Eritrea, ጸሊም ታሪኽ እስርቤታት ዓዲኣበይቶ፡ ማይስርዋ፡ዓላ ብመርማሪ ነበር

  Рет қаралды 21,741

Eri Man

Eri Man

Күн бұрын

Пікірлер: 119
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 ай бұрын
እዋ ኣንታ ካብ ደርጊ ዝከፍእ ዘስካሕክሕ ኣሰቃቒ መግዛእቲ !!! ነዚ ሲ ክኣ ጽቡቕ ኣላ ሃገር ይበሃል !!!
@NahomYosief-h9y
@NahomYosief-h9y 2 ай бұрын
ደርገ ዳ መላክ አንደዮ
@anehadegtitetsba5054
@anehadegtitetsba5054 Ай бұрын
ወሪድዎ ደርጊ ኣብ ግዜ ደርጊ ኤሪትራዊ ክቡር ናብርኡ ድማ ፅሩይ እዩ ነይሩ
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 2 ай бұрын
As a historian student this is very important eye witness source for me. I appreciate your confidence, analyze and memory Thank you
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 2 ай бұрын
ሰብ ፈሪሓ እግዚኣብሄር እንተዘይብሉ፡ እቲ ናይ መጨርሻ ናብ ሰይጣን ተለዊጡ፡ ህዝቡ እዩ ዘጽነት፡ ስለዚ ኣንታ ወደይ ፡ ክንደይ ዓመት ኣብዚ ፡ስራሕ እዚ ሰሪሕካ፡ ንኽንደይ ሰብከ ቀጥቂጥካ፡ ከም መርማሪ መጠን፡ ንእግዚኣብሄር ትፈርሖዶ፡ ኣብ ህዝብኻ፡ ዝገበርካዮ በደል እንተኣልዩካኸ ንስሓዶ ኣቲኻሉ፡ ምኽንያቱ ናይ ካልእ በደል ምዝራብ ቀሊል እዩ፡ ናትካ ተራኸ እንታይ ኔይሩ። ንሰብ ኣይትፍራሓዮ ንእግዚኣብሄር ግን ፍርሓዮ፡
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Ай бұрын
ሳሕል ወፊርና እንታይ አምጻና እሎም መጽሕፍ ክጽሕፉስ ለካ ነዚዩ። ን30 ዓመት ተቃሊስካ ጸላኢ አዉጺና ኢልካስ ብዝገደደ ንህዝብካ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ክተዉርደሉ እዚኦም ካብ ሰብ ምካን ዝራሕቁ ጨካናት አራዊት ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም'ዮም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Jtar2002-xj7ni
@Jtar2002-xj7ni 2 ай бұрын
Need prayers for Eritrea
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 Ай бұрын
Eri man thank you for posting it.
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 2 ай бұрын
እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን፡ መዓልቲ ፍርዲ ፡ ኣላ፡ ማንም ዘየታልሎ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ፡ እቲ ቅኑዕ ፈራዲ ፡ ደሕሪ ሞት ቅኑዕ ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎ፡ ናይ ኩሉ ዓዲ ትነገር ኣሎኻ ፡ መን ወዲ መን ኢኻ መቦቆል ዓድኻኸ ኣበይ እዩ። ከፊእኩምና ደሎኹም እኮ ካብ ማሕጸንና ዝወጸ ኤርትራዊ ናብ ኣውሬ ተቐይሩ ዘሎ፡ ነይ እኮ እዩ፡ እግዚኣብሄር ንኹሉ ፈጢሩ ዘይተጣዓሰ፡ ንሰብ ምስ ፈጠረ ግን እግዚኣብሄር ንሰብ ምስ ፈጣአርኩ ተጣዓስኩ ኢሉ፡ ሰብ ኣውሬ ዝኾነሉ ዘመን፡ ጨካን ትውልዲ፡ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና።
@KubsulSul
@KubsulSul 21 сағат бұрын
እቲ ዘገድስ መን ምካኑ ኣበይ ዓዱ ዘይኮነስ ፡ ኣብ ኤርትራ ከምኡ ይግበር ድዩ ወላስ ኣይግበርን፣ ብምልኡ እቲ ዝብሎ ዘሎ ሓቂ እዩ። ብዙሓት ኣለና ነዚ ከምዚታት ብዓይንና ዝረኣና። ከም ዝመስለኒ ጴንጠ ኢኪ፡ ኣብ ምዕጥር ጴንጠ ብምካኖም ጥራይ ልዕሊ 200 ሰብ ብዘይ ፍርዲ ዝተኣስሩ ባዕለይ ዝራኣክዎም ኣለዉ። እዚ ወዲ ዓዱ ዘይመንገሪኡ ግን" ንውሕስነት ስድርኡ ክብል ማካኑ ክትርዳእ ዘይምክኣልካ ዘገርም እዩ !
@Higuain1995
@Higuain1995 2 ай бұрын
ኣነ አብ ማርያም ግቢ ተኣሲረ ኔረ ብግዜ ደርጊ ከምዚ ናይዚኦም ኣረሜን ጨካናት ኣይነበረን ምግቢ ይኣትወካ ጠበቃ እግበረልካ ነሩ. ንሰምበል ምስሓለፍካ ስድራኻ ክትረክብ እፍቀደልካ. ናይ ዕቡድ ከልቢ ምሕደራ አብ ታሪኽ አሬትራ ኣይተርኣየን. ህዝቢ አሬትራ ግደቲኡ ክገብር እምበር ግብኡ ክሓትት ድኹም እዩ 😢😢
@Tesfa325
@Tesfa325 Ай бұрын
ሐቅኻ እዚምስ ንባዕሎም እንበር ንህዝቢ አይወጹን ተቦንቂሮ ይጥፍኡ😂😂
@HAREGU1
@HAREGU1 Ай бұрын
አዚ ናይ ወያነ ሰራሕ እዩ
@tesfaluulmichael9222
@tesfaluulmichael9222 Ай бұрын
😢 ካብ ታሪኻዊ ግዝአት ቱርኪ ዝኸፍኤ ጨካን ስርዓት ህግደፍ።እንታይ እዩ አቢሱ እዚ ኩሉ ግፍዒ ዝወርዶ ዘሎ መስኪን ለዋህ ህዝቢ? ኢድኩም አይትስአኑ ህግደፍ።
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 2 ай бұрын
ነዚ ዲዩ እዚ ኩሉ ተቓሊሳትሉ እዛ ሃገር።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 ай бұрын
ካብ ገረግር ሱዳን ብ1973 ኣትሒዞም ነቶም ሰለይቲ እንዳበሉ ዝቕጥቅጡዎም ዝነበረ ንጹሃት ተጋደልቲ ውን ብኩርማጅ (መሸኒ ብዕራይ) ገይሮም ዘቢጦም ዘቢጦም ሰለይቲ ዘይኮኑ ንጹሃት ከለዉ ከይፈተዉ እወ ሰላይ ኢየ የብሉዎም ነይሮም :: ስለዚ ኩርማጅ ናይ መሸኒ ብዕራይ ሕጂ ዘይኮነ ኣብ 1973 ካብ ገረግር ሱዳን ሳሕል ጀሚሮም ኢዮም ንተጋደልቲ ብመሸኒ ብዕራይ ገይሮም ዝቕጥቅጡዎም ነይሮም :: ክሳብ 50 ዝኾኑ ንጹሃት መንእሰያት ተጋደልቲ ስሞም ብምጽላም ሰለይቲ እንዳበሉ ኣብ ገረግር ሱዳን ሳሕል ብ1973 ቀቲለሞም ኢዮም ::
@HiwetHiwet-z1x
@HiwetHiwet-z1x 2 ай бұрын
Away Hagray 😢😢😢😢😢😢😢😢 jaganu abotaina nezzie waga kaflom eway 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Ewayyy ewayyyy😢😢😢😢
@tediambes3908
@tediambes3908 Ай бұрын
Zegerim! Aye Eritrea
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበረልኩም፡ ጽቡቕ፡ እዩ፡ እት ሓቂ ምዝራብካ፡ ነገር ግን ንስኻውን ኣብኡ፡ ክብ ካልእ ቦታ ናብቲ ትጠቕሶ ዘሎኻ ተቐይርካ ትሰርሕ ኔርካ፡ ንስኻኸ ክትምርምሮም ከለኻ፡ ትሃርሞምዶ ኔርካ፡ ብምንታይ ክንፈልጥ ንኽእል፡ ልክዕ እዩ፡ ፍርሒ ፡ክህልወካ ይኽእል እዩ፡ ድምጽኻ ዝፈልጥ፡ መን ምዃንካ ኣይስሕቶን እዩ፡ ሽምካ ብርሃነ ኢልካ ኣሊኻ፡ ካብ ጀመርካዮስ ፡ ኩሉ ግሉጽ እንኸውን ክንደይ ምጸበቐ ነይሩ እብል፡ እዚ ናተይ ርእይቶ እዩ።
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv Ай бұрын
እዛ ናይ ዓዲ ኣቤቶ ሓቂ ኢያ ፡ ተሪፉዎ ከማን ኣሎ ፡ ኣነ ተኣሲረላ ኢየ። ኩላ ሓቂ።
@alexanderberhe4951
@alexanderberhe4951 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት እንቁዓሰይ ኮኑ ከይንብል ይሕዋትና ኮይኖም ካብዚ ሂወት ወጻኦም እዩም እኮ ነዚ ረሳሕ ደዋይ ስርዓት ዝድግፍዎ።
@HAREGU1
@HAREGU1 Ай бұрын
ወያነ ደዋይ በል ድአ
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 Ай бұрын
እዝነይ ድዩ ኣድሚን ሰሎሙን ተስፋማርያም ይዛረብ ኣሎ። ወይ ግዜ! ሕጂ ይርድኣካ ንምንታይ ደምበ ተቓውሞ ክንድዚ ግዜ ወሲዱ። ሕጂ ውን ብዙሓት ከድዓት ኣብ ውሽጢ ደምበ ፍትሒ ኣለዉ እዮም
@amanluel98
@amanluel98 2 ай бұрын
Ezi esika Tizarebo deleka emo kea Hasawi dbluka zilewu😂😂 abu nerom kabaka nilali mezentewulu Gin Hilina 😢😢😢😢
@negasiteweldeberhan9584
@negasiteweldeberhan9584 Ай бұрын
What a hell is Eritrea under the current regime!!!
@meronhabtemariam4169
@meronhabtemariam4169 Ай бұрын
ደርጊ ሓላል😢
@HAREGU1
@HAREGU1 Ай бұрын
ወያነ ሓርእ ከዳም
@GuushAtsbiha
@GuushAtsbiha 9 күн бұрын
ኣቦኻ 'ዶ ኾን ጦር ሰራዊት ወይ ምልሻ ስርናይ ነይሩ 'ዩ
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 ай бұрын
ሃሙሽተ የህዋትካ ዝተሰዉኡስ ንስካ ሃዎም ሰብ ክትምርምር ሰብ ከተሳቂ ድዮም ተሰዊኦም ? ጽባህ ምስ ወገሀ ምስክርነት ስለትከውን ጥአና ይሃብካ፥
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 ай бұрын
ገሊኦም ዋላ ደቂ ወተሓደራት ደርጊ ዝነበሩ ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም :: ከም ባዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂን ሓጎስ ክሻን ወዘተ ዝኣመሰሉ ትግሪኛ ስለ ዝዛረቡ ኤሪትራውያን ክኾኑ ኣይክእሉን ኢዮም :: እቶም ብዘይ ድንጋጸ ንደቀባት ኤሪትራ ዝቕጥቁጡን ዝቐትሉን ዝነበሩን ዘለውን ኢትዮጵያውያን ኮይኖም ኣብ ኤሪትራ ተወሊዶም ዝዓበዩ ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም :: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንዓኣቶም ኢዩ ዝፈቱ ::
@dawitmichael2383
@dawitmichael2383 2 ай бұрын
Brother..look people close to you...accountability!?
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 ай бұрын
ከም ኤርትራዊ ጨካን የለን እንታይ ኮንካ አታ ሓቂ ምዝራብ ፅቡቕ እዩ በዐል ሚኪኤለ ወዲ ሙቁር ከ ኤርትራዊ ስልጣን ተሒዙ አኺሉካ እዩ
@awetteklay428
@awetteklay428 2 ай бұрын
ገለ ካብቶም ግፍዒ ዝወረደኒ'የ! እቲ ዝገርመኒ ግን ነዚ መከራ ዘይጥዓመ ኣብዚ ኮመትንት ልዋራዘዩ ክትርኢ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዓለም ጸዋር!
@Eri-blue
@Eri-blue 2 ай бұрын
@@awetteklay428 ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን፡ ብስቓይ ሰባት ይወራዘዩ፡ ከም'ዚ ኣብኡ ዝነበሩ ይጻረፉ፡ ሓሳዊ ይብሉ፡ ክንደይ መንእሰይ ከምዝጠፍአን ከምዝተሳቐየን መዓስ ኢዩ ክስቆሮም? ብዝኾነ እንቋዕ ብሂወት ወጻኻ።
@HAREGU1
@HAREGU1 Ай бұрын
ልዋራዘዩ ናይ ዓጋመ ዘረባ እዩ ዓጋመታት
@GuushAtsbiha
@GuushAtsbiha 9 күн бұрын
ልወራዘዩ ? 😅😅😅 ኻብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት
@matewosabrehe3219
@matewosabrehe3219 15 күн бұрын
Hasawi berket bihwetu alo
@Nugse-xn9oq
@Nugse-xn9oq 2 ай бұрын
Ezi zbelkayo kulu haki eu nerna ena awu
@AmanMussie-n3z
@AmanMussie-n3z 23 күн бұрын
1111
@BerhaneMehari-ss6fk
@BerhaneMehari-ss6fk Ай бұрын
Bayeney z rakuwo bel
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni Ай бұрын
Anza hager zey tenegere ember zey tegebere yelen 💙💙💙💙🩵🩵🩵💙💙☕️
@t.h.2520
@t.h.2520 2 ай бұрын
ናይ መዓስ ዓመተ ምህረት ኢዩ እዚ ትብሎ ዘለኻ።
@LualAbraha
@LualAbraha 2 ай бұрын
Meqihe
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 Ай бұрын
😢😢😢
@HAREGU1
@HAREGU1 Ай бұрын
ወያነ ዲኩም ሓሰዉቲ
@Titi-t4j
@Titi-t4j 20 күн бұрын
😂😂😂😂
@KubsulSul
@KubsulSul 21 сағат бұрын
ኣቲ ንስኪ እምበር ኣብ ደገ ዝዓበኪ ኤርትራዊት ከይትኮኒ፡ እምበር እቶም ኣብ ኤርትራ ተወሊድና ዝዓበና ኤርትራውያን ድኣ ነዚ ዝብሎ ዘሎ ንፈልጦን ኣጋጢሙናንን እንድዩ።
@tesfayamanuel1466
@tesfayamanuel1466 Ай бұрын
ለኽባጥ100%
@wblludwigshafen1700
@wblludwigshafen1700 Ай бұрын
Do you think ,that Eritrea will be Free from the Worst Things.
@AbayDisti
@AbayDisti 2 ай бұрын
ወዲ ከበደ ወዲ 40 እዩ።
@BerhaneMehari-ss6fk
@BerhaneMehari-ss6fk Ай бұрын
Ata t hatit zelleka aw ellika hitet enda ferahika
@ጀጋኑኻኣኽብር
@ጀጋኑኻኣኽብር 2 ай бұрын
ናእማንኻ ድዩ ኪርኪርኪርርርርር ደቂ ________
@alexanderberhe4951
@alexanderberhe4951 Ай бұрын
ኪድ ወዲ ኣረጊት ሾርሙጣ ወዲዛ ምንጠብጠቢት ሓሳኽ ጢዛ
@ጀጋኑኻኣኽብር
@ጀጋኑኻኣኽብር Ай бұрын
@@alexanderberhe4951 ኪኪኪኪኪ 1.5 ሚልዮንይ ፈረቓይ ህልም፡ ናብ መረበትና ምለሱናዋዋ ረድኤት ሃበነዎይይይይ ከኒናና ሃቡናዎይይ ክክክ
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 2 ай бұрын
ዘማጅ ባጋሚዶ ኣዩ
@danielarsenal4952
@danielarsenal4952 Ай бұрын
Ezi wedi kebede zebhal ke entay alekum
@tediambes3908
@tediambes3908 Ай бұрын
Issias ezi agame keytefie wey adu keykede Eritrea kabzi shigir aytilakekin eya
@אסיימנאמסגנה
@אסיימנאמסגנה 27 күн бұрын
Zgerm eu hasaot keynesl bi eletn ametn sendo emo gexka entetkeft wn zyada mhagezena
@shakip5866
@shakip5866 Ай бұрын
Tigray Tigray tategadefewo kuluna msetakawmena naerna fah abelkuma guday
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 ай бұрын
አታ አብቲ ሩጉም ዐዲ እንቁዐ ወፃና እንበር ገስረጥ ምሕደራን ዳ ማቻላዮ ዐዲ ጌና ምሕሳውን ንሓውኻ የሕሊፍካ ምሀብ ከይተረፈ እዚ ቀታሊ ውድብ ከይጠፍኡ ሰላም ዝብሀል የለን
@HAREGU1
@HAREGU1 Ай бұрын
ወያነ ሓሳዉ
@GuushAtsbiha
@GuushAtsbiha 9 күн бұрын
ዓጋመ ምዃንካ ግጡም ብጽሕፈትካ ። ንኤርትራዉያን ግደፈሎም 'ስከ
@amanuelhailu9378
@amanuelhailu9378 2 ай бұрын
አብ ማይስርዋ ናይ ትዋህዶ ጴንጠ እምነትን ጆሆቫ ዊትነስ ተኸተልትውን አሎዉ ይብሃል ከመይ እዮም
@tesfaytsige8683
@tesfaytsige8683 Ай бұрын
ኣህ።ስርት።ህግድፍ።ካማክም።ቻክን።ሰአንክም።
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 ай бұрын
ወዲ ወለላ፥ወዲ ጋላ፥ርአሲ ምራክ፥አምታይ ይባሃል አልፊ ሸፋቱ ዝነበሩ ህግ ኣረመናዊ ተግባር ዘተግብሩ፥ሱቅ ጥራይ በሉ ኩላ ዋጋኣ ክትረክብ አያ ፥
@Tesfa325
@Tesfa325 13 күн бұрын
ዘማች ደአ አብ ሽንግርዋ ከይአኽሎስ ቤት ፍርዲ ፊርድ ክትርእዮ ሀገር አብይ ወዲቓ ከምዘላ የርእየካ😂😂😂
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 ай бұрын
ደርጊ ሽኮር ሓሳዳት ክፍአት ግብሪ ዘለዎም ብገለ መፅዮማ ፀልማት አረሜን ነዚኦም ዝወለድክን ሩጉማት ማህፀን ኢኽን ዕስትኽ ሕብረተሰብ ብጀካ እቶም ሰብ ስረ ድበዝሐ ሓሳዊ እዩ ኮይኑ አብቲ ዐዲ
@LualAbraha
@LualAbraha 2 ай бұрын
Nemtai. Eka. Agame. Tbel. Zlka. Esayas. Afewrki. Abeune. Adeu. Abi. Diyume
@NegassieRiessom
@NegassieRiessom Ай бұрын
መንዩ ቀጥቃጢ ኔሩ ንስኻ ዲኻ?
@NahusenaySenay-wt4nj
@NahusenaySenay-wt4nj Ай бұрын
Shkea bt chrtinen hawewskyi pepse shkea thwewskea haswea
@Mehari-oc8dw
@Mehari-oc8dw 2 ай бұрын
ንስኻ ሓደ ክበኦም አኻ ግን አትብሎ ዘለካ ሓቂ አዩ
@ወዲየማነተስፍ
@ወዲየማነተስፍ Ай бұрын
ምስክን ህዝቢ እልፊ ዶናቁር ሰራሓተኞ ኢሰያስ ኣጥፊኦሞ ዝህዝቢ
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 2 ай бұрын
ግዜ ይምልሶ ይኸውን እምበር ንባዕልኻ መርማሪ ኮንካ መልእኽ ኮንካ ኣብ ሞንጎ ሰይጣውንቲ ክትሰርሕ ዘይሕሰብ እዩ፡።5 ኣሕዋት ተሰዊኦሙኻ ነዚ ትዛረበሉ ዘለኻ እንዳረኣኻ ነብስኻ ናጻ ከተውጽኣ ምፍታን የገርም እዩ።
@Wedi_bitweded
@Wedi_bitweded Ай бұрын
ኣነ መልኣኽ ኢየ ኣብ ሞንጎ ሰይጣኣውንቲ ኣይበለካን፡ ብልክዕ ትግርኛ ትሰምዕን ትርዳእን ዲኻ፧ ኣነ ነጻ ኢየ ኣይበለን ኣብ ቅድሚ ህዝበይ ክፍረድ ቅሩብ የ ይብለካ ኣሎ። ከመይ ደኣ ክብል ነይርዎ እስከ ንገረና፧ መርማሪ ኢዩ ገበርትን ሓደግትን ግን ካልኦት ኢዮም ትፈልጦ እንተደኣ ኮንካ ዓዲ ኣቤይቶ
@NahusenaySenay-wt4nj
@NahusenaySenay-wt4nj Ай бұрын
Nsksea ktktea ekea nrkea rbhea ms gdlkea sGrkea haswea
@NegassieRiessom
@NegassieRiessom Ай бұрын
ከመይ ከመይ እዩ ነገሩ። ንስኻ ናይ ኩሎም መርመርትን ጀነራላትን ጠርናፊ ዲኻ ኔርካ። ወላስ ኩሉ ጸብጻብ ናባኻ ድዩ ዝመጽእ። ወዲ ምቁር ሕጋዊ እሱር ኮይኑ ኣብ ጸጸራት ዘሎ ናይ ወተሃደራት ቤት ማእሰርቲ 10 ዓመት ተፈሪዱ። እንታይ ድዩ ኔሩ ሓላፍነትካ። እዚ ትዛረቦ ዘለኻ: ኩሉ ሰብ ናባኻ ሪፖርት ዝገብር ዝነበረ ኢኻ ትመስል።
@AbibAbis-j7l
@AbibAbis-j7l Ай бұрын
Suq bel kezab enqae ekua zeynfelto aynkewun wedi harie tegaru mehayo weyane geben zgebere ab kulu alem yeser
@kakamhari1433
@kakamhari1433 Ай бұрын
Kulu ezi zigebru zelwu dekalu nai adwa mis aslam koinom eyiom. Eziom dekalu asmara zi abeyiu mis aslam habirom lili 60 amet atsnitomuba eyiom. Hinena dima adwa bi mifras kentsnitom ena. Dihru neslam teklal kenetfom ena nai gize gudai eyiu
@noahluca5361
@noahluca5361 Ай бұрын
ዓጋመ ዓጋመ...😂😂 ሓሳኻ ደምበ..
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 2 ай бұрын
Tigrawai zeitble Ata wedei we kebede Ma,ereba iyu
@nisri1567
@nisri1567 Ай бұрын
ዳሃይን ዝርዝርን ናይዞም 120 ሃብታማት ዝበሃል እንታይ ደሃይ ኣሎካ?
@Ye2068
@Ye2068 2 ай бұрын
ንስኻ 'ውን ሓደ ካብቶም ሌባታት ኢኻ። ከምቶም ዚኣተዉ ክትኣቱ ነይሩካ። ህዝቢ ኪትገፍዕ ነይርካ ሕጂ ጻድቕ ኪትመስል ኣይትዕፈር።
@AlayGere
@AlayGere Ай бұрын
ከዛብ ዓጢነ እቲ ኣምጺእካዮ ዘለኻ ስእሊ ናይ እስርቤት ናትና ኣብ ልብያ ዝነበርና እዩ። እዋእ ኣታ ሓሶት ድራርኩም ኮይኑ በቃ ገጽኩም ትከወል ዕሱባት። ፎኦኦ ሸተቲ ሃመማ ቀልቀል። game over ብሓሶት ዝኸውን ነገር የለን።ኩሉ እቲ ንመናውራን ኢልኩም ተምጽእዋ።ዋናታቱ ከኣ ብኸምዚ ኢና ነፍሽለኩም። እቲ ስእሊ ኣምጺእኩሞ ዘለኹም ናይ ልብያ ናትና ዝነበረ ኮይኑ እቲ ቦታ ከኣ ሽዋሪፍ ተባሂሉ ይጽዋዕ ከዛባት ብሓሶትን ስርቅን ክትነብሩ መዋእልኩም።
@y-dx1
@y-dx1 Ай бұрын
Haz mezgeb ysened tray :: kulka ezi video ab wuhus bota akemto kntahasaseb ebA
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 Ай бұрын
ንስኻ ሓደ ካብኦም ኢኻ አባሎም ኔርካ
@LualAbraha
@LualAbraha 2 ай бұрын
11
@jesusisgod7353
@jesusisgod7353 Ай бұрын
Eska teketkit eka ember baalika aytikitkitn 😂😢
@asmarabella3250
@asmarabella3250 2 ай бұрын
ዓመተ ምህረት እንዳሓበርካ
@AmanEzgi
@AmanEzgi Ай бұрын
ንስካ ቀጥቃጢ ነርካ ይፈልጠካ የ
@HagosElyas
@HagosElyas 2 ай бұрын
Ab kahawta tika enda yurael bzuhat esurat alewu nay filipos ashihat menieseyat
@kahssaygebremedhinhabtemic8295
@kahssaygebremedhinhabtemic8295 2 ай бұрын
ይቅረታ !!! እስርቤት እንታይ ማሌት ኢዩ ? ትግርኛ ድዩኸ ?
@NahusenaySenay-wt4nj
@NahusenaySenay-wt4nj Ай бұрын
Prison😂😂
@Karneshmawi
@Karneshmawi Ай бұрын
እቲ ጥቃኻ ዘሎ ካባኻ ንላዕሊ ንሰምዖ ኣለና 😂 ከም ዝተረድኣኒ እቲ ቀንዲ ንሱ እዩ 😂 ንስኻ ፓፓጋሎ በል ተባህልካ ኢኻ ትብል ዘለኻ 😂😂 ብዝኾነ ኣብታ ናይ ስርሒት ዞባ ሓደን ሓሙሽተን ተጋጊኻ ኣለካ ጀነራል ዮናስ ውን ኣይነበረን ሽዑ ፡ ቅድሚ ሕጂ ከኣ ሓደ ከማኻ ናይ ስልያ ነበር እየ ኢሉ ኣብዚ ኣምጽዮሞ ዮናስ ተኣስሩ ኣሎ ኣቲዋ ኣሎ ውን ይብል ኔሩ ካበይ ኢኩም ትኣራርይዎ እዚ ሓሶት ፡ ዮናስ ኣብ ስራሕ ኣብ ምብራቅ ሱዳን ኣብ ከሰላ እዩ ዝርከብ ኣብዚ ሰዓት ከማኹም ፌራ ኣይኮነን ፡ እዚ ይኣኽለኩም
@LualAbraha
@LualAbraha 2 ай бұрын
Ew. Neflto. Ena. Nrnalu. Ena. Tbuke. Alka
@AbayDisti
@AbayDisti 2 ай бұрын
ጆን ወዲ ጋላ መይቱ ድዩ ድበለ ? ኣረጋግጸልና።
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 2 ай бұрын
The hell
@tesfalem6978
@tesfalem6978 Ай бұрын
ከዛብ ዋሕድ ፈጠራ ዲኻ ትፍኑ ዘለኻ ርእሲ ዱባ : ትግራይካ ትሓምም ኣላ
@minasiekesete9982
@minasiekesete9982 2 ай бұрын
Jon samisari dea nimen eka lebam lebam kitxawet qedamay tehatay ekaa
@fitsumamlosom2201
@fitsumamlosom2201 2 ай бұрын
መርማሪ እንተነርካስ እንራታይ ኮንካ ኮምፕተር ዘይክኣልካያ ከዛብ?
@awetteklay428
@awetteklay428 2 ай бұрын
ከማካ ፈንቆሮስ ይህሉዶ😢
@matewosabrehe3219
@matewosabrehe3219 15 күн бұрын
Hawaii berket bihwet alo
@Seysey770
@Seysey770 Ай бұрын
Hatewqetew
@Insider24840
@Insider24840 Ай бұрын
@@Seysey770 ንሓደ ሕልንኡ ዝሞተ ሰብ ምናልባት ሃጠውቀጠው ይኸውን'ዩ፡ ንኣሽሓት ስድራቤታት ግን ደቀን ኣበይ ጠፊኦም ዘይፈልጣ፡ ሎሚ'ዶ ጽባሕ ይመጹ እንዳበላ ዝጽበያ ኣዴታት ናይ 10ታት ዓመታት ስቓይ ኢዩ።
@MTO2024
@MTO2024 2 ай бұрын
Ata bxbix hasawi nmen eka ketedenagir sebay tekonka gexka zey trea nskas mis beal fili konka ab adi abeto eisurat tay tigebrom nerka mdmxka zeytiflet mesilka knrakeb eina kitwegih eya ngze tray nska zeyesenkelkayo seb alo gina sebay tekonka abzi adi aleku elka habrena
@zesimoni8696
@zesimoni8696 2 ай бұрын
Hji entay eka tiblena zeleka abiu keleka fitah zeygeberka hasawi seraki
@minasiekesete9982
@minasiekesete9982 2 ай бұрын
Jon haswai
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 2 ай бұрын
ቅድሜና ዝተኣሰሩ ኢልካሞ እሱር ዲኻ ኔርካ ወይስ ኣሳርን መርማሪን፡ ብዙሕ ትሓዋውስ ኣሎኻ፡ መስጊድ ቤተ ክርስትያን ኣይኮነን ፡ ክልቲኡ ዘይራኸብ፡ እዩ፡ እቶም ፡ ምሳኻ ኮይኑም ሕሹኽ ዝብሉኻ ዘሎዉ ግን፡ ይገርመኒሎ፡ ንምንታይ ግን ስእልኻ ዘይተርኢ፡ በጃኻ ቅሉዕ ኩን፡ ሰብ ሪኡ ክሓተካ እንተኾይኑ፡ ከምዚ ተጻሒፉ ተዋሂቡካ ተንብብ ከምዞሎኻ እዩ፡ ዝስማዕ ዘሎ፡ ስለዚ በጃኻ ገጽካ ኣርእየና፡ ከምቶም ብቑሉዕ ዝዛረቡ፡ ዘሎዉ፡ ሓቂ ተዛረብሞ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ዝብሃል ኣሎ፡ እስኪ ገጽካ ኣርእየና።
@Insider24840
@Insider24840 Ай бұрын
@@hiayabyesus2011 ቅድሚ ናብ ዓዲኣበይቶ ምምዳቡ ማለት'ዩ። ኣብ ካልእ ኣሃዱ ከሎ (ቅድሚ 2008)
@danielkidane1258
@danielkidane1258 2 ай бұрын
Kla suk bel enkue eko adi abeyto ayreanayo weshlak
@Insider24840
@Insider24840 2 ай бұрын
እንታይ ክትብል ከምዝደለኻ እንድዒ፡ እንቋዕ ኣይረኣናዮ ትብል በቲ ከኣ ትጻረፍ 😅፡ ኣቤት ድንቁርና።
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 2 ай бұрын
ANE KEMAN GEREMUNI. KEMZA NATKA KIHATEO HASEBE NEYRE. EGZABHER MEHRETU YEWREDELNA::​@@Insider24840
@danielkidane1258
@danielkidane1258 2 ай бұрын
Agame😂😂😂 mish nihna tegaru ena tblu
@Wediharestay
@Wediharestay 2 ай бұрын
ኣየ እንስሳታት ህግደፍ፡ ዓጋመ ትርጉሙ ክሳብ ትሞቱ ኣይርደኣኩም ኢዩ። ካብ ህግደፍ ዝሓምቕን ዝጽላእን ነገር የለን ኮ ኣብዚ ግዜዚ፡ ኣበይ ደኣ ክርደኣኩም እምበር።😅😅
@mestes4158
@mestes4158 2 ай бұрын
Eseyas is from Tigray
@HiwetHiwet-z1x
@HiwetHiwet-z1x 2 ай бұрын
Kkkkkkk abay konkie k texfo alkiey way Alka hagrka kedie xhafeee masmar zayblu hagr heskum tagru sebie sera eyom
@jesusisgod7353
@jesusisgod7353 Ай бұрын
Wofuy tiray eyu felitwom shabia, shabia kithikek tiray eyu zelewa ,
@LualAbraha
@LualAbraha 2 ай бұрын
11
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Celine Dept
Рет қаралды 44 МЛН
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 130 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 44 МЛН