ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ብኸመይ ፍርሃት ኣምላኽ ነሕድር" Sermon Pope Shenouda 3rd in Tigriyna "How to have fear of God"

  Рет қаралды 513,559

Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር

Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር

11 ай бұрын

#tewahdo #orthodox #Eritrean
#Eritrean #orthodox #tewahdo #ቤት #ፍቕሪ #እግዚኣብሄር
ርሑስ ብዓል ዳግማይ ትንሳኤ
~ኣቕራቢ ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር

Пікірлер: 473
@nikedmosmsgna1333
@nikedmosmsgna1333 6 ай бұрын
ተመስገን ነዚ ካብ መዓርን ጸባን ዝጥዕም ትምህርቲ ትምጉብና ዘለኹም ጸግኡ የብዝሓልኩም ንዓና ከኣ ኣብልብና የሕድረልና ፈጣሪ ነቦና ከኣ ኣብ ገነቱ የስፍሮም ኣሜን ተመስገን
@sahletesfay921
@sahletesfay921 7 ай бұрын
ህያው ቃል ንዘለኣለም ዝነብር ብህውት ከለው ምስ ሓለፉን ይምህረና ብስላም ዕረፉ ኣሜን
@amanweldit5549
@amanweldit5549 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብ ልብና የስፍረልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ካብ ማይን ጻባን ዝሕረ ዘረባ ዩ
@user-yg3fg9ep6s
@user-yg3fg9ep6s 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ከይተነሳህና ብዘለናዮ ከይንጠፍእ ብዓይኒ ምሕረቱ ሪኡ መገድና የቕንዓልና!
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ደጊመ ደጋጊመ ምምናው ዝሳኣንክዋ ስብከት ❤❤❤😢😢😢🙏🙏ካብ ብዘይ እግዚኣብሄር ብሂወት ምንባር ምስ እግዚኣብሂር ኮንካ ሙማት ይሓይሽ🙏🙏🙏
@sebyumekseb4939
@sebyumekseb4939 11 ай бұрын
ገሪምኒ ኩሉ ገሊጽዎ ኣብ ነብስና ዘሎ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@michaelissack9271
@michaelissack9271 9 ай бұрын
❤❤❤
@debresahlsintmichael9779
@debresahlsintmichael9779 11 ай бұрын
ኣንቱም ብሩዃት ማሕበር፡ኣዚና ኢና ነኽብረኩም፡ ምኽንያት መኽበሪና ድማ እዚ ቅዱስን ክቡርን ቃል ስለ ተዳልዉልና፡ ብስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስጋና ይብጻሕኩም። ብዙሕ ተባረኹ ዞም ኣሕዋተይ፡
@sabatikabo2310
@sabatikabo2310 11 ай бұрын
Kal hiwet yesmalna nay behaki netom nezi kudus kal hiwet be tegriya tergimkun abi berket zekflkumna fre xamkum Egzabiher Amelk yehbkun 🙏🙏🙏
@27MULU
@27MULU 10 ай бұрын
ሰላም ንዓኩም ይኩን እዚ ትምህርቲ ጠቃሚ ኮይኑ ስለ ዝረኸብክዎ ሓደ ዓረብ ተዛረቢ ፈታዊ ኣለኒ እሞ በጃኹም እባ ብዓረብ ሼር በሉኒ።
@user-ob4tn4vz5r
@user-ob4tn4vz5r 7 ай бұрын
ቃል ኣምላክ የስመዐና ክብር ኣቦና❤❤
@chahinecell1028
@chahinecell1028 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ልቦና ይዓድለና 🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️
@vshjd9898
@vshjd9898 11 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና በረከት ክቡር ኣቦና የካፍለና።ካበይ ብፆሎት ዝበርታዖኩም ሓጥያተኛ ተስፋሚኪኤል ሓጥያተኛ ንግስተማርያም ኢሉኩም ኣብ ፆሎትኩም ሕሰቡና ኣሕዋተይ
@titigirmay1102
@titigirmay1102 11 ай бұрын
ተርጊምኩም ንክንካፈል ዝገበርኩምና እግዚኣቢሄር ፍረ ጻማኩም ይኽፈልኩም ናይ ባሓቒ ማሃራይ ምስትዉዓል ዘድልዮ እዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና 🤲🏽
@user-tk7fs1gk6j
@user-tk7fs1gk6j 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ንኹሉ ፍርሃት ኣምላኽ ክህልወና ድማ እቲ ኩሉ ዝኽእል ጸግኡ የብዝሓልና።
@gugq6569
@gugq6569 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስዐልና ደስ ዝብል ትብህርቲ ኣብ ልቦናና የስፍሮ ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t 5 ай бұрын
ደስ ናበለኒ እየ ሰሚዐያ ካብ ምድቃሰይ ተላዒለ ኣብ ኣእምሮና የስፍረልና ቃል ህይወት የሴመዐልና ነዚ ዘቅረብኩምልና እውን እግዚአብሔር ይባርክኩም❤❤❤
@PrinceTk
@PrinceTk 7 ай бұрын
ትረኻ ትርጉም ብጣዕሚ ሰሓብን መሳጢ እዩ❤❤❤❤
@Fekarkun
@Fekarkun 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣቦና ደስ ዝብል ቃል ኣምላኽ ምሕርኩምና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘድተወዕል ዓይነ ልቦና የሕድረልና ፈጣሪ 🙏
@ManaAbraham-fh1cs
@ManaAbraham-fh1cs 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ጎይታይን መድሓኒየይን እየሱስ ክሩስቶስ ይቅረ በለልና
@fqadkaamlakey9489
@fqadkaamlakey9489 11 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna ቤት ፍቅሪ እግዛብሄር ።ኣምላክ እዛ ቻነልና ትዕበየልና ዓቢ ትምህርቲ ንረክብ ኣለና።ቶርጋማይ እሞ ብሓቂ ኣምላክ ባሪኪካ እዩ ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ዘለካ ልክዕ ነቦና ባባ ሺኖዳ ኢካ ትጥዕም ጸጋ ኣምላክ ኣብ ልዕሊኻ ይውረድ።
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 9 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
@lucheagirmatsion6350
@lucheagirmatsion6350 7 ай бұрын
ቤት ፍቅሪ እግዝአብሄር አምላክ ጸግኡ ይብዝሃልኩም 🙏🙏🙏ኣብዝትሓልፍ መንግስቱ ይዘክርኩም 🙏🙏🙏
@dontblameme596
@dontblameme596 11 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣባ ።ንዚ መደብ ብተገዳስነትን ብንቃሓትን ተጊህኩም ሀዝቢ ከይጠፈአ ብትግሃት ክትዓዩ ክተገልግሉን ካብ ቲ ልዑል ኣምልኽ ሓይልን ብርትዐን ረኪብኩም ኢኩሞ ኣልፋን ኦሜጋን ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን። ኣምልኽ ዓስብኩም የዕቢ ።
@user-jz8nt8tc9g
@user-jz8nt8tc9g 7 ай бұрын
Amen
@tesfittesfit2699
@tesfittesfit2699 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤
@gheberzegabehernuguse5562
@gheberzegabehernuguse5562 6 ай бұрын
🎉
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 11 ай бұрын
ቃል ህይወት የሥመዐልና ኣምላክ አብ ልበና የሕድሮ ክንደይ ከ ይጥዕም እዩ ቃሉ❤☺🙏
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 11 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም ዝሰማዕናዮ ኣብ ልቦናና የሕድረልና ኣሜን
@biemnethidru5663
@biemnethidru5663 10 ай бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እዚ ሕጂ ዘለ ድፍረት እንተድርኡስ እንታይ ምበሉ ምኽንያቱ እዚ ስብከት ቅድሚ 31 ዓመት ዝተሰብከዩ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 7 ай бұрын
Egzio mharene krstos tray yu zebil 😢😢😢🙏🙏🙏
@mihretefremand0m773
@mihretefremand0m773 11 ай бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና! እግዚኣብሄር ስሚዑ ዘተግብር ጽሩይ ልቢ ይሀበና አሜንንን
@user-xf8lw7ik4w
@user-xf8lw7ik4w 6 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum
@tsegaygebremedhin2233
@tsegaygebremedhin2233 11 ай бұрын
AmEN amen amen kale hiwet kale berkete yesmalna senya ♥️ 🙏
@FtsumMebrahtomBestGentleman
@FtsumMebrahtomBestGentleman 11 ай бұрын
ቃል ህወት የስማዓልና ቁዱሳን ኣቦታትና ነዚ መደብ ተገድስኩም ነዕና ምእመናን መገዲ ኣምላኽና ንኽንሕዝ ትገብርዎ ጻዕሪ ኣምላክና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ሓይሉን ጥበቡን ይሃብኩም
@robelmtrd
@robelmtrd 7 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@user-bm5tb1ti3d
@user-bm5tb1ti3d 11 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏♥️
@beentbeent
@beentbeent 7 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰምዐልና ክብር ኣቦና 🙏🙏🙏
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 11 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና፥ ኣሜን/3/❤🥰😇🙏🏾
@user-df5br5og2s
@user-df5br5og2s 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና በረከቶም ጦሎቶም ኣይፈለየና
@user-zz7jy2el3s
@user-zz7jy2el3s 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና
@user-dq6zb9ns4z
@user-dq6zb9ns4z 9 ай бұрын
Amen (((3)))🙏
@titititi2598
@titititi2598 10 ай бұрын
Aemn Aemn Aemn ❤️🙏❤️
@simonweldit
@simonweldit 9 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN QAL HIWET YESMALNA AMLAK AB LBNA YEHDRO
@rozinatsegay
@rozinatsegay 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓና
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 4 ай бұрын
አሜን ቃል ሂወት ዘስማካና አሜን ቃል ሂወት ዘስማካና አሜን ቃል ሂወት ዘስማዓና 🕊️❤️🕊️🙏🏽🕊️❤️🕊️
@sbegge7121
@sbegge7121 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይዉት. የሰመዕለና. እግዝአብሀሄር አምላክ. አዑንት. ለባና የሂቦና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TigrayTigray-xb3gk
@TigrayTigray-xb3gk Ай бұрын
ኣሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ህያው ቀል ንዘልዓለም ዝነብር ቃል አዩ።
@kana6806wertyu
@kana6806wertyu 10 ай бұрын
ሰላም ላቺ ይሁን እካን በሰላም መጣሽ እግዚአብሔክ ይመስገን ስለሁሉም ነገር አሪፍ ነገር ነዉ ያሰማሽን ከልብ እናመሰግናለን ፈጣሪ ይባርክሽ በዉነት አሪፍ ቆይታ ነበር ቅድስት ሀገራቺንን ሰላም ያድርግልን አሜን አሜን አሜን
@user-em8mn3gw5n
@user-em8mn3gw5n 8 ай бұрын
Amen amen amen qali hewit yesmalna
@user-ep1nc4eo2e
@user-ep1nc4eo2e 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዕና ኣቦና ምኽሩኹም ሰምዕና ክንትግብሮ ኣምላኬ ይሓግዘና ብብርሃን መንገዱ ይምርሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲😢
@user-lt9sf2vt7i
@user-lt9sf2vt7i 7 ай бұрын
ቃል ኣምላኽ የስመዓልና ኣብ ልብና ይቁም 🙏☦❤❤❤
@user-sq5ni5fv3v
@user-sq5ni5fv3v Ай бұрын
ቃለ ሕይወት ያሰመዐልና አቦና ህንደይ ደሰ ክብል ብሓቂ
@wediandaywedianday6575
@wediandaywedianday6575 9 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kubr Abona ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@Haea-kk2zi
@Haea-kk2zi 8 ай бұрын
አሜን ፫ ቃል ህይዉት ያሰመዐልና ክብር አቦና ዘሰመዐናዮ አበ ፅላት ልብና ያሕድሪለና እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
@nebyatkeshiberaki9175
@nebyatkeshiberaki9175 9 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna❤❤❤
@Taemo767
@Taemo767 11 ай бұрын
አሜን ቃል ህይወት የሥምዐና ኣቦና በረከቶም ይሕደረና
@onesecond4186
@onesecond4186 9 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡር ኣቦና🙏
@kana6806wertyu
@kana6806wertyu 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ከፍራት ይጠብቀን እያወቅን ሳናቅ ከምንሰራዉ ሐጢአት ይቅር ይበለን እማምላክ ወላዲተ አምላክ ከልጃ ከወዳጃ ታስታረቀን ታማልደን አሜን አሜን አሜን አቤቱ እደምህረትህ እደቼርነትህ ማረን ይቅር በለን
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 11 ай бұрын
ካብ ብዘይ እግዚኣብሔር ብህይወት ምንባር ምስ እግዚኣብሔር ኮንካ ምማት ይሓይሽ❤።
@HermonSahle-pt6xo
@HermonSahle-pt6xo 8 ай бұрын
ቃል ሂወት የሰማዕልና ኣቦና ኣሜን❤ኣሜን♥️ኣሜን ❤️
@user-wm9jf3tu3i
@user-wm9jf3tu3i 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ይሃበልና ❤ አቦየ አቦ ፍቅሪ
@azmeratesfamariam2614
@azmeratesfamariam2614 9 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmaelena
@sahletesfay921
@sahletesfay921 7 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና በረኽቶም ይሕደረና
@user-hy6px3bw9s
@user-hy6px3bw9s 9 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦዋይ❤
@galmdreyoutube2584
@galmdreyoutube2584 11 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድሮ❤
@goytomhabtom1208
@goytomhabtom1208 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ኣብ ልብና ይሕድሮ
@medilove9633
@medilove9633 6 ай бұрын
ኣሜን ፫ ቃለ ህወት የስምዐልና ኩቡር ኣቦና 🙏✝️🕯️🕊️💧💖❤❤❤
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 11 ай бұрын
ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋ የብዝሓልኩም በሓቂ ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድረልና❤🎉😊።
@SnitGhere-uz2in
@SnitGhere-uz2in 7 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት ይሃበልና ኣቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Alemeyt7654
@Alemeyt7654 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሃወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና❤️❤️
@samiaha6007
@samiaha6007 6 ай бұрын
❤❤አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት ያስመዕልና ክብሩ አቦታ ልብና ይክፈተልና አምላክ😢😢😢😢😢
@tesfaldetmahari5661
@tesfaldetmahari5661 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና 🙏🙏🙏
@danielawet3607
@danielawet3607 7 ай бұрын
Amen amen amen 🙏 qale amlak yeamalen ❤❤❤
@robelmtrd
@robelmtrd 7 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@user-fe2pn4oi9n
@user-fe2pn4oi9n 7 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና 🥰😊
@berhane.hadera9847
@berhane.hadera9847 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና
@amant222
@amant222 11 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ሹኑዳ ከምኡ ዉን ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ እግዚኣብሄር ኣብ ልብና ይሕድሮ ☦️☦️☦️❤️❤️❤️🌹🌹🌹
@yordanoskidane197
@yordanoskidane197 11 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna ab lbna yehdro
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 11 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ዓብይ ኣርእስቲ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና
@SelamTV.
@SelamTV. 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏
@MerhawiSium
@MerhawiSium 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማና ኣቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rakigabrmdehn6660
@rakigabrmdehn6660 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድሮ🙏🙏🙏
@yordanostesfay3100
@yordanostesfay3100 11 ай бұрын
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
@WediAbrhale
@WediAbrhale 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና
@Hana-ji4qg
@Hana-ji4qg 11 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
@merhawiberhane5591
@merhawiberhane5591 11 ай бұрын
Amlak ybarkum bzeba menfesqudys tmhrti hizkum ktmexuna nxbeyekum
@slmtiym9721
@slmtiym9721 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና
@zmamberaki5030
@zmamberaki5030 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ቃል ሒወት የስመኣልና❤
@norhor2661
@norhor2661 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና አባና ❤❤❤✝️🤲
@AD-pi4dk
@AD-pi4dk 11 ай бұрын
Amen kal hiwet yesmalna kbur hawna. Edmen tienan yhabka Amlak.
@ERMY-1972
@ERMY-1972 11 ай бұрын
ቃል ናይ ህይወት የስመዐልና አቦና በረከት አቡነ ሽኖዳ ይብፀሐና ከም ግብርና ዘይኮነስ ብቸርነቱ ይምሓርና ንመዳለውቲዚ መደብ እግዚአብሔር ይሀብልና።ፍረ ፀማኹም ይዐድልኩም።
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 3 ай бұрын
ኣሜን
@amnaslama4484
@amnaslama4484 9 ай бұрын
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሰማልን❤❤🌻🌻
@user-wm9jf3tu3i
@user-wm9jf3tu3i 11 ай бұрын
ቀፅልወዎ ደአ ይፅበ የ ኩሉጊዜ እናተርጓምኩም ክትሰዱልና
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 11 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 11 ай бұрын
Amen.amen Amen ❤
@user-im9tt9pm4m
@user-im9tt9pm4m 6 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና❤
@shewittesfastion3276
@shewittesfastion3276 8 ай бұрын
Amen Amen Amen behaki kali hiwet yesmealina Abona breketkum abana yehdero amlak 🙏🙏🙏
@aggggv7035
@aggggv7035 8 ай бұрын
አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤
@meheretgilamicheal9520
@meheretgilamicheal9520 10 ай бұрын
Amen amen amen 🙏 kal hewatti ysmanani 🙏💕🙏💕🙏💕
@user-eu5vq8vt9k
@user-eu5vq8vt9k 7 ай бұрын
ቃል ህወቱ ይሰመዐልና ❤❤❤❤😢😢😢😢
@WwfFwef
@WwfFwef 5 ай бұрын
ቃልል ሂወት የስምዓልና ኣቦና 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤
@zebibbrahnu6800
@zebibbrahnu6800 11 ай бұрын
Amen amen amen Qal hiwet yesmalena
@Haile-pp3bz
@Haile-pp3bz 11 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ሂወት ይስመዐና ኣብ ልብና ይሕድሮ
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ትንሳኤን ህይወትን" Sermon Pope Shenouda 3rd in Tigriyna "Life and Resurrection"
45:50
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 27 М.
Tigrigna Metshaf Qudus ወንጌል ማቲዎስ
2:24:05
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 546 М.
Do you have a friend like this? 🤣#shorts
00:12
dednahype
Рет қаралды 17 МЛН
顔面水槽がブサイク過ぎるwwwww
00:58
はじめしゃちょー(hajime)
Рет қаралды 114 МЛН
SHE WANTED CHIPS, BUT SHE GOT CARROTS 🤣🥕
00:19
OKUNJATA
Рет қаралды 11 МЛН
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ብዛዕባ ኣማላድነት" Sermon Pope Shenouda 3rd in Tigriyna "Intercession"
1:05:26
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 54 М.
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ሕብረት ምስ ኣምላኽ" Pope Shinouda 3rd Sermon "Union with God"
38:34
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 31 М.
ኩሉኹም ጾር ዝኸበደኩም ናባይ ንዑ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገብረ ሕይወት
54:06
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 31 М.
1ይ መጽሓፍ ሳሙኤል
2:27:10
መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 421 М.
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "እንታይነት ፍቕርን ምሕዝነትን" Pope Shinouda 3rd Sermon "Concept of love and friendship"
37:47
Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket B Deacon Kahsay Girmay || Amaladnet ||
1:34:43
НАДЕЮСЬ БАБУЛЯ МЕНЯ ПРОСТИТ😂😂
1:00
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 4,5 МЛН
нетолерантные копы #юмор #скетчи #перевод #лëсик
0:55
Прожектор Лёсика
Рет қаралды 10 МЛН
小路飞越变越大#海贼王  #路飞
0:16
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 11 МЛН
Странный этот учитель…😰 #симба #булли #дымок
0:57
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 1,4 МЛН
HOW WE GOT MOM BACK IN HER BOX #shorts
0:52
The McCartys
Рет қаралды 15 МЛН