Tv Sened BG Tekeste Haile Inte. Part 36 Fenkil Operation October 8 - 2021

  Рет қаралды 49,293

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

Күн бұрын

Пікірлер: 168
@HabtitOklib
@HabtitOklib 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ ☝🏻☝🏻☝🏻ተኻታተል፡ ኣስተውዕል፡ ተመሃር! Thank you TV Sened👏
@samuelhagos8038
@samuelhagos8038 3 жыл бұрын
Brigadier general we appreciate you, you are very good story teller with excellent judgement of events in neutral manner. Keep it up, you are one of the few real heros left in Eritrea.
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 3 жыл бұрын
Thank you once again for your narratives and for giving testimonials about the deeds of these great heroes. You are a gem and a straight shooter (obviously!) Brigadier General.
@eyobtes5588
@eyobtes5588 3 жыл бұрын
እንቛዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡራት ኣቦታትና/ኣያታትና ጀጋኑ ሓርበኛታት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለን ኣቶ ኣንተንዮ ተስፋይን ! ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪካ እቲ ዘዓበየ ዓወት ኣብ ሰሜን ወሎን ዓፋርን ተጓናጺፉ። በዚ ኣብዚ ዝጨበጦ ዓወትን እዚ ዘይበሃል ኣጽዋር ማሪኹ ፡ ሰራዊት ትግራይ እቲ ዝሓየለ ሰራዊት ኮይኑ ኣሎ። ከምዚ ኢሉ ፡ ነቲ ናይ ጸላኢ ከበባ ሓምሺሹ፡ ናብ ዝደለዮ ቦታ ፣ ከተማ ፣ ወደብ ፣ ጽርግያን መገድን ከይበጽሕ ዝኽልክሎ ሓይሊ ወይ ሰራዊት የለን። ነዛ ደርፍን ትርጕማን ላዛኣን እናሰማዕኩም ፡ ነቲ ሰራዊትን ህዝብን ትግራይ ኣብ ቁሩብ ኣዋርሕ ክበጽሖ ዝኽእል ብሕልናኹም ኣማዕድዉ። ሎሚ እዚ ሕልሚ ኣይኮነን ፡ ኵውን ክኸውን እዩ። ስርዓት ህግደፍ ብፍርሂ ከምዚ ሎሚ ተሰናቢዱ ኣይፈልጥን እዩ። kzbin.info/www/bejne/qanOhKqsmNGmpqs ///
@wedihaile6997
@wedihaile6997 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝኾነ ታሪኽን ዝናን ሓርበኛታት ተጋደልቲ ምግላጽካ ኣነ ከመስግነካ ባህ ይብለኒ { B -G Tekeste Haile } Thank you .
@007dc7
@007dc7 3 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ነቶም ብዙሕ ግዜ ዘይንገረሎም ጀጋኑ ክትዝክር.. ምሕካንካ.. ኣመስግነካ
@ak4ever818
@ak4ever818 3 жыл бұрын
Dear our hero B/G Tekeste Haile, you forgot colonel Micheal Fissahaye, he was top of transportation or mechanic leader during fenkil operation. Please tell us his role in EPLF history. Thank you for your continuous service for our country.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪካ እቲ ዘዓበየ ዓወት ኣብ ሰሜን ወሎን ዓፋርን ተጓናጺፉ። በዚ ኣብዚ ዝጨበጦ ዓወትን እዚ ዘይበሃል ኣጽዋር ማሪኹ ፡ ሰራዊት ትግራይ እቲ ዝሓየለ ሰራዊት ኮይኑ ኣሎ። ከምዚ ኢሉ ፡ ነቲ ናይ ጸላኢ ከበባ ሓምሺሹ፡ ናብ ዝደለዮ ቦታ ፣ ከተማ ፣ ወደብ ፣ ጽርግያን መገድን ከይበጽሕ ዝኽልክሎ ሓይሊ ወይ ሰራዊት የለን። ነዛ ደርፍን ትርጕማን ላዛኣን እናሰማዕኩም ፡ ነቲ ሰራዊትን ህዝብን ትግራይ ኣብ ቁሩብ ኣዋርሕ ክበጽሖ ዝኽእል ብሕልናኹም ኣማዕድዉ። ሎሚ እዚ ሕልሚ ኣይኮነን ፡ ኵውን ክኸውን እዩ። ስርዓት ህግደፍ ብፍርሂ ከምዚ ሎሚ ተሰናቢዱ ኣይፈልጥን እዩ። kzbin.info/www/bejne/qanOhKqsmNGmpqs ///
@bashailema9043
@bashailema9043 3 жыл бұрын
The General’s memory is razor sharp! I wish him a long life!
@selameuderetey7076
@selameuderetey7076 3 жыл бұрын
Kemzi kemay neza blxti qale mehtet bhanqewta kxbeya zxenihe seb alo do? Nkbri kubur abona jeneral tekste hayle b like girkum aregaguxuley
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 3 жыл бұрын
ጂግና ወዲ ሃይለ ብሉጽ ናይ ታሪኽ መጽሓፍ።
@awetzere5369
@awetzere5369 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ አጋላልፃ ታሪኽ
@pastordanieltesgay2711
@pastordanieltesgay2711 3 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ብርግደር ጀነራል ተክስት ሃይለ፡ እዚ ንዎሎዶ ዝተርፍ ታሪኽ ብምግልጽካ ዳግማይ ጅግንነት እዩ፡ንዊሕ ዕድመ የምንይልካ።
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 3 жыл бұрын
ሰላም ኣቕረብቲ ዚ መደብን ኣቶ ተኽሰተ ን ። ኣነ ኣብዚ መድብትኩም ቅረታ ኣሎኒ ሰለምታይ ኢኹም ብዙሕ ኣስማት ሓለፍቲ ነብር ተጠቑሱ ተድጋግሙን ተፈይዉን .? ንምንታይ ኣስማት ተራ ተጋደልቲ ዘይ ተስምዩን ዘይ ተጽዉዑ ? ኣብ ህግሓኤ 15 ዓመት ተጋዲሎም ተራ ብዘይ ሓላፍነት ነአጻነት ዝእተዉ ዝራኣዩ እበዝሑ ካብቶም ስላጣንን ማዓርግን ዝረኸቡ ንእብንት ኣንጎሶም ኣብራሃ መጀምርያ ክመ ተዋጋኢ ኣብ ሓይልታት ደሓር ከም ኣዉቲስታ ኣብ ኦራልትን ፡ ኢንትረን ፡ ኣብ ግንባርት ዲሒሩ ኣብ ዓብይቲ ምርቸድሳት ኣብ ሱዳን ክርተርት ኣሉ ። ግን ምንም ሓልፍነት ክይራየ ነጻንት ኣትዪ ንሱ ዝተዋጋኦ ዝተጓዕዞ ግን ምሳታ የብሉን ። ሰልዚ talk about the endeavours ordinary fighters pls ? Avoid figured individuals.. Say about many..? የቐኔለይ ።
@yacobyohannes6113
@yacobyohannes6113 3 жыл бұрын
Dear B.General, thank you very much for the honest and truthfull information and intersting narration. You are our hero. Could you please tell us about Coloniel Dessale Qale. Because there are lots of misinformations about his contribution in the history of the armed struggle. Thank you.
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 3 жыл бұрын
Thank you B.G. Tekeste Haile you are doing the most service to your people and your country. Thank you Antonio too! Let's not forget history and our hires, they were the once who make Eritrea against all odds. Isaias and his circle were working for Ethiopia as we know it now.
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 3 жыл бұрын
Wel come Brigadier General T.Haile. Ade welida tmken. Dhrekum seb aytewelden. Thank you again.
@Abi-hero
@Abi-hero 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ሕጽባት ማዓንጣ። ታሪኽ ሰሪሕና ኢና ኤርትራዉያ። ሕጂ ዉን ታሪኽ ክንሰርሕ አለና ነዞም ህግደፍ ጠላማት ክንስዕሮም። ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@aruaki4454
@aruaki4454 3 жыл бұрын
ህግደፍ ስግር መረብ ዘለው ደመኛ ጸላእትና ሓንሳብን ኝሓዋሩን ካብ ገጽ ምድሪ ክሳብ ዝጠፍኡ የድሊየና ኢዩ ድሕሪኡ ተፈጥራዊ ከርክቦም ኢዩ ቪቫ ሕግደፍ ደም መላሽ
@metkelgezai1625
@metkelgezai1625 3 жыл бұрын
ዝኸበርካ ኣዳላዊ መደብ፥ ኣቐዲመ ታሪኽ ንምስናድ እትገብሮ ጻዕሪ ምስጋና፡ ቀጺለ ቅድሚ ናብ ነብስ ወከፍ ቃለ መጠይቕ ምእታውካ መወከሲ መጽሓፍቲ እንተተንብብ ወይውን ሰባት እንተትውከስ ዝያዳ ሓገዝቲ ዝኾኑ ሕቶታት ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ኢለ እኣምን። ሰላም
@mohammeda5391
@mohammeda5391 3 жыл бұрын
You’re fighter , legend, kindness, dad and you are everything👑
@dawitaraya5704
@dawitaraya5704 3 жыл бұрын
Welcome abona b.g tekeste haile and hawina Antonio
@yohannesgerezgiher6437
@yohannesgerezgiher6437 3 жыл бұрын
Edmen tinan yhabka jigna ayana B/G wedi haile. Antonio kea nfue kexlo Tack
@mahamannayali8011
@mahamannayali8011 3 жыл бұрын
Tezaribenna bizaba Tegadalay Suwu Ahmed Hilal & Tegedala suwu. Idris Gumhed Thank you 👍
@nahoaman1795
@nahoaman1795 3 жыл бұрын
እታ ብዛዕባ ናይቶም 48 ኮማንዶ ዝበልካዮም ሓደ ካብ ኦም ኣነ እየ ነይረ ።እታ ስሪሒት ዝፈሸለታ ምኽንያት ካብ ሱዳን ተበጊሲና ናብ በርበራ ሶማል ክን ኣቱ ኮሎና ሲቭልያን ኮይኒና እና ኣቲና ፣እቶም ኣብ በርበራ ዝተቀበሉና ናይ ኦሮሞ ሓርነታዊ ምንቅስቃስ እዮም ነይሮም፣ ነቲ ተኸድንናዮ ዝነበርናዮ ቀይርዎ እሎሙና ምስ ቀየርና ፍሉያት ምኻንና ተፈሊጥና። በዚ ድማ ኤሪትራውያን ከም ዝኾንና ተፈሊጥና ።ካብ በርበራ ሃርጌሳ ዲላ ዲማ ብዝባሃሉ ከተማታት ኣቢልና ኣብ ጥቃ ጂጂጋ በጺሕና ኣብ ቲ በረኻ ንነዊሒ ማዓልታት ንመጽናዕቲ ተጸቢና ፣ደርጊ እታ ስሪሒት ፈሊጥዋስ ኣብ ጥቃና ብብዝሒ ታንኪታትን መድፍዕን ኣዳሊዩ ከም ዘሎ፣ ፈሊጥና ።በዚ ድማ ገለ ካባና ክፋላት በረኻ በረኻ ገይሮም ናብ ኣሶሳ ክ ኣትዉ እቶም ዝተረፍና ናብ ኤርትራ ተመሊስና።ሞኮኒን ጉቡጣን ሓላፊ በየነ ርእሶን ናይ ስለያ ሓላፊ ።ነይሪና
@fesseha1071
@fesseha1071 2 жыл бұрын
ጅግና ዝሓወይ፡ ስለቲ መስዋእትኻ ኽብሪ ይግብኣካ
@keshttewelde7281
@keshttewelde7281 3 жыл бұрын
ብ/ጀ ጅግና ጀጋኑ GBU
@Aradomtella
@Aradomtella 3 жыл бұрын
ሰላም ኣንቶንዮ ተስፋይ! Tv ሰነድ ንኽትዓቢ ፕሮግራማት እንተበዝሐ ዝበለጸ፡ ኣታዊኻ ይበዝሕ፡ክኢላታት ክትቆጽር'ውን ተኽእሎታት ክመጽእ ይኽእል። የቀንየለይ።
@senayghebregiorgis3797
@senayghebregiorgis3797 3 жыл бұрын
Atawi aykonen zegedso kalie elama alewo
@007dc7
@007dc7 3 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ..ታሪክ ብሓቂ ምንጋርን ቀንዲ እቲ ዘይርስዕ ኣእምሮኻ.. 1% ካብ ናይ ዓለም ህዝቢ ኢኻ.. ዝበዝሕ ሰብ short mimory እዩ.. ስለዚ ኣንቶንዮን ወዲ ሃይለን. ሰሙናዊ ናይ ታሪክ ምንጋር.. ናይ media program እንተዝህሉ.. ክንደይ ሰናይ.. ንዓይ ይመስለኒ
@iwaywaywitt4541
@iwaywaywitt4541 3 жыл бұрын
Selam baba tekeste kulu tegebro zalku keberi yekunka ❤ .mes between entourage naru zebasekume fitsum.neska takawenayom elka narekamo habernea (what is the impact among you,fitsum and other friends against his idea thanks)
@samitahama1278
@samitahama1278 3 жыл бұрын
Thank-you g/wedi haile
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 3 жыл бұрын
ኡንቃዕ ብደሓን መጻኹም ብ/ጀነራል ተክስተ ሃይለን! TV ሰነድን (አንተንዮ ተስፍስይን)
@tekle9
@tekle9 3 жыл бұрын
ኣዝየ እየ ዘድንቀካ። ብጀ ተኸሰተ ናትካ ጂግኒነት ጽቅጥ ኣብለሉ ካብናትካ ናይካሊኦት ትገልጾ በዚሑ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪካ እቲ ዘዓበየ ዓወት ኣብ ሰሜን ወሎን ዓፋርን ተጓናጺፉ። በዚ ኣብዚ ዝጨበጦ ዓወትን እዚ ዘይበሃል ኣጽዋር ማሪኹ ፡ ሰራዊት ትግራይ እቲ ዝሓየለ ሰራዊት ኮይኑ ኣሎ። ከምዚ ኢሉ ፡ ነቲ ናይ ጸላኢ ከበባ ሓምሺሹ፡ ናብ ዝደለዮ ቦታ ፣ ከተማ ፣ ወደብ ፣ ጽርግያን መገድን ከይበጽሕ ዝኽልክሎ ሓይሊ ወይ ሰራዊት የለን። ነዛ ደርፍን ትርጕማን ላዛኣን እናሰማዕኩም ፡ ነቲ ሰራዊትን ህዝብን ትግራይ ኣብ ቁሩብ ኣዋርሕ ክበጽሖ ዝኽእል ብሕልናኹም ኣማዕድዉ። ሎሚ እዚ ሕልሚ ኣይኮነን ፡ ኵውን ክኸውን እዩ። ስርዓት ህግደፍ ብፍርሂ ከምዚ ሎሚ ተሰናቢዱ ኣይፈልጥን እዩ። kzbin.info/www/bejne/qanOhKqsmNGmpqs ///
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 жыл бұрын
Top and well respected General tekeste haile the bravest one he is with full capacity and full of mind knowledge he can run eritrea as a Preaident or minister defence force
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 3 жыл бұрын
አንቃኦ ብሰላም መጻኹም ወዲ ሃይለ ዖድመን ጥኦና ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
Wait a minute, did I just hear Isaias came at last to learn about the plan?He should have been planning it , then when time comes, they would be set and ready to fight. Thankfully, he approved of it, what would have happen if he didn’t? Please and thank BGTH.
@gebraiendrias7267
@gebraiendrias7267 3 жыл бұрын
BG Tekste, I admire your your sharp memory and your ability to remember and explain events of the past armed struggle and I am sure many are learning. But I would like to point out that the Ethiopian Navy was not trained by America, France or Great Britain. It was trained by Norwegians. Haile Selasie gave responsibility of training the armed forces to three different governments. Navy to Norway, Airforce to Sweden and the army to America.
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 3 жыл бұрын
Thank u kubur general TH
@semereandom8036
@semereandom8036 3 жыл бұрын
ክቡ ር ጅግና ብ/ጀነራል ተኸስተ ብመጀመርታ ነቶም ብዙሕ ዘይዝከሩ ብጶትካ ምዝካርካ ከመስግነካ ይደሊ:: ንስውእ የማነ( ራሻ) ሓላፊ ናይ ኤምዳድ ዝነበረ ምዝካርካ ድማ ናይ ቐረባ ዝመደይ ስለ ዝኾነ ብፍሉይ ከመስግነካ ይደሊ:: ምሉእ ስሙ የማነ ገሬሱስ (ራሻ) ይበሃል: ዓዱ ድማ ኹዶፈላሲ ይብሃል:: ጅግና ተጋዳልይ ኣንቶንዮ ድማ በዚ ታሪኽ ናይ ምስናድ ትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ከመስግነካ ይደሊ:: ከይትሓለልካ ክትቅጽሎ ድማ ይላበወካ::
@bingoguevera914
@bingoguevera914 14 күн бұрын
The true history will be written again….until then I wish you long life general .
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 3 жыл бұрын
Kem reyto nay MG Berhane Gerezgiher tariku asfihkum gletsluna
@filimilo931
@filimilo931 3 жыл бұрын
Tanks so much
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ 3 жыл бұрын
ክቡር ብ/ጀ ከምኡ ውን ኣንተንዮ፡ እታ ዝፈሸለት ስርሒት ኮማንዶ ናይ ኣሶሳ ፡ የማነ ገብረገርግሽ ገሊጽዋ ነይሩ ሞ፡ ተመሊስኩም ስምዕዋ፡ ካብ ዕላሉ ብዙሕ ምድላው ኣይነበራን ፡ ኣብ መገዲ ምልሻ ከም ዝረኸብዎም ናይቲ ከባቢ እቶም ውፉያት ከምዝሃደሙ ይገልጽ።
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 3 жыл бұрын
Very intelligent person
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 3 жыл бұрын
What is the point back 30 years.
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
ሜ/ጀነራል ብርሃነ ገ/ዝጊሄር ኣዛዚ ምዕራባዊ ግንባርን ተሓጋጋዚ ጠቅላሊ ስታፍን ኮይኑ እዪ ክሳብ ናጽነት ኣትዪ '። ኣብዚ ብርሃነ ገረዝጊሄር ብግቡእ ይግለጽ ኣሎ ኣይብልን እየ ፣ ምክንያቱ ብርሃነ ገረዝጊሄር ኣብቲ 87 ዝተገብረ ወትሃደራዊ ክቐውም እንከሎ ብርሃነ ገረዝጊሄር ኣዛዚ ምዕራባዊ ግንባር ፣ መስፍን ሓጎስን ሃይለ ቻይናን ግንባር ናደው ፣ ተክላይ ሃብተስላሴ ግንባር ሓልሓል ፣ ሳልሕ ሑሩይ ግንባር ደቡብ ድሕሪ መስመር ፣ ኮይኖም እዮም ወጽዮም ።
@habtuberhane5273
@habtuberhane5273 3 жыл бұрын
kbret yhabelna kbur abona G.Tekeste hayle and Antonio.
@teklomtesfaiwet3468
@teklomtesfaiwet3468 3 жыл бұрын
ቅድሚ 30 ዓመት ናይ ዝነብሩ ኣስማት ክትዝክር ምካኣልካ ንባዕሉ ታርክዩ።
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 3 жыл бұрын
ኣምበሳ ኢኻ ብሓቂ ወዲ ሃይለ ጅግና እቲ መግለጺ ብኸምዚ መልክዕ ብዝርዝር ክቐርብ ኢየ ኣነ እውን ደጋጊመ ሕቲተካ። ሓጎዳይ ዝበልካዮ ኻኣ ኮሎኔል ምስጉን ዘርኣይ ይባሃል ምክትል ኮሎኔል ዑስማን ኣሕመድ (ኣንጎለይ) ኔሩ ሕጂ ዋና ኣዛዚ ስታፍ ኣጽዋር ምኒስትሪ ምክልኻል ኮይኑ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ፎርቶ እግሪ እንዳ ዜና ይርከብ። ኣንጎላይ ግና ዝሓለፋ ሒደት ኣዋርሕ ብኮሮና ሓሚሙ ዓሪፉ። ናይ ግንባር ደቀምሓረ ኻኣ ንጽበየካ ኣሎና።
@kilogram5515
@kilogram5515 3 жыл бұрын
B/G Tekeste HAILE. kab Rehayto kisab karora misghanay🙏 yebxahka, edmen tienan kia ymneyelka
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 3 жыл бұрын
Welcome back both
@benjaminfranklin4157
@benjaminfranklin4157 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ ብ/ጀ - ተኸስተ ሃይለ ፖለቲላዊ - ብቅዓትካ ! ወታደራዊ - ትብዓትካ ! ኣገላልጻኻን ሓፈሻዊ - ኣፍልጦኻን ን ኤርትራዊ ይትረፍ ንጸላኢ ዘቅንእ ቅያ ኮይኑ ( ንወርቃዊት - ሃገር ) ንምርካብ ወርቃዊ - ሂወት ተኸፊሉ ! ኣሽሓት ኪሎመተራት ትደኺሙ ! ሰማይ ጠቀስ ዓቀበ - ቁልቁል ተጻዒሩ ! ክንደይ ብሉጻት ጀጋኑ ቀያሕቲ ተኸፊሉ ! ክንደይ ናይብሉጻት መራሕቲ ሓንጎል ኣጨኒቁ ! ናይብዙሓት ዓድታት ኣካላቢቱ ! ናይክንደይ ዕድመ - ንእስነት ተኸሲሩ ! ዘይተነግረምበር ዘይተገብረ የለን ስለዚ ነዚ ወርቃዊ - ታሪኽ ንእትሰምዑን ንእትፈልጡን ንትስንዱን በጃኹም ን ኤርትራ መግለጺ - ክፍሊታ ! መንነታ ! ዓንዲ + ሕቆኣ ሓበና ምጽባሕ መምሃሪ - ደቃ ኢዩሞ በብዘለናዮ ምሰንዶን እዚ ወርቂ ንኣክቦ ዝኾነት ሃገር ታሪኻ ትዕቅብ ትስንድ ኦያ ምኽንያቱ መግለጺ መንነታ ስለዝኾነ !!
@danielgebremeskel9588
@danielgebremeskel9588 Жыл бұрын
ሰላም ንጅግና ወዲ ሃይለ ከምእ'ን tv Sened። መስርሕ Operation fenkil.እንተ ዝዳናጎ ወይ እንተ ዘይዕወት ነይሩ፡ ምቅልጣፍ ናይ ናጽነት ኤርትራ ምተዳናጎየ ዶ ትብል? ?
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ካብ 1ይ-36 ክፋል ሰሚዐዮ።አቲ ዝተሰርሐ ስራሕ ብጣዕሚ ወዲ ሰብ ክሰርሖ ዘይ ክአል ስራሕ ዩ ተሰሪሑ።ግን ተመን ክት ቀትል ገበል ሒዝካ አንተ መጻኻ ንስራሕካ ኮንቱ ይገብሮ። ከም ሕቶ ግን ስለ ምንታይ ዩ ኢሰያስ ካብ 70ታት ጀሚሩ ክሳብ ናጽነት ነቲ ውድብ መሪሕዎ ክመጽአ ክኢሉ።ከምኡ ብቕዓት ዝነበሮም ስለ ዘይ ነበሩ ድዩ ወይስ ካልአ ምኽንያት ኣለዎ፧
@NMra.2023
@NMra.2023 3 жыл бұрын
First of all I want to tell you that, you are doing good job. Second, please ask him about martyr Omer Jabir sufaf and Romodan Awliyay.
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 3 жыл бұрын
Kolibeya ktsbeya tsenihe
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
Kolo ufun tutuko taff enda belaikum naxinet awhiskum ember tegadelti. Ezi kulu halifus nabzi. Lord have mercy.
@eriyold5200
@eriyold5200 3 жыл бұрын
ብ/ጀ ብዘዕባ ምክልኻል ሰልያ ኮ/ል ጉነይን ለልን ኣፍልጦኻ አከፍለና?
@gehbreabtesfaldet8935
@gehbreabtesfaldet8935 3 жыл бұрын
Anes Entay Aaynet memorie kemzelowo gerem eyu debleni temali kemzetfetseme geru nay 77 kegeletse kelo neza nebsey yeneqa
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 3 жыл бұрын
ተሳታፍቲ ኣሃዱታት ናይ ስርሒት ፈንቅል ከምቲ ዝገለጽካዮ ኮይኑ ናይ ኣዘዝቲ ግን ኣብ ርእሲ እቲ ናትካ ክምልኣልካ ስዉእ ሓርበኛ ኣሕመድ ዑመር ካካይ ብ/ጀነራል ዝበልካዮ ሜ/ጀነራል እዩ፡ ካብቶም ዘይጠቐስካዮም ኣዘዝቲ ብርጌዳት ክምልኣልካ ሙሉእ ሓበሬታ ምእንቲ ክኾነልካ ብርጌድ 71 ብ/ጀነራል ዳንኤል (ጨዓይ)፡ ተጋ/ምሕረትኣብ ፍስሃየ ሕጂ ኣብ ሚኒ/ዕዮ ዘሎ፡ ብርጌድ 10 ብ/ጀ ሓድሽ ኤፍሬም፡ ስዉእ ሓርበኛ ባህታ በርሀ (ጨዓሎ)፡ ብርጌድ 20 ስዉእ ሓርበኛ መሓመድ ኣድም ሻግራይ፡ ኮሎኔል ኣፈወርቂ የማነ ኮይኖም ቦጦሎኒ ኣ/ከ/ብረት ክኣ ኮሎኔል ግርማይ ዮሃንስ (ማንጁስ)፡ ኮሎኔል ሚኪኤል ደበሳይ (ወሎ) እዮም።
@yakobtadese8477
@yakobtadese8477 3 жыл бұрын
ብርጋደል ጀረናል ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጥዕም ዘረባ ታርኽና ከምዚ ጊርኩም ታርኽ ህዝባዊ ግንባር ምዝካርኩም ጽቡቅ ዩ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏼💪🏼💪🏼
@filmongebrehiwet8344
@filmongebrehiwet8344 3 жыл бұрын
ኩሉ ጊዜ ተኽታታላይ ትራይ ከይከውን ሲ, ምስጋና ናዓኻ ኩቡር B/g T/ H wedi hayle! ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ. ጋዜጠኛ Anteno ድማ ኣይረሳዕኩካን. እዚ ጊዜ ካኣ ኣይሓገዘናን በጃኻ ታሪኽ ምስ ኢሰያስ የተኣሳስርው ዳኣ ኮይኑ እንበር, ከምዚ fashion kdan wey nbret ኮይኑ ናይ ሎሚ politik. እዞም ኩሎም ኣርካናትና ምስ ካልእ (jämför) ክትርኢ ዓኽ ድብል ኢካ ተውፅ.
@asmeromweldeabzghi266
@asmeromweldeabzghi266 3 жыл бұрын
ኣብ ስርሕት ፈንቅል መ /ጅ ብርሃነ ገረዝጊሄር ኣባል ጠቅላል ስታፍ አዩ ነይሩ.
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 3 жыл бұрын
ልዕሊኡ ትፈልጥ ዲኻ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ኣዛዚ ምዕራባዊ ግንባርን ተሓጋጋዚ ጠቅላሊ ስታፍን እዪ ነይሩ ክሳብ ናጽነት ክ'ኣ ኣብዚ ጽፍሒ ኮይኑ እዪ ኣትዪ ፣ ሓላፊ ሕክምና ዝነበረ ድሕሪ ቀዳማይ ጉባኤ 1977 እዪ ፣ ኣባል ፖለቲካዊ ቤትጽሕፈት ኮይኑ ምስ ተመርጸ እዩ ። ኣብ ርእሲ ሓላፊ ሕክምና ምኳኑ ኣብቲ ካብ 77 ን ናቅፋ ንምሕራር ዝተገብረ ኩናት ኣትሒዙ ክሳብ 87 ብቀረባ ኣብ ኩሉ ግንባራት ዝመርሕ ዝነበረ ሓርበኛ እዪ '።
@amanuelmehari8928
@amanuelmehari8928 3 жыл бұрын
"እቲ ዓቕሚ የርእዩ ኣሎዉ፥ እቲ ስልጣን ግና ኣይወሃቦምን ነሩ..." ሚስጢር ናይዚ እንታይ ኢዩ? ኣብ ህግ ካብ ዝተወሰነ ከባቢ ተመልሚሉ ብፍሉይ ጸብለል ዝብል ወገን ነሩ ይመስል። ንምንታይ ዕላማ ከምዚ ይግበር ነሩ? ንምንታይከ እሰያስ ብፍሉይ ናብ ገለ ከባቢታት ዘምቢሉ ብፍሉይ ኣገባብ ናብ ላዕሊ ዘንሳፍፉ መራሕትን ውልቀ ሰባትን ይሃንጽ ነሩ? እስከ ትንታነኻ ሃበና።
@eri-boy8727
@eri-boy8727 3 жыл бұрын
Jigna eka👌
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 3 жыл бұрын
Jegna
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 3 жыл бұрын
ሎምይ ግርም ወድ ሃይለ ሾቶን መበገስን ኣይርዱን ኢዮም ኢዞም ናይ ደገ ኢሞ ባዕልካ ኢና ሓገዝካዮ ብ/ጀነራል ተክስተ ሃይለ!!
@Sami-fk3rw
@Sami-fk3rw 3 жыл бұрын
በሊሕ ጀነራል ተኸስተ ታሪክ ዘይረስዖ ታረክ ኢኻ
@ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
@ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 3 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ጅግና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ እቲ ደስ ዝብለኒ ባህርኻ እዩ ነቃጽ ለቑመጽመጽ ዘይትብል ጅግና ኢኻ ኣብ ገለ ገለ ግን ቁሩብ ቂር ትብለኒ ኣላ ንገለ ሓለፍቲ ትኽውለሎም ኣለኻ ንኣብነት ንመስፉን ሓጎስ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ቀንዲ የማናይ ኢድ ኢሰያስ ከምዝነበረ ይገልጽዎ እዮም ብጾትካ ንስኻ ግን ሓርበኛ እንዳበልካ ትሓልፎ ኣለኻ
@God-db9vp
@God-db9vp 3 жыл бұрын
ናይ ስርሒት ታሪክ ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ ናይ ሽርሒ ታሪክ ኣይኮነን ዘሎ ሕጂ
@ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
@ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 3 жыл бұрын
@@God-db9vp ሽርሒ ኣይኮነን ታሪኽ ኣቦታትካ እዩ ንኢሰያስ ከምልኹ ለኪሞሙና
@God-db9vp
@God-db9vp 3 жыл бұрын
@@ዳኒእየኣብተስፋዝነብር ንዓካ ውን ኣቦታትካ ኢዮም፡ ኣነ ዝብል ዘለኩ ግን ሓደ ጅግና መራሒ ዝነበረ ሽሕ ተንኮለኛ ይኩን ጅግንነቱ ኣይድምሰስን ኢዩ፡ ታሪኩ ጅግናን ተንኮለኛን ተባሂሉ ይንገር፡ ተንኮለኛ ስለ ዝነበረ ጅግና ኣይትበሎ ኣይበሃልን ኢዩ፡ ታሪክ ካብ ጽልእን ምፍታውን ወጺካ እታ ዝነበረት ከም ዘላታ ዋላ እናመረረትካ ክትነግር ኣለካ፡ ብጥልታን ተገዚእና ክንበሃል ደስ ኣይብለናን ኢዩ እንተኮነ ታሪክ ስለዝኮነ ክንሕስብኦ የብልናን። ወዲ ሃይለ ከኣ ኣብቲ ዝውቀሱሉ እናወቀሰ ኣብቲ ዝነኣድሉ እናንኣደ ህግደፍ ዝቀበሮ ታሪክ ይነግር ኣሎ፡ ጽቡቅ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ፡ ኣብ ምስናድ ታሪክ፡ ምክንያቱ ብወገን ህግደፍ እንትርፊ ጽቡቆም ሕማቆም ኣይነግሩን ኡዮም፡ ብወገን ተቃወምቲ እንትርፎ ሕማቅ ጽቡቅ ወይ ጅግንነት ናይ ሰውራ ኣይነግሩን ኢዮም፡ ኩሎም ዘይእመኑ፡ ሕጂ ግን ሚዛናዊ ሰብ ረኪብና ኣለና፡ ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ኣንቶንዮን፡ ኣዚና ነመስግነኩም ።
@senayghebregiorgis3797
@senayghebregiorgis3797 3 жыл бұрын
God ኣምላኽ ሓቂ ኢዩ kkkkk abotatka kitbl keleka kemey maletka eyu ? Tefalitna alena . Giena kntsare ena.
@ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
@ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 3 жыл бұрын
@@senayghebregiorgis3797 ክክክ ሎሚ ደኣ የርግፎም እንድዩ ዘሎ ኢሱ ኣብ ዓዲ ይኹን ኣብ ትግራይ ወሲዱ ከምዛ ናይ ስብሓት ቆራይ ጌሩ ደኣ ይወደኣልና ኣሜን
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 3 жыл бұрын
ቢትወደድ ካብ 10/1984 ምቛም ክፍለ ሰራዊት ክሳብ 02/1986 ኣብ ክ/ሰ 52 ምስ ሳልሕ ሕሩይ ኮምሽነር ኮይኑ ኣብ ውግእ ባረንቱን ቀዳማይን ካልኣይን ወፍሪ ባሕረ ነጋሽ ብብቕዓት ተሳቲፉ እዩ፡፡
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
ንምንታይ እዪ ግን ን ቢተው ብዙሕ ግዜ ዝቀያይሮ ነይሩ እሞ ክ'ኣ ሓደስቲ ክ/ሰ ይውሃቦ ንዑኡ ንምድኻም ዶ ይከውን 'ከም ኣብነት ኣብ ክ/ሰ 16 ፣ ፣52 ፣ 90 ፣ ኣብዚ ኩለን ክፍላተ ሰራዊት ሰሪሑ እዪ !
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 3 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ ኣብቲ ናይ 1986 ካብ ክ/ሰ 52 ናብ ክ/ሰ 16 ዝተቐየረሉ ናይ ኩለን ክፍላተ ሰራዊት ናይ ኮምሽነራት ምቅይያራት ስለ ዝተገብረ እዩ፡ ኣብቲ ንእንዳ ስንቂ ዝተቐየረሉ ክኣ ቅርጽን ኣወዳድባን ናይቲ ውድብ ስለ ዝዓበየ ሓላፊ ስንቂ ናይ ውድብ ኮይኑ እዩ ተመዲቡ፡ ኣብ 1990 ዓበይቲ ወተሃደራዊ ስርሒታት ይካየድ ስለ ዝነበረ ብኡ መጠን ክኣ ሓደስቲ ኣሃዱታት ይፍጠራ ስለ ዝነበራ ኣብ ክ/ሰ 90 ኮምሽነር ኮይኑ ምስ ዓብዱ ረመጭ ተመዲቡ ድሕሪኡ እውን ምስ ውጩ ኣብ ክ/ሰ ናይ ኮማንዶ ተመዲቡ ብቕዓት ስለ ዝነበሮ እዩ፡፡
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
@@ቆሓይቶከስከሰ የቀንየለይ ክቡር ሓው !
@mebrahtupawlosgebrezgei8392
@mebrahtupawlosgebrezgei8392 3 жыл бұрын
ሐይሊ ባሕሪ ረሲዕካዮም አያይ ተከስተ።
@shromeadi236
@shromeadi236 3 жыл бұрын
እዚ ወታደራዊ እዩ ብምግላጽካ ብወገነይ ጽቡቅ ኣይኮነን
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 3 жыл бұрын
አንቶንዬ እቲ ብመደብ ከይንገርን ብዘይ ሰነድ ክተርፍ ንዝድለ ዘሎ ገድሊ ኤርትራ : ብሓቂ ብመንገዲ ሓርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ትስንዶ ምህላውካ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ አይደልን : ነዚ ቕያታትን ምህንድስና ወታሃደራዊ ጥበብ ንዘካየዱ አርካናትዬም እምበኣር ሃገር ክሸጡ ኢሎም አብ ሸላታት ዘሕቐቁ መኻናት ሕልና : አንታ ህዝቢ ፍልልያትካ አጽብብ ስማዕ አበይ ወዲቕካ ከምዘለኻ ይሰቆርካ :::
@tsegayasfaha2055
@tsegayasfaha2055 3 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ኩቡር ሰብ : ተሐቲቱ ስምዒቱ ተቆጻጺሩ ንሰብ ጽቡቁን ሕማቁን ዝገልጽ ከምዚ ከማኻ ውሑዳትን ሐሐሊፍካን ጥራሕ እዮም ዝርከቡ :
@yonasokubamichael9019
@yonasokubamichael9019 3 жыл бұрын
ኩቡር ጅግና ኣቦና ጀ/ተከስተ ሃይለ ቅርሲ ኤርትራ ዉጻእ መዓት እንቃ ብሂወት ሃሊካ ነዚ ወስተንክር ቃልሲ ገድሊ ኤርትራ ኣድገምካሉ 👉ኣነ ክሎ ዝደሊ ገድሊ ኤርትራ በዞም ኣብ መሪሕነት ህግደፍ ዘለው ከምዝተፈጸመ ጥራሕ ገርካ ይትረኽ ስለዘሎ እዚ ንኡስ ወከዶ ገጋ ትምህቲ ታሪክ ይወስድ ስለዘሎ 👉ናይእቶም ዝሓለፉ ኣፍ ንስካ ኢካ እሞ ብዝያዳ ንይቶም ዝተሰውኡ ታሪክ ጸቂጥካ ተርከልና ሓደራ ውላዶም ዘርኢ ሓድጎም ታሪኾም ስለዝኮነ NB ቲቨ ሰነድ ኤርትራ ካ ነዚ ታሪክ ኣቦታትና ተቀቢሩ ከይተርፍ ትገብሮ ዘሎካ ብልቢ ኢና ነመስግን ካልኦት ሰብ ታኽ ውን ፈትሽኩም ከተቅርቡልና ንላቦ !!!
@eliaskidane391
@eliaskidane391 3 жыл бұрын
Kem wetru semieka zeymino gelixka zeywdaee tarik eu tigelxo zeloka emo BG kexilo lieli kulu gna ab likienet nay tarik xekitka mingarka kiniedeka yideli. Edmen tienan yimineyelka BG tekeste Haile.
@መቓልሕምድረባሕሪ
@መቓልሕምድረባሕሪ 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ታሪኽ ንናኣሽቱ ወለዶ ታሪኽ ኣካል ሃገራዊ ህንጸት እዩ ክብል ደልየ ዘለኩ እዚ ታሪኽ ናይ ኣሶሳ ሃብትኣብ ወዲ ማይ ድማ ኣባል ኮማንዶ ኮይኑ ዝተሳተፈ ነይሩ ኣብ ፍሉይ ጅግንነቱ እውን ካብቶም ተጸዋዕቲ ዝነበረ እዩ ኣብ እግሪ መከል ድማ ተሰዊኡ 1999 ኣብ 525 ድማ ነይሩ ናቱ ኣፍልጦ እንተ ሃልይካ ገለ ዶ ምበልካና ክቡር ኣቦና
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ 3 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ግን ፡ ኣብ እዋን ኩናት ዝተማረኸ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ይትረፍ ኣብ ማእከል ኢትዮጵያ ዝተማረኸ ከማን ደም ዝተኸፍለሉ ፡ ብኸመይ መልክዕ ዩ ኢሰያስ ተቖርቛሪ ናይ መለስን ኢትዮጵያን ኮይኑ ናይ በይኑ ውሳነ ዝውስን። ሕቶይ ን ክቡር ብ/ጀ 1፡ እቲ ቢትወደድ ዝተማጎተሉ ንብረት እንታይ ኮነ ፡ተሪፉ ዶ ን ኢትዮጵያ ተዋሂቡ ? 2፡ ሙስጦፋ ከም ሰብ ከመይ ትገልጾ ኣበርክትኡን፡ ኣነ ከም ዝመስለኒ፡ ኣብ ልኽበጣን መልሓስሓስ ለመጭመጭ ክብል ጥራይ የ ዝዝክሮ ኣብ እዋን ጉጅለ 15 ማእሰርቲ 3፡ ሕቶ ወይ መርገጺ ናይ ቢትወደድ ፡ መርገጺ ኩሉ ተጋዳላይን ብፍላይ ድማ ኣብ መሪሕነት ዝነበሩ ንምንታይ ዘይተማጎቱ ምስኡ ደው ዘይበሉ። ንምንታይ ዩ ወላ ጌጋ ውሳነ እናወሰደ ኢሰያስ ደው ከብልዎን ክምጉትዎን ዘይረኣዩ ፡ 20 ሰባት ዝተሰማምዕሉ ሓደ ኢሰያስ ከፍርሶ ዝፈቕዱ ኩሉ ግዚ።
@resomoscar6112
@resomoscar6112 4 ай бұрын
B/G Tekeste Haile nezi ktzkr bmkalak ktmsgen ygbeaka edmen tinan yhabka
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 3 жыл бұрын
Ezi kulu kalsi ab wrdet eritrawi tewediu guana hagerawi zkonelu wedebat zhdenelu haili Bahri ethiopia endegena ab bahri eritrea ziendrelu kunet nrie alena
@sureshreddy5630
@sureshreddy5630 3 жыл бұрын
kulu kemaka tetikewin hero
@ኤረናኤረና
@ኤረናኤረና 3 жыл бұрын
መጀመርታ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ኣርካናት ኤርትራ 1 ሕቶ ኣላትኒ ንክቡር ጀነራል ተከስተ ሃይለ እያ ንሳ ከኣ ብዛዕባ መጽሓፍ ንሕናን ዕላማናን ትብል እንታይ ዓይነት ትሕስቶ ኔርዋ ኣብ ካበር ናይታ መጽሓፍ ከም ዘንበብክዎ ብዛዕባ እስራሌል ን ጺዮንነትን ዝብል ኣለዋ እንታይ ንምባል እዩ ደሃይ ናይታ መጽሓፍ ከ ኣለኩም ዶ
@007dc7
@007dc7 3 жыл бұрын
እቲ ንሕና ዕላምናን መጀምርያ 70, 71. አብ ኣላ ቀንዲ ህዝቢ ጽን ዓደግለ... ዝወሱዎ ማንፈስቶ እዩ ምጽሓፍ ኣይኮነን... ካብ ጀብሃ ምፍለይኦም ይግውልጽኡ ነይሮም አብ ሓጎይ ምንገሻ ባይሩ ኣላ እዮም. ወዲ ፈንቅል ወዲ habtom እዩ.. ንሕናን ዕላምናን ዝበሉ ንደቂ ስናደግለ ክሕዙ መዕቆብ ክጥቀምሉ እውን ይብሉ ስናደግለ ኩሉ ዕጡቅ ስለዝኾነ ጀብሃ ኣይትኣትዎን እያ.. እታ ቀንዲ ዝብልዋጀብሃ.ንደቂ ከበሳ ይኣስሩና ይከትሉና ሕጂ ውን ይሓድኑና አለው.. ዕላማና ኤርትራ ካብ ድሑር ስምዒታት ሃያምኖት ወገን ብሄር ወሲና ናጽነት ከነምጽእ እዩ ዝብል 3 ገጽ ዘይመልእ manfesto 70 እዩ. ምጽሓፍ ኣይኮነ.. ጀብሃ ምሕቃቅ. ድሕሪ 78 ዝመጸ እዩ
@godefaihezbai6249
@godefaihezbai6249 3 жыл бұрын
Kubur wedi haile nber kber kulu gizie Ab nai snki znebere wedi hzbai entai nieru srhu ab fenkel welas sahel eiu nieru
@God-db9vp
@God-db9vp 3 жыл бұрын
ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ኣንቶንዮን፡ ኣዚና ነመስግነኩም ስለቲ ሚዛናውን ዘይሻራውን ታሪክ ትነግሩና ዘለኩም፡ ከም ሕቶ ንእግረ መንገድኩም ናይ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርን ህወሓትን ዝነበረ ምስግጋፍ ክትገልጸልና ምደለና፧ ምክንያቱ በዚ ዝተፈጥረ ጎንጺ እቲ ሓቀኛ ታሪኽ ይሸፋፈን ስለዘሎ።
@abrahamlegese8955
@abrahamlegese8955 3 жыл бұрын
Hallo Tarik Eritrea Tarik hayli Bahri 1955 1990 Ethio Entay Politik msrats eu. Abti werkawi Tarik Eritrea atiu
@helenymesgen9345
@helenymesgen9345 3 жыл бұрын
We want eritrean by eritrean. We don't need wedi medhn berad wedi tigray. We want our heroes to lead eritrea and eritrean. We don't need wedi gannna wedi berad wedi adwa tigry
@MEATHUNDLER
@MEATHUNDLER 2 жыл бұрын
Ajoka sebay
@Zebens96
@Zebens96 3 жыл бұрын
መጀመሪታ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ብምቕጻል ብዛዕባ ዝሓለፈ ገዲላዊ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ኪኣ ህ/ግ ማለት ብኩሉ ሸነኹ ንእትህቦ ዘለኻ ሓበረታ ከመስግነካ ይፈቱ ብምቕጻል ብዛዕባ ምስጦፋ ነርሕሸን ኣብቲ ቕድሚ ናጽነት ኣፍልጦ ይብለይን ድሕር ናጽነት ግን ብፍላይ ናይ ዞባ ኣማዳር ማለት ናይ ጋሽባርካ ከም'ውን ናይ ደቡብ ኣብ ዝነበረሉ ኣዙ ኣሬምን ብዙሕ ህዝብ ኤህ ዝበሎ ክፉእን ሓደጌኛ ሰብ ኢዩ ኔሩ ካብቶም ምስ ኢሰያስ ጽቡቅ ርኪብን ቀንዲ ኣሳላጥ ሰይጣናዊ ስራሕ ናይ ኢሰያስ ዝነበረ ሰብ ኢዩ ክባሃል ይሰምዕ ኢየ ። ሕቶ (1)ኢዚ ሰብ ኪሳብ ኢታ ብህወት ዝነበረላ ግዜ ምስ ኢሰያስ ከመይ ኔሩ ርኩቦም ?(2) ህዝቢ ብፍላይ ኪኣ ኢተን ኑስ ዘማሓደረን ዞባታት ሃገርና ብዛዕቡኡ ሕማቅ ዘረባ ጥራይ ኢየ ዝሰምዕ ኔረ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ህዝብ ዝፈጸሞ በደል ገለ ኣፍልጦ ኢንተ ኣለካ ? (3)ብዛዕባ ኣብ ስርሕቲ ፎርቶ ዝነበሮ ኢጃም ኣበርኪቶን ከ ከመይ ይመስል ?ነዘን ሕቶታተይ ዓቅምካ ብዝፍቕዶ ክትምልሰላይ ብትሕቲና ይሃቲት ዓወት ካብ ካናዳ ኢየ
@robrahk1432
@robrahk1432 3 жыл бұрын
ጀ/ል ተኸስተን ኣንተንዮን ክልተ ክንዲ 5 ሚልዮን ህዝቢ ኢኹም።ኣንተንዮ ኣብዚ ዉሽጢ ቃለመጠይቕ ጥራይ ኩሉንትናኻ ኣዚኻ ተማሓይሽካን በሊሕካን ኢኻ።እሞ በጃኻ ብዝተኻእለ ዋላ ሓንቲ ቅንጣብ ታርኽ ከይትገድፍ መላሊስካ ሕተቶ ወዲ ሃይለ ኩላ ነብሱ መኽዘን ታሪኽ ኤርትራ እዩ።ዓቕሙን ብቕዓቱን እዉን ኣለዎ።ክብሪ ንዓኹም ።
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 3 жыл бұрын
ኣቀራርባ ብዝርዝርን ብግሉጽን ብቅደም ተኸተል ንምክትታሉ ብዘየጸግም ኣገባብ ብምቕራብካ የድንቐካ። ብፍላይ ነቶም ብስርዓት ህግደፍ ኮነ ኢሎም ምእንቲ ታሪኾምን ጅግንነቶምን ንከይዝከርን ንከይልዓልን ንዘካየድዎ ምጥፋእ ቪድዮታት ከም ናይ ጀጋኑ ጀነራላት ዑቕበ ኣብርሃ፣ ቢትወደድ ኣብርሃ፣ ብርሃነ ገ/ሔር ስዉእ ሓላፊ ኣጽዋር ዝነበረ የማነን ካልኦት ኩሎም ክዝርዝሮም ዘይከኣልኩን ብምዝካርካ ክብሪ ይሃብካ። ኣብዚኣ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ። ከምዝመስለኒ ኣብቲ ድሕሪ ነጻነት ዝነበረ ብሓምለ 1991 ኣከባቢ እዩ ይመስለኒ ኣብ ክፍሊ ሕክምና ዘይምስምማዕን ምስሓሓብን ኔሩ። ብምኽንያት እዚ እውን ነቲ መሳርዕ ህግ ረጥሪጦም ዝኸዱ ኣባላት ሕክምና ነቢሮም ይበሃል እዩ። ኣፍልጦ እንተለካ እዚ ካብ ምንታይ ዝተበገሰ ይመስለካ። ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተ ኣብ ሜዳ ካብቶም ፍሉጣት ሓልፍቲ ሕክምና ሕዝቢ ምንባሩ ኣብቲ ኣብ ኤሪ ትቪ በብጊዜኡ ዘቕርቦ ቃለ መሕትት ምዕዛብ እኹል እዩ። ምስ እዚ ኲሉ ኣበርክቶኡ ንምንታይ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ክምረጽ ዘይከኣለ?
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 3 жыл бұрын
ብሑሉፍ ታሪኽ ምጽንናዕ ታይ ይጠቅም ኣብዚ እዋን ዚ። ናይ ዝመጽእ ዘይትገብሩ።
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 3 жыл бұрын
ሕማቅ
@loveumom8428
@loveumom8428 3 жыл бұрын
ሙስጠፋ ዝብልዎ ኩርኩር ወዲ ከልቢስ ንኩሎም ኢዩ ዝሕስወሎም ነይሩ። እዋይ እዚ ሓያኺ ፈትሊስ!!!
@tess8603
@tess8603 3 жыл бұрын
👍👍👍❤️👍❤️🇪🇷🇪🇷
@Robeltk
@Robeltk 3 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ጀግና ኣርካናት ግድሊ ንስኩም ዶ እዚ ምተፍደኩም በርኔተ
@bntk8889
@bntk8889 3 жыл бұрын
kuhur General wedi tsige tankena men eyu buzuhu gize tekisikayo
@ahmadadam1213
@ahmadadam1213 3 жыл бұрын
Jona wedi Hayle meragati jeanu admentana
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 3 жыл бұрын
ስላም ንኹሉኩም ኣብ ኣጋላጻካ ክየድነቁካ ኽሓልፋ ኣይድልን ካብቲ ዝስሕበነ ኣጋልጻካ ኢቶም ኣብኡ ዝዋዓሉ ኽገልጽዎ ይግባኣ ብምባልካ ደግመ ኣድኒቀካ።ብምቅጽል ኢቲ ናይ ወልጋ ተሳታፋይ ኔረ ብጣዕሚ ኣድካምን ኣሽጋርን ጎዞ ኔሩ ወልጋ ብጣዕሚ ዲር ጫካን ብምዃኑ ኢቲ ውግኢ ምስ ተጀመረን ኢውን ሳዕሪ ብምዃኑ ይቃጽል ኔሩ ብዝኹነ ኢቲ ውግኢ ወድስለሙን ኾነ ካለኦት ሓለፋቲ ዕሉ ማዓኾርካ ሓሉ ኢዩ ኔሩ ብሓባር ኢካ ትሃጅም ብዚኾነ ኣነ ካብ ኣጎቤል ትወግኤ ተመልስ ብኣጋላልጽካ ተድንቀ ጽቡቅ ግልጽካዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጽሎ።
@mulubrehanhaile4372
@mulubrehanhaile4372 3 жыл бұрын
Welcome hero
@007dc7
@007dc7 3 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ. ኣረዳዳይ አብ ስልጣንን ሽምን እዩ.. እዚ ክልቲኡ.. ኣገዳሲ ኣይኮነን.. እቲ ቀንዲ ን መስዋቲ መውጋትን አብ ኩናት ዘጋጥም ተራን መራሕ መስርዕን እዩ.. እቲ ቀንዲ ዝደክም ዝዋግእ እዚ እዩ.. ስለዚ ንክናት መሪሑ ክድሚት ዝኣቱ ተራን መራሕ መስርዕ እዩ.. እትም ብላዕሊ ኮይኖም ንኹሉ ዘመሓድሩ መውግትን ምጽዋትን የብሎምን.. ኣመሓደርቲ ኩናት እምበር መራሕቲ ኩናት ኣይኮኑን.. እቶም ቀንዲ መራሕቲ ኩናት ዝያዳ... ስርሖም 90%.. ክጥቀስ ነይርዎ እቲ 10%.. ን ኣምሓደርት ኩናት.. ን መስዋትን meውግኣትን.. ብዙሕ ዘይተካሊኡ... ምዝካር ነይሩ መራሕ ክፍለ ሰራዊት.. ኣይሓጅም ድፋዕ ኣይሰብር ኩናት መሪሑ አያቱ ሺሙ ብዙሕ ምዝካር ጌጋ ኣስማት ተራ ንኹሉ ክትዝክር ከቢድ እዩ.. ግን ብትኽሊሉ እቲ ተራ እዩ.. እቲ ኩሉ ሰርሕዎ.. እቲ ኣመሓድር ኩናት.. Or ኢሰያስ ኣይኮነን ጌጋ እዩ መራሕቲ.. ብድሕሪት ኮይኑ ዘመሓደረ.. ልዕሊ እቶም መሪሖም ኩናት ዝኣተዉ ከም ጁኛ ኩሉ ግዜ ሺሙ ክጽዋዕ ሓወይ ደጀን ሳጉኡ.. ደጀን ምስ ሰለስተ መሪሑ ድፋዕ ምስ ሰበረ.. እቲ ውግእ ቀን ውዱእ ተቆጺሩ.. ንሱ ወጺኡ..3 ተሰዊኦም.መራሕ ብርጌድ ዝነብረ ልዕሊ ደጀን ስሙ ትሰውዑ ይብሉ.. ጌጋ እዩ . ድሓር ግን አብ ሙልኪ ተሰዊኡ.. አነ ሽም ስልጣን ዝሓዙ.. ትርጉም ኣይህቡንን It ቀንዲ ስልጣን ን ሽምን ዝሓዘ እቲ ኩናት መሪሑ ዱፋዕ ዝሰርሐ እቲ ሺሙ ጉንን ኩሉ ግዜ.. እቲ ቀንዲ ዝስርሕ አብ ታሕቲ ኮይኑ ኣይኮነን. እቲ አብ ላዕሊ ዘሎ እዩ. አብ ስልጣንን ሺምን ናይዛ ዓለም እዚኣ... ትርጉም የብሉን. Infact fake and false እዩ ወዲ ሃይለ ኣዝየ እየ ዘድንክቅ ከካ.. ኣብዚ ዓቢ ናይ ፈንቂል... ምስዋትነት.. እቶም ተራ.. ክድሚት ኣትዮም ድፍዓት ዝሰበሩ.. ብ ጥቅሉሉ (ሺሞም ምትንታን ኣይክኣልን ).. ዝያዳ ኣጉልሓዮ.. ናይ መርሓት ምዝካር እውን ድሓን.. ሰብ.. መራሕቲ ሙካን ደስ ስከዝብሎ ዘክር እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ እቲ ኣበርክቶ እዩ.. መራሒ ኩን aytkun ሽምካ ይጸዋዕ ኣይሰዋዕ ትርጉም የብሉን ክንደይ ኣሕዋትና ካብ university ብሉጽ ትምህርቲ ሕዝም.. ብድሕሪ ብዓል.. ጠዊል, ዓሊ ብሪሕም.. ነቲ ኩናትን ነቶም መራሕቲ ዝብሃሉ እንዳ ምከሩ ዘመሓደሩ.. ዋላ ኢሰያስ ዝምስክረሎም.. Normal ጽቡቅ ሂወት ሕጂ ዘሕልፉ ንሶም እዮም ጀጋኑ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪካ እቲ ዘዓበየ ዓወት ኣብ ሰሜን ወሎን ዓፋርን ተጓናጺፉ። በዚ ኣብዚ ዝጨበጦ ዓወትን እዚ ዘይበሃል ኣጽዋር ማሪኹ ፡ ሰራዊት ትግራይ እቲ ዝሓየለ ሰራዊት ኮይኑ ኣሎ። ከምዚ ኢሉ ፡ ነቲ ናይ ጸላኢ ከበባ ሓምሺሹ፡ ናብ ዝደለዮ ቦታ ፣ ከተማ ፣ ወደብ ፣ ጽርግያን መገድን ከይበጽሕ ዝኽልክሎ ሓይሊ ወይ ሰራዊት የለን። ነዛ ደርፍን ትርጕማን ላዛኣን እናሰማዕኩም ፡ ነቲ ሰራዊትን ህዝብን ትግራይ ኣብ ቁሩብ ኣዋርሕ ክበጽሖ ዝኽእል ብሕልናኹም ኣማዕድዉ። ሎሚ እዚ ሕልሚ ኣይኮነን ፡ ኵውን ክኸውን እዩ። ስርዓት ህግደፍ ብፍርሂ ከምዚ ሎሚ ተሰናቢዱ ኣይፈልጥን እዩ። kzbin.info/www/bejne/qanOhKqsmNGmpqs ///
@selamyezdeli
@selamyezdeli 3 жыл бұрын
ጀነራል ብጣዕሚ አየ ዘድንቀካ ናይ ምዝካር ክ እለትካ ሰሓቢ ታሪክ ብዛዕባ ፍስሕየ ኣብርሃም (ወዲ ከንቲባ)አንታይ ትብለና ድሕሪ ናጽነት ብሕማምተሰዊኡ
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 3 жыл бұрын
Yemane nay emdad/atswar halafi men yu
@ኤረናኤረና
@ኤረናኤረና 3 жыл бұрын
1)ሙስጦፋ ኑር ሑሴን ኣበይ ኣሎ ሕጂ 2)ብዛዕባ መጽሓፍ ንሕናን ዕላማናን ትፈልጦ ተለካ ቁሩብ ትንክፍ ተተብለልና ጽቡቅ ኔሩ ምስ ዕዙዝዝ ሰላምታይ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
2013 ስርሒት ፎርቶ ፈቲኑ ተኣሲሩ ኣብ እስርቤት ሞይቱ ይብሃል !
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 3 жыл бұрын
እንቃዕ ሰላም መጻኻ ኣያና ብርጋደር ጀነራል ወዲ ሃይለ ኣነ ካብዝዓዘብኩዎ ንገሊኦም ዓበይቲ መራሕቲ ታሪኮም ብግቡእ ክትገልጾ ከለካ ንገሊኦም ዓበይቲ መራሕቲ ግን ሸለል ኢልካ ትሓልፎም ኣለካ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኮነ ታሪኾም ማዕረ ግለጾ ካብ ወገንነት ወጺኻ ናተይ ሪኢቶ ኢያ ህዝቢ ክኣ ይዕዘበካ ስለ ዘሎ
@God-db9vp
@God-db9vp 3 жыл бұрын
ወገንነት ኣይገብርን ኣሎ፡ ሰብ ዋላ ሓቂ ተዛሪቡ ድዩ ወገናዊ ዝበሃል፡ ዘይፈልጦ ኣይፈልጦን ይብል ኣሎ።
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 3 жыл бұрын
@@God-db9vp ንዓይ ዝርኣየኒ ንዓኻ ዘይርኣየካ ክኽውን ይኽእል ኢዩ ብራዘር
@senayghebregiorgis3797
@senayghebregiorgis3797 3 жыл бұрын
ምንባር ብሜላ God amlkak tsebib wegenawi eyu aytgedeselu
@senayghebregiorgis3797
@senayghebregiorgis3797 3 жыл бұрын
God ኣምላኽ ሓቂ ኢዩ mnbar b mela bzaeba adom wey awuraja aytezareben eska hmam awuraja slezeleka gna nab wegen wesidkaya enber nsus kemau ayhateten
Tv Sened BG Tekeste Haile 1973 - 1991 Final Interview Part 53                     June 18 2022
1:32:05
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 55 МЛН
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 49 МЛН
Как не носить с собой вещи
00:31
Miracle
Рет қаралды 1,7 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview  11 March 2022    Part 48
1:15:44
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 32 М.
Tv Sened       B/G Tekeste Haile Interview Part  3 (1)      2 October 2020
1:10:47
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 49 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Dekemhare Part 39                        November 26 - 2021
1:06:28
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview  Part 49     March 18 - 2022
1:31:09
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 37 М.
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18