Пікірлер
@siembeyene2863
@siembeyene2863 2 сағат бұрын
Musie kun ata mezenay kab ab sidet yajemaa
@wedidenden
@wedidenden Күн бұрын
Don't tell us a feeble excuses and a nonsense fairly-tale. You all have your own incurable sickness, which will be rotten you in exile one by one. You're all selfish, repugnant, disgruntled, disgraceful, disgusting, opportunistic, regionalists, 5th columnists, trioators terrorists and matrcides. There won't be a place and space in Eritrea's political arena forever and ever. You're absolutely abhorrent in the eyes of the Eritrean people.
@DawitWeldemariam-ew8qx
@DawitWeldemariam-ew8qx Күн бұрын
ሰጥ ኢሎም ዝተማህሩ ኣብ ኤርትራ ዶካትር ብሮፌሴራት ዝበጽሑ ሰጥኢሎም ዝተማህሩ ዘይ ሃደሙ ከማኩም ኣለው ንመን ከተዳናግሩ ኢኩም ኣጀው ትብሉ ጠላማት ኣብ ትበጽሕዎ ስለዘይብልኩም ግን ብኣኩም ዝሻቀል ኤርትራዊ የለን ኣብ ፈይስቡክ ጥራይ እፈሩ
@salihomardin670
@salihomardin670 Күн бұрын
እቲ ቲብሉዎ ሀቂ እንተ ኮይኑ ህግር ሰጉምቲ ሚዉሳዱ አበይ እዪ ሃጥያቱ ።እድመን ጢእናን ኒ ሂግ ።
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Күн бұрын
በትሪ ሓቅስ ትሕቅቕ እምበር ኣይትስበርን። ንኹሉ ፡ ግዜ፡ ኣሎዎ፡ ህዝቢ እኮ ዘፈልጥን ዘይርድኦን፡ ኣኮነን፡ ነገር፡ ግን፡ ስኣን፡ ፍልጠትናን፡ ደቂ ገርሂ፡ ልባ፡ ኮይና፡ሓንቲ፡ ኢድ እኮ፡ ኣይተጣቕዕን፡ እያ፡ መን የማናይ ኢዱ ምስ ሓወሰ፡ ድኣ፡ እዩሞ፡ ሳኦል ክነግስ፡ዝኸኣለ ?፡ሳኦል ኣንጊስና ሕጂ ዋይዋይ እንተበልና፡ እንታይ ዋኣ ኣሎዎ፡ ኣብ ብሉይ ክዳን ዘሎ ሳኦል ምልስ ኢልኩም ኣንብብዊ። ኩልና፡ እንተብፍላጥ፡ እንተ ብዘይፍላጥ፡ እንተ ንጥቕሚ፡ ማለት ንሹመት ፡ ንህዝብና፡ ናብ፡ ሳኦል፡ ኣሕሊፍና ሂብናዮ ኢና፡ ንልዕሊ 60 ዓመት፡ ከኣ፡ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ ፡ ምስ ሳኦል፡ ኮይንና፡ ንኣምላኽ፡ ነቲ ፈጣሪና፡ እግዚኣብሄር ክሕድና፡ ነዚ፡ ኣብዚ ልዕሊ 60 ዓመት፡ ዝተወልደ ትውልዲ ሓዳስ፡ ኤርትራ ብዝብል ስም ኣጠሚቕና፡ ፍርሓት ኣምላኽ ካብ ውሽጡ ባሕጊግካ ኣውጺእካ ጨካን ትውልዲ ኣምላኹ ዘይፈርሕ፡ከሓዲ ትውልዲ ፈጢርና፡ ኣሎና። ስለዚ ኩሉ፡ ኤርትራዊ ሕጂ ኣብ ምርዳእ ይመጽ ኣሎ መስለኒ፡ ጽብቕ፡ ንዓ ኩልኻ ርእስኻ ፈቲሽካ ፡ናብ ንስሓ እቶ፡ እግዚኣብሄር ቸር መሓሪ እዩ።
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Күн бұрын
@aadam300
@aadam300 Күн бұрын
ብሪጋዴር ጀነራል ተኦመ ዕርገቱ ኣብ 1969 ኣብ ባልዋ ትሕቲ ልቢ ትግራይ ኢዩ ተቀቲሉ መራሒ ናይቶም ዝቀንጸልዎ ምናልባት ስዉእ ጅግና ገብሪሂወት ወዲ ሕምብርቲ ይኹን ደኣምበር ኣብ ተሓኤ እከለ ንእከለ ቀቲሉ ተባሂሉ ኣይንገርን'ዩ ስለዚ ሰብ ምእንቲ ከይደናገር።
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Күн бұрын
ብጀካ ስርቂ ጀሪካል ዕንጨይቲ ታይ ጀነራል ክትብለሎም ዐመፅቲ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Күн бұрын
ሕሉፋት ህዝቢ ኢኹም ብላሽ ትርጉም አይነበሮን ሳሕል ከድና ተዋጋእና መጥፊኢኹም ኮይኑ ትርጉም አይነበሮን ሀውቲትኩም መሳኪን እቲ ፀላኢና ደርጊ ትብልዎ ዘይኮነ ቐቲሉኩም ባዕሎም የሕዋትና ትብልዎም እዮም ብጭካነ ቐቲሎምኹም አረሜናት
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Күн бұрын
ጉድ ሻዕብያ ጌና ክወፅእ አለዎ ጌና ደም ኑፁሀን ልቦና ዘለዎ የድሊ አሎ አብቲ ሀገር ብደም ዝተጨማለቐ ባርባራዊ ስርዐት በኪሎሞ እዚ ህዝቢ ሰብ ደም አራዊት ዐሌት
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
ወዲ ኣፎም ጂግና
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
ስጋብ ሕጂ ባባ ኣብራሃም ናይ ዓበ ናይ ሳልሕ ሳበ ናይ ስዒድ ሳልሕ ዝዛረብ ስጋብ ሕጂ ይዛረብ ኣሎ? ናይ ጀብሃ ትዛረብ ስለ ዘለካ ደስ ኣይበሎምን ንሶም ብዛዕባ ድሩዕ ዝዛረብ እዮም ዝፈትው ካብ መስመር ኣይትውጽኡ ባባ ኣብራሃም😂😂😂😂
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
ኣውራጃውያን ክትዛረቡ ኢኹም ድማ ትፈትው? ከሕትተካ እዩ እዚ ትብሎ ዘለካ ሓሶት
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
ዓወት ናይ ቢንያም ግርማይ ርኢኩሞ'ዶ? ህዝቢ ኤርትራ ርኢኩሞ'ዶ? ጉጅለ ዕንክሊል 😂😂😂
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
ኣታ ፈላጥ ሰብ ድዩ ተሳኢኑ ሕቶታት ዝምልስ? ካበይ ኣምጺኩሞ ነዚ ሓሳዊ ሰብኣይ?
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
እዋይ ሓሶት ንዱሩዕ ንኢሰያስ ዘይትጉጽጽዎ ኢለዮ ዝብል ዘሎ'ስ ክንደይ'ከ ይሕሱ😅😅😅
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
እዚ ይፈልጥ እየ ኢሉ ሕቶታት ሰብ ዝምልስ ዘሎ፥ ፈጺሙ ፍልጠት የብሉ ገለ የብሉ፥ ሰብ ሲኢንካ ዲካ? ንቁሕ ካድር ተሳኢኑ?
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 Күн бұрын
ወዲ ለንቃጢት ክክክክክክክክ
@davidamaha578
@davidamaha578 Күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሐቅነት እንተለኩም ስለምንታይ ገጽኩም ቀሊዕኹም ዘይትዛረቡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AmanEzgi
@AmanEzgi Күн бұрын
Siebentey trey😂😂😂
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
6 ምልዮን ኤርትራውያን ኢሰያስ ኢና
@girmaiberhe299
@girmaiberhe299 Күн бұрын
Are you sick brother ? You only represent yourself. If you need help ' go to Adi halo for some traditional treatment ( may chelot.wised.).With people like you , I don't see the light at the end of the tunnel. We are in deep trouble. If we continue to follow your God (Isais ),the existence of Eritrea as a Nation will be in question. May God save us from ignorant person like you .
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
እቲ ብድሕሪት ጌርካዮ ዘለካ ጽርግያ ጅግና ወዲ ኣፎርቂ ዝሰረሖ ምካኑ ኣይፈለጥካን ዲካ ሓሱስ 😂😂😂😂
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ንኩሉ መድያታት እዩ ዝሰምዖ ኣብ ኤርትራ ንቁሕ ህዝቢ ስለ ዝኮነ ብማዕዶ ፎእ ኢልኩም😂😂😂😂😂
@merhawisyoum6899
@merhawisyoum6899 Күн бұрын
😂😂😂😂😂 ጉጅለ ዕንኪሊል
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Күн бұрын
ንተጋዳላይ ሻዕቢያ ፡ አርትራዶ ክትፈርስ ወይስ ሻዕቢያ እንተልካዮ ፡ አርትራ ትፍረስ ዝብል ቆለ ኢዩ ዘለዎ ፡
@teklitberhane6136
@teklitberhane6136 Күн бұрын
Ajeujeu eu ezi😮
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Күн бұрын
ባይቶ ኣርትራ ዋህዮታት ሻዕቢያ ዝነበሩ ፡ዓው ኢልካ ናይ ምዝራብ ተመኩሮ ዘየማዕበሉ ፡ ካብቲ ሰረት ድሞክራሲ ዘይብሉ ውድብ ዝተወልዱ ፡ ብዛዕባ ጉጂለ 15 ክጣበቑ ትብዓት ክህልዎም ኣይክእልንዩ ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Күн бұрын
አዞም ንለውጢ ተበጊሶም ዘለዉ አርትራውያን ፡ ኣብ ክንዲ ደገፍን ምኽርን ፡ ምእራምን ፡ እጃሞም ምብርካት ፡ ብማዕዶ ኮይኖም ፡ ክወራዘዩ ፡ ከናሽዉ ፡ ክዕንቅፉ ፡ ብ ኢሳያስ ተውዲቦም ፡ ንርእሶም ኣብ እንዳማቶም ሃገር ኮይኖም ዝገብርዎ ዘለዉ ፡ ኣብ ልብኹም ተመሊስኩም ነታ ናይ ኢሳያስ ናይ ድግምቲ ከኒና ክትተፍእዋ እምሕጸነኩም !
@user-cl1xt8jo4g
@user-cl1xt8jo4g Күн бұрын
Ab berekatat eritrea zfesese.dem.nxuhat yqre zeybahalo eyu kula t eytti tmesl bwshta gn meret ygelbet .ketewxo.zeyti.deli.mstir alowa
@mustofasuleiman7663
@mustofasuleiman7663 Күн бұрын
Bzaeba history tizareb tokenka home work axafifka mixae ayfelitin eye gele enabelka diletka kitzareb qubul aykonen.
@user-cl1xt8jo4g
@user-cl1xt8jo4g Күн бұрын
Nay 1973.tbl Aleka ab 'zi dhri naxnet ztegebre.kunt.ms weyane ab 2y 3y.werar ab more.setit kor 161.b.philipos..zmrah ahadu buzuhat men eseyat hagerawi agolgulot .and tegadelti but ezaz Philips tereshnom eyom âne zneberkuwo ahadu kor.161.1y kfle serawit 3y.brged 1y.botoloni azazi Boteloni gebremedhn(gère) kech.hrmi.wey gère snayper.malet Yu adu deqemhare hamasen bebi gezau 5 sebt.tereshinom 4.agolgulot 1 merahi hayli tegadelay 5tiom.ab.hanti Boteloni ztereshnu.eyom.gze.tray.yfelale.etom.thtiau.zneberu azezti.ykawemuwo slezneberu.ember gère BLK e bzuhat nxuhat mehleqe Neru mknyatu.kab mhdam. Zeykone koblilkum tebahilu eyom zrshnu.nerom
@markhsamuel8982
@markhsamuel8982 Күн бұрын
እሞ ወዲ ሊቀስ መሽኳት ጀነራል'ዩ ማለትካ ድዩ ኣንታ ካልእ ቁምነገር ወይ ህርመት ልቢ ናይ ህዝቢ ዘይትርድኡሉ
@user-cl1xt8jo4g
@user-cl1xt8jo4g Күн бұрын
Wedi like nay ahaduna azazi EYU Neru jigna.eyu.nzmerho ahadu 'wn Lewah b serawit .dma.futuw azazi EYU .bhafesha kulom azezti kunat.shaebya ab hagerawnet wfuyat merahti eyom neger gn njgnnetom NM eqabn.nfthi dow.aybelun n neseyas kmktuwo aykealun
@tesfomkidane202
@tesfomkidane202 Күн бұрын
ወይ ዓዘፍ ዘፍ ቁሩብ እባ ህድግለነ ግበሩ ። ገድሊኮዩ ዝካየድ ነይሩ። ክምቲ ዝተገብረ እኮዩ ተገይሩ ኣብ ውጽኢት ተበጺሑ ። እንታይ ዝበለ ሃለው ለው እዩ። መእሰርን መፍትሕን ዘይብሉ ኣበስቀደስ።
@tesfomkidane202
@tesfomkidane202 Күн бұрын
ወይ ዓዘፍ ዘፍ ቁሩብ እባ ህድግለነ ግበሩ ። ገድሊኮዩ ዝካየድ ነይሩ። ክምቲ ዝተገብረ እኮዩ ተገይሩ ኣብ ውጽኢት ተበጺሑ ። እንታይ ዝበለ ሃለው ለው እዩ። መእሰርን መፍትሕን ዘይብሉ ኣበስቀደስ።
@tesfomkidane202
@tesfomkidane202 Күн бұрын
ኦባማ እንታይ ክመርሕ ኢኻ ርኢኻዮ ንቃዛፊ ስለ ዘጥፍኧ ኣመርካ ከም ኦባማ ዝኸፍእን ዝሓልከሰን ኣጋጢምዎም ኣይፈ ጥን ።
@weldeabmerke5154
@weldeabmerke5154 2 күн бұрын
ሱቅ በል ፈሽኳል ተዛሪብካ ዉን አይትኽእሎ በዚ ዘረባ ዶሮሆ ዉን ክትሸይጥ አይምኸአልካን ድሁል
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 2 күн бұрын
FERAHAT IKUM BI 1993 TSIBUK ATELTILKUMO NEYRUM.. GHIN AFRISKUMA TEGHEMTILA KEA NABAKUM METSIA
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 2 күн бұрын
GHEDLY TSELIIKA INTE HADIKAYOM KEN BEAK G/ABRIHALEY YIKETLUKA YIBEHAL
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 2 күн бұрын
GHEDIMAT TEGADELTY TEBALHILKUM AB KIDMIT KINDY TIZAREBUN TIFITSIMU BI DIHRIT IKUM YIZAREBU
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 2 күн бұрын
BIKEMEY IYU ISAYAS AB SEWRA TESELIFU KEBIKII.. NI KULUKUM ABIKUM NIISHTOKUM TEKLILU HIZIKUM
@adhanombeyene81
@adhanombeyene81 2 күн бұрын
Kulkum serekti hagern hzbin remiskum,axnitkum
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 2 күн бұрын
መን ይዛረብ እቲ፡ ናይ ብሓቂ ንእግዚኣብሄር ዝፈርሕ፡ ንሓቂ ጠጠው ዝብል፡ ድሕሪ ሞት ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎኮ፡ ኣንቱም ሰባት፡ ኣንቱም ሓዊ ትዛረቡ ብዘይምፍራሕ እስኪ ውጹ ተዛረቡ፡ ኣጆኹም፡ ንምንታይ ግን ነቲ ሓቂ ክዛረብ ዝኢ ሰብ ትዓዝውዎ፡ ኣሎኹም። ኣብዚ መድረኽ ከም ዝሪኦ ዘሎኹ፡ እንዳቦይ ስቕ በል ኢኹም መስለኒ ተቖዛጺርኩሞ ዘሎኹም፡ ንሕና እንተ፡ ዘይፈለጥናኩም፡ እግዚኣብሄር ግን ይሪኤኩም ኣሎ። እግዚኣብሄር ኩሉ ዝፍልጥ፡ ኩሉ ዝሪኢ፡ ኣብ ኩሉ ዝርከብ ዓብይ ኣምላኽ እዩ። ኣንቲ መሪርት እስኪ ኣድ ኣውጺእኪ ተዛረቢ። ኣንታ ሕነ ፈዳይ እግዚኣብሄር ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቕረ በለሎም። በጃኹም ንእግዚኣብሄር ንፍራሓዮ።
@SamuelGhebreyohannes-x6n
@SamuelGhebreyohannes-x6n 2 күн бұрын
Rest in peace
@SamuelGhebreyohannes-x6n
@SamuelGhebreyohannes-x6n 2 күн бұрын
Rip
@michaelabatregh3768
@michaelabatregh3768 2 күн бұрын
ሜጀር ጀነራል ተሾመ እርገቱ ልክዕ ኢኻ ገብሪሂወት ሕምብርቲዪ ቀቲልዎም ግን አብ ባሉዋ ትብሃል ዓዲ ብሕዳር 1970 ኢዪ :: ስለዚ ንስኻ አብ ሜዳ ማዓስ ኢኻ አቲኻ አብኡ ነይረ ትብል ዘለኻ
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 2 күн бұрын
YEMANE BARYAKO WEDIA WO AYU HADE. HAE. GIZIYE KINAT MEXEWE SELAM AYU
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 2 күн бұрын
ኤርትራዉያን ገና ጅግና ኣይተወልደን ኢሰያስ። ንዕላምኡ ብጀክኡ ካልእ ሰብኣይ የለን
@TA-iy2pf
@TA-iy2pf 2 күн бұрын
ሓሳዊ
@Zemen80
@Zemen80 2 күн бұрын
እዚ ኣብ ስእሊ ዘሎ ሰሎሙን ወልደማርያም እዩ
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 2 күн бұрын
ኢሳያሰ ብጀካ ብብረት ግንባሩ እምበር ብዘረባ ወይ ህድማን ሰደትን ተሰዲድካኸ ከምቲ ዝሐሰቡዎ ከምዘይኮነ ነብሰቅትለት ይፍጽሙ አብ ዓድኻ ንኢሳያሰ ፈጊምካ ታሪኽ ምገደፉ ዓዋተ ንበይኑ ንቃልሲ በሽሐት ሰዒቡ ንናጽነት አምጺኦማ ኢሳያሰ ገረብብሐኸላ ካብ ሃይለሰላሰ ነቲ ሰዉራ አብ ውሸጥና አትዩ ሐንቲ መዓልቲ አብ ኩናት ዉዒሉ አይፈልጥን ንጀጋኑ ዓወት መሪሑ ዘምጸኤ በቶም ሕቡአት ሰልፉ የቅትሎም አብነት ወዲ ዓፋ ወዲ ሃይለ ወዲ ፍላንሳ በርሄ ጻዕዳ አሸሐት ካልኦትውን ሕጂ ኸአ ንዕጠቅ ሐንቲ ኳሕ እንተላ ግልብጥ ምበሉ