KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Eritrean Orthodox Tewahdo || ሰላምና ኣበይ ኣሎ፧||
32:21
Eritrean Orthodox Tewahdo Sbket " ንምንታይ ኢዩ ፈተነ ዝበዝሓና" Nmntay Eyu Fetene Zbezhana kesis Tewelde G/t
1:15:44
Интересно, какой он был в молодости
01:00
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
37:51
路飞做的坏事被拆穿了 #路飞#海贼王
00:41
Creative Justice at the Checkout: Bananas and Eggs Showdown #shorts
00:18
Eritrean Orthodox Tewahdo || ቅዱሳን መሓሩና ይበሃል'ዶ፧|| Kdusan Meharuna Ybehaldo?
Рет қаралды 18,348
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 45 М.
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Күн бұрын
Пікірлер: 276
@shishaytseadu
Ай бұрын
ሉቃስ 16:24፤ ጸዊዑ ኸኣ፥ ዎ ኣቦይ ኣብርሃም፡ በዚ ሃልሃልታዚ እስቀ አሎኹ እሞ ምሓረኒ፡ ኣንፊ ኣጻብዑ ኣብ ማይ ጠሚዑ ልሳነይ ኬዝሕለለይ፡ ንኣልኣዛር ስደደለይ፡ በሎ።
@rahelhaile2045
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏
@kiebronwediyesus2967
Ай бұрын
So ሉቃስ 16 (Luke) brukatey tihotkum anbibiwo keysihtekum ezi seb 25፤ ኣብርሃም ግና፥ ወደይ፡ ንስኻስ ብህይወትካ ኸሎኻ ተድላኻ ኸም እተቐበልካ፡ ኣልኣዛር ድማ ከምኡ መከራ ኸም ዝጸገበ፡ ዘክር። ሕጂ ግና ንሱ ኣብዚ ይጸናናዕ፡ ንስኻ ድማ ትስቀ። 26፤ ምስናይ እዚ ዅሉ ድማ፡ እቶም ካብዚ ናባኻትኩም ኪሐልፉ ዚደልዩ ምእንቲ ኸይክእሉ፡ ኣብኡ ዘለዉውን ናባና ከይሳገሩስ፡ ኣብ መንጎናን መንጎኹምን ዓብዪ ጋግ ተገይርዎ አሎ፡ በሎ።
@shishaytseadu
Ай бұрын
ሰላም ኣቦይ ቀሺ እዛ ጠቅስኩማ ዘለኹ ኣብ ሉቃስ ዘላ ጥቅሲ ምስቲ ትብልዎ ዘለኹ ሓሳብ ብርጹ አይተሳን እያ ምኽንያቱ እቲ ግብረ መልሲ ንባዕሉ ንጹር እዩ ።
@awetmihreteab727
Ай бұрын
ትኽክል ኣለኻ
@shishaytseadu
Ай бұрын
እቲ ንሱኹም እትደልይዎ ቃል ስለ ዝተገልጸ ጥራይ ምስቲ ትብልዎ ዘለኹ ሓሳብ ይቃዶ ማለት ኣይኮን ምኽንያቱ ሓደ እቲ ምሕረት ሓቲቱ እትብልዎ ዘለኹም ሰብ ዘይኣማንን ካብ መን ምሕርት ትልምን ዘይፈልጥን እዩ ነይሩ ። ብተወሳኺ ድማ ናይ ኣብርሃም ግብረመልሲ እንታይ ነይሩ እንተ እልና ኣንጻር ናይቲ ዝተሓተ ሕቶ ከም ዝነበረ እዩ እቲ ቃል ዝነግረና ።
@MerkebBereket-x4w
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና መንፈስካ ዝሕድስ ተምህርቲ
@ምንባሪብሜላ
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ናይ ባሓቂ እቲ ገብሩዎ ኩሉ ዓይነት ትምህርቱኹም ማሃሪን ደስ ባሃልን እዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብዛ ጥንታዉትን ኣጽናፋውትን ዝኾነት እምነትና ከማኹም መምሃራን ይብዚሓልና 🙏🙏🙏 እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእስ ጸጋ ይብዚሓልኩም ክብሩ ኣቦና ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም እና ብሰላም ምጹና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ናዓና ንዱኹማት ደቁኹም ኣብ እምነትና ክንጸንዕ መታን 🙏❤❤❤❤
@michaeltesfatin5157
25 күн бұрын
ቃለሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@user-dm8hn6ut6p
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና🙏🙏💟💟
@MorzerBokuray-el6jn
4 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ኣባ። ናይ ብሓቂ ሰላም ዝህበካ ትምህርቲ። ብፍላፍ ከኣ ነዓና ነበርቲ ጁባ። የሕዋት ሰላም ክንረክብ እእዛንና ጽን ኣቢልና ልብና ከፊትና ንስማዕ።
@niestaliorthodox5249
4 күн бұрын
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ።
@mizanhabtetsinon1946
Ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abana
@HiwetMekonen-q6n
Ай бұрын
Amem Amem Amem kal hiwet yesmalna
@meld569
Ай бұрын
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን። ኣቦና መንፈሳዊ ትምርትኩምን ዓለማዊ ፍልጠትኩምን ብጣዕሚ ዘደንቅ እዩ። እግዚኣብሔር ንከምዚ ከማይ ሓጣን ናብ ንስሓ ንክንምለስ መኣንቲ ከማኹም ይብዘሐልና።
@-fu5ok
Ай бұрын
ቃል ሕይወት የሰመዓልና ክቡር ኣቦና ቀሽ ቀጽልዎ ኩሉሳዕ እየ ዝከታተለኩም ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ምሳይኹም ይኹም ኣብ ዝሃለኹም ሃልዉ እመ ብርሃን ጽላላ ተንበረልኩም ሕጂ ውን ብሃቀውታ ክንጽበየካ እና ኣቦና ዘመንኩም ይባርኺ ❤❤❤❤❤ወዲኹም ካብ ሊብያ እየ እዚ መንፈስካ ዝሕድስ ቃልኩም ኣይፈለየና
@TsegaTewelde-u4f
Ай бұрын
Kal hiwet yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrehetamlesom7422
Ай бұрын
አሜን (3) ቃል ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏
@DanayAbraham-z3r
Ай бұрын
ግሩም ቃል ቃል ወርቂ ቃለ ህይወት ኢልና ኢና ይበልልል ሰናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ቀሲስ ሓወይ
@niestaliorthodox5249
Ай бұрын
ኣሜን ክቡር መርጌታ ሓወይ
@awetmihreteab727
Ай бұрын
@@niestaliorthodox5249 ናብ ጎይታ ተመለስ
@deaconsemere5558
Ай бұрын
ብሓቲ ሲኖዶስ ምእማን ኣሜን ኣምላክ ሓድነት ቤተክርስትያን የምጻኣልና ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና
@yruruhdhdhd4708
Ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና
@YemaneTekle-g7s
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት ቃል የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልኩም ዕድመን፡ጸጋን የሃብኩም ናይ ብሓቂ ጡዑም ቃል ኣዕጽብቲ ዘለስልስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስትውዓል ዓዲሉ ኣብ እምነትና የጽነዓና ክቡራተይ።
@BriBrhane-uc2vw
Ай бұрын
ኣቦና እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ድንግል ማርያም ትኩን ጽላልኩም ኣሞአን ኣሜን ኣሜን
@temesgenamlakey8600
Ай бұрын
Kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
@meharigebrengus3864
Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና።ብሓቂ ተባዕ ኣቦ።
@azebtewelde8842
27 күн бұрын
Kalehiwete yasemalene
@Tewgzie
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና
@ሳሚወዲተወልደ
Ай бұрын
ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽልኩም ኣቦና,
@HadushTeame
Ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalan egziabher xegeu yebzhalkum ney aglgleotkum zemen yebarek
@Emnet-b1e
Ай бұрын
ኣቤት ቅትእም ሕርክራክ ደይ ብሉ ጽፉፍ ትምህርቲ መልሲ የቀንየልና ብታሚ ክብሪ ያሃብኩም ❤❤❤❤❤❤
@EfremTesaEfata
Ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum ❤❤❤
@Footballyoutube12
Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብልን ንጹርን ትምህር ዘስምዕኩምና ክቡር ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸጋበረከቱ የብዝሓልኩም❤❤❤
@SimretashebirWeldegergis-ce7fw
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የሃበና
@bsratghebremariam4243
Ай бұрын
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmealna
@SaraMeles-k7o
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kale hiwet yesumealina
@AdonayBrhane-i3h
Ай бұрын
Amen amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna Egzabiher tsegeu yebzhalkum nay agelglotkum zemen ybark ❤❤❤
@gebrebrhantedla339
Ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur Abona
@MhiretGebressadiqe
Ай бұрын
ቃለ ሂወት ይስምዓልና ኣቦና ከኣ ንብዙሓት ንየማን ክትመልሱ ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሓታቲት ሓፍትና ውን ንፍዕቲ
@Galenba
Ай бұрын
Kalehiwet yesmalna aboan ❤yigzabher amlak xegiu yebzhlkim nay aglgletkm zemen yibrik 🙏🙏🙏
@abebagebrekiros6722
Ай бұрын
አሜን አሜንአሜን ክቡር፣አቦና፣ቃለሂወት፣የስማዓልና🙏🙏🙏
@HaileHaile-p8d
Ай бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና አቦና
@MhiretGebressadiqe
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@sofinatu2481
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና❤❤
@GalEreyhalal
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና
@MehariYtbarek
Ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትኩም ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ እግዚአብሔር የብዝሓልኪም ኣገዳስን መሃርን ሂወትን በረከትን ዘውህብ መደብ እግዚአብሔር ካብ ምንፍቅና ስሕተተ ክሕደት ኣሚንካ ምክሓድ ይሓልወና ወስብሓት ለእግዚኣቢሔብ ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
@zionestifanos1104
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዛሐልኩም🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@rahelhaile2045
Ай бұрын
አቦና እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂብ ጸግኡ የብዛሐልኩም🙏🙏🙏❤❤💐💐🙏🙏🙏❤❤💐💐🙏🙏🙏
@leterfaleteklit
Ай бұрын
Amen
@habenhaddish
Ай бұрын
Amen amen kale hiwet yesmalina kubur abna tewahdo haymanotna nzelalem
@nazrietgebrehiwet4745
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና 🙏🙏🙏
@LewamTesfaldet
Ай бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏 abona kal hiwet yesmalna
@selamhaile8324
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና
@merhawikiflom7858
Ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna kubur abona
@MussieZeweldi-x1g
Ай бұрын
Amen Amen Amen abona qal hiwet yesmealna
@ZerayZeray-eo8fq
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና ኣቦይ keshi
@سااره-ق3ب
Ай бұрын
አሜን ቃል ህይወት ይሰመዐልና ክብር አቦና✝️🙏🙏🙏🙏🙏👑
@HarfeyaHayle-dv7qh
Ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዕልና ክቡር ኣባና✝️💒🙏🙏❤️
@lemlemtekle3236
Ай бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna bhaki bmhret egzabher semiena bmenfes knabi fkad eti kulu zkel fetatari kulu alem ykun abona xeguen bereketun yebzhalkum ab xelotkum zekurna
@MuliewediTesfat
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏
@MekoTBahta
Ай бұрын
አባ ቀሺ የቀንየልና ቃለሂወት የስምዓልና አሜን
@awetmihreteab727
Ай бұрын
ሂወት ዝህብ ዘይኮነስ ጌጋ ትምህርቲ እዪ ዝህበካ ዘሎ። መጽሓፍ ቅዱን ኣንብብ
@gumashame
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና👏
@aetsedkeshi
Ай бұрын
❤❤❤❤አሜንንንን
@MerhawiQeshi
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና ❤❤❤
@simrettekeste5033
Ай бұрын
Amen qale hiwat yesmalna
@TesfayMengsteab-xe5mw
Ай бұрын
Kale hiwet yesmalan ab xolotkum zekurni
@bFqrihageruznedede
Ай бұрын
ቃለ ሰናየ ዘርኢ ስርናይ የ ❤
@makerma3853
Ай бұрын
amen amen amen kal hiwet yesmealna
@miittttty
Ай бұрын
Qal hiwet yesmialna. You are helping us a lot❤
@MebrateAlazar
Ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kubur abona 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@letehajmanot5883
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና ብትህቡና ትምርቲ ኢግዜአብሀር ዘመን አገልግለትኩም ይባርክ አነ ሕቶ አላትኒ ሂዋን ካብ ጸጋማይ ጎኒ አዳም ዲያ ዋላስ የማን አብ በተክርስቲያና ደቂ አንስቲዮ ብየማን ደቂ ተባዕቲዮ ድማ ብጸጋም ኮፍ ንብል መርዓትን መርዓዉን ኢዉን መርዓት ብየማን መርዓዊ ኢያ ትከዉን ኢሞ ምስቡዙሕ ይቅረታ ከተብሩሁለይ ደሊየ ኢየ ምክንያቱ ብዛዕባ ቃልኪዳን ስለዝገለጽኩም የቀኒየልይ
@niestaliorthodox5249
Ай бұрын
ክብሪ ይሃበለይ፡ እታ ንግስቲ ብየማን ትቀውም ከም ዝብል፡ መርዓት ንግስቲ መርዓዊ ድማ ንጉስ ከም፡ምኳኑ ኢዩ መርዓት ብየማን ትኸውን
@ErenaEru-x6b
Ай бұрын
qale hiwet yesmalne 🙏🙏🙏🙏
@teamehaile7097
Ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤❤ ኣነ ድማ ሓቲ ሕቶ ኣላቲኒ እታ ሕቶ ድማ ካብዛ ሕጂ ዝወጸት ቃለምሕትት ኮይና ብዛዕባ ቃል ክሳን ብጸጋምካ ምእሳር ትብል ሂዋን ካብ ጽጋማይ መስንገለ ሰብኣይ ተወሲዳ ኢልኩም ኣብ ገለ ህቶታት ዝሰማዕዋ ድማ ካብ የማነይ ትብል ኣላ እዚ መበልሊኣ ምክናት ድማ ኣንስቲ ብከመይ ኣብ ቤተክርስትያን ብየማን ይቆማ ብጽጋም ዘይኮነ ክልተ ተቃራኒ ኮይኑ ኣሎ ምስለኒ እሞ ኣብርሁለይ እሲ ማለት ስለምታይ ኢየን ኣንስቲ ኣቤተክርስትያን ብየማን ዝቆማ ሰለምታይ ኢዩ ቃል ኪዳን ብጸጋማይ ኣጽብዕትና ኮይኑ ሂወን በየና ሰንገለ ኣዳም ድያ ወጽያ ኣብርህሌይ ኣቦና የቀንየለይ
@Sojoo-k5z
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣምን❤
@yorusalemhabte6855
Ай бұрын
Amen Amen Amen kale hawet yesmalna
@MeronAlazar-p2y
Ай бұрын
Kale hiwety yesmalna ❤❤❤
@ማርያመይመዝሙረይ
Ай бұрын
_እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️_
@abyelfukadu255
Ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abna
@rahelguesh7680
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦይ ቀሺ🙏🙏🙏
@abrahamwoldegirs884
Ай бұрын
Amen Amen Kai hawt Yasmina abona
@tsehayetekeste6753
Ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስማዓልና
@Michaeleberhane
Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና . ብሃረርታ ንጽበዮ አለና አቦና ነቲ ተቅርብዎ ትምህርቲ
@KisanetBerhe-h5z
Ай бұрын
❤❤❤ Kali hiwet yesmealna abona ❤❤❤
@ftff6573
Ай бұрын
Amen Amen Amen❤❤❤🎉🎉🎉
@hss5966
Ай бұрын
አሰይይይይይይይ ፀጉኡ የብዘሐልኩምምም❤❤❤❤❤ አነስ ክፈፍዋ ዛሓፍትና በበይ እባ ክረክበኪ ወለላይ❤❤❤❤
@awetmihreteab727
Ай бұрын
መጽሓፍ ቅዱን ኣንበብ ዝምህረካ ዘሎ ጌጋ ሙኻኑ ክርድኣካ ስቅ ኢልካ በበይ ክረኽበ ኪ ወለላ ወላላይ ኣይተብዝሕ
@samidew5092
Ай бұрын
@@awetmihreteab727😅
@simretberhane501
Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmalna Xegu yebzahalka amlak 🙏
@mliatehaile9408
Ай бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
@mihreteritreayoutubechanne9899
Ай бұрын
Kal hiwet yesmana.
@azebgebretensay7853
Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 Kale hiwet yesmealna 🙏
@khtt8663
Ай бұрын
Edmen tenan yhabkum Abona
@LuwamMedhane-tr4po
Ай бұрын
Amen amen qale hewit yasmana❤❤❤
@SemereGhirmay
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና🙏🙏🙏ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@zeeMe2323
Ай бұрын
Kale Hiwet yesmana Abona Amen Amen 🙏 🙏🤲🤲🙏🙏
@AfomWeldebruk
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ qal hiwet yesmalna
@KbromክቤክቤKbromክቤክቤ
Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና
@merimeron2025
Ай бұрын
Amen kal hiwet ysmealna abona 🙏🏾🙏🏾
@habenteklomkusuney2877
Ай бұрын
Qale hiwet yesmalna abona amlek ybrkum ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@NebiyatGebremedhen-gs9pf
Ай бұрын
Nay bhaki nexuer malesi kuber abona amlki xegu yabezhalekum edman tenann yhabekum ❤❤❤
@YoditMulugeta-je9fc
Ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealin Abeina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AA-xb7em
Ай бұрын
Kibret yehabkum Aboy keshi 🙏🙏🙏🙏🙏
@weinimenkorios4270
Ай бұрын
Abona Egzabher Amlak Edmen tieanan yhabkum Nay Agelglot gizekum ybarkelna kibri yhabelna bezi tihbwa zelokum nezi mexaei welodo gelixu zimhr tmhirti Aflto zihbu eiumo sega yebzhalkum abona.
@eritrea2748
Ай бұрын
Abona edmen tenan yhabkum fetari zebenkum ybarek haftey dma nay behaki nfieti kexlyo
@DanilaJageour
Ай бұрын
አሜን አሜን አሜንንን❤❤❤
@SFGTD-72116
Ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና በረኸትኩም ይሕደረና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@miittttty
Ай бұрын
Qal hiwet yesmialna. You are helping us a lot❤
@yorkabelhbte
Ай бұрын
edmen tenan yhabkum fetari abona ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@dawit6428
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና🙏🙏🙏
@WegihWegih-mo4nd
Ай бұрын
Amen kale hiwet yesmalena❤🎉❤
32:21
Eritrean Orthodox Tewahdo || ሰላምና ኣበይ ኣሎ፧||
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 1,1 М.
1:15:44
Eritrean Orthodox Tewahdo Sbket " ንምንታይ ኢዩ ፈተነ ዝበዝሓና" Nmntay Eyu Fetene Zbezhana kesis Tewelde G/t
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 13 М.
01:00
Интересно, какой он был в молодости
БЕЗУМНЫЙ СПОРТ
Рет қаралды 3,6 МЛН
37:51
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
bayGUYS
Рет қаралды 605 М.
00:41
路飞做的坏事被拆穿了 #路飞#海贼王
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 25 МЛН
00:18
Creative Justice at the Checkout: Bananas and Eggs Showdown #shorts
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 35 МЛН
27:28
Dec 12/2024 ርክብ ትራምፕ ምስ ሓባ ዓጽሙ ጥዑም ዜና ብስራት ኤረይ
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 4,6 М.
13:20
ምኽሪ ስንቂ ህይወት #34 #መጽሓፍቅዱስ #tigrignabibel #orthodoxmezmur #ስብከት#tewahdomezmur
Merh Hywet መርሕ ህይወት
Рет қаралды 33 М.
34:48
ኣጋንንት ዘባርርን ዘርሕቅን ጸሎት ድርሳን ሸውዓተ ሊቃነ መላእክት ; "መዓልታዊ ኣብ ቤትና ንግሆ ንግሆ ፣ ከፊትና ክንሰምዖ ዝግብኣና ፀሎት "
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 161 М.
1:15:48
Eritrean Orthodox Tewahdo || Drsanata Keremu Alewom || ድርሳናትና ክእረሙ አለዎም!!
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 23 М.
1:15:31
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur - Abet Lewhatu - ኣቤት ለውሃቱ - Full Album By Dn Abrham Mehari
EriOrthodox
Рет қаралды 991 М.
41:57
Eritrean Orrhodox Tewahdo ሰዓብቱ ግን ብኸመይ ኢዮም በዚሖም፧ Seabtu BKemey Bezihom?
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 65 М.
1:05:23
ጻውዒት ኣገልግሎት 2 ክፋል ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 19 М.
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,8 МЛН
38:12
eritrean orthodox tewahdo || ሓጥያትካ ኣብ ቅድሚ ካህንካ ብከመይ ትገልጾ፧
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 37 М.
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 601 М.
01:00
Интересно, какой он был в молодости
БЕЗУМНЫЙ СПОРТ
Рет қаралды 3,6 МЛН