Рет қаралды 102,253
ካብ ቃላት ገዲም ተጋዳለይ፥ ስዩም ወልደማርያም።
ኤርትራውያን ክንከውን ዕጫና እንተኾይኑ ፥ኤርትራዊ ጂኦግራፊ ኣቃማምጣ ወሲንዎኻ ከምዚ ኩሉ ግዜ ጥቃ ተመን ዘሎ ጎሳ በትሪ እንተ ሰኣነ ሸበጥ እኮ ዝሕዝ ።ፖሎቲካን ጂኦግፊን ኣቀማጠጥና ዕንጨይትናን ወሲንዎኻ ጎሮቤት ናይ ዞም መዋእሎም ክወሩን ክጎብጡን, ክዕምጹን, ክዘርፉን, ጥራይ ዝነብሩ ካብ ኮና ዕጫና ወሲንዎ መኸተ ንህዝቢ ኤርትራ ደይፍለዮ፥ ዕድል'ዩ ወይ ብጽሒት'ዩ፤ ፈቲና ዝኸፈልናዮ ወላሓደ በጽሒ ወልሓደ መንእሰይ ዋላሓንቲ ግራም ደም የለን ምኽንያቱ ካብዓለም ሙሉ ኲናት ዘይኣወጀት ኤርትራ ጥራይ'ያ።ዝነውሕ ዕድመ ዘለና መግዛእቲ ክንውረርን ክንጉበጥን ክንዕመጽን ጥራይ ዕድሜና ዝተወደአ ካብ ባዓል ባሕሪ ነጋሲ እሴቅ ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ ካብ መኸተን ካብ ጸላእትኻ ምክልኻል ዘይዕረፍን ህዝቢ እንተሊ'ዩ እዚ ህዝቢ ጥራይ'ዩ ንዑባ ንኺዶም ንዑባ ንውረሮም ተሳማሚዑ ደይፈልጥ ኣብ ትሕቲ ልሳኑ ኮ ሓቢኡ ኣድሚጽዎ ዘይፈልጥ ወግእ ኣዊጁ ዘይፈልጥ እዚ ህዝቢ ጥራዩ። ስለዚ ውግእ ናዓና ግዳደ'ዩ ግዱድ ዕንጨይቲ'ዩ ውግእ ምርጫ ኤርትራ ኮይኑ ኣይፈልጥን'ዩ።ስለዚ ዕንጨይትና ወሲንዎ ጎሮቤት እዚኣቶም ካብ ኮና ፥ክንካላኻን ክነብር ዕጫና'ዩ ማለት'ዩ።