No video

Eritrea, ጉዕዞ ህይወት 3 መድረኻት፡ ካብ ጎዳጉዲ ሓለዋ-ሰውራ ዝደሓነት ነብሲ 2ይክ.

  Рет қаралды 13,032

Eri Man

Eri Man

Күн бұрын

#tefetawitalkshow #tigrignamusic #habeshatiktok #eritreacomedy #habesha #neshneshtv #eritrea #eritreanmovie #tigrignamusic

Пікірлер: 69
@Afowerkisenay431
@Afowerkisenay431 3 ай бұрын
Please keep going we learn a lot good job Ayana!
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 3 ай бұрын
ኣየ ወ " ንስኻ ገለ ትበልዖ ነገር ኣሊዩካ ! እምበር " እህ-ክንደይ እንዲዮም ደሃያ ኣትዮም ግዲ ፡ ንዓኻ ምንጋር እኳ ፡ ካልእ ከየምስል እምበር ፡ በል ንስኻ ኢኻ ፡ እንቋዕ ብሰላም ወጻእኻ እትበሃል 🙏
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 9 күн бұрын
Amazing story
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p 3 ай бұрын
አይትሐዘለይ እንበር እዛ መግለጺኻ አዝያ ጽብቅቲ ያ ከምዚ ጌራ ትገልጽ ተጋዳላይ የለን ሀዲማ ከላ ወላ አብወጻኢ ኮይና ትፈርሕ አይትገልጽን ያ እንተንስኻ ግን ኮፍ አቢልካያ ዝገርም ዩ እዚ ስዋ ዝከላአካዮ ዝማዓደካ ግን ሐቀኛ ዩ ዕድል ካ ግን ጽቡቅ ዩ እንበር ተዛሪብካ አይውዳእን ዩ
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 3 ай бұрын
Bihaki you er lucky
@user-rv8nq9ct5y
@user-rv8nq9ct5y 2 ай бұрын
Drama eyu zmesl wa
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 ай бұрын
አምላክ አወጽኡካ ታርኽ ትነግር አለኽ ቀጸሎ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 ай бұрын
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ኩዕሶ ካልሲ ኣቀባቓብ ተጻዊቱሉ 'ዩ። ምእንቲ ስልጣኑ ክብል ከም ዝጒየ ጎዩ እዩ። ከምቲ ዝበልካዮ ጠንቂ ውግእ ሓድሕድ መሪሕነት ህግሓኤ እዩ ኔሩ። ንኣብነት ጭርሖ ጴጥሮስ ሰሎሙን፡ "ምስ ጀብሃ ኣብ ልዕሊ ጣውላ ክንዛተ፡ ኣብ ትሕቲ ጣውላ ድማ ክንራጋሕ ኢና"! ይብል ኔሩ። ኣብ ውግእ ሓድሕድ ብ ኣጸዋውዓ ሕዳርብ ካብ ዝዝክሮም ገለ ቦታታት፡ ሩባ ዛራን ሩባ ዓንሰባ ዝድመረሉ ቦታ 'ሸርኢት' ይብሃል። ናብ ጎቦ ባኑና ኣንፈት ክትከይድ ከለኻ፡ ዴባ፡ ዒላ ከራር፡ ንየማን ዘሎ ጎቦታት ኣድሪካላ፡ ሩባ ህብየቭ፡ ሩባ ጓንቴቭ፡ ኣብ ከባቢ ባኑና ጎቦ ኮለምቦይ፡ ኤኮክ፡ ኤስቡስ፡ ሃራምሰዊት፡ ባርባና፡ ቲታይዳምር፡ ቶሊክ፡ መጓቴቭ፡ ተገይሎው፡ ብጸጋማይ ክንፊ ዘሎ ድማ፡ ገበይ ጻዕዳ፡ ባብቶኖ፡ ደብረ-ሰላም፡ ዓዳይት፡ ማካላታ፡ ኩር፡ ከርከበት፡ኮኮን፡ ሓሽሓሽ፡ ሓመላይት፡ ሆሚብ፡ ናብ ዶብ ሱዳን ክትከይድ ከለኻ ድማ፡ ኦልኤፍ፡ ምዕላብ፡ ገረዊት፡ ከዋብ፡ ሓሽሓሽ፡ ማማን ዝብሃል ኣስማት ይዝክር። ከምቲ ዝጠቐስካዮ እቲ ቅድሚ ሻድሻይ ወራር ናብ ከባቢ ሓመላይት፡ ከርከበት፡ ሆሚብ ከም ዳህሳስ ወፊሩ ዝነበረ ጸላኢ ነቲ ንኡስ ግምባር ወዲ ፍላንሳ ይመርሖ ኔሩ። ከምኡ'ውን ናይታ ዝእዝዛ ዝነበረ በርጌድ 58 በጦሎኒ ክልተ 'ውን ኣብቲ ትትርኾ ዘለኻ ዛንታ ንምዝኽኻር ዝኣክል ኔራ እያ። ኣብ ሻድሻይ ወራር ከባቢ ቲክሰ፡ ኩባንያ፡ ቮሊቦል ዓሪድና ኔርና። ብርጌድና ብፍላይ ከኣ በጦሎኒና ምሉእ-ብምሉእ ተደምሲሳ እያ። ከም ብሓድሽ ብቦጦሎኒ 75 ናይ በገ ትብሃል ዝነበረትን ከምኡውን ንግዚኡ ብናይ ተጋደልቲ ወያነ እያ ቆይማ ኔራ። ብ ኣጻብዕ ንቑጸር ድማ ብ ተደጋጋሚ መውጋእቲ ኣብ ሕክምና ዓራርብ መሓውርና ትራክሽን እናተስሓብና ኣሕሊፍናዮ!።
@mulugeta481
@mulugeta481 3 ай бұрын
Me lucky ዘይ ምግዳለይ
@mikeberhe8421
@mikeberhe8421 Ай бұрын
ከማኻ ድኣመሰሉ ደርሆ ማይ ድኣ ካብ መስረቱ ደይፈተንኩም ሕፈር
@kerenkeren7806
@kerenkeren7806 3 ай бұрын
በጃኩም መቀጸልታ ኣዬትደንጉዩና ! ኢዮብ ውጻእ መዓት እዝስ ተኣምራት ካብ እግዝኣብሄር ኢዩ : ! ካብ ምንጋጋ ኣዛብእ ምውጻእካ ዕድለኛ ኢካ : ግርህነትካ ትብዓትካን ብሓቂ ይገርም ኢዩ ሓለዋ ናይ ገርህታት ኩሉ ግዜ እግዛብሄር ኢዩ : እቋዕ ነዚ ታሪክ ከተዘንቱ ኣብቃዓካ ! Midia Eri Man ድማ በሓቂ ከምዚኦም ሰብ ቅያ ታሪክ እናኣምጻእኩም ታሪክ ክንፈልጥ ትገብሩና ስለዘሎኩም ካብ ልቢ ነመስግነኩም !
@efremyohannes4536
@efremyohannes4536 2 ай бұрын
OKbay Halibo iyu shimu
@eyobgojelabein1316
@eyobgojelabein1316 2 ай бұрын
ኩቡር ሓው የቀንየለይ ሓበሬታኻ ቅኑዕ እዩ ።
@eyobgojelabein1316
@eyobgojelabein1316 2 ай бұрын
ቡዙሓት ዘይዓገብኩም ኣለኹም በዚ ናተይ ቃል ብዝኾነ ኣነ ዝሓለፍክዎ ቶሞክሮ ኣዘንትየ ኣለኹ እቶም ብሓቂ ኣረምቲ ቡዙሕ የመስግነኩም ዑቅባይ ሓሊቦ ሙኻኑ እቲ እሱር ተጋዳላይ :: ብዛዕባ ፋጥና ጓል ሓጂ ሓሲኻ ዝበልካኒ :መምህር ፍቃዱ ሓጎስ እዩ ወዲ መስርዓ ዝነበረን ምስተወግኤት ቀዳማይ ረድኤት ዝገበረላን ኣብ ኣስመራ ቤት ጽሕፈት ህግደፍ ኣሎካ ንዕኡ ኬድካ ሕተቶ እወ ከምዝብለካ ርግጽኛ እየ
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 3 ай бұрын
Pls 3 kfal keltfka sededelna
@blablaborelentsho6563
@blablaborelentsho6563 2 ай бұрын
Please we are waiting the next one
@user-jm5ne8di3d
@user-jm5ne8di3d 2 ай бұрын
ጽብቅ ነርካ ግን ሓላፍነት ስለ ዘሃቡካ ኢካ ሃዲምካ አብ መወዳእታ ፣ ተስምዕ ምስክርነትካ ።
@GhirmayTesfamicael
@GhirmayTesfamicael 17 күн бұрын
ኩናት ሕድሕድ ዘይተካፈለ ምረት ቃልሲ ክፈልጥ ኣይክእልን ኢዩ
@GhirmayTesfamicael
@GhirmayTesfamicael 17 күн бұрын
ገድሊ ማለት ገደል ካብ ቃልሲ ምህዳም በደል ኢዩ ልክዕ ገሊጽካዮ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
😇😇😇
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍
@user-rv8nq9ct5y
@user-rv8nq9ct5y 2 ай бұрын
Kab wgi hdhd zkesebe hzbi Eritrea eyu Jebha nay mslmna hayli sheria ettelb ndeki tgrina trshn tesaki tsebab rsi slezneberet kttefi ygbea neru!!!!
@Haile-ym7qv
@Haile-ym7qv 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wedimuhur9822
@wedimuhur9822 20 күн бұрын
Nkndey amet tewagieikum soriy kunat hdhid
@eyobgojelabein1316
@eyobgojelabein1316 2 ай бұрын
Eri man ዋና ናይዚ KZbin ኩቡር ሓው ሓንቲ እውን ካብቲ በዳሂ ሕቶታት ናይ ሰማዕተይ ዝሃብክዎ መልሲን 4ይክፋል ጌርካ ናብ ህዝቢ እንተዘርጋሕካዮ ጽቡቅ ንብዙሓት ክሓትቱ ዝደልዩ መልሶም ብኸፍል ኣብኡ ክረኽብዎ ይኽእሉ ምስ ብዙሕ ሰላምታ::
@Eri-blue
@Eri-blue 2 ай бұрын
ሐራይ! 🙏🙏
@abrahamkiros367
@abrahamkiros367 Ай бұрын
ሰላም ኢዮብ ናይ ብሓቂ መሳጥን መሃርን ታሪኽ ኢኻ ነጊርካና እሞ መጀመርያ ክብሪ ናዓኻ። ቀጺለ እተን መጽሓፍቲ ናይ ዳኒኤል ተስፋይ ኣርእስተን ክትሕብረኒ ትኽእል እንተ ኮንካ ብትሕትና ይሓተካ ❤❤
@germennguse8536
@germennguse8536 3 ай бұрын
Adekaya edlena ember kabel harogot furzun dea weryu fuluyendiyu
@yakobleake618
@yakobleake618 25 күн бұрын
እስኻ ክኣ ኣብኡ ክትተርፍ ነይሩካ ካሓድን ሓሳውን ግን ቀልጢፉ ኣይመውትን ኢዩ ::
@yonasokubamichael9019
@yonasokubamichael9019 2 ай бұрын
pls ቀጽል
@kliensilva9240
@kliensilva9240 3 ай бұрын
ህወሓትን እንደ የኔታ የውግያን እና የትጥቅ ትግል ፓለቲካን ሀሁ ያስተማረውን ሻዕብያን እንዲህ አብጠርጥረህ እየተቸህ፡ የእሱን ፈለግ ተከትሎ መቀሌ ላይ እያገገመ ያለውን በአንድ ወቅት ሲንጋፖርን ሳይሆን አልባንያን ለመሆን አልሞ ትግራይ የተሸጎጠውን ግልገል ለምን አታብጠለጥልም?
@dawitmichaeldebushu7505
@dawitmichaeldebushu7505 2 ай бұрын
ክላ ፈስ ኣህያ
@SaSemairesearch
@SaSemairesearch 2 ай бұрын
ዑቕባይ ሓሊቦ ማለትካ ዩ
@efremyohannes4536
@efremyohannes4536 2 ай бұрын
Ab Mensura, WEdi Blilaay nere
@YosefTsehay
@YosefTsehay 25 күн бұрын
አዚ ፈገር ኢሳያስ ግን አዚ ኩሉ መስዋአቲ አናተከፍለ ኣብ ሶማልያ ኣለሙ አሪኢ ነይሩ ኣነ ኣብ ሶማል ከለኩ ብኣይነይ ዝሪኦ ዝነበርኩ ጉዳይ ኢዩ ፥የማነ ገ/ገርጊስ ከም ሎሚ ከይሃደ ከሎ ኣብ መጽሃፉ ኣስፊርዎ ኣሎ ፥
@2ge-sfi532
@2ge-sfi532 3 ай бұрын
05/24/2024 12:02 AM EDT Antony J. Blinken, Secretary of State On behalf of the United States of America, I congratulate the Eritrean people on the 33rd anniversary of their nation’s independence. Working together towards our shared goals of peace and stability in the Horn of Africa will open opportunities to strengthen the ties between our peoples. ezi wedhankum ,, hawkhum Efraim Beyin ,,, kab Gävle - Shweden..,
@sgrbietna374
@sgrbietna374 3 ай бұрын
ገርሂ ተጋዳላይ ሕብእቲ ምንባራ ምንም ኣምር ኣይነበረካን
@Light51178
@Light51178 3 ай бұрын
ዝተሰወአስ ሰብ ቀቲሉ? ርሑስ ዓድስ መሐሰዊ!!!
@user-ct9sn5te2i
@user-ct9sn5te2i 2 ай бұрын
Hasot gal haji kemu aytbln ya haki tezareb
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 2 ай бұрын
Tefelto telyuka zeytegeles hasot kab mebal.zeynefelto kenefelet
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 3 ай бұрын
ሓንቲ ሕቶ ዘይበርሃትለይ በረኸት ኸረንፎት ካልእ ከይከውን ትብሎ ዘለኻ ኣይፈለጥኩን ኣብ 78 ኮምሽነር ሓይሊ ምንባሩ ይዝክሮ እየ ምኽንያቱ ውጉእ ምሳይ ስለዝነበረ።ወይስ ካልእ እዩ?
@eyobgojelabein1316
@eyobgojelabein1316 3 ай бұрын
በረኸት ኮረንፈት ኣብ 1977 ኣዛዝ ሓይሊ ነይሩ ብምኽንያት የሚን ተኣሲሩ ኣብ 1979 ናብ ብርጌድ 23 ሳልሰይቲ ቦጦሎኒ ኣብ ሓይልና ሓይሊ31 ቀዳመይቲ ጋንታ ተመዲቡ ብሓደ ኔርና ኣብ 1981 ካብ ሩባ ምዖ ናብ ወትሃደራዊ ቤትጽሕፈት ብኡ ኣቢሉ ተኣሲሩ ቅድሚ 6ይ ወራር ሓይሊ መሪሑ ኣብ ሓልሓል ነይሩ ሕጂ ኣዛዝ ክፍለሰራዊት ነይሩ ብድሕሪኡ ተኣሲሩ ሰሚዔ
@donbosco3732
@donbosco3732 2 ай бұрын
ወዲ ፍርዙን መዓረይ ዳንጋ ላኻ ዘይተኣውየካ ኮይኑ እምበር መትኻ እንዲኻ ክብሃለሉ ከሎ ይዝከረኒ ኣብ ግንባር መረብ ሰቲት ከባቢ ዓዲ ጸጸር::😂
@Eri-blue
@Eri-blue 2 ай бұрын
ኮር 381? 🤣፡ ደሓር ክፍለ ሰራዊት 18 ሒዙ።
@donbosco3732
@donbosco3732 2 ай бұрын
@@Eri-blue እሱ ደሓር እዩ ::ኣብ መጀመርያ ወራር ወያነ ኣብ ኮር 161 መራሒ ብርጌደይ እዩ ነይሩ ኣብ 1998::
@user-rv8nq9ct5y
@user-rv8nq9ct5y 2 ай бұрын
Jebha tsebab rsi deki kebesa ela bdksom zreshenetom ntsuhat tegadelti ke nmntay zeytekeskayom amselunet eyu ezi
@DawitWeldemariam-ew8qx
@DawitWeldemariam-ew8qx 2 ай бұрын
እዚ ትብሎ ዘለካ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ኣይነበረን ተጋንን ኣለካ ብቅዓት ዘይብሎም ኣፋታትሓ ግርጭት ዘይፈልጡ ክነብሩ ከምዝክእሉ እፈልጥ ግን ምግናን ጽቡቅ ኣይኮነን ኣብ ልዕሊኦም ዘለዉ ሓለፍቲ ከሲስካ ዘይተራካክበሎም ሕጂ ግን ኔው በሎ መፍቶ ጸላእትና ኣይትግበሮ ብሰንኪ ውልቀ ሰባት ውድብ ኣይተክፍእ
@Eri-blue
@Eri-blue 2 ай бұрын
ታሪኽ ሕማቕ ይኹን ጽቡቕ ከምዘለዎ ኢዩ ክስነድ ዘለዎ፡ ነቲ ሕማቕ ንኸይድገም ትመሃረሉ፡ ነቲ ሰናይ ከኣ ትዕቅቦ።
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 2 ай бұрын
Emo baeleka zeytegelso kab coporta teshefinka kursi keybelaka teafer afletena meharena tarik gedli.
@YosefTsehay
@YosefTsehay 25 күн бұрын
ደም ምፍሳስ ኣህዋት ኣሪትራውያን ንረብሃ ሳዲስት ኢሰያስ? ይገርም ጉዳም ህዝቢ
@mitslalsolomon9300
@mitslalsolomon9300 2 ай бұрын
Wedi gogela ab mewedaeta 6 werar eta gedifkaya zhademka brien ditoro tzkra do? Bsenkka ztesewu bitsotka ke tizkrom do? Shiu bsenka halewa sewra atikaHiji Hasot kem tzareb gieratka. Kkkkk
@eyobgojelabein1316
@eyobgojelabein1316 2 ай бұрын
መን ሙኻንካ ገሚተካ ኣለኹ ንስኻ ሓንቲ በትሪ ሒዝካ ምስ ጉጅለ ስብሪት እንዳዘለልካ ኣስመራ ዝኣተኻ መኽደዲ ብዛዕባ እታ ዝነበርካያ ጀብሃ ተዛረብ ዘምህረት ሒዙካ ዝመጻእካ ግሩዝ መዛርብተይ ኣይኮንካን ይርዳእካ
@BranaGaym-zq5zt
@BranaGaym-zq5zt 2 ай бұрын
3ይ ክፋል
@Insider24840
@Insider24840 2 ай бұрын
መጽያ
@donbosco3732
@donbosco3732 2 ай бұрын
ሓረጎት ወዲ ፍርዙን ዋላ ኣብዚ ናይ ወያነ ወራር'ውን ብመርሸንቲ ዕሉል እዩ ነይሩ
@tecliaghirmai9915
@tecliaghirmai9915 2 ай бұрын
Entay evidence aleka Please I request you a single video as evidence ?????
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 3 ай бұрын
እዚ ዘሔዝን ታሪኽ ክብሪ ደቂ ሃገርን መሰል ውልቀሰብ ከይሓለኻ ዝመጽእ ነጻነት ትርጉም ቢስ እዩ። ኣብ ትርጉም ዘይብሉ ናይ ስልጣን ውድድር መንእሰያት ኤርትራ ዘህለቀ ውግኣት እንታይ ጠቅሙ ሕጂ ምልዓሉ
@MeazaSamuel-ut1pj
@MeazaSamuel-ut1pj 3 ай бұрын
ኣሰይ ጽቡቕ ገበሩኻ ኣንታ ስዲ ተጋዳላይ ኔረ ምባል መሕፈረካ። ጡፎእ
@hajimusa
@hajimusa 3 ай бұрын
Amenzra eki kelbi
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 3 ай бұрын
Meaza kelbi shermuta etom halfti ygbruki nerom ykuni kelbi gefhi
@sdetech4428
@sdetech4428 3 ай бұрын
Bal meaza idiyen natum gahabu
@MeazaSamuel-ut1pj
@MeazaSamuel-ut1pj 3 ай бұрын
@@hajimusa ጡፎእ ስንኩል ሐንጎል ሒዝኩም ንሰውራ ሕማም ድሕሪት ኮንኪሞ ነርኩም።
@MeazaSamuel-ut1pj
@MeazaSamuel-ut1pj 3 ай бұрын
@@Wedibahta3880 ጡፎእ ስንኩል ሐንጎል ሒዝኩም ንሰውራ ሕማም ድሕሪት ኮንኪሞ ነርኩም።
@eritreanfarmchannel2084
@eritreanfarmchannel2084 3 ай бұрын
Please don't say anything about Halwa sawra I was in it
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 3 ай бұрын
Entay deka maltka eu resha abotatna trshenom nerka tekwin wedi za shermuta
ስብርባር ናይ ዝፈረሰ መብጽዓ  “ሓቀኛ ዛንታ’’
31:29
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 34 М.
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 20 МЛН
а ты любишь париться?
00:41
KATYA KLON LIFE
Рет қаралды 3,4 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН
ብሂወት ፍረሂወት ተሓተትቲ Josias denden
27:02
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 116 М.
ኣብ ፍቕሪ ብምእታወይ ፡ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት 1ይ ክፋል
14:42
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 54 М.
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 20 МЛН