыл бұрын
መጀመርያ ኢትዮጵያውያን ይዝኹኑ ካልኦት ሓይልታት ብዛዕባ ኤርትራ ሕማቕ እንተተዛረቡ መዛረቢ ስለዘልዎም'ዩ። እቲ ፍታሕ ንሶም ንምታይ ተዛሪቦም ዘይኮነ ነቲ ኣብ ሃገር ዘሎ ዘይንቡር ኩነትስት ምፍታሕ'ዩ። እቲ ዝገርም ሰቲትውን እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ብሰንኪ ወያኔ ኢላ ትኣምን ማለት'ድዩ። እዚ ኹሉ ዝተሰደደ መንእሰይ ብሰንኪ ወያኔ ዝገበርዎ ጎስጐስ'ዩ ኢልኩም ዲኹም ተኣምኑ፡ ዘገርምዩ።
@brktiabraha2643
@brktiabraha2643 Жыл бұрын
Yes Yes yes yes 100%
@Massawa2002
@Massawa2002 Жыл бұрын
ብናተይ እምነት ወያኔ ሓደ ሚስጢራዊ ጉዳይ ብዛዕባ ኤርትራ ኣሎ : ግን ክዛረቡ ኣይደልዩን እዮም ;
@benjamink841
@benjamink841 Жыл бұрын
Gtachw hatwtw eyu zbl zelo, guday keleelu ygber mes Eritrea kezarbu aqmi yblomn nhna hager ena. Hager ka mes hager da ember mes keleel aytzrben eya
@dief.eriboy
@dief.eriboy Жыл бұрын
Ezi damo fulut edyu Bro netom abzi Europea zeleu metababi eu.
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 Жыл бұрын
Ezom kulom tesfa kikortsu nesayas ertrawian kulna werki kinsjlmo alena
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 Жыл бұрын
እቲ ናይ ዓባይ ትግራይ ሕልሞም ድ ኣ ኩሉ አርትራዊ መንቋሕቋሕታ ናይ ፖለቲካ ዘለዎ ክዕዘቦ ዝኽእል ነገር'ዩ'ዚ። ብወገነይ ከምኡ ምሕላሞም ጸገም ኣይርእዮን'የ ወላ ገጋ እንተኾነ። እቲ ጸገም ግን እቲ አርትራዊ ነዚ ዝኸይድ ዘሎ ብሃይማኖት ዓለት ኣውራጃ ወዘተን ዘተፋንን ሜላ ወይ ሽርሒ ከስተውዕለሉ ብዘይምኽኣሉ'ዩ። መፍትሕ ገዛኻ ጽቡቕ ገርካ ብዘይምሓዝካ ገዛኻ እንትተሰሪቑ ናትካ ጸገም ወይ ገጋ እዩ'ምበር ናይቲ ዝሰረቐ ኣይኮነን። አርትራዊ ውን እታ መፍትሕ ገዝኡ ሓድነቱ ስለዝኾነት ሓድነቱን ምክብባሩን እንተኣትሪሩ ዝኾነ ጸገም ክመጾ ኣይክእልን'ዩ።
@kibret1000
@kibret1000 Жыл бұрын
i couldn't say it better-- indeed this was and is their ultimate goal... Eritrean's must watch their back always.
@gideygeberekiros
@gideygeberekiros Жыл бұрын
እዙይ እዩ ዓብዪ ፀገምኩም ናይ ሓንቲ ሀገር ዲፕሎማሲያዊ ግንኙነት ክሓምቅን ክፅብቅን ናይ ባዕሉ ናይታ ሀገር አመራርሓ እምበር ናይ ጎረበት ሀገር ወይ ሳልሳይ ወገን አይኮነን እዩ ዝበሃል እንተኾይኑ ውን ከምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝገብሮ ዘሎ አብዘምልከቶ እና አተወ ብጦርነት ምሕሜየማስ እዩ።
@yemaneyohannes421
@yemaneyohannes421 Жыл бұрын
you are trying to cover what tplf did to eritrea in this 20 year
@1Nation9tribesER91-6zoba
@1Nation9tribesER91-6zoba Жыл бұрын
ምሳኻ ይሰማማ የ :: ወሪድዎም መሳኪ ብውጥን ምእራባውያ እበር ሓስብ ዘመንጪ ርእሲ የብሎሙን:: እዚ ሽፍታ ወያነ 49 ዓመት ኣብ ስልጣን መምበር ተኾይጡ ንክልል ትግራይ ኾነ ሓፈሻዊ ንኢትዮጵያ ካብ መግዛቲ ምዕራባውያን ምቊራን ሓሊፉ ዘምጾ ታሪኽ ለውጢ የለን:: ብተወሳኺ 3ይ ወለዶ ውግእ ከፊቱ 1.5 ሚሎን መንእሰይ ትግራይ አህሊቁ ዝተረፈ ኣካለስንኩላን ገይሩዎም ኣሎ:: ደሓን ናይ ጌታቸው ዘረባ ንህዝቦም መቀሸሺ ዝጥቀሙሉ ሜላ'ዩ:: ዝበሉ ንተበሉ ህዝባዊ ግንባር(ይካኣሎ) ሃገር ዘምጸአ; ዋርሳይ ሃገር ዘውሓሰ; 3ይ ወለዶ(መንደላይ) ንወያነ ዝቀበረ ዩ:: እቶም እኩባት ጠፊኢዎም ኣይኮነ ን እንታይ ደኣ ክሰምዕዎ ዝደሊዎ ዩ ጌታቸው ተዛሪብዎም:: ጌታቸው ነቶም ኡኩባት ክንገዝኣኩም ኢና ዩ ዝብሎም ነይሩ::
@justdoit-xw5rn
@justdoit-xw5rn Жыл бұрын
Ayti not ato
@betseni5547
@betseni5547 Жыл бұрын
ዓብዲ ኣነ ክርእየካ መምዘኒ ዝስእነልካ ተንታኒ ኢካ። ንስካ ትብዓት ሰለ ዝስኣንካ ኢንዲካ ብእግርካ ኣድሚጽካ። ሓቂ ተቀበል። ካልእ እታ ብዕድመ ዝናኣሰት ሃገር እያ። ካልእ ንሳቶም እንትስይ ተራ ኔሩዋም ? ከም ዝጥዕሞም ጌሮም።
@alemdebesya775
@alemdebesya775 Жыл бұрын
ኦቲ ቋንቋ ዲፕሎማሲያዊ ተጠቂምካ አቶ ጌታቸው ምባልካ አይጽላእን እስካ ምሳይ ኔርካ ትግራይ 98 ኩናት ንትግራይ ዝከፈተ እሰያስ። እስካ ለክባጥ ሐሳዊ ኢካ እሰያስ ዩ ኢትዮጵያውነት ዝአምን እምበር መሪሕነት ኢሂ ወደግ ነቲ ዝከፈሎ ዋጋ ህዝቢ ኤርትራ ተረዲኡ ንናጽነት ኤርትራ ዝአምን ውድብ ዩ። እስካ ትግራይ ክርስትና ስለ ትአምን ናይ ትግራይ ክርስትና ጽላአት እምበር ሃገራውነት ዝብሃል ትሕዝቶ የብልካን።
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 Жыл бұрын
ሓው ዓብዱ ን ኤርታር ህወሓት ድዮም ዝመርሓው ኔሮምን ዘለዉ ሕግን ቁዋምን ከይህሉን ፡እዞም ኩሎም ጋዜጠኛታትን ናይ መንግስትን ግንባርን ላዕለዎት ሰበስልጣናት ብዘይ ፍርድን ሃለውቶም ጠፊኡ ዘሎ? እዚ ኩሉ መንእሰይ ንስኻውን ምስኦም ወሲኽካ ብዕድመ ወያነ ወጺእና ዝዓይነቱ ምሳለ ንንህቢ ብትኪ ምምሳልካ ዝገርምዩ! ኣፈኛ ጉጅለ ኅደፍ ኰንካ ከምዚ ምዝራብካ እሞ ከኣ ኣካይዲ ዲኻ ዋና ጋዜጣ ሰቲት ዝገርም'ዩ ። ብቐዳምነት ብጾትካ ኣባላት ጋዜጣ ሰቲት ኣፈኛ ናቶም ኰንካ ሃለውቶም ክትሓትትን ክትዛረበሎምን ምተገብኣካ መጸበቕልካ ከኣ ።
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 Жыл бұрын
Ertra abzi deregia wedikato zela bsenki Iseyas iyu Nska ke Intay riuyteka?
@brktiabraha2643
@brktiabraha2643 Жыл бұрын
I proud you setot midea . I agree with you God job.
@embasoyrafenqil6575
@embasoyrafenqil6575 Жыл бұрын
ሕማም ጀበርቲ ።
@ahmedsaidmunir7970
@ahmedsaidmunir7970 Жыл бұрын
ጹቡቅ መልሲ ሂብካዮ ኣለኻ ዓብዳት ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ
@freweinitesfai6630
@freweinitesfai6630 Жыл бұрын
ስደት ድሕሪ ናጽነትኤርትራ ድዩ ተጀሚሩ?ንሕማቅ ዝሐሰብዎ ግን ንጽቡቅና ኮይኑ ስለዚ እስካ ዉን ሀገራዊ ኩን
@Eri-leew
@Eri-leew Жыл бұрын
ዕላምኦም ድኣ ሃገር ኮንኩም ዝረብሓኩምሉ የብልኩምን ሞ ምሳና ኩኑ አዩ ኣባሃህልኡ ደይ ፍሉት አዩ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Жыл бұрын
ሓቁ እንድዩ ሞ ንሱ ዝብል ዘሎ ሃገር ኮይና ከም ኤርትራ ክንከውን የብልናን በሃላይ ኢዩ :: እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ? እዚኣ ዶ አይኮነትን ኤርትራ : ከዛብ ነዚ ክትነግረና ኢልካ መጺእካ :: ንኤርትራ በጀካ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ካልእ ጸላኢ የብላን 3 Decades Later ( 1991-2023) Eritrea Has No Constitution No Elections No Independent Judiciary No Free Press No Legislature No Civil Rights No Parliament/Congress No Universities No Free Speech No Voting No Habeas Corpus No Economy No Political Parties Indefinite Military Slavery Over 400 Prisons Unlawful Imprisonment Human Rights Abuses Religious Persecution State Sponsored Execution One Mafia Regime One Ruthless Tyrant
@mulugere8879
@mulugere8879 Жыл бұрын
ክንክውን የብልናን ምባሉ ምርጭኡ እዩ ኣብ ምብታን እረትራውያን ግን ተሕስታቲ እዩ ምስ ውድቡ ,,ቕዳማይ እስያስ ክላኣይ ናይ ሕወሓት ተሓታትነት ኣብ ቦትኡ እዩ ኣብ ምጽናት እረትራውያን ድሕሪ እስያስ ተሓተቲ እዮም ተጋሩ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Жыл бұрын
@@mulugere8879 እሞ ነቲ ቀዳማይ ጸላኢኺ እሞ እወግዲ ዳሕራይ ድማ ነቲ ካልኣይ ትብልዮ ዘለኺ :: ንምኻኑ ተጋሩ ንጽንተት ኤርትራውያን መዓስ : ብኽመይን : ኣበይን ኢዮም ጽንተት ፈጢሮም : መልሲ እጽበይ ኣለኹ
@hadushgeremdhn349
@hadushgeremdhn349 Жыл бұрын
ሰቲት ከኣ ትብልዎ ረሳሓት ወያነ ድዩ ዓሳ ከንበልዕ ኣብ ጊዳዕ ኮይኑ ከልክልና ግን ከማኩም መናእስያት ከትፍሪ እዛ ሃገር መርገም እዩ ንሕና ጸላእና ህግደፍ ጥራይ እዩ መንእሰይ ከትዳናግር እዚኦም ባራዩ ህግደፍ እዮም
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 Жыл бұрын
ኣዚ ገታቾው ዝበሎ እቲ ባዕሎም ዝገበርዎ ህወሓት ዝሃነጽዎ እከይ ምስ እሰያስ ብመደብ ገይሮሞ እዩ ። ህወሓት ናይ እሰያስ ወዱብ እያ ።ህልሚ ህወሓት ኤርትራ ከም ሃገር ከይትቅጽል እዩ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ጸረ ህወሓት እምበር እሰያስ ደኣ ቀስ ብቀስ እዩ ክዳከም እዩ ዝደሊ ። ብመሰረቱ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ህወሓት እዩ ።
@mulugere8879
@mulugere8879 Жыл бұрын
ቕዳማይ ጸላኢና ብቕጥታ ኣብ ምጽናት እረትራዊ እስያስ እዩ ካልኣይ ሕወሓት እዩ በቲ ኾይኑ በቲ ኩሎም ተጋሩ እዮም ኣብ ምጽናትና ምብታና ተሓተቲ እዮም,,እቲ ጠንቒ ወደ ባት እረትራዊ ንቲ ስልጣን ስለ ዘይተረክቦ ናብዚ ጸገም ወዲቕና
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 56 МЛН
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 27 МЛН
Sudden assault near Kursk / Putin's statement
13:04
NEXTA Live
Рет қаралды 595 М.
Why This Country Was Erased From History
16:50
Johnny Harris
Рет қаралды 1,6 МЛН
Зурабишвили: "Мой мандат продолжается"
1:01
Euronews по-русски
Рет қаралды 2,8 М.
25 July 2023
9:27
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 31 М.