No video

Eritrean New ኮንሰርት ኤርትራ ኣብ ሆላንድን ጀርመንን እንታይ ኣጋጢሙ?

  Рет қаралды 12,794

HGDEF VISION

HGDEF VISION

Күн бұрын

ኮንሰርት ኤርትራ ኣብ ሆላንድን ጀርመንን እንታይ ኣጋጢሙ?

Пікірлер: 69
@selamawetmehari9836
@selamawetmehari9836 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ክቡራት ደቂ ኤረይ ዋልታ ሃገር!!!🏝🇪🇷🏝🇪🇷🏝🇪🇷🏝🇪🇷👍🥰🥰🥰
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 2 жыл бұрын
ጀበ ዓቢ ሰብ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gigiyoga1
@gigiyoga1 2 жыл бұрын
ኤረትራዉነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 жыл бұрын
ንጀበ'ባ ኣይትሃውኽዎ መዓርታተይ:🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@almazg4749
@almazg4749 2 жыл бұрын
Btaemi very interesting topics !!!!! I hope everyone learn political 🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@marybrhan4922
@marybrhan4922 2 жыл бұрын
great job,❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯❣❣❣❣❣❣❣💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯❣❣❣💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@hberi2489
@hberi2489 2 жыл бұрын
ኣነ ካብ ጀርመን ን ስዊዝ ክከይድ እየ ክንራከብ ኢና ኣብኡ ምስዞም ሃረምቲ ዓበይቲ።ክገርመኩም ኣነ ኣጋጣሚ ኣብ ጊሰን ኣይነበርኩን።ሓደ ካብቶም ኣብ ግብረሽበራ ዝተሳተፉ ግን ኣሎ ኣብዚ ጥቃይ ዝቅመጥ.ዓበይቲ ካብ ትሃርም ኣነ ሻዕብያ እየ ኣብ ዝመረጽካዮ ቦታ ክመጸካ ነዓይ ህረመኒ ኢለዮ ቴለፎን ደዊለስ...የሕዋት እንዲና ኢልን እዞም ለመጫት ...ብዝኮነ ኣብ ስዊዝ የራኽበና
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 2 жыл бұрын
Nab police tiray akribo aytetnkifo ,yehwat zbehal yelen dhri hji
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 2 жыл бұрын
ንፓሊስ ሃቦም ስልኪ ቁጽሮ እዚ ናህና ለዋህነት ሸለልትነት እዮ አብ ከምዚ አብጽሕወም እንድሕር ሕድሪ ስውአት ተክብር ኮንካ ሐወይ ናተይ ብሰማእታት ኤርትራ ንፓሊስ የሕልፍካ ሃቦ ሕጊ ይፍረዶ ኤድካ ካይተርስሕ ምስ እዝኦም አብ ጽርግያ ዝዓበዮ።
@hberi2489
@hberi2489 2 жыл бұрын
@@edengebreselasie5291 ኣብ ስምዒት ይእትዉኻ ብሓቂ....ሂወቶም ክመርሑ ዘይክእሉ ሰባት ...ደሓን ግን ክንጻረ ኢና
@user-rh6mp6lm3y
@user-rh6mp6lm3y 2 жыл бұрын
ክብርቲ ሐፍተይ ብዝተኻአለኪ መጠን ሸለል ከይትብልዮ ንዝምልከቶ አካል ሐበሬታ ሃብዮም እዞም መርዛማት እዚኦም ንኸጥፍኡና ተዓጢቆም ስለ ዘለዉ ክንድቅስ የብልናን ኤሪትራዉያን አሕዋተይ ዓወት ንሐፋሽ 👉🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷💖👈
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 2 жыл бұрын
HB eri ኣብቲ ግብረሽበራ ዝተኻፈለ እንተኾይኑ ንፖሊስ ትሕብሪ.ምበር ኣብቲ ንሳቶም ዘጻወድዎ መፈንጠርያ ክንኣቱ የብልናን፡ ኣሕዋት እንዲና እንተኢሉኪ ከኣ ኣብ ማሕበረ ኮምና መጺእካ ብዝገበርካዮ ተጣዒስካ፡ ኣብ ጎኒና ኮንካ ነዞም ወይጦታት ሓቢርና ንቃለሶም ኢልኪ ትምዕድዮ።
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 2 жыл бұрын
🌟⛪🇪🇷✊I love you deki Eriy✊🇪🇷⛪🌟
@msgnatekie1514
@msgnatekie1514 2 жыл бұрын
Good job thanks
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 2 жыл бұрын
ደለይቲ ሽርሒ እምበር!, እቶም ደለይቲ ፍትሕ ትብልዎምሲ ብ$$$$$% ጠስጢሶም እዪም ንብለኩም።
@kirosghebrewold7080
@kirosghebrewold7080 2 жыл бұрын
ሐድነትና እነተበርቲዑ ጸላእትና ክነብዑን ከዕገርገሩን ግድነት እዩ ፣ስለዚ አይገርመናን፣ካብ ሀመማ መዐር አይነጸበ፣ስራሕ ዘይፈቱ ሰብ እዚ ንዕኡ እዚ ስራሕ እዩ፣ኤርትራ ከም ክርብርቲዕንቂ ብዙሐት
@naqfa7-836
@naqfa7-836 2 жыл бұрын
Thank you ወዲጣባ 🇪🇷💪🇪🇷🙏ምሽኪናይ መንእሰይ ዝተነገሮ ሰብኣዊ መሰላት ፍትሒ ቁዋም ዉልቀ መላኪ University የለን ነቲ ሀገረይ ህዝበይ ዝበለ ከኣ ደገፍቲ ኢሰያስ ይብልዎ ረሲዖም ብደም ጀጋኑ ዝመጸት ሀገር ክብራን ህላዌኤን እንዳተደፈረ ክንዲ እንታይ ክሕግዝ ቁዋም ተራእይዋም ተሐንጊርካ ምእታው ተራኢዋም ቁዋም ሀገር ምስ ትሕሉ ኢዩ።ምሽክናይ መንእሰይ ዉጻእ ኢሎም ካብ ዓዱ ንዕኡ ከም ዝሃለዪ ኤርትራዊነቱ ከጥፍኡ እዚ ኩሉ ባሕሪን ጣሕርን ኢሉ Europe አትዩ ከየዕረፈ ክንዲ therapy ዝገብር ዝምሃር ሂወቱ ከይመርሕ አይገደፍዎን ንሳቶም ብኮፎም ጸጽሕፍም ዛሃብዋም አከደምቶም እንታይ ይብል ዘየንበቡ ዕገዳ ንጥፍአት ህዝቢ ኤርትራ ይፍርሙ ጁብኦም ይመልኡ ምሽክናይ መንእሰይ እቲ ፍትሒ ቁዋም መሰል University የለን ዝብሉዋ አብ ሀገሩ አብ Europe ከአ ኩሉ ሕጊ ብዘይ ምፍላጡ ንሶም ናይ መንበሪ ወረቀት ከዘዉህብዋ ብ$5 -$ 10 እንዳሃቡ ዘይጻሐፎ ታቤላ አትሒዞም ብጻሐይን ቁርን ከርተትአቢሎሞ ይአክል።THANK YOU SO MUCH ወዲጣባ ኩሉኩም ንመንእሰያት የሕዋነትና ብሕልፊ እቲ መሰሎም ኩሉ አብቲ ዝነብሩላ ሀገር ትምህሩዎም ዘለኩም thank you so much !!!!መንደላይ ጂግና ወዲ ጀጋኑ ከአ ብሀገሩን በዲኡን ትፈልጥዎ ኢኩም።እታ ህልሞም ህልሚ ዓባይ ትግራይ ምስ ፈለጥ 20 ዓመት ዝወሰደሎም ክውድብዋም ብሰከንድ ጉሕፎሞም።🇪🇷💪🇪🇷ሰላም ጥዕና ቅሳነት ንህዝቢ ንመንግስቲ ንሰራዊት ኤርትራ 🇪🇷🙏🇪🇷ዓወት ንህዝባዊ ግንባር 🇪🇷💪🇪🇷🙏
@praiselordamen4328
@praiselordamen4328 2 жыл бұрын
አብዚ አሎ ዘረባ 🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯👏🏻👏🏻💪🏻👍
@aregayezuznayzgi3392
@aregayezuznayzgi3392 2 жыл бұрын
ወዲ ጣብኖ ሓወይ ኣጆኻ ከምዚ ብቐጻሊ ነስኻ ትርእዮን ትሰምዖን ዘለኻ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓድን ደገን ኩሉ ኣብ ጎንኻ እዩ ዘሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 жыл бұрын
ሰላም ኤርትራውያን መደብኩም ኣዝዩ ጽቡቕ'ዩ: ነመስግነኩም ደጀን ኤርትራውያን EPlF hgdef vision 🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 2 жыл бұрын
Ghenet ኣብ ኣጻሕፋ ተጋጊኺ ኣለኺ ይመስለኒ Eplf hgdef vision እዩ።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 жыл бұрын
@@arefayneberaki7023 ብልቢ'የ ዘመስግነካ ሓወይ ናተይ🇪🇷💖 ደጊመ ከየንበብኩ ሰዲደያ ኡፍፍፍፍ!!
@saraeritrea8728
@saraeritrea8728 2 жыл бұрын
💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏
@AbcDef-cg3on
@AbcDef-cg3on Жыл бұрын
👍👍👍👍👍👌👌👌
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 Жыл бұрын
አገዳሲ አብዚ ዝግበር ነገር ብኩሉ ወገን ክሰርሐሉ አለዋ ዓገብ ክብሃል አለዋ ብዕቱብ ክትሐዝ አለዋ በብወገንካ ክሲ ክክስሱ ክእሰሩ አሐዋም ምትሕግጋዝ አገዳሲ እዩ ዓወት ንሐፋሸ
@meletekashai1234
@meletekashai1234 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@rigatmekonnen2551
@rigatmekonnen2551 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rigatmekonnen2551
@rigatmekonnen2551 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@anna-mariaasfha9264
@anna-mariaasfha9264 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊👊👊👊👊👍👍
@kibrommisgun8846
@kibrommisgun8846 2 жыл бұрын
ንህዝቢ ትግራይ ዘይውክሉ ተጋሩ ወየንቲ ሕነ ፍደ ክብሉ ቀንዮም ምስ ሃሱሳት ብምትሕብባር አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ገበን ፈጺሞም አለዉ ።
@asmarah3174
@asmarah3174 2 жыл бұрын
ኣንታ ወዲ ጣባ ሓውና እዝኦም ፖለቲከኛታት ኣይኮኑን። ስም ደለይቲ ፍትሒ ዝብል ጽቡቕ ስም ኣጠሚቖም ደለይቲ ዲሚክራሲ ብዝብል ሽፋን ዘታልሉ ጸላእቲ አርትራውያን እዮም። ስም ደኣ ኣደ ንወዳ እንታይ ዘይተውጻሉ? (፡" ፉንጋ ብስም ይካሳል" ) ይብሉ ኣምሓራ፡ ደለይቲ ፍትሒ ኔሮም ተትኾኑ ምጸንሑዶ ክሳብ ሕጂ ፡? ተታኹሶም ተሪፎም ጓህሚሞም ፡ ሕጂ ድማ በውራጃ ዝምድሩ ፋራታት ኣኪቦም ሰብ ተቕትሉ። ክትረክበኣ ኢክን። እቲ ኣብ እስራኤል ቤተክርስትያን ዝቐተለ ተካላይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንበይኑዩ ዝስሕና ዘሎ፡ ክትቐትላ ትኽእላ ኢኽን ፍንክት ግን የለን። ዕድመ ንኣኻትክን ድማ ኤርትራዊነት ፈንቕሉ ውጽኡ ኣይክምለስን ዉን እዩ ወያነ ልኢኻትክን ሓውኽን ቕተላ ፡ዓጋመኸ ንዓጋመከ ተቓቲለንዶ? ኣቱም ገልጣማት ጋንታ ልስትሮ ክትረኽቨኣ ኡኽን ደሓን ንጊዙአ ንግደፎ
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 2 жыл бұрын
Nay behaki ezi flut yu ezom xeleti Eritrea yom
@natsnetyohannes7584
@natsnetyohannes7584 2 жыл бұрын
wedi taba jegna ✅ hero poured of you
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 2 жыл бұрын
Eritrawinet kubur meninet
@hhdh7626
@hhdh7626 2 жыл бұрын
Wedi Taba Jegena Alna Bezaba Ezi Nay Jermen Habna Eske Etiy Tsegem Abrahlna Ba
@gerrywelderufael2481
@gerrywelderufael2481 2 жыл бұрын
Hi sons Erey sweets ❣️🇪🇷❣️nmexae gna beti nayti hager controlo kdalo alewo eziom deki lkbkab 😳Evil eyes nasty go away leaving in peace AWET NHAFASH 🤝✊💪❣️👉🇪🇷👍👍👍👍👍👍💪🇪🇷💪👈🌍 yes sure sons Erey we are united ✊🇪🇷like this forever.
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 2 жыл бұрын
We are very ready to cooperate and file a law suit on these Tigray's gangster. Please do not hesitate
@asmaraeritrea2355
@asmaraeritrea2355 2 жыл бұрын
👍👍💯
@luciatoppo6518
@luciatoppo6518 2 жыл бұрын
Ane kemizia niishtey hasab kekirib. Iziom hiji tetahizom zelow bpolice nay german, shimomun kulu temisghibu sle zelo, indihir kabatom tegraway koinu bmeninet nay Eritra znebr zelo, bnatna mahbere com ተጦቂሙ meninetu kidhdeg alewo, gheben sile zkone, abta tigrayu ktrez alewo. Komuun utom kulum fake meninet zelowom komu gherka ab keidi mitaw ibelitz. ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 2 жыл бұрын
Lucia ኩሉ.ቲ ዝበልክዮ ብዓይኒ ሓቂ ዝድገፍ.ዩ፡ ኣብ.ዚ ብሓሶት ዝተጎብኤ ዓለምና ግን ዝያዳ ንሓሶት ዝህብዎ ኣቃልቦ ስለዝዓቢ፡ እቲ ጃንዳ ወያኔ መንነት ወረቀት ናይ ኤርትራውያን ኣሕዲጉ ንካድራቱ ምሃቡ፡ ዋሕስ ናይ ዝካየድ ጸረ ቃልስና ክኾኑዎም ብምዕራባውያን ጎይተቶም ዝተባረኸ ስለዝነበረ፡ ካብቶም ቀየስቱ ፍትሒ ብቀሊሉ ክንረክብ ኢልና ክንጽበ የብልናን፡ ንሱ ከኣ.ዩ ነቲ ቃልስና ጽንኩርን ነዊሕን ክገብሮ ዝኽእል፡ ኣብዚ ዝሓለፍሉ ቦታ ኢጣልያ ገለ ኤርትራውያን ምናልባት ሳዕቤኑ ዘይርድኡዎ ክኾኑ ይኽእሉ፡ ውልቃዊ ረብሓኦም ጥራይ ኣብ ቅድሚት ብምስራዕ፡ ናይ ሓሶት ምስክርነት ዝሃቡ ክህልው እንከለው፡ ሓደ ክልተ ተሓባበርቲ ወያኔ ከኣ ደይ መደይ ኢሎም ብመንነት ኤርትራውያን ከም ዝቅበልዎም ዝገበሩ፡ ሕጂውን ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ናይ መንነት ጸገም ዘለዎም.ዮም፡ ኣነ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ኣነ ንትግራዋይ ኢትዮጵያዊ.ምበር ኤርትራዊ.ዩ ኢለ ኣይምስክርን.የ ብምባልና ካብቲ ናይ ሓሶት መሰኻኽር ( ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ) ዝተነጸልና ኢና።
@gigiyoga1
@gigiyoga1 2 жыл бұрын
መንነቶም እዬም አርእዬምና እዞም ተቃመርቲ ።
@selamawetmehari9836
@selamawetmehari9836 2 жыл бұрын
እዚኣም ሓተላ ሕብረ-ሰብ ፉንናት ታሪኽ ኣልቦ ኢዮም!!!ብጀካ ህርፋን ስልጣን ካልእ ዋላ ሓንቲ ንህዝቢ ኤርትራ ሓልዮት የብሎም! መስፍን ዑሱብ ለኽባጥ!!!ዓደርሃን መልመጺ ቢያቲ ጻዓዱ!!!ኩሎም ፉንፉናት ናይ ታሪኽ!!!
@frewyniembaie9965
@frewyniembaie9965 2 жыл бұрын
Ankuo bdahan Metsaakum dekierey
@frewyniembaie9965
@frewyniembaie9965 2 жыл бұрын
Viva viva Tabino Asmarino
@eliaslondon7738
@eliaslondon7738 2 жыл бұрын
Hiji win nab police ekul aykonen Committee mis hayal tebeka yedli
@HK-ri1by
@HK-ri1by 2 жыл бұрын
ናይ ሕጊ ሰባት ኣድለይቲ እዮም ። ነቶም ጽልኢን ረጽሚን ዝኹስኩሱ ምዕራባውያን ናብ ሕጊ ከቕርቦም ዝኽእል ኣካል ክቐውም ኣለዎ። እዚ ኣካልዚ ቀዋሚ ዘይመንግስታዊ መልክዕ ነይሩዎ ኣብ ኩሉ ክፍለ ዓለም ንዘሎ ማሕበረ ሰብ ዝጣበቕን ዝመርሕን ክክኸውን ኣለዎ ። ንገባር ክፉእ ዕሽሽ ከይበልካ ብኣጋ ሕጋዊ ስጉምቲ እንተዘይተወሲዱ መንዓቒ መንነትካን መድፈሪኻን እዩ ። ኣብ ዝኾነ ምትእኽኻባት ከም ዜጋታት መጠን ፣ ናይ ፖሊስ ህላወ ኣገዳሲ እዩ ። ኣብ ልዕሊኡ ውን ናትካ ሰባት ምውዳብ ።
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 2 жыл бұрын
HK ናትካ ሓሳብ 100% ይሰማማዓሉ.የ፡ ናታቶም ብርታዐ ዘይኮነ ናትና ስንፍና.ዩ ኣብ.ዚ ደረጃ.ዚ ኣብጺሑዎም፡ ኣብ ምንታይ ከይበጽሑ ዝብል የዋህነት ኣይሰርሕን.ዩ፡ ንሕና ኣብቲ ናታቶም ደረጃ ኣይንወርድን ኣብ መፈንጠርያኦም ኣይንኣቱን፡ ብሕጊ ክንተሓሓዞም ግን መሰልና.ዩ፡ ኣድላይ እንተኾይኑ ብጥርኑፍ መንገዲ ፕሮጀክት ጌርና ቀዋሚ ተጣባቂ ኣካል ምግባር.ዩ፡ ቃልስና ነዊሕን ጽንኩርን.ዩ ዓወትና ግን ናይ ግድን.ዩ፡ ኣሽንኳይ እዞም ዕሱባት ጠርቋሻት ኣንጻር ልዕለ ሓይላን ተቃሊስና ዝተዓወትና ህዝቢ ኢና፡ ሓድነትና ኣጽኒዕና ጥራይ ንቃለስ፡ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትናን ስንኩላትናን፡ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
@alganshmehar3892
@alganshmehar3892 2 жыл бұрын
Mengsti mglbat korakur weyane liekomka dyu dglbet ezom enkakuho regitsom zeyentu si hager krbshu zegerm eyu
@frewyniembaie9965
@frewyniembaie9965 2 жыл бұрын
Atzi tmali Abgisen ztgebere Btaomi zehfrayu Gena seb keytaakebe Nayferahat noabeti Abotatnan adetatn Bamni ksaberu btaomi Hfret ayu abu nere ane Azom nefatat
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 жыл бұрын
Tsbuk tintena wedi taba
@militesfay6469
@militesfay6469 2 жыл бұрын
Entay segab neqewin ena nesbe menbar eko kelyomna
@edendiev2823
@edendiev2823 2 жыл бұрын
Sebut entekoynen ab Swiz emxa kab German nbges alena agame ykuna tekamerti awu yerakbena!!!
@josephghebrengus7458
@josephghebrengus7458 2 жыл бұрын
Kabti zegerem kuwam yelen ab Eritrea mesel tekelkilna enabelka ab kuwam zelewo hager mextieka eti kuwam zehabom hizbi bedrngola kara entay kewam eyom zehatu? Eway dembe enklil .
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 2 жыл бұрын
ወዲ ጣባ ታሓቲቱ ክምልሳ ዘይሰማዕኩዎ ኢየ ደጊመ ክሓትት ነቶም ክሳብ ትግረይ ከይዶም ንጥፍኣትና ዝሰርሑን ዝሰርሑ ዘለዉን ስለምንታይ'ዩ ኣብዚ እዋን መጸዋዕታ ጌርሎም ክሳብ ክንድኡኸ ክገብርከ ሓላፍነት ኣለዎ ድዩ?ምናልባት በቲ ዘካይዶ ጎስጓስ ካብቶም ኣድነቅቱ ሓደ ኢየ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@josephghebrengus7458
@josephghebrengus7458 2 жыл бұрын
Ezom dembe enklil tigray tigrigni yekidu nab mekeliom hisurat.
@rigatmekonnen2551
@rigatmekonnen2551 2 жыл бұрын
9999999
@user-kf6rj1wr5f
@user-kf6rj1wr5f 2 жыл бұрын
መሪጾም ነቶም ደቂ ሰራየን ሓማሴንን ደገፍቲ ህግደፍ ምፍግኦም ድማ ኣውራጃውያን ቆዘምቲ እምበር ተቓወምቲ ኣይኮኑን.ቀጠፍቲ
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 2 жыл бұрын
L
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 2 жыл бұрын
እሶም ኩሉ ግዕዘዮም ስለ ዘይሰለጠ ኣጥፊእካ ምጥፋእ መሪጾም ኣለው። ንሕና ግን ጌና ን ዓለም ክትምህር ትኽእል ባና ራህዋኣ ኣብ ቅድሚኣ ዘሎ ሃገር ስለ ዘላትና ስለ ዝኾና ክንነብር ኢና ንደሊ።
@rutamuluebrhane7859
@rutamuluebrhane7859 2 жыл бұрын
Kemey abilkume newdi taba teamnwo? Mewelu mulue anxrw hezbi eritrean hager eritrea nerus mes xlati koynu ketilenase neskume wne ide nerkume kekewne alwo mesu dki kedate kedate xere hezbi eritrea ikume malte neskume wene
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 2 жыл бұрын
Komal
@satrebsahil5090
@satrebsahil5090 2 жыл бұрын
ጀበ ሃዳዲ ናይ ከደዓት ተበቓ ኮንካ ተሪፍካ ኤርትራ ሂወት ኢያ ሓቲታ ወዲ ጣባ ከዳዕ ዘምጾ መንእሰይ ወላ ሓደ የለን መንእሰይ ኤርትራ እዛ ናይ ሕዳር 2020 ኲናት ወያነ ኢያ መሊሳቶ ጽሩይ ማይ ካብ ሓሬት ተፈልዩ ባስታ ኤርትራ ብመደረ ብጨለ ዘረባ ኣይመጸትን ገበን ውዲ ጣባ ከተነኣእስ ግን ድቃስ ኣይትስኣን ክሕደት ዓቢ ገበን ኢዩ ወዲ ጣባ ድማ ብዕድመ ካባኻ ኣይንእስን ኢዩ እቲ ገርድሊ ነብሱ ፈትዩ ዑሱብ ናይ ደርጊ ኮይኑ የሕሊፍዎ ምስ ወያነ ድማ ጥዩቱ ስጋብ ዝውዳእ ኢዩ ጸኒሑ ወዲ ጣባ 10 ዓመት ተዛሪቡ መንእሰይ ኤርትራ ድማ ሕጂ ኢዩ ናብ ልቡ ተመሊሱ፡፡
Robert Greene: A Process for Finding & Achieving Your Unique Purpose
3:11:18
Andrew Huberman
Рет қаралды 12 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 4,8 МЛН
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,8 МЛН
የታዬ አጽቀሥላሴ ''እንባ'' እና የፊልድ ማርሻሉ አቻ|ETHIO FORUM
17:46
Tigrigna Audio Bible, The Book of Exodus | ኦሪት ዘጸኣት
3:41:39
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 958 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16