No video

EmbassyMedia - ዘተ ምስ ተጋድልቲ - ወዲ ፈራዳይ / ማሞ ኣፈታን! 'እቶም ዝተዋጋእናዮም ፍትሒ ሚሂሮሙና' - Part 1

  Рет қаралды 104,820

Eritrea EmbassyMedia

Eritrea EmbassyMedia

10 ай бұрын

ኣህጉራውያን ተጋደልቲ ዕዱማት ዝነበሩ ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ኤርትራ ዝመጹ ኢዮም። ነቲ ናይ ደራር ዑንጉቶት ዘዳለወ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢዩ። ኣህጉራውያን ተጋደልቲ; ጆን ዓሊ; ታደሰ ወ/ ተንሳይ; ተስፋዬ እምሬ
ሰይድ ዓብዱ; ጌታቸው በላይነህ; ጌታቸው ካብ ከረን ; ተስፋዬ ጌታቸው/ባሻ
ሳሙኤል ሻቃ - ኬሩ. ሳሕል ቤት ትምህርቲ ፍትሒ እያ! ምሕረትን ፍትሕን ተለጊሱልና. #EritreaPrevails, #Eritrea #Ethiopia #Derg #EPLF #MamoAfeta #EmbassyMedia #Africa #Haileselassie #DergMilitary #MengistuHailemariam #PresidentIsaiasAfewerki

Пікірлер: 502
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 10 ай бұрын
ተወላዲ ኦሮሞ፡ ድሕሪ ምምራኹ ክጋደል ዝወሰነ፡ ኣብ ክ/ሰ 27 መጋድልትና፡ ክሳብ መራሕ ሓይሊ ዝበጽሐ ተጋዳላይ ታደሰ ማሞ ኣብዚ ዝርዝር ኣስማት መስዋእቱ ሰሚዐ 😢😢😢 ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ❤❤❤
@May-yv2kq
@May-yv2kq 10 ай бұрын
I am 34 years old, but we never learned about this in history class. It's all new to me. This should be taught in schools; otherwise, history will be diminished, and those brave men will not be remembered. Thank you all for your service and sacrifices. Thank you so much.
@soloyoha01
@soloyoha01 10 ай бұрын
Its amazing history why embassy media not broadcasting this video in Amharic. We could reach over 100 million people. Thank you Our Ethiopian brother who sacrifice their lives and still working for Eritrea 🙏
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 10 ай бұрын
አነስ ሐቂ ዘረባ ብድሕሪ እዚአ ካልእ ጠዊቐ ክሪኢ አይምደለኹን ነቢዔ ማሞ አፈታ ምስ ሂወት ድሕሪ እዚ ዉረድ ደይብ አብታ ካልአይቲ ሃገሮም ተጸንቢሮም ፍሽኽታ ገጾም ክትሪኢ ንብዓትን ሰሐቕን ይታሓዋወሰካ ምስግና ንአዳለዉቲ ተቐበልቲ ጋሽኦም ይብጻሕ ክብርን ሞጎስን ንስዉአትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌❤❤❤❤
@paulosasmerom1404
@paulosasmerom1404 10 ай бұрын
ክገርመካ እታ መጽሓፉ ኣንቢበያ ኢየ።እንተኾነ ካብቲ ነቲ ሓቂ ምግላጹ ንላዕሊ ፡ ተጻዋርነት ናይ ሰበይቱ ኢዩ ገሪሙኒ።ምኽንያቱ ብልሳና ኣይ ገለጾቲን እንበር፡ ኣብቲ መጽሓፍ ዘሎ ዘስደምም ሽግር ካብ ኲናትን መቑሰልትን መስዋእትን ዝኸፈአን ዝኸበደን ሽግር ኢያ ኣሕሊፋ። ምሩኽ ብምፍቃራን ካብ ምሩኽ ብምውላዳን ነቲ ቦኽሪ ወዳን ምናኣሱን፡ ተጋደልቲ ከም ዘጻውትዎም መሲሎም ወሲዶም ፡ስእሊ ናይ ኣድግን ዒሉን(ውላድ ኣድጊ) ሲኢሎም ክልተ ኣእዱግ ኣፍሪኽልና የቐንየልና ዝብል ኣብ ክዳኖም ጠቂዖም ይሰዱላ ኔሮም።ኣነ ምስ ኣንበቡኩዋ በኽየ ኢየ እንተትርኢ😢❤
@eritr
@eritr 10 ай бұрын
Thanks our Ethiopian now Eritrean brothers. Thanks for ur services, we are grateful for ur contribution to your country Eritrea. We are happy to have you.
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 10 ай бұрын
ዶንቅሮ ኢትዮጵያውያን ሓረድናን ቀተልትናን ህላዌና ደም ዝጥዕም ጸላእትና እምበር ኣሕዋትና ኣይኮኑን፡ እዮም ትብል እንትው ኮይንካ ከኣ ኪድ ንኢትዮጵያ !!!
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 10 ай бұрын
Nice comment 👍🏾
@eritr
@eritr 10 ай бұрын
@@abelkibrom2035 ...thanks, We, Eritrean 🇪🇷 are happy to have this wonderful history.
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 10 ай бұрын
ዋዉ ክቡር ተጋዳላይ ማሞ አፈታ ንአኻን ንኹሎም ብጾትካን ክብርቲ ተጋዳሊት በአልቲ ቤትካ እድመን ጥእናን ። ተጋዳላይ ማሞ አፈታ አቦ ሐቂ አቦ ሰላም እንኳእ ምስቶም ጀጋኑ መቃልስትኻን ብጾትካካን ክትራኸብ አብቃአካ ዘልአለማዊ ዝሕሪ ንስዉአትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@rezwolde611
@rezwolde611 10 ай бұрын
ደይ ወደባት ከምኡ ደይ ደቀባት ሒዙዩ ንደቀባት ዘሳጉግ:: እዚኡም ኦሮማዊያን አብኤርትራ ከምድላዬም ይነብሩላ: ኤርትራዊ ክአ አብስደት የንከራትት😢😢😢
@erinatey2165
@erinatey2165 10 ай бұрын
HGDEF FOR EVER ❤❤❤, hizbawi gimbar fiqri, hadninet ,haliot kilu yom, i love u my beloved tegadeleti ❤❤natey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯👌👌👌👌
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 10 ай бұрын
ኣብ 46 ደቂቅ ዘላ ቃል ድራሲ ማሞ ኣፈታ ኣብዚ ምድሪ ንጹሕ ደም እዩ ፈሲሱ ዝበላ ብሓቂ ደም ሕዝቢ ኤርትራ ደም ኣቤል ንጹሕ መሥዋዕቲ ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዓሪጉ ናጻ ኤርትራ ኣምጺኡ ሰማዕታትና ወትሩ ይዘከሩ ኣምላኽ ንኤርትራን ሕዝባን ይባርኽ ።
@y.f3343
@y.f3343 10 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤
@user-nr2qr7in5n
@user-nr2qr7in5n 10 ай бұрын
Amen Amen Amen🙏
@merhawitandegergish2839
@merhawitandegergish2839 6 ай бұрын
It is very truedeki erey
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 10 ай бұрын
ኣገናዕ ኤምባሲ ምርድያ፡ ክብረት ይሃበልና ኣባላት ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ።
@Eritrea_2013
@Eritrea_2013 10 ай бұрын
ኤርትራዊት ኣደ ሓበን ንሃገራን ህዝባን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ክብረት ይሃብኩም ግጥሚ ሂወት ቅጭና ❤❤ ተንብዕን ተሐጉስን ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🇪🇹🇪🇹❗️
@simdela4785
@simdela4785 10 ай бұрын
ኡፍፍፍ ዝርን-ዛሕ ነቢዔ ከም ኤርትራዊት ድማ ተሓቢነ:♥️🇪🇷♥️ ህግ ዝብልዎስ ከመይ ረቂቅ ንክትገልጾ ዘይትኽእል ፍልስፍናን እዮ በጃኩም? ብሓቂ ኮርዓልኩም ኣርካናትና!!! ኣንቱም ዘይድገም ወለዶ ክብሪ ይሰመዓኹም ሓበን ሀገር:" ኣህጉራውያን ተጋደልቲ " ድማ ክብሪ ንዓኹም ይኩን
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 10 ай бұрын
Very true
@berekettesfatsion1808
@berekettesfatsion1808 10 ай бұрын
👍🙏🇪🇷
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 10 ай бұрын
Nay bhaki zenbe
@zeeMe2323
@zeeMe2323 10 ай бұрын
Thank you our heroes Leaders EDF God bless our beautiful country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🫶9🫶🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@apleaple4391
@apleaple4391 10 ай бұрын
ቡዙሕ እንድዩ እቲ ታኣሪኽ ኣብ ክፍለ ሰራዊት ስበዓ ከለኹ ማሞ ምስ ኣባላት ሓለዋ ስውራ ቡዙሓት ሙሩኻት ሒዞም ኣብ ከባቢ ጽርሕ ግምባር መስሓሊት እዬም መጽዬምና ንዝዅነ ስራሕ ስለዚ ቡዙሕ እንድዬ እቲ ታኣሪኽ ከይነውሓና ማሞ ሓያል ሙቑሉል ምስ ተጋደልቲ ሕውስ ብ ሙሩኻት ፉትው ምባሩ ይዝክር ካልእ እዞም ሙሩኻት ኒሮም ነጻ ምስተባህሉ ክጋደሉ ዝወሰኑ ቡዙሓት ተሰዊኦም ሰንኪሎም እንድዮም እዚሓውናውን አስማት ስውኣት ክዝርዝር ጸኒሑ ዘይተዘከሩ ክህልው ከምዘለው ይበርሃልካ አነ እዃ ካብዝዝክሮም ስውኣት ሓደ ፋንታሁን ይባሃል ኣብ ቡዙሕ ውግኣት ምሳና ተሳቲፍ ኣብ ክፍለ ሰራዊት ሰበዓ ብርጊድ ዓሰርተ ኣብ ምትሓዝ ሰገነይቲ ኣብ ክባቢ ማዕረባ መራሕ መስርዕ ደረጃ በጺሑ ብጅግንነት ተሰዊኡ ስለዚ ቡዙሕ እንድዩ እቲታሪኽ ካልእውን ክህሉው ይኽእልዩ የቐንየለይ
@AzizAhmed
@AzizAhmed 10 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስውኣትን ስንኩላትን ህልዋትን ኣህጉራውያን ተጋደልትና ፡ ዘልኣለማዊ ልዑል ክብርን ፍቕርን ንዐኦም ይምነ!!!!
@Massawaeri8140
@Massawaeri8140 10 ай бұрын
Great honor thank you all of you International fighters .From day one you become Eritrean we respect you ❤❤❤❤❤❤
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 10 ай бұрын
ክትሰምዖ ደስ ዝብለካ! ኤርትራውነት ማለት ፍቕሪ ኢዩ። ንኹሉ ዝሓቁፍ ህዝቢ:መን ከም ህዝቢ ኤርትራ!!!❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-pw2bn3vq9h
@user-pw2bn3vq9h 10 ай бұрын
ወዲ ፈራዳይ ንምንታይ ግን ነዚ ታሪክ ብመልክዕ መጽሓፍ ወይ ፊልም ዘይትደርሶ ከም ብጹትካ ከይሓለፍካ
@erinatey2165
@erinatey2165 10 ай бұрын
Ab mesrih u zelo, he will do it 💯👌
@user-hp5op4vx5t
@user-hp5op4vx5t 10 ай бұрын
​@@erinatey2165ተስፋ ንገብር እንበር እዚ ታሪኽ እዚ ብዘይ ሰነድ ክተርፍ ከቢድ ክሳራ ኢዩ።
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 10 ай бұрын
@@user-hp5op4vx5tu Are right
@millionwolde
@millionwolde 10 ай бұрын
ዝጽሕፍ ዘይኮነ ዘንብብ እዩ ዝሰኣን ዘሎ። ንጸሓፍቲ ዘየተባብዕ እዩ። ክጽሕፉ እንተኾይኖም ዘንብቡ ክህልው ኣለዎም።
@henoksolomon-cc6ri
@henoksolomon-cc6ri 3 ай бұрын
ከምዚ ጌረ ከምዚ ፈጺመ ዘይምባሎም ኩሎም ሃስዮሙና አዮም
@erilove1651
@erilove1651 10 ай бұрын
No where on earth such history exists. Its incredible. ናይ ብሓቂ ህዝባዊ ግንባር ሰራሒ ቅያ።
@almiamine9796
@almiamine9796 10 ай бұрын
Proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Thank you out beloved Tegadeltna and kibri nkem beal Mamo Jeganu nsle🇪🇷 waga zkefelu🇪🇷💜
@zaidtekleab6412
@zaidtekleab6412 10 ай бұрын
Thank you so much for your service. Those kind of eritrean our country need. You never let your country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@erifreeone8083
@erifreeone8083 10 ай бұрын
Very interesting history of our struggle 🇪🇷❤️👏👏👏👏👏
@giromkidane2994
@giromkidane2994 10 ай бұрын
የቐኒየልና ህዝባዊ ግንባርሲ ማዕረ ኽንደይ እዩ እቲ ሓይሊ ሕልና ናይ ወዲ ሰባ ጸሪቡ ሰብ ድሰርሕ ንክተአምኖ ዘጸግም ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ🌹🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🇪🇹✊
@EdenTesfatsion-qj2jx
@EdenTesfatsion-qj2jx 10 ай бұрын
We are proud of you what you have done for our country 🙏❤️🙏
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 ай бұрын
Shaebia forever !✊🏿🇪🇷🐪
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 10 ай бұрын
ኣየ ሻዕብያ፡ መተካእታ ዘይብሉ ውድብ ❤❤❤
@simdela4785
@simdela4785 10 ай бұрын
🎯💯🎯
@prouderitrewit4923
@prouderitrewit4923 10 ай бұрын
Naybhaki❤
@Hzbawit
@Hzbawit 10 ай бұрын
Ti Habo ke❤️ Wetru ab Seret Jeganuna🐪🐪📚💐🎖️🎖️🤝🇪🇷
@EriRedSea
@EriRedSea 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Millions of Eritrean people we have not any idea we had Ethiopian prisoners, they being EPLF fighters . Thank you, Mr Momo and wedi Feraday
@shatir-1
@shatir-1 10 ай бұрын
ስውእ ተ/ጋ ብርሃኑ ኣበራ ብርዞ ምምሕዳር ቦጦሎኒ ክ/ስ 26 ብርጌድ 2 ቦጦሊኒ ናይ ሚግ ዝነበረ ወዲ ዝግሄር ብሰላም ዕረፍ!!!
@goitomseyoum8552
@goitomseyoum8552 10 ай бұрын
Thank you EM for the opportunity and documenting this priceless history and culture of ERITREA 🎉🎉🇪🇷🎉
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 10 ай бұрын
What a lovely Poem. Amlaak Naay Abehamiin Naay Saraan, Hadaar Yikeetzileelkouum.
@freweynihaile5806
@freweynihaile5806 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ህግሓኤ ሰብ ዝሰርሕ ፍቅሪ ሓልዮት ርህራሀ ልውሃት ቆራጽነት ሓቦ ጅግንነት ብጻይነት ከሉ ዘይ ድገም ወሎዶ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@freweynihaile5806
@freweynihaile5806 10 ай бұрын
ዘገርም ኢዩ ናይ ንህግሓኤ ጅግንነት ብልቢ ተንኪፍኩምና እዚ መሬት ረጊጽኩሞ ዘለኩም ክንደይ ጅግና ኣሎዎ ኢሉ ናይ ብሓቂ ተንካፊ ኣጋላልጻ እንታይ እሞ ክንዱኡ ዘይ ሰርሒ ታሪክ ኤረትራ ከባላሹዉ ዝውዕሉ ዘለዉ ኣብ ልዕሊ ህግሓኤ ዘሎዎም ብደዐ ንዕቀት ምጽራፍ ምልጋጽ ንስለ እዛ ሃገር ዝተሰውኡን ዝሰንከሉ ከም ደም እንስሳ እንዳሓሰብካ እሱ እዮ ድማ ከርተት ዘብለና ዘሎ ንመን ኣኺቢርካ ንመን ኣሒስርካ እንበር ታሪኽ ኤርትራስ ኣይ ውዳእን ኢዩ ክብረት ይሃበልና ይሃብኩም ርግጸኛ ኢየ እዛ ቃል ህግሓኤ ዝሃቦም ኣህጉራውያን ተቃለስቲ ቅጥቀሙላ ኢዮም ምኽንያቱ ኩሉ ናይ ህግሓኤ ስለ ዘቅንኦም
@erutesfay7472
@erutesfay7472 10 ай бұрын
Thanks so much 🇪🇷💯❤
@akidane7802
@akidane7802 10 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉ደቂዛ ሓላል መሬት ሂወትኩም ድኸፈልኩሙላ ኣርካናት ገድሊ ❤❤❤❤🎉🎉🎉😮
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 10 ай бұрын
መግለጺ ዘይርከቦ ብሓቂ ሕጊ ህዝባዊ ግንባር ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 10 ай бұрын
ቃላት ዘይገልጾ መስተንክር ታሪኽ 🇪🇷🙏🏾 ልዕሊ ኹሉ ግን ን ደራሲ ማሞ ኣፈታ ምስ ተጋ በዓልቲ ቤቱን ነቶም ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምሩኻት ነበርን ተጋደልትን ልዑል ምስጋና ይብጻሓዮም :: ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!
@MedhaneWolday-mj2eg
@MedhaneWolday-mj2eg 10 ай бұрын
ኣየ ጽፈት ታሪኽ ይበል ልብኻ ዝትንክፍ ይሰነድ ይተዓቀብ።ክሳብ ሕጂ እኳ ደንጒኹም ደቂ ሓላል መሬት❤🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 10 ай бұрын
Sabia Sabia Sabia Sabia ❤❤❤❤❤🎉 Kemizimetekelawi Nizehleme
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 10 ай бұрын
Welcome deki Eria jeganu
@senay6334
@senay6334 10 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ክብርን መጎረሰን ይኹንካ ንህዝባዊ ግንባርን ሓርነት ኤሪትራ ምሳኻ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ነቅልሎን ነሽካዕልለሉን ዘለና ዓለም ሙሉእ ዝመሃነን ኣርኣያ ዝኾነን የገብኣዮ ክብሪ 🇪🇷❤🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 10 ай бұрын
መግለጺ ቃላት ዘይርከቦ ጽባቐ ዕላማ ህዝባዊ ግንባር ዋው!!🇪🇷💖✊::
@LoveEritrea
@LoveEritrea 10 ай бұрын
ጽቡቅ ተበግሶ ጸሓፉ ጸሓፉ ጸሓፉ በጃኩም ታሪኽ ሒዝና ኣይንቀበር በጃኹም።
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 10 ай бұрын
Thank you very much. Ethiopian brothers now you are a Eritren❤️👏👋👍🌹🌹🌹👍👍👍👍💯
@yaab1208
@yaab1208 10 ай бұрын
Wow amazing history We need to tell our story again and again to let all Ethiopian know about what our hero tegadelti did to to their soldiers
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 10 ай бұрын
It is True. Ab Eritrea, 10 Che Gooueveraa Alewouu. Thanks Abaataachiin.
@Massawaeri8140
@Massawaeri8140 10 ай бұрын
Tnx for your sacrifices you deserve Enormous respect
@mhreteabbrhanetesfay4296
@mhreteabbrhanetesfay4296 10 ай бұрын
I am really appreciate those who prepared this events and journalists! Thank you ❤🇪🇷🐪
@trussom647
@trussom647 10 ай бұрын
ኢምባሲ መዲያ ብዝገበርኹሞ እናመስገና ከምዚ ብዙሕ ክቅጽል ኣለዎ ንኻልኦት መዲያታት ውን ምብዛሕ 🇪🇷🇪🇷♥️⛪♥️🕌♥️9️⃣🙏🙏🙏🙏
@akberetghebremichael5641
@akberetghebremichael5641 10 ай бұрын
Eritreans we should give them special recognition.
@teameneguse9717
@teameneguse9717 10 ай бұрын
Meselom ab eritrea heluw EU.they have Eritreans citizen
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 10 ай бұрын
Wow well done Embassy Eritrea. This show is stunning and heart warming. Thanks mamo afeta all is because of you
@zebibftwi6512
@zebibftwi6512 10 ай бұрын
ዋላ አኻ ህዝባዊ ግንባር ሩህሩሁን ፍትሓዉን አንተኾነ ክብሪ ይሃብካ ኣቶ ማሞ ኩብሩን ታሪኽን ህዝባዊ ግንባር ምግላጽካ❤❤❤❤❤❤❤❤
@filikidane8911
@filikidane8911 10 ай бұрын
Bhaki kale ytref tarik anotatna xihifu
@hailenteklen
@hailenteklen 10 ай бұрын
Great memory & real comrades !!!!! I appreciate & thank Ethiopians who struggle together with EPLF 🇪🇷🇪🇹
@user-li3rx4oh9b
@user-li3rx4oh9b 10 ай бұрын
የቐንየልና ኤምባሲ ሚድያ ምሰ እዞም ዓርካናት ጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራ ዘራኸብኩምና 🙏🙏🙏 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷 ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
@yohannesafewerki8022
@yohannesafewerki8022 10 ай бұрын
❤❤ ብጾትና ክ ሰ 85 bihafesha kulom ❤❤
@selam8217
@selam8217 10 ай бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ናይብሓቂ ቡልጽ ሐሳብ መሃሪ መደባት ነመስግን ናዝአቶም ናይ ታሪኸ ሐተለታት ዓቢ ትምህርት እዩ ካብዝ ብዙሕ ምሰትዉዓል ዝህብ መደብ እዩ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ትዕግስቱ ይሃበና ንኩላትና ክብራርት የሕዋተይ የቀንየልና 🇪🇷💯🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷💯🇪🇷💯
@danbrukh3827
@danbrukh3827 10 ай бұрын
ስዉእ ጅግና ተጋ. ሰሎሞን ኣረጋ (ማሪታይ ምጽዋዕ ) ብሰላም ዕረፍ። ኢምባሲ ሚድያ ነዞም ምሩኻት ዝነበሩሞ፡ ንፍትሓዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣሚኖምሉ ሂወቶም ንናጽነት ኤርትራ በጃ ዝገበሩ ኢትዮጵያውያን ተጋደልቲ ስለዝዘከርካዮም ብልቢ የመስግን።
@YonasBerhaneKeleta
@YonasBerhaneKeleta 10 ай бұрын
Amazing story that the rest of the world should know about. Thanks Mammo!
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 10 ай бұрын
🌟⛪🇪🇷I love you deki Eriy 🇪🇷🕌🌟🥛✊🥛🌟🐪🐪🐪🐪🐪🐪Ellllllllll 🌹❤🌹🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 10 ай бұрын
ጀጋኑና ንበሩ ክበሩ። ክብርታትኩም ከህስሱ ዝፍትኑ ደቁኹም ከነህስሶም ኢና ኣጆኹም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 10 ай бұрын
🙏🏽👍❤️🇪🇷ምዓልቶምይጸበዩ እዞም ይእዱግ በረኻኣ
@TatT2003
@TatT2003 10 ай бұрын
What do you mean
@merhawitmt2319
@merhawitmt2319 10 ай бұрын
I cant stop crying😢😢 ❤❤❤ OMG❤❤
@warezLamba
@warezLamba 10 ай бұрын
Incredible!! This should be preserved. ❤❤❤
@jojob3794
@jojob3794 10 ай бұрын
We r so Greatfull for ur service
@magratbaba9071
@magratbaba9071 9 ай бұрын
ደስ ይላል❤❤❤❤
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 10 ай бұрын
ኣዝዩ ዘገርም ዛንታ!! ኩሉ ኣምላኽ ዝበሎዩ ዝኸውን!! ኣብ ሳሕል ክልተ ደመኛታት ክመርዓዉ ዘይእመንዩ!! ኣብ ታሪኽና ኣጋጢሙ!! ማሞ መጽሓፍ ብምጽሓፋ ኣዝየ የመስግኖ !! ታሪኽዩ ንኢትዮጵያውያን :: እታ ኣርእስታ ድማ ትትንክፈካ! ካብ ኣኣበባ ኣልኢኸ የምብባ ኣለኹ!! ዝናሽከ?
@hiwetzerezghi3160
@hiwetzerezghi3160 10 ай бұрын
A very deep and touching story, God protect *ERITREA AND ITS PEOPLE*
@user-qg3nk5nw7f
@user-qg3nk5nw7f 10 ай бұрын
ከብረት ያሃበልና ኣባላት ሓለዋ ሰዉራ ኤርትራ🇪🇷💪❤🙏🙏🙏🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉 Sabia Sabia Nizehleme
@lois1778
@lois1778 10 ай бұрын
Wawwww ብጣሚ ደስ ዝብል ንክቀትለካ ዝመጸ ፍትሒ ምግባር ደስ ዝብል ታሪክ እዩ ነቶም ብዘቶም ንናጽነት ተጋድሎም ሕጂ ግን ብዘይ ፍርድ ተኣሲሮም ዘለው ፍትሒ ክረኽቡ ስድራቤቶም ከይዶም ክርዎም ብሓይማነቶም ዝተኣስሩውን ንኹሎም እሱራት ምሕረት ክረኽቡ ጸሎተይ እዩ
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 10 ай бұрын
Thanks Atooum Kibouraat Dekii Kouubiraat Jeganouu Dekii Jeegaanouu, Kemzii Geyitkouum , Miis Naat Tzelaatii Serawiit Seelaam Geyirkouum , Teefaakirkouum Abzii Silee Zibetzahkouum. I hope , Hadee Meeaaltii, Idiil Hibounii Natkouum Tarik Ktzihiifiin, Kaalouut Ahiwaatnaa Keaa, Abzii Goudaay Kiniisateef. Guys, we Love you and Appreciate you. Awet Ni Hafash Kiibriin Megosiin Ni Serawitna, Awet Ni Hafash Kiibriin Megosiin Ni Siwatna. Ni Ethipiyawiaan ahwatnaan
@tesfit16
@tesfit16 10 ай бұрын
The one and the only unrepeatable generaton thanks for your service to be proud us as we have a strong Nation 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jjcc7950
@jjcc7950 10 ай бұрын
Congratulations to all of you,what beautiful story,thank you,may god bless all.
@asterhabte9375
@asterhabte9375 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brktirezene5144
@brktirezene5144 10 ай бұрын
እዋይ ታሪኽ ህዝባዊግምባር ታሪኽ ሃዋሪያታት ብሓቂ ❤❤❤🎉🎉🎉
@sieleghebremichael2748
@sieleghebremichael2748 10 ай бұрын
Eway tarik!!!Amlak edmen tinan yihabkum. ❤❤❤❤❤❤❤
@asmeromtesfaslasie70
@asmeromtesfaslasie70 10 ай бұрын
Thank you Embassy media good job God bless you
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 9 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ብጣዕሚ ጽቡቕን ዝነኣድ ዶኮሜንት ኢንባሲ ኤርትራ፣ ያረድ ተስፋይ ነዚ ብኸምዚ ሰሪዕካ ብምዝርጋሕካ ምስገና ከማን ይውሕደካ። እዚ ኩሉ ሓቅታት ኣብ ሰባት ዘሕድሮ ርድኢትን ስምዒትን ቀሊል ከም ዘይኮነ ሓደ ርዱእ ሓቂ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ንህግሓኤ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ኤርትራ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 10 ай бұрын
It doesn’t makes you nationalist just by birth but what you did to your country ❤
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 10 ай бұрын
Ohhh ህዝባዊ ግንባር መግለጺ ሲዒነልኩም🇪🇷❤️
@briktytesfay5898
@briktytesfay5898 10 ай бұрын
Amazin history. God bless you our heroes.🎈🎈🎉🎉🎈🎈🎉🎉🎈🎈🎉🎉
@user-np5oz6zl8m
@user-np5oz6zl8m 10 ай бұрын
Thank you my people , thank you PIA
@zeritgoje7927
@zeritgoje7927 10 ай бұрын
Thanks hizbawi ginbar jeganu 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almiamine9796
@almiamine9796 10 ай бұрын
I cried listening to the poetry Hiwet Kechnua😢😢😢. Its so beautiful ❤❤
@roseekt4799
@roseekt4799 10 ай бұрын
🙏ZELALEMAWI ZEKRI NE SEMAETATNA 🙏 GOD BLESS OUR BELOVED COUNTRY ERITREA 🇪🇷 AWET NE HAFASH 💪🇪🇷🏆🇪🇷
@senaithailom3322
@senaithailom3322 10 ай бұрын
Egzabihear hagerey Eritrea hzbey bark 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@Metkeli
@Metkeli 10 ай бұрын
EnkaE deki hzbawi gnbar kenku Awet nhafash kbrin mogosn nsweAtna ❤
@alazark7105
@alazark7105 10 ай бұрын
Tarik yneger…. Bzuh kinger zgbeo alo. Thanks Embassy Media 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@akilehab377
@akilehab377 10 ай бұрын
Amazing Shaebia! Glory to our beloved martyrs. We follow their footsteps till our last breath.
@nisri1567
@nisri1567 10 ай бұрын
... በእውነት ልዩ ክብር የሚገባቸው ምርጥ ወንድሞቻችን ናቸው። በቀና መንፈስ ለሰው ልጅ ፍትህ ብለው ቆስለው ሂወታቸ እስከ መክፈል የደረሱ "ኣህጉራውያን ተጋደልት" ኤርትራውያን ዝርጎችና ወንድሞቻችን ናቸው። ክቡር ኣቶ ማሞ እንዳለው ' በኤርትራ ምድር ንጹህ ደም መፍሰሱ እስካሁን እያለቐሱ ስሜታቸው ስሜት በሚነካ ሲገልጽ ልብ የሚነካ ነገር ነው። ኣምላክ ባሉበት ይባርካቸው፡ ያቺ የትሰውላት መሬት እንደ ሁሉ ዜጋ ውለታቸው ትመልስላቸው። የሰላም ኣምባደሮች ናቸው። በጣም ከፍተኛ ክብር ይገባቸዋል። ኣንድ ታጋይ ወንድም እንዳለው ከቸጎቬራ የሚበልጡ የኛ ምርጥ ቸጎቬታዎች ናቸው።
@user-sl2yg7ci5k
@user-sl2yg7ci5k 10 ай бұрын
Wawwww mamo malet kgelxeka btaemi kalat yhaxreni . Abnetawi seb hdri eka. 🤗🤗🤗
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 10 ай бұрын
Eritrea Embassy Media xbuk medeb hizbawi genbar Edme yehabkum jeganu ❤❤
@teklia3701
@teklia3701 10 ай бұрын
ሰሚዒካ ዘይጽገብ ዓቢ ተምህርቲ ኣለዎ ብዙሕ ኣሎ ዘይተዘርበሉ 2 ክፋል ግበሩላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MillionmiliMillion
@MillionmiliMillion 10 ай бұрын
Nay bhaqi thanks wedi feraday xbuq tarik eyu
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 ай бұрын
Kubur Tegadalay Mamo Hawina. Kuburat Ahgurawian Tegadelti Ahwatna. Kibri Yihabkum bisemay Kiberu, bimidri kiberu. God bless you.
@gerrywelderufael2481
@gerrywelderufael2481 10 ай бұрын
Wowwww absolutly fantastic story HGHE i haven't head a story like HGHE only Angels make this story God bless my country forever Awet nhafash🤝🫶🇪🇷👈🫶🤛💖💪👈💪💪💪💪💪💪💪💪💪👈🌎
@zowdi810
@zowdi810 10 ай бұрын
Wow you are amazing you are god bless you tow 🎉🎉😂😂❤❤🎉😂😂😂we are 👏 👏 👏 👏 🇪🇷🙏🙏🙏👍👍💖
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 10 ай бұрын
Amazing just amazing
@merhawitmt2319
@merhawitmt2319 10 ай бұрын
Wow tarik zetenegrember zeytegebre yelen ab gedli❤❤❤
@Setaritey
@Setaritey 10 ай бұрын
❤ !!!!! ZEHEBIN TARIK !!!!! ❤
@maktes1214
@maktes1214 10 ай бұрын
So beautiful Thank u 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 9 ай бұрын
fetehawei...kalsi eritrea nyeru.that way...succeeded....and followed..so many ahgerawyen. influence and impacted
@truthprevails5266
@truthprevails5266 10 ай бұрын
Thank you Embassy media. Bravo!!! How wodwrful It would be to make a dokumentary of this previous. true. and unbelievable precious history with both amharik and english sabtitles. ❤❤❤
@Eritrea9124
@Eritrea9124 10 ай бұрын
Thanks Embassy media , Ab Zkone hager zeyrkeb tarik slezkone Yekenyelna. Nezi kab Mexhaf nab Film zkyerelu medrek entezfter azyu xbuk neru. Kbrn mogosn netom Jeganu beja zhalefu AWET NHAFASH
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 10 ай бұрын
ማሞ ጅግና ወዲ ህዝባዊ ግንባር ንኹሎም ተሳተፍቲ ናይዚ መደብ ንወዲ ኣፎም ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 26 МЛН
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 33 МЛН
Best Toilet Gadgets and #Hacks you must try!!💩💩
00:49
Poly Holy Yow
Рет қаралды 23 МЛН
EMN -  FERADAY SHOW MIS ELSA KIDANE MATERKESHA PART ONE  - Eritrean Media Network
44:20
EmbassyMedia - Interview with Shambel Digafe Abebe
1:30:17
Eritrea EmbassyMedia
Рет қаралды 46 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Inte. Part 36   Fenkil Operation  October  8 - 2021
1:13:52
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 26 МЛН