Esayas Debesay 2ይ ክፍል ጉዳት ህግደፍ የቃልዕ።

  Рет қаралды 19,357

Wolodoy Production

Wolodoy Production

Күн бұрын

Пікірлер: 67
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 9 күн бұрын
Good on you I enjoy the program keep going for good job 💙 🎉❤
@azmeraasgedom1205
@azmeraasgedom1205 9 күн бұрын
N Eseias amtsewo please ❤❤❤❤❤❤
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 9 күн бұрын
ንኢሰያስ ክንከስሮ ይብልናን ናብ ፍትሒ ንዓ ንበሎ
@teswedigrma23
@teswedigrma23 9 күн бұрын
እዞም ኩሎም ብዙህ ርእቶ ንጽሕፍ ዘለና ኣሃዋት ን ኢሰያስ ሃለቃ ሓቂ ዝለ ዝተዛረበ ከብዶም በሊዕዎም፥ሓቂ ምስ ወጸ ህጂ ኣብ ዝኣትውዎ ጠፊኡዎ
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 9 күн бұрын
Ze tov devar aki tov ❤
@AgtosN
@AgtosN 9 күн бұрын
ውጩ እንታይ ኮይኑ እዩ ዘይምሁር ትብሎ ዘለኻ፧ ባጀላ ምሓዝ ምሁር ኣይገብረካን እዩ። ውጩ በሊሕ ወተሃደራዊ ክኢላ እዩ። ብሪገደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ባዕሉ መስኪሩሉ እዩ። ኣብ ምንባብ ካርታ እቲ ዝሓየለ ውጩ ምንባሩ መስኪሩሉ ኣሎ።
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 9 күн бұрын
ሃብትሽ ጥሕሻ ድምጼ ዕቦሳት አንጸባርቅ ጎይታ ይባርካ። 🙏🏾
@Merimeri-w8z
@Merimeri-w8z 8 күн бұрын
🌿💙🌿💙🌿💙
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 9 күн бұрын
Thank you 🙏🏼 my brother. 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🍀🌴🌱☘️💐
@abrahamg7402
@abrahamg7402 6 күн бұрын
ትግራዋይ ዳኣ እንታይ ትግራይካ ክልል ኢትዩጵያ ዘላቶ ዘይትሪኢ።
@TesfaldetGebru-h2k
@TesfaldetGebru-h2k 9 күн бұрын
Aytkeded kndey khsu aytkefet 😅😅😅😅😅😅😅😅
@HagosSamuel
@HagosSamuel 9 күн бұрын
💙💙💙💯
@ALMAZEmmaniel-fd5qw
@ALMAZEmmaniel-fd5qw 9 күн бұрын
ብመልሓስካ ዝፍለጥ ቆንዳፍ ፋራ ወዲ ፋራ ገጽ ገለ እንታይ ገደሰካ ብዛዕባ ኤርትራውያን ሃላው
@samsomgebremeskel
@samsomgebremeskel 8 күн бұрын
😮😮😮 Eda. Tsnadna
@eritreaweymot
@eritreaweymot 3 күн бұрын
Qondaf Agame entay adeka ymlketeka bzaba gudayna
@hailegebreyohannes9158
@hailegebreyohannes9158 9 күн бұрын
ዝኸበርካ ወሎደይ ምድያ ናይ ስም መአረምታ ክሕብረካ ኢለ ኢየ። ንሱ ድማ እዛ ሓድነት ቀለተ ኢላ ትንበብ ዘላ ብሓድነት ቀለታ ተባሂላ ክትንበብ ይምሕጸን።ብዝተረፈ ኢሳይያስ ሃለቃ በዚ ምጅማሩ ንፉዕ ክብሎ ይደሊ።
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 9 күн бұрын
💙💙💙💙💪
@ThigeBesrat
@ThigeBesrat 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 9 күн бұрын
ሓቁ ኢዩ ናይ ኣብርሃም ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ። ብዝበለጸ ኣነ ክነግረካ ዝምድና ስለዘለና ማለት ኢዩ። ኣብርሃም ንሶም ኣብ ዘዳለውዎ በዓላት ክጻወት ይሓትዎን ይነግርዎን ኔሮም ንሱ ግን ኣነ ንውጹዕ ብዘይ ክፍሊት ኢየ ከርኢ ዝደሊ "ናይ ኣብርሃም ጻዕሪ መጀመርያ ዝበልዖ ኣብርሃም ባዕሉ ኢዩ" ኢዩ ዝብሎም ኔሩ። እዚኦም ህልኽ ሒዝዎም ምስኡ ኣነ ኣብርሃም ናይ ፓብሊክ ወይ ህዝባዊ በዓል ጥራይ እንተዘይኮይኑ ንሶም ኣብዘዳለውዎ ርእየዮ ዝብል ሓሳዊ ኢዩ። ድማ ኣብ ሳዋ ፍሽኽታ ኣመለይ ትብል ደርፉ ጌሩ ህዝቢ ኣእምሮኣ ክሳብ ትጨናነቕን ትሓስብን ጌርዋ። እዚ ድማ ኣስጋኢ ኮይኑ ረኸብዎ። ግን በዓል ክልተ ልቦም ኣዘንጊዖሞ። ደሓር ይጽበይዎ ስለዝነበሩ ኣብ ባጽዕ ኣዘንግዕዎ። የዋህ ህዝቢ ድማ ጥሒሉ ይብሉ። ኣብ ኣሜሪካ ኣለዋ በዓል ምስኡ ዝነበራ፡ ኮነ ቤትትምህርቲ ሰውራ ኣለዉ ኣብኡ ኣብ'ቲ ጉዳይ ዝወዓሉ።
@hiwetghebreab8159
@hiwetghebreab8159 9 күн бұрын
🙏🏿💙🌿💙🌿🌿🙏🏿
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 9 күн бұрын
ሓቂ ትስዕር ኣጆኻ ህዝበይ ምሽጢር ሻዕብያ ተግባር ወኻርያ 1 ኢሰያስ ሃለቃ በጃኻ ተጸመም ነቲወሪዱካ ዘሎ ስተረና 2 ከተማ ብዉሽጢ ኩሉ ኣይትዛረብ-ክቱም 3 ናስር ዝተባህለ ንኣመርካ ተጠሪዘ እየ ኣትየ ዝበለ ኣብ ኣመርካ ተገዲዱ ዝነብር ብፍላይ ናይዚ ተገዲዱ ዝነብር ዘሎ እቶም ኣመርካዉን ክሰምዕዏን ክርድእዏን ናብትግርኛ ተርጉምዏ ሸር ከኣ በልዏ
@memhrandegideykahsay3906
@memhrandegideykahsay3906 9 күн бұрын
ሃለቃ ቅድሚ ኩሉ ይቕረታ ክትሓትት ነይሩካ ይመስለኒ። ብኣኻ ዘይጎሃየን ዘይትቐየመን የለንሞ ፈለማ ዘቑሰልካዮ ህዝቢ ይቕረ በሉለይ በል !
@Peace07Love-o2n
@Peace07Love-o2n 9 күн бұрын
ሓፍሽን ኣባጊዕን ሓደ እዩም:ዓወት ንሓፋሽ ሸፈጥን ስርቅን እዩ::ናይ ኮሚንስትን ፋሽሽትን መፈክር እዩ:መዘንግዕ ተዂላ ንኣባጊዕ እዩ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 9 күн бұрын
ኢሰያስ ሃለቓ ብመሰረቱ ሓድነት ቀለታ ዶ ጆማል ኣይትበለና ንብሎ ዝጨወትካ ሻዕብያ እያ ንብሎ ኣሰራርሓ ሻዕብያ ድማ!!!
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 9 күн бұрын
Thanks bro🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@Higuain1995
@Higuain1995 9 күн бұрын
Izi gena mis nebsu ayteareken iyu zelo imber kindey teasirom tecewiyom alowu indabele nezom isibat ab dege zelewu yelagbelom. Indafelete bhigi kuwam zeymhader shfta siriat nhzbi eretra jiho hizwo zelo
@Awdibrhanu
@Awdibrhanu 9 күн бұрын
ራድዮ ደደቢት ትግርኛ ምስክር ክልተ መልሓስ ኣብ ሓደ ርእሲ😂😮😢😅⛔️⛔️⛔️
@anmeb6220
@anmeb6220 9 күн бұрын
ኣብ ግዜ ውበ ዝጸመመስ ፡ ውበ ክብል ከረመ። ሻዕብያ ከምዚ ከማኻ ሰሪሑ፡ ንዘልኣለም ዋጋ ከኽፍለና እዩ። ሓሰማ!
@Awdibrhanu
@Awdibrhanu 8 күн бұрын
@ እወ ዘሓብን ሻዕብያ ናትካኸ ዓለም ትስቀሉ ሓሳዊ ወያነ ተመን ዝገብረካ መዓስ ክወጸሌካ🚫
@DanielBrhane-li4tf
@DanielBrhane-li4tf 9 күн бұрын
ንዓካ ብሂወት ጥራይ ይርኸብካ እዛተንብባ ዘለካ ሐቂ ዘይብላ አልዕል አቢልካ እሞ ንመንትጥቁም አለካ ባዕልካ ካብተንከፍካና ጀርመን አይርሕቀናን እዩ አስተውዕል አልዕል አቢልካ ሰብ አይጥቀንን እዩ
@ዘመን-ተቀይርካኒ
@ዘመን-ተቀይርካኒ 7 күн бұрын
ኣታ ባርያ ትም በል ትእዛዝ ጥራይ ተጸበ እንተዘይ ኮይኑ ናብታ ደልሃመት ገዛ ኢሰያስ መሊስና ከነሕቅቐካ ኢና። 💙💙💙💙💙እንተ ዘይተረዲኡካ ብደንጎላ ትጭፍለቕ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 9 күн бұрын
ፋራ ዓጋመ ዋሒድ😂😂😂😂..ኣበይ ፈልጦ ን ኣብርሃም..ውራይ ሕወሓትካ ዘይትገብር
@DelaySelam2000
@DelaySelam2000 9 күн бұрын
ኣንታ ዓወት እታ ጋል ኣፀቢቐ ስለዝፈልጣ ; ንዓኻ ነቲ ሜድያኻ መታን ክምቅረልካ ገሊኡስ ባዕልኻ ዘይኮነ ነገር ኣይትወስኸሉ ; ኩሉግዜ ነቲ መደብካ መታን ከይዕንቀፍ ሓቂ ዝኾነ ነገር ጥራይ ኣቅርብ ; እዛ ትብላ ዘለኻ ጋል ( ሓድነት ቀለታ እያ ከማን ትብሃል ) ቀላቲ ኣይኮነን ሽሙ ኣቡኣ; ዕልልቲ ደጋፊት ጥራይ ዘይኮነትሲ ፅልልቲ ደጋፊት እያ ኣነ ኣፀቢቐየ ዝፈልጣ ; ክትእርማ ዘለካ ግን ብዓልቲ ሓዳርያ ሰብኣያውን ዓርከይ እዩ ኔሩ: ስለዚ ውሽማ ጀማል እንተልካያስ ኣብቲ ሜድያ ከይሃስየካ ብሃላየ:
@mengsteabhagos-e3v
@mengsteabhagos-e3v 9 күн бұрын
እሞ እቲ እሰያስ ዝበሎ እንደኣሎ ዝብል ዘሎ።ደሓር በዓልቲ ሓደር ትብል ሰብኣይ ኣእሲራ ንኣሳሪ ሰብኣያ ትደግፍ በዓልቲ ሓዳር የላን።
@Kasangom
@Kasangom 9 күн бұрын
​@@mengsteabhagos-e3vsqe bell haswe leqbat
@eavenyohannes5176
@eavenyohannes5176 9 күн бұрын
sebeya derfay endyou hakey ete meray shikorey elu zedrfea neay kedem
@DelaySelam2000
@DelaySelam2000 9 күн бұрын
@@eavenyohannes5176 እወ ኣሮንዩ ሰብኣያ ብጣዕሚ ኢና ንቃረብ ኔርና ብሰንኪ እቲ ንሳ ትኸዶ መገዲ ግን ዋላ ምስኣሮን እንዳተፋተና ተራሓሒቕና ተሪፍና::
@saron-si5ym
@saron-si5ym 9 күн бұрын
Kkkkk esyas debesay nesu gebenina abeu gebenina
@Kasangom
@Kasangom 9 күн бұрын
Sqe bell qurdd
@SamuelBiniam
@SamuelBiniam 9 күн бұрын
Forsa
@wedyhalalmeryet4083
@wedyhalalmeryet4083 9 күн бұрын
🤔
@lulyatesfatsion105
@lulyatesfatsion105 9 күн бұрын
Ab Italy winta tbehal teqalasi nfthi b shm Abrham Afewerki tqales nera yketatela nere
@AleksanderBiniam
@AleksanderBiniam 9 күн бұрын
Ata teyqi nsu wn kemaka quluwlaw mennet alewo
@tsehayeYetbarek
@tsehayeYetbarek 9 күн бұрын
DELAY FTHI HZBIDO AYKONENN
@teklehailu6924
@teklehailu6924 9 күн бұрын
ወሎደይ አያኻ ማስቲካ ጺሒፉ ዘሎ ደአ አይትዛረበሉን ዲኻ???? ዋላስ >>>>>?
@زمزمدسته
@زمزمدسته 9 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏💪💪💪💪
@freweiniyohannes5230
@freweiniyohannes5230 9 күн бұрын
Nay tegrayka geber ata komal 😂😂😂😂😂
@tsehayeYetbarek
@tsehayeYetbarek 9 күн бұрын
WEDI HALEQA T TQEMELU XHUF HAYAL AYU DELAY FTHI KO WALA ATI TM ZBELEKO DELAY FTHI AYE AYU ZBL AMO NSKAMO ABI DELAY FTHI ANBER
@mussieberhane4858
@mussieberhane4858 9 күн бұрын
አብ ክንዲ ጆማል -- ጀማል እንተ ዝንበብ
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 9 күн бұрын
hada hada media neti sereat tekawemo entemesa besbok ena kenkbelo zelena
@azzyland65002
@azzyland65002 9 күн бұрын
አብራሀምአፈወርቂ they know
@danielbrhane1584
@danielbrhane1584 9 күн бұрын
Ata gahaf nskas Endaqelta ketliel gahf wedishrmuta bel ezakula tezarebkaya bglka hftna xerifka kerekakbelka ena
@teswedigrma23
@teswedigrma23 9 күн бұрын
ሃፍትካ ዘይትምዕድ እንተኪኢልካ ፥መን ኣይ ሃፍትካን ኢሉካ፥ን ኢሰያስ ሃለቃ ኢካ ክትረክቦ ዘለካ፥
@tekletedros4764
@tekletedros4764 9 күн бұрын
ሐቀኛ እንተ ኮይኑ ወፂኡ ዘይዛረብ ነፋጥ
@DelaySelam2000
@DelaySelam2000 9 күн бұрын
ኣንታ ዓወት እቲ መደብ ኣፀቢቐ ስለዝፈልጣ ; ንዓኻ ነቲ ሜድያኻ መታን ክምቅረልካ ገሊኡስ ባዕልኻ ዘይኮነ ነገር ኣይትወስኸሉ ; ኩሉግዜ ነቲ መደብካ መታን ከይዕንቀፍ ሓቂ ዝኾነ ነገር ጥራይ ኣቅርብ ; እዛ ትብላ ዘለኻ ጋል ( ሓድነት ቀለታ እያ ከማን ትብሃል ) ቀላቲ ኣይኮነን ሽሙ ኣቡኣ; ዕልልቲ ደጋፊት ጥራይ ዘይኮነትሲ ፅልልቲ ደጋፊት እያ ኣነ ኣፀቢቐየ ዝፈልጣ ; ክትእርማ ዘለካ ግን ብዓልቲ ሓዳርያ ሰብኣያውን ዓርከይ እዩ ኔሩ: ስለዚ ውሽማ ጀማል እንተልካያስ ኣብቲ ሜድያ ከይሃስየካ ብሃላየ:
@Kasangom
@Kasangom 9 күн бұрын
Haswe jasuss endiu kem hegdf
@AsmeromAsmi
@AsmeromAsmi 9 күн бұрын
ኣታ ከመይ ኣይነት ደኮሮ አካ ኢባሲ ማለት አንታይ ማለት ዲኡ ናይ መን ዶኮሮ አዩ በጃካ
@ዘመን-ተቀይርካኒ
@ዘመን-ተቀይርካኒ 7 күн бұрын
ከምብዓል ንስኻ ጥሪት መራሒ ማልት ኢዩ ኣታ ባርያ።
@misssunshine865
@misssunshine865 9 күн бұрын
Wolodoy shefena media yibel eyu zelo💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@tekletedros4764
@tekletedros4764 9 күн бұрын
ተሮጋቢ ዘየለ አይትዛረብ
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 9 күн бұрын
ሐቂ አይትምረርካ ምጽራፍ ግደፈ ትዕቤት ጹቡቅ አይኩነን።
@binibinibi4683
@binibinibi4683 9 күн бұрын
ጽቡቅ ኣቀራርባ ብክፋል እንዳ ገበርካ ዳ ኣቅርበልና ናይዞው ፈሰውቲ ናይ ኢዶም ይርከቡ
@aklilu.a
@aklilu.a 9 күн бұрын
hatewtew so what who is haleka or others
@biniyamhaghos5391
@biniyamhaghos5391 9 күн бұрын
ናይ ኣብርሃም ኣይትዛረብ ብቐረባ ንፈልጦ ስለዘለና ነቲ ኩሉ ትዛረቦ ሕጂ ኣፍሪሱዎሎ ሓቂ የብልካን ።
@GoboGobo-b4b
@GoboGobo-b4b 9 күн бұрын
Eti natka haki entay eyu Aytizareb ke entay malet eyu? Nisu tezaribu niska sik zeybelka nimntay Sik keteblo tideli aleka Nisu baelu zihtetelu yizareb alo Haki yikun hasot hasiblu yizareb alo Betesebka diom etom zihmeyu Abriham ziakl dea adimom wesidom tihilu yibehal Kindzi ziakil seb bizey halewa tigedfo dika Ezom kemzi tigberu kielatat software alewu men mikankum felitom kekaluukum eyom
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.
КОНЦЕРТЫ:  2 сезон | 1 выпуск | Камызяки
46:36
ТНТ Смотри еще!
Рет қаралды 3,7 МЛН
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН
ንሓመዱ ክዳን ዓፋር ምኽዳኖም ከመይ ትሪእዎ፧
57:54
መልእኽቲ Abi Ahmed ናብ ህዝቢ ትግራይ
18:43
Wolodoy Production
Рет қаралды 688
እምነተይ | emnetey - Eritrean full movie - ERi-TV
1:39:47
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 72 М.
ሰላም ሃካይ ጥራይ እዩ ዘይደልያ
42:55
Wolodoy Production
Рет қаралды 8 М.
ሓፋሽ ይሰዓር እምበር ኣይዕወትን!
2:49:02
Zelenayo Show
Рет қаралды 13 М.
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.