KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Eritrean Orthodox Tewahdo || ቅዱሳን መሓሩና ይበሃል'ዶ፧|| Kdusan Meharuna Ybehaldo?
30:58
ንነፍስኹም ብትዕግሥትኹም ከተጥርይዋ ኢኹም ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:07:03
Family Love #funny #sigma
00:16
Я уговариваю своего друга попробовать чипсы Лава Лава
00:57
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
REAL MAN 🤣💪🏻
00:35
Eritrean Orrhodox Tewahdo ሰዓብቱ ግን ብኸመይ ኢዮም በዚሖም፧ Seabtu BKemey Bezihom?
Рет қаралды 64,106
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 44 М.
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Күн бұрын
Пікірлер: 538
@niestaliorthodox5249
Ай бұрын
1ይ ቆረንቶስ 14 (1 Corinthians) 9፤ ከምኡ ኸኣ ንስኻትኩም በቲ ቛንቋታት ዚስትውዓል ጌርኩም እንተ ዘይተዛረብኩምከ፡ ምስ ንፋስ ከም እትዛረቡ ኢኹም እትዀኑ እሞ፡ እቲ እትብልዎ ኸመይ ኢሉ ኺፍለጥ እዩ፧
@Mrstytr
Ай бұрын
@@niestaliorthodox5249 1ቆሮንቶስ 14ካብ ፍቕዲ 2 ጀሚርኪ ኣምብብዮ
@Mrstytr
Ай бұрын
1 ቆሮንቶስ 14 ካብ ፍቕዲ 2ክሳብ 6 ዘሎ ኣምብብዮ
@safisafi9067
Ай бұрын
ሰላም ሓሳብኻ ወይ ሓሳብኺ እንታይ ክትብሊ ደሊኺ ወይ ደሊኻ ብንጹን ንገረና?
@adyamteklay4121
Ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet ysmealna abona 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@adyamteklay4121
Ай бұрын
Amen amen amen amen bmhretu ytemtena fetari 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@CrossSuuc-ns8xu
Ай бұрын
ማርያምን ከምዚ ከማይ ትምህርቶም ክሰምዕ ደስስስስ ዝብሎ መን ኣሎ ❤❤❤🌻 ተመስገን ቃለ ሂወቱ የስመዐና👏👏👏
@YoditAbrhamYodit
Ай бұрын
ኣቦና ከምኡውን ሓፍትና እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን ከምኡውን ተኸተልቲ ኦርቶዶክስ ንዘለኣለም ትንበረልና በርኸቱ ናይ መድሃኔ ኣለም ኣይፈለየና❤❤❤
@yorda5718
Ай бұрын
ገላትያ 2 16፤ ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና።
@efremfeshaye8136
12 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና
@MichaleAmanuel
Ай бұрын
ኣቦይ ቀሺ ናይ ኣገልግሎት ግዜኩም ይባርከልኩም ኣምላክ ኣቦታትና ኢየሱስ ክርስቶስ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@leahgebriel5884
19 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና አቦና🙏🏾 አብ ጸሎኩም ዘኩሩና🙏🏾🙏🏾
@bege8567
Ай бұрын
ቃለህወት ያስመዐልና ኩቡሩ ኣቦና🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@asmeretghirmatsion5571
Ай бұрын
ደስ ዘብል ኣቦና መስቀልኩም ናብ ውሉድ ወለዶ ይሕለፍ ዕድመን ጥዕናን እምነየልኩም ክብሩ ይስፋሕ ንፈጣሪ
@yorda5718
Ай бұрын
ገላትያ 2 16፤ ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና።
@tsigeabrham2893
17 күн бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna abona egziabher amlak bmhretu ytemtena neakum kea tsegau yebzhalkum
@NahalielYemane
21 күн бұрын
ቃለሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@nazrawittewelde6033
21 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲን መግለጺ። የቀኒየልና አቦና።
@senaitbokretsion8427
Ай бұрын
ሰባኪ ጽልኢ ዝብሃል ከምዚ ዝበለ አዩ። ኣምላኽ የዒንትኻ ይኪፈተልካ። መቸም ቓል ኣምላክ ቆርጠምጠም ናይ ዝበልካ ኣይኮነን ዓይንካ ናይ ዝበራልካ አዩ። ኣምላኽ የዕንቲ ልቦና የብርይዮ። ሓቅስ ምስ ሰብ ሓቂ አያ ዘላ። ጸላአኢ ጸለሎ ቐባኢ። ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ወንጌል ዮሃ 3፥16
@mebrhatueyob9169
Ай бұрын
ንሕና ነምልኾ ሓደ ኣምላኽ እዩ ነኽብሮም መላእኽቲ ግን ብዙሓት እዩ ስለዚ ጠቅሲ ምምጻእ ኣይኮኑን እሞ እምነት ብዘይ ግሪ ኮቶ እያ ትብል ኣላ እሞ ሓንሳብ ዲሒና ኢዮም ዝብሉ ብግብሪ እያ ተጽድቅ ትጸዉም ትጽሊ ናይ ሃዋርያን ምኽባር ኢዩ ንሱኹም ግን በኹድር ኢኹም ትሰብኩ?
@senaitbokretsion8427
Ай бұрын
@@mebrhatueyob9169 ዶ ትብል። መቸም ንሓቂስ ዝስዕባ ዉሑድ አዩ። የሱስ ንኸንቱ ኣይሞተን። ምድሓን ናይ ዘለኣለም ህይወት ብዘይ የሱስ ኣይከዉንን አዩ። አዚ ክሰምዕ ዚኸአል የዔንቱ ዝተከፍተሉ ሰብ ትራሕ አዩ። ኣምላክ የዕንትካ ይክፈተልካ።
@UnitedWorldLife195
Ай бұрын
Eske qurub hferi b Martin Luther October 31, 1517 ab Germany zjemero game emnet elki tzareblu. Mejemerta kabey metsiu elkum htetu tm elkum wuh wuh aytbelu
@UnitedWorldLife195
Ай бұрын
Ente kone nabza tntawit haqeya orthodox Tewehado temelesu aykonen ka nabta zteweledkumla catholic temelesu aytrebshuna hkot
@elsaselemon4057
Ай бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦና❤❤
@gualwejerat2127
Ай бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ አምላክ አሜን፫ ዋይ ድካህን ኡኩ ትቃዋም ደኻ ደጋፍ ውልኽ ትጥይቅ ብጣዕም ያሕዝን መንፈሳዊ ትመስል እባ ነፀላ ትኻድና መጀመሪያ ኣታሓሳስባኽ መንፈሳዊ ኹን
@NatinatiTekle
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ስኣን ኣፍልጦ ዝጋገ ብዙሕ ሰብ ስለ ዘሎ ከምዚ ዓይነት ትምህርትኩም ቀጻልነት ይሃልዎ፡በረከትን ኣማልድነተን ናይታ ቅድስቲ ቁዱሳን ኣዴና ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
@yorda5718
Ай бұрын
ገላትያ 2 16፤ ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና።
@Tewgzie
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና ይሕድሮ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
@afomkidane2861
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤
@ZaidAndom-qg4wo
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዘስማዕኩምና ቃል ሂወት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MerhawiBahta-e8y
Ай бұрын
እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ቓለ ሂወት የስምዓልና ቐጽሉዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ቐሲምና ኣሎና🙏
@hienokfshale-zh6zk
19 күн бұрын
qal hiwet yesmana 🙏🙏🙏
@kisanetmesfun
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና አቦይ ቀሺ ማዓረይ አምላክ አገልግሎቱኩም ይባርክ❤❤❤
@Asmeretey-hs8pp
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዚኣቢሄር ❤❤❤
@yonatanyebio8201
Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ትምህርቲ እንተትቅጽሉልና አይምጸላእናን።❤
@frezghitesfai8079
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስመዓና እግዛብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም/ክን ይቀድሰልኩምን/ክን ይባርከልኩምን/ክን ❤❤❤
@MisshabashiHabashi
Ай бұрын
እግዝኣብሄር ይሓግዝኩም ኣቦይ ቀሺ ንጹር መልሲ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብል ኣዘራሪባኹም
@habtemariamtekle3851
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና።
@rahwa8035
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ ሕቶ ክሓተኩም ኣቦና ስእሊ ናይ ድንግል ማርያም ምስ ጎይታና ኣክሊል ዘሎዎ ዘይብላ ኣላ እታ ኣክሊል ዘለዋ ኣይጥቀምምላን ኢና ኢሎምኒ። እሞ ፍልልይ ሰለ ዘለዋ ድዩ ብዚያዳ ኣቦና ኣብርሁና
@MosiTekleab
Ай бұрын
ቃል ሂወት ይስማዓልና ጸጐኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏 ደጊምኩም ክትመጹና ተስፋ ንገበር ❤❤❤❤
@teklaytesfay5064
Ай бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna kubur Abona Egzabhier amlak tsegu yebzehalikum
@alanb3238
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@mistlaltsehaye5282
Ай бұрын
ቡራኼኹም ይብፀሐና አቦና። ዝገርም መልዕኽቲ እዬ። የቀንየልና።
@yordamahari3423
Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኦርቶዶክስ ጌርካ ዝፈጠርካኒ ክጸንዕ ሓይልካ ሃበኒ ክርስቶስ ኣቦን ናይ ባሓቂ እድመን ጥዕና ይሃብኩም ናይ ኣግልግሎት ዘበንኩም እግዚኣብሄር ይባርኸልኩም✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@Amorawedigash
Ай бұрын
ኣሜን እግዚኣብሄርን ኣምላኽ ጸሎትኩሙን መንፈስኩምን ኣይፍለየልና ቃል ሂወት የስምዓና 🥰🥰🙏✝️💒
@hiwetsium6001
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጸግኡ የብዝሓልኩም🤲🤲
@MaryameyDngley
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ጸግኡ የብዝሓልኩም
@henokkahsay
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ን ኣቦና ዕድመን ጥዕና ይሃበላና
@HabenTekie-pr2rp
Ай бұрын
ዕድምን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ❤ ከመኩም ይብዙሕልና ❤❤❤❤❤
@AbielKudus-x7r
Ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏
@kahseytamene1063
Ай бұрын
ኣሜን 3 ኣቦና ቃለሂወት የስማዕልና
@MebrahtuKesete
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልና
@metkel471
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ❤ ኣብ ባህ ዘብል ቦታ ዕጫ በጺሑኒ አረ ጽቡቅ ርስቲ በጺሑኒ (መ/16፥6❤❤❤
@BriBrhane-uc2vw
Ай бұрын
ቓለሂወት የስመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@RussomHabtmicheal-no7ue
Ай бұрын
ቃለ ሕይወት ይስማዓልና አብና አምላኽ ናይ አጎልጉት ዘመንኩም ይባርኮልኩም እዝዓን ናይ ጆሲ መናፍ ሓቲትወን ዘሎ 10 ሕቶታት ብዛዕባ ትአምረ ማርያም ብዝዕባ አብ መጽሓፍ ዚቅ ከብ ዘሎን አምጽዕዎ ዘሎ አብና አብ ዝሓጸረ መልሲ ክትምልሱላና ንጽበ ክብር አብና ብሓቂ ካብ ምዓርን ሽኮርን ዝጥዕም ቃላት እመብርሃን ትደግፍኩም ብሓንቀውታ ይጽበ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልዓልም ትንበር
@niestaliorthodox5249
Ай бұрын
ክብሪ ይሃበልና። ኩሉ ግቡእ መልሲ ተዳልዩ ኢይ
@Quayside2127
Ай бұрын
@@niestaliorthodox5249Good Job thanks a lot.
@LwamIssak
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር አቦና ❤❤❤❤❤
@TesfitMhretab
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ዘበን ኣገልግለትኩም ይባርክ እግዚኣቢሄር ፡ንኩሉና ኣመንቲ ክኣ ኣብዛ ቅድስትን ፡ኣጽናፋዊትን ፡ሃዋርያዊትን ኦርቶዶክስ እምነትና የጽንዓና ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ፡መላእክቲ ፡ነብያት ፡ሃዋርያት ፡ሰማእታት ፡ጻድቃን በብማዕርጎም ስይፈለየና ኣሜን❤❤❤፡፡
@bsratghebremariam4243
Ай бұрын
Amen Amen Kal hiwet yesmealna
@Footballyoutube12
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሄር ጸጋን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና ከማኹም የብዝሓልና ❤❤❤❤❤🎉❤
@Hiwet-do2tm
Ай бұрын
አሜንን ቃለ ሂወት ይሰምዕና👏✝️💝
@briktiwelday9027
Ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና
@bokreyohannes7502
Ай бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦን ቀሲስ ተወልደ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዝሓዮ ብዕድመን ብጸጋን ይሓልኹም ኩቡር ኣቦና ቡዙሓት ካሃናት ኣለውና ግን ኣቦና ብጣዕሚ ብዛዕናኩም ዝኸውን ምግለጺ የብለይን ብልቢ ብልቢ ቃለሂወት የስማዓልና ኢለ ክሓልፍ ይሕሸኒ እሞ ክብረት ይሃበልና
@SabaMehari-m1j
Ай бұрын
Amazing egziabher tsegueu yebzhalkum abona orthodox nzelalem tnber 🙏💒💒⛪️
@AmmanuelAmmanuel
Ай бұрын
Qal hiwet yesmaana mhret yewrdelna fetari ❤❤❤❤❤
@ዳኒማንቸ
Ай бұрын
ቃለሂወት የስመኣልና ኣቦና🙏🙏🙏
@hiwothiwot2113
Ай бұрын
ቃል ህይወት ቃል በረኽት የስመዐልና ክቡር አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤
@MerhawiHabtom-jo6ej
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ፈጣሪ ኣሜን🙏❤️❤️❤️
@MerhawitAbraham-fn8zd
Ай бұрын
አሰይ btami ንፋቲ ንያተይ ኣንኻአ ካብ ፍልሚ ዓለም ወጺኣኪ ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ዝራንኪ btami ደስ ዝብል ፈታሪ ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏❤️❤️
@rutahagos1514
Ай бұрын
🎉🎉ኣቦና እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@Daniel_kah
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና!
@IsuIsu1989
Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ። ብዘይ ዝኾነ ሕርኽርኽ ዝወሓት ትምህርቲ። ክብሪ ይሃብኩም ክቡር ኣቦ ብዙሃን። እግዚአብሔር ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም።
@rahelhaile2045
Ай бұрын
አቦና በዚ ትህብና ትህብና ትምርቲ ብጣዕሚ ዕጉባት ኢና ነቶም ጠፊኦም ካብ እምነቶም ዝጠፋኡ ልቦኖኦም ይኽፈተሎም አቦ ጸግኡ የብዛሐልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም 🙏🙏🙏🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏
@esromyosief6376
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና 💐
@senaitgrmaiy1218
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና:ፈጣሪ አለም ዘበንኩም ይባርኽ ኩቡር አባ ቀሺ ተወልደ: እዚ ኹሉ ዝተገበረ ትምህርቲ አዝዩ አገዳሲ'ዩ ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ዘለዎ'ዩ.🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️
@ምንባሪብሜላ
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ ናይ ባሓቂ ደስ ዝበለ መረዳእታ ❤❤❤
@FanaGher
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
@DawitFtsuim
Ай бұрын
ኣቦና ቃለሂወት የስማልና
@EfremTesaEfata
Ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum ❤❤❤
@GhFg-i2z
Ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ደስስ ዝብል ትምህርቲዩ❤❤❤ ንኣሕዋትናውን እግዚአብሔር ልቦኖኦም ይክፈቶሎም
@DawitTekeste-lt2wy
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና🙏 ኣነ ንዓኩም ክሓትት ዝበቅዕ እኮ እንተዘይኮንኩ ግን ኩሉ ግዜ ዝመላለሰኒ ሕቶ ኣለኒ ንስኩምን ከማኩም ኣቦታት ከማና ብብዝሒ ኣብ ሰደት ኣለኩም ስደትኩም ከማና ንስጋውነት ድዩ ወላስ ንመንፈሳውነት። ካልይቲ ሕቶይ ከኣ ስነጥበብ ሓጢኣት ድዩ ቤተክርስታን'ከ ብፉሉይ ትኹንኖ ድያ።ሳልሰይቲ ሕቶይ ከኣ ናይ ኣባ ግርማ ወንድሙ(ንቁ ተአምረ ጽዮን ) ዝብል መደብ ብዓይኒ ቤተክርስታን ከመይ ይረአ። ይቅሬታ ግበሩለይ ብድፍረት ምሕታተይ
@Sened_ዛንታና_16
Ай бұрын
እግዝኣቢሄር ኣዕዚዙ ይባርኸኩም ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ኣቦና ።ካብ ኩሉ ክፉእ ነገር ልዑል እግዝኣቢሄር ይሓልኹም ።እዚ ግብረ መልሲ ዝሃብኩሞ መመሊሱ ደስ ዘብል እዩ ፡ሰናይ ቃል ህይወት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ።ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ።
@tedrostesfandias
Ай бұрын
ደጋፊ ክርስቶስ ❤ ❤ ❤ !
@Netsetefade
Ай бұрын
ሕራይ ኣቦና ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚአብሔር ጻጋ በዲበ ጸጋ ይምላእኩም ❤❤❤
@berekethayelom-g8q
Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብዕድመ ብጸጋ ይሓልወልና
@FreKahsay-im8du
Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ሓደ ነገር ክዛረብ ደልየ በይዛኹም እባ ንመርጌታ ኣማንኤልን ንመምህር ስልጣንን ብውሽጢ ኣረዳድእዎም መልሰይ መልስካ ክባሃሉ ሰብ ኣረብሪቦሞ ንሕና ምእመናን እንታይ ኢና ክንመሃር ካብኦም መልሰይ መልስካይ ፣ትዕቢት ፣ኣነ እየፈላጥ ምባል በይዛኩም ተኺኢልኩም ንዚኦም ብውሽጢ ኣረዳድእዎም
@TemesgenMussie-rd2ub
Ай бұрын
ባእ ብሰንኪ ምምልላሶም መደቦም ክገድፎ እየ ተዘይ ተሰማሚዕም ብዙሕ ሰብ ምእመን ክኸስሩ እዮም
@YoditMehari-v9z
Ай бұрын
Gdefom nkltiom mkttal Klte hade eyom kabon rntrfo tebit nmeharo yelen
@tigrinamezmur4223
Ай бұрын
በስመአብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ ናይ እግዚአብሔር ናይ ሰማያት እንዳስተመሃሩ ኮሎስ ህግደፍ ዲካ ተቃዋማይ ሐፍተይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ
@TangEuro
Ай бұрын
Kkk ከይትሓስብዎ ንክርስቶስ ፈሊጥና ሞ ንድሕሪት ኣይንምልስን፨፨
@universeuniverse902
Ай бұрын
Exactly, nezi yesus ezi felite dea Nabey kimiles.
@LovelyCoyote-sj3kb
Ай бұрын
Kkk... Xegem yeblunn zmeten felitunzedkesen hade eyu
@LovelyCoyote-sj3kb
Ай бұрын
Xegem yeblunn zmeten felitunzedkesen hade eyu
@LovelyCoyote-sj3kb
Ай бұрын
@@universeuniverse902 nbseka aytetalen hede elka heseb lokumaxe
@selamtewelde-t5h
Ай бұрын
Ane wn aymlesn fqri yesus zteamen zfeleten bmanm kielet zereba aymlesn eyu..slezi qal hiwet yesmialna nay zbelka aykonen,haqi ktfeltwa ekum eta haqi kea hara ktwxakum ya eyu zbl qal goyta,neti tedefinu zelo hzbna qal amlak ngerwo kab qente dabelkum ktexelmu twielu...yesus elkum sbeku tekielkum..
@fevenandemariam8017
Ай бұрын
Amen Amen Amen gal hiwet yesmalna abona
@SunShine-xx5mq
Ай бұрын
Wow egthaber yemasgen kamakum zebalu kashee keheluna kal hwait yacmana Amen Amen 🙏 🇪🇷💞
@Hermoyemane-be3zt
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ kubur abona kal hewet yesmana nay bahki haymanotna knfkr sle zgeberkum egzabiher xegu yebzahalkum amen 🙏 🙌 ♥️ ❤️ 👏
@RobelGhebrihiwet-v8d
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና❤❤❤
@senayghirmay8172
Ай бұрын
ደስ ዘብል ትምህርቲ ❤❤።
@edenmeasho
Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኩሉ ክፈልጦ ዘለዎ ሽርሒ ናይ መናፍቃን እዩ::አብ ዘለናዮ ንጽናዕ ደቂ ቤተ ክርስቲያን:: ንቁም በብህላዌነ!!!
@tirhastesfamichael4725
Ай бұрын
Amen Amen Amen qala hwet ysmealna❤❤❤
@kasay67
Ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባይኽ ስድራ ክርስቶስ። ካብዛ ኣማናዊት እምነት ምንቅ የለን ኣጆኹም🎉❤
@MedaGirmay-ho6ej
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልግሎት ግዜኩም ይባረክ ኣነ ኣብ ሕቶ ኣላትኒ ኣቦና ክሓተኩም ኣነ ኣብ ኤውሮፓ እየ ዝነብር ኣብዚ ዘለናዮ ከተማ ክልተ በተክርስያን ኣለዋ ሓደ ታቦተን ናይ ደጋፊን ተቃዋምን ስም ተዋሂብወን ንክተግሞ ዘሐፍር እዩ እንተ ኮነ ግን እቲ ዘሎ እየ ዝደግሞ ዘለኩ ።እቲ ጥንቂ ካኣ እታ ሓንቲ ሓንቲ በተክርስያን ንቦና እንጦኖስ ታኣምን እታሓንቲ ዘይ ታኣምን እየ ዝቡልና ንሕና ግን ነብስና ደቅና ከይንጠፍእ ኣብ ስደትና እንዳ ፈርሓናስ ኣብ ቤክርስያና ከምዚ ጸንሕና እሞ እዚ ከመይ ተርእይዎ ብዛዕባ ኣቦና እንጤኖስ እንታይ ትቡሉና ኣቦና ።
@Rahel318
Ай бұрын
Ab fribourg dyu betekirstyan kisab zkone bêta zelatna emnet ab kilitiu kedna kinbarek alena dekina yekun niana zegedisena bereket betekirstyan mikfal yu
@nebiatmehari9838
Ай бұрын
hakeke eke nmentay ydgfu ykawemu entay eu athasasbom nay abona Entanyos meflat yadele kab poltica waxeka
@ደብረ-ገነት
Ай бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና ❤❤❤🎉ኣቦና
@alemkifle4381
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላክ ኦርሶዶክስ ምካነይ። +++❤❤❤
@deaconsemere5558
Ай бұрын
ሰላም ክርስቶስ ነዚ ቤት ይኩን ኣቦይ ቀሺ ተወልደ ጽቡቅ መልእክቲ ንመእመናን ዘትርር ነመናፍቅ ዝረትዕ ቃል ኢኩም ትህቦና ዘለኩም ይቀጸል ምሕታት እኻ ተሓቲትኩም እዲኩም ተመሊሱ እዩውን ብሰፊሑ እስከ ካህንን ፖሎቲካን ፍልልዩ ንመእመን ይነገረልና ኣቦና ምክንያቱ ገለ ገለ ካህናት ናብ ደረጃ መእመን ወሪዶም ስለ ፖሎቲካ ከዕልሉ ርለ ዝራኣዩ ንካህን ደጋፍን ተቃዋምን ይሳማዕዶ ብሊቃውንቲ ትምህርቲ ተዝበርህ ደስ ምበለኒ ብሰፊሑ
@coolmom8537
Ай бұрын
ቓል ሂወት ያስማልና ኣቦና አግዚኣብሄር ጵጉአ ይብዝሕስልኩም 🙏🙏🙏🙏
@TemesgenTekulu
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዕልን ኣቦና
@MerhawiHabte-i1n
Ай бұрын
qel hiwet yesmealna
@ኣደፍቅሪ-ጸ7ከ
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም የንውሃዮ
@tsehayeghebre-4324
Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@zufanasmalash8012
Ай бұрын
God bless all Eritrean people thank for your prayers 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@GoitomAlem-ez2ms
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና 🇪🇷🙏❤️
@Giyorgis23Giyorgis23-uf1dn
Ай бұрын
ኣቦና እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ የሃብኩም❤
@eyobkidaneek7073
Ай бұрын
Amen amen amen qal hewet yesmealna kubur abona
@simretweldegergish5921
Ай бұрын
እሺ ኣምላኽ ይባርከና 🙏🙏🙏 ነመስገን
@habtemariamtekle3851
Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቦና ብዙሕ ሓይሊ ይሃብካ ኣብ ዓራትና ኮይና ደም ደምብዓና ስራሕ ናይ መናፍቓን ኣብ ማስ መድያ ምግላጽካ ኣጆኻ ቀጽሎ።
@elk5824
Ай бұрын
እንቛዕ ብሰላም መጻእኩም ቅዱስ ኣቦና እግዚአቢሔር ፡ይሓልኹም።❤❤❤
@AdhanomBrhane-g6h
Ай бұрын
Amen Amen Amen kale Hiwet Yesmalna Abona
@Gezana834
Ай бұрын
Mkrti hafetey tebariki mnas haftey ala nsa konki tsimini
30:58
Eritrean Orthodox Tewahdo || ቅዱሳን መሓሩና ይበሃል'ዶ፧|| Kdusan Meharuna Ybehaldo?
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 17 М.
1:07:03
ንነፍስኹም ብትዕግሥትኹም ከተጥርይዋ ኢኹም ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 10 М.
00:16
Family Love #funny #sigma
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 43 МЛН
00:57
Я уговариваю своего друга попробовать чипсы Лава Лава
Аришнев
Рет қаралды 3,4 МЛН
00:35
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 47 МЛН
00:35
REAL MAN 🤣💪🏻
Kan Andrey
Рет қаралды 44 МЛН
1:48:10
ደንደን በራሕን እንታይ ይብሉ😂❤️ህሉው ኩነታት ቲክቶክን ህሉው ኩነታት ዓለምን🌏🌍🌍🌍
Zorom Hambir
Рет қаралды 14 М.
21:04
ልብ ሰባሪው የሙሽራዋ አሟሟት!እጅግ ጭካኔ የተሞላበት እንደነበር የአስከሬን ምርመራው አሳየ @shegerinfo | Ethiiopia| Meseret Bezu
SHEGER INFO
Рет қаралды 38 М.
21:54
አባ ገብረኪዳን '' የ ሀሰተኛ አጥማቂያን ጉድ '
ናታኔም ሚድያ - Natanem Media
Рет қаралды 132 М.
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 546 М.
57:22
ERITREAN,ORTHIDOX TEWAHDO WEDEYE LBKA ENDO HABENI|| ወደየ ልብካ እንዶ ሃበኒ፧
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 7 М.
44:20
Nov 10/2024 ርክብ ኤርትራን ኣልጀርያን ዜና ድፕሎማሲ ምብጻይ ናብ ኤርትራ
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 22 М.
30:13
ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ: ኣብ ምኽታር ተዋፊሩ ዝጸንሐ ጥርጡር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 32 М.
1:19:22
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,2 МЛН
38:12
eritrean orthodox tewahdo || ሓጥያትካ ኣብ ቅድሚ ካህንካ ብከመይ ትገልጾ፧
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 28 М.
1:19:22
ግብረመልሲ ንሓውና ኣቤል ብርሃነ ብኣቦና ቀሺ ተወልደ ገብረትንሳኤ/Reaction to Brother Abel by Rev. Tewolde Gebretinsae
Costina Entertainment
Рет қаралды 217 М.
00:16
Family Love #funny #sigma
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 43 МЛН