ምስ ዓፋር ሓድነት ጌርኩም ይቅረ ሕተቱ ፣ ሓዳሽ ደርፊ ኢሳያስ ሃለቃ።

  Рет қаралды 14,888

Wolodoy Production

Wolodoy Production

Күн бұрын

#eritreancomedy #eritreamovie #facebook WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.facebook.c... #KZbin WOLODOY PRODUCTION👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @... #INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.instagram....
FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
/ habtom.hagos.3762
@tefetawitalkshow @fnanappinfotech980 @jstudio1 @neshneshtv9967 @dawittv @MahderPro @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment #eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie# #tigraynews #tigraymusic #tigraycomedy #tigraymovie #Eritrea News

Пікірлер: 72
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 5 күн бұрын
ሃብቶም ሓወይ ኣነ ወድ ሰራየ እየ። ብጣዕሚ ዘሕዝነኒ ነገር ግን ነት ብሰንኪ ባዕዳውያን ገዛእቲ ህዝቢ ሰራየን ኣከሎጉዛይን ከምዘይዋሰቡ ዝገበርዎ ብክልቲኡ ሸነኽ ወገነይ ወገንካ ይዕዘብ እየ።ኣነ ግን ብፍጹም ንሰልጠነ ዝነቕፎ ምስቲ ሒዝዎ ዘሎ ዕብየት ብፍጹም መንፈስ ቅዱስ ኣውራጃውነት ክንቀብሮ ኣለና።ነዞም ላንግላንጋ ደቅ ሰራየ ድማ ኣይተዕንቅፉና ደቅ ኣከለ ይጨናነዉ ኢዮም ንሕና ከምኣቶም ተኣኪብና ብሓባር ንመክት።ህግደፍ ንናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ተጠቂሙልና ኢዩ።ኣምሰሉይነት ኮይንና ኣይንኺድ።እታ እግዚኣብሄር ዝሃበኒ ፍጥረት ኣይቅይራ ኣይክሕዳ።ብኢንታ ስድራቤት ዝጻረፉ ድማ ኣምላኽ ክፈርዶም እዩ።ተሰማሚዕና ንመርሽ ኣከለን ሰራየን ህላወ ኤርትራን ኤርትራውነትን እዮም 100%።
@almazhaile3884
@almazhaile3884 12 сағат бұрын
Very nice approach wolodey🎉
@welesharegay6326
@welesharegay6326 5 күн бұрын
Idmen tinan yhabka fetari anbesa zwedey 🫅🦁🫅🦁🫅🫶🫶👍👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@yeshidinkenh1159
@yeshidinkenh1159 4 күн бұрын
I love your show keep doing great job
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 4 күн бұрын
Xbuq medeb bro thanks 😊
@aklilutesfamariam6507
@aklilutesfamariam6507 5 күн бұрын
Brovo habticka ❤❤❤❤❤❤
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 4 күн бұрын
Meron keep doing what you’re doing. You know what you are doing keep talking the people who listen to you are the people who are doing the mistake. You know you’re just pushing day and day out but you have a listener so why not keep on going you don’t care about anybody else good luck. You can’t do anything else if you order this one. Make your living one day you’ll pay the price.
@TooToo-bg4ch
@TooToo-bg4ch 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@misssunshine865
@misssunshine865 5 күн бұрын
Merhaba Wolodoy 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 5 күн бұрын
Meron lekbat hasawi wedi mengo
@Yohannes-f4d
@Yohannes-f4d 5 күн бұрын
Ohhh My god .the worst to fear is fear it self /confused 🤯🤯
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 4 күн бұрын
The most fear is fear itself. He explained it very well. It just have a difference between what he said and what it is. I don’t mean to be negative, but they both have different meanings. When you try to find out what fear is, it’s the fear itself that makes you fear. For that reason, the only fear is fear itself.
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 4 күн бұрын
By the way, you said it very well. Who in the same page what do you have to fear is the fear itself then you have no fear. I’m just being supportive of what he said.
@MeashoTesfayTesfay
@MeashoTesfayTesfay 5 күн бұрын
WoW.wolodey jigna belo nezi medawezi zkone welmat qola Ewe haqom entay metkel aleka dea welmat medharhari
@زمزمدسته
@زمزمدسته 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💕❤❤❤❤
@SemereZeru-yq4fs
@SemereZeru-yq4fs 5 күн бұрын
Meron tebat yeblun Habtega
@SemereZeru-yq4fs
@SemereZeru-yq4fs 5 күн бұрын
Habtega jegna
@welesharegay6326
@welesharegay6326 5 күн бұрын
iway meron lekbat iyu metkel zeybulu wolodo hawna agoka kezlo gegna 👍👍👍💪💪💪🫶💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💪💙💪💙🌿💪💙🌿
@towoldeheyelom3204
@towoldeheyelom3204 5 күн бұрын
Welodey good job bro
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 4 күн бұрын
አየ መሮን መትከል አልቦ 😀😀
@robel4420
@robel4420 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙
@abe7478
@abe7478 4 күн бұрын
እዚ ኣሻ ዘይበሰለ ቄልኣ እዩ!!! መን እዩ ንሱ ይቕረ ክባሓል??? እንታይ ስለዝተፈጥረ እዩ ይቕረ ክባሓል??? ዝዛረቦ ዝሰኣነ እዩ ነዚ ኩሉ ሓተፍተፍ ዝብል ዘሎ , እዚ ዩቱዩብ ናይ ዘረባ መለማመዲ ኮይኁ ፡፡ ጽቡቕ ምልምማድ ዘረባ !!
@tesfuberhane6605
@tesfuberhane6605 5 күн бұрын
ይቕረ ይኹንካ ኤርሚያስ
@BerihuEmbaye-q1q
@BerihuEmbaye-q1q 4 күн бұрын
ሃብቶም ኩሉ ግዜ የስተውዕለልካ ከምዚ ቅኑዕ ክትመስል ንከምዚኣቶም ዓይነት ሰባት ኣክንዲ ደፊርካ ተጋግዮም ምህላዎም ምግላጽካ ክትመጻደቅ ኢየ ዝርእየካ ብፍላይ ንዉፉይን ንሰልጠነን ዝነቅፉ ሰባት ክንደይ ግዜ ሰሚዐካ ኣለኩ ንስካ እውን ትብዕ በል ንሰልጠነ ወይ ንዉፉይ ንዝገብርዎ ዝራኣየካ ጌጋ ሓንሳብ ተጋግዮም ከምዚ ጌሮም ከምዚ ክገብሩ ነርዎም ክትብል ሰሚዐካ ኣይፈልጥን እንታይ ዳኣ ኣነ እውን ዘይሰማማዓሉ ኣለኒ እናበልካ ኢካ ነቶም ክትነቅፎም ዘምጻእካዮም ብትብዓቶምን ብልሖምን ከተድንቅ ዝሰምዓካ ናብነት ብተደጋጋሚ ብዛዕባ ማስቲካን ተስፋይ ምስ ሰማር ትርርርርርርር በለ ኣታወዲ ሕጂ ራኣዮ እዚስ ንሱ ካ ናውራጃ ምሉእ ክዝልፍ ዘይሓፈረስ ንሰበይተይ ዶ ደቀይ እንተበለ ሓቁ ትብል ኣለካ ጥቃ ሓቂ ኣይቀረብካን ንከምዚኦም ንፉሳት ዳኣ ከም ጨርቂ እምበር ፀሚቅካ ተሰጥሖም
@mibrakwberhe494
@mibrakwberhe494 4 күн бұрын
ኤርሚስ መትከል ኣልቦ ወላዋይ መድሓርሓሪ ኢካ ፡ኣነ ጓል ሰራየ ኢየ ምናልባት ጓል ኣከለጉዛይ ከይመስለካ ግን ተቃዋማይ አንተኮንካ መትከል ክህልወካ ኣለዎ አምበር ምስ ገሊኦም ደቂ ኣከለ ተኳሪኻ ሕብረተሰብ ምሉአ ክትጸርፍ ካባኻ ዘይጽበዮ ኮይኑ ምስ በዓል ሚኪ ዕሉል ህግደፍ ቀሪብካ ንደቂ ኣገለጉዛይ ክትጸርፍ ሞራል የብልካን ንሳቶም ንመትከሎም ሕጹባት መዓንጣዮም አንተኺኢልካ ሰዓቦም አንተዘይ ኪኢልካ ዳማ ድኽመትካ ሒዝካ ስቕ በል።
@almazmehari4160
@almazmehari4160 5 күн бұрын
Meron lokmax😂😂
@MeryemNoorhusein
@MeryemNoorhusein 4 күн бұрын
ደቅናን ኣሕዋትናን እዮም እቕረ ኣየድልዮምን እዩ ጥራሕ ዓዕቕምና ሰርሕና ካብ ዘለውዎ ነውጻኣዮም ምሮን ክጋገ ኸሎ እሱ ድዩ እየ ዝብል ማይ ቀጠነ ወታሃደር ኣብ ውግእ ኩሉ ገጋ ይገብር ኣብቲ ውግእ ደብጸሖም ሓርገጽ እዶም ኣይስኣኑ መይሮን ቆልዓ እዩ ብሱል ኣይኮነን
@michaelbeyene7442
@michaelbeyene7442 3 күн бұрын
ኣየ ሜሮን ፣ ወን ነሽን ልኡኻት ህግደፍ ምዃንኩም ትፈልጥ ድዃ?
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 5 күн бұрын
Erimyas yqreta aykonen zhatit zelo😂
@almazmehari4160
@almazmehari4160 5 күн бұрын
Meron 2 melhass😢😢
@DadaMama-x6v
@DadaMama-x6v 3 күн бұрын
ለክበጥበጥ ጊደፋ ከይትህረማ ተደሊክን ቀጽለሉ ወሎደይ ብጣዕሚ እየዘድንቀካ
@MeleteTekle
@MeleteTekle 5 күн бұрын
Habtom hawey btaemi endiye zednkeka ms meron gn fit nfit terakibkum teradadeu
@Eritrea-r5w
@Eritrea-r5w 4 күн бұрын
NEWS NEWS NEWS NEWS NEWS: Serawit Brigade Ziabedu gimbar Afar bi Lieutenant General Beyene Ghebregziabiher, Major General Kiros Asfaha kemu dima Brigadier General Seltene Ghirmay temerihu 5 kiflate serawit nai Eritrea bimidimsas nab Assab getsu tetsegiu kem zelo tehabiru. Ezi bi mechanized ziteseneye serawit Brigade Ziabedu higi kab Assab astat 5 kilometer tiray eyu rihiku zelo. Ab 2 wei 3 mealtat dima ni Assab kikotsatsera titsbit alo 🤣🤣🤣.
@almazmehari4160
@almazmehari4160 5 күн бұрын
Meron leba eyu ab hade tetew eibln eyu😢😢
@destamehari3359
@destamehari3359 5 күн бұрын
ሜሮን ለክባጥ
@brhanehabte7757
@brhanehabte7757 5 күн бұрын
ሓብቶም ሓውና እዚ መሮን ዝበሃል ይቕረታ ግበረለይ ከምዚ ለኽባጥ ነፋሒቶ በፍጽም የሎን ባሓቂ ኣይፈለጥካዮን ክምዚኦም ዝበሉ መውቓዕቲ እዮም ነዚ ህዝቢ ሓሲመሞ ዘለዉ
@birhanenegash2382
@birhanenegash2382 4 күн бұрын
ኣይትእመንዎ እቲ መልሓሱ ወስለትለት እዩ ዝብል ክዛረብ እንክሎ
@hanibal-love
@hanibal-love 4 күн бұрын
እዚ ላህማም ኤርሚያሲ ጋል ኣኮሎ-ጉዛይ ሓቒፍ ዳሓደርስ ዑቡዳት ከልቢ ኢሉ ይጸርፎም ን''ኣከለጉዛይ ሙሉእ 😂😂
@gueshgrmay8216
@gueshgrmay8216 4 күн бұрын
ሚሮን ሕጅስ ይድርበሾ አሎ ንምዃኑ ይርድኦ አሎ ድዩ
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 5 күн бұрын
Wedi Hagos terifuwom alo.
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 5 күн бұрын
ሜሮን ሓዉና ሰራዊት ሃገር ማለት እንታይ ማለት እዩ እንታይ እዩ ተርኡ ኣብ ጉዳይ ህዝቢ ኣብ ምሕላዉ ሕግን ቅዋምን ተራ ሰራዊት ትምህርቲ የድልየካ በለለና ንሜሮን
@testagiorgisasgedom4735
@testagiorgisasgedom4735 5 күн бұрын
He is partially Hgdef.
@rozanerayo9672
@rozanerayo9672 5 күн бұрын
Kabzi,zerebaka kemzteredakiwo habtom hawey aflito yebilkan bzaba bherin bahlin nay bheratina kidim fleto.bdhru terkibelu eka kitgelixo
@simonm.7755
@simonm.7755 5 күн бұрын
Meron: ምስ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ከይኮነ ኣይተርፍን ኢዩ። ኣብዚ ዝተወጃበሮ ይመስል ግን ስራሕ ማዕበል ዝሽፍን ይመስል።በቃ ሜሮንሲ ኣይትቃለሱ ኢሱ ከይጠፍኣኒ ኢዩ ዝብለና ዘሎ።
@woldugebrehans9195
@woldugebrehans9195 5 күн бұрын
Gorgo drar kea terifwo alo
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 5 күн бұрын
እስከ ገለ ካብ ዓድታት ራሻይዳ ኣስማተን ንገሩና በጃኹም ክንፈልጥ ወይ ዉን ገለ ኣባላት ራሻይዳ ዉለቀ ሰብ ይኹን ካልእ ዝኸፈሎ ኣስተዋጽኦ ንገረና በሎ ሓደ ጽሉል ሰበኣ ኢሰያስ ዝተባህለ ኢሉ ኢልካ ምዝራብ ቅኑዕ ድዩ ሙሁራትን ለባማትን ኤሪትራዉያን መጽኒዕቲ የካይድሉ ብዛዕባ ቢሄራት
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 5 күн бұрын
እዚ ኣሜባ ሓሰኻ ሜሮን ከም ኣቡኡ ዳንኤል ንዓዲ ክኣቱ ሰለ ዝዳሎ ዘሎ እዩ ዓጀዉ ጀዉ ዝብል ዘሎ
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 5 күн бұрын
Hahah
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 4 күн бұрын
Abrar is from SAHO. If he’s not the best, he is one of the best Tigrinia singers so don’t say tell me one person that can sing Tigrinia who is Not Tigrinia origin?
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 4 күн бұрын
Begiaka n beal Meron drbayat melsi kthb gziyeka aytetfaa Hade hasaeieiyu izi tehabiu ab deleyti fthi temesilu hbu u ygdef cenawi iyu Waga aythabwo begiakum
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 5 күн бұрын
Hasawi nmlue Awraja eka taerifka bekayi getsu tirhak
@woldugebrehans9195
@woldugebrehans9195 5 күн бұрын
Habtega lbonaka adnike endye zeyxebo btami eka lebam ane tekawamay wedi hamasen eye gn seltene zbahal seb gin kemey aynet dnkurna eyu zelewo btami eyu zgermeni ab wlkesebat atyu seb kehedim kabzi kalsi tray eyu zserih abzi dembe fthi kabti zeberketo seb zehdemo eyu zbezih.Bzkone haki eka tekrib emo kexilo kbleka eye zfetu.
@towoldeheyelom3204
@towoldeheyelom3204 5 күн бұрын
Seltene do belka kendi seltene imo serah kem seltene kitkeber ika seltene seraqi eyu zeqali zelo seraki entkonka niseltene ketselo ika kubur hawi hji wen habirna niqales.
@MeryemNoorhusein
@MeryemNoorhusein 4 күн бұрын
ምሮን ጆነሳውት ፈጽሞም ኣይፈጸሙ ብዓብኡ ህወቶም ተወጥጦም ህወቶም ሰንክሎም መይቶም ካብኡ ዝዓቢ ኣሎ ኣብዘይ መርየቶም ህወት ከፍሎም ጆናሳይት ካብ ህወት ምኽፋል ኣይዓብን ኣብዝኾነ ሃገራት ውግእ እንተተኸፍቱ ስርቂ ዓመጽ ኩሉ በደላት ሳዕበን ውግእ ስለዚ እቲ መራሕ ሃገር ይሕተት ናይ ሞት ጆነሳይት ወታሃደር መስኪን ወላ ዶሞዝ ኣይረክብ ወላ ብድልየቱ ኣይተቓለሰ ኣብኡ ነርካ እንተትኾውን ስሕቦም መእተውኻ
@grmazgikidane6172
@grmazgikidane6172 5 күн бұрын
ሜሮን ማለት ሓሳዊ ሎቅማጽ
@teumberhe4355
@teumberhe4355 3 күн бұрын
እዚ ወዲ መርገጺ ዝባሃል የብሉን ግሚጥል ግሚጥል እዩ ዝብል
@mohamedibrahim3962
@mohamedibrahim3962 4 күн бұрын
ኢዚ መሮን ዚብሃል መርግጽ ኣልቦ ኢዩ
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 5 күн бұрын
ዃይትጋገ ሃብቶማ ጀመርቲ ብኸመይ እዮም ብሄር ክኾኑ ዝኽእሉ ትብሎም ዘለኻ ብሄር እኮ እንተወሓደ ቛንቛ የድልየካ እዩ ። ብመሰረቱ ኣብ ኤርትራ ብሄር ዝባሃል ብዘይካ ትግሪኛ ካልእ የለን ኩለን ቀቢላታት እየን ባዕሎም ከማን ንሕና ቀቢላ ኢና እዮም ዝብሉ፡ ስለዝይ እዚኣ ኣርማ ኣብቲ ካልእ ትህቦ ዘለኻ መኣረምታ ኣብ ልዕሊ ሜሮን ግን ጽቡቕ ቀጽሎ እምበር እኳ ዘይጸረየ ዝራብዕ ኣበይ ክርዳኣካ ኢሉ ምኽንያቱ ዋላ ዃ ርጸኛ እንተዘይ ኮንኩ ግን ብድሕሪት ሰብ ኣለዎ ኢለ ይግምን ፡ ምኽንያቱ እንተልካኒ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ ምውራዶ ጸገም ኣይኮነን ሓደ ስጉምቱ ንቕድሚት እዩ ይብል ኔሩ እሞ ሕጂ ደኣ እንታይ ተረኽበ?
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 5 күн бұрын
Ezi gujile one nation entay koynu eyu shorewrew elu entay ybl alo zifelt seb anderebo bikyat moytu
@ሰላም-ፍቅሪ
@ሰላም-ፍቅሪ 4 күн бұрын
ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራ እንታይ ዘይተባህለ ስኒ እንዳራኣዩ እዮም ዝዕምጹ ኣብ ትግራይ ኢሉ ውፉይ ይቕሪታ ክሓተሉ ይግባእ። ኣብርሃ ገብረ ሓማሴንን ሙስሊምን ኢዩም ስራዊት ኢሉ ምሳኩም ከሎ ዓገብ ኣይበልክሞን። ብዙሕ ብዙሕ ተባሂሉ እንድዩ ተተማሪኮም ናይ ከምዚ ከባቢ ረሽንዎም ዝበለ ትግራዋይ ሓቂፍክሞ ትከዱ። ነቶም ኣሕዋትኩም ኣብ ሰራዊት ዘይብልኩም ኖርማል ኣይስምዓኩምን እዩ ንዓና ግን ፍትሒ ከምጽኣልኩም ክብለና ከሎ ይርድኣና እዩ ደናቁር ኣይኮናን። ዓይኒ ህዝቢ ዓይኒ ዓራት እዩ። ልዮን ውፉይ ኣድማስዊ ኣይኮነን ኢልዎ ኢልካ ዘይኮንካን ብዙሕን ውሑድን ተዛሪብካ ናብ ዓሌት ኣስጊርካዮ። ናይ ውፉይን ስዓብቱን ኣብዚ 2 ዓመት ኩናት ዝብልዎን ዝገብርዎን ዝነበሩ ደኣ ከመይ ኣይተርኣየካን? ንሕና ንፈትወኩም ጥራይ ጸገም የብሉን ግን ከምዚ ከምዝን ዝኣመሰሉ ዓሌት ይጸልእኩም ክብሃል ከሎ ኩላትና ሰሚዕና ከመይ ደኣ ንዓካ ንበይንካ ተሓቢእካ ? ይቅሬታ ክብሃሎ ኣይግብኦን ትብል ኣለካ ?
@YosefTsehay
@YosefTsehay 4 күн бұрын
Hbret hbreteseba hgdef aydeln ms afar rkb mgbar nezom barayu zesenbdom entay eyu :?
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 5 күн бұрын
Wolodo Production: አነ አይበልኩን ክትብል ትኹእል ኢኻ፣ እቲ ሐቂ ግን ንሕና ትግራዎት ኢና እቶም ካልኦት ቢሄራት ኤርትራ ንዐና መሲለን ይንበራ እንተዘኮንዮ ንጉብሮ አለና ተባሂሉ ኢዩ። ከምኡውን ቢሄራት ኤርትራ ናይ ሐባርመለለያ የብሎምን ኢልካ፣ብሄራት ኤርትራ ብሑባር ንመግዛእቲ በዲሁ ብሐባር አብ ሐደ ጉድጓድ ተቀቢሩ ኢዩ እታ ናይ ሐባር ኤርትራ አረጋጊጹ። ልክዕዪ በቶም ከዳዐት ትግራዎት ኢሰያስ ኪሻ.....ተካሒዱ። ብዝኾነ ንሕና ትግራዎት ኢና ምስ ካልኦት ቢሄራት ኢርትራ ናይ ሐባር መንነት የብልና ዝበሀል ዘረባ ኖይ ትግራዎት ፖሎቲካ ኢዩ። ኬልእ ከአ ጀኖሳይድ ትብል አሎኻ፤ ጀኖሳይድ ቡሎ ዕንወት አብትግሬይን ኤርትራን በቶም ንሳላሳ ዐመታት ሀብቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ቢኢዲደዋኒኖም ወኒኖም ብዘካ ዕንወትን ተንኮል ካልእ ዘይፈልጡ ኢሊት ቱጋሩ እንበር ብኻልእ ቢሄረሰብ ኤይኮነን ተኻያዱ።
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 5 күн бұрын
Esom dra etom nay tesfaxion yom kemu zblu zneberu nsom ke hgdef yom
@yoditb5198
@yoditb5198 5 күн бұрын
Halew tezeybelka zibeletse eyu. Emo eyom biherat DEA netom mryetom wesidom zesakeywom entay yhliwu alewu zeykalesu? Alaminn kaleotin tirigna dyom? Entayu bhabar biherat tewagien gin tgrigna Torah Sultan hizom genocide fetsimon elka zereba? Entekonuke nomen liekom aytbln dika?
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 5 күн бұрын
@@yoditb5198 ኦቶም ካሉኦት ቢሄራት ዘይቃለሳ ንዝብል ሕቶ? ንስኻን ከማኻን ገና ዐሽከራትን ደገፍትን ባረዩን ወዲ በራድ ከለኹም ንሶም ንዐዲ እውን አይአተውን ተቃወምቲ ኢዮም ነይሮም ከምኡ’ውን አብ ገዛዕ ዐዶም ስለዝተቃወሙ ጀሀድ ተባሂሎም ብኢሰያስ ትግራዋይ ከምዚከማኻ ዝአመሰሉ ኸአ እንቋ ገበሮም ተባሂሎም። ናይ ወዲ-ዐሊኸ ብመን ዲዪ ተዐንቂፉ። ወላስ ምሳኻ መጽኦም ንሕና ተጋሩ ኢና ክብሎ ደሊኻዮም። አላአሚን ትግራዋይ ዲዩ ንዝበልካዮ ሕተተሉ ኦሮሞ ኢዩ ኢትዮጵያዊ ኢዩ ሐዋም ንተጋሩኢዮ። ከምቲ ባዕሉ ዝበሉ ኢትዮጵያ ከይትፈርስ ብኤርትራዊ ዋጋ ተንበናይ ኢሰያስ ውን ባዕሎ ንሕና ሐደ ህዝቢ ኢና ኢሉ - ወጮ እንተገልበጥካዮ ዎጮ ኢዩ ነገሩ። ሕጂ እውን ተጋሩ ን 30 ዐመታትዕድ ረኺብም ንነፍሶምን ንሀገሮም ንሙሉእ ቀርኒ አፍሪቃ ክቅይሩ ይኽሉ ነይሮም እዚ ዕድል ንኻልአይ ጊዜ አይርከብን ኢዩ
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 5 күн бұрын
@MebrahtomAbraha-j3n የዋህ ሰብ ኢኻ ትመስል። ንድሕሪት ክመልሰካ፣ አብቲ እዋን ተስፉጸን ካብ አስመራ ዘለው ተጋሩን ከምኡ’ውን መቀለ ብምምላስን ንኤርትራውያን ተቃወምቲ ዝበታትን ስራሕ ሰሪሑ ስለዝኾ ናይቲ ሐሳብ አዋፈርቲ አብ አስመራን መቀለን ኢዪም ዘለው። ሐንቲ ሕቶ ክሐተካ፣ ዝኾነ ናይ ትግራይ ኢሊት ሆግድፍ ክብል ሰሚዕካ ቶፈልጥ? ህግድፍ አይብሉን ኢዮም ሻዕቢያ ኢዮም ዝብሎ። ሻዕቢያ ኮነ ጀብሀ ከምኡ’ውን ወያነ ናይ ህዝቢ እንበር ናይቶም ከዳዕ ሐለፍቲ አይኮን ንሱ ስለዝኾነ ኢዩ ወያነ ዘይጠፍኤት ሽዕቢያ እውን አይትጠፍእን ኢያ። ሰልጠነ ውፉይ የስየፍ ሻዕቢያ ከነጥፍ ኢና ኢዮም ዝብሉ ንሶም ከ ተስፋጽዮን ዲዮም?
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 5 күн бұрын
@@yoditb5198 እዚ ኢየ ዝበሃልኩ "ኬልእ ከአ ጀኖሳይድ ትብል አሎኻ፤ ጀኖሳይድ ቡሎ ዕንወት አብትግሬይን ኤርትራን በቶም ንሳላሳ ዐመታት ሀብቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ቢኢዲደዋኒኖም ወኒኖም ብዘካ ዕንወትን ተንኮል ካልእ ዘይፈልጡ ኢሊት ቱጋሩ እንበር ብኻልእ ቢሄረሰብ ኤይኮነን ተኻያዱ።" እዚ ኸአ ንኹሎ ብሐባር አይብልን ዘሎ። በትምህርቲ የድሊየኪ አሎ፣ ትምህርቲ ፍተዊ።
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 4 күн бұрын
Ppl like Meron do you not care about anybody else . Is this on social media because he cannot do anything else you got a big mouth just being lippy. Keep talking anything controversial. As a person, he’s just a wishy-washy and thinking which topic can be heard or which one can be controversial that’s all he does. The sad part is when I see some that I think that are important they go to him as a guest give him the opportunity to shine for no reason. I don’t think he has any background that he can shine except to get up in the morning and keep talking without any responsibility . People like this today cannot do anything else except to get up in the morning. Talk a responsible and make people talk. This is where they get high off. We have so many of those in Eritrean media. The TikTok society.. no knowledge of anything no background of education or art no journalism experience or knowledge probably a high school dropout no experience just keep on talking
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 4 күн бұрын
You don’t know. The best ever to get a singer is from SAHO. You don’t know that or is there anybody knows? I don’t know his name this show woldey guy said tell me if there’s one person that sings Tigrinia from SAHO. The one and only desperate, brave talented veteran Tegadaly Gebha is sahoty. I’ll give you homework to you. That’s the only one.
Հարցազրույց Արամ Սարգսյանի հետ
35:31
Լուրեր
Рет қаралды 102 М.
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
ጥላሁን ቀረጻ ጥሎ ወጣ -  washew ende?@abbay-tv
1:23:48
Abbay TV Entertainment
Рет қаралды 214 М.
"ድሕሪ 30 ዓመት ካብ ኣስመራ ወርቃ ተመሊሱላ!"
32:33
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 146 М.
ኣይካብ ባይታን ካብ ባይቶ፦
2:06:21
Zelenayo Show
Рет қаралды 8 М.