Eritrea music Abraham Afewerki - Ni'i/ንዒ Official Audio Video

  Рет қаралды 1,908,155

Abraham Afewerki Music Channel

Abraham Afewerki Music Channel

Күн бұрын

Пікірлер: 457
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
......ከካፍለኪ ሓሳበይ....... ~~~~~~~~~~~~~~ 👉ከካፍልኪ ሓሳበይ ዕቁር ፍቅሪ ኣሎ ኣብ ልበይ ተቀበልኒ 👉ኣብ መጻኢኪ ኣሚነ ከቅስነኪ ኢለ ፈቲነ ኣይኮነለይን 👉ካብ ንብር ዝያዳ ትሓስቢ ወትሩ ዓቅልኪ ተጽብቢ ስለምንታይ??? 👉ከመይ ጌረ ክገልጸኪ ጽን ኢልኪ እንተ ዘይሰሚዕክኒ 👉ከመይ ጌረ ክውህደኪ መጺኺ እንተ ዘይረኪብክኒ ~~~~~~~~~~~~~ ከይጣራጠር ከይ ጋገ ኣሰር ሃቢ ምከርኒ ከምዚ ኢለ'ሞ ኣይካኣልኩን ኣነ እሞ እንታይ ይሕሸኒ ~~~~~~~~~~~~ ሰብ ብዝብሎ ኣይትገደሲ ሓቂ ሒዝኪ ጥራይ ገስግሲ ምሳኪ ኣለኹ: ~~~~~~~~~~~~~ ኣብ ውሕጅ ኮንካ ምጽላብ ኣብ ደንደስ ኮንካ ምዕዛብ ይፋላለ እዩ ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር ደቂ ሰብ ኢና ነፍቅር ኣይትጨክኒ💕 👉ትፈልጢ"ዶ ከም ዘይድቅስ: ባኣኪ ሓሳብ እንተ ጀሚረ 👉ትኣምኒ'ዶ ከም ትወግሕ: ብዘይ ሃለዋትኪ እንተ ሓዲረ ~~~~~~~~~~~ 👉ክሳብ ማዓስ እየ ክጽበ ኣጉል ኣጉል ገዲፍክኒ እዚ ኩሉ ስቃይ እዚ ኩሉ ትጽብት ኮንቱ ኣይኮነን"ባ በልኒ 👉ንዝመጽእ ጥራይ ክትርኢ እንድ"ዩ ዝጅምር መጻኢ ንዒ ንጀምሮ ~~~~~~~~~~ 👉ቀሪብ ዘይ ምለስ ሕቶ ኳሕኪሕካ ዘይ ክፈት ማዕጾ ኣይክህሉን እዩ: ኣብ ጉዑዞ 👫ሓደ ጸኒዕና እንተ ደኪምኪ እንተ ጺዕርና ንመን ኢልዎ ~~~~~~~~~~ ፍጽም ደኪመ ኣይትበሊ ንሂወት ክሕምቃ ብዓቅሊ ከይጣራጠር ከይ ጋገ ኣሰር ሃቢ ምከርኒ: ~~~~~~~~~~ ከምዚ ኢለ ግን ኣይክእሎን'የ ኣነ እሞ እንታይ ይሕሸይኒ እዚ ኩሉ ስቃይ: እዚ ኩሉ ትጽቢት: ከንቱ ኣይኮነን እባ በልኒ:💗💯 #like
@dongolatemalaeatawedi7291
@dongolatemalaeatawedi7291 5 жыл бұрын
Samsom Samsom thank you zearkey
@rozitsegaye3802
@rozitsegaye3802 5 жыл бұрын
Tnx
@norgebray9805
@norgebray9805 5 жыл бұрын
Gobez
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@dongolatemalaeatawedi7291 well kbretey
@simreth3954
@simreth3954 5 жыл бұрын
Thanks bro ኣብ ውሽጥካ ኣትዩ ገለ ስምዒትን ተዘክሮን ይመጸካ እሞ በቃ ሕሉፍካ ዘኪርካ ንብዕት ተውሕዝ thanks more.
@nosignal320
@nosignal320 5 жыл бұрын
ኣብዛ ደርፊ ዘይሕከኽ ትዝታ ኔሩኒ ኣለንን ክነብር'ዩ ውን፡ እቲ ምንታይ'ሲ እታ ከም ቐታሊትን ምሓሪትን ዘምለኽኩዋ ጓል ሄዋን፡ ልመናይ ከም ሉስሉስ ሙዚቃ ኣብ ተስተማቕረሉ ዝነበረት ሄዋን፡ ኣብዛ ደርፊ በጺሓ ክትሰግራ ኣይክኣለትን ጽሒፈ ምስ ሃብክዋ ልበይ የዕሪፋቶ፡ ኩላትና ተዘክሮታት ኣለና እሞ የሕዋት ነስተማቕራ።
@meksonmewael8517
@meksonmewael8517 Жыл бұрын
Yes❤❤
@ussieA
@ussieA Жыл бұрын
kemey elu ke khkek
@mahazhaz980
@mahazhaz980 Жыл бұрын
Kemzi natka xihife ms habkwa gn ayseletenin 🎉🎉 kulatna enkua hade aykona
@merhawitestifanos7845
@merhawitestifanos7845 11 ай бұрын
2:23 2:24 2:25
@ermiastishanes3680
@ermiastishanes3680 10 ай бұрын
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@mumu-ll7oz
@mumu-ll7oz 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ ስለ ድፈትወካ ድየ ደኣ ቀዳማይ ድጽሕፍ ደለኹ ን'ኣብርሸይ ድፈቱ እስከ ኣሸይፉኒ ፍትወትኩም king abrishey
@samibeyene4398
@samibeyene4398 5 жыл бұрын
King of z king abrhimo
@ft-rn8sh
@ft-rn8sh 5 жыл бұрын
My king ❤
@WEDI-MAYTSELMAT
@WEDI-MAYTSELMAT 3 жыл бұрын
Qq
@alsajoker7515
@alsajoker7515 Жыл бұрын
Habibi kuu ah
@timeforchange1202
@timeforchange1202 5 жыл бұрын
እንከፍቅር ብዜማካ.. እንክጥለም ዜማካ.. ተስፉ ክቆርጽ ዜማካ.. እንክናፍቅ ዜማክስ.. ኣብ ኩሉ ሂውተይ ዜማካ.. ኣብርሽየይ እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንካ.. ወትሩ ኣብ ልብና ኢካ... ቀሪብና ኢና ፍልልይና ኣጽቢብና.. ንፍቅሪ ዘሚርና.. ኣብ ሓደ ተጠሚርና.. ኤሪትሪና ክንክሕሳ.. One love eri.... ...respect.... Kulo gize alka msna....
@ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ
@ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ 4 жыл бұрын
It's right
@Elilta694
@Elilta694 3 жыл бұрын
Nmntay Mo Ttelm 😭
@timeforchange1202
@timeforchange1202 3 жыл бұрын
@@Elilta694 kkk እንድዒ'ታይ ፈሊጠ
@gw4841
@gw4841 2 жыл бұрын
በሐቂ ኩሉ ገሊጽካዩ ናልበይ ወዲ ሐላል መረት ኣሪይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🌹💖🌹❤️🌹🌹🌹🌹😀😀💖💖🌹🌹
@HabenMehari-f2y
@HabenMehari-f2y 8 ай бұрын
Yess ኣብርሸይ ኩሉ ነግረይ ሓላልፍጥረት ❤❤❤
@zarazari5017
@zarazari5017 5 жыл бұрын
''ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር ደቂ ሰብ ኢና ነፍቅር ፡ ኣይንጨኻኸን ደኪ ኤረ ኩልና ። ''
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
እዛ ጥቕሲ ኩሉ ግዜ ኣብ ሂወትካ ትጥቀመላ ሜላ እንተ ተጠቂምካ ንዝተጋገየ ተጋጊኻ ን ኣብ ሐቂ ደሎ ሰብ ሓቕኻ እንዳ በልካ እንተ ተጓዒዝካ ወትሩ ዑዉትን ተፈታዊን ክትኸዉን ኢኻ ኣብርሽ ዋዛ ኣይ ኮነን ኣስተዊዒሉ ኢዩ ወቂጡዋ።
@zarazari5017
@zarazari5017 5 жыл бұрын
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ ብርግጽ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
@@zarazari5017 100% ።✔
@Elilta694
@Elilta694 3 жыл бұрын
@@zarazari5017 Yeah Ygerim u bhaqi 😢
@ኣስመራሽኾር
@ኣስመራሽኾር 3 жыл бұрын
❤🇪🇷🙏❤🇪🇷🙏❤🇪🇷🙏
@werku_Amare
@werku_Amare Жыл бұрын
ጎይታዋኒ"ትፈልጢ ዶ ከም ዘይድቅስ ባኣኪ ሓሳብ እንተ ጀሚረ " እስኻ ኸ ሙዚቃኻ እናሰመዕና ከም ዘይናደቅሰካስ ትፈልጥ ዶ ትኾን 🥺💔
@DanielTesfamariam-eq1zr
@DanielTesfamariam-eq1zr 4 ай бұрын
ናይ ኣብረሃም ኣብ ፋርማሲ ተዝሽየጥ ኤሩ ዝሓምምም ሰብ ኣይምተረሕበን ኔሩ advil ናይ ርአሲ አዪ ደርፍኻ The best musci abraham ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alekobini7357
@alekobini7357 5 жыл бұрын
ናይ ኣብርሃም ኣብ ፋርማሲ ተዝሽየጥ ኔሩ ዝሓምምም ሰብ ኣይምተረክበን ኔሩ advil ናይ ርአሲ አዩ አካ ደርፉ ፈውሲ ርአሲ ዝደሊ like ረጊጹ ይሕለፍ
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
Off course abriham is panadol medicine
@esisiweldabe5728
@esisiweldabe5728 2 жыл бұрын
Yes really brothers
@NatnaielTeklemariam
@NatnaielTeklemariam Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣይምተረክበን ዝሓምም ፈውሲ እዩ❤️❤️❤️❤️
@ermiashagos9483
@ermiashagos9483 2 ай бұрын
I love this song! Eri people love you all!
@ወዲሃይላትገደለ
@ወዲሃይላትገደለ 5 жыл бұрын
ዓሕሕሕሕ ከየስተማቀርኩካ ባ ዓዲ ቀይርካ መምህረይይይይይይ💔
@Lofty_boy_58
@Lofty_boy_58 4 ай бұрын
ኣብርሸይ ፈውሲ ልቢ
@teddyteddy5709
@teddyteddy5709 5 жыл бұрын
Etia kab lbey zfetwan zestemakran Song nay abrishi,,, I love Abrhimo, 💕❤️💓 🎶🎼💯👌✌️🇪🇷
@KebuBinyam
@KebuBinyam Жыл бұрын
AB hiwetey semei zeyxegba music 🎶 tezkrotat aleni 😢😢😢😢 abrishey king of kings 🤴❤❤❤
@rbl.6917
@rbl.6917 5 жыл бұрын
(1)ሰብ ብዝብሎ ኣይትገደሲ ሓቂ ሒዝኪ ጥራሕ ገስግሲ ምሳኺ ለኹ (2)ኣብ ውሑጅ ኮንካ ምጅላብ ኣብ ደንደስ ኮንካ ምዕዛብ ይፈላለ ዩ (3)ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር ደቁ ሰብ ኢና ነፍቅር ኣይትጨክኒ ።
@gw4841
@gw4841 2 жыл бұрын
ከመብርሃሞ ሃገራዊ የብዝሐልና አብ ገነት ይቀበሎ አሞላክ 💖💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💖♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝😀
@berbereasli6180
@berbereasli6180 8 ай бұрын
ከመይ ከምዝናፈቅናካ ተትፈልጥሲ ምተመልስካና መምህረይ 😢😢😢
@sabahagos808
@sabahagos808 5 жыл бұрын
"ኣብ መጻኢና ኣሚነ ከቕስነኪ ኢለ ፈቲነ ኣይኮነለይ" ባጽዕ 1996 ሃው ኣቢሉኒ!! ኣብርሃም ኣይሞትካን። ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና
@daniwedieri741
@daniwedieri741 2 жыл бұрын
Ane ka 1996 tewelide neay keman tezekiro geratiley ab gzye gubznay
@ሕልናስቆሪራያ
@ሕልናስቆሪራያ 5 жыл бұрын
Thanks sister ኣብረሃም ኩሉ ኢኻ ነዓይ ተስፋ ምንባር ሓልዮት ሕልና እምነት በዓቦኡ ኸኣ ፍቅሪ ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር ደቅሰብ ኢና ነፍቅር
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
-------ይገርም እወ -------- ክመይ ዘይ ይገርም ናይዛ ዓለም ኩሉ ገሪምና ኣብራሃም ወሲዳ ክንደይ ገፈጥ መፈጥ ገድፋትልና ------ሓዊ ንሓዊ ክባላዕ -------- ------ክዘላለፍ ክጻረፍ ---------- ----ዘእብካዮ ከልቢ ክንክሰካ ------ #ጓና #ክሓለልካ እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ብፍላይ ንሕና ሰብ ንኽትሕግዝ ሰብ ሙኻን እኩል እዩ እሞ ንሕና ከ ቁሩብ እባ ከም ሰብ ንሕሰብ ኦከ ዘርባይ ምዕጸዊ ክገብረሉ ደቂ ሃገረይ ክብረተይ 🙏ሓው ዝኽበረ ይከብር🥰 🌹ፍቅሪ ካብ ገዛኻ እያ ትብገስ ዝዘራእካዮ ኢኻ ትዓጽድ እሞ ክብረት ኣብ ሰብ ይሃልኻ ሰብ ከኽብረካ ---ጸርፊ ኣወጊድካ ሓሳብካ ምሃብ----- ----ሓወይ ሓፍተይ እንበር ኣታ ኣቲ ❌️------ እቲ ንዓኻ ክወርደካ ዘይ ትደልዮ ንሰብ ኣይ ተመነዮ ወዘተ...... ኢሰያስ ግዚኡ ኣኺሉ ክኸይድ ዩ እዚ ከይገደፍናዩ ፍታሕ ከነምጽእ ምሕሳብ ዕሽነት ኢዩ! ሃገር ምህናጽ ህንጻታት ጽርግያታት ምህናጽ ኣይኮነን ዝከባበር ሕብረተ ሰብ ምህናጽ ኢዩ።
@kibromtekleab4257
@kibromtekleab4257 5 жыл бұрын
Kindey lebamen muhurun fah kibel kolo eyu zehimeka besenki serat nay behaki tesfa aleka zarkey kexelo
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
@@kibromtekleab4257 ትሕሾ ክቡር ሓወይ
@afu876
@afu876 5 жыл бұрын
wiz Fugra wow 😮 I proud of you bro 🌸
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ 5 жыл бұрын
@@wizfugra2920 komeu gber emo seb ksebeka eyu
@ዳንኤልኩራቴ
@ዳንኤልኩራቴ 5 жыл бұрын
: :
@barnabasmussie6089
@barnabasmussie6089 Жыл бұрын
ካብ ንቡር ንላዕሊ ትሓስቢ 😮😢 Best of all time 🙌 ❤️
@mickymedea6963
@mickymedea6963 5 жыл бұрын
ስንቂ ኣአምሮ ምካኑ ቃላት ኣብረሃም አባ ተረድኣልና ! ኣይተርሑቑልና ደኣ ፕሊስ።
@natnaelteklu2639
@natnaelteklu2639 5 жыл бұрын
እዉይ እታ ናይ ሊበይ ደርፊ ♥:'( ፍሉይ ተዘኪሮ ኣለኒ።
@ephiti3647
@ephiti3647 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ!ስምዕምታተይ ብክብን ለጠቅን ሕብሪ ሑሉፍ ዝኽርታት ይሰናጠቅ ኣሎ።
@filieri9056
@filieri9056 5 жыл бұрын
Abrhimo memhr Hiwet we love you and we missed you as well bro 🇪🇷 one love The best Eritrean singer ever king 🤴
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon Жыл бұрын
ከመይ ጌረ ክገልጸልኪ ጽን ኢልኪ እንተ ዘይስሚዕክኒ ካብተን ደስ ዝብላኒ ሓረግ ኣብሪሽ ❤❤❤
@timeforchange1202
@timeforchange1202 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ ናተይ ንኩሉ ገሊጽካ ፍቅሪ,ሓቦ,ተስፉ,ምንዬት,ኮታስ ኩሉ so ወትሩ ኣብ ልብና ኣለካ ...respect...
@hvgb9899
@hvgb9899 5 жыл бұрын
እዋይ ደርፍታት ኣብራሂሞ ጸሚኡኒ ኔሩ።ደሓን እቶ ዘውረድካዮ ሰብ።
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 жыл бұрын
Abraham shikor hiji enkae aytria Eritrea 😢😢😢❤️❤️I
@eriboy8597
@eriboy8597 5 жыл бұрын
ሰብ ሑሱም አልና ነማርር ደቂ ሰባት ኢና ግን ነፍቅር!
@meleyabrham4525
@meleyabrham4525 2 жыл бұрын
ፍጹም ደኺመ ኣይትበሊ ንሂወት ነሕምቃ ብ'ዓቕሊ ከይጠራጠር ከይጋገ… ኣሰር ሃቢ ምኸርኒ ከምዚ'ለ ግን ኣይከኣልኩን… ኣነ'ሞ እንታይ ይሕሸኒ ዚ'ኩሉ ስቓይ ዚ ኩሉ ትጽቢት… ከንቱ ኣይኮነን'ባ በልኒ🎶🎵🎶💛💝Shewitey💛
@aderajewguesh2076
@aderajewguesh2076 Жыл бұрын
Abrsh mengste semay yewarska zeteasni neger gin bhiwet koleha ab medrek zeymrkabey u ember maeltawi keysemahuha aywueln ayhadrin ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MM-yi4dg
@MM-yi4dg 5 жыл бұрын
Zero dislike... Menfeska zehedes.. Hemameka zefewes Medhanit nay kulu zekone derfetat Abraham ❤️
@alexandermulugeta4807
@alexandermulugeta4807 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ ንጉስ ሙዚቃ። መገልጺ ኣልቦ ወትሩ ኣብ ልብና።
@LidyaSium-cr5bz
@LidyaSium-cr5bz Жыл бұрын
መምህር ጥበብ ኣይሞትካን❤❤❤❤❤❤❤❤
@desaleokbastion2013
@desaleokbastion2013 5 жыл бұрын
Nebrish tifetwu 👍 habuley
@wedibaba143
@wedibaba143 5 жыл бұрын
ኣሰይ ኣብርሸይ ናተይ የቀንየልና የሕዋት ብልቢ እንዳ ኣመስገና ኢና .
@fkrieyumengedey2123
@fkrieyumengedey2123 2 жыл бұрын
abrish natey memhir hiwet king❤️👑🇪🇷
@rutaaraya5666
@rutaaraya5666 5 жыл бұрын
መንግስተ ሰማያት ይዋርስካ አብርሀመይ
@filmontesfay9703
@filmontesfay9703 5 жыл бұрын
❤️Maestro And Teacher Abraham Afewerki!🎶 ❤️So Loving,Talented, ❤️🎶Man Of Loving Music! ,Messageful,Positive and Wise Legend!🎶 “Good Art Never Dies!”
@galeasmaraeri2200
@galeasmaraeri2200 2 жыл бұрын
Zeyemno derfi abe demey ateyu eyu serawerey zenekesakes❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zeriubrhane1631
@zeriubrhane1631 3 жыл бұрын
ኣብርሃም ይዓኾ ኣቦ ፍቅርን ሓቦን❤።
@eritreanbeautifulcountry3228
@eritreanbeautifulcountry3228 5 жыл бұрын
The best singer abrihmo shikorrr,zfetwa zestemakran derfi kekafleki hasabey ekur fkri alo ab lbey tekebelni,fkri husum nay edka da aytsan ember .
@asmirgalnegash332
@asmirgalnegash332 4 жыл бұрын
በጃኻ ፍቅሪ ገጽካ ምለሰሉ ሓውና ይራገም ኣሎ
@diegefahrlichengangesterba8896
@diegefahrlichengangesterba8896 4 жыл бұрын
Seb tefini leli berur werki men eyu tebelka abraham afwerki 😭😭
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 жыл бұрын
*ኣብ ዓለም ክልተ ስነጥበበኛታት ኣለዉ እቲ ሓደ ኣብራሃም እቲ ካላኣይ ኩሎም!* *ከካፍለኪሓሳበይ*!!! ~~~~~~~~~~~ ከካፍለኪ ሓሳበይ ዕቑር ፍቕሪ ኣሎ ኣብ ልበይ፡ ተቐበልኒ! ኣብ መጻኢኺ ኣሚነ ከቕስነኪ'ለ ወጢነ፡ ኣይኮነለይን! ካብ ንቡር ዝያዳ ትሓስቢ ወትሩ ዓቕልኺ ተጽብቢ፡ ስለምንታይ ግን! ከመይ ገረ ክገልጸልኪ፡ ጽን ኢልኪ እንተ ዘይሰሚዕክኒ ከመይ ገረ ክውህደኪ፡ መጺኺ እንተ ዘይረኺብክኒ እጠራጠር ከይጋገ፡ ኣሰር ሃቢ ምኸርኒ ከምዚ'ለ ግን ኣይከኣልኩን፡ ኣነ'ሞ እንታይ ይሕሸኒ!? ሰብ ብዝብሎ ኣይትገደሲ፡ ሓቒ ሒዝኪ ጥራይ ገስግሲ፡ ምሳኺ ኣለኹ! ኣብ ውሕጅ ኮንካ ምጅላብ ኣብ ደንደስ ኮንካ ምዕዛብ፡ ይፈላለ'ዩ! ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር ደቒ ሰብ ኢና ነፍቕር፡ ኣይትጨክኒ! ትፈልጢ'ዶ!? ከም ዘይድቕስ ብኣኺ ሓሳብ እንተ ጀሚረ ትኣምኒ'ዶ!? ከም ትወግሕ ብዘይ ሃለዋትኪ እንተ ሓዲረ ክሳብ መዓስ'የ ክጽበ ኣጎላጉል ገዲፍክኒ እዚ ኩሉ ስቓይ እዚ ኩሉ ትጽቢት ኮንቱ ኣይኮነን'ባ በልኒ፡ ንዝመጽእ ጥራይ ትርእይ ሕጂ እንድዩ ዝጅምር መጻኢ፡ ንዒ ንጀምሮ! ቀሪብካ ዘይምለስ ሕቶ ካሕኲሕኳ ዘይክፈት ማዕጾ፡ ኣይክህሉን እዩ! ኣብ ግዕዞ ኣብ ሓደ ጸኒዕና እንተ ነቒልኪ እንተ ጽዒርና፡ ንመን ኢልዎ! ፍጹም ደኺመ ኣይትበሊ ንህይወት ነሕምቓ ብዓቕሊ እጠራጠር ከይጋገ፡ ኣሰር ሃቢ ምኸርኒ ከምዚ'ለ ግን ኣይክእሎን'የ፡ ኣነ'ሞ እንታይ ይሕሸኒ!? እዚ ኩሉ ስቓይ እዚ ኩሉ ትጽቢት ኮንቱ ኣይኮነን'ባ በልኒ፡፡
@erilove6277
@erilove6277 4 жыл бұрын
Thanks bro
@asmirgalnegash332
@asmirgalnegash332 4 жыл бұрын
እዝጊ ኣፍለየካ ኩቡር
@ermiastesfom3241
@ermiastesfom3241 Жыл бұрын
Very good thank you my brother
@ኣዜባኣዲሱ
@ኣዜባኣዲሱ 3 жыл бұрын
ኣቢተይ መምህር ሂወተይ ዓለም ከዳዕ
@majorgirmay165
@majorgirmay165 5 жыл бұрын
ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር ደቂ ሰባት ኢና ነፍቅር ኣይትጭክኒ
@filmonmokonen341
@filmonmokonen341 2 жыл бұрын
😭😭😭😭 kulu geze abi libena aleka abraham 😭😭😭😭tiumat derfika da semiena nestenten alena
@mamaafrica7517
@mamaafrica7517 5 жыл бұрын
I love you Abraham 😍🙏🙏🙏😍😍 likee aske nti lewaha
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 жыл бұрын
ፐው እታ ዝፈትዋ ደርፊ
@abielashebr4963
@abielashebr4963 2 жыл бұрын
Abrshey trgta lbi king of king music 🤴🏼🤴🏼🤴🏼🦁🦁🦁👑☑ 💞💞💞💞💞💞
@estifanosredae1912
@estifanosredae1912 5 жыл бұрын
Abrham kulu gize ab lbi ❤ Eritrawi. Thank you for post to KZbin brother
@kidanefetsoem
@kidanefetsoem 5 жыл бұрын
መድሃኒት ልበይ ኣብራሃመይ 😍😍🇪🇷❤️❤️✌️✌️
@maraya5990
@maraya5990 5 жыл бұрын
Our best and legand artist Abraham afewerki we love u ♡u are always in our heart♡👍👍🙏
@zarehaile3150
@zarehaile3150 5 жыл бұрын
መን ኣብራሃም ኣፈወርቂ!!! የቐንየልና ስለ እቲ እንፈትዎ ደርፊ ከነስተማቅር ዝገበርካ። ንዓኩም የቀንየልና ስለ እቲ ዝዘርጋሕኩምላና እሞ ሰናይ ናይ እንጆይ ታይም ብሮዘርስ!
@mikimikifani5435
@mikimikifani5435 4 жыл бұрын
ትምስጠኒ ናይ ኣብርሽ ካብ ኩለን አዚኣ ትምርቲ ኢያ ናዓይ
@Bielulbielu488
@Bielulbielu488 5 жыл бұрын
Kekafleki hasabey Abrshi wetru AB libna
@asmarafanuseritrea7518
@asmarafanuseritrea7518 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ንብረት ህዝቢ ኤርትራ፡ 🖤🖤🖤
@robelmosazghilebasiholytri7429
@robelmosazghilebasiholytri7429 Жыл бұрын
Abraham afwerki the Great.
@SoSo-bg5mf
@SoSo-bg5mf 5 жыл бұрын
💘💘💘 ናይ ኣብረሃመይ ክሰምዕ ከለኩ ልክዕ ከም ኩናት ናብ ልበይ ዝወገኣኒ ዩ ዝስመዓኒ ከካፍለኪ ሓሳበይ ኩሉ ግዜ ሰብ ከካፍለካ ከሎ ሓሳቡ ዝኮኑ ይኩን ጽን ኢልካ ክትሰምዕ ጥራይ ኣለካ ነዓካ ኣሚኑ ሓሳቡ ዘካፈለካ ሰብ ኣይ ተግደዓዮ በቲንስካ ተኣምነሉ ጉዳይ ከኣ ተማክሮ
@semharasmelash3614
@semharasmelash3614 5 жыл бұрын
Abraham nateka music kesame kulu geza eya zenabe naka gena nebate aykonene kale yegbaka kulu geza Abe lebye alka abi natye love
@yednekfikru5902
@yednekfikru5902 5 жыл бұрын
my favorite song ...i have no idea what it is about .....but i love it and Abrish is a real singer ....wwe love u ur fans from Ethiopia!!!
@SemereTesfamichael-fr8ez
@SemereTesfamichael-fr8ez 9 ай бұрын
Thans but he is no't Ethiopian he is eritrean bro i have respect for u❤
@abrahamferede5900
@abrahamferede5900 4 жыл бұрын
ETA zfetwa lbey tmsteni❤️❤️❤️❤️
@leleybineywintatesfay6391
@leleybineywintatesfay6391 4 жыл бұрын
ምልኣት ልቢ ኢኻ ኣብ ገነቱ የንብርካ እግዛቤሄር
@OneDay291
@OneDay291 2 жыл бұрын
"ኣብ ባሕሪ ኮንካ ምጅላብ ኣብ ደንደስ ኮንካ ምዕዛብ ይፈላለ'ዩ".......100%👌🥺
@yonijunior5192
@yonijunior5192 5 жыл бұрын
our best and Legend artist #Abraham #Afewerki we love u are always in heart ❤❤❤✍
@abrahamtsegay4557
@abrahamtsegay4557 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣፍወርቂ Jeg har ikke noe ord for å forklare deg, du er den beste person for meg, Jeg elsker deg for alltid og evig av hele mitt hjerte
@ermiastesfom3241
@ermiastesfom3241 Жыл бұрын
Eway alem godolo Abraham Memhr fqrie seb husum elna nemarir deqi sebat Ena nefqir
@yonasgebremikaeil4093
@yonasgebremikaeil4093 5 жыл бұрын
Wele Come memhr fqri abrish
@samiasli1124
@samiasli1124 5 жыл бұрын
Who miss Abraham aforki
@okbaybereket4966
@okbaybereket4966 5 жыл бұрын
N hiwet zgelx enko hade abraham u thanks abraham for ever aymotkan nebari ika ab libina like aytewhiduley adnekty abreham
@selamhagos7316
@selamhagos7316 4 жыл бұрын
Kemey gere kegelxelki Xen ilki tezey semikni...ah l love you abrhamey 💞💞💞💞💞💞💞💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@yam8039
@yam8039 5 жыл бұрын
the greatest eritrean singer of all timeeeeeeeeeeee 🇪🇷🔥😍
@FreweyniTessema
@FreweyniTessema Жыл бұрын
Abitey memhr fkr 🎉
@HaderaGebremariam-i7p
@HaderaGebremariam-i7p 9 ай бұрын
i always listen to this lovely music .i dont know if there is another tigrigna music .i am from tigray.although there is closed mindness in both sides ,i love you eritreans. አመራርጻ ቃላት ናይ አብርሽ ናይ ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ዪገብሮ
@rohonzuri6526
@rohonzuri6526 4 жыл бұрын
This is a soul song, expresses the pure emotion from the soul that can't be expressed by words. But Abrham Afereki can. ❤❤💕💕
@yomamen3686
@yomamen3686 Жыл бұрын
definitely
@freweyniokbay9043
@freweyniokbay9043 4 жыл бұрын
Abrsh mekseb alem ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@cheella6840
@cheella6840 5 жыл бұрын
Meley eba sededulna bejakum ❤❤❤
@rimkidane9254
@rimkidane9254 5 жыл бұрын
King of Music ABRAHAM AFWERKI 🇪🇷👑🇪🇷...
@michaelhabte6068
@michaelhabte6068 5 жыл бұрын
✋❤🖐🇪🇷❤ memher hiwet nay wedii seb yeak ba
@subscribe3082
@subscribe3082 5 жыл бұрын
Kab msgana halife zbleka yebleyn👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fithigebretinsae6000
@fithigebretinsae6000 4 жыл бұрын
ደርፊ ናይ ኣብራሃም ምኽሪ!!! ደርፊ፡ናይ ሎሚ ወትሩ ሞይተልኪ ሓሚመልኪ ፡፡ ኣብራሃም እኮ ኩሉ ደርፍታቱ ሓሌዮት፡ ፍቅሪ ፡ ተስፋ ፡ ሓቦ፡ ሪህራሄ ፡ ግልጽነት ፡ ንህዝቡ ሃናጺ ፡ ዝኮነ እዩ ደርፍታቱ ኮታስ ኩሉ ነገር እዩ !!!!!
@awatedanieal4589
@awatedanieal4589 2 ай бұрын
Enjera ezigi belea ezi hawey haki tezaribiki
@teamebini5544
@teamebini5544 5 жыл бұрын
abraham he didn't die. he just crossed the finish line before us. and now he is waiting for us to finish it too. Legend never die
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 Жыл бұрын
Abraham is irreplaceable 😢sadly and unfortunately ❤
@fevenyemane8631
@fevenyemane8631 Жыл бұрын
መምህርይ🥺🖤🤴🎧
@afu876
@afu876 5 жыл бұрын
Abreshy king 🤴 🌹🌸🌺
@meronato4885
@meronato4885 3 жыл бұрын
Abrishey memher Feqri
@fkririmnahani6242
@fkririmnahani6242 5 жыл бұрын
ፍቅረይ ነበር ያ ተዘክረኒ አዛ ደርፊ ከምዚ ሎሚ ከይ ኮነ single ክትሕክመኒ ኣብርሸይ my hero Thanks ስለ ዝሰደድኩምልና
@HF-it3yk
@HF-it3yk 4 ай бұрын
Deki seb eina nefkr❤❤❤❤❤❤❤
@gereberaki2636
@gereberaki2636 5 жыл бұрын
Zmexe tray trei hji endyu zjmr mexaei n'ii njemro
@פניאל-ח7ב
@פניאל-ח7ב Жыл бұрын
ኣብርሽ ይዓኽ ንጉስ ስነጥበብ
@asmeromandemichael391
@asmeromandemichael391 4 жыл бұрын
Ahhhh eway abrihmo ezi derftatla memnaw senyo kexelelni dalyu kulu gize ab lebna aleka abo kulu
@samuelkidane4405
@samuelkidane4405 5 жыл бұрын
I Love so much abrishi kulu derftataka elbi seb ztnkf eu 😍😍😍
@SamrayTech
@SamrayTech 5 жыл бұрын
ኣነ ውን ከካፍለኩም ሓሳበይ መጀመርያ ርግኣት ሓፍትና ኣዝየ’የ ዘመስግነኪ ተነቢቡ ዘይተወድአ ምቁር መጽሓፍ ናይ ንሮ: ኣቦ ስነጥበብ 👑 legend ኣብርሃም 👑 ውልዱ ብሕጋዉን፡ ፍትሓውን ክትዝርግሕልና ዝኸኣልኪ፡፡🙏 ብዙሕ ኢና ጸሚእናዮ ጸኒሕና ከም’ቲ ጸባ🥛ኩሉ ማዕድን ናይ ኣካላት ዘለዎ 🎼 ደርፍታታት🎸king👑ኣብርሃም ክኣ ኩሉ ዓይነት ማዕድን ናይ ንሮ እዩ ዘለዎ :: ኣብ ሂወት ኤርትራዊን ኣፍቀርቱን ውን ብዙሕ ታራ’ዩ ዘለዎም Thank you for sharing!🙏 👉 ሓሳበይ፦ ኣብ ቀጻሊ ክኣ ምስ ግጥሙ (with lyric) እንተትገብርልና ዝያዳ ምመቀረልና😍🎼 Thank U Again🙏 ኣነ ካብቶም ደርፊ ናይ king ኣብርሃም ክውላዕ ክርኢ ከሎ ዝሕጎስ ሓደ እየ👌 I’m one of the top fans of 👑king legend 🎸🇪🇷Abrham Afewerqi 🇪🇷🎸
@asresweldish3307
@asresweldish3307 5 жыл бұрын
🙏🙏🙏 thanks for sharing this lovely music
@hager.16
@hager.16 3 жыл бұрын
Atom nay Abraham tzrguhu srhulu aba ezi chanel
@rozitsegaye3802
@rozitsegaye3802 4 жыл бұрын
I normally don't listen to zefen ,but all of his songs are like mezmure to me. It's all about love respect & peace .
@hannaasmerom8506
@hannaasmerom8506 Жыл бұрын
Biniam 99
@bereketandetsion2715
@bereketandetsion2715 5 жыл бұрын
Abitey memhirey kulu gezye ab Libey my king forever ❤❤🥀👈
@sirakhawihenok2443
@sirakhawihenok2443 5 жыл бұрын
Dmxi nfetwo semanaaaa 👂👂👏👏❤❤🙏
@samjc9814
@samjc9814 5 жыл бұрын
Dhri kndey rekibeya eza derfi. Thank you so much 🙏🙏🙏🙏
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
ኣብርሽ❤ ኣቦ ፍቅሪ
@tmniteynsa4722
@tmniteynsa4722 5 жыл бұрын
ኣድቂቕኩመን እቲ ስእሊ ኣብራሃም
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 12 МЛН
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
СКОЛЬКО ПАЛЬЦЕВ ТУТ?
00:16
Masomka
Рет қаралды 3,5 МЛН
快乐总是短暂的!😂 #搞笑夫妻 #爱美食爱生活 #搞笑达人
00:14
朱大帅and依美姐
Рет қаралды 13 МЛН
Wegahta
6:47
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 158 М.
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Mnbar/ምንባር Official Audio Video
7:20
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 9 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerk - Msai/ምሳይ  Official Audio Video
6:27
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 2,2 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki -   Aygodelen/ኣይጎደለን Official Audio Video
5:54
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 2,7 МЛН
The Legend Amleset Abai - Non Stop |Greatest Hits|
28:02
The Great Eritrea
Рет қаралды 65 М.
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Shikor/ሽኮር  Official Audio Video
7:08
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 1,8 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Abela/ኣቤላ  Official Audio Video
7:07
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 7 МЛН
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН