ERITREA:-

  Рет қаралды 5,730

SETIT

SETIT

Күн бұрын

ፖለቲካዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ

Пікірлер: 55
@mekonnen233
@mekonnen233 4 ай бұрын
Thanks 🙏 Brother Suleman and setit for great teaching. Wish you all the best. Happy 33th Anniversary of our independence.
@fisshG
@fisshG 4 ай бұрын
Honestly speaking this is the first and only professional Eritrean media i ever encountered.
@micaelfasil9170
@micaelfasil9170 4 ай бұрын
ሰሌማን ናይ ብሐቂ ፅቡቅ ጌርካ ገሊፅካዮ የቄንየልና
@esuhabte4879
@esuhabte4879 4 ай бұрын
Waw xeba setina bro suleman xubk analysis edmen teanan yihabkum deki eza halal hzbi eritrea ❤❤❤❤❤
@kidaneabraha8701
@kidaneabraha8701 4 ай бұрын
I have a great respect for both of you and admire your explanation and knowledge. Well done
@asmaytteklemariam1776
@asmaytteklemariam1776 4 ай бұрын
Very interesting analysis .keep it up, Setit Media
@bajajachirod8109
@bajajachirod8109 4 ай бұрын
ክቡራት አሕዋተይ ኢንጅነር ሱሌማን ምስ ዓብዱ ከመይ ትኾኑ ዬሃና ብምኽንያት መበል 33ዓመት ናጽነትና ክብለኩም ይደሊ በቲ ትህቡና ዘለኹም ሀገራውን ዓለማውን ዛዕባታት ዓቢ ክብርን ምስጋናን ይህበኩም እንሻአላህ ዕምርን ዓፍያን ይሃብኩም አሚን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@shlook5585
@shlook5585 4 ай бұрын
I love listening you guys’s conversations, so disciplined educational keep it up!!
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 4 ай бұрын
ሱሌማን ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብትክክል ካብ መገጋ ሓርገጽ ዘድሓኑ መሪሒነት ገና ኣብ ሓርጎጽጎጽ ዘለው ኣምላክ ኣብጥዕኖኦምን ሓብስርሖም ሙሉ ኣሳልጦ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@johnhaile4682
@johnhaile4682 4 ай бұрын
Well said Engineer. Thoughts like yours are much needed at this time.
@girmaykidane2808
@girmaykidane2808 4 ай бұрын
ዮሀና ዮሃና ክቡራት የህዋት 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯✅✅
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 4 ай бұрын
ከመይ ዝበለ ብሱል ትንተና እዩ ኣምላኽ ከማኹም ዝበሉ የብዝሓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ርሑስ በዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ ❤❤🎉🎉
@aboray21
@aboray21 4 ай бұрын
Well said Suleiman. Constitution is the country pillars
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 4 ай бұрын
ጽብቅ ኣቀራሪርባ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ادريسحامد-د8ث
@ادريسحامد-د8ث 4 ай бұрын
التحية لكما م سليمان والأخ عبده ، وبهذه المناسبة أحيي شعبنا العظيم وجيشنا الوطني بذكرى يوم الاستقلال المجيد
@solomonsium8889
@solomonsium8889 4 ай бұрын
The assessment is well-structured and provides a clear explanation.
@goitomabraham5367
@goitomabraham5367 4 ай бұрын
Thank mr seloman.i hope settit you learn form it
@BahreNeGash
@BahreNeGash 4 ай бұрын
Your cibilized forum, intellectual analysis & logical facts describing the roots & outcome of the Eritrean struggle & national renaissance & foreign interference subverting & sabotaging the Eritrean march for peace & stability is admirable. Keep up the great work. 👍
@yemgeb2511
@yemgeb2511 4 ай бұрын
Good said. God bless you and your family.thank Sulieman.
@semiramusa3217
@semiramusa3217 4 ай бұрын
ናይ በሐቂ አገዳስን መሃርን ትንተና እዩ የቀንየልና ።መንእሰያት ሃገር ናዓኩም እያ እዞም መራሕትና ሸምጊሎም ዘለዉ ቅድሚ 50 ዓመት ደቂ 20 ታት ከለዉ ዝፈለምዎን ዝሐለምዉን አብዚ አብፂሐማ አለዉ ሐደ ወለዶ ሐደ ታሪክ እዩ ዝሰርሕ ክኒኡ ክከዱ አይክእሉን እዮም።ሐያል ኤኮኖሚን ዲሞክራሲን ዘይትድፈር ሃገርን ሐደራ ተቀቢሉ ናብ ዝመፅእ ወለዶ ምትሕልላፍ ሃገራት ብወለዶታት ስለ ዝቆማ ስለዚ እዚ ወለዶ ተቀባሊ ሐደራን ሐያላት ከመ አቦታትኩም ኩኑ ሐላፍነትኩም ተቀበሉ።ሰቲት አስፍሕዎን ቀፅልዎ ።ርሑስ ቅንያት ናፅነት ኤርትራ ዘልአለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kirosmeasho80
@kirosmeasho80 4 ай бұрын
ስለማን ሓውካ ምካነይ ኣኩሪዕኒ ማለተይ ኤርትራዊ ምካነይ ማለተይ ኢዩ
@Hager330
@Hager330 4 ай бұрын
💙💚💙👍👍👍
@lettetecle4258
@lettetecle4258 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@goitomabraham5367
@goitomabraham5367 4 ай бұрын
I. Hope settie you learn lot
@hannaa9184
@hannaa9184 4 ай бұрын
🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@Ykawar-i5u
@Ykawar-i5u 4 ай бұрын
Btaemi xbuk medeb deki Erey Ajokum kexelulu. Neti kubur president Eritrea nsu Tiray zelewa eta heger zimeslom: kemzi nbelom deki biet tmhrti sewra abey keydom? Deki 1st zur sawa, bhafesha warsay ke abey keydom ? Kulu hzbi Eritrea ab mesmer eyu zelo belom .🇪🇷💥🇪🇷💪
@gziawihabteslasie9627
@gziawihabteslasie9627 4 ай бұрын
AHWAT HAVERAWYAN AGEDASI N ERITRAWI ERITREA KEBLO ZIKIL ASTEMHRO ,MS TARIKAWYAN ARTIST MUKUR UMUK ZBELE DRFTAT ABDU ALAH YEDIKK ALAFIA AKI SLEMAN❤
@HagerMebrahtu-nu6un
@HagerMebrahtu-nu6un 4 ай бұрын
Good anali
@hermonmelake2024
@hermonmelake2024 4 ай бұрын
ቡሱል ሐሳብ፡ ሀገረይ ዝበለ ተኸቢሩ ይነብር። አጀኹም ቀጽልዋ ብሀንቀዉታ ኢና ንጽበየኩም።
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 4 ай бұрын
Ruhus beal netsanet kuburat yehwat ❤❤❤
@hannaa9184
@hannaa9184 4 ай бұрын
Abona 🙏❤️🇪🇷❤️👏👏🙏🙏
@habtetekeste9195
@habtetekeste9195 4 ай бұрын
መርሓባ ሰቲት መድያ ኩሉ መደባታትኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ፡ይኹንእንበር ኣብ ምሰጋገሪኹም ወይ ዕርፍቲ እተቕርብዎ ሙዚቃ ብፍላይ ሎሚ ኣብ ቅንያት መበል 33 ዓመት ዝምጥን እንተተቕርቡ ጽቡቕ ነይሩ ምበልኩ ብወገነይ፡እቲ እትቕርብዎ ሙዚቃ ኣገድሲ ኣይኮነን ማለት ኣይኮነን። ይቐንየለይ
@FilmonTadyos
@FilmonTadyos 4 ай бұрын
The most intriguing observation in almost half ( arbitrarily) of the opposition is that They do not accept Eritrea as a nation nor do they have any respect for the core values of that country for instance national holidays independence day, Martyrs day and others which affects every citizen. How could possibly one engage these forces as potential political prospects, no way to accommodate them, the few that are seeking for better political future in Eritrea should form their own coalition have a common understanding then push for reform. The root cause of violence in national holiday events are purely inferiority complex & narrow minded awrajawi mindset And there is no prescription treatment for inferiority only the victims can cure them selves.
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 4 ай бұрын
ድሃይኩም ኣይትሓባእ ዓብዱ ምስ ኢንጅነር ሱለማን ኩርዓትናን ሓበናን ኣሎውና ካብ ንብሎም ኢኹምሞ ትሓበኑልና ከይገለጽኩምን ርእይቶኹምን እንታይ ከም ትብሉን ብዝሓለፈን ዘሎን ህያው ርእይቶኹምን ጽቡቕ ትምኒትኩምን ፍሉጥ እዩሞ ኩርዑን ትሓበኑን ብኣኹም ክሩዓትን ሕቡናን ኢናሞ ሓበን ይሰማዕኹም ኣይትጥፉእና ድማ።ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስውኣትና ሓበንን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊትና ዓወት ነዚ ብሩኽን ለዋህ ህዝናን።
@ogbazionbeidu1657
@ogbazionbeidu1657 4 ай бұрын
እዚ ሰብ አብ ፖለቲካዊ ዓለም ነይሩ ድዩ አብ ዩኒቨርሲቲ ኸ ነይሩ ድዩ
@eritrea91
@eritrea91 4 ай бұрын
ካብዚ ሕሱም ውልቀመላኺ ለውጢ ተጸቢኻ፡ ባሃም ኢኻ ማለት'ዩ፡ ነዚ ውልቀመላኽስ ኣይትፈልጦን ኢኻ፡ ወይከኣ ትልኽብጥ ኣለኻ ማለት'ዩ። ክነግረካ ማእለያ ዘይብሎም ንጹሃት ዜጋታት ተጨውዮም ንዓሰርተታት ዓመታት ብዘስካሕክሕ ተሰዊሮም ሃለዋቶም ጠፊኡ ኣሎ። እዚ ውልቀመላኺ ለውጢ ጌሩ፡ ኣበይ ኣለዉ እዞም ዜጋታት ክንብሎ እንከለና ካበይ ከምጸኦም'ዩ። ወይስ እዞም ዜጋታት ብዝተሰወርዎ ይጥፍኡ፡ ብዛዕብኦም ኣይተሕተቱ ክበሃል ማለትድዩ። ስለዚ እዚ ውልቀመላኺ ለውጢ ጌሩ ኢዱ ክህብ ትጽበ እንተሃሊኻ፡ በሃም ኢኻ።
@alayeesami
@alayeesami 4 ай бұрын
ኣነ ብሓይሊ ዝድነቀልኻ ጋዜጠኛ ኢኻ። እዚ ሚዳኻ ከተዕብዮ ኣለኻ። ኢንጂነሪ ሲለየማን ካብዞም ኣለውና ንብሎም ሙሁራት ታሪኽን ሕዝብናን ብሰፊሕ ዝፈልጥ እዩ።እዚኣ ሚዳ ዝተፈላለይ ሓሳባት ዘለዎም ሙሁራት ኣብዚ ተትቅርበልና ብሱል ሚዳ ይከውን። ብዓል መምህር ናስር ሰፊሕ ናይ ፖለቲኻ ኣረኣእያ ዘለዎ ግን ፍልይ ዝበለ ስነ ሓሳብ ብዓል ወዲ ጣባ ካልኡትን ተተቅርብ ጽቡቅ ኔሩ ይብል
@lahmet5360
@lahmet5360 4 ай бұрын
እላይሳሚ፥ ዝኸበርካ ነዚ ዝሃብኩዎ ርእይቶ መላሳይን (ንስካ ባዕልኻ ወይ ጋሻኻ እዩ ዝኸውን) ንዝምልከቶምን ደሓን ዝኾነ ይኹን “ናይ ኤርትራዊ ኣታሓሳስብዶ ኢልካ”። “ናይ ትግራይ ጉዳይ ብዓይኒ ኤርትራ ስለዝራኣዮዶ ኢልካ”! ወይ ጉድ! ኣብ ናይ እንግሊዘኛ ቋንቋ ad hominiem ትብል ቃል ኣላ። ንሳ ድማ ኣብቲ ዛዕባ ኣቲኻ ኣብ ክንዲ ምክታዕ ኣብቲ ውልቀሰብ ኣቲኻ ምዝራብ እዝኑ ሓጺሩ፣ ገጹ ከምዚ ኮይኑ፣ ወዘተ ማለት ከምዚ ናትኩም እዩ። እዚ ድማ ብስነ ፍልጠታዊ ኣምር ዝተማእዘነ ኣይኮነን። ኣነ ኣብዚ ጊዜ ወሲደ ዝምልሰልኩም ዘለኹ ነቲ ጊዜ ናተይ ብዙሕ ኣማራጺ ቁም ነገር ክገብረሉ እኽእል እየ። ግን ዝሰምዑኹም ዘለው ብፍላይ እቶም መንእሰያት ናይ ጽባሕ ወረስቲ ንዓኹምን ነቲ ከም ዓንዲ ጠጠው እልኩምሉ ዘለኹም ጥሙሕ ከተራጉዱሉ ኢልኩም ተወናጭፍዎ ዘለኹም ዘይውድዓውን ዘይክውንነታዊን ሃለፍታን ዋዕዋዕታን ሰሚዖም ከይጋገዩ ኢለ እዬ። እቲ ግድን ክፍለጥ ዝግበኦ ድማ ንዝሓልፍ ጊዜን ኩነታትን ኣብ እቲ ዘይሓልፍ ናይ ክፋእን፣ ንነገራት ንጥሙሕካ ብዘገልግል መንገዲ ብጸባብ ነዃል እንዳረኤኻን ብተንኮልን ብናይ ትምክሕቲ ኣፍ ተሰኒካን ንናይቲ ኣጽናትን ጎዳእን ህዝቢ ኤርትራ ምቕሉል ሓጋዚ ምዃንን እዩ። ከምኡውን ኣብ ተግባር ተሓባባሪ ምዃን፣ ነቲ ዝወርድ ናይ ጽባሕ ጉድኣት ሓላል ህዝብኻ ኣበርካቲ ምዃን እዩ። እዚ ድማ ኣበይ ከም ዘብጽሕ ክንርእዮ ኢና። እዛ ነቲ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ፈላላዪ ኣጀንዳኹም መሕብኢ በዓቲ ኮይና ተገልግል ዘላ ናይ ትግራይ ካርድስ መኣስ እያ ትድስክል ካብ መሸቀጢ ምዃን? መኣስ እያ ጥሮታ ትወጽእ? ኣያረገትንዶ? ግን ኩሉ ጊዜ በቲ ድኹምን በቲ ስነፍልጠታዊ ኣምር ዝጎደሎ ትንተና ምሃብኩም ምስ ምንታይ ይቑጸር? ንጊዜ ንግደፈሉ። ከምዚ ንስኻትኩም ዓባይ ትግራዶ፣ ትግራይ ትግሪኚዶ፣ እንታይዶ ብዝባሃል ናይ ጸቢብነት ድርዒን እንዳምጻእኩም ትገብሩዎ ዘለኹም መናወራታትን ፕሮፖጋንዳዊ ክፉእ ዘመተ፣ ድንግርግር ዝብሎም ገለ ኤርትራውያን ክህልዎ ናይ ግድን እዩ። ምስ ዘገምታዊ ምዕባለ ነገራት እንዳበርሄ ስለ ዝኸይድ ግን ህዝቢ ነቲ ምስ ህዝቢ ትግራይ ከም ኣሕዋት ጎረቤት ተሓባብርካ ተኻኣኢልካን ምኻድ እቲ ዝበለጸ ከምዝኾነ ባዕሉ ጊዜ ኬርእየና እዩ ዲያለክቲካ ናይ ምዕባለ መስርሕ ስለ ዝኾነ። ብኸምዚ ጎዳኢ ተግባርት እንተቐጺልኩም ግን ደሓን ኣጆኹም ንስኹም ዓባይ ትግራይ ክትብሉ መሬት ትውጋሓልኩም ምእንቲ እታ ሕብእቲ ኣጀንዳኹም ከተርዕሙን ከተዕውቱን። ነዚ ኣጽናቲ ስርዓት ብናይ ህዝቢ ትግራይ ካርድ እንዳ ኣማኻነኹም ድማ ምቑሉላት ኩንሉ። ግን ኣጆኹም 50% ካብ ህዝባ ፈንፊንዋ ካብ ዶባታ ወጻኢ ዝኾነ። 80% ኣብ ሳዋ ዝተዓለሙ መንእሰያታ ራሕሪሖማ ዝኸዱ ብኹሉ መኣዝናት። ብሓዋላን፣ ብማፍያዊ ምሕደራ ቁጠባ፣ ብእንጀራ ቋረጣን ልማኖን እትነብር ናይ ሽማግለታት ሃገር፣ ርእሳ ጥራይ ኣብ ባሕሪ እተንጸባልል ኣፈርክቡ እትጽበ፣ ይገድፈልኩም ኣሎ። እቲ ዘምጸኦ ሳዕበን ድማ ሓቢርና ንርእዮ ዕድመ ይሃበና ጥራይ።
@lahmet5360
@lahmet5360 4 ай бұрын
ዝኸበርካ ጋሻ፥ በጃኻ ክትዛረብ ከለኻ ኣስተውዒልካ ኣቕሪብካን ኣርሒቕካን እንዳሓሰብካ ተዛረብ። ሓደራኻ ንህዝቢ ብኸምዚ ዘይሓላፍነታዊ ዘረባ ኣንዳተዛረብካ ንሰብ ኣይተደናግር። ሰብኡትን ከም ምራን ይቕለጡ እዛ ማእምንሲ ጥራጥ ተራእዩዋ ዝባሃ ምስላ ኣባሓጎታትና ኣሎ። ንዓኻ ዝተመሰለ እዩ ዝመስል። እዚ ኩሉ ሓደጋ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ጸሓይ ብሩህ ምዃኑ እንዳፈለጥካ ከምዚ ጥሙሕካ ኣብ ቅርዓት ተውጽእ። ጽባሕ ንጉሆ እንታይ ኢኻ ክትብል። በጃኻ ለብም ኢኻ። ኤርትራ እኮ ኣቶሚክ ቦንብ የብላን። ኣብ ዓዲ እቲ ክዋጋእ ዝኽእል ካብ 660 ሺሕ እዩ። ኽንደይ ካብኡ እዩ ዝዋጋእ፣ እቲ ካልእ ድማ ከፍሪ ኣለዎ ቁጠባ ስለ ዘድሊ። እንተድኣ ኩሉ ጊዜ ውግእን ወስታት እንተሎ ቀሊል ከይመስለካ። ቁጠባ ኤርትራ ናይ ነዊሕ ጊዜ ኩንት ይጻወርዶ ይመስለካ። ሰላም፣ ምስ ናይ ቀረባጎረበትካ ተሰማሚዕካ ብሰላም ምንባር ጽቡቕ እዩ። ጊዜኻ ግዳ ኣብ ቁምነገር ዘይተውዕሎ። ምሰልጠንካ፣ ምረባሕካ ካብ ኣብዚ ሃበስ ቀደስ ክትብል ትውዕል። እነተደሊኻ ነቲ ኣብዚ ዘብጻሓክ ህግደፍ ውቐሶ። ብዙሕ ለባም ኤርትራዊ ነጊሩ ኔሩ እዩ ነዚ ጥሙሕ ተዓዚቡ። ግደፉ ድፋዕና ኣይነፍርስ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣይንባኣስ ኢልና ደጋጊምና። ሒጂዶ ይሓይሽ? እቀዲምካ ኔሩ እምበር ዘዋጻእካ ምሕሳብ። ኣምሓራ ክምስሉ ከምዚ ይብሎ። “ኣስቀድሞ ነበር እንጂ መጥኖ መድቈስ፣ ኣሁን ምን ያረጋል ተቀምጦ ማልቀስ"። ትርጉሙ፣ “ኣቐዲምካ ኔሩ እምበር መጢንካ ምጥሓት ሕጂ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ኮፍ ኢልካ ምልቃስ” እንተደሊኻ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ፖለቲካዊ ኣራኣእያኡ ብዘየገድስ ከተተሓባብሮ ፈትን። ብኸምኡ ተዛረብ። ሰማይ እንዳሓንፈጥካ ሃለው ኣይትበል። እቲ ብቐዳምነት ክትገብሮ ዘለካ ኣብቲ ውድዓዊ ኩነታት ኣቲኻ ተዛረብ። ከም ቁርዲድ ተላሒግካ ምምዳር ግን ኣብ ዘብጸሖ የብሉን። ንህዝቢ ኤርትራ ኣየሰውድን ኣይማዕብልን። እቲ ክንደልዮ ዘለና ድማ ቀጻልነት ህላውነትን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ እዩ። ንስኻ ኣቕራቢ ድማ ካልእ ኣጋይሽ ከተምጽእ ስለምንታይ ተሸጊርካ? ናይዚ ጸማም ሓደ ፈርፉ ክንሰምዕ ስለምንታይ እቲ ክቡር ጊዜና ነጥፍእ። Please bring other guests with opposing views. This linearity discourse just ends up in being bloviating ignoramus.
@alayeesami
@alayeesami 4 ай бұрын
ኢንጅነር ሱሌማን ጽብቅ እዩ ተዛሪቡ። እንታይ እያ ንስኻ ዘይትሳምምዓላ ብዘይኻ እታ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ። ኣገልልጹኡ ልክዕ እዩ ብናቱ ቁኑዕ ኣታሓሳስባ። ናይ ኤርትራዊ ኣተሓሳስባን ናይ ጽባሕ ኤርትራን እዩ ዝዛርብ ዘሎ። ናይ ትግራይ ጉዳይ ብዓይኒ ኤርትራ ስለዝራኣዮ ከማኻ ትግራይ ናበለ ክሓስብ ኣይኮነንን። ኤርትራ ሽግር ኣለዋ ነዚ ሽግር ግን ብኸምዚኦም ዝበሉ ሙሁራት በዚ ሓቂ ዝገልጹ ትግራይ ዘይብሉ ዘይከማኻ።
@lahmet5360
@lahmet5360 4 ай бұрын
@@alayeesami ዝኸበርካ ነዚ ዝሃብኩዎ ርእይቶ መላሳይን (ንስካ ባዕልኻ ወይ ጋሻኻ እዩ ዝኸውን) ንዝምልከቶምን ደሓን ዝኾነ ይኹን “ናይ ኤርትራዊ ኣታሓሳስብዶ ኢልካ”። “ናይ ትግራይ ጉዳይ ብዓይኒ ኤርትራ ስለዝራኣዮዶ ኢልካ”! ወይ ጉድ! ኣብ ናይ እንግሊዘኛ ቋንቋ ad hominiem ትብል ቃል ኣላ። ንሳ ድማ ኣብቲ ዛዕባ ኣቲኻ ኣብ ክንዲ ምክታዕ ኣብቲ ውልቀሰብ ኣቲኻ ምዝራብ እዝኑ ሓጺሩ፣ ገጹ ከምዚ ኮይኑ፣ ወዘተ ማለት ከምዚ ናትኩም እዩ። እዚ ድማ ብስነ ፍልጠታዊ ኣምር ዝተማእዘነ ኣይኮነን። ኣነ ኣብዚ ጊዜ ወሲደ ዝምልሰልኩም ዘለኹ ነቲ ጊዜ ናተይ ብዙሕ ኣማራጺ ቁም ነገር ክገብረሉ እኽእል እየ። ግን ዝሰምዑኹም ዘለው ብፍላይ እቶም መንእሰያት ናይ ጽባሕ ወረስቲ ንዓኹምን ነቲ ከም ዓንዲ ጠጠው እልኩምሉ ዘለኹም ጥሙሕ ከተራጉዱሉ ኢልኩም ተወናጭፍዎ ዘለኹም ዘይውድዓውን ዘይክውንነታዊን ሃለፍታን ዋዕዋዕታን ሰሚዖም ከይጋገዩ ኢለ እዬ። እቲ ግድን ክፍለጥ ዝግበኦ ድማ ንዝሓልፍ ጊዜን ኩነታትን ኣብ እቲ ዘይሓልፍ ናይ ክፋእን፣ ንነገራት ንጥሙሕካ ብዘገልግል መንገዲ ብጸባብ ነዃል እንዳረኤኻን ብተንኮልን ብናይ ትምክሕቲ ኣፍ ተሰኒካን ንናይቲ ኣጽናትን ጎዳእን ህዝቢ ኤርትራ ምቕሉል ሓጋዚ ምዃንን እዩ። ከምኡውን ኣብ ተግባር ተሓባባሪ ምዃን፣ ነቲ ዝወርድ ናይ ጽባሕ ጉድኣት ሓላል ህዝብኻ ኣበርካቲ ምዃን እዩ። እዚ ድማ ኣበይ ከም ዘብጽሕ ክንርእዮ ኢና። እዛ ነቲ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ፈላላዪ ኣጀንዳኹም መሕብኢ በዓቲ ኮይና ተገልግል ዘላ ናይ ትግራይ ካርድስ መኣስ እያ ትድስክል ካብ መሸቀጢ ምዃን? መኣስ እያ ጥሮታ ትወጽእ? ኣያረገትንዶ? ግን ኩሉ ጊዜ በቲ ድኹምን በቲ ስነፍልጠታዊ ኣምር ዝጎደሎ ትንተና ምሃብኩም ምስ ምንታይ ይቑጸር? ንጊዜ ንግደፈሉ። ከምዚ ንስኻትኩም ዓባይ ትግራዶ፣ ትግራይ ትግሪኚዶ፣ እንታይዶ ብዝባሃል ናይ ጸቢብነት ድርዒን እንዳምጻእኩም ትገብሩዎ ዘለኹም መናወራታትን ፕሮፖጋንዳዊ ክፉእ ዘመተ፣ ድንግርግር ዝብሎም ገለ ኤርትራውያን ክህልዎ ናይ ግድን እዩ። ምስ ዘገምታዊ ምዕባለ ነገራት እንዳበርሄ ስለ ዝኸይድ ግን ህዝቢ ነቲ ምስ ህዝቢ ትግራይ ከም ኣሕዋት ጎረቤት ተሓባብርካ ተኻኣኢልካን ምኻድ እቲ ዝበለጸ ከምዝኾነ ባዕሉ ጊዜ ኬርእየና እዩ ዲያለክቲካ ናይ ምዕባለ መስርሕ ስለ ዝኾነ። ብኸምዚ ጎዳኢ ተግባርት እንተቐጺልኩም ግን ደሓን ኣጆኹም ንስኹም ዓባይ ትግራይ ክትብሉ መሬት ትውጋሓልኩም ምእንቲ እታ ሕብእቲ ኣጀንዳኹም ከተርዕሙን ከተዕውቱን። ነዚ ኣጽናቲ ስርዓት ብናይ ህዝቢ ትግራይ ካርድ እንዳ ኣማኻነኹም ድማ ምቑሉላት ኩንሉ። ግን ኣጆኹም 50% ካብ ህዝባ ፈንፊንዋ ካብ ዶባታ ወጻኢ ዝኾነ። 80% ኣብ ሳዋ ዝተዓለሙ መንእሰያታ ራሕሪሖማ ዝኸዱ ብኹሉ መኣዝናት። ብሓዋላን፣ ብማፍያዊ ምሕደራ ቁጠባ፣ ብእንጀራ ቋረጣን ልማኖን እትነብር ናይ ሽማግለታት ሃገር፣ ርእሳ ጥራይ ኣብ ባሕሪ እተንጸባልል ኣፈርክቡ እትጽበ፣ ይገድፈልኩም ኣሎ። እቲ ዘምጸኦ ሳዕበን ድማ ሓቢርና ንርእዮ ዕድመ ይሃበና ጥራይ።
@alayeesami
@alayeesami 4 ай бұрын
@@lahmet5360 እዚ ድሌት ናይዞም ከማካ ዝሓስቡ ሰባት ሕልሚ ኣይውዳኣን እዩ። ግን መጀመርታ እዛ ሃገር ብዓቅማ ክትነብር ኣለዋ። ኣብዚ ስዓት ንመጀመርታ ጊዜ ኤርትራ ካብ ናይ ጽለኣቲ ሓሳባት ወጺእኣ እያ። ሕጀ ዝጽበየና ዘሎ እዚ ደኪሙ ዝጸንሐ ምሕደራን ቁጠባን እዩ። ቀጺሉ ከኣኒ ናይ ፖለቲኻ ፍታሓ ምድላይ እዩ እዚኻኣ ኣብ መንገዲ ከምዘሎ ንዕዘብ ኣሎና። እዞም ትግራይ ትብሉ ግን እንተከድኹም ንሕዝቢን መንግስትን ትውስክሉን ተግዱልሉን የለን ብዘይኻ ናዓካትኩም። ንሕና ኤርትራውያን ብተስፋ ንነብር ሕዝቢ ኢና ክከውን ኢዩ ።
@lahmet5360
@lahmet5360 4 ай бұрын
@@alayeesami ወይ ጉድ፣ መን ኢኻ ንስኻ ብዛዕባ ናትና ኤርትራዊነት ዘይኤርትራውነት ክትምድብን ክትፈርድን? ኣንታ ቁሩብ ኣይትሓፍሩን ዲኹም? ዘገርም እዩ። በቃ ከምዚ ከማኻ ዓይነት ሰባትሲ ከምዚ ክትብል? ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብማክሮስኮም ዘይትራእዩስ፣ ኣንታይ ይበሃል ደቀይ። "ንሕና ኤርትራውያንዶ ኢልካ" በቃ ነቲ 20 ወለዶ ንቖጽረሉስ በታ ስሚዒታዊት ንኡሽቶይ ርእስኻ ፈሪድካና? በል ቀጽል እሞ ሓቢርና ንርእዮ ምስ ጊዜ። እስከ ነታ ጭሮሖኻ "ነጻን ውድዓዊት" ትብል ኣብ ተግባር ኣውዕላ እሞ ነቶም ትጸርፎምን፣ ተቋናጽቦምን ዘለኻ ኣብዚ መድያኻ ኣቕርቦም። ሽዑ ንርኢ። ግን ኣይትገብራን ኢኻ ኣብ ጥቓ ፈለግ ብሑጻ ዝተሰርሔ ገዛ ስለዝኾንካ።
@eritrea91
@eritrea91 4 ай бұрын
እዚ ውልቀመላኺ ምስሞተ ሓደጋ ከምዘሎ ኣይትኽሓድ፡ ናይዚ እንኮ መድሃኒት ስርዓተ ሕጊ ተኺልካ፡ ነብሰውከፍ ዜጋ ግዙእ ሕጊ እምበር ግዙእ ውልቀምልኪ ከይከውን ምምሃር'ዩ ኔሩ። እንተኾነ እዚ ውልቀመላኺ ብዝተጓዕዞ ናት ክድዓት መንገዲ ስርዓተ ሕጊ ተቐቲሉ፡ ስርዓት ውልቀምልኪ ነጊሱ እነሆለ ሎሚ ሃገርን ህዝብን ድሕሪ ሞት እዚ ውልቀመላኺ መጻኢኣ ዘይነጸረ ኮይኑ ንሓደጋ ተጸጢሓ ኣላ። ከምዚ ዓይነት ሓላፍነት ዝጎደሎ ቀይድበተኽ ውልቀመላኺ ዓለምና ሪኣቶ ኣይትፈልጥንያ።
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 4 ай бұрын
ቅድሚኡ ትኸይድ ትኸውን
@alayeesami
@alayeesami 4 ай бұрын
ኣይትሰከፍ ካብ ኢሰያስ ዝበልሑን ዝሓልዩን መርሐቲ ኣለዉ። ኤርትራ ኣብ ጽቡቅ ደረጃ እያ ዘላ። ጽባሓ ለውጢ ምስ መጽኣ እንታይ ከምትገብር ንሪኤኻ። እዞም ዝገደሱላ ግን ብተስፋ ይጽበይዎ።
@eritrea91
@eritrea91 4 ай бұрын
@@alayeesami ዝገርምዩ፡ ካብዚ ውልቀመላኺ ዝበልሑ መራሕቲ ከምዘለዉ ምንጋር ዘድልዮ ኣይኮነን፡ እቲ ስግኣት ብየናይ ሕግን ስርዓትንዮም ክመጹ'ዩ።
@Sillysanriofan
@Sillysanriofan 4 ай бұрын
መሐይም ደንቆሮ ባርያ ሕውሐት ።። ንውልቁ እንታይ ጌሩ??? አበይ ርኢካዮ??? ሰብ ዲካ ሽይጥን???
@Sillysanriofan
@Sillysanriofan 4 ай бұрын
ቅድሚኡ ጋሕ በል እሱ ጅግናዩ አብ ብርሐን ኮይኑ ዝዛረብ ዘሎ እንተ ንስካ 😂😂😂😂😂😂😂😂 መስኪናይ
@shlook5585
@shlook5585 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
This mother's baby is too unreliable.
00:13
FUNNY XIAOTING 666
Рет қаралды 19 МЛН
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,4 МЛН
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 90 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
TURKEY | A Muslim Superpower?
13:52
Prof James Ker-Lindsay
Рет қаралды 121 М.
Similarities Between Arabic and Sicilian
14:11
Bahador Alast
Рет қаралды 1,4 МЛН
How the Most Elite Spy Agency Operates
22:42
Newsthink
Рет қаралды 1,6 МЛН
This mother's baby is too unreliable.
00:13
FUNNY XIAOTING 666
Рет қаралды 19 МЛН