ERi-TV 30th Nadew Anniversary Broadcast -- ሓመድ ድበ ናደው፡ ቅይ መቐይሮ

  Рет қаралды 37,690

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV 30th Nadew Anniversary Broadcast -- ሓመድ ድበ ናደው፡ ቅይ መቐይሮ!

Пікірлер: 37
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 7 ай бұрын
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸❤️🇪🇷
@dana.j9062
@dana.j9062 5 ай бұрын
እቲ ናይ ሰላሳ ዓመት ቃልሲ ንናጽነትናን መንነትናን ኣብ ንኡስ ዕድመ መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ክምሃር ይግባእ ቆልዑ ካብ ኣዝዩ ንኡስ ዕድሚኦም ኣዝዩ ጽቡቕ ጌሮም ከድንቕዎን ክርድእዎን:: ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ስለ ኩሉ መስዋእቶምን ተጻዋርነቶምን። 🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
@ኩሉከምፍቕድካይኹንኣምላኸ
@ኩሉከምፍቕድካይኹንኣምላኸ 4 жыл бұрын
ማማ ኤርትራ ዝሕለፈቶ ምእንቲ ሓቂ ኩቡራት ደቃ ዋጋታት ሂወት ከፊላ በሊ ማማ ሎሚ ውን ከምቀደማ ኪዳነ ምህረት ምስ ወዳ ምሳኺ ትኹን 🙏🙏🙏💟😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷⚘🌷⚘🌿🌿🌿🌿
@gerrywelde3753
@gerrywelde3753 3 жыл бұрын
I'm proud of my Country Eritrean when i see this story fighters Erina I can't control my face washed up by tears i love you forever 🎁🎁🎁🎆💖💖💖🙏
@damaeast6551
@damaeast6551 2 жыл бұрын
Tegaru need to see this to learn and behave!
@goitomwoldu8807
@goitomwoldu8807 5 жыл бұрын
ኣወት ዶ ኢሎምካ ኣብደይ ኣወት ኣወት ሰነፍ ሰባኣይ ተትከውን ሲልካ ግበረሉ፡ጀጋንዮም ከምዘይ ከማካ ሰነፍ
@LimitLess-Imagination-
@LimitLess-Imagination- 5 жыл бұрын
Try to make please like Documentary film to those big moments of Eritrea strugggle Thank you.
@maryberhane6975
@maryberhane6975 3 жыл бұрын
SABAY YAMANE BERHE GEGNA HAWY Baka an klu gese habeny, Meine, Bruder, Ich lebe dich .
@dana.j9062
@dana.j9062 5 ай бұрын
ንድሕሪት ተመሊሰ ነዚ ኩሉ ጅግንነታዊ ተግባራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን ክዕዘብ ጥራይ ራዕራዕ ይህበኒ እሞ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣዝየ ስምዒታዊ ይኸውን ብሰንኪ እዚ ድማ ኤርትራዊ ምዃነይ ኩሉ ግዜን ንዘልኣለምን ይሕበን። 🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 жыл бұрын
ከመይ ጌርና ንደግሞ ዝርኢ እዞም ቀዳሞት እንድዒ
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 2 ай бұрын
በጃኹም ኣርካናት ገድሊ ኣዘንትዉ፡ ክኢላታት ድማ ድረሱን ጸሓፉን፡ ብፊልም ኣቢልካ ንዝፍኖ ድማ ፈንውዎ።
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 5 жыл бұрын
Men kem hzbawi gnbar
@damaeast6551
@damaeast6551 2 жыл бұрын
Eritretrawi sacrifice unshakable for Eritrea 🇪🇷
@damaeast6551
@damaeast6551 2 жыл бұрын
This is Eritrea history! Where is Tegaru history?
@selamg3325
@selamg3325 5 жыл бұрын
እዚ መደብ ጽቡቅ ኣቀራርባ ክስማዕ ዘለዎ እዮ እንተኾነ ግን እዚ የእቲኹሞ ዘለኹም ዓጃቢ ደርፊ ከስማዓካ ዘይክእል ብጹሞና ከትሰምዖ ዘይክኣል
@tigrayreview4305
@tigrayreview4305 4 жыл бұрын
ዓብይ ትዕዝብቲ ምቕናይ ግርም ዶ በሉ.......................... ባዓል መዝታት ሻዕብያ ብዛዕባ መኸተ ቀይሕ ኮኮብ ወይ ሻድሻይ ወራር ድርግ ብኽመይ ተመኪቱ ዝብል ስፊሕ ፕሮግራም ኣዳሊኹም ንሰሙናት ተሪኽኩምሉ ፈራዕራዕ ኢልኩምሉ ቡርቱዕ ትዕዝብቲ ድማ ኣንቢረልኩም:: እቲ ዝነበር ጅግንነት እቲ ዝተገበር ሻድሻይ ወራር ንምፍሻሻል ዝተገበር ህልኽካ ዘውድእ ምኸተ ሓደ ነገር ኮይኑ ታሪኽ እንዳባላሸኻ ምቕማጥ ወይ እቲ ክውንነት ታሪኽ እንዳጎዘኻ ምቕራብ ሕማቕ እዩ:: መኸተ 6ይ ወራር ቀይሕ ኮኮብ ብይንትኹም ማለት በይኑ ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ዝመከቶን ዘፍሸሎን ዘይኮነስ ካልእ ተደራቢ ሓይሊ ሓየት ሰራዊት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ውን እቲ ወራር ጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምሳኹም ኮይኑ ብተሪር ወያናይ ፅንዓት ምሳኹም ወዲቑ እዩ:: ዋላ ንስኹም ካሓድዎ እምበር እቲ ታሪኽ ግን ኣይኽሕዶን ኣብ ቦትኡ ኣሎ:: ኣብቲ ግንባር ብኣካል ዝነበርና ተጋደልቲ ካብ ውልቀይ ጀሚሩ ታዓዚብናኩም:: ኣብ ግንባር ናቕፋ ሰራዊት ህወሓት ብወዲ ወረደ ትምራሕ ብርጌድ 43 ኣብ ደንደን ኣይነበረትን ድያ? ኣብ ግንባር ስሜናዊ ምብራቕ ስሕል ብዮሃንስ ጆን ትምራሕ ብርጌድ 60 ኣይነበረትን ድያ? ኣብ ግንባር ባርካ ብመንጅር ወይ ባጋ ትምራሕ ብርጌድ 92 ኣይነበረትን ድያ? ምናልባት ብናተይ ግምት ብተጋዳላይ በዝሒ እንተመፂና ድማ ካብተን ናትኩም ዝነበራ ብቑፅሪ ብዙሓት 7 ብርጌዳት ብናይ ሰብ ሓይለን ዝመንመና ናይ ህወሓት ሰለስት ብርጌዳትት ብቑፅሪ ኣፀቢቐን ይብልፃኹም ከምዝነበራ እግምት:: ስለዚ እቲ ታሪኽ ከምዚ እንዳሃለወ እቲ ስርሒት ብይንትኹም ከዝፈፀምኩሞ ጌርካ ምቕራብ ታሪኽ ምዝባዕ ጥራሕ ዘይኮንስ ሓሶት ኣብ ልዕሊ ሓሶት ምጥፍጣፍ እዩ ዝኸውን:: እቶም ኣብ ግንባራት ናቕፋ ኣብ ድፋዓት ደንደን: ድፋዓት ጏል ደንደን: ድፈዓት ቴስታ: ድፋዓት ባሊቮል: ድፍዓት ፈርኔሎ: ድፍዓት መርከብና: መዛግብ ፐ: ድፋዓት ናሮው: ተማናጠል ወ ዘተ....ኣረ ክንደይ ኢልካ ክዝከር ንሰውራ ኤርትራ ካብ ምድሳስ ከድሕኑ ዝወደቑ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ቅንዕ ኢሎም ከይወቕስኹም:: ብኻሊእ ሽንኽ ድማ ኣብ ግንባራት ስሜናዊ ምብራቕ ስሓልን ግንባር ባርካን ምስ ሻድሻይ ወራር ደርግ እንዳተኳሽሑ ዝወደቑ ጀጋኑ ተጋደልቲ ህ.ወ.ሓ.ት ብዙሓት እዮም:: ሰለስቲኣን ብርጌዳት ህወሓት ካብ የካቲት 15,1982 ዓ/ም. እቲ ውግእ ኣብ ዝጀመረሉ ዕለት ጀሚረን ኣስታት ሓደ ዓመት ምሳኹም ዝፀናሓ ድርብ ታሪኽ ዘመዝገባ ብርጌዳት እየን ኔረን ታሪኽ ድማ ኩሉ ግዜ ክዝክሮ እዩ::
@KievenHagos
@KievenHagos Жыл бұрын
ክቡር ሓው,,, መጀመርያ ህዝባዊ ግንባር ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ታሪኽ እንዳባላሸወ ወይ እቲ ክውንነት ታሪኽ እንዳጎዘየ ዘቕርብ ውድብ ኣይኮነን እኳ ደኣ በንጻሩ ጌሩ ጌርና ሰሪሑ ሰሪሕና እንዳ በለ ካብ ናይ ኣንነት ወይ ውልቃውነት ዓወት ወጺኡ ብሩህ መጻኢ ንምፍጣር ኣብ ናይ ሓበራዊ ዕላማ ዝነብር ዓለም ዝመስከረትሉ ውድብ ምዃኑ ከዘኻኽረካ ይፈቱ!!!!!!እዚ ናይ ኣብ ግንባራት ዓሪደን ዝነበራ በራጊድ ናይ ተጋሩ ዝበልካዮ ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን ዝግብኦን ልዕሊ ዝግቦን መብርሂ ተዋሂብዎ እዩ ማዕረ ማዕረ እቲ ዝጠለምዎን ዝኸሓድዎን ምገርያ ጥፍኣት ንህዝቢ ኤሪትራ ዝወልዕዎን ማለት ዩ ስለዚ ንስኻ ውን ተኻፋሊ ናይቲ ንጁንታ ዘጥፈአ መጋርያ ከይትኸውን ካብዚ ናይ ሃሱሳት ኣተሓሳስባ ውጻእ!!!!!!!With much respect።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@luwamnatey245
@luwamnatey245 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊✊✊✊ 💪💪💪🤝❤❤❤💪💪💪
@damaeast6551
@damaeast6551 2 жыл бұрын
Bukuat merahti deki Eri
@amrasuleman6304
@amrasuleman6304 3 жыл бұрын
G15
@ስደተኛኮይነድየክነብር
@ስደተኛኮይነድየክነብር 3 жыл бұрын
ኣነስ ትገርመኒ ሓንቲ ነገር ኣላ፡ በቶም ዝሓለፉ ቐዳሞት ኣቦታትናን ኣያታትናን ኣዴታትናን ዝተፈጸመ ታሪኽ፡በቶም ዝተረፉ ንዳሕረዎት ወለዶ ክዝንቶ ጽቡቕ,ዩ ።ግን ህግደፍ ንምንታይ ኢኹም ዝበዝሐ ኣብ ዩትዩብ ትጽዕንዎ ኩሉ ናይ ቅድሚ ናጽነት ዝነበረ ጥራይ ተዘንትዉ? ኣብ ዳሕረዋይ ወራራት ዝነበረ,ኸ እንታይ ስለዝኾነ,ዩ ዘይዝንተወሉ? ወይስ ገለ ሕርኽርኽ ዘብል ኣለኩም ኮይኑ ኢኹም? ኲናት ፍሉይነት ኣለዎ ድዩ? ኩሉ ኲናት ሰብ,ዶ ኣይኮነን ወሲዱ? እዚኣ ብጣዓሚ,ያ ንዓይ ትገርመኒ። ናይ 1ይ 2ይ 3ይ ወራር ዝነበረ መቸም ናይ ገለ ገለ ክፋልት እንተዘይ ኮኑ ብፍሉይ ክዝንቶ ኣብ ዩቱዩ ኩሉ ሰብ ሲኢንዎ በቃ። እዚኣስ ገለ ምስጢር ድኣ እንተለዋ።
@awetawet3772
@awetawet3772 5 жыл бұрын
Awetino awetino wedi shormuta agame resah
@negashmengstu3620
@negashmengstu3620 4 жыл бұрын
Gal habte jgna
@lulatesfai663
@lulatesfai663 4 жыл бұрын
Lu eul habte
@ericjaune7627
@ericjaune7627 5 жыл бұрын
Tai mo atfikumna by by adei
@holylandholyland6301
@holylandholyland6301 6 жыл бұрын
she fatu.higdef.degtaterat
@habtaidawit5519
@habtaidawit5519 6 жыл бұрын
Holyland Holyland terewae shefatu tibl alka. Shefatu kemzi ayserhun eyom.
@dancol3845
@dancol3845 6 жыл бұрын
Holyland Holyland Please go to ESL class.
@selamselam266
@selamselam266 5 жыл бұрын
Holyland JTV is waiting for u with yr DADDY
@Awettesfagabir
@Awettesfagabir 6 жыл бұрын
ሽፍቱ ሳልሕ ሃገርን ህዝብን ተጋሴሳማ
@mixhealearaya557
@mixhealearaya557 6 жыл бұрын
Wedi Gaymi jeGni
@selamselam266
@selamselam266 5 жыл бұрын
Awet check your Dad JTV Ethiopia
@weysebdekey8578
@weysebdekey8578 4 жыл бұрын
Awetino Awetino ንምልሻ ስርናይን ደቂ ምልሻ ስርናይን ምስ ለኣክቶም ኢና ተጋሲስናዮም። ክሳብ ሕጂ ከኣ የልቅሱ ኣለዉ
ERi-TV: Walta/ዋልታ - Eritrean Armed Forces Program - ውግእ ማዕሚደ
32:51
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 172 М.
Officer Rabbit is so bad. He made Luffy deaf. #funny #supersiblings #comedy
00:18
Funny superhero siblings
Рет қаралды 14 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 42 МЛН
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 80 МЛН
ERi-TV 30th Nadew Anniversary Broadcast Part 4 #Eritrea
37:46
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 66 М.
Officer Rabbit is so bad. He made Luffy deaf. #funny #supersiblings #comedy
00:18
Funny superhero siblings
Рет қаралды 14 МЛН