Eritrea music Abraham Afewerki - Semai/ሰማይ Official Audio Video

  Рет қаралды 7,390,379

Abraham Afewerki Music Channel

Abraham Afewerki Music Channel

Күн бұрын

Eritrea music Abraham Afewerki - Semai/ሰማይ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
Find us on facebook: / aamusicc
/ abraham.afewerki.9484

Пікірлер: 1 500
@awettewelde2783
@awettewelde2783 3 жыл бұрын
ነዚ ደርፊ ክሰምዕ ከሎ ስ'ከ ነብሱ ተዘዝ ዝብሎ ኣብዚ like ይግበር መግለጺ እኮ ሲኢነሉ R.I.P. LEGEND ABRAHAM AFEWERKI
@mehawihagos7860
@mehawihagos7860 Жыл бұрын
ንነብዕ ካኣ ኣለና ንስለ ፍቅሪ
@nawnaw569
@nawnaw569 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@fyoritsehayefifi7102
@fyoritsehayefifi7102 Жыл бұрын
ኣነ😢😢😢
@medhanieaim
@medhanieaim Жыл бұрын
Memories 2006
@Bahtaokubay
@Bahtaokubay Жыл бұрын
Ja man broer
@AkliluHailemariam
@AkliluHailemariam 7 ай бұрын
ሰማይ ኩሉ ሓላፋይ ኢለ ገሚተ፣ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልስስ መናብርተይ ናይቀደመይ ንግዚኡ እኩኣ ተሓየለኒ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር አይስዕረንን ፀገመይ ናብራ ከቢድኒ እናኣማረርኩ ጥዕና ዘይብሎም ምስ ረኣኹ ኣጸናኒዓያ ንነብሰይ ኣረጋጊኤዮ መንፈሰይ ለካ ወሃቢ እምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ ጥዕና ኣይኽልኣኒ ምስ ተስፋ ትምረር እምበር ሂወት ከሰንፋ ከምኡ ሙኻነይ ኣሚነ ዝሓዝኩዎ ሒዘ ኣመስጊነ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ ዘመስግን እዩ ዕጉስ፣ ዝዕገስ እዩ ሓያል ዘዋህልል`እዩ ለባም ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ ሃብታም ክበሃል ሰሚዔ፣ እንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ ግን ተሳማሚኤ ድሓን ክሓልፍ እዩ እንዳበሉኒ እኩኣ ብዓይነይ ሪኤ ኣቤት እምበር ክንደይ ድዩ ሓሊፉ ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ፣ ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝኾነለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ ኩሉ ሓላፋይ ኢለ ገሚተ፣ ኪኖ ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ ይጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ ይጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ ንግዚኡ እኩኣ እንተሓየለኒ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ እወ ሙኻን ሕስብ እንተኣበልኩዎ ስፍሓት እዩ ውን ከምዝተረዳእክዎ ነቲ ፅቡቕ ዝበለጸ ኣለዎ፣ ነቲ ሕማቕ ዝበኣሰ ኣለዎ፣ ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ ኣለዎ፣ ነቲ ሕሰም ዝመረረ ኣለዎ ጭፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ፣ ከለልዮ ዋላ እንተፈቲነ ኣበይ ከይክሎ ኣነ ሰብ ዝኣነ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፈገግታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝምሰለለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ ዓለም ከም ባሕሪ`ያ ከምዝብሃል ዘይክእል ንኸይጥሕል፣ ሓቢርናንዶ ፀገምና ነቃልል ክንባልሓት ዝያዳ ክንጋደል፣ ስለቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ፣ ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ ሂወት ከነማሕሽ ክንላዘብ ተስፋ`እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝምሰለለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝምሰለለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ`እዩ ዓቕለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይዕገትን`እየ ሰማይ`እዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይጽንቀቕን እዩ ሓይለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይሕለልን ሰማይ`እዩ ደረተይ ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ እዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ’እዩ እዩ ዓቕለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይዕገትን’እየ ሰማይ`እዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይጽንቀቕን’ እዩ ሓይለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይሕለልን ሰማይ እዩ ደረተይ ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ እዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ’እዩ እዩ ዓቕለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይሕለልን`እየ ሰማይ እዩ ደረተይ ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ`ዩ ደረተይ.
@TheSuperZufan
@TheSuperZufan 2 ай бұрын
Thank you for this. This is my favorite song. I appreciate this more than you know.
@alazarmengiste3419
@alazarmengiste3419 Ай бұрын
Nice
@kidaneteklesenbet5306
@kidaneteklesenbet5306 5 жыл бұрын
ኣነ ኣባል 20 ዙር ፍሽክታ ኣመለይ ኣብ 1ይ ክፍለሰራዊት 3ይ ብርጌድ 2ይ ቦጦሎኒ ዝነበርኩ ፍሉይ ዝክርን ፍቅርን'ዩ ዘለኒ ኣብ ኣብርሃም ንዓይ ኩሉ ነገር'ዩ ብፍጽም ካብ ልበይን ሓሳበይን ኣይክወጽእን'ዩ:: ኣብርሃም ተዝነብር እዛ ሃገረይ ኣብ ከምዚ ዘላቶ ብልሽው ፖሎቲካ ኣይምወደቀትን:::: ንኩላትና መፋቀረናን መሳነየናን መካባበረናን ነይሩ ዝብል እምነት ኣለኒ:: ከምዚ ከማይ ኣሎኩም ዶ? 👍like gberu
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 5 жыл бұрын
Kidane Teklesenbet ewe hakika yeah.
@yonasasmelash3510
@yonasasmelash3510 5 жыл бұрын
ንኽትፋቐር ኣብረሃም ኮነ ካልእ ኣየድሌካን እዩ። ፍቕሪ ህያብ ኣምላኽ እዩ ኣብዘለኻዮ ምስ ኩሉ ተተሳኒኻ እኹል እዩ።
@kidaneteklesenbet5306
@kidaneteklesenbet5306 5 жыл бұрын
Yonas Asmelash እዚ እሞ ትስሕቶ ኣይመሰለንን ነይሩ ማለተይ ምስ ኣምላኽ ኣየዋዳድሮን'እየ ኩላትና ፍጡራት ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ እና: ንሱ ስለ ዝፈጠረና:: ኣነ ዝበልኩ ኣብ ፖሎቲካ'የ ከፋቅረና ምክኣለ ዝብል እምነት ኣለኒ: በቲ ሓያል ጥበቡ ንዝተጋገየ ምኣረመ ነይሩ::
@ሕልናስቆሪራያ
@ሕልናስቆሪራያ 5 жыл бұрын
@@kidaneteklesenbet5306 ናይ በሓቂ እንጀራ እዝጊ ብላዕ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@kidaneteklesenbet5306 ናይ ብሓቂ ክቡር ሓው 'ኮሊፎሞ እንዶ እሞ ድሓን ግን ሕጂ ንፋቀር ጥራይ ንሕና
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልሲ'ስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ ንግዚኡ'ኳ እንተሓየለኒ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ተስፋ'ዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ናብራ ከቢዱኒ እንዳማረርኩ ጥዕና ዘይብሉ ምስ ረኣኹ ኣጸናኒዐያ ንነብሰይ ኣረጋጊአዮ መንፈሰይ ለካ ወሃቢ እምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ ጥዕና ኣይትኽልኣኒ ምስ ተስፋ እምረር እምበር ህይወት ከሰንፋ ሙኻነይ እነኹ ኣሚነ ዝሓዝክዎ ሒዘስ ኣመስጊነ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ዘመስግን'ዩ ዕጉስ ዝዕገስ'ዩ ሓያል ዘዋህልል'ዩ ለባም ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ'ዩ ሃብታም ክበሃል ሰሚዐ እንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ ግን ተሰማሚዐ ድሓን ክሓልፍ'ዩ እንዳበሉኒ እኳ ብዓይነይ ርእየ ኣቤት እወ ክንደይ ድዩ ሓሊፉ ተስፋ'ዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም እሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝኾነለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ ኪኖ ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልሲ'ስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ ንግዚኡ'ኳ እንተሓየለኒ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ እወ ሙኻን ሕስብ ተበልክዎ ስፍሓት ህይወት ከም ዝተረዳእክዎ ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸ 'ለዎ ነቲ ሕማቕ ዝበኣሰ 'ለዎ ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ 'ለዎ ነቲ ሕሰም ዝመረረ 'ለዎ ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ ከለልዮ ወላ እንተፈቲነ ኣበይ ከይክእሎ ኣነ ሰብ 'ዚ ኣነ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፈገግታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝምሰለለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ዓለም ከም ባሕሪ'ያ ከም ዝበሃል ክሕምብስ ዘይክእል ንኸይጥሕል ሓቢርና'ዶ ጸገምና ነቃልል ክንበላሓት ዝያዳ ክንጋደል ስለ'ቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ ህይወት ከነማሓይሽ ክንላዘብ ተስፋ'ዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝምሰለለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይሕለልልን ሰማይ'ዩ ደረተይ ሰማይ... ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይሕለልልን ሰማይ'ዩ ደረተይ ሰማይ... ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይሕለልን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ ሰማይ... ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 жыл бұрын
*ኣብራሃም ኣብ ውሽጢ ኣስታት 40 ዓመት ዕድሚኡ ክንድዚ ኣበርክቶን ናይ ትምህርቲ ብራኸ ንክበጽሕ እንከሎ ሓቁ ሰማይ ኢዩ ኔሩ ደረቱ* ኩሉ ሓላፋይ'ዩለ ገሚተ - ስግር ጋሻ ውሕጂ ጠሚተ፤ እጽዕር ኣሎኹ ብተስፋ - ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ፤ እጽዕር ኣሎኹ ብዓቕመይ - ቃልስን መነባርተይ ናይ ቀደመይ፤ ንግዚኡኳ ተሓየለኒ - ይስዕሮ'ምበር ኣይስዕረን ጸገመይ፤ ተስፋ ዩደገፈይ ተስፋዩ ሓይለይ - ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝሰምረይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ፤ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ ፍሽኽታ ኣመለይ፤ ናብራ ከቢዱኒ እንዳማረርኩ ጥዕና ዘይ ብሉ ምስ ረኣኹ፤ ኣጸናኒዔያ ንነብሰይ ኣረጋጊኤዮ መንፈስይ፤ ለካስ ወሃቢምበር ኣይ ኮንኩን ሓታቲ ተጸባይ ኣይ ኮንኩን ተመጽዋቲ፤ ጥዕና ኣይ ኽለኣኒ ምስ ተስፋ ይምረርምበር ህይወት ከሸንፋ፤ . . . ኣሎኹ ዋኒነይ ዝሓዝኩዎ . . . ኣመስጊነ፤ . . . ዘመስግንዩ ዕጉስ ዝዕገስዩ ሓያል ዘዋህልል ዩለባም ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥዩ ሃብታም ክበሃል ሰሚዔ፡ እንንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ እንተስ ተሰማሚዔ ደሓን ክሓልፍዩ እንዳበሉኒ ብዓይነይ ርእየ ኣነ ክንደይ ክብደት ድዩ ሓሊፉ ተስፋዩ ደገፈይ ተስፋ ዩ ሓይለይ ደጋጊመ ጽዕር ክሳብ ዝኮነለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ፤ እወ ሕስብ ተበልክዎ ስፍሓት'ዩውን ከም ዝተረድእኩዎ ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸለዎ ነቲ ሕማቕ ዝበ ኣሰለዎ ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ'ለዎ፤ ነቲ ሕሰም ዝመረረለዎ፤ ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ ከለልዮ ዋል እንተፈቲነ ኣበይ ከይእሎ ኣነ ሰብ ዝኣነ፤ ዓለም ባሕሪያ ክትበያል ክሕምብስ ዘይክእል ንከይጥሕል፤ ሓቢሪና ጸገምና ነቃልል፤ ክንባላሕ ዝያዳ ኪንጋደል ነቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ፤ ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ ህወት ከነመሓየሽ ክንላዘብ፤ ተስፋዩ ደገፈይ ተስፋዩ ሓይለይ ደጋግመ ይጽዕር ክሳብ ዝምሰለለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታዩ ኣመለይ፤ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ ፍሽኽታ ኣመለይ፤ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረይ፡ ፍሽክታ ኣመለይ ይስዕሮምበር ኣይስዕረነን ጸገመይ፤ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምብረለይ ውቅያኖዩ ዓቕለይ፤ ትስፉውዩ ጠመተይ ኣይ ዕገትን ሰማዩ ደረተይ፡ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይ ጽንቀቕንዩ ሓይለይ ትስፍይ ጠመተይ ኣይ ሕለልን ሰማዩ ደረተይ ስማይ፤ ሰማይ ሰማዩ ደረተይ፤
@ybrahyh9853
@ybrahyh9853 5 жыл бұрын
ኣታ ንስካስ እንካዕ ተወለድካ ንክሉ ጽሕፍካዮ ንፉዕ እካ
@nguse1654
@nguse1654 5 жыл бұрын
Thank you for 👍👍👍👍👍
@katiwa
@katiwa 5 жыл бұрын
Bereket Weldu thank you for lyrics
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 5 жыл бұрын
Thank you and God bless!!!
@erilove6277
@erilove6277 4 жыл бұрын
Thank you
@BIGBOSS-tt1if
@BIGBOSS-tt1if 3 жыл бұрын
አብ ዓለም ዘሎ ተዛራቢ ትግርኛ በዛ ደርፊ እዚአ ተዘክሮ ዘይብሉ ክህሉ አይክእልን ዝብል እምነት አለኒ
@ውዳሴነባዒትንፍቅሪ-ጐ6ጘ
@ውዳሴነባዒትንፍቅሪ-ጐ6ጘ 3 жыл бұрын
ብሓቂ እምበር
@ambesagertesfahiwet98
@ambesagertesfahiwet98 3 жыл бұрын
Aytgage hawey gaynen adi halo ke
@1.zessaoaeez.278
@1.zessaoaeez.278 2 жыл бұрын
የለን ከምዘ ደርፊ የለን ከም አብረሀም
@FutsumRedae-xg3wp
@FutsumRedae-xg3wp 4 ай бұрын
100% ሓቂ
@ተዛርዮምላዓደይ
@ተዛርዮምላዓደይ 2 жыл бұрын
ኣብርሽ መምህር ሂወት❤ ትጨንቀኒ ከሎ ናቱ ሙዚቃ እየ ዝሰምዕ ከምዚ ከማይ 2022 ዝሰምዓ ተሎ😘
@kaluabraham9104
@kaluabraham9104 2 жыл бұрын
Amo ab mdriy yelekan bro wedig gex 22😂
@galtigray2070
@galtigray2070 Жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ኩሉ ግዘ ዝሰምዓ
@Aksumite
@Aksumite Жыл бұрын
listening Abrishey Music in 2023
@muhmmadishaq6302
@muhmmadishaq6302 Жыл бұрын
💔🤲🇪🇹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤
@huruyghide3909
@huruyghide3909 Жыл бұрын
07 09 2023
@user-SenedAbrham
@user-SenedAbrham 4 ай бұрын
23/05/2024 🙏
@rbl.6917
@rbl.6917 5 жыл бұрын
ኣብ ዓለም እቲ እንኮ መረዳዲኢ ቛንቓ ፍሽኽታ ዩ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ።
@ሙኩሕኤርትራዊ
@ሙኩሕኤርትራዊ Жыл бұрын
ፍሽኽ።
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@@ሙኩሕኤርትራዊ😢
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@@ሙኩሕኤርትራዊ😢
@avivasisay8772
@avivasisay8772 5 жыл бұрын
ትርጉሙ ባይገባኝም ትግረኛ ሙዚቃ በጣም ደስ ይለኛል🤩
@nuruyasin8892
@nuruyasin8892 5 жыл бұрын
Eteregumlishalew
@Bethlehem2229
@Bethlehem2229 4 жыл бұрын
@@nuruyasin8892 pls tergumlgni betam newu mifelgni, thank you
@sebahabdi8138
@sebahabdi8138 2 жыл бұрын
@@Bethlehem2229 Mesak naw Amele and search you can get it
@temsgendagnachew6234
@temsgendagnachew6234 2 жыл бұрын
ኧረ ባኪ እንደዣ ኖ 😂😂😂
@temsgendagnachew6234
@temsgendagnachew6234 2 жыл бұрын
@@Fthi366 አንሰማም
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣብርሃም ከም ሽሙ ንስኻ ህያብ ካብ አምላክ ኢኻ ንኤርትራ እንኩዓ ተምሊስካ ኣይ ትሪአና ሎሚ ከብድኻ ዝበልዕ ሂወት ንሕልፍ ኣለና ደቅኻ ንስኻን ባርያን ሲ ክትጸንሑ ነርኩም 😪😪😪😪🙏🙏🙏🇪🇷
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
@Abrham Afwerki Fans ክብረት ይሃበለይ ኩብር ሓው 🙏
@henogwediluul2086
@henogwediluul2086 5 жыл бұрын
@@wizfugra2920 i like you your comments but nice boy
@dejenfsahaye432
@dejenfsahaye432 5 жыл бұрын
Enqae keman aeyraywo neza tekal gezya
@Jasmin-sl6kr
@Jasmin-sl6kr 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኢካ ዘለካ አይ ተጋገካን እንቓዕ አይጸንሑ ብሕልፊ እኮ አይተሐዘለይ እበር ባሪያ ሐወይ ብሕልፊ እንቓዕ ነዚ እየርከበሎ በርኬ ብጣዕሚ ከቢድ ደርግ ምስደረፊ ዲክታቶር መሕቆቆ በል ዳሐን ሕደር እዛሐውይ ትጽሕፎ ደስ ስለዝብለኒ እየ ዝምልስልካ
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
@@henogwediluul2086 ታንክስ
@Bahre8872
@Bahre8872 2 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 100ንኽትኣቱ 50 ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!!'''''
@frdosjbreel8152
@frdosjbreel8152 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍🤔🤔🤔🤔
@thelegend6377
@thelegend6377 5 жыл бұрын
Subscribe nay abraham 1milion kbxih alewo ezi nkikewn derftatu ጸ ጸኒሕኩም ኣውርድዎ
@ታሜትዩብ
@ታሜትዩብ 3 жыл бұрын
ድንቅ ስረ ዘመን የማይሽረው ትግርኛ በልችልም በጣም ነው እምወድህ ነብስህን በአፃድ ገነት ይኑራት!!
@tomigebre7853
@tomigebre7853 2 ай бұрын
The ertiry
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 жыл бұрын
ኣነ ማራ ዘሕርቀኒ ነገር እንተህሉ እቶም disLike ዝገብሩ ፕእ ዓለም ጸዋር ዘይትፈልጥዎ ዲኩም ኮይንኩም Like ን DisLike ን
@mickymedea6963
@mickymedea6963 5 жыл бұрын
ኒአኪ ከማዲዉ ከይ ኮኑ ተዊቆም፡ ኢምበር ኢንታይ ከውጺኣሉ አሎም ክክክ።
@abrahadaniel174
@abrahadaniel174 5 жыл бұрын
Ygermki ayu btami
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
12 ሰባት እዪም ንሶም ክኣ ብዘይ ምፍላጥ እዪም
@binihawiandresiniesta9596
@binihawiandresiniesta9596 5 жыл бұрын
2 like zgebru zelewu mesilwom u
@amantesfama6702
@amantesfama6702 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ እምበር እንታይ ይብል ከም ዘሎ ዘይ ምርዳእ ኢዩ
@ermiyaskasahun4796
@ermiyaskasahun4796 4 жыл бұрын
I'm Ethiopian and I don't speak Tigrigna but I love this song
@asteramsalu2078
@asteramsalu2078 Жыл бұрын
መሳቅ ነው አመሌ መሰለኝ
@newuzer4187
@newuzer4187 Жыл бұрын
​@@asteramsalu2078Fegegta (smile) amelie yale new, mesaq sayhon❤
@beabcreative5864
@beabcreative5864 10 ай бұрын
Ertirian nw man
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@@beabcreative5864😢
@yonietifekaradam5864
@yonietifekaradam5864 5 жыл бұрын
ክሳብ ትድምስስዎ የቐንየልና በጃኹም ስምዒት ናይ ሰብ ኣንብቡ ኢኹም ኣውርድ ድምስስ ኣይተብልዎ። *ኣብርሽ ዘይሃስስ ኮኾብ ደስታ ልበይ*
@henogwediluul2086
@henogwediluul2086 5 жыл бұрын
aruku downloads zay tgebre
@ኣልፋተስፋ
@ኣልፋተስፋ 5 жыл бұрын
This is abraham's channel
@erilove6277
@erilove6277 5 жыл бұрын
@HWNET MEDIA ja man
@awethailu9328
@awethailu9328 5 жыл бұрын
henog wedi Luul kkkk kemu yhatsh mesel nbret ABRSH Nekber ayenbebkayon dika
@regatafewerki4854
@regatafewerki4854 5 жыл бұрын
@@awethailu9328 kbret yhabka. Lebam zereba.
@samsonaddisalem5593
@samsonaddisalem5593 5 ай бұрын
የኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ ዩ ሃብታም! 😢😢😢❤❤❤ ተጋሩ ንፈትዎ ኣብርሽ ዓብይ ሰብ ንብስኻ ኣብ ገነት ትንበረልና
@NazarethEshetu
@NazarethEshetu 3 ай бұрын
😊
@HabtamuNegashShafi
@HabtamuNegashShafi Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HabtamuNegashShafi
@HabtamuNegashShafi Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@erilove6277
@erilove6277 5 жыл бұрын
ዝዕገስ እዩ። ሓያል ዘዋሀልል እዩ።ለባም ይኣክለኒ።ምባል ዝፈልጥ እዩ።ሃፍታም (ኣብርሃም) ❤❤❤ሓላለይ
@hayatahmed8060
@hayatahmed8060 2 жыл бұрын
O3i
@hayatahmed8060
@hayatahmed8060 2 жыл бұрын
Mk
@redseashop5973
@redseashop5973 2 жыл бұрын
@@hayatahmed8060 you mm say
@Pink-tj3ex
@Pink-tj3ex 2 жыл бұрын
Eng trans: "one who have patience is strong, One who saves is smart, One who knows how to say enough is rich" It's really hard to translate it but I tried, may be it's not correct, sorry🙏
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@@Pink-tj3ex😮
@akulove17
@akulove17 4 жыл бұрын
who is listening still Abrhame Afewreki I really really I love him 😘😘😘🇨🇦
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 жыл бұрын
🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪❤💟💗♥️💙💜😭😭😭
@tesfitrausu81
@tesfitrausu81 5 жыл бұрын
ንጉስ ሙዚቃ ኣብራሃም ፥ነይቲ ዘይስገር ከም ዝስገር ዝምሃርካና ኢኻ ኣሞ ክብርኻን ዝኽርኻን ንዘልኣለም ኣብ ልብና ኣለኻ ።
@dejuadhanom1258
@dejuadhanom1258 Жыл бұрын
6:20
@ፋሲካአማራዊቷፋኖደሜነዉ
@ፋሲካአማራዊቷፋኖደሜነዉ 2 жыл бұрын
አብርሀም በጣም እወድሀለሁ ነብስህን በአፀደ ገነት ያኑረዉ🙏🙏😢
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ፍሽክታ ዩ ኣመልካ ኣብራሃመይ ከም ልበይ ደርፍታት ከም ማይ ይጸምኣኒ ከም እንጀራ ይጠምየኒ መምህር ህወት እካ ንስካ ዓክክ ከምቲ ባዕልካ ዝበልካዮ ዓለም ገዶሎ ያ ንስካ ዶ ዲኣ መሞትካ ባዓል ሰፍሕ ልቦና ኣብቲ ግዜ ንስካ ዝነበርካዮ ፖሎትካ ጥራይ እዩ ኔሩ ደርፊ እዞም ኩሎም ደረፍቲ ብዛዕባ ፖሎትካን ንሓደ ዉሱን ህዝቢ ዘተኮረ ጽርፍን ዘለፍን ጥራይ እዩ ዝድረፍ ነይሩ እንተ ንስካ ግን በሊሕ ባዓል ዓቢ ሎቦና ስለ ዝኮንካ ብዛዕባ ፍቅሪን ጽንዓትን ሓቦን ጥራይ እካ ደርፍካ ሰላም ከምጽእ ምካኑ ስለ ትኣምን ኩሉ ስለ ትፈልጥ በስ ንስካ ነቢ እካ ንዓይ።
@kidaneteklesenbet5306
@kidaneteklesenbet5306 5 жыл бұрын
ተዝምለስ ❗️ ነዛ ሃገርና ኣብ ሕማቅ ወዲቃቶ ዘላ ምፈወሳ ነይሩ
@workoutvideos4670
@workoutvideos4670 5 жыл бұрын
احبك ي رجال احلال فنان ارتريا والله ❤ رحت من الدنيا لي البيت المان نحن جاينك كمان يوم من اليم حبك في عيون الشعب الرتري
@ibrahimmahmud8590
@ibrahimmahmud8590 5 жыл бұрын
تسلام حبيبي
@erinet_info
@erinet_info 4 жыл бұрын
ትግርኛ ጸሓፍ ኣታ ጀልፋፍ
@elabereddenada669
@elabereddenada669 4 жыл бұрын
@@erinet_info denkoro beham adgi eka!!! netom B engliz zitsihfu de A btigrina tsehafu zeytblom? kiltiu badawi quanqua eu .hade eu zibtsahana. fetika tselika eti adgi merahika esseyas keman ytkemelu alo.Btewesaki ke A quanqua nay gorababtika zikona hagerat arabs.e u.nay geden msaten srahka nmslat kedlyeka e u. nska equa eritrawi aymeslenin .b zikone kn deyenay donkoro muquanka kenebrhalka sle zedleye eie.Sory for the harsh words.
@فائزمصطفىاحمدالبشير-ع5ب
@فائزمصطفىاحمدالبشير-ع5ب 4 жыл бұрын
انت الوحيد العربي ههههههه طيب فسر لينا المعنى الاغنيه دي حلوه ياخ
@beehoney22
@beehoney22 4 жыл бұрын
@@فائزمصطفىاحمدالبشير-ع5ب البسمة هى عادتى اتحمل كلو وابتسم اخلاقى زي المحيط مابتضيق وانا مليان امل السماء هو حدى . لحدى مايتم لى ماحااتضايق
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ምስ በልኩ ዓለም ጨናዊት ንስካ ዶ ምተፈለካና ዓሕሕ
@user-SenedAbrham
@user-SenedAbrham 9 ай бұрын
መን ኣሎ ከም ናተይ ብ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ደርፊ ዝጸናናዕ።19/12/2023 ጫፍ ጽቡቅን ሕማቅን ዓቂነ ከለልዮ ወላ እተፈቲነ ኣበይ ከለልዮ ኣነ (ሰብ 👈)ዝኣነ RIP💔 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም
@buruhmexai4949
@buruhmexai4949 5 жыл бұрын
Abrham ኣቦ ስድራ ኣቦ ጥበብ ኣብርሽ እንቃዕ ናትና ኮንካ ኣታ ጅግና ኤርትራዊ i love you Deqi erena
@teamehadgu9882
@teamehadgu9882 4 жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ramzikakis4753
@ramzikakis4753 3 жыл бұрын
رحم الله ابرهام افويركي يذكرني بالشهور التي قضيتها في اسمرا تحية من المغرب لاشقائنا الاريتريين ❤
@samitheone4916
@samitheone4916 5 жыл бұрын
ዓኽኽኽኽኽኽኽኽ ኣብርሸይይይይይይ እንታይ እሞ ይገበር ኣምላኽ ኣብ ገነት የንብርካ ~~~~
@Embeye1235
@Embeye1235 2 ай бұрын
Amien
@bire3454
@bire3454 2 жыл бұрын
ኢትዮጵያዊ ነኝ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷 Love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shsh2560
@shsh2560 2 жыл бұрын
ቻ ቦሎ ንዓዉሽ በሎ ኣመራ ኣህያ
@merongerezgiher7412
@merongerezgiher7412 2 жыл бұрын
@@shsh2560 what u trying to say!!
@freweynimebratu6870
@freweynimebratu6870 4 ай бұрын
I love ethiopian pepele so lovely
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@merongerezgiher74😢12
@tedawitedawi1675
@tedawitedawi1675 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ ሞት ዘይተርፍ እኮ እንተ ኮነ #ዉሉድ ዘይምህላውካ ማራ ኢዩ ደጉህየኒ ahhh #ዓለም ሰብ ብጌጋ ወሲድክልና ኣለኪ pls
@regatafewerki4854
@regatafewerki4854 5 жыл бұрын
izi fryatu kndi wludu slezkone nekbron nhalwon, hdrikum
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 4 жыл бұрын
ውላድ ተወሊዱ ዘርኢ ኢዩ ዘቐጽል እዚ ፍርያት ግን ኣዝርእቲ ኢዩ ንባዕሉ ክንደይ ኣህዛብ ናይ ኣብርሃም ደገፍቲ ኣለውዎ ዝመጽእ ወለዶ ኣሎ ሕስብ ተበልካዮ እንታይ ዝዓብስ ውላድ ኢዩ ጽባሕ ንግሆ ጠንጢንዎ ዝኸይድ ከምዚ ንስኻ ንስድራኻ ኩቦ ደርቢኻሎም ዘለኻ።
@ምንብርዩትምስጢር
@ምንብርዩትምስጢር 3 жыл бұрын
ካብ ግጥምታቱን ዜማታቱን ዝዓቢ ውላድ የለን።ውላድ መዘከሪ ኢዩ ናይ ኣብአሃም ስራሕ ድማ ነባሪ ኢዩ
@hannahliam3745
@hannahliam3745 5 жыл бұрын
I was born in Switzerland but my parents are from Eritrea I don't know why but when I listen to this song I miss something. I'm now 22
@ShowShine23
@ShowShine23 4 жыл бұрын
Norwen Your country is inside of you. Much love.
@hailehaile3090
@hailehaile3090 4 жыл бұрын
You miss the motherland bro we all do. Summer 2020 going back have to be done
@robelkahsay243
@robelkahsay243 4 жыл бұрын
Vo wo bischh
@hannahliam3745
@hannahliam3745 4 жыл бұрын
Got it thanks guys
@kokobsolomon6597
@kokobsolomon6597 4 жыл бұрын
Bonjour mon ami, comment allez- vous ?Vous habitiez ça fait longtemps en suisse ?Tu n'ai pas connu le musique Érythrée, ć était très gentil, ć est lui, il ś appelle abrham. Il est votre nationalité Érythrée. J 'aime beaucoup abrham parce que il est très sympathiqu. Merci beaucoup ma frère.
@tube4985
@tube4985 5 жыл бұрын
አብርሽዬ በጣም እወድዋለው ትግርኛ ብዙ ባያገባኝም ስማይ የሚለውን ዘፈንው ውድድድድድ💓💓💓😍😍 መሳቅ ነው አመለይ አብርሽዬ ነፍስህን በአፅደገነት ያኑርልን 💔😢🙏
@tees1045
@tees1045 5 жыл бұрын
Betam yasazenale eko aye enatu men yelale hoda gen???
@ibrahimmahmud8590
@ibrahimmahmud8590 5 жыл бұрын
Ko
@shweitkonjo6217
@shweitkonjo6217 4 жыл бұрын
የድንግል ማርያም አሜን
@kbibinlnobo4887
@kbibinlnobo4887 3 жыл бұрын
Bet am needed new
@ዘይነብሺታየ
@ዘይነብሺታየ 2 жыл бұрын
በሂወት ያለነው የመሰለኘ ያሳዝናል ገና ወጣት ነበር ነብስ ይማር 😭😭😭😭😭😭
@ሰላምእዩተስፋይ
@ሰላምእዩተስፋይ Жыл бұрын
💔💊አድናቅትኻ ትግራወይት😂አብርሸይ መምህር ፍቅር ከመይ ድየ ዝፈትወካ አነካ አብ ገዛ ናሃለኩ እንድየ በዝኣ ሙዝቃ ተፀልለ 😥♥♥♥😥ኩለን ደርፍታትካ አብ ከተማና ተወልዐን እየን ዝውዕላ ብጣዕም ንፈትወካ ስነ ጥበባዊእ እኻ ግን ልበይ ተሰይሩ ቅንይ ዘይበልካ ክጥዕመን😥
@alexandermulugeta4807
@alexandermulugeta4807 5 жыл бұрын
ኣብ ኩለን ትዝርግሕወን ዘለኩም ደርፍታቱ በጃኩም ኢለ ኣለኩ። በዛ ሰማይ ትብል ደርፉ ከኣ ብስም ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላክ ኣይትደምስስዎ። ኣብረሃም ወትሩ ኣብ ልብና። ደርፍታቱ ንዝወደቀ ዘተስኡ ዝተጠልመ ዝድብሱ ፍቅሪ ዝገልጹ ኢዮም bitte ።
@regatafewerki4854
@regatafewerki4854 5 жыл бұрын
hgawi iyu aydmsesn iyu
@habeshawitgual9254
@habeshawitgual9254 4 жыл бұрын
ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ ይጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ ይጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ ንግዚኡ እኳ እንተሓየለኒ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ናብራ ከቢድኒ ናማረርኩ ጥዕና ዘይብሉ ምስ ረኣኹ ኣጸናኒዕያ ንነብሰይ ኣረጋጊኤዮ ንመንፈሰይ ለካ ወሃቢ እምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ ጥዕና ኣይኽለኣኒ ምስ ተስፋ ይምረር እምበር ህይወት ከሰንፋ ምዃነይ እንኹ ኣሚነ ዝሓዝክዎ ሒዘስ ኣመስጊነ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ዘመስግን'ዩ ዕጉስ ዝዕገስ ዩ ሓያል ዘዋህልል'ዩ ለባም ይኣኽለኒ ምባል ዘፈልጥ'ዩ ሃብታም ክበሃል ሰሚዐ እንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ ግን ተሰማሚዐ ደሓን ክሓልፍ'ዩ እንዳበሉኒ'ኳ ብዓይነይ ርእየ ኣብየት እወ ክንደይ ድዩ ሓሊፉ? ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝኾነለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ ኪኖ ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ ንግዚኡ እኳ እንተሓየለኒ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ እወ ምዃን ሕስብ ተበልክዎ ስፍሓት ዩ እውን ከም ዝተረዳእክዎ ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸ ኣለዎ ነቲ ሕማቕ ዝበኣሰ ኣለዎ ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ ኣለዎ ነቲ ሕሰም ዝመረረ ኣለዎ ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ ከለልዮ ወላ እንተፈቲነ ኣበይ ከይ[?] ኣነ ሰብ'ዚ ኣነ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፈገግታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝምሰለለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ዓለም ከም ባሕሪ'ያ ከም ዝበሃል ክሕምብስ ዘይክእል ንኸይጥሕል ሓቢርና'ዶ ጸገምና ነቃልል ክንበላሓት ዝያዳ ክንጋደል ስለ'ቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ ህይወት ከነመሓይሽ ክንላዘብ ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይሕለልን ሰማይ'ዩ ደረተይ ሰማ... ይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይሕለልን ሰማይ'ዩ ደረተይ ሰማ... ይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ ኣይሕለልን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ ሰማ... ይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ
@bahlbigrmayes5752
@bahlbigrmayes5752 4 жыл бұрын
Tanks bro
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ 5 жыл бұрын
ኣብ ነውሲወከፍ ሰብ ተላቢስዎ ዘሎ ዜማ ኣብርሃም ኣፎርቂ መምህር ሂወት መምህር ፍቅሪ እንድዒ በቃ ቃላት የብለይን ነብርሃም ዝኸውን, ,,,,,,በቃ ኣብርሸይ ፍሽክታ ኣመለይ ኢልካ ተፈሊኻና ምኽኣል ሲኢናዮ ብዜማኻ ጌርካ ተጸናንዓና ኣለኻ ፡ኣምልኽ ኣብ ገነቱ የንብረልካ
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 4 жыл бұрын
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@truelove7568
@truelove7568 4 жыл бұрын
Memhrey 💕Abraham ♥️Afewerki Ane🇪🇷 eritreawi mkaney Edlenga eye, Nskatkum ke gele belu. Like👍
@goblelteklemichael6530
@goblelteklemichael6530 5 жыл бұрын
ኣሕ ኣብርሂሞ ኣቦ ተስፋ እንቃዕ ኣይትሪኤና ዘለናዮ ህዝብኻ ግን ድሓን ብደርፍኻ ንጸናናዕ ኣለና ምስ ቁዱሳን ይኹን ሰፈርካ
@misghinatesfamichael4466
@misghinatesfamichael4466 3 жыл бұрын
ንዓካ ዝረሰዐ ሓበሻ ብፍላይ ድማ ኤርትራዊ ሞት ይረሰዓዮ!!!!
@snittesfalem9295
@snittesfalem9295 2 жыл бұрын
💖
@fekaduhabtemichael870
@fekaduhabtemichael870 5 жыл бұрын
20 ዙር ኣለኹምዶ , ,ዙር ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽ እንዳበልና እባ ሓለፍናዮ። ምዚኣ ደርፊ ዚኣ ትዝታ ዘይብሉ ኣባል 20ዙር ዘሎ ኣይመስለንን።በሉ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም ጥዕናን ይምነየልኩም።
@natiabraham9195
@natiabraham9195 5 жыл бұрын
Aleku aleku fshkta ameley 20 zura kemzi lomi nab sdet fah keybelna ah ah ah tezekro Abraham kulu gize ab lbna aleka 🌹
@kidaneteklesenbet5306
@kidaneteklesenbet5306 5 жыл бұрын
Ane Aleku ✌️❤️ Love u Abraham
@meharisium8657
@meharisium8657 5 жыл бұрын
ኣለናልካ ሓቢብና GBU
@binihawiandresiniesta9596
@binihawiandresiniesta9596 5 жыл бұрын
Edlegnatat eyom 20zur nberham beakal zreau zur respect neakhum deki eri muchiwat🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelmehari2858
@abelmehari2858 5 жыл бұрын
ኣለና ሓወይ ናተይ ኣየወ ኣብ ስቴጅ እምባሕ ክንብል ከለና
@sikosilo6233
@sikosilo6233 11 ай бұрын
እስኪ አሁንም 2016 እንደኔ ሚሰመው😮😊🤗
@anihnaado7683
@anihnaado7683 5 ай бұрын
እኔ
@leulmekonnen8078
@leulmekonnen8078 5 ай бұрын
Ere alen
@dagnegetnet3378
@dagnegetnet3378 4 ай бұрын
አብርሽ😥
@DegieAlemneh
@DegieAlemneh 2 ай бұрын
Ene Hulem Yemalselechew Musica new
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@@dagnegetnet3378😢
@wegihdank1677
@wegihdank1677 5 жыл бұрын
ኣለኹም ዶ 20 ዙርያ ዙር ፍሽኽታ ኣመለይ
@kokobokubaldet8315
@kokobokubaldet8315 5 жыл бұрын
Abraham forever 20 round fiskta ameley
@erilove6277
@erilove6277 4 жыл бұрын
Wedi Fray alena bro
@ቤትፍቅረ
@ቤትፍቅረ 4 жыл бұрын
alina haweyyy nteyyy 20 ዙር xibuk gezi nerna ab ewropa gen deki 19 amet fara kibluna yewelo alewo ah
@wegihdank1677
@wegihdank1677 4 жыл бұрын
@@ቤትፍቅረ deki dahreyti metkek eyom
@ቤትፍቅረ
@ቤትፍቅረ 4 жыл бұрын
@@wegihdank1677 kkkkkkkkk nay bihaki ab ewropa zeawelu
@ኩሉክሓልፍእዩዓቅሊጥራይ
@ኩሉክሓልፍእዩዓቅሊጥራይ Жыл бұрын
ኣነ ዘይመንዎ ደሪፊ ናይ ኣብርሃም ጥራይ እዩ❤❤❤❤
@እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ
@እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ 5 жыл бұрын
እምኒ ዓረ ትብል ደርፉ ስኢነያ ሓጉዙኒ እባ ወገናተይ
@xpevvj7enj861
@xpevvj7enj861 4 жыл бұрын
Weka Ane Bro sineya
@studentlearning7805
@studentlearning7805 4 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ኢያ ትብል አርእስታ.
@danielg6922
@danielg6922 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ክሳብ ሕጂ ብናትካ ቃላት አና ንነብር ዘለና አምበር ስደት ሲ ዋላ ኣይከኣልናዮን ግን ኩሉ ጸይረ አልካ ክንጸሮ ምሕርካና ኢካ ሞ ኣብ ገነት የንብርካ መምህር ሂወት
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ተስፋ ዪ ደገፈይ ተስፋ ዪ ሓይለይ ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
@fissahahagosfissaha128
@fissahahagosfissaha128 5 жыл бұрын
ሃወልቲ ስእልካ ወቂርናዮ ኣብ ልብና ጡዑማት ዘማታትካ እናኣስተማቀርና ንዘልኣለም ክንዝኽረካ ክንነብር ኢና (ኣበርሽ!!!)
@ምንባርኣይድገምንዩ-ዸ8ቸ
@ምንባርኣይድገምንዩ-ዸ8ቸ 5 жыл бұрын
ናይ ኣብርሃም ደርፊ ኩሉ ኣብ ዘለናዮ ግዜ ይትንክፈካ ዩ ።
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 5 жыл бұрын
Abrsh mn km abrsh mmhr hiwet
@Tigray122
@Tigray122 Жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ልዑል እግዛብሄር ኩቡር ሓውና ለባም ኣብርሃም 💎💔🙏🙏🙏
@genetgenet1537
@genetgenet1537 5 жыл бұрын
ኣብርዋይይ ኣቦ ትግርኛ ቋንቋ ኣቦ ዜማ ፀዋዒ ፍቕሪ መምህር ፍቕሪ
@lovelifelovelife8121
@lovelifelovelife8121 4 жыл бұрын
Rest in power🙏 love you brother from Addis Ababa Ethiopia 🇪🇹
@omarbreezy1269
@omarbreezy1269 5 жыл бұрын
Eretrawi tarik koynu terifu:: anes naykedem eretrawinet nafikeeee 😭😭😭😭 lomigin nenehidhidna nibeas/ nikatel anela offf
@issatoure4300
@issatoure4300 5 жыл бұрын
እብርሽ እንተዝህሉ ነይሩ እዝኩሉ እይምሃለወን ግን እጋዛብሄር እሎ እብርሽ እቦ ትግርኛ መንግስተ ሰማይ ያዋርስካ ካብ ሓውካ ትግራዋይ
@omarbreezy1269
@omarbreezy1269 5 жыл бұрын
@@issatoure4300 abraham abo tigrina aykonen abo naykulu Eretrawi iyu genakea ablibina alo sorry imberi nusu tigraway hawu yaybulun eretrawian iyom ihwatu nikitefelit mientan 🇪🇷
@abubekerseid2851
@abubekerseid2851 2 жыл бұрын
መሣቅ ነው አመሌ እሥቃለሁ እሥኪያልፍ ችግሬ!!! እውነት ነው Ethio-ertrian gose longer!!
@bekikingo4923
@bekikingo4923 2 жыл бұрын
Ewenet nw
@joechen6510
@joechen6510 7 ай бұрын
Thank you for translating, now I fall in love with the song; so true!!
@weynshetmanaye3953
@weynshetmanaye3953 4 ай бұрын
CAN I GET FUL TRANSLATION?
@erilove6277
@erilove6277 5 жыл бұрын
ፍቅሪ ዩ ዓቕመይ ናይ ብሓቂ ፍቕሪ ሂወተይ ምሳኺ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@regatsebahtu7522
@regatsebahtu7522 5 жыл бұрын
You. Lowe’s. in. My Hart
@desuwedierilove7962
@desuwedierilove7962 4 жыл бұрын
❤️
@negasifano3889
@negasifano3889 3 жыл бұрын
He is the best east african tigrigna songster we love and mis Abraham from Ethiopia 💚💛♥🇪🇹🇪🇷 God bless ethio-eretrean two country one people. love succumb for all ፊቅር ያሸንፋል!!!
@michalehabte8040
@michalehabte8040 9 ай бұрын
ተረዋእ ኣብርሃም ኤርትራዊ ዩ ትግርኛ ኣይ ኮነነ ኣንቱም ሰረቅቲ በላዕቲ ኩዕንቲ ተጋሩ ርሓቁልና ኣይ ንደልዮኩምን ኢና
@RobelMukur
@RobelMukur 26 күн бұрын
😢​@@michalehabte8040
@RobelMukur
@RobelMukur 18 күн бұрын
​@michalehab😢te8040
@mickymedea6963
@mickymedea6963 5 жыл бұрын
ኣብረሃም መግለጺ ዘይርከቦ መምህር ፍቅሪ🍒.
@abielashebr4963
@abielashebr4963 3 жыл бұрын
ሰማይ 🎵🎵🎵 ኩሉ ሓላፋይ ኢለ ገሚተ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ ንግዚኡ ኳ እንተሓየለኒ 'ስዕሮ ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ተስፋ'ዩ ደገፈይ ተስፋ ኢዩ ሓይለይ ደጋጊመ'ጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጼረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ 'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ናብራ ከቢዱኒ እናማረርኩ ጥዕና ዘይብሉ ምስ ረኣኹ ኣጸናኒዐያ ንነብሰይ ኣረጋጊኤዮ ንመንፈሰይ ለካ ወሃቢ ምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ ተጸባዩ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ ጥዕና ኣይኽላኣኒ ምስ ተስፋ ትምረር ምበር ሂወት ከሰንፋ ምዃነይ እነኹ ኣሚነ ዝሓስኵዎ ሒዘስ ኣመስስጊነ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጼረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ 'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ዘመስስግንዩ ሕጉስ ዝዕገስዩ ሓያል ዘዋህልል ዩ ለባም ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ'ዩ ሃብታም ክብሃል ሰሚዐ እንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ ግን ተሰማሚዐ ድሓን ክሓልፍ'ዩ 'ናብሉኒ 'ኳ ብዓይነይ ሪኤ ኣቤት 'ወ ክንደይ ድዩ ሓሊፉ? ተስፋ'ዩ ደገፈይ ተስፋ'ዩ ሓይለይ ደጋጊመ'ጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጼረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ 'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ኩሉ ሓላፋይ ኢለ ገሚተ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ ንግዚኡ ኳ እንተሓየለኒ 'ስዕሮ ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ እወ ምዃን ሕስብ ተበልኩዎ ስፍሓት ሂወት ከም ዝተረዳእኵዎ ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸ ኣለዎ ነቲ ሕማቕ ዝበኣሰ ኣለዎ ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ ኣለዎ ነቲ ሕሰም ዝመረረ ኣለዎ ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ ከለልዮ ዋላ እንተፈቲነ ኣበይ ከይክእሎ ኣነ ሰብ ዝኣነ ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጼረ ፍሽኽታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፈገግታ ኣመለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝምሰለለይ ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ 'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ ዓለም ከም ባሕሪ ያ ከም ዝብሃል ክሕምብስ ዘይክእል ንኸይጥሕል ሓቢርና'ዶ ጸገምና ነቃልል ክንበላሓት ዝያዳ ክንጋደል
@yatoyyone2398
@yatoyyone2398 3 жыл бұрын
I’m still listening Abraham 🖤😭😭😭😭 miss u
@suhaibahmed717
@suhaibahmed717 4 жыл бұрын
I'm Sudanese I love this song and one love to Eritrea ♥️♥️♥️♥️♥️🇸🇩 🇸🇩 🇸🇩 🇸🇩
@aminay5474
@aminay5474 3 жыл бұрын
We love u toooo bro
@eyobkidane8768
@eyobkidane8768 2 жыл бұрын
I also love Mohammed wardi from Sudan 🇸🇩
@asmirgalnegash332
@asmirgalnegash332 2 жыл бұрын
We love you too
@t.t4970
@t.t4970 2 жыл бұрын
There is one love ertria they disturb country ertria don't exist!!
@kashifo9877
@kashifo9877 Жыл бұрын
Same here bro
@merawediandat6238
@merawediandat6238 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዘይበርስ ሓወልቲ።
@abelmehari2858
@abelmehari2858 5 жыл бұрын
ኣነ ኣባል 20 ዙርያ 2ይ ክፍለሰራዊት 1ይ ብርጌድ 2ይ ቦጦሎኒ 3ይ ሓይሊ ንኣብራሃም ኣፍወርቒ ኣብ ስቴጅ ኣብታ ዘይትርሳዕ ምሸት ከጻውተና ከሎ ዙር እንታይ ትበሃሉ ክብለና ዙር ፍሽኽታ ኣመለይ ክንብሎ ከለና ብፍሉይ ይዝክሮ ። RIP LEGEND !!! ከምዚ ከማይ ዙር ፍሽኽታ ኣለኹምዶ እምባሕ በሉኒ ? ❤️❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@seblea2090
@seblea2090 4 жыл бұрын
ክሳብ ዝኮነለይ 😢😢😢 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@saidanahom382
@saidanahom382 5 жыл бұрын
ናይ ምስማዕን ምስትምቓር ህዋሳት ዘለዎ ሰብ ኣብ ፍርያት ኣብርሃም dislike ክገብር ኣይክእልን ኢዩ ምናልባት ህዋሳት ናይ ብዓል ድሙን ኣንጭዋን ዘለዎም ክኾኑ ኣለዎም ።
@BIGBOSS-tt1if
@BIGBOSS-tt1if 4 жыл бұрын
ክሕነቅ ይብል ሞ ናይአብራሃም ደርፊ ከዓ ፀናሕ ይብለኒ። እመኑ አይትአመን
@fanielatoy9445
@fanielatoy9445 3 жыл бұрын
😀🤛❤
@tsegaytesfamikael5408
@tsegaytesfamikael5408 3 жыл бұрын
Kkkkkkk
@tftott4142
@tftott4142 5 жыл бұрын
ብስጋ አካ ተፈሊካና አንበር ብምንፈስ ኣብ ኩሉ ልቢ ኤርት ኢካ ኣህዋተይ pleas ኣይነስትማሲል ሓደ ማዓልቲ ሓሳቢና ክሰሚር ኢዩ ናብታ ምጭዊቲ ሃገርና ብሰላም ክንምለስ ኢና ሰላሚን ጥዕናን ይምነየልኩም ኪቡራት ድቂ ሃገረይ ።
@dagi2006p
@dagi2006p 4 жыл бұрын
አቦ በዚህ ዘፈን ፒያሳ ሰፈሬ ቀውጠንበታል ትርጉሙን ባላቀውም ግን በአማርኛም ተሰርቷል የሚመች ዘፈን
@emteemte3985
@emteemte3985 3 жыл бұрын
abraham gebremedhin (tigray lij) beamarigna remex aregotal you tube mesmat ychalal endale ehe zefen new beamarigna yegedemew guadegnaw slehone . search " mesak amelie by abraham gebremedhin "
@Simonkifle
@Simonkifle 3 жыл бұрын
M
@aliseaid
@aliseaid 3 жыл бұрын
@@emteemte3985 sami yaynu new mibalew amregna remix yadrgew
@መቢድብዋት
@መቢድብዋት 5 жыл бұрын
ኣነ እዞም ኣርቲስ ናይ ኤርትራስ ሓንቲ ሓወልቲ ናይዚ ኣብራሃም ኣፈወርቅ ምግባር ይስእኑ ክንደይ ሰነፋት ህርፋን ስልጣን ዘለዎም ከማን ይግበረሎም ኣለዉ ኣይኮነን ነብራሃም
@merrylove2083
@merrylove2083 5 жыл бұрын
I am from ethiopian I love eartrian musik
@achukagirma1131
@achukagirma1131 4 жыл бұрын
Same here
@xpevvj7enj861
@xpevvj7enj861 4 жыл бұрын
Merry lave 10q srki tray gdefu belyom netom deki adki
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@@achukagirma1131😢
@kokobokubaldet8315
@kokobokubaldet8315 5 жыл бұрын
ናብራ ከቢዱኒ እናማረኩ ጥዕና ዘይብሉ ምስ ረኣኹ ኣጸናኒዐያ ንነብሰይ ኣረጋጊዮ ንመፈሰይ
@sarafaraq9857
@sarafaraq9857 8 ай бұрын
Am an ETHIOPIAN💚💛❤ AMHRA from Europe Europe 🇪🇺 fall in love with this 🇪🇷 🇪🇷 ERITREAN music😮 🎵 💃 🕺 🎶💥❤
@ከምቲዝድልዮኮይኑመልስኪ
@ከምቲዝድልዮኮይኑመልስኪ 5 жыл бұрын
ኣምላክ ንንጹህ ሰብ ኣብ መሬት ኮፍ ኣይብሎን ኢዩ ኣብሪሽ
@eriboy8086
@eriboy8086 4 жыл бұрын
እወ ይዓኽ ናይ ብሓቂ ንጹህ ሰብ
@zemaaddis
@zemaaddis 5 жыл бұрын
Am from addis abeba I don't understand tigregna but I love this song abraham anbesa❤
@teklemehari8837
@teklemehari8837 3 жыл бұрын
Thanks with much love.
@yatoyyone2398
@yatoyyone2398 3 жыл бұрын
It is Tigrinya not tigregna
@جعفرنبراي-ك2ز
@جعفرنبراي-ك2ز 3 жыл бұрын
There is some Ethiopian singer sing it in tigrenga and amharic try to find him
@birhanutesfaye2571
@birhanutesfaye2571 Жыл бұрын
don't understand Anbessa what ደ 💆‍♀️
@mohammedsultan5687
@mohammedsultan5687 Жыл бұрын
Eritrea till death 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️😊 😊
@stk1975
@stk1975 5 жыл бұрын
Thanks God Abraham is back on the internet. I really thought he would be forgotten since all his songs were no longer available on the internet. A lot of people tried to take advantage by singing his songs on the internet but no one can can sing his songs the way he does. I hope he is reading this in heaven and laughing LOL.
@ibrahimmahmud8590
@ibrahimmahmud8590 5 жыл бұрын
Tankes bro
@smedia820
@smedia820 11 ай бұрын
Tenkes❤
@melakemehari5244
@melakemehari5244 3 жыл бұрын
አድራሃም ፉሉየ ተዘክሮ ገዲፍካልና ኢኽ እሞ ኣብ ገነት የንብሪካ ፋጣሪ ኣደነቅቲ ኣብራሃም ኣሎኾም ዶ እስከ ኣለና በሎኒ ደቃ ኤረይ like
@Kidu2022fish
@Kidu2022fish 5 жыл бұрын
Kem lomi tehagise ayfeltn eye nay Abrham afewerki ab you tube krekbo mkaley kbreht yehabena Rgat haftey ajoki tray zterefe derftatu dma kulu ketewurdlna
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 5 жыл бұрын
ኣብራሃም እንኮ ኣብራሃም ሓደ ክንሱ ክንዲ ብዛሓት ኩሉ ጊዘ ተስፍ ዘስንቐኒ
@ove6164
@ove6164 5 ай бұрын
2024 ዝሰማዕክምዋ😢 R i p King💔
@wediking695
@wediking695 4 ай бұрын
🙄🤔 2024 Me 2020
@anisikalasa8771
@anisikalasa8771 4 жыл бұрын
Someone asked me why legends people die and said to him when ya go to garden what flower 🌹 would you pick he said beautyfull one I replied to him same God wants nice people 😭😭 my profound condolence to y’all family as well his acquaintances rest his soul in peace
@privatemail1428
@privatemail1428 3 жыл бұрын
He was killed by his own ppl
@anisikalasa8771
@anisikalasa8771 2 жыл бұрын
If it is very sad 😢
@basedteklu8492
@basedteklu8492 3 жыл бұрын
Im Ethiopian Oromo and love this song sooooo much!
@misgnamengs2248
@misgnamengs2248 5 жыл бұрын
ንጉስ ዓለም ካላኣይ ተወሊዱ።
@meharighirmay4029
@meharighirmay4029 Жыл бұрын
ኣነስ ክሳብ ሕጂ ይሰመዓ ኣለኩ 2023/8/24 ዝሰመዓኩማ ኣለኩም ዶ❤❤❤ኣብርሸይ የኣክ😢😢😢
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 11 ай бұрын
Me too❤❤❤😢
@ሳሚወዲተወልደ
@ሳሚወዲተወልደ 5 жыл бұрын
ኣብርህሽይ ዋሃቢ ተስፋ ዋሃቢ ፍቅሪ መግለጺ የብልካን በጃኻ ነዚ ደርፊ ኣይትድምሶ ብራዘር
@regatafewerki4854
@regatafewerki4854 5 жыл бұрын
hgawi iyu aydmsesn iyu
@PlatinumEthiopia
@PlatinumEthiopia 4 жыл бұрын
I cant listen tigrigna language perfectly but I love tigrigna rhytm I am from shew a Ethiopia
@ወረበዚሑዶሓቀይ
@ወረበዚሑዶሓቀይ 5 жыл бұрын
ሎሚ ብጣዕሚ ተሓጉሰ Thanks
@biniyamguta5957
@biniyamguta5957 2 жыл бұрын
በ አማርኛ የትዘፈን post ፕልስ
@teshememehari3349
@teshememehari3349 5 жыл бұрын
Abraham best ever for ever in my heart even if I die I can't forget you
@ermiyasengdawork1221
@ermiyasengdawork1221 3 жыл бұрын
best ertirean music i ever heard .....Im from Ethiopia we love you ERI people.
@yisacabrham5203
@yisacabrham5203 2 жыл бұрын
Ermias, thank you. We love you back brother.
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ሳፕስክራይብ ንግበር ደቂ ኣብርሃም
@beforeafter5477
@beforeafter5477 Жыл бұрын
ዓለም ሓላፊት እያ አብዘለኻዮ ብዘለካ ሕጉስ ኮይንካ ሕለፋ
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 5 жыл бұрын
መን ከም ኣብርሃም ሓላል ።
@ابرهيمصالحامير-ث3ج
@ابرهيمصالحامير-ث3ج 4 жыл бұрын
اييييييي ولا لا
@justfunnyvideo.ሀለሐ
@justfunnyvideo.ሀለሐ 9 ай бұрын
ኣብርሂሞ ስጋካ እምበር መንፈስካን ፍልስፍናካን ክሳብ ዓለም ትውዳእ ህያው እዩ።❤ 12/12/2023።
@እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ
@እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ 5 жыл бұрын
ዓለም ጎዶሎ ኩሉ ግን ፍቃድ ኣምላክ ኮይኑ ኣብርሽ መምህር ኩሉ።
@habendenbel4329
@habendenbel4329 5 жыл бұрын
R.I.P. my dear we will never forget you from Ethiopia Amhara 😘😘😘😘
@henkoheynoka1235
@henkoheynoka1235 5 жыл бұрын
ኣብርሸይ መክሰብ ዓለም ንስካስ ክትጸንሕ ኔርካ ብዓል ሓሰር መሰር ድኣ ዘይትወስደልና ኔርዋ ወትሩ ኣብልብና ኣለካ ውሉድ ወሎዶ
@Jakal-pw8yq
@Jakal-pw8yq Жыл бұрын
I teach guitar here in Seattle washington, America and I have a student from the Sudan area and his mom wants me to teach him this song so he can sing it at their family get togethers! The problem is he doesn't really have the skills yet to play this complex beautiful piece of music! Does anybody have any suggestions of this type of music that might be simpler for a 7 year old guitar student? Much love from america, Jim the guitar teacher
@issatoure4300
@issatoure4300 5 жыл бұрын
እብርስ እቦ ትግርኛ መንግስተ ሰማይ ያዋርስካ
@hodisaisack7790
@hodisaisack7790 3 жыл бұрын
What a beautiful song. From Somali🥰
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 3 жыл бұрын
Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯
@ermilove685
@ermilove685 5 жыл бұрын
*ፍሽክ ተኣመለይ****❤❤* መግለጺ ኣልቦ
@bibifeqar23
@bibifeqar23 5 жыл бұрын
Was ist albo
@jddbxx4445
@jddbxx4445 5 жыл бұрын
17 4 2 3
@bibifeqar23
@bibifeqar23 5 жыл бұрын
@@jddbxx4445 was ist das
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@bibifeqar23 መግለጺ ንዝስኣንካሉ ነገር ትጥቀመሉ ትግርኛ እዪ "ከምዚ ሕልና "ኣልቦ" ትብሎ ንሓደ ሰብ ሕልና ዘይብሉ ማለት እዪ ተረዲእካ ክከውን ተስፋ ገብር
@bibifeqar23
@bibifeqar23 5 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 ja terrdini bor tank u
@tesfaymehari3761
@tesfaymehari3761 4 жыл бұрын
ኣብርሽ ሓላል ኣነስ ኣብዚ ኤውረጳ ናይ ኣብረሃም ደርፋታት ተዘይ ነብሩስ ናይ ጎደና ሰብ ማለት ጽሉል ምኮንኩ ፡ምስ አዚ ኩሉ ጭንቀት ዝርደኣለይ ግን ኣለኒ ንሱ ድማ ኣብረሃም ኣፈውርቂ ክንዲ አሙን ዓርኪ፡ክንዲ ለዋህ ኣደ፡ሩህሩህ ወላዲ፡ክንዲ አምንቲ ሓብትን ሓዉን ኮታንስ ክንዲ አቲ ኩሉ ቃንዛካ ቃንዙኡ ዝኮነልካ ጸግዕካ ማለት ኢዩ።
@jcseri7088
@jcseri7088 5 жыл бұрын
King 🤴🏽 legendary Abrham memher Hiwet 🎶. Artist hawena kiflu dagnew gela kab nay Abrham king kalet keglexi kelu n abrsi legendary sntbeb naka Entay eyu mes belwo sntbeb hiwet eyu emnet eyu fkri eyu desta eyu tesfa eyu kebelu sima mesu ka tesimami elwom derfi abraham terah zykoan si qalatu wen hiwet zelwo eyu . We love you abrish king king 👑 🎶
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Sdray/ስድራይ  Official Audio Video
7:08
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 2,9 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 12 МЛН
Пришёл к другу на ночёвку 😂
01:00
Cadrol&Fatich
Рет қаралды 11 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 11 МЛН
Incredible: Teacher builds airplane to teach kids behavior! #shorts
00:32
Fabiosa Stories
Рет қаралды 11 МЛН
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 23 МЛН
Kokeb Semay
6:14
Abraham Gebremedhin - Topic
Рет қаралды 1,2 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki -  khilewelki'ye/ክህልወልኪየ  Official Audio Video
5:48
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 4,2 МЛН
Пришёл к другу на ночёвку 😂
01:00
Cadrol&Fatich
Рет қаралды 11 МЛН