Eritrean Music 2017//ኣለኹም'ዶ\\ KIFLOM YIKALO

  Рет қаралды 2,217,922

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ

Күн бұрын

Eritrean Music 2017//ኣለኹም'ዶ\\ KIFLOM YIKALO
www.youtube.co...
/ @churamedia355
/ churaband1
@ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳንሎድ ገርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።
© Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 2 000
@selamawittekle8762
@selamawittekle8762 6 жыл бұрын
እዋይ እዞም ጩራ ባንድ ኣንታ ክንደይ ትነፍዑ ከፋሊ ኣለና ኣጆካ ቀሪባ ኢያ እታ ግዜ ክትወግሕ ኢያ ኩሉ ግዜ ንህዝብካ ምስ ሓለካ ኢካ እሞ ኣጆካ ንሕጎሰሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ ።
@yoni8787
@yoni8787 6 жыл бұрын
selamawit tekle great comment🤙
@shewitnateynatey2440
@shewitnateynatey2440 6 жыл бұрын
selama👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@forsatv3905
@forsatv3905 6 жыл бұрын
selamawit tekle Seb diki Computer 😂 neshnesh sebayki dyou ?
@ዝሓሌለይስኢነ
@ዝሓሌለይስኢነ 6 жыл бұрын
selamawit tekle ሰላማዊት ሽኮር እሞ ኣነን ንስክን ከም ናቶም ዘይ ንሰርሕ ግጥምን ዜማን ድሓን ናባይ ግደፍዮ
@alokumdodekihzbi1670
@alokumdodekihzbi1670 6 жыл бұрын
ዝሓሌለይ ስኢነ ajoka/ki camera editor bealey kkkkķ wela eskum kief alekum wegenatey 😍
@tesfiehabteab8904
@tesfiehabteab8904 6 жыл бұрын
ከፋሊ ጅግና በዓል ሙሉእ ተስፋ ኩሉ ግዜ ናይ ጸገም ህዝብካ ምስ ደረፍካ፡ዝያዳ ከኣ ገጽካ ይንበብ እንሆ ጉሁይ ምኳንካ ኣጆካ እስኪ ዝያዳ ኩሉ ንበረልና፡ንሕና ከኣ ሞራል ንሃቦ የሕዋተይ።
@aruberhe4352
@aruberhe4352 6 жыл бұрын
Tesfie Habteab hhhhh aytxaref eba arku
@merihkibrom9416
@merihkibrom9416 6 жыл бұрын
Nicccc one jigna nay jeganu kuflom hawey kexlo alena ab godnka 👍👍👍👍👍👍👍👍👄💋👄👄❤
@harnetnashih9012
@harnetnashih9012 6 жыл бұрын
Tesfie Habteab kkkkkkk klae entay kguhi ezi bnebsu da komeu koynu eti gexu mraku zwedae koynu
@filihanihanifili2775
@filihanihanifili2775 6 жыл бұрын
Auyyyyyyyyyyyyy askas kefye kulu dterefeka yelen kulu seb kemaka tezkewns kndey selam mkone ymesleka so tuaum dmxi kea
@adamkiflu6772
@adamkiflu6772 6 жыл бұрын
no to so we'll all all all all was good we'll all
@RBLTVEntertainment
@RBLTVEntertainment 6 жыл бұрын
ዝኸበርኩም ጩራ band ብጣዕሚ ዘደንቕ ስራሕ ዩ ኣጆኩም ኣጆኩም ኣብ ጎድንኩም ኣለና Team Rbl Tv ክፍሎም ኣገዳሲ ብጣዕሚ ውሽጥኻ ትትንክፍ ደርፊ እቲ ምሁር ዝብሃል ኣብ ውልቓዊ ረብሓ እንድሕር ክሃድን ጀሚሩ ምሁር ክብሃል ኣይንደፍርን ኣጆና ጥራይ ባዕልና ነንሕድሕድና ነታ ፍትሒ ካብ ውሽትና ተበጊስና ንድለያ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ጸገማት ናይ ህዝብካ ከምዚ ገርካ ምግላጽካ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 жыл бұрын
፣፣፤
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 5 жыл бұрын
Neskum keman ARL
@mogosbelay525
@mogosbelay525 4 жыл бұрын
Tbl TV kramt kulu resiem zgbrwo zelewu nskum ka bzey rebha ab gonom kunu nhagzom
@finaneyasu6490
@finaneyasu6490 3 жыл бұрын
A
@meronTewlde
@meronTewlde 4 ай бұрын
💝💝💝💝💝💝💝
@jetebaisenon7292
@jetebaisenon7292 6 жыл бұрын
Welcome kefali😍 ጩራ ጩራ ንሓርነት ጩራ ናይ ዉጽዓት ጩራ ተስፋ ጽንዓት ( ጩራ ጩራ) ኣለኩም ዶ ኣለኩም ዶ ኣቱም ፈላጣት ምሁራን ንደሌኩም ኣለና ኣብዚ ሕሱም እዋን ንዑባ ቱም ለባማት ዓበይቲ ኣብ ጉዳይኩም ኣይትኩኑ ተዓዘብቲ ኣለኩም ዶ ሰብ ርሑቅ ማዕዶ (2) ንዑባ ኣቱም መራሕቲ ሃይማኖት ህዝብኩም እንዳ ጠፈአ ኣይትኩኑ ጋኖት 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@fyorrryahferom2083
@fyorrryahferom2083 5 жыл бұрын
7
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@kibreababraham8879
@kibreababraham8879 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ዳርጋ ኩሉ ግዝየ ብዘይምግናን ዝሰምዓ ባህታን ትፈጥረለይ ከማይ ዶ ትኾኑ።
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምስቲ ግዜዊ ዘሎ ትከድያ 🤔😪ክፍሎመይ ማራ ዝፈትወን ዘክብሮን ❤️❤️❤️❤️❤️
@landescap2262
@landescap2262 2 жыл бұрын
Anewin kemaka ye hawey gerimna alo kulu kefali hawey adina nafikina betina,besebina habejeraway gizia wedey
@YonasHabtom-r4s
@YonasHabtom-r4s 2 ай бұрын
Nay bahaqi habibib Ana
@deviii1070
@deviii1070 6 жыл бұрын
Men kem kflom ykealo Wellcome enkae bdham mexekana,,,, ab nay kefali eske like👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼 neayn nykin agrchw abulna.
@habenteklemariam7421
@habenteklemariam7421 6 жыл бұрын
devììì ዓዲ ቐይሐይ ክብረተይ wedi adikeyh dawit chakan
@fani1057
@fani1057 6 жыл бұрын
ከፉሊ ጅግና ኣታ እስካስ እንታይ ኢለ ኤየ እሞ ክገልጸካ ኣታ ትስፉው መንእሰይ እንቃዕ እስካስ ናትና ኮንካ ክብረይ። ከፋሊ King of Eritrea ንዓካ ኢያ ዝሃገር ኣታ መንእሰይ ያላ እንዶ ተበጋስ
@duruhawitomi9758
@duruhawitomi9758 6 жыл бұрын
Ewa fani hgawi ezis enkoa natna kone
@zemuhgawi8008
@zemuhgawi8008 6 жыл бұрын
Ja teadilulna eu jack
@saymonazahitt8798
@saymonazahitt8798 6 жыл бұрын
Meglexi zeyblu mekseb ajoka qexlo habibiiiíiiii
@mussietesfay9173
@mussietesfay9173 6 жыл бұрын
Enetay emo ata jegna ajoka eske
@fanikidane4259
@fanikidane4259 6 жыл бұрын
Fani jigna
@filimonmeashotewelde8215
@filimonmeashotewelde8215 6 жыл бұрын
ከፋሊ ወናኒ ሙሉእ ሕልና ኩሉ ግዜ ኣብ ጎድንና ይብጻሕካ ካብ ፈታዊካ ፊሊ ዓቢ ምስጋና ።
@beryewedigebar374
@beryewedigebar374 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እዛ ደርፊ ነነሻብ ደጋጊመ ምጽጋብ ስኢነያ ጩራ ባንድ ናይ ብሓቂ ስራሕኩም ጽፉፍ ኣብ ዝተመርኰሰ ንጌራና ከይበልኩም ንስለ ሃገር ንስለ ህዝቡኹም ከይደኸምኩም ተወፍዩ ደለኹም ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን ዓስብኹም ይኽፈልኩም ፡ ክፍሎም ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣንበሳ ኩሉ 100 ኣጆኻ ፡
@ብኺሮስከይትመጹኒተጥንቀቁ
@ብኺሮስከይትመጹኒተጥንቀቁ 5 жыл бұрын
ከፍሊ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ሰብ ከማኻ ተዝኸውን ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ቀሪብና ኢና
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@fanielfre5849
@fanielfre5849 6 жыл бұрын
ብሩክ ምዓልቲ እዩ ሎምዓንቲ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸናህኩ ደርፊ እያ like like like እስከ ንሃቦም ደኪ ኤረይ ከፋሊ ከኣ ኣጆካ እስከ ካብ ዘለካዮ ንላዕሊ በርትዕ ኣይትጥፍኣና
@kulubtesfa7282
@kulubtesfa7282 6 жыл бұрын
ጸባ ስተ ኣታ ጂግና አንዳ ፈለኣጥክሞ ዘሎን ዝከውንን ተበገስ ህዝቢ
@GoodLuck-zh8dx
@GoodLuck-zh8dx 6 жыл бұрын
I really appreciate this person from sincerely.He understand his people's problem.he sings always for justice.
@tekakassa2823
@tekakassa2823 2 ай бұрын
ጩራባንዲ ሚዴያ ዝነኣድ፡ስራሕ ኣብልዕሊኹም ዘለኒ ክብሪ ክገልጽ ይፈቱ፡ ክፍሎም፡ይካኣሎ ክኣ ኣካል ዕውት ናትኩም ፍረ እዩ።ኣጆኹም ቀጽልዎ።❤❤❤❤❤❤
@matishow3043
@matishow3043 5 жыл бұрын
ንምንታይ ግና እዚ ክንድዚ ጎስጋስ እንዳ ኣካየዱልና ነዚኣ ናቶም ቻነል ሓፍ ዘየነብላ በጃኹም ንኽፍሎም ልበይ ተንኪፉኒ ኣሎ ተስፋ ሃቡለይ ክፍሎም ባዓል ጡዑም ድምጺ ኣጆኻ ኣብ ጎንኹምን ጎኒ ህዝብናን ኣሎና
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Zekbrena zeynfetu haxir kdan geren zderfio kea ngoyi
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@mamukemaha9591
@mamukemaha9591 3 жыл бұрын
Nhna Habesha Xubuq Aynfetun Ena
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Жыл бұрын
ሓወልቲ ብስምካ ክንገብረልካ ኢና ዓድና ጥራይ ንእቶ ❤❤❤
@Alemeyt7654
@Alemeyt7654 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@henilovehani791
@henilovehani791 6 жыл бұрын
ካፊተይ ያኽ ኣታ እስኻስ እንቋዕ ሓገትና ኮንካ ናይ ብሓቂ ካብ ብሩር ዝጸሪ ስራሕ ኣጆኹም ጩራውያን ቀጽልዎ። ንሕና ከኣ እቲ like share & ሃናጺ ርኢቶን ነቀፌታን ኣይንበቀልኩምን ኢና ብራቮ ካፊተይ ማእሙና ሕጂ በዛ ደርፊ ክንደይ ተደፊኖም ዝነበሩ ክበራበሩ ኢዮም
@cristianorashfordmarcelora945
@cristianorashfordmarcelora945 6 жыл бұрын
Wawwwwwwwww kuflom Hawey Eza Derfi Gele Aynet Btami Adnikeka Tifelit Kiflom Hawey Ezia Kaliayti Comment Yxhif Aleku Nay zaki brhane Kolay Ember Ni Mejemrita Gize Eya Nsika Dea Kemey Dika Tehgusen Alekum Do Chura Band Alena Nihna Dea Ajona Thanksssssssssssssssssssssss Sooo ooòoo Machhhhhhhhh Kuflom hawey Xinah kemexekum Lomi Muxu Ekzm 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍⏭⏭⏭⏭😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@cristianorashfordmarcelora945
@cristianorashfordmarcelora945 6 жыл бұрын
Like eba habunu nimejmerta gize eye xihfe
@habenkidane4198
@habenkidane4198 4 жыл бұрын
ሓደ ክንዲ ሺሕ ከፋሊ ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@awetabraham2066
@awetabraham2066 6 жыл бұрын
ክፍሎም ዓርከይ ኣታ ብዓል ዓቅሊ ጽቡቅ ዝሓልም ንናይ ሓባር ፍቅሪ ኩሉ ግዜ ሓርኮት ትብል ጸላኢካ ክትኣሊ ኣጆካ ኩሉ ምሳካዩ ዞሎ ክመጽእ ዩ ባዕሉ ሕልንኡ ምስ ኣንቆሎ ንስካ ጥራሕ በርትዕ ንበገስ ቦሎ
@danidani-tg2px
@danidani-tg2px 6 жыл бұрын
Awet Abraham
@balibimobrahatum154
@balibimobrahatum154 5 жыл бұрын
ውውውውውውውውው ክፍሎም ጽቡቅ jigena
@balibimobrahatum154
@balibimobrahatum154 5 жыл бұрын
tawet ajoka
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@ህዝበይኢዩሃገረይ
@ህዝበይኢዩሃገረይ 6 жыл бұрын
ጩራ ብርሃን መጺኩም ጽቡቅ ስራሕ ከፋሊ ጅግና
@samuelteame2075
@samuelteame2075 6 жыл бұрын
የማነ ን ኪሮስ ወለደ ኪሮስ ን ክፍሎም ወለደ
@ኩርስቶስኢዩብርሃንዓለም
@ኩርስቶስኢዩብርሃንዓለም 6 жыл бұрын
እቲ ለዋክ ኤርትራዊ ድምጻዊ ኩፉሎም ይካኣሎ ሓደ ካብቶም ኣብ ቅድሚት ሞት ነዓይ ምቾት ዝብል ኣባይካ ሓለይ ኣነዉን ኣሎኩም ምስቶም ቅድሚት ዝስርዑ ምእንቲ ክጥዕማ ነታ ዘወለደት ከርሲ ማማየይይይ
@jonigirmaygrmesofikriumeng9034
@jonigirmaygrmesofikriumeng9034 6 жыл бұрын
nay bihaki haki ya
@ichbinbitewededgoogle3415
@ichbinbitewededgoogle3415 6 жыл бұрын
Samuel Teame nay bahki 😍
@bashayweldu4253
@bashayweldu4253 6 жыл бұрын
Samuel Teame yes that is true.
@fremenyifeltelynaywishtey4966
@fremenyifeltelynaywishtey4966 6 жыл бұрын
Ja Nay behaki & Sami hawey
@genetn9512
@genetn9512 3 жыл бұрын
አጆኹም አለና አዮኹም ናይና ክንዕወት ኢና ትግራይ ትዕወት አዮኹም ጀጋኑ ተጋሩ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ ይኹን አሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልል እሰይ እንኳዕ ደስ በለና ዕልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር ምሳና እዩ ማርያም ፅዮን ምሳና እያ
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 3 жыл бұрын
Amien
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 3 жыл бұрын
@@merhawimedia8898 ati bkulu dye zrekbeki arifi eba weyal kkkk
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
@@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ selam zhaway kkkk
@dc8625
@dc8625 2 жыл бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 love ❤️
@dejensultan4825
@dejensultan4825 6 жыл бұрын
ከፋሊ ማለት ንጁሉ ተለሊ ኣነስ ህዝበይ ዲኣ ባሃሊ ወላ ትቅጠን ዓለም ከም ፈትሊ መን ኣሎ ከማካ ኣባዳህሪ ንህዝቡ ዝሓሊ ከይህረሞ ቁሪ ከፋሊ ኣጆካ ምሳካ ኣለና ነው በለኦም እዞም ኣልቦ ሕልና
@tiktokeritrea292
@tiktokeritrea292 6 жыл бұрын
kalay geza yekomment zexehef zalaku endi bka kam gele yekawen eza derfi enta sameya omg omg bejaka kiflom gele gerkani kam mazmur bka sameya yedekis koyna medfar abena ewaaa ahhhh ajokum abmlek isreal alo mesana bsemeaet ye zexehefa zalaku gega enta alo arumni hizbay i lov u alll
@erapentertement1043
@erapentertement1043 6 жыл бұрын
kflom meglexi albo I like like
@bahtagrmay1313
@bahtagrmay1313 6 жыл бұрын
ክፍሎም ያሆ ኣታ ንፍዕ ጥዑም ድምጺ ፋጺ ናይ መድፍዕ ሓለዩ ህዝቡ ህሩኩት ጻዓራም ብልክዕ መስመር ሓቂ መስመር ፍትሒ ደይ ከም ዘይ ገሊኦም ንመለኽቲ ወደስቲ ኩሉ ግዜ ቃንዛ ህዝብኻ ምስ ኣጋሃካ ለይቲ ምስ ማዓልቲ ባዓል ሙሉእ ተስፋ ጩራ ባንዲ ንስኻ ድምጽኻ ስሒልካ ኣብ ጽባሕ ህዝበይ ምስ በልካ በል ቀጽሉ ብርትዕ ኣይትሕመቅ ኣጆኻ እቲ ውጹዕ ህዝቢ ኩሉ ግዜ ኣሎ ኣብ ጎንኻ ክፍሎም ዝቡሉኻ ወዲ ጅግና ወዲ ህዝቢ እታይ ሞ ክብላካ ንኩሉ ትርዳእ ልብኻ ይዓቢ ጸማኻ ክትረክብ ኢኻ ካብቲ ውጹእ ህዝቢ
@joniboy9207
@joniboy9207 6 жыл бұрын
dine grmay kflom jgna 100
@dejenhagos1223
@dejenhagos1223 6 жыл бұрын
ዋውውውውውውው ከፋሊ ምቃል ጎድነይ እንቃዕ ብሰላም መጸካና ምስ ዓጽምካ ዝሰብር ድምጽካ ምስ ንልቢ ዝድብስ ኣእምሮካ ምስ ሓቀኛ ቃልካ እንታይ እሞ ክነውጸልካ ጽባሕ ከም ዝወግሕ ሕልምካ ከም ዝግሃድ ጥራሕ ከበስረካ። So ኣጆካካካ #Like #Schere #Comment ክኣ ናባና ጊደፎ ኣጆካ፡ንሕና ከ ኣለና ዶ የሕዋት ኣለኩም ዶ ይብለና ኣሎ እስከ ኣለና ንበሎ ሌክ ንሃቦ ያላ። ✌️👏
@gottseidanke2417
@gottseidanke2417 6 жыл бұрын
Wedi Hagusha Dëjü Guya Guya {Déjüÿë Mãr } wawww deju hawey mekseney kebriteyyy wegeneyyy kemey dika asli 👍👍👍👍👍👍👍👍💙❤❤💛💜💜💙💚💗😍😍😍😍
@dejenhagos1223
@dejenhagos1223 6 жыл бұрын
gott sei Danke Thanksssss kbretey natey Muhurey welelo ata abza alem si kemaka zbele alo do 🤘🏽✌️❤️✅
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@Tesfit195
@Tesfit195 6 жыл бұрын
ጥበብ ውህብቶ ኣምላኽ'ዩ:: ውህብቶኻ ኣለሊኻ ድማ ትነብረሉ እሱ ከኣ ምሳኻ ይነብር:: ጥበብ ሕልናን ሓቅን ኢዩ:: እቲ ሓቀኛ ጥበባዊ ድማ ኣብ ሕልናን ሓቅን ይነብር:: ክንዮ'ዚ ግን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ኣብ ባይታ ዘየለን እንተዘመርካ ፋይዳ የብሉን:: ነቶም ብሕልና ማሚቖም መዝሙር ሕልናን ሓቅን ዝዝምሩ ክብሪ 'ሃቦም:: ነቶም ካብ ሕልናን ሓቅን ሸፊቶም መዝሙር ዕሽነት ዝዝምሩ ድማ ልቢ 'ሃቦም:: ከፊል ጅግና ወዲ ህዝቢ
@ምስጢርጽባሕ-ተ9ዐ
@ምስጢርጽባሕ-ተ9ዐ 6 жыл бұрын
ኣታ ተበታይ ወዲ
@samjungemann8063
@samjungemann8063 6 жыл бұрын
💪💪💪💪💪👊👊👊👊💗💗💗💖💖💖
@jeventscri7ronaldomancity284
@jeventscri7ronaldomancity284 5 жыл бұрын
ፋዳ ወዲ ሰገነ ata kndey tsareb
@batsebaber8932
@batsebaber8932 2 жыл бұрын
ኣበይ ደኣ ተሓቢኢካኒ ነርካ ክፍሎም ኮርዒዳ ኣብ ውሽጥን ኣብ ስደት እትነንሩ ደቂ ኤረይ ዘመኩም፡ይባረክ ፡፡
@fanustesfay8793
@fanustesfay8793 6 жыл бұрын
ኣብዚ እዋን ካብ ዝፈረዩ ኣዝዮም ትስፉዋትን ኣብነታዉያን መንእሰያት ኢኻ ናይ ብሓቂ ከፋሊ ሓወይ ዓቢ ሰብ ሓርነት ክትመጽእን ሽምካ ከም ወርቂ ክኹላዕን ከምዛ ሓንቲ ያ SO KEEP IT ረብሪበ ኣይትበል ኣጆኻ ክወግሓልና ዩ ብሩረይ ዓሪባ ዘይትበርቕ ጸሓይ ከቶ የላን ክቡር ሓው G.B.U ኣጆና ከኣ ንሕና ኣለና ንበሎ ነተባብዓዮ ንፋዕ ARTIST ዩ ንመጻኢ ኩላህና ሞራል ኣይንብቀቐሉ ሰብ መትከል
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@jetebaisenon7292
@jetebaisenon7292 6 жыл бұрын
Kefali shko atum chura bandi mara hlna msakum eyu zelu ajekum kefali 😍anbesa
@millionhagos7652
@millionhagos7652 6 жыл бұрын
ክቡር ሰብ ኣብ ክብሪ ዩ ዝነብር ወጽዓ ህዝቡ ክኣሊ ዘየዕረፈ ውልዶ መንእሰይ ክፍሎም ይከኣሎ ላይክ ሃቡለይ
@abisem4906
@abisem4906 4 жыл бұрын
Love your song to much browheart🐆🦍🐆🐎🐃🐘🕊🐊🥀🍀🍁🍁🍁🍁🤣 wedi meretey ajoka qexlo king you live only one go after your dreams 😜🤣🤣🤣
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@atameteridekiadeydeselunir7622
@atameteridekiadeydeselunir7622 6 жыл бұрын
ነኣድጊ ኣድጊ ስለ ዝፈለጦ ኣምላክ ቅርኒ ኣይ ሃቦን ነአሪትራ አወን መስኪን ህዝቢ ሪኡ ጦዑይ መራሒ ኣይ ሃበናንን ኣምላክ ታዕድልቲ አዩ ኣጆካ ክፉሎም ኣበሳ
@solomonsolomon8024
@solomonsolomon8024 5 жыл бұрын
ኣጆካ ክፍሎም ሓውና ክንብገስ ኢና ኣጆና ደቀ ኤረ ንበገስ ሶ ብጣሚ ጎስጎሲት ሙዝካ ኢያ ፍሊልያትና ኣወጊድና ናብ ሓደ ክንሰምር ከመ ዘላ ኢያ ትነግረና ዘለካ እሞ ቃልካ
@onemasis6873
@onemasis6873 6 жыл бұрын
ኮርዒዳ" ክፍሎም ወዲ ህዝቢ'ኸ…! ኣታ ንስኻስ ካብ ድምጺ- 100% ኣቋውማ'ሞ ይበል ምስሊ ዋጽዓና ዘንጸባርቅ- 100% ግጥሚ 100% ዜማ 100% ኣጆኾም ዓወትና ቀረባዩ። ጥራይ ድምጽናን ኣዉያትናን ሰማዒ ይርከብ
@ወዲዕባይጭዓናዲ
@ወዲዕባይጭዓናዲ 6 жыл бұрын
ውውውውው ወዲ ይከኣሎ ጅግና ኣጆካ ከሃልፍ ኡዩ ኩሉ ግዝየ ምስ ህዝብካ ደው ምስ በልካ አካ ምስ ብጸትካ ኣምላክ ጽማኩም ይፍደይኩም ኣጆኩም ደኪ ህዝቢ ትዕም ደርፊ ካ አልና አና
@hmemnbar5774
@hmemnbar5774 6 жыл бұрын
ከፋሊ ጅግና ጥበብካ ጥራይ ኣይኮነን ንሓርነት ዝጽውዕ ዘሎ ውሽጥካ ውን ግሉጽ እዩ ኣንቢቡ ዘይክእል የንብቦ።
@cr7ronaldounited783
@cr7ronaldounited783 6 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እዛ ገዛ ሳብስክራይብ and viwes ዘይብላ ከምቶም ቁምነገር ዘይብሎም ሳብስክራይብ ግበሩ ኢሎም ክልምኑ ዘይወዓሉ ድዩ እቲ መክንያት እሞ ከኣ ቐዳመይቲ ክትከውን ዝግብኣ እቶም ዝነኣሱ ግን ዘይ ከም መሳትኦም ሰብ መትከል ኣጆኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@ichlibemeinemutter3651
@ichlibemeinemutter3651 5 жыл бұрын
Xubq aleka habibi habesha tfeltom endika kulom seani xegam
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Bhaki zekbrena zeynfetu
@abrahamkiros7151
@abrahamkiros7151 3 жыл бұрын
Sqay hzbu zhmo jigna wedi adey xorona neaka/n kbrom kobra/n nuesey /n yemane bariya welida tmkenn haqi exkom ajekum 💪💪💪❤😍😍
@frekifle8367
@frekifle8367 6 жыл бұрын
Kefali hawey ajoka alena abgodnka ata meksen wedi keriba eya kitwegih ajokum chura band ❤😍
@iloveumamfiyori4263
@iloveumamfiyori4263 6 жыл бұрын
ቀዳማይ ደራፋይ ናይ እስራኤል ኩፉሎም ሽኮር ኣጆካ ቀጽሎ
@ilovaeritrea2853
@ilovaeritrea2853 6 жыл бұрын
Wawwwww kiflom jigna meglesi sinelka bahaki dahan hade malti ala entay emo kulu kem chra band neyru ente zikewn abzi aymbesthnan neyrna
@hayelomtsegay2448
@hayelomtsegay2448 6 жыл бұрын
Wawwwww kefali lebam seb kebdey beliekani hayal seb ika bhaki ajoka keribna ina hijis kemzi kemaka entebezihom kanzana zsemu seb hlna !!!!!!
@YOUNG_Noh
@YOUNG_Noh 4 ай бұрын
Masterpiece ❤I miss u kiflom from Jamaica 🇯🇲 ❤
@u2lluisteren582
@u2lluisteren582 5 жыл бұрын
Kefali jigna edmen teenan yhabka fetari nay hilna seb bhafesha chura band .
@youtubelove-2015
@youtubelove-2015 6 жыл бұрын
ውህበት ሓቐኛ ስነጥበብ ኣሪኢኻኒ ዚሓወይ ቐጽሎ !!!
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ 6 жыл бұрын
ኣንታ ዝኩፍሎም ጥዕና ኣለዎ ዲዩ ገለ ኣይነት ሙዚክ ይሙዚኽ ቀጽሎ ክብረተይ ፉሉይ ፍጥረት √√√
@joseemeen4282
@joseemeen4282 6 жыл бұрын
Nikuflom zifetu like habuni kefali ma hero💋💕💔💓❤💓💔💕💖💖💕💛💓💔💕💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@solob2355
@solob2355 6 жыл бұрын
ametsatsana...endiu miskirna..natna dhrit ewe dihritttt, pae #nice!!! big up bro
@meronwediguoy2856
@meronwediguoy2856 6 жыл бұрын
ስነ ጥበባውያን ሃገርና ከምዚ ናትካን ናይ ኪሮስን ብህዝቦም ዝሓሙ አንተዝኮኑ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ፡፡ ናይ በሓቂ ኣምልክ ደው የብልኩም ጩራ ባንድ ኩሉ ግዘ ኣብ ጻዕሪ ትርከቡ
@shewitboersma1435
@shewitboersma1435 6 жыл бұрын
I am proud of you guys !!!!
@ፍናንለዋህ
@ፍናንለዋህ 6 жыл бұрын
ጩራ ናይ ዉጸዓት ጩራ ንሓርነት እወ ንፍትሒ እንቢ ንምልኪ ንዉጻእ ካብ ባርነት ንእቶ ናብ ሓርነት ከፋሊ መቅሰን በዓል ሕልና በዓል መትከል ኣጀካ ጥራይ
@tekleweinilaine4731
@tekleweinilaine4731 6 жыл бұрын
Kiflit bal Hlna tum Dmxi Ajoka khalf ayu azi wn
@tesfogrmay8852
@tesfogrmay8852 6 жыл бұрын
wawwwwwwwwww kiflom shikorrrrr nay bahaki xbuk music kestlo jegna wedi hzbi
@user-zm8ou6qh5j
@user-zm8ou6qh5j Жыл бұрын
መግለፂ ኣልቦ ክፍሎም ጅግና one of the best singer in the ertiran
@LebuSefer-bz6cs
@LebuSefer-bz6cs 11 ай бұрын
ክፍሎም ሓወይ ጽፍፍ ስራሕ ክረክበካ ደልየ ነረ ወዲ ምላሽ ኣርክካ ኣብ አስራአል ዝነበረ መልክቲ ሰዲድልካ ኣሎ በየን ክረክበካ ይክል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filmonberhe83
@filmonberhe83 6 жыл бұрын
klu seb kemzi nskum thasbwo ente dhasb neru eritrea bhagasn, bdestan, tekebiba ab lielikulen hagerat koyna knria mkealn. chra bandi btami nfuat ajokum trah.
@dejenmehari7566
@dejenmehari7566 6 жыл бұрын
ክፍሎም.... እንታይ ኢለ ክሕንጥጥ"""" ክገልጸካ ፍጹም ኣይከኣልኩን፡ .........በስ ደለይቲ ፍትሒ ምሳኻ ኣብ ብርሃን ሓርነት ጥራይ የራኽበና......ኣዴኻ ሓደ ክንዲ ሽሕያ ወሊዳ...ብታሪኽካ ባህ ኢልዋ ትንበር።
@sidi3247
@sidi3247 6 жыл бұрын
Kefali jigan nice music seb hlna wedi hazbi Well commm ወዲ ይካኣሎ ጅግና ኣጆካ ምሳካ ኣለና በኣካ ነዕለል በዓል ወዲ ጹሩይ ሓንጎል ከይመስለካ በይንካ ኣብ ጎልጎል ኩሉ ከመካ ዩ ንሕና ንሳ ዝበል ኣጆካ ካብ ዘለካዮ ከይትዘብል ኣጆካ ኣለና ምሳኻ ኢና ንሳ ያ ትዓብየና ካብ ነብስና ዘዕንቅፈና ካ ዘይብልና ጛና ህግደፍ እንደኣሉ ዝሰተየ ደምና ክሳብ ሎሚ ዘይ ዓገበ እዚ ደመኛ ከይ ንተርፍ ከይሓልፈና ዕደል ገና ዩ ዘሎ ህግደፍ ከይድልደል ተመን ዩ ዘሎ ንዑ ደሓር ከይገበል ንበገስ ደኣ ዕድልና ከይበልል ኣጆኩም ኣጆና ጊዜና ኣይነባኽን ከይ መስለኩም ከም ቀደሞም ሒመላ የይብላ እታ ብረቶም ካብዚ ኒንዮው ጊዜ ዕደል ናባኾም ክትሓስቡ ህግደፍ መን ምኻኖም ክትብገሱ ብንግሆኡ ሓሲብኩም ትጽዉዓኩም ኣላ ናፊቃትኩም እታ ትፈልጥዋ ሓላልኩም መረትኩም።
@ablelomablelom7611
@ablelomablelom7611 6 жыл бұрын
Wawww kefali hawey ajoka berte ab godnka alena kebrteyyyy
@nugusseberhe9005
@nugusseberhe9005 4 жыл бұрын
ኣጁኹም ጀጋኑ ጩራ ፍትሒ ዓወትን ጥዕናን ኣሳልጦ ንስራሕኩም
@hadnetmediea783
@hadnetmediea783 6 жыл бұрын
ብሓቂ ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ጩራ ባንድ ካልእ ናይ በለጸ ትራይ እዮም ። ክፍሎም ሓወይ ካብ ልቢ አየ ዘመስግነካ ጽባሕ ኣብ ኣድካ ኮንካ ካብዚ ንላዕሊ ናይ ፍቅሪ ፡ናይ ሃገር ደርፊ ክትደርፍ ምካንካ ኣይጠራጠርን ።
@wedibaba3787
@wedibaba3787 6 жыл бұрын
ኩፉሎም hawna wedi hzbi entay emo kiblekaye btamiye zednkeka lomi zeykone kab kedem eza derfi ms semakwa btamiye astemasile bezkone ab ezni tom tererti libi bmaedo koynom nezi kalsi zizebu zelewu kigebru endakelu zsenkelu kitbexh wey libom kittnkfom tesfa yigebr . Chara bandi gn amlak msakum yikun ab awet yerakbena fetari selam neakum.
@yesieftesheme5275
@yesieftesheme5275 6 жыл бұрын
nay behaki okbit 😍
@ወዲካርኔካርኔ
@ወዲካርኔካርኔ 5 жыл бұрын
2019 men alo zesma zelo.?kefali buxue menesy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@mikimacha2642
@mikimacha2642 3 жыл бұрын
ጩራ ጩራ
@amantefa6923
@amantefa6923 5 жыл бұрын
Yekalo hawey abe zalkay salem tena yefteralka good job xetslo
@awetmedhne3333
@awetmedhne3333 6 жыл бұрын
ፍቁረይ ! ኣጆካ እስከ ትስፉወይ ፡ ክሓልፈልና'ዩ እንተተሓላሊና።
@temesgenbazigar4409
@temesgenbazigar4409 6 жыл бұрын
ጩራ ባንድ ጩራ ሃገር ጩራ ሰላምን ፍትሕን ኣጆኩም እስከ በሉ !!
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@michaeltesfu2949
@michaeltesfu2949 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መልእኽቲ ዘለዋ ክፍሎም ሐወይ. የቐንየልና.
@melishteklu483
@melishteklu483 6 жыл бұрын
ከማኻ ኣሽሓት ይወለዱ ከፋሊ ሓወይ! ሕልናዊ ሰብ ኢኻ ክብሪ ይሰማዕካ!
@melishteklu483
@melishteklu483 6 жыл бұрын
ዋይ ኣነ ሓቡ ገርሂ ልቡ እንጀራ እዝጊ ብላዕ፡ እወ ከምኡ እየ ሓሲበያ ነይረ፡ ካብ እግሪ ኣፍ ትዕንቀፍ እኳ ዝበሉ ኣቦታት። ክብረት ይሃብካ ክቡር ሰብ።
@abrahamtesfalase9110
@abrahamtesfalase9110 6 жыл бұрын
Btami kibru seb eka tefetirka wedi Erey meareyyyy senay tebegoso yimneyelka kasabi yehwatkani zelo kuwnneti mhsabkani I Respect you Forever bro
@daniel_mehari49
@daniel_mehari49 6 жыл бұрын
Ya nay bhaki nice one music brov continue as you live in this world We need solidarity
@yonasanday7583
@yonasanday7583 6 жыл бұрын
Kiflom hawey behabera ni chura band edmen tinan yehabeley
@weditestsegu3457
@weditestsegu3457 6 жыл бұрын
Kefali hagatey Enka natina konika Wegeney chura band seb hilina alena alena aleku enda belina eski nisabeom deleyti Selamey one love kab hij kisa mexati eri xebha naxinet kitmexi eya ms bali kirosey kemu wen kefali zaki .......wezet nerikibom teray like ka kulu Gizie 💯👌
@wedichealo5922
@wedichealo5922 6 жыл бұрын
Kefali .jigna wedi akeley nakum welida zeytmekn zneberet Ertrea .
@nahomsocialmediaeritrea7394
@nahomsocialmediaeritrea7394 2 жыл бұрын
ከማይ ጌሩ ዝፈትወካስ ይህሉ'ዶ ይኸውን ወዲ ኣከላ ጻዕዳ💙💙💙✌️❤️💪👈
@michaelmeharena9964
@michaelmeharena9964 6 жыл бұрын
Wawwwwwww amazing Kofi Btaemi des tbl derfi kexlwo Chura kulu ekum wegenatey
@wedishikabeyeneeunundom3245
@wedishikabeyeneeunundom3245 6 жыл бұрын
kuflom hawey enkau natena konka Ata wedi hazib nice job keep it
@kibromkidane3033
@kibromkidane3033 6 жыл бұрын
ትሕትና ዘለዎ ጻውዒት ጻውዒት ሓሊዮት ጻውዒት ፍቅሪ፡ጅግና ሓወይ ልክዕ ከም ባርያ ትሕትና ዘለዎ ጻውዒት እንተደሪፍካ ወዲ ባርያ ዝብል ሷጓ ከነውጻልካ ኢና።ክልእ ምትብባዕ ዘይትደሊ ተባዕ ኢካ ጻውዒትካ ጥራይ ኣበራትዕ ጅግና
@rahwahais929
@rahwahais929 4 жыл бұрын
kibrom kidane nay behaki I love you Kefali
@taflat9364
@taflat9364 6 жыл бұрын
Ember Chura kemshmkum. Do you know chura band artist get fighting for provide us such beautiful songs. they do this they love the county called Eritrea and its people. Thank you Chura.
@aygremkumyehwat8529
@aygremkumyehwat8529 6 жыл бұрын
Eta bhankewta zixibeya znebru derfi mexa kefali jigna ajoka keribna ena ahfis abulukum eske like habwo ni kefali
@zakariamera3601
@zakariamera3601 4 жыл бұрын
Kefali btami dmxawi hagerawi fekar eka mo ab zelekayo yteamka edmen tienan yhabka mis sdraka
@wedihabte2913
@wedihabte2913 6 жыл бұрын
My hero kem kefali 100 wela tezwluwu si mhalefelna neru ab hagerna
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
ሎሚ መዓልቲ 02-07-20 ካብ ንግሆ ክሳብ ሕጂ ክሰምዓ ውዒለ ብሓቂ ዝጥርንፈና ስኢንና ኣብ ክንዲ ብርድኢት ብስምዒት በብዝመስለና ንኸይድ ኣለና ብፍላይ ኣብታ :- 👇 "እንዳፈለጥኩሞ ዘሎን ዝኸውንን እንደኣረኣኽሞ ግዜና ክባኽን ውሽጥኹም'ንዳሓረረ ስቕ ኣይትምረጹ ጽባሕ ክንከደኩም በጃኹም ሎሚ ምጹ " ዛ ሓረግ ዚኣ ውሽጠይ ትገማጥሎ ኣብዚ ማስሜድያ ዘሎ ህኮት ብጣዕሚ'ዩ ዘስግእ 🥺
@mubarek11suleman11
@mubarek11suleman11 6 жыл бұрын
ክፍሎመይ ቡሉጽ ስነ ጥበባዊ እንታይ እሞ ክንብል ኢና ዝበሃል ኩሉ ተባሂሉ ኢዩ እሞ ኣብ ኩሉ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ኩቡር ሓው ጽቡቅ ስራሕ ከኣ ወሰን ህዝቡ ኩራዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@ተስፋጽባሕ-ዸ6ጠ
@ተስፋጽባሕ-ዸ6ጠ 6 жыл бұрын
ከፋሊ ጅግና 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪መግለጺ ደይርከቦ ተባዕ ወዲ ህዝቢ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@wedihalefom981
@wedihalefom981 6 жыл бұрын
Owwww kflom shikor xbuk srah nay bhaki heji eye semiaya tasire xenihe
@SamiHabte-w7v
@SamiHabte-w7v Жыл бұрын
I aprecaite you kefali jgna abo haki❤❤❤
@esyasbrhane61
@esyasbrhane61 6 жыл бұрын
Kiflom wedi hezab ajek ❤️❤️❤️❤️
@ጀርመንወዲማሙ
@ጀርመንወዲማሙ 6 жыл бұрын
ከፋሊ ሓየት እቲ ሓቂ ኩሉ ኢልካዮ ኣጆካ ክሓልፍ ኢዩ እንዳ በልና ዳኣ ሰብና ትንፋሱ ይሓልፍ ኣሎ እንበር ክሓልፍዩ!
@anditykialo3645
@anditykialo3645 6 жыл бұрын
እና ፈልጥኩሞ ዘሎን ዝኸውኒን እንዳ ረኣኩሞ ግዘና ክባኽን ውሽጥኹም ዳ ሓረረ ስቕ ኣይትምረጹ ጽባሕ ክንከድኩም በጃኹም ሎሚ ምጹ 👈👍
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 6 жыл бұрын
Kefali megletsi sianelka tseba site seba astikana ajeka keribna ena i like your music keep it up brother
@samabraha3833
@samabraha3833 Жыл бұрын
I ❤this song
@degafimadridwedidc3647
@degafimadridwedidc3647 6 жыл бұрын
Nska da kemey dika ata sebay fuluy eika nska
@tigraylegacy
@tigraylegacy 3 жыл бұрын
ኣጀኩም ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ሓደ እዩ ቃንዛና ኣብ 2ተ መቂሎም እባ የጥፉኡና ኣለው ክንዕወት ኢና ንቃለስ ሓቢርና
@yut9623
@yut9623 3 жыл бұрын
ክፍልሸይ ሽኮር❤👌
@ademibrahim2623
@ademibrahim2623 4 жыл бұрын
Www ajuka bro zebelexe srah ab goneka alena✌✌✌👍
@mikiay_tgerah_lbey4829
@mikiay_tgerah_lbey4829 6 жыл бұрын
kflom jigna nice job qexilo kbretey
@asteraster6030
@asteraster6030 6 жыл бұрын
ዋውውው ሰላምኩም የብዛሓዮ የሕዋት
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@deciptigodasendantxxx6014
@deciptigodasendantxxx6014 6 жыл бұрын
I don’t have enough words to appreciate you guys.You are doing your best,I wish the other artists who sing love songs at this time follow your footsteps.Kiflomay hawey meksen ajoka keribu eyu iti gize.Chura band my heroes.
@niggaman7890
@niggaman7890 6 жыл бұрын
Kefali sebay ajoka hanti malti ala 💪❤👍
@abduidris1031
@abduidris1031 5 жыл бұрын
💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿👌❤️ Ajoka kuflom shikor khalifeyu so best of all
@arafomerdi369
@arafomerdi369 6 жыл бұрын
Wawww Meriet zeywedq gtmkas meglexi tsaeinwo nay bhaqi jgna eka
Eritrean Music 2017//ዓይኑ ይብራህ\\ Zekarias Berhane (Zaki)
5:48
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Рет қаралды 1 МЛН
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 105 МЛН
How To Get Married:   #short
00:22
Jin and Hattie
Рет қаралды 25 МЛН
CHURA BAND- KIFLOM YIKALO - Mesetay/መሰታይ\Eritrean Music 2020(Official Video)
6:45
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Рет қаралды 1,8 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 12 МЛН
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 105 МЛН